2ይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ብፁዕ ወቅዱስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት አቡነ እንጦንዮስ

  Рет қаралды 25,740

ዋካ waka tube ባና Weldeab

ዋካ waka tube ባና Weldeab

Күн бұрын

Пікірлер: 61
@kassa6870
@kassa6870 5 жыл бұрын
እፍቲ ኣቦና። ከምዝመስለኒ እዞም ቅዱስ ኣቦ እግዚኣብሔር ንትእምርቲ ዩ ዓቂርዎም ዘሎ እንበር ወዲ 94 ዓመት ከምዚ ዓይነት ብሱል ዘረባ ዘረባ እሞ ከኣ ገና ወዲ 5 ዓመት እንከለዉ ዝገበርዎ ዝዝክሩስ ጸጋ እግዚኣብሔር እንበር ካልእ ምንም መክንያት የለን በረከትኩም ምስ ኩሉ ኤርትራዊ ይኩን ኣቦና።
@Mt-21
@Mt-21 5 жыл бұрын
ዝገርመካ ዳዊት ካሳ ሓወይ ፡ እቲ ምዝካር ጥራይ ዘይኮነስ ዕለትን ማዓልትን ከይትረፉ ይዝክርዮ፡ ብቅድሚ 10ተታ ዓመት ዝተፈጸመ ፍጻመ ይዝክርዮ፡ በረኸቶም ኣይፈለየና
@weldeeyesus5916
@weldeeyesus5916 5 жыл бұрын
ጸሓፍ ጸሓፋይ ኣምላክ ዝፈቀደልካ እዚ ገድሊ ኢዩ ።
@Filisltan
@Filisltan 4 жыл бұрын
Abona edmen tinan yhabkum ftar mewaxo yfterelkum egziabiher.
@berhaneteklehaymanot5721
@berhaneteklehaymanot5721 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ቅዱስ እግዝኣቢሄር ኣምላክና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
@tefeshimaryam323
@tefeshimaryam323 5 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ነቲ ስቓይን መከራን ዝሰደደሉ ሰብ ኣይርስዖን እዩ። በዚ መንገዲ እዚ ምስኡ ዘለዎ ቅርበት እዩ ዘረጋግጽ። St.John Chrysostom
@isaackidane6560
@isaackidane6560 5 жыл бұрын
ኣቦና ብዑዕ ወቅዱስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ ኣቡነ እንጦንዮስ።እድመን ጥእናን ይሃብኩም ኦርቶዶኩስ ቤተክርስትያን ኤርትራ ንአኩም እያ ትፈልጥ።ንሕና ደቁክም እውን ንአኩም እና ንፈልጥ ።
@danialves3825
@danialves3825 5 жыл бұрын
abona mewaxo yftereluklom nana khshena amlak bmhretu ytemtena
@helenkiros3805
@helenkiros3805 5 жыл бұрын
Mawaxeti.yfterelkum.aebona.bereketkum.xeletkum.mskulu.hzbi.krstyan.ykun.ameyen.ameyen.ameyen
@tezekerenebewstemengstke6146
@tezekerenebewstemengstke6146 5 жыл бұрын
Bezi edme ezisi men Abey elet kulu yzkru abona bereketkum ykfelena ab 30 Ametey nay werhi ztegebre ayzkron eye tselot gberuley Weletekiros ebehal
@nolawi30com88
@nolawi30com88 5 жыл бұрын
ናብ ውሽጢ ክበጽሕ ናብ ኣሰና ተዚልኣኽ እቶም ናይ ውሽጢ ጽቡቅ ጌሮም፡ክፈልጡ።
@dorinegashhailu6543
@dorinegashhailu6543 5 жыл бұрын
መምህር ወልድ ኣብ እዚ እትገብሮ ጻዕሪ ካብ ሰማእትነት ፈሊኻ ኣይሬን እሞ ባዕሉ እግዚኣብሔር ዓስብኻ ይኽፈልካ ኣጆኻ ድማ በርትዕ እቲ ሓቂ ዝፈቱ ዘበለ ኣብ ጎንኽ ኢዩ ዝሎ ።
@kidaneteklia8073
@kidaneteklia8073 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkk hijis kea mis semaetat
@nora5315
@nora5315 5 жыл бұрын
@@kidaneteklia8073 ሰማእታትን ሰማእትነትን ይፋላለ ዩ ሰማእትነት ዩ ተጻሒፉ ዘሎ ሰማእትነት ድማ ብሰይፍ ምሕላፍ ካብ ዛምድሪ ምሕላፍ ዘይኮነ ቢሂወትካ ከለካ እዉን እንዳ ፈጸምካዮ ክትነብር ዝካኣል ዩ ብዙሕ ናብ ነገቲቭ ጥራይ እንተ ተረዲእናዮ ዩ እቲ ጸገም እንተ ደፊረ ሶሪ ።
@shewithabtom2851
@shewithabtom2851 5 жыл бұрын
@@kidaneteklia8073መጀመርታ ሰላም ሓወይ ሰማእትነት ከመይ ዲካ ትፈልጦ ስሓቅ ናይ ሰይጣን ኢዩ ። ዳሓር ኩሉ ንዕቤት ቤተክርስትያን ክሳብ ዝኮነ ደጋፊ ናይ ሓሶት ዘይምካን ።
@robelberhe8941
@robelberhe8941 5 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦና ቡጹእ ወቁዱስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መጽኦ ይፈጠረልኩም መድሃኒኣለም መምህ ወልድኣብ ቀሺ ገብረመስቀል ድያቆን ይብራህ ካብልበይ ዝመንጨወ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ
@ብመገድኻምርሓኒእግዚ-አ2ኈ
@ብመገድኻምርሓኒእግዚ-አ2ኈ 5 жыл бұрын
ኣቤት ትብዓት ኣቤት ተወፋይነት ንስለ ቤትክርስትያንን ምእመናኣን ከም ሽምዓ ትነዱ ኣለኩም እግዚኣብሔር ምስ ውጹዓትን ብዱላትን እንዱ ቀልቲፉ ይብጽሓኩም ዘይድፈር ግርማኩም ቀንጢቶምኩም ዘለዉ ካ ክብሮም ክቅንጠቱ ኢዮም።
@ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ
@ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ 5 жыл бұрын
ክቡር አቦና እቲ ፈተነ ንጸጋኩምዩ እግዝአቢሄር ይደግፍኩም
@destatsegay7064
@destatsegay7064 5 жыл бұрын
መንፈስ ቅዱስ ዝመሎኦም ኣቦ።ኣብዚ ናይ 9 ደኣቂ ዘንዝክረሉ ግዜስ ናይ 90 ዓምታት ከም ሓደ ወዲ 20 ዓመት ብዘይ ሰጋመጋ!!!መንፈስ ቅዱስ ብግህዶ ይዛረብ ኣሎ!ብዚ ሓቂ እዚ ክንሓልፍ ኣቦና ንዓኹም መዋጾ ይፍጠረልኩ!
@abuneendryas203
@abuneendryas203 5 ай бұрын
ዋወልደኣብ ከመይ ኣለኻ ከመይ ትኸውን ጸጋ ጥዕናኻ
@merhawiasghedom1988
@merhawiasghedom1988 5 жыл бұрын
ኣሜን (3)ኣቦና ቃላሂወት ይስመኣልና ናኩም ካኣ ናኣና ኽሕሸና ዕድመኩም ዕድመማቱሳላ ይግበረልኩም ኣምላክ ንቤተክርስትያና ካኣ ካብቲ ወሪድዋ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣካይዳ ክትወጽእ ኣብ ጸሎትኩም ዘክርዋ ፡ ኦ ኣምላክ ኩሉ ትክእል ምእንቲ ኣሃቲ ቤተ ክርስትያንካ ከሙኡ ,ውን ምእንቲ ህዝብካ ኢልካ ንቦና ናብ ወንበሮም ምለሰልና ነቶም ልቦም ኣትሪሮም ነቦና ይታሰሩ ዝብሉ ካኣ ልብናኦም ምለሰሎም ፡ነቶም ንሓቂ ስዝጽዕሩ ዘለዎ ኣቦታትን ኣሕዋትን ካኣ ዓወት ህቦም ።
@tesfebeyene94
@tesfebeyene94 5 жыл бұрын
እግዛኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣቦና ቡጽእ ወቅዱስ ሳልሳይ ፓራትርክ ዘሃገረ ኤርትራ ኣቦነ እንጠንስ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን !!! ንሕና ኦርቶዶክስ ተወሃዶ ኩልና በጀካ ብጽእ ወቅዱስ ኣቦነ እንጠንስ ካልእ ኣይንፍለጥን ኢና ሕጅወን ንሶም እዮም ዘለው
@hannalinatube6955
@hannalinatube6955 5 жыл бұрын
Memher Woldeab hawena xegeu yebzehalkum agelguletkum yebarik egzabihar amelak nebona dema amelak yefqerom eyu behaqi xegeu abzihelom
@ab2916
@ab2916 5 жыл бұрын
ሰላም ንኹልኹ ስዓብቲ ሓቂ ኩቡራት የሕዋተይን ኣሐተይን ብፍላይ ካኣ ነዞም ክቡራት የሕዋትና መ/ም ወልድኣብን ድያቖን እብራህን ዓስብኩም ካብ ጌታ ርከብዎ ። ሓቀኛ መንገዲ ሕጅኩም ነዞም ቅኑዕ ኣቦናን ነታ ሓቀኛ ዕምነትናን ዋልታ ኮንኩማ ኣልኩም እሞ ንሕናካኣ ኣብ ጎኑኩም ኣሎና ኣምላክ ይሓግዘና
@rezenekibreab317
@rezenekibreab317 3 ай бұрын
በሰመኣብ ወወልድ መመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ብመጀመርታ ከመይ ኣለኹም ስድራ እግዚኣብሔር ሕቶ ኣለኒ ከምቲ ኣብዛ ናይዛ video ተገለጹ ከምዘሎ ኣቦና ኣብ ጉዳይ መናፍቃን ኣብ መካነ ሕይወት መድሓኔ አለም ኣተኩሮም ይዛረቡ ኣለዉ።41፡01 መምሃራን ንስደደሎም እቲ ጉባኤ ግን የለን ዝፈላልዮም ክብሉ ከለዉ እዞም ኣቦና እንታይ ክብሉ ሰለዝደለዩ እዮም፧ ኣብ ቤተ ክርስትያን እንዳ ስላሴን እንዳ ማርያምን ዘጋጠመ ምንዳድ መጽሓፍ ቅዱስ መበገሲኡ እንታዩ ኔሩ።
@ብዙሕዝተሓድገሉሙሑር
@ብዙሕዝተሓድገሉሙሑር 5 жыл бұрын
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋትና ድማ ጎይታ ዓስብኩም ይክፈልኩም
@wedigashchannel
@wedigashchannel 5 жыл бұрын
Amen amen amen kulu kem tkeiln neyi zmedebkayo dma zklkleka kem zey lon hji feletku
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 10 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. beraketkum. yedarena.kebur.Abuna.☝️😢🙏🙏🙏✝️❤️🌿
@istandwithabuneantonioseri3005
@istandwithabuneantonioseri3005 5 жыл бұрын
Abune Antonios Historical record. ሰንድ ኤርትራዊ ታሪክ ሰናዲ። Orthodox Church in Eritrea is losing a bold and truthful leader because of this dictatorship.
@Mahderfltet
@Mahderfltet 5 жыл бұрын
እንታይ ተኣምር እዩ እዚ ወዲ 94 ኣቦ ኣስማትን ዕለትን ኩሉ ብዝርዝር ብጥበብ ዘለዎ ክገልጹ ከመይ ኣምላክ ዓዲልዎም። እንቃዕ ከምዚኦም ኣቦ ሃለውና።
@tewahdotv5370
@tewahdotv5370 5 жыл бұрын
ብሓቂ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም በረከቶም ምሳና ይንበር ነዚ ዝገበርኩም ኣሕዋትና ድማ ብሓቂ እግዚኣብሔር ዓስብኹም ይሃብኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋትና
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt 3 ай бұрын
ኩሉ ቦን
@xiaominite1377
@xiaominite1377 5 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን ኣቦና ከምቲ ስምዖን ኣረጋዊ ንልደት ጎይታናን መድሃኒናን ብፍቃድ እግዚኣብሔር ዝርኣየ ከምኡ ትንሳኤ ቤተ ክርስትያና የርእኩም ነዓና ክሕሸና ንእግዚኣብሔር ዝሰኣኖ ነገር የለን።
@siham4848
@siham4848 5 жыл бұрын
Amen 🙏🏼
@diboramahteme2229
@diboramahteme2229 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@muesetekliet5679
@muesetekliet5679 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ኽሕሸና ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና እንጠንዮስ በረኸትኩም ኣይፈለየና መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ስላም ቤት ክርስትያን የርእየና
@freemnet
@freemnet 5 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብኩም ቅዱስ ኣቦና
@nolawi30com88
@nolawi30com88 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ይመስገን ነዚ ዚገበረ።
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 5 жыл бұрын
Abona aba Antonyos egzabhar nhuzbn nhagern nbereket bburakokum egzabhar amlak nkhlwena u ezikulu meat ab leli nxhan zwerd zelo nakum babona garu amelak yrolo ezkulu emo burakakum aygadefena egzabhar amlak yakel ybel bmheret aynu yrayena aman egzabhar amlak nkulom ab bat mehawey zelewu yakel elu mewaxi yfterelkum aman egzabhar amlak nhagernan huzbnan ybark aman aman aman
@robelberhe5756
@robelberhe5756 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሰሚዕካ ዘይምና ቃል እግዝኣቢሄር ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ቁዱስ ኣቦና
@abebakahsay2854
@abebakahsay2854 5 жыл бұрын
Abona edimekum edme matusala kikonelkum ngoytayn medhanyey eyesus kirusutos ylmen menti eti bzey aflito zitefe zelo seb kimles abona walta tewahdo
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 5 жыл бұрын
Egzabiher ymesgen enkae kemzi ariyekum abona degimkum kabzi zelekumo zhaysh kea yfterelkum egzabher amlak abotatna ykber ymesgen
@yonasberhe9710
@yonasberhe9710 4 жыл бұрын
Eigzabiher Amlake mewxo yeftrlkum kudos Abona
@MrBahtad
@MrBahtad 5 жыл бұрын
Heaki kab kalom bsmaena egziabhar eemesgen
@nateysemere4395
@nateysemere4395 4 жыл бұрын
Abona btue Entonyos NEritrea nktbarkulna AEgzabher fthalna
@MrBahtad
@MrBahtad 5 жыл бұрын
Temesgen am lake
@emebrhane
@emebrhane 5 жыл бұрын
*ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ወልድኣብ ሓውና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ* *ንብጹ ወቅዱስ ኣብነ እንጠንዮስ እግዚአብሔር መዋጽኦ ይፍጠረሎም*
@መርሃዊኣብርሃም
@መርሃዊኣብርሃም 5 жыл бұрын
Abet abona edmen tinan yhabkum Amlak xegu yebzhalkum
@aziebabraham5586
@aziebabraham5586 5 жыл бұрын
Egzabihier abona melaekti sedidu selamu yrdena e ti kulu zfelt yrdena
@nateysemere4395
@nateysemere4395 4 жыл бұрын
Btue Abona Amlak edmen tenan yhabkum
@habteabtekleab7525
@habteabtekleab7525 5 жыл бұрын
ነቦና ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሎም፡ ግን ኣብዚኣ ከኣ ሕቶ ኣላትኒ፥ ኣብቲ ሲኖዶስ ዝከድዎም ግዜ ነታ ቪድዮ(video) ኣብዚ ኣይትመልኡን ኢኩም ኢሎም ኣብዮሞም ነይሮም ማለት ክምሉኡ ፍቃደያ ኣይኮኑን እዚ ብእዝነይ ዝሰማዕክዎ ብዓይበይ ዝርኣክዎ እዩ፡ ሕጂ ደኣ ከመይ ኢሎም ክመልእዎም ኣፍቂዶምሎም? ነዚኣ ክትምልሰለይ መም ወልድኣብ ሓወይ ብትሕትና ይሓትት።
@kgg7935
@kgg7935 5 жыл бұрын
ሃብተኣብ ፍቅሪ ምስ ኩሉ እርእስካ ሀስሰ በላ አብቲ ቦታአ አላዶ እንታይ ክመልካ ትግርኛ አትሰምዕን ኢካ.
@habteabtekleab7525
@habteabtekleab7525 5 жыл бұрын
Kibrab Ghebre ሓወይ ይክኣል ተኮይኑ እባ ጽቡቅ ጌርካ ጽሓፈለይ ኣነ ከኣ ተረዲኢ ክምልሰልካ።
@nigistihaile8323
@nigistihaile8323 3 жыл бұрын
Ebmen tienan yhabkum abona
@7ermiaskfle26
@7ermiaskfle26 5 жыл бұрын
Ezagabher amlk mesakum yekuen aboy maray
@amanhaile4319
@amanhaile4319 5 жыл бұрын
Abona edemen tenan yehbkum amlak
@tezekerenebewstemengstke6146
@tezekerenebewstemengstke6146 5 жыл бұрын
Thank you weldeab hawna gn Tedegimu dea
@dnybrah1104
@dnybrah1104 5 жыл бұрын
ሓቅኻ ፍርቁ ተደጊሙ ኣሎ ክቡር ኃው! ግና ኣቦታትን ኣሕዋትን ብኸምኡ ገይሮም ስለዝሰደዱልና ኢና ክንቆርጾ ዘይመረጽና!
@robielokubazgi8820
@robielokubazgi8820 5 жыл бұрын
10 ዘረባ ትዛረቡ እንታይ ኢና ክንብለኩም፡ ኣይበጽሑንን ትብሉ፡ በጺሖሙኒ ኣይተቀበልኩዎምን ትብሉ፡ ጉባኤ ኣይተገብረለይ ጉዳየይ ኣይተራእየን ኢልኩም፡ ጉባኤኹም ከም ዝተራእየ ኣብ ቪድዮ ርኢናኩም፡ ውጉዛት ኢዮም ተወጊዞም ከለዉ ይኸዱ ኣለዉ ትብሉ፡ ግን ከኣ ከም ዝፈታሕክሞም ኣብቲ ቪድዮ ውን ርኢናኩም፡ እንታይ ኢዩ ነገሩ ? ብርግጽ ተበዲልኩም እምበር ኣይተበደልኩምን ኣይብልን ኢየ ብወገነይ ማለት ዩ፡ ግን ከምዚ ኢልኩም 20 30 ዘረባ እንተ ተዛሪብኩም ሲ ርእሰይ ደ ተዘዊሩ ዩ ? ኣብ ዝሓለ ቪድዮ ንኸይትቅድሑ ኣቢኹም፡ ሕጂ ግን ልዕሊ 4 ስዓት ተዛሪብኩም ? ዘመን ግርምቢጥ ማይ ንዓቀብ ኮይኑና ኮ ? ንዓኹም ኣይንፈልጠኩም፡ ነቶም ካልኦት ኣቦታት ኣይንፈልጦም፡ ግን ነቲ ሓቂ ክንስዕብ ሰናይ ኢዩ፡ እቲ ሓቂ ግን ዝተዛረበ የለን፡ ኣማራጺ ትገብረሉ ግን እቲ ናይ ኣቦታት ኢዩ !
@habteabtekleab7525
@habteabtekleab7525 5 жыл бұрын
R, Robiel Okubazgi, ደይ እሱ ደኣ እንታይ ይገርመና ኣሎ፡ ብዛዕባ ናይ መካነ ሕይወት ዝነበረ ውን ጽቡቅ ጌሮም ኣይገለጽዎን፡ 1ይ፡ ንምንታይ ዕጸውዎ ኢሉዎም? 2ይ፡ ንምንታይ ፋሕ ንብሎም ክብሉ ከለዉ ምስምማዕ ኣብዮም ንምንታይ'ከ ፋሕ ነብሎም ኢሎም'ከ ደይሓትዎም? እዚ ኢለዮ ዘለኩ ብውሑድ እዩ።
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 2,9 МЛН
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 13 МЛН
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 249 МЛН
LIFEHACK😳 Rate our backpacks 1-10 😜🔥🎒
00:13
Diana Belitskay
Рет қаралды 3,9 МЛН
Erediens 29 September 2024
1:03:07
GKSA Pietersburg
Рет қаралды 37
🛑 NEW || ደመናው አይቀደድም || እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ | Aba Gebrekidan New Sibket 2024
2:30:16
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 206 М.
ምስክር ቐረባ ቤተሰብ ኣቡነ እንጠንዮስ
55:16
1ይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ እንጠንዮስ
1:01:17
🔴 የእግዚአብሔር መንግሥት በመካከላችሁ ናት || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New
3:04:43
HH Abune Antonios Part 2
35:23
Fr.g.micheal Yohannes
Рет қаралды 10 М.
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 13 МЛН