3 ዘፍርሓኒ ዓበይቲ ጌጋታት ሕብረተ ሰብና !

  Рет қаралды 14,896

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

6 ай бұрын

#eritreamovie2023 #aklilu #eritreamovie #akliluhabtemichael #tigrignamusic

Пікірлер: 203
@tekleyemane568
@tekleyemane568 6 ай бұрын
100%፦ ሓቂ ዝኾነ-ትምህርቲ፤፤ መምህር ከማኻ ይብዝሑልና፤፤
@user-cl1yy7jn9x
@user-cl1yy7jn9x 6 ай бұрын
ምስ ኩለን ይሰማማዕ እየ:: ብፍላይ ምድቃቕ, ንሓውካ መረብ ምስጋር!!😭
@erihalal3290
@erihalal3290 6 ай бұрын
ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ ሓወይ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ከኣ ንኩሉ ኣማኒ ክርስትና❤❤❤
@martinellisaka711
@martinellisaka711 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቀጽለልና ከማካን ከም ባዓል ክብርቲ ስነ ጥበባዊት ኣሩ እንተ በዝሕኩም ካብ ውድቀትና ዘይንትስኣሉ ምክኛት የለን ❤ ካብዚ ኩሉ ብዙሕ ዝበልካዮ ጠቃሚ ሓንቲ ተሰክፈኒ ኣባሃህላ ኣላ ንሳ ካኣ ስነ ጥበባውያና መረሕትና እዮም ዝበልካያ ብከመይ ተሰክፈካ እንተ እልካኒ ካኣ መብዛሕቲኦም ስነ ጥበባውያና ነቲ ወክለሞ ዘለዉ ሕብረተሰብ ዝፈልጡ ኮኖም ኣይመስለኒን ብፍላይ ካኣ ኣብ ተዋስኦን ኣብ ደርፊን ዝነጥፉ ስነ ጥበባውያን ካብ ኣላባብሰኦም ጀምሪካ ምስ ቑጠበኦም ዘይከይዲ ማሕበራዊ ሂወቶም ብዙሕ ኣሎ ክዝርዘር ዝካል ግን ጠቅላላ ክተናሽዎም ዘይኮንካስ ኣብቶም ዝረአ ጌጋ ኣብዙሕ ሰባት ስለ ዝሪአ ኣብኣቶም ዘሎ ድኩም ተርእዮታት ክውገድ ስለ ዘለዎ ንሶም ንቀደም ተዝእረሞ ጽቡቅ ነይሩ ብፍላይ ካኣ ንሳካ ኣብ ስነ ጥበባውያን ዝረአ ጌጋ እንተ ትቅሪበልና ካባይ ጀምርካ ብዙሕ ምተማሃረ እየ ዝብል
@nardostewolde7524
@nardostewolde7524 6 ай бұрын
ምሕረት የውርድልና ከማኹም የብዝሓልና (ቅንኢ) ትብሃል ሕማም የርሕቐልና ተባረኽ 🇪🇷
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 6 ай бұрын
ኢዚ ተግባ ር ብጀካ ኢቶም ጸላእቲ ገዲፍካ ፡ቅንኢን ኣንነት ዘሎዎም ሰባት ዘዘውትርዎ ኢዩ። ንብሉጽ ደብ ምንኣስ። ጽብቅ ኣስተምህሮ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና!
@amlekufsaha1918
@amlekufsaha1918 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምርቲ ዝሰማዕናዮ ንጠቅመሉ ኣታ ህዝቢ ንጥፍእ ኢና ዘለና Thank you so much ኣኪለ🙏
@BergedNhameduFthawi
@BergedNhameduFthawi 6 ай бұрын
ሰላም ሰላም ክቡር ሓውና ኣኪለ፡ ብዙሕ ጽቡቅ ዝኮነ መግለጺታት እንዲካ ኣቅሪብካ፡ ካብኡታት ከኣ ገለ ገለ ሪኢቶታት ኣለኒ፡ ንሳቶም ከኣ ስቅታታት ናቶም ለባማት ዝበሃሉ፡ ከም ኣነ ለባም ኢለ ዝገልጾ ሰብ ነቲ ዝርድኦን ዝፈልጦን ንህዝቢ ክህብ ከሎ እዩ፡ ክምንያቱ ሓደ ለባም ዝበሃል ነቲ ዝኣምነሉን ዝተረድኦን ብዓውታን ብርዲኢትን ብኮንፊደንስን ሓሳቡ ዝገልጽ እንተ ተሓቢኢካ ንሕብረተ ሰብካ ምሕማይ ግን ናይ ለባማት ዘይኮነ፡ ናይ በሃማት እዩ፡ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ ሰብ ዝበለ ክብል ይክእል እዩ ነቲ ትኣምነሉ ግን ብዘይ ስክብታ ገለጸልና።
@amanuelluaul2161
@amanuelluaul2161 6 ай бұрын
ከም ናይ ኩሉ ግዝየ ቡሉጽ ትምህርቲ❤❤❤
@Gerie1998
@Gerie1998 6 ай бұрын
ዋውውውውው የቀኔልና ኣኪለ ሓወይ ክብሪ ይሃብካ ቀጽሎ ናይ ብሓቂ ዝብላዕ ዘረባ እዩ❤❤❤❤
@kidisty.woldez6974
@kidisty.woldez6974 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ርእይቶ ህባትካ እዛ ሃብትና, ስቕታ ምሁራትን , ዓውታ ዓያሹ. ነቲ ኣካባብናን ሕብረትሰብናን :የጥቅዕ ኣሎ ::
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 6 ай бұрын
ኣብ ጥራይ ማዓኮርካ ጅህራን ኣንነትን ብድዐን ዝጎደለካ ኣብ ምልላይ ወድቅና ኣለና ኮፍ እሉ ክማያየት ክራዳዳእ ዝክል መንሰይ ምፍራይ ውሒዱ ኣሎ
@user-mc7ip3nh9m
@user-mc7ip3nh9m Ай бұрын
ኣኪለ ሐውና ብጠዓሚ መሃርን ሃናጽን መደብ ኢኻ ተቅርብ'ሞ ቀጽሎ።ኣዝየ አየ ዘድንቀካ።❤❤❤❤
@MerhawisiumZerai
@MerhawisiumZerai 6 ай бұрын
ብሓቂ ሓያልን ገላጺትን ስነጥበበኛ
@michaelandemariamk3004
@michaelandemariamk3004 6 ай бұрын
ኣዝዩ ጽቡቕ ነጥቢታት ኢኻ ቀሪብካ ፡ ቀጽሎ በርትዕ ንሓወይ።
@dawitzere8434
@dawitzere8434 6 ай бұрын
ናይ በሓቂ ኩሉ ግዜ ኣብ የእሙረይ ትመላለሰኒ ዝነበረት ሓሳብ ኢያ ፡እዚ ባህሪያት ከመይ ጌሩ ጠጠዉ ክብል ይኽእል ይብል ኔረ ።
@kidanetedros2980
@kidanetedros2980 6 ай бұрын
Thank you. Akile hawey medebka btaemi xbuq eyu. Ab sdet entay dyom zbluwom nmhuratna entay waga alekum kulatna bhade nnebr alena ab sdet. Nmhur Down zgebr hbrete seb eyu zelena. Medebka abertiaeka qexlo Akile hawey❤
@awettesfay5254
@awettesfay5254 6 ай бұрын
Btami xbuq xawueit! nlebamat muhuratna. thanks mr.Akile!!!!
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 5 ай бұрын
Aklilu ጽቡቅ ኣለካ ከም ኩሉ ግዜ ሃናጽ ሓሳብን መሃርን ቀጽለሉ ❤😊። ግን ሕብረተሰብና ካብ ዝነበሮ ገድዱ ናብ ጽላለ የምርሕ ኣሎ ብጣዕም የሕዝነካ😢 ድማ
@zewenghelghebretinsae1344
@zewenghelghebretinsae1344 6 ай бұрын
ሰላም ኣክሊሉ ርሑስ ባዓል ኣደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰናይ ሓሳበት ምኽርን ቕጽሎ ዘወንጌል ገ/ስንሳኤ
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 6 ай бұрын
Yeqeniyeley Zewengel hawey. Kbret yhabeley
@luchiatesfay1546
@luchiatesfay1546 6 ай бұрын
I am writing Comment for the first time. You are very talented, so keep going, I am really proud of you. Ni megemerta biaka temsite kab kulom youtuber.
@rezantewelde5279
@rezantewelde5279 6 ай бұрын
ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ኣነ ከአ ትገርመኒ እቲ ሽግር ወይ እቲ ዝዕንወና ዘሎ እኮ ፈሊጥናዮ ኣሉና ክንፈትሖ ዘይምፍታን እዩ ዝገርመኒ "ዓበይቲ ምዕባይ ኣብዮሙና" ዝብሉ ተዛረብቲ ከአ ኣለዉ Thank u Dear 🙏🙏🙏🙏🙏
@feyonita4469
@feyonita4469 5 ай бұрын
ሰላም አኪለ ብጣዕሚ ብሉጽ መልእኽቲ ኢዮ ቀጽሎ የቀኒየልና🙏❤🙏
@user-dj5sz3hz1l
@user-dj5sz3hz1l 6 ай бұрын
Egziabihier abaka zsereto xega kenena wesen yeblun ❤❤❤
@user-kh8me1pg5p
@user-kh8me1pg5p 6 ай бұрын
ብጠዓሚ ጽቡቅ we need more like you.ኣነ ዘገርምኒ ብዓየሹ ከምዚ ከማይ ኩሉ ጽቡቕና ብምርባሹ'ዩ. ....question : እዚ ኩሉ ኣብ ጽልኢ ሓድሕድ በጺሑ ዘሎ ህዝብና ብከመይ ረዲኤት ለባማት ይዕረቕ? ? ? ? ክ
@selamtekeste7386
@selamtekeste7386 6 ай бұрын
Btaem agedasi has eyu qetsilolu bezias hakika eka jigna ❤❤
@SUSLOVE359
@SUSLOVE359 6 ай бұрын
Nhna b emnetnan quanquanan kbrtatnan mennetna + nhgdef zdgf kqtqet u tekebabirna knebr entekona kbrtatna kekbr alowo manm felat ye bahali wey bahalit 💙❤️
@weinymichael1363
@weinymichael1363 6 ай бұрын
I agree with you.! What you said is 100% right.
@joelhabtetsion
@joelhabtetsion 5 ай бұрын
Ata kindey lebam hawi fetirlna azye kulu teqrbo mesitni thank you so much
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 6 ай бұрын
Betami des zebli Meded Thank you very much Aklilu hawena l have lering more things for you keep it up 👍
@gggghhhgv4990
@gggghhhgv4990 4 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤ ይገርም ዩ ኣምላኽ ምስትዉዓል ይሃበና
@user-yj1hy9ir1l
@user-yj1hy9ir1l 5 ай бұрын
ኣዚዩ ጽቡቅ
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 4 ай бұрын
ዓያሹን ሃላዋትን ሞ መሊኦም ኣለዉና ክሳብ ሎሚ ተሓሳስበኒ ዝነበረት ቃል ረኺበ ብሓቂ ክልቴኹም ኣስተዉዓልቲ ኢኹም ።
@anbesokbay3565
@anbesokbay3565 6 ай бұрын
Aklilu kemey wilka ruhus awdamet💐🙏 ane hzbna muhurat btami u zednk ab mhurat gn kem muhurat teternifom bhabar zserhu teternifom hzbom nabti kkono zelewo ayenftuwon: alewun yelewun wn yeteratruka eyom bzyka etom ntar ntar bebi wlkkum ab merakebi buzuhan nriyekun azina eina ndnkekum ❤teteranefu nskum bztetrnfkumlu menxr hzbi ktrnef u nbsu wn kewedadr u🤝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤳
@user-pf6rj6dl6y
@user-pf6rj6dl6y 6 ай бұрын
you are brilliant! God bless you and your work. I am proud of compatriots like you🙏🏾
@mebratamanuel4061
@mebratamanuel4061 6 ай бұрын
❤ከማካ የብዝሃዮ መምህርና።❤❤
@shewitsgem8495
@shewitsgem8495 6 ай бұрын
Tbatka amena eye zednqo kulu ka haqi eu thank a lot ❤
@miseriamanuel3425
@miseriamanuel3425 6 ай бұрын
What an amazing topic. Thank you brother this is what exactly our community needs.Tankyou :)
@berakidebesay3799
@berakidebesay3799 6 ай бұрын
Thanks ናይ ሎሚ ዘረባካ ትድርበ የቢላን
@user-ko6ju1cx4t
@user-ko6ju1cx4t 6 ай бұрын
tankssss aklilu kexlo 💙💙💙❤❤❤❤👍👍👍
@tesib3910
@tesib3910 6 ай бұрын
Thank you Aklilu ❤
@amanyemane9829
@amanyemane9829 6 ай бұрын
+++ btami agedasi arsti eya akile well come back. Kab zgermeni ab afey zarebela ms yerktoy eka alilkay. I hope ab Kampala mexie aleku knrakeb tesfa ygeber.Ab Awet bzuaht kewduqka kftnu eyom kab hadidka keytlags ajoka.i am proud of you.
@wezzy4173
@wezzy4173 6 ай бұрын
Wowwww betami tsebuk eyu tekrino hasabat ketselo ❤️❤️❤️
@seareteklay3827
@seareteklay3827 6 ай бұрын
Akile your gut is apperciated,thank you for pointed out our problem as a community, a nation.
@yonashabteab
@yonashabteab 6 ай бұрын
መምህረይ ይበል ለባም ምኽሪዩ! ሰማዒ ይረኸቦ፥ሓደ ሓሳብ ኣሎኒ ኣብዚ ኣርእስቲ እዚ ዓብይ ሕማም ነዊሕ ዘበን ዘቑጸረ ሕማም ይመስለኒ እንትምንታሲ ኣብ ምስላ ሕብረተሰብና ክምዚ ዚብል *ካብ ብጾታ ዝነውሐት መሸላ ወይ ን ዑፍ ወይ ን ወንጭፍ* ዚብል ስለዚ ፈውሲ ዘድልዮ ሕመም ይመስለኒ ኣብ ግዜና'ሞ ኣዝዩ ቢኢሱ ገዛእ ርእስና ኣጥዒና ሕብረተሰብና ክነጥዒ ግዚኡ ዝጠልቦ ሓሳብ ዩ ሞ ላዕላይ ላዕላዩ ጥራይ ዘይኮንስ ካብ ውሽጡ መታን ክጥዒ ነንሻዕ ይዘረብሉ ንምሃረሉ፥ክብረት ይሃበለይ።
@user-yz4it2zn4j
@user-yz4it2zn4j 6 ай бұрын
You are very right my dear brother 👌I agree with you 💯% well said 👍thank you.
@user-zy7ri9qn2k
@user-zy7ri9qn2k 6 ай бұрын
ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ነዚ ህዝቢ ከኣ መታን ክትምህረና
@mhrtabbeyene3627
@mhrtabbeyene3627 5 ай бұрын
...ንድፍረትካ ጥራይ ክብሪ ይሃብካ ካብቶም ቀተልቲ ዝበልካዮም ካኣ ተጠንቀቅ ከየጉድሙካ።
@wediyemane4177
@wediyemane4177 6 ай бұрын
Great! I appreciate you Its point keep up! Thanks
@user-dp5cl6zq2y
@user-dp5cl6zq2y 6 ай бұрын
ብመጀመርያ ናይ ብሓቂ ከመስግነካ ይደሊ: ቀጺለ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ:: 'ሕብረተሰብ' ዝብል ስም ወይ ቅጽል ተጠቂምካ ኣልማማ ክውቀስ ወይ ክነኣድ ግን ቁሩብ ስክፍታ ፈጢራትለይ: መኽንያቱ ዝበዝሐ ወይ ዝወሓደ ክፋል ሕብረተሰብ ክነኣድ ወይ ክንቀፍ ይኽእል ኢዩ: ኩሉ ግን ሓደ ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ:: ብዝተረፈ እቶም ዘልዓልካዮም ጌጋታት ሓቂ ኢዮም: ክንእረመሎም ከኣ ይግባእ ብፍላይ እቶም ነዘውትሮም ሰባት:: የቀንይለይ🙏
@shanghirmay1986
@shanghirmay1986 6 ай бұрын
You are really right ❤❤❤
@erdomkidane2743
@erdomkidane2743 5 ай бұрын
ሰላም ኣኪለ ሓውና ፡ብመጀመሪያ ንእትህበና ትምህርቲ ኣዝዩ ዓሚቁን ንሕብረተሰብና ሃናጺን ብምኩኑ ካብ ልቢ የመስግነካ ።አዚኣ ዕዉታት ሰባት ምውራድ ዝበልካያ ከኣ ሓቂካ ኢካ ብጣዕሚዩ ዘሕዚን።የግዳስ ትሽግር ናቶም ዕዉታት ሰባት ይበዝሕ ሕብረተሰብና ቅድሚ ቁሩብ ዓመታት እብ ዕዉታት ሰባት ልዑል ክብሪ ዩ ነርዎ።ግን ንሳቶም ነቲ ህብረተሰብ ከምቲ ዝድለ ክብሪ ኣይሃብዎን።ኣብ ፕለቲከኛታትንና ዝነበሮ ክብሪ ንፈልቶ አና ስነ ጥበቢያውንና ዊን ማዕረ ማዕረ ቲ ንሕብረተሰብና ዝሃንጹዎ ዘዕነዉዎ ዊን ብዙሕ ዩ።ብህዝቢ ተወንጭፍካ ንዝበጻህካዮ ዓወትን ክብርን ተመሊስካ ህዝቢ ተሕስረሉን ተጥቃዓሉን ተኮኢኑ ጊድንዩ ወንጭፉ ከውርደካ ።ሰለዚ ኢቲ ብዕዉታት ሰባት ዝፍጠር ነውጺ ሕብረተሰብና ከኣ ኣብ ግምት ተዚኣቱ በሃላየ።
@girmaypaulos8328
@girmaypaulos8328 6 ай бұрын
Ya nay beaki Akile ezi zbelkayo kunue eye abti neau nmbdahn nmsarn zgber kalsi abi ejamka keteberkt kntsbeyeka ena. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@luwamteklezghi
@luwamteklezghi 6 ай бұрын
Bitaemiy xbuk mikriy eu thanks zehawey kemaka yebzhayo edme tenan yhabka amlak
@kahsayaregay9856
@kahsayaregay9856 6 ай бұрын
ኣኪለ ምንጪ ጠቒስኪ ተዛረቢ በላ ሃገር ብዓወት ዘይኮነስ ብዓውታ ኢልኪ ኣርማ ኣብታ ፅሕፍቲ
@fkriyhshenatv5461
@fkriyhshenatv5461 6 ай бұрын
ኣክሊሉ ሓወይ ኩሉ ግዜ ይከታተለካ የ ።ሎም ግን ውሽጠይ ዚተንከፈን ፉሉይ መልእኽት ዩ።ኣምላኽ ጸጉ የብዛሓልካ ።
@wedigere1549
@wedigere1549 6 ай бұрын
መሪር ሓቂ!!!
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 6 ай бұрын
Anta nskas ablbi seb zelo eka tfelt ember loms kulu seb hasadyu koynu yhznyu just bless you❤❤❤❤❤
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 6 ай бұрын
ሰላም ኣኪለ ብጣዕሚ ብሉጽ መልእኽቲ እዩ ቀጽለሉ የቀንየልና።
@user-fq7qf7pv1i
@user-fq7qf7pv1i 6 ай бұрын
Yes❤
@RobelFilao
@RobelFilao 6 ай бұрын
Abi tmhrti akile ❤❤❤.
@user-sv2dq2bx1c
@user-sv2dq2bx1c 6 ай бұрын
Waww thanks more hawey natey
@aminegirmatsion1870
@aminegirmatsion1870 6 ай бұрын
ኣኪለ ሓወይ እዛ ናይ ኣርያም ዘረባ ፡ብጣዕሚ ኢያ ገሪማትኒ ፡ንዓካ ዉን ኣዝየ ኢየ ዘድንቀካ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝከታተለካ ፡ቀጽሎ
@habenTvYo
@habenTvYo 6 ай бұрын
Xbuk tmhrti Akile hawey kexlo❤
@aboutlife2556
@aboutlife2556 6 ай бұрын
Thank you bro. Keep it up👍
@calm2622
@calm2622 6 ай бұрын
Thank you well said
@weinitekle6363
@weinitekle6363 5 ай бұрын
💯 trwe idmen tiinan yhabka amien amien amien tebarek
@tirhasdebesay7665
@tirhasdebesay7665 6 ай бұрын
Welcome Akile hawey ❤Ruhus awdamet ❤
@Welie417
@Welie417 6 ай бұрын
Akile mkulul person, etay mo kinbl mhret yewurdelna fetari, ruhus awudeamet❤
@hagosghebremicael5936
@hagosghebremicael5936 6 ай бұрын
IT IS VERY GOOD advive for us Thanks so much i appreciate you👌👍
@levelupinstitute
@levelupinstitute 6 ай бұрын
well said keep going 👏 👍
@user-jx1fp7ep4m
@user-jx1fp7ep4m 6 ай бұрын
Thank you techer Akile Htoy meliskaya Zsemie ktrekb tesfa egebr
@Asmara-love
@Asmara-love 6 ай бұрын
Yes 100%
@romanamohammed1685
@romanamohammed1685 6 ай бұрын
Betami zigerm eu tsubuk gerika gelitsikana hawey maerey
@user-dt7zu7yn9z
@user-dt7zu7yn9z 6 ай бұрын
Great teaching and preaching akile ❤
@samuelgebretekle4660
@samuelgebretekle4660 6 ай бұрын
ሓሳብካ ሕፅበት ኣእምሮ እዩሞ ቐፅሎ ።
@saeedsaad7481
@saeedsaad7481 6 ай бұрын
Thank you so much for the smart lecture really it was good and useful for us I hope our people to understand these messages.
@user-dj5sz3hz1l
@user-dj5sz3hz1l 6 ай бұрын
Edme yehabka fetar❤❤❤
@peace8789
@peace8789 6 ай бұрын
Right👌💯
@habegatekeste
@habegatekeste 6 ай бұрын
Egziabher tsegeu yebzhalka❤
@azmarino8710
@azmarino8710 6 ай бұрын
Nay behaki agedasi topic keep going ❤
@user-ll4pg2gl9d
@user-ll4pg2gl9d 5 ай бұрын
መሪር ሓቂ
@Helen-om4gn
@Helen-om4gn 6 ай бұрын
Thank you brother 🙏nab subuk megedi kitmerih tikel seb eka emo please keytikyer,Egzibher kemaka yebzihayom! “Tebarek”🙏
@alegeorge7168
@alegeorge7168 6 ай бұрын
Waw just came across your videos this morning and really admire your ideas, understanding of our people and generally about life. Well done bro and keep up the good work.
@Eri.100
@Eri.100 6 ай бұрын
Etom mehurat and lebamat ferahat eyom kenbebu enber kemhru aykealon eyom Nesom Naka keriuka kelewu kela saket eu ezi entay atiwo zedkem kemzeblka 100%. Thanks Akil
@user-po5mp6cs7n
@user-po5mp6cs7n 6 ай бұрын
Nay bhaqi agedesti qalat eyen memhrnan hawnan akile keep going❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samisemere
@samisemere 4 ай бұрын
Good advice akile hawna God bless you
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
Thanks Sami
@Habrom
@Habrom 6 ай бұрын
Poe sebay tanks
@alemsehaymesfin1052
@alemsehaymesfin1052 6 ай бұрын
Agoka, ዝሰርህን ዝፈልትን ዝቃወሞ ብዙህ እዩ❤❤
@aminegirmatsion1870
@aminegirmatsion1870 6 ай бұрын
ዓቢ ምስትውዓል ፡
@yoditagebremedhin4187
@yoditagebremedhin4187 6 ай бұрын
Keep it up, brother. I share your observations.
@Dont_Lie_please
@Dont_Lie_please 6 ай бұрын
ኣኪለ ሓወይ ሓቂ ንምዝራብ ፖለቲካ ዝበብገሶም ኣብ ኩሉ ምሕበራዊ ጉዳያትና ዝኣትዉ ዮትዩበራት ንምሁር ድሂሎም ኣጥፊኦሞ እዮም።
@daniErihumble100
@daniErihumble100 6 ай бұрын
እታ ተሕመኒ ንምሁር ምጥፋእ ዝብል ኣምር ሕብረተሰብና ብ ምሁር ደንቆሮ ትብል ኣጸዋውዓ፡ ን ደንቆሮ ሰብ ከም ባህሩ፡ ከም ሓሱቡ እዩ ዝህብ ዘሎ ኢልና ተቀቢልና ከነብቅዕሲ እቲ ምሁር ሓንቲ ንሰማዒ ኣካል ደስ ዘይበሎ ምስ ዝዛረብ ግና እዛ ኣዝያ ኣዕናዊት ዝኮነት ቃል ምሁር ደንቆሮ ንጥቀም። ፈቲና ጸሊእና ግና ለውጢ ሕብረተሰብ ዝመጽእ በቲ ምሁርን ኣብ ስራሕ ዘሎን ብሱል ዜጋን እዩ እምበር በቶም 24 ሰዓት ሓንቲ ዘይፈልጡ ኣንጭዋ ተረፈት ድሙ ተሓንኮለት ዝብሉ ኣይኮነን። እቲ ለውጢ ዝመጽእ ድማ ነቶም መጣቆስቲ፡ ነገራት ኣሳወርቲ፡ ኣእምሮ መረዝቲ ሰባት ብዘይካ ጸርፊ ካልእ ዘይፈልጡ ገዲፍና ነቲ ሓሳባት ፍልጠት ዘምንጭዉ ሰናይ ዝሓስቡ ምስዓብ እቲ ዝሓሸ ምርጫ ካልእ ይትረፍ ነታ ነብስና ንዓብየሉ ምክንያት ናይ ለውጢ ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ።
@samueltesfazgai5591
@samueltesfazgai5591 6 ай бұрын
Good job man keep harder
@okbanegassi3797
@okbanegassi3797 6 ай бұрын
Tebarek Tebarek Tebarek Tebarek
@user-we5zm4nb8l
@user-we5zm4nb8l 6 ай бұрын
❤❤ bulux hasab akila thanks
@kidisty.woldez6974
@kidisty.woldez6974 6 ай бұрын
ቅሰሎ ትምህርቲ ምሃብ ❤
@user-iy1ux1fs5l
@user-iy1ux1fs5l 5 ай бұрын
tenkiwu
@user-sm4hz6ll7g
@user-sm4hz6ll7g 6 ай бұрын
Right baba akile❤❤❤❤ ,abi skfta yu ❤❤❤
@rutamengstu5299
@rutamengstu5299 6 ай бұрын
enkae dehan mexaeka Memhrey , Ruhus awdeamet yigberlka mis kulom sidraka GBU bro 🙏🙏❤
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 35 МЛН
ብፍቕሪ ኣይትመርዓዉ… !
23:54
Aklilu H.michael
Рет қаралды 31 М.
(1ይ ክፋል) "ኣይትሙቲ ዝበላ ነፍሲ"
35:35
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 15 М.
P7 Amazing Gadgets, Kitchen Utensils, Home cleaning, Inventions, Ideas part 4
0:10
Почему НИКА решила уехать из дома?
0:46
Привет, Я Ника!
Рет қаралды 1,2 МЛН
Survival skills: A great idea with duct tape #survival #lifehacks #camping
0:27
POR QUEEE DIVERTIDAMENTE !!! #shorts
0:15
Figuritalo
Рет қаралды 6 МЛН