30 ብኢትዮጵያውያን ዝተሰርቀ ናይ ኤርትራውያን ደርፍታት።

  Рет қаралды 41,949

The Great Eritrea

The Great Eritrea

Күн бұрын

Пікірлер: 407
@awetteklit5888
@awetteklit5888 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ነዞም ሰረቅቲ ኣፍልጦም አዚ ብሕጋዊ መገዲ አዊን ይሕትዩ ዘይ ደርፍኻ ምስራቅ ብዓለም ደረጃ።
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ Жыл бұрын
ኣብ ሕጊ እንተበጺሕካ ኤርትራውያን ዝደገምዎ ይበዝሕ። ኤርትራኮ ናይ ኢትዮጵያ ክልል እያ።
@ጓልተምቤንሃገረሰላም
@ጓልተምቤንሃገረሰላም Жыл бұрын
​@@ኣነእየ-ቐ5ኰ ሓቁ እዩ ዮኒ ውፁ ዝብሎም ሓቢርካ ምዕባይ ዘይተዓደሉ
@YaredYemane-hs2mw
@YaredYemane-hs2mw Жыл бұрын
Hgi amo zey yfeltu 😂
@YaredYemane-hs2mw
@YaredYemane-hs2mw Жыл бұрын
​@@ኣነእየ-ቐ5ኰ Ata wedi sheramut gahba Ata keda wahid gumama wahid teref nay tegaru eileka aleku eritrawiyan aysrkun eiyom OK. Nska seraqi tkewn okay azi zbekayo nedieka Bela okay 😂
@YaredYemane-hs2mw
@YaredYemane-hs2mw Жыл бұрын
​@@ጓልተምቤንሃገረሰላም yekenyena zehaftey Hager alatna. Mesetana aykokumn sry Aba
@TomasTeklezgi
@TomasTeklezgi Жыл бұрын
I'm proud of eritrean people and music 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ftsumteweldebrhan2572
@ftsumteweldebrhan2572 Жыл бұрын
ተገሪመ ምግራመይ ወዲአ ደቂ ኤረይ ስነ ጥበባውያን ❤❤❤
@momona369
@momona369 Жыл бұрын
ሃገራዊት መዝሙርና ጥራይ ተሪፋቶም።😢
@rrzz8969
@rrzz8969 Жыл бұрын
ንሳ ደአ እንታይ ታሪክ አለዋ
@respectfulmedia3163
@respectfulmedia3163 Жыл бұрын
ንሳማ እቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት አብ ኣዲስኣበባ ይዘምሩዋ። ንምንታይ እዮም ግን ኤርትራ ምችውቲ እያ እንዳበልኩም ግን ካዓ ንኣዲስ ኣበባ ትስደዱ? ንምንታይ ኢትዮጵያውያን ናብ ኣስመራ ዘይስደዱ? በዝሒ ስደተኛ ዘለዋ ግን ካዓ ስደተኛ ዘይትቅበል ሃገር ኤርትራ ጥራሕ እያ ንምንታይ? ተግባር ካብ ቃላት ብላዕሊ ይዛረብ። ጃህራ ድሕሪ ኩሉ የትርፈካ።
@momona369
@momona369 Жыл бұрын
@@respectfulmedia3163 ኤርትራ እንተ ሃብቲማ ብሓንሳብ ክነብር ማለት ዘበት ቃል ኣያካ ኣይተ መለስ ጨናዊ ኢዩ ። ድሓር ክኣ ኤርትራ ቅድሚ 2001 ዓመት ከመይ ከምዝነበረት ሕተት።
@ድጉልቓንዛ
@ድጉልቓንዛ Жыл бұрын
@@respectfulmedia3163 ክክክክ ስቅ በሊ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣቦይ ገብረኪዳን ባዕሉ ዝመስከሮ ሓቂ ኣሎ ክሰደልኪ ውን ይክእል የ ግን ብሰንኪ መራሕቲ ኢትዮን -እስትራተጂካዊ ቦታ ምህላውና ዓለም ከተቅስነና ኣይከኣለትን ካብ ሓምሳታት ኣቲሒዛ ክሳብ ሕጂ ትጻባኣና ኣላ።ተጋሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ከም ዘለውን ክሳብ 99 ዓመተ ምህረት ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ኣብ ኤርትራ ስራሕ ትሰርሑ ዝነበርኩም ኢኩም እዚ ኣነ ምስክር የ ጎሶት፡ሓረስቶትና ምንባርኩም ኣይትዘንግዑ እዚ ኩሉ ሱዕዲ፡ኤውሮጳ፡ኣሜርካ፡ካናዳ ተሰዲዱ ዘሎ ትግራዋይ ከ እንታይ ዩ መስደዲኡ ኣብዚ ኣላካ ለመጭመጭ
@marcosjoserozalendiaz3210
@marcosjoserozalendiaz3210 Жыл бұрын
​@@respectfulmedia3163 ስደት ደኣሞ ንሕና ግዳ ኣብዘን ዝሓጸራ 5 /10 እምበር ንስኩም ከ ካብ 1977 ኣትሕዝኩም ናብታ ኣዴታትክ የሕዋትክ ማዓኮረን ቀሊዐን ዝበልዓላ ዓዲ ዓረብ ከ ረሲዕክዮ😂😂😂😂
@shemsabdulkader8161
@shemsabdulkader8161 Жыл бұрын
በኡነት ኤርትራኖች በጣም ነው የምወዳችሁ❤❤❤
@selamrar2620
@selamrar2620 Жыл бұрын
😂
@katerinasengkal4851
@katerinasengkal4851 Жыл бұрын
We❤ too
@JUSTICE-777
@JUSTICE-777 Жыл бұрын
We love you 2
@xy3447
@xy3447 9 ай бұрын
✔️🌴🇪🇹 Ethiopians were were you when the government of Meles Zenawi expelled ERITREANS from ETHIOPIA. You praying for that and support it. Why didn't protest. You could have said to MELES ZENAWI, your mother is ERITREAN, why do you do this. You predicted that TEGARU and ERITREANS are going to fight in the future and you were right 🇪🇹 🌴✔️
@hambusiness-ts5hz
@hambusiness-ts5hz 7 ай бұрын
Ashkabach igna demo aniwedihim.
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 Жыл бұрын
እንታይ ዓይነት ሐጢአት ስለዝነበረና ኮን ይከውን ጎረቤት እዞም ባዓል ዜሮ ዜሮ ሰረቅቲ ጠላማት ዝገበረና ❤🇪🇷🇪🇷❤
@i.isayas7097
@i.isayas7097 Ай бұрын
Lekbat fooo kidmi klte amet zibelkumo nirisoo mesilukum ,tedemirna ina hade hizbi ina
@frezerabdela3143
@frezerabdela3143 Жыл бұрын
በጣም ይገርማል ለካ ኢትዮጵያዊያኖች ከትልቅ እስከ ደቂቅ የራሳቸው ስራ የላቸውም ማለት ይገርማል ኤርትራውያኖች አከበርኳችሁ
@delinat9013
@delinat9013 Жыл бұрын
ብኾፍና ተዘሚትና: እቲ ዝገረመኒ ክስብ ክድዚ ዝኣክል ደርፋታት ከምዝተሰረቅና ዘይምፍላጥን'ዩ!!
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 Жыл бұрын
ማዕረ ክንደይ ብቑዓት ስነ ጥበባውያን ምኻኖም ኢዮም ዘመስክሩ ኤርትራውያን እንተ ጎረቤትና ግን ስንዓት ኢዮም 😂❤
@solomonneguse9509
@solomonneguse9509 Жыл бұрын
Proud to be Eritrean and shame for those stealing some one’s work
@GodisLove-hp9pf
@GodisLove-hp9pf Жыл бұрын
ጉድ ረኽብና በዚመሬትና ይወቱ በዚ ደርፍና ግዳማትትት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azaziokbazgi5268
@azaziokbazgi5268 Жыл бұрын
Unfortunately we''ve got evil neighbour.
@olafkosjohannes1772
@olafkosjohannes1772 Жыл бұрын
😂😂😂😂 ጽቡቅ ጽቡቅ ነዞም ስርቂ ከምስራሕ ጌሮም ዝሓስቡ ተጋሩን ኣምሓሩን ሰሪሕካን ደኪምካን ክም ዝብላዕ መሃረለይ። ደቅዛ ዲዲት😅😅😅
@yonastekie8762
@yonastekie8762 Жыл бұрын
አለ ገና አንቢበዮ ደብዳቤኺ የየማነ ካብኮነ ክነብእ ደኒነ የታረቀ አረ ብዙ ነው ተወሪርና ነው የሚባለው በርታ ጎበዝ ነህ አገናእ
@Grimhuts
@Grimhuts 10 ай бұрын
Im proud of my country 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 Жыл бұрын
ደቂ ማይ ጠላሚት ስርቂ ከም ስራሕ ዝተመሃርዎ። ደርፊ፡ሙዚቓ፡ቅዲ፡ ወዘተ ታሪኽ ኣብ ምስራቕ ለይትን መዓልትን ትነጥፉ።
@nebitbelay7933
@nebitbelay7933 Жыл бұрын
Mis ab tigrai etserke maare yikun😂😂😂😂
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Жыл бұрын
ዓሻሹ ንባዓልኩም ስረቅትይ ፊደልን ዚይማ የሬድ፡ ካብይ ኣምፅእኩሞ ስርቅትይ ምኻንኪም ኣይርደእኩምን ዘሎ ዲሃን ከምዝርደእኩም ክግበር እይይ፡
@good8574
@good8574 Жыл бұрын
ተጋሪ ህሶትን ስርቅን ናቶም እንከሎ ጨዋ ህዝቢ ኢርትራ ክጽልሙ ይጽእሪ ኣሊው እት ሃቂ ኣመን እዩ ዘሎ ሃንቲ መኣልቲ ኣላ ኤርትራዊ ናኣቱ ዝይህብ ናይሰብ ዘይደልይ ጨዋ ህዝቢ እዩ ኤርትራዊነት ክቡር መንነት ኣምላክ ንህዝቢ ኤርትራ ኣይነጽላኢው ይደፍን
@TomBeba-ts1gv
@TomBeba-ts1gv 9 ай бұрын
ናዓባ ረሳሕ ካልሲ ቅዳድ ጀራካን ከይተረፈ መን ከምዝሰረቀ ዓላም ኣፀቢቃ ትፈልጦ እያ ፈለማ ቤትካ አፅራዮ
@peaceforever8115
@peaceforever8115 4 ай бұрын
​​@@TomBeba-ts1gvክክክክክክክ ትግራዋይ ጥራይ እዩ ሰሪቁ ኩሩዕ ዝብል ሰራዊትና ታንኪ ሚሳይል ክሰርቅ ኢና ርኢና ፡ካልሲ ጀሪካን ኣብ ዓለም ወላ እቲ ሰራቂ ዝበሃል ዓጋመ ውን ኣብ ኩናት ኣይምሰረቀን ዘርብሓካ ኢካ ትሰርቅ ውዒጊን ካብ ቤተክርስትያን መስቀል ትሰርቁ፡ደርሆ ሰሪቁ ኢልኩም ዜና ተምጹ ዱኹማት ፍጥረት ኢኩም ጌጋኩም ክንዲ ትኣምኑ ምስ ጌጋኩም ትነብሩ ስርቅን ሓሶትን ውን ከም ውርሻ ተወራራሲ ኮይኑ የሳቅየኩም ኣሎ
@meheretalmedom3322
@meheretalmedom3322 Жыл бұрын
ቃላት እዩ ዝሓጽረኒ ሰረቅቲ ጥራይ ዊሒድዎም ኽብራ ዝበሃል ዘይብሎም ፈገራግር ዋጎኦም ኽረኽቡ ናይ ግድን እዩ። እኔዋሕ ይሕጸር!!!!
@tommysen9634
@tommysen9634 9 ай бұрын
ደርፍስ ግደፍዎ ሂወቶም እንድዩ ዝስረቕ ዘሎ ዘሕዝን ታርኽ
@akineb3527
@akineb3527 Жыл бұрын
ይበል ስራሕ ካላይቲ ውን ክትሰርሑ ተስፋ ይገበር ብዓል ሸው በሊነይን ካለን ኣሎ ኣብ ኩሉ ሸር ንበሎ።
@merryjerry3714
@merryjerry3714 8 ай бұрын
በጃኹም ኤርትራውያን ነዞም ሰረቅቲ ኣብ ሕጊ ኣብጽሕዎም ንሕና ሰረቅና ኣንፈልጥን እሞ ሓደራ ሓደ ነገር ንግበር እባ ሓሳባትኩም ሓብና ሓደራ።
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Жыл бұрын
እዋይ ዘመተ ቀትሪ ማዓት ኢንድዮም ወሲዶም ዳ ይገርም የሕዝን ካ ኣ ዘይናትካ ግን ኣይናትካን ኢዮ ንዚ ዘዳለኩሙ ዋው በላሕቲ ( ከምዘይዉሰድ ኢንዳፈለጡ ኢዮም ጌረሞ ይብል ኣነ ሰር ንግበሮ ኩልና ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ን ኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መረታን ይባርኽ
@applefreight4685
@applefreight4685 Жыл бұрын
ስርቂ ገበን ምኻኑ ድማ ከነምሕሮም ኣለና ስለዚ ሓደ ውዳቤ የድል ኣሎ ደቂ ኤረይ.
@mikigebru1327
@mikigebru1327 Жыл бұрын
ደቂ ማይ ጠላሚት ናይ ታሪክ የቡሎም ገለ የቡሎም ስርቂ ግን ናቶም እየ ከደምቲ
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 9 ай бұрын
ነዚ ዘቃናበሩ ኤርትራዊያን ኤርትራዊ ኤርትራዊት ንድንቆም።።።ንሰርቅቲ ን30 ዓመታት ተካታቲሉ ዝሓዞም ኮሎምቦስ ደክተክቲቭ።
@bicherzere6312
@bicherzere6312 9 ай бұрын
Serkti kihiriikuka. please misirak mihisawun gudefiwo atom tegaru..proud to be Eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@alexalujichanel7241
@alexalujichanel7241 Жыл бұрын
እዞም ሰረቅቲ ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዎም bro...
@natanchakur636
@natanchakur636 Жыл бұрын
ክክክክክክክክክ ግደፉዎም በጃኩም ኣምላኽ ርኢሲ ክዕድል ከሎ አሪትራዊያን ምስ ዓደለ ኣብ ኢትዮፕያ ክበጽሕ ከሎ ልቺ ከይዳ አሪትራውነት ዘልኣለም ዘኹርዕ መንነት
@habtemar
@habtemar Жыл бұрын
ከም ናተይ ብጣዕሚ'ዩ ደስ እዩ ዝብለኒ ።ተፈተውቲ ስነጥበባዊያን አለውና ማለት'ዩ ተሰሪቁ ክብል አየድፍርን ዩ።ሙዚቃ ውን ዶብ የብሉን ።
@samielsolomun
@samielsolomun Жыл бұрын
Serekti endiyo tegaru dea nay qedemom eyu🇪🇷🏴󠁧󠁢󠁥󠁮󠁧󠁿
@xy3447
@xy3447 9 ай бұрын
✔️🌴🇻🇳 ASHENDA MEKELLE Z'ADA MIS WORKA B'ERITREAWIAN TESERIKA - Ztesereku Nai ASHENDA Derfitat - Aktiti Nylon Nylon, Gual Abo keshi Abadi Ebedi, Gual Abo keshi Girmaye Nab Maye and many. My comments are only to educated the dumb, stupid and jealous ERITREANS and TEGARU who complain about their stolen songs. What they don't understand is if they were famous singers, does it really matter who makes them rich by TIGRIGNA 🎵 MUSIC. So TIGRIGNA 🎵 MUSIC is TIGRIGNA 🎵 MUSIC and should be enjoyed equally by both ERITREANS and TEGARU 🇻🇳 🌴✔️
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 Жыл бұрын
ስርቂ ባህሊ ተጋሩ'ዩ።
@KaleabS-d6j
@KaleabS-d6j 8 ай бұрын
Aybehaliy
@rutinaaa
@rutinaaa Жыл бұрын
Call them OUT👏🏾👏🏾🇪🇷🇪🇷
@gualeyobeyob1735
@gualeyobeyob1735 7 ай бұрын
I have been saying that for years.. all good Good to be # 1 and creater🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tekilatekila126
@tekilatekila126 Жыл бұрын
I am proud to be Eritrean love you deki erey
@romatesfay9296
@romatesfay9296 Жыл бұрын
Wej gud wencho tegelbetkayo wencho tigaruom ykunu amharom kolom nay Ertra ms behagon serkun foooe. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Shabay_mender
@Shabay_mender Жыл бұрын
ንኹሎም ኣብ ሓደ ዘንቢል ኣእቲኻ ሰሪቖሞ ክትብል ቁሩብ ክብድ ይብል 'ዩ ። ምኽንያቱ 1 - ገሊኡ ናይ ህዝቢ ባህላዊ ዜማ እዩ ንኣብነት .. ናይ ወዲ ትኹል ዕስለ ዝብል 2 - ገለ ገሊኡ ድማ መሰል ዋንነት ዝሓለወ ወይ ፍቓድ ዋናታቱ ዝረኸበ 'ዩ ንኣብነት ናይ ወዲ ትካቦ ብሰላማዊት 3 - ገሊኡ ድማ ኣብ ላይፍ ባንድ ዝተጻወተ ኢኻ ኣምጺኻዮ ንኣብነት ናይ ሄዋን 4 - ገለ 'ዉን ባህግን ኣድናቖትን ዝመበገሲኡ ሪመክስ ዝገበርዎ 'ዩ 5 - ኣብ ገለ ገለ ኣንግል ዜማታት ምምሥስሳል ከጋጥም ድማ ንቡር ነገር 'ዩ # ኣብ መወዳእታ ግን እንታይ መልእኽቲ ኢኻ ከተሕልፍ ደሊኻ ?
@delinat9013
@delinat9013 Жыл бұрын
ኣይፈለጥዎን ጸኒሖም እቲ ናይ ባሓቂ ባህላዊ ጸውቶኦም ስርቂ ቀንጠብጠብ ዘይናካ ምልዓል እዩ
@mrd7191
@mrd7191 Жыл бұрын
Afedihkayom bel, kelil srah kem’zey serhka krdeaka alew. Thank 🎉
@senit.k5262
@senit.k5262 8 ай бұрын
We are the same ppl. Brother's and sisters. Unity one Africa. Let's love eachother like God loves us. Let's see what the outcome will be. Btfl thrive harmony peaceful fruitful etc.... .we are all from semitic family . Instead of stolen let's use different wording . We love eachother eko. Lvu all my brothers and sisters. One Africa 🌍 🙏👍👍🥰
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy Жыл бұрын
ኣርት ናይ ኤርትራ ዘቕንእ ደርፊ ከምዘለዎም እዩ ዘርኢ። ካልኣይ ከኣ ኣብ ምሕዳስ ናይ ቀደም ደርፍታት ዛሕልታት ከምዘለና እዩ ዘርኢ።
@NAman-cb4tl
@NAman-cb4tl 8 ай бұрын
Enjoying our beautiful, lovely and rich Eritrean songs by those who copy them would be not a bad thing, in fact it only confirms that our Eritrean cultural songs/music are special but what is bad or illegal is claiming them as their own and breaking the Copy Rights Laws of those musicians that had worked very hard to produce such timeless songs/music!
@GurumOkubai-iw3hl
@GurumOkubai-iw3hl 10 ай бұрын
መጀመርያ ከድንቐካ! ብዙሕ ከምዝሃለኽካ ኣብ ግምት ከእትዎ፣ ቀጺለ ገሊኡ ደጊመሞ ስለዘለዉ ሰሪቐሞ ኣይብሃልን እዩ። ካልእ'ውን፡ እቲ ናይ ህዝቢ ዜማታት ዘለዎ ጸወታ(ወግዒ) ናይ ኩሉ ትግርኛ ዝዛረብ ቢሄር ክሳብ ዝኾነ ክሳብ ክንዱኡ ከተጋንኖ ፍትሓዊ ኣይመስለንን። እቶም ከም ናቶም ኣምሲሎም ገለ ቃላት መሊኦም ኣቕሪበም ዘለዉ ደጊምና ዓገብ ክንብል እግባእ። ካልኦት ዝተረፉኻ ውን ኣለዉ ከም ሰለሞን ይኩኖኣምላክ ውን ናቱ ግጥሚ ጌሩ ሉዋመይ ትብል ደርፊ ሰሪሑ ሪኤዮ። ኣለኹ። ቅኑዕ ነቓፊ እንተኾንካ ውን ነቶም ናይ ኢትዮጵያውን ዜማ ጌሮም ከም ናህቶም ሰሪሖም ዘለዉ ኤርትራውያን መታን ናይ ገዛእ ርእሶም ብሉጽ ጥበብ ከፍርዩ ከተቕርቦም እትስፎ።
@biniam9636
@biniam9636 Жыл бұрын
ካብ ብኣሉታ ብኣወንታ እንተዝጥቀስ ምሓሸ ገሊኦም ብወታእ ገሊኦም ቶሩጊሞም መቸም ፉቁሮም ኣብ ህዝቦም ምፍላጥ ዝገበርዎ ክነኣዱ ደኣምበር ከምስርቂ ክሕሰብ የቡሉን ጡዑም ናቶም ክንወስድ ናትና ውን ክወስዱ ከምዘለዎ ኣፍልጦ ሂቦም ጉቡእን ኣድላይን እዩነቲ ዘለና ከነድንቅ ይሕግዘና የማዕብለና። 🎉🎉
@tommysen9634
@tommysen9634 10 ай бұрын
ክገርመኩም ድማ ደርፊ ጥራይ ኣይኮኑን ሰርቆምና ባህላዊ ክዳን ዙርያን ጥልፍን ናይ ኣሰብኡት ክዳውንቲ ሓበሻ ውን ናይ ኢርትራ እኮ እዩ!! ታሪኽ ይገንጸል! ከመይ ጌርካ እዩ እሞ ታርኽና ክጽሓፍን ክስነድን ምስ ወዲ ወድህን በራድ ከሎ እዚ ርጉም ታርኽናን መንነትናን ከጥፍእ እንድዩ ተለዒሉ ዘሎ እዚ ርጉም ወዲ መርገም. ንዝርድኦስ ከብዲ ምዓንጣኻ እዩ ቅርጽ ዘብል ኻ
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 Жыл бұрын
ዎ...ኣይበልናን ንተጋሩ ምሕጎሲ ! ወዲትኳቦኳ ኤሪትራዊ ኣይኮነን ።
@senaittesfamichael3635
@senaittesfamichael3635 Жыл бұрын
ምሩፅን ፍቅርን ዝኮነ ደርፍታትና ክንሕጒስ አለና ተፈታውን ተደላይን ብምኳኑ ክንደይ ክትስምኦ ትፀልኦ ከማን አሎ ድዩ እዚ ተስሪቁ ዘይኮነ ተፈትዩ ተደልዩ መቂርዎም እዩ ኮፒ ጌሮሞ እንኳእ ዝፅላእ አይኮነ ❤❤❤ ኩሉ ኮፒ እኮ እዩም አይኮነን ደርፊ ሕጂ ደአ ክዳንና ቁኖኖና ሳስሎና ሒናና ሽፎና እንታይሞ ክንብል ዘገርም እዩ
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 8 ай бұрын
እዞም ቀዳሕቲ አቃልዓዮም ጥራሕ!! ባዕሎም ድአ ካበይ ክፈጥሩ??? ውድቀቶም እዩ ዘርኢ!!! ዘመናዊ ስራሕ እውን ኤርትራዊ እዩ ምሂሩዎም!!
@aduliskaleb
@aduliskaleb 8 ай бұрын
እዞም ደረፍቲ ንሠብ ዋና(ሠብ መሰል)ኣፍቂዶም ድዮም ኣይፋል ክፍለጥ ይግባእ።ኪነት ድማ ዓለምለኻዊ እዩ እንተ ‘’The Great Eritrea’’ ግና ትኩራት ምኳንኩም ከመስግነኩም ይፎቱ ምኽንያቱ ማንም ዘየስተውዓሎ ኣስተውዒልኩም ሰማዒ ክዳኒ ምግባርኩም የቐንየልና!
@maryberhane6975
@maryberhane6975 Жыл бұрын
Ya Eritra Safen, Atesareku Bahage Yatekalekale New Ya ERITRA Safen,,Atabalashut Ende Eritraweyan Le Tehanu Atechalum Eja Eritraweyan Enbalalen Enante Degmo Ethopian Nachu Adera Safenachen Atesaruku Hateyat New I am Proud to be Eritrana Awet Nehafash ❤❤❤❤❤ 9 ❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Kura Eritrawe Kendekes Kentesa Kube Menanat Eritrana Aynerasea Awet Nehafash
@hayatbelayhun7708
@hayatbelayhun7708 Жыл бұрын
ሚስጥራዊ ደብዳቤ እሚለው ጎሳዬ ሳይሆን አንተነህ ወራሽ ይባላል ደሞ ዋናውንም ዘፋኝ አስገብቶ ሪሚክስ አድርጎ ነው ቴዲ አፍሮም እንደዛው ምክንያቱም ተኽለ ተስፋዝጊ በጣም ተወዳጅ ስለሆነ እትዮጲያ ውስጥ እንዲታወስ ለማድረግ ነው
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r Жыл бұрын
ጥሩ ነው ግን ለቤተሰብ ፍቃድ መጠየቅ ነበባቸው
@geni9154
@geni9154 Жыл бұрын
በነሱ ሃገር ኮ ለብነት ስራ ነው 😤
@JUSTICE-777
@JUSTICE-777 Жыл бұрын
I appreciate for your great job, how you meditated the music are really surprised you. It really good but if you put the date in both calendar is great to prove it, how they copy & past from our heroes music songs, picture of our heroes & historical places are stolen by TIGRAYains. Cultures are strong holder to everyone. Doesn't matter small or big. Because all the time they taken our good, even theirs BADS are not accepted. Thanks for your time.
@smi0717
@smi0717 Жыл бұрын
They need our land our legends song but it’s pain they cope every the best music barya .Abraham . Wedi tkabo. Tekle tsfhasgi . Yhdego. my legendns
@katerinasengkal4851
@katerinasengkal4851 Жыл бұрын
My beautiful 🇪🇷god bless
@thomaszerai174
@thomaszerai174 7 ай бұрын
Why is they are not bringing those people to justice.. there is no right to copy .. but the Eritrean are good on talking not to act and bring those dumb people on justice 🤔
@zeraihagoshailemariam5496
@zeraihagoshailemariam5496 7 ай бұрын
It is normal music has no border
@weyniberhe550
@weyniberhe550 Жыл бұрын
ብእውነት, ብሀቂ.. ኤርትራዊ መን እዩ. ካብ እቶም ደረፍቲታት እንመን እዬም ኦርጀናል ኤርትራውያን ዝብሀሉ, ብሀቂ ንዘራረብ::
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኩሉ ናህና ኢዩ❤❤❤
@negatadesse1867
@negatadesse1867 9 ай бұрын
ፅቡቕ እዩ ሰራቒ ክጋለፅ ኣለዎ ኮይኑ ግን ንሓደ ወገን ዘዳለወ ክኸውን የብሉን ኤርትራውያን ካብ ገብረ ፃድቕ ዝሰረቕዎ ብዙሕ እዩ (ኣብነት በዓል ፊሒራ፣ ተኽለ ተስፋዝጊ፣ ዑስማን፣ ተኽለ ህውከት ወዘተ...) ስለዚ ንሰራቒ ክንፅየፍ እንተኮይና ዓዲ ኣይንምረፅ። ❤❤❤
@tewoldegebreslassie9800
@tewoldegebreslassie9800 Жыл бұрын
ሰረቅቲ ጀሪካን ከ
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 4 ай бұрын
Ayetehazeley Neti Taneketat Rocketat Jerikan Tebelo Keyetehelu😂😂😂😂😂
@simonhaile-tk7gw
@simonhaile-tk7gw 10 ай бұрын
ANE TIGRAWAY EYE :: ABZIA HAKI EU QIDAH EYOM ..ANE EWN DERFITAT DIMTSI HAFASH NADAMESKU MISMIEBAYE YIFELTOM EYE TOM DERFTAT ::
@TmgGuale.mengis
@TmgGuale.mengis Жыл бұрын
Wey Goud Tezemitna Bedewna Yehzenka Betami 😎😎😎Copyright Yelen deu Wedey Anbes Deki Erey Agalxowome Dea Kemzia Andageberkum Eritrearawi Feqeri Tarike Musica Asmarino Zekone Hezby Selme Yewrdelna Teray Abey Kenbexih Ena Adi Jeganu Erey🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@eritrea6227
@eritrea6227 Жыл бұрын
Eritrea music 🎶 bästa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mulugeta481
@mulugeta481 7 ай бұрын
Even redi afro liki😂
@EritreanKing007
@EritreanKing007 Жыл бұрын
What Abrar Osman has to do with this TPLF singer ??? Long live Eritrea and it's people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhanedebessai2315
@berhanedebessai2315 7 ай бұрын
ኣንታ ቁሩብ ኣይሓፍሩን ድዮም::
@xigewini7426
@xigewini7426 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣቦይ እንታይ ነርዎ ካብ ምስዚኦም ጎሮበት ምኻን በይንና ወላ ኣብ ደሰት፣ጎሮብት ኣልቦ ኮንና ሰላም ዘለዎ ናብራ እንተ ዝህልወና ኣበይ ክንረኽቦ።😢እዚኦም ኣብ ካርታ ኣፍሪቃ እንተዘይነብሩ ክንደይ ምጠዓመ🤕🤔እከይን ጥልመትን ሕስድናን መለለይኦም.ሰረቕቲ ጎሓላሉ። ከመይ እሉ ክሓልፈልኩም እከይ ግብሪ
@respectfulmedia3163
@respectfulmedia3163 Жыл бұрын
ለካ ስለዝሓለፈልኩም እኩም ፈቀድኡ ስደት ከርተት ትብሉ ዘለኩም።አዲስ ኣበባ ዘሎ አሪትራዊ ስደተኛ አስመራ ገዲፉ ንምንታይ ናፍቶም ሓሳዳት ትብሎም ዝሰሰርሑዎ ከተማ ተሰዲዱ?
@ftsumteweldebrhan2572
@ftsumteweldebrhan2572 Жыл бұрын
እረ ይገርማል ኮ በጣም
@edengebrh
@edengebrh 11 ай бұрын
Tegrimy atyltn ner oh my God ❤❤❤❤koriee be Eritrea bmukny
@asme3436
@asme3436 8 ай бұрын
እዚ መዓስ ኮይኑ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ሰረቅቲ ናይ ኤርትራውያን ሙዚቃ እዮም እታ ናይ ታረቀ ግን ክረዲት ሂባትላ እያ ተሃረቀ ውን ኣፍልጦ ሂብላ እዩ ካልእ ግን ናትና እዩ ምባሎም የሐርቀካ እዞም ሰረቅቲ
@TT-eh3ee
@TT-eh3ee Жыл бұрын
ቱ ቱ ውርደተኞች አይታወቅብንም ብላቹ ነው የሰውን ዘፈን የምትሰርቁት 🤔ከመስረቃቹ አለማፈራቹ ሌቦች የድንቁርና ጥግ 😡
@hawshabebda688
@hawshabebda688 Жыл бұрын
ንፉዕ ነዞም ሰረቂቲ ኩሉ ኢዮም ሰሪቆሚና ኣሓና ታሪኪና ሰራቂ ሰብ ጸላኣኩ
@jberaki7078
@jberaki7078 Жыл бұрын
If u can’t produce original u settle for copy. Over 120 million ppl they have to steal from 5 million ppl. It’s sad
@samsonasfaha292
@samsonasfaha292 7 ай бұрын
Zbezihu kabtom 120 million sire keman yeblomin
@selamdelina5716
@selamdelina5716 Жыл бұрын
Thank You! More work should be done to stop & expose ነዞም ወረርቲ ባህልን፡ ጥበብን፡ ኤcትራዊ ፍርያት ዝኾኑ ስርሓት ድሰርቁ ሰባት።
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Жыл бұрын
ስረቅትይ ኢረትራዋያን እምበር ናይ ቀደም ደርፊታት ኣብ ኡብረተስብ ትግራዋይ ዝደርፍ ዝነበር፡ ኣቅዲሞም ናይ ኢረትሪያ እሎም ኣመዒብሎሞ ትብል እንተኾንካ ከከውን ይክእል፡ ንትግራዋይ ባዓል ቖንቃ ዲደል ትግርኛ ዜማ የሬድ ፈጣርይስ፡ ደርፊይ ስርቅትይ ንክትብልስ ኣይትሃፍርን፡ ቖንቃን ባህልን ትግራይ ስሪቁም ዲኩም ኢረትራዊያን ክትኾኑ ትፍትኑ ዘለኩም፡ ናይባዓልኩም ቖንቃን ባህልን ዝይትፈጥሩ፡ ትግራዋይ ፈጣሪይ ፊደል ግእዝ ዜማ ያሬድ፡ ቁዱስ ያሬድ ኢረትራዊይ ዲዩ ነይሩ? ካብይ ዲዩ መፂዩ ደሪፍታት፡ ናይ ኢረትራዊያን ቀደንትይ ደርፍትይ ተጋሩ እንዲዮም፡ ዓሻሹ ንባዒልኩም ተዋሪዱ ኣለኩም፡ ቖንቓ ዝይብልኩም መፂሃፊይ ፊደል ዝይብልኩምስ። ዝገርም ህፈሩ ንተጋሩ ስረቅትይ ክትብሉ ናቱ ክገድፈልኩም ደልይኩም የለን ኣይገዲፉን፡ ንስካትኩም እኩም ብህግይ ከምትገዲፊዎ ትግበሩ፡
@delinat9013
@delinat9013 Жыл бұрын
መጀመርያ ትግርኛ ተማሃሪ ብድሕሪኡ ብዛዕባ ዋንነት ትዛረቢ: ኣብ ትግራይ ኣምሃርኛን ትግርኛ ሓዋዊስኩም ኢኹም ትዛርእቡ:ሽምኩም ጌታቸው:ኣሰፋ:ረዳ:ኣቱኩት: ኣለማዯ እዚ እዩ ኣስማትኩም ደቂ ማይ ጠላሚት
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Жыл бұрын
ዓሻሹ ኣምሃርኛ መስረቱ ትግርኛ ስለዝኾነ ካብ ናይ ትግራይ ፊደል ተለቅሆም ስለዝፂህፉ ጥራይ ኾኮነስ 60% ቃላት ካብ ትግርኛ እዩ፡ ንቱይ ትግርኛውን ኣምሃርኛ ስለዝመስልኩም ስለ ኣብ ትግርኛ ቃላት ዝተገደፈ፡ ናይ ኢረትሪያ ትግርኛ ክኣ 80% ካብ ትግራይ ዝተረፈ ኣብ ውሽጥይ 60 ናይ ጣልያን ምግዛእትይ ዝፈጠሪዎን ናብ ጣልያንን ዓረብን ዝተለቀህዎ፡ መን መልስልውይ እልኻ ከማኩም ዝበሉ ዓሻሹ ከሪዲእ ኣይውዒልን፡ ክይትፅህፊሎይ ቃህማማት ናይ ህፃዊንትይ መምህር ኣይኻንኹን፡ እንታይ እዝኣቶም ናይ ኣእምሮ ኣካለጎዶሎ ዲኩም፡ ታርክ ኣምብቡ ትግራይ ግልፂይ እያ ፊልጠታን ክእለታን ሪህራሄያ ንፃላእታ፡ Stalk mich nicht bis du behindert oder was was ist das von dumme, ich bin kein behinderte zurück gebliebene Lehrerin ständig erklären zu mussen. Lessen Geez Büchern Tigray hat alles dokumentiert in Büchern, nicht es konnte sein nein Tigray hat Beweise. Nicht wie Geschichte ausbeuter Europäer und Hollywood Film macher, konnte sein nein nicht konnte sein es ist da sind B"ucher uber 1000jahre alt.
@እማእወድሻለሁ-ሰ4ጘ
@እማእወድሻለሁ-ሰ4ጘ Жыл бұрын
​@@alemshaygebremarim4642 ለምን ትዋሻለህ አማርኛ መሰረቱ በጭራሽ ትግሬኛ አይደለም ። 🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄
@feqri
@feqri Жыл бұрын
ስጀመር ኣብዚ ብድዮ ፍርድኺ ሃቢ ኤርትራዋያን ድዮም ሰሪቆም ዝብል ዘሎ ሰረቅቲ ምኻንኩም ከይተርፍ ድዩ እቲ ኤርትራውያን ሰሪቆሞ ትብሊ ዘለኺ እስኪ ከምዚ ጌርኪ ኣምጽኢ
@ሰላምማዓልቲ
@ሰላምማዓልቲ Жыл бұрын
ነቲ tigna ካበይ ዳ ኬሎሞ 40 ለይትን 40 ማዓለትን ከይድውከስዶዳኣ የሕልፎሞ 😭😭😭😭😭😭😭😭ከም ጾም አርባ 😭😭😭😭 ኤረይ ወለና
@songohan7170
@songohan7170 Жыл бұрын
ወያኔ በሌብነት ጥርሱን ነው የነቀለው !
@nevergiveupchange3466
@nevergiveupchange3466 Жыл бұрын
ንኹሉ እባ ብስርቂ ጥራይ ኣይንውሰዶ ገሊኡ ከአ ፍቃድ ተዋሂብዎም ዝደረፍዎ ኣለዉ ገሊኡ ከአ ክስብ ማር ምፍታው እዩ
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Жыл бұрын
ንትግራዋይ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ፍቃድ ዝህብ ኤርትራዊ የለን
@alimoussanur1424
@alimoussanur1424 Жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ምፍታዉ ሕማቕ ኣየኮነን ፍቓድ ግን ትሓትት: ካብዚኣቶም ብዙሐሸት ብዘይ ፍቓድ ኢዬም ደሪፎሞ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
​@@adikeyh7770 ህዝቢ ንህዝቢ ደመኝኡ ኮይኑ ኣይፈልጥን ዩ።መራሕቲ ግን ክኾኑ ይኽእሉ ኢዬም።
@mihret9662
@mihret9662 Жыл бұрын
ኤርትራውነት ንፍቅሪ ሃገር ን ዝደረፉዎ ኢዩ ።ኢትዮ ግን ብዘይ ደኸሙሉ ጸላኢኻ ይሰርቀካ ትርጉሙ ውን የፉኩሶ።
@EriLove-op8es
@EriLove-op8es Жыл бұрын
ምፍታው ይፈላለ ዩ ግና ዜማ ዋንኡ ዘይጽሕፍሉ
@DawitTekeste
@DawitTekeste Жыл бұрын
Great job exposing the pretenders
@wedimelake9436
@wedimelake9436 Жыл бұрын
ቡኡነት በሓቂ ሰረቂት ኢዮም ክሰሩቁን ክሕስዉን ዘይ ናቶም ክደሉ ዕድሞም ደወዱኡ ገጸም ትርሓቅ ቆማላት ደቃሉ
@sanaytredae8445
@sanaytredae8445 Жыл бұрын
Nihina eritirawiyani. Sigabi. Maasi. Ina. Siki. Ina. Niri. Zelena. Nezomo. Serekiti. Bihigi. Kihitetu. Kinigebiri. Anena. Deki erey 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Zeritkeygbllovemycountry364
@Zeritkeygbllovemycountry364 Жыл бұрын
Bejakum kemzi gerkum akaliwom xbuk tebegiso eyu jeganu Eritreawyan belahti kem zikonu meregagexi eyu ezi
@DengEmma-n5b
@DengEmma-n5b 10 ай бұрын
ናይ መን ዳ ኽወዝዱ ኣመሪካ ሰራቂት እዳ
@TT-eh3ee
@TT-eh3ee Жыл бұрын
አይ ኤሩ 🇪🇷 ሁሉም እንደቀናብሽ, ቡዳዎች በዙ ቱ ቱ ደሞ ታዋቂ ዘፋኞች ይባላሉ እየሰረቁ በራስ አለመተማመን እረ ሼም ነው
@EriAsmara6011
@EriAsmara6011 8 ай бұрын
እዞም ኩሎም ዝሰረቁ ኢትዮጵያውያን ካንሰር ኤርትራውያን እዮም።
@Mercy-xx9gw
@Mercy-xx9gw 5 ай бұрын
Good job 💪🇪🇷
@abielashebr4963
@abielashebr4963 Жыл бұрын
ብዘይካ ናይ ዞማች ክደፍርዋ ዘይክእሉ ደርፊ የላን 😂😂ስርቅን ምጥፍፋእን ኣይናታን ዩ 😅😅😅😅ምድፋር ሲኢኖማ😂😂😂😂😂
@Kibrom_Mehari_70
@Kibrom_Mehari_70 7 ай бұрын
መብዛሕትኡ ትኽክል ኢኹም! ዞም ባህላዊ ደርፍታት ግን ና ህዝቢ እዮም (ና ኹላትና እዮም )
@ahmedosman9532
@ahmedosman9532 7 ай бұрын
ደርፍስ ናማንኹም ኢኹም ተሰሪቅኹም ትኾኑ ኢኹም ኤርትራውያን #ጀሪካንን #ቅዳድ ካልስን ኢኹም ትሰርቁ 😂😂😂😂
@redbag3453
@redbag3453 6 ай бұрын
ኤርትራዊ ዝብሀላ ሙዚቓ ሞ ዘየለ ወዲ ጋሕባ😂😂
@Titi-sx2wx
@Titi-sx2wx Жыл бұрын
Good job 👍
@dronedd2244
@dronedd2244 8 ай бұрын
ሀጢያት ምኑ ይሰረቃል? እውቀት እንዴት አጥሯችኋል!
@equarenderta7521
@equarenderta7521 4 ай бұрын
ገብረ ፃድቅ ዝተረፎ ተኽለ ተስፋ ዝጊ ዝደገሞ እውን 'ባ ኣይትረስዕ ። ናይ ገ/ፃድቅ ገ/ዮሃንስ ደርፍታት ዳርጋ ኹሉ ኤርትራዊ ከያኒ ተፃዊትዎ እዩ ። ስለዚ ምውርራስ ዘሎ እዩ ።
@yariedkesete9021
@yariedkesete9021 Жыл бұрын
Germni ናይ በሓቂ፡
@Mentki3838
@Mentki3838 Жыл бұрын
እቲ ዘሕርቀካ ከኣ ምስራቆም ዘይኮነ ኣባላሽዮሞ እሞ ኣብ ዘመነ ተክኖሎጂ በጃ ጥበብ ሓቁዩ ክፍሉ ጥበብ ሞይታቶም ክብሎም
@jx3852
@jx3852 Жыл бұрын
Whats next? National Anthem?
@tslatsoony6869
@tslatsoony6869 Жыл бұрын
አየ ደቂ ኤረይ ሉል ኢኹም ኩሉ ሃራፊኹም
@AmonHumera
@AmonHumera Ай бұрын
ናይ ወዲ ባይረ ካሴት ሙሉእ ናይ ገብረፃድቕ ካሴት ሙሉእ ናይ ኪሮስ ኣለማዮ ናይ ፍሬው ሃይሉ ኣፍቅረኒ ኢለያ ዝብል ክዓ ናይ ፍሬው ሃይሉ ባዕልኹም ተሰረቕኩሞ ከም ናትኩም ገይርኩም ኣቕሪብክሞ😂 ክቕፅል ... ናይ ዳዊት ሃይለስላሴ ዋና ዝብል ደርፊ ናይ ግርማይ ኣፅብሃ ናይ ኣልማዝ ገ/ስላሴ ናፊቐ እየ ዝብል ደርፊ ሰሪቕኩሞ
@abebegebremedhin9414
@abebegebremedhin9414 Жыл бұрын
ካብ መሃይምን ምቐኛን ህዝቢ እንታይ ይስረቕ
@jberaki7078
@jberaki7078 Жыл бұрын
There will be a day they will be sued for copyright.
@habtomghebremariamkahsay5227
@habtomghebremariamkahsay5227 Жыл бұрын
Good job
ዮአዳን (ክፍል 38)
27:44
ለዛ
Рет қаралды 388 М.
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
Flipping Robot vs Heavier And Heavier Objects
00:34
Mark Rober
Рет қаралды 59 МЛН
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 66 МЛН
Best Eritrean Classical music #mesob media
55:04
mesob media መሶብ ሜድያ
Рет қаралды 352 М.
The Legend Amleset Abai - Non Stop |Greatest Hits|
28:02
The Great Eritrea
Рет қаралды 41 М.
Eritrean Old School Mix Music 2021 - DJ TEDDY
29:08
DJ Teddy
Рет қаралды 521 М.
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34