3ተ (ሰለስተ) መዓልቲ ተቀቢረ ፡ ኢድ ብኢድ ብሳንጃ ገጢምና ፡ ካብ ብፆተይ ተተኲሱኒ ➡️ ተጋዳላይ ኣማኒኤል 0933507602

  Рет қаралды 55,571

seret media

seret media

Күн бұрын

ተጋዳላይ ኣማኒኤል ንምርካብ ስ/ቁ ፡ 0933507602 / 0977308429
Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
3ተ (ሰለስተ) መዓልቲ ተቀቢረ ፡ ኢድ ብኢድ ብሳንጃ ገጢምና ፡ ካብ ብፆተይ ተተኲሱኒ ➡️ ተጋዳላይ ኣማኒኤል 0933507620
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2023: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 372
@seret_media
@seret_media 7 ай бұрын
ናይ ኩሎም ኣጋይሽና ስልኪ ቁፅሪ ኣብ description ወይ ከዓ ኣብ title ናይ ሕድሕድ ቪድዮ ነቀምጥ ኢና ካብኡ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም
@shanet542
@shanet542 7 ай бұрын
Hanti oromo sebeyti eya teqebilatni… telephone number tegagikum alekum kuburat
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 7 ай бұрын
Where is the phone number for Amanuel? I don't see the phone number on the screen. You should write it down under your comment.
@samisolomon8470
@samisolomon8470 6 ай бұрын
አብዚ ቀጥታ ባ ኣቅምጥልና ኣይረድአናን ትብልዮ ዘለኪ
@samisolomon8470
@samisolomon8470 6 ай бұрын
አብዚ ባ ኣቅምጥልና ስልኮም ትብልዮ ዘለክስ ኣይተረደአናን ዘሎ
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 5 ай бұрын
ሰልኪ እባ ግበርሉ
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 7 күн бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ጅግናና እግዝኣብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
@maharimengsmahari1917
@maharimengsmahari1917 7 ай бұрын
ዝገርም ታምር እዩ ፈጣር ዕድመንጥዕናን ይሃብካ ጅግና ማዓረይ
@MvjcKfjfj-js2ec
@MvjcKfjfj-js2ec 7 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም ተረፍኻ ጅግና ሓወይ እታ ሂወታን ሂወት ደቃን ኣብ ሓደጋ ኣእትያ ዘድሓነትኻ ሰበይቲ ኬድካ ረኣያ ፅብቅ ንዝገበረልኻ ንገረሉ ወይ ግበረሉ እዩ ትግራውነት እኮ😢❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 5 ай бұрын
ንባዕሉ አብ ምንታይ ኮይኑ ንባዕሉ እኮ አብ ፀገም እዩ ዘሎ
@mebhadush3360
@mebhadush3360 Ай бұрын
Enqae amlak beselam awxeka
@ekubealay5018
@ekubealay5018 7 ай бұрын
ዝገርም ተኣምር ኣብ ዓለም ተሰሚዑ ዘይፈለጥ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤
@binyam1578
@binyam1578 7 ай бұрын
እዞም ዝሃርሙኩም ዘሎዉ ሰባት ብዕላማ ዝተላእኩ ንምድሃል እዮም 😭💔😭💔😭💔
@user-np7it3dg7t
@user-np7it3dg7t 7 ай бұрын
ቁፅሪ ሞባይል ፃሓፈ ቁፅሪ አይትፅሕፉን ዘለኺ እንተዘይ ፅሕፉኪ አብ ዓለም ዘለና ተጋሩ ብምትሕብባር ከነዐፅዎ ኢና
@alemfivetube
@alemfivetube 7 ай бұрын
ትግራዋይነት ምሽጥር እዩ መንፈስ እዩ ፅንዓት እዩ ትብዓት እዩ ጅግንነት እዩ ሓሌት እዩ: ግን እታ ኺደለይ ከይትልክመኒ ዝበለትካ ሰበይቲ ኪዳ መንነታ ንገራ እታ ሂወታን ሂወት ደቃን ክትብጅወልካ ዝወሰነትን ዘድሐነትካን ሰበይቲ ድማ ክትሽለም ይግባኣ ዳሃያ የድልየና እዩ
@user-nh9tw7fj4p
@user-nh9tw7fj4p 7 ай бұрын
ክብርን መጎስን ንዓኹመ ብአኹም ንሕበን❤❤❤
@ktube2655
@ktube2655 7 ай бұрын
ጀጋኑና ንዓኩም ኩሉ ይግብኣኩም መንግስቲ ቅድሚ ኩሉ ልዕሊ ኩሉ ንጀጋኑና ኩሉ ዝግብኦም ፈፅመሎም🙏
@beletu7041
@beletu7041 7 ай бұрын
ጅገናየ ንስኻ ተናዲድካሰ ንዓይ ውን ብጣዕሚ ተናዲደ ግን አጀዃ ኾታሰ ፀላእትና ማ ከምዙይ ክንከውን እዮም ወፊሮም እሞ ስቲ አብ ግምት ነእቱ
@YohannesGebre-op1wv
@YohannesGebre-op1wv 7 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዝንን የሕፍርን ከምዚኦም ዝበሉ ጀጋኑ ደቂ ኣሉላ ንስለ ዓዶም ተዋዲቖም ከብቅዑ ብሕሙም ምሕደራ ተደርብዮም ክብሪ ስኢኖም shame
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 7 ай бұрын
_ናትኹም ነገር ይደንቐኒ እዩ😢ጎተተይ ዘሕለፍኽሞ ነገር ቃላት ኣይገልጾን ጽኑዕ ርገጽ ጎይታዋይ💜_
@tsehaygoshu614
@tsehaygoshu614 7 ай бұрын
ጀጋኑና ኩርአት ሐበን ትግራይ ክብርን ምሰጋና ናአካትኩም ይኹን
@brhaneberhe434
@brhaneberhe434 2 ай бұрын
ያ ክቡር ጅግና እንቓዕ ብሂወት ተሪፍካ ነዚ ሂወት ከተዘንቱ በቓዕካ እዝገርም ናይ ዞም ክልተ ህዝቢ ትግርኛ መራሕቲ ሓደ ዓይነት ምኻኖም ኢዩ።ስለዚ ኣታ ህዝቢ ለብም ትጠፍእ ኣለኻ።
@Samib-
@Samib- 7 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ግርማ ኣድ ኣቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏🙏🙏
@GueshTesfay
@GueshTesfay 2 ай бұрын
ክብሪ ንዝግበኦ ክብሪ ንሃቦ ሳላ ንሳቶም ኢና ብሂወት ዘለና
@user-fi5ou9hs7l
@user-fi5ou9hs7l 7 ай бұрын
ነዞም ንባዕልኻ ኢኻ ተጋዲልካ ዝብሉ ሳባት ግን ዘይትርሽንዎም 😢 ታ ዝበልካያ ብዛዕባ ዞም ዘይተጋደሉ ሐዚ ተጋዳላይ ዘናሽው ዘለው ረሽንዎም ንትግራይ ኣየድልይዎምን
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 5 ай бұрын
😢😢ይገርም እዩ ኣሕዋተይ እንካን ብሂወት ተረፍካልና ጅግና ሓወይ ዋሕስ ህዝቢ ክብሪ ንመላእ ጀጋኑና❤
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 Ай бұрын
We love you our heroes Tigray God bless you brother 🙏 ❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 7 ай бұрын
ኣጆኻ ጅግና ውፃእ መዓት ኢኻ ንኾርዐልኻ ነኽብረካ ጠንክር ኣጆኻ🙏❤💛
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu 7 ай бұрын
ዝገርም ታምር እዩ ፈጣር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና TDF ዝሓወይ 💛💛❤️❤️
@abraham.tesfay
@abraham.tesfay 5 ай бұрын
ታሪኽ ተጋደልትና ኣብ ምስናድ ትግብርዮ ዝሎኺ ስራሕ ብጣዕሚ ኣድላዪን ኣገድልሲን ኢዩሞ በርትዑ!
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ተኣምር😭😭 እዩ ጅግና ሓበን ህዝቢ ትግራይ
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b 7 ай бұрын
ክትዛረቦ ቀሊል ዮ ሓወይ እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ወድ ህዝብ
@user-id4wj9er9z
@user-id4wj9er9z 6 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ነሰማእታትና ፅናዓት ንህዝብና
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj Ай бұрын
SHAIBIYA HIWET GHEDIFOMULKA ALOWU TINEBIR ALOKA..IMBER KULU TARIKA HASOT IYU
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 7 ай бұрын
ሓወይ መዓረይ😢😢
@yonbest73
@yonbest73 7 ай бұрын
ውጻእ መዓት ኢካ እንቃዕ በል ከምዚ ጌርካ ከተዕልለሉ ኣብቅዓካ
@solomonmosazghi9980
@solomonmosazghi9980 3 ай бұрын
ከም ኤርትራዊ፣ ነዚ ሰሚዔ ውሽጠይ ተቐሪጸ ይነብዕ ኣለኹ። ኣጆዃ እዚ ሓወይ፣ ትግራይ ሓሊፉላስ ንዓኻ ክትናቢ እምነ! እዚ ዓሻ ኣሕዋት ህዝቢ ነንሓድሕዱ እናተቓተለ ክሳቐ ክንብር እዩ፣ መጨረሽኡ ድማ ከይጸንት የስግእ እዩ።
@fretadesta7328
@fretadesta7328 7 ай бұрын
Aman hawey bethami jigena TDF Tigraway ika beakum hebunat ina ❤❤❤❤ Etom ferhat banda tegaru gen bethami yeheznu neakum kiberi enber tserfi aygebakumen u ♥️ 💖 ❤️
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 7 ай бұрын
ታሪኽን ጅግንነትን ተጋሩ መርሚርካ ኣይብፃሕን ውቅያኖስ እዩ ።
@Wedigebru1
@Wedigebru1 7 ай бұрын
ብጣዕሚ የሒዝን ንዐኹም ክልዕ ይጊበኢኩም
@gebrutesfay9272
@gebrutesfay9272 2 ай бұрын
ወንድሜ በጥይት አናቱን በለው የሚቀልድባችሁን እናንተግን ጀግናየህዝብ ልጆች ትግራይ ተጋዴላይ❤❤❤❤❤❤
@user-ul2wb3pj1q
@user-ul2wb3pj1q 6 ай бұрын
ዑፃእ ማዓትካ እሞ እ/ር ኣምላክ እካእ ኣትረፈካ❤❤❤❤
@user-fi5ou9hs7l
@user-fi5ou9hs7l 7 ай бұрын
ተጋሩ ትህዝቢ ርኢኹሞ ዶ ኣዴታትና ርኢኩሞን ዶ ዘን ወዕሮታት ዓሕ ነቲ ህዝቢዚ ወርቂ እዩ ክሽለም ዝግብኦ. ንህዝበይ ወርቂ ሸልምዎ
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 7 ай бұрын
እዛ ቻናል ሕልፍ ክብል ሎመዓቲ ረኺበያ ትሑዝታአ ማራ ደማ ተሓጊሰ so like sha3
@user-dv3xx9yk4c
@user-dv3xx9yk4c 3 ай бұрын
ጅጋና ወዲ ዓደይ❤❤❤
@GgGg-ym6ie
@GgGg-ym6ie 7 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ የኔ ጀግና❤😥
@meleytsegay
@meleytsegay 6 ай бұрын
ዓሕ ዋይ ኣሕዋተይ ክብሪ ንዓኹም ስሌና እምበር ኹሉ ኾይንኩም ❤️❤️❤️
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj Ай бұрын
AMANUEL IDILEGNA IKA BI HIWETKA ZIATEKA ,,,ITOM HALEFTIKUM IYOM DEFINOMUKUM HAKI MESILUKUM TESELIFKUM.JEGNA IKA KIKEFLIKUM KEMAN YEYRIWOM
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish Ай бұрын
ጅግና ወዲ የሕፈሮም ኣጆካ ዝሓወይ ወዲ ጭላ እየ ጎይቶኦም ኣጆካ ብደምቢ እካ ገልፅካዮ ዝዓርከይ ኩሉ ከም ትደሊዎ ክኮን እዩ እቶም ተጋዳላይ ዝወቅዑ ክዓ ብሕጊ ንክሕተቱ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ አብ ጉን ሰራዊት ደዉ ይበል ሓደ ሓደ ተጋዳላይ ክዓ ንሰብል ዝወቅዕ ኣሎ የሰተካክሉ
@danielgebreamlak375
@danielgebreamlak375 7 ай бұрын
ይገርም😢😢😢እንቋዕ ተረፍካሞ ዝሓወይ ኩሉ ሓላፋይ እዩ አጆኻ።
@nigistgebru4121
@nigistgebru4121 7 ай бұрын
ቴሎፎን ፀሃፍልና
@fremhret5643
@fremhret5643 Ай бұрын
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ጅግንነት የለን።ትግራዋይ ሰራሕ ታሪክ እዩ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክቡር ሓውና።
@teweldegidey5007
@teweldegidey5007 7 ай бұрын
ክትዛረቦ ቀሊል ሓወይ እንኳዕ ተረፍካ::
@UfSd-ts1fr
@UfSd-ts1fr 3 ай бұрын
ኣረ ብማርያም ስልኪ ናይዚ ጅግና❤😢
@mebratbanki5836
@mebratbanki5836 7 ай бұрын
Thank you so much jgna ❤❤❤❤
@user-rk7yv9or6w
@user-rk7yv9or6w 6 ай бұрын
ዋይ ወድነይ😭💔እንኮዓ ተረፍኻ ጅግና ተጋዳላይ ትግራዋይ ማለት እኮ❤❤❤💋❤😢
@Kb2023Kibrom
@Kb2023Kibrom 7 ай бұрын
ስልኪ ቁፅሪ ኣቀሚጠልና
@user-ey4ug9lx6z
@user-ey4ug9lx6z 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ ጅግና ሓውና ግን እታ ዝተኸናኸንትካ ሰበይቲ ሽማ ክትገልፃ ነይርኳ እዛ ለዋህ ኣዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ብዝጋእቢሄር ትርከቦ።
@user-lx6wh4hg2r
@user-lx6wh4hg2r 6 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ እንኳዕ ዳሕና ወፃእኻ ❤
@axumtsion9216
@axumtsion9216 7 ай бұрын
Ajoka hawey kulu kehaluff eu jiguna eka❤❤
@alemefem5459
@alemefem5459 7 ай бұрын
ኣሕ እዋይ ተጋዳላይ ትግራይ ዝረኽቦ ኣጆኻ መረት በዓላ ክትምስክር እያ እንኳዕ ንስኻ ሰላም ተረፍካ። ኣይትርሳዕን ኢኻ ኣጆኻ ንቶም ኣብ ጎቦታት ትግራይ ቀያትን ጸለምትን ዛንቶዖም ክትምስክር ብታዓምር ዝተረፍካ ተጋዳላይ ኣማን
@alemfivetube
@alemfivetube 7 ай бұрын
እህ ተጋዳላይ ዶ ይብደል 😢😢
@musieasefa9159
@musieasefa9159 4 ай бұрын
ጅግና ኢኻ ብሓቂ ወዲ ጀጋኑ።
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 7 ай бұрын
ክትዛረቦ ቀሊል ሓወይ እንኳዕ ተረፍካ😢
@wdnb8086
@wdnb8086 6 ай бұрын
ስልኪ እባ ታሓባበሩኒ ናይ ኣማኒኤል ኪሕግዞ ❤❤
@user-qy4vs7hz7v
@user-qy4vs7hz7v 7 ай бұрын
❤❤❤❤ጅግና ሓውና አድመን ጥዕናን ይሃብካ😘😘😘😘👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌💘💘💘💘💖💖💖💖💘💘💘💘💘❤❤❤❤❤❤❤💞💞
@gebrutesfay9272
@gebrutesfay9272 2 ай бұрын
የሚጠሉን ልንገርሽ ቅናት እኒ አውቃለሁ የበታችነትም አለባቸው ይሄነው ችግሩ ትግሬ በመሆኔ አኮራለሁ❤❤❤❤❤
@mimomm9582
@mimomm9582 3 ай бұрын
ስልኪ ግበርሉ ሰብ ክሕግዞ ይክእል እዩ እፍፍፍ😢😢😢😢
@saliem88
@saliem88 7 ай бұрын
😢😢😢😢ልብካ የብኪ ዘይኮነስ የድሚ ንጀጋኑ ክብሪ ዘይህብ መንእሰይን መንግስቲን😢😢
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 4 ай бұрын
ጀጋኑና
@user-lw9xf9cz9n
@user-lw9xf9cz9n 7 ай бұрын
ንዝገበረካ ወይ ንገረሉ ወይ ንገረሉ ድዩ ዝባሃል አንካዕ ሰላም ተረፈካ 🙏🙏
@maharimengsmahari1917
@maharimengsmahari1917 7 ай бұрын
ተልፎኑ ጸሓፍልና
@user-rb4nr1kf8m
@user-rb4nr1kf8m 7 ай бұрын
ስልኪ ቁፅሪ ፃሓፉሉና
@zufantezazu8339
@zufantezazu8339 7 ай бұрын
thank you for your service🙏🏽
@user-el9gk6xj6b
@user-el9gk6xj6b 7 ай бұрын
Temesgn amlak hawey🙏😢❤️❤️
@user-ec5hl7mq7t
@user-ec5hl7mq7t 5 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ❤😢
@user-mo1uq2py7j
@user-mo1uq2py7j 7 ай бұрын
Jgna hawna nberelna habenna enkae bhiwet terefka yene Jgna 🙏🙏🙏💔💘❤❤💛💛💪✊️
@GOi-lc4rx
@GOi-lc4rx 3 ай бұрын
ፍትሒ ንጀጋኑ ተጋደልቲ ይኹን
@fikirtemamo4717
@fikirtemamo4717 3 ай бұрын
Surbokos. Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
@FugJj-ui3ri
@FugJj-ui3ri 3 ай бұрын
ኣጆኻ ጅግናና ኹሉ ክሓልፍ እዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tigrayadijeganu7208
@tigrayadijeganu7208 7 ай бұрын
Getachew Reda alukum ayu ntiyt zeyferakum nseb ktferhu yeblkumn zeyekberekum sgumti wusedlu
@TigistMlse-ev6zu
@TigistMlse-ev6zu Ай бұрын
,እንኳ በህይወት አተረፍክ
@Teshemewedishewittig
@Teshemewedishewittig Күн бұрын
ስልኩ ጻሓፊሉና በጃኩም😢
@Mama-nu7it
@Mama-nu7it 7 ай бұрын
A massive thank you for your service darling
@user-fy8jo6ze4p
@user-fy8jo6ze4p 7 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ክብሪ ንህዝቢ ትግራይ
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 3 ай бұрын
🙏🙏🙏☔️☔️☔️💖💖💖💖
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ወፃኻ
@abrahamghiwot176
@abrahamghiwot176 6 ай бұрын
ኣነ ብጣእሚ እየ ዘመስግነካ አጆኻ ክሓልፍዩ ኩሉ| 49:49
@Samiking-se6ji
@Samiking-se6ji 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻልና ኢማየ 😥🙏
@Tesfay896
@Tesfay896 7 ай бұрын
Ajoki jigna haweyy please ❤please tigaru have respect for heros
@meleytsegay
@meleytsegay 6 ай бұрын
ኹሉ ትግራዋይ ንዞም አሕዋትና ከምቲ ተጋዳላይ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ናይ ባዕሎም መዕረፊ ክንሰርሓሎም ኩላትና ንረባረብ መግስቲ መሬት ክህበና ይግባእ ዲያስፖራ ሕጂ እውን ንረባረብ ስራሕ ንፍጠረሎም 😢😢😢😢😢
@meshnet9106
@meshnet9106 7 ай бұрын
My hero, stay well. Appreciate my people, families who cared his wounds.
@user-ec5hl7mq7t
@user-ec5hl7mq7t 5 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም ተረፍካ ዝሓወይ❤😢
@kidanhadera
@kidanhadera 7 ай бұрын
Slku eba tshafulna bejakum❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 6 ай бұрын
ጀግና ሓወና አንኳዓ ብሂወት ተርፍካ ❤❤❤
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj Ай бұрын
HASAWI INTAY AKMI ALOKA BI SANJA KITITAMATEM.AWALID SERAWIT ERITRA IYEN AKABIBENAKUM..BIZHI NATNA TEGARU IYOM MOYTOMINA
@gebremedhinkassadrar425
@gebremedhinkassadrar425 6 ай бұрын
እንኸኳዕ ብሰላም አውፀአካ ዝሓወይ አጆኻ
@abrhamaregawi7599
@abrhamaregawi7599 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤
@MereAa-hw5xo
@MereAa-hw5xo 5 ай бұрын
እንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 7 ай бұрын
ሓወይ ምዓረይ አነስ ርእሰይ ዘይርኒይ ጀግና
@binyam1578
@binyam1578 7 ай бұрын
ንTDF መሪር ዘረባ ይወገድ።ሕልና ዘይብሎም 😮😢 አጆካ ክሐልፍ እዩ ከምዚ ናትካ ዝሐስብ ሃፍታም የለን ግን ደሐን 🕊🧸😇☔️🔔🔔🔔🔔🥰✌🏻🌻🙏🏼
@WeyniTshaye
@WeyniTshaye 5 ай бұрын
❤❤❤❤💝💝💝🙏🙏💘💘
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 7 ай бұрын
This is very sad story. I know that Tigeru aren't nice to their own people. We sow that the Tigeru feeding the soldiers of our enemies on media during Tigrai war. What a shame! That's the reason The Lord God punishes us continuous. Dear Amanuel, l thank you for your service. I am glad that The Lord God saved your life. Please be patient with the situation that you are facing in Tigrai. Just pray to the Almighty God; the solution of our problems coming from The Lord God. Don't expect good things from people. People are wicked. I pray that The Lord God to bless you and heal your entire body, in Jesus' precious name.
@user-ql3rs2ow3o
@user-ql3rs2ow3o 6 ай бұрын
ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤
@Seb15
@Seb15 7 ай бұрын
ንሱ ጅግና እንድዩ እታ ሰበቲ ከምዚ ዝገበረት ንክገልጻ ቃላት ሲኢነላ መኩርዒት ኣዶ ትግራይ ሰብ ከምዚ ክኮን ኣለዎ።❤️✅🙏
@Aron-yb1vo
@Aron-yb1vo 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና
@gebru7447
@gebru7447 7 ай бұрын
አብ ዘይተወደኤ ዃናት ከይተዛዘመ ብዙሓት ስልታዊ ነገራት ምሕታት አየድልን edit እንተዝግበር
@lewidaniel8484
@lewidaniel8484 Ай бұрын
ቴሌቶን ተጌሩ ምሕጋዝ ይከኣል እዩ በጃኹም ዝምከተኩም ሰባት ፃዕሪ ግበሩልና ነዞም የሕዋትና።
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 17 МЛН
Alex hid in the closet #shorts
00:14
Mihdens
Рет қаралды 13 МЛН
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 17 МЛН