No video

5 ኣገደስቲ ትምህርቲ/ነጥብታት ካብ መጽሓፍ ስነ-ልቦና ኣብ ገንዘብ // Psychology of Money in Tigrigna | 𝐅𝐢𝐝𝐞𝐥 𝐅𝐢𝐧𝐚𝐧𝐜𝐞

  Рет қаралды 6,795

Fidel Finance

Fidel Finance

Күн бұрын

ኣብዛ Psychology of Money ትብል ብ Morgan House ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ቪድዮ ንዘራረበለን ኣገደስቲ ነጥብታት….
1. ኣሉታዊ ኣረኣእያ
2. ⁠compound interest (ወለድ ኣብ ርእሲ ወለድ)
3. ⁠ኣነን ንስኻን ሓደ ኣይኮናን
4. ⁠ክፍሊት ኣለዎ
5. ⁠ዕድል ዓቢ ተራ እዩ ዝጻወት
Join this channel to get access to the perks:
/ @fidelfinance
------------------------------------------------------------
------------------------------------------------------------
🌟🌟🌟 𝐂𝐨𝐧𝐧𝐞𝐜𝐭 𝐖𝐢𝐭𝐡 𝐎𝐮𝐫 𝐂𝐨𝐦𝐦𝐮𝐧𝐢𝐭𝐲 🌟🌟🌟
💥💥 𝐖𝐞𝐛𝐬𝐢𝐭𝐞 👉🏽 www.fidelacade...
✅✅ 𝐓𝐞𝐥𝐞𝐠𝐫𝐚𝐦: t.me/+Pq0xIptr...
💥💥 𝐅𝐚𝐜𝐞𝐛𝐨𝐨𝐤: / fidelfinance
✅✅ 𝐈𝐧𝐬𝐭𝐚𝐠𝐫𝐚𝐦: / fidelfinance
💥💥 𝐓𝐢𝐤𝐭𝐨𝐤: / fidelfinance
✅✅ 𝐓𝐰𝐢𝐭𝐭𝐞𝐫 (𝐗): / fidelfinance
💥💥 𝐒𝐮𝐛𝐬𝐜𝐫𝐢𝐛𝐞: / @fidelfinance ✅ ✅
✅✅ 𝐅𝐢𝐝𝐞𝐥 𝐀𝐜𝐚𝐝𝐞𝐦𝐲 𝐋𝐚𝐧𝐠𝐮𝐚𝐠𝐞 𝐂𝐡𝐚𝐧𝐧𝐞𝐥: / @fidelacademy1
𝐃𝐈𝐒𝐂𝐋𝐀𝐈𝐌𝐄𝐑: We are not financial advisers. These videos are for educational purposes only. No official financial advice is being given here. Please always check with a professional before making any investments or financial decisions. Your investments are your sole responsibility, these videos merely share our own opinions with no guarantee of gains or losses.

Пікірлер: 57
@dc8625
@dc8625 8 ай бұрын
ከምዚ ዝኣመሰለ ጽቡቕ ስራሕ ብርሂን ከምዚ ዝኣመሰለ ንኑዉሕ ዝበለ ግዜ ተከይድካ ብዛዕባ ፍይናስ ታሪኽን ካልኦት እዛ chanel ምዕባይ ሓጋዚ ይመስለኒ ብ ዝተረፈ ብሉጻት ትምህርቲ።❤
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
የቐንየለይ ክቡር ሓው። በቲ ትህበኒ ሓሳብታን ደገፍን ከኣ ብልቢ የመስግን።
@ha800
@ha800 8 ай бұрын
Like ሃሪምኩም እስኪ ጀምርሉ ከምዚ ከማይ ❤
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
የቐንየለይ ❤️
@ha800
@ha800 8 ай бұрын
​@@FidelFinanceብርሂን ንሕና ኢና የቕንየልና ንብለካ፡ ካብ ባዓል ኣጥሓነት፡ ጆን ብላሽ ጢቕጦቕ ስሂብካ ብነጻ ትምህረና ዘለኻ፡ ዓድና ምስ ተመለስና ፕረዝደንት ሃገራዊ ባንኪ ኤርትራ ወይ ከኣ ምንስተር ገንዘብ ወይ ምኒስተር ፋይናንስ ክትከውን እታ ሓንቲ ዘላትኒ ድምጺ ንዓኻ ክህበካ'የ😂
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
ኣሃሃ ይኣምነለይ 😊
@th-ef6me
@th-ef6me 7 ай бұрын
የቀንየልና ፅቡቅ ምህሮ
@FidelFinance
@FidelFinance 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-bt5cg6dm6z
@user-bt5cg6dm6z 8 ай бұрын
Beze enda halefku ye .. REKIBEKA BRAWO ADNEQEKA KiKESBEKA YE aqme sebsey ykefel gn kolel yebleni kontrol mgbar abini geleba beleni abi seb 🙏👍::
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
Enquae nabza channel bselam metsaeka. Bzuh kitmehar kea tesfa yigebr.
@user-bt5cg6dm6z
@user-bt5cg6dm6z 8 ай бұрын
Eshi memhrey bzyada kea entetrekbeka des mbeleni 🙏
@semereabtesfay8568
@semereabtesfay8568 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ማሃሪት እያ።እቲ ኣቀራርባ ውን መሳቅጥን ጽፉፍ ኣብነት ብዝድኣናን ስለ ዝገበርካዮ የመስግን። ጽብቅ ነይሩ ከምዚ ይበለ ተዳጋገምካና
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
የቐንየለይ ሰመረኣብ።
@No-miss-No-miss201
@No-miss-No-miss201 8 ай бұрын
ብ,ሞርጋን ሃውስል ስነ-ልቦና ገንዘብ" ባህርን ስምዒታትን ደቂ ሰባት ንፋይናንሳዊ ውሳነታት ብኸመይ ከም ዝጸልዎ ብዕምቆት ይድህስስ። ኣብ ፋይናንስ ዓወት ብዛዕባ ቁጽርን ትንታነን ጥራይ ዘይኮነስ ልክዕ ከምኡ ኣብ ፋይናንሳዊ ኩነታት ንናይ ገዛእ ርእስና ስነ-ኣእምሮኣዊ ግብረ-መልሲ ብኸመይ ከም እንሕዞ ይምጉት። ሃውስል ኣብ ወፍሪ ክመጽእ ከሎ ትዕግስትን ነዊሕ ግዜ ምሕሳብን ኣገዳሲ ምዃኑ የጉልሕ። ኣብ ሓጺር ግዜ ዝፍጠር ምልውዋጥ ዕዳጋ ክትሕዝን,ነቲ ብድፍኢት ውሳነታት ክትወስድ ዝግበር ፈተና ክትቃወምን ምኽኣል ንፋይናንሳዊ ዓወት ኣገዳሲ ምዃኑ ይሕብር። ዘይርጉእነት ባህርያዊ ምዃኑ ምርዳእን ኣብ ዕግርግር ዝመልኦ እዋን ህድእ ኢልካ ናይ ምጽናሕ ክእለት ምህላውን ዘጉልሖም ቁልፊ ኣምር እዮም። ካብዚ ሓሊፉ ሃውስል ንኣምር ትሕትናን ኣብ ፋይናንስ ዘይርጉጽነት ኣፍልጦ ምሃብን ይገልጽ። ዋላ እቶም ኣዝዮም ምኩራት ኣውፈርቲ ንመጻኢ ክግምቱ ከምዘይክእሉን ምስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ድሩትነት ኣተሓሒዝካ ትሑት ምዃን ንዝሓሸ ውሳነ ኣበርክቶ ክገብር ከምዝኽእልን የጉልሕ። ሃውስል ኣብ ኣርእስቲ ጽሬት ህይወትን ፋይናንሳዊ ምርጫታት ንሓፈሻዊ ዕግበትና ብኸመይ ከም ዝጸልዎን እውን ዕምቆት ይገብር። መብዛሕትኡ ግዜ ንናጽነትን ተዓጻጻፍነትን ቀዳምነት ምሃብ ካብ ንዋታዊ ዕላማታት ምጽዓር ዝያዳ ዓስቢ ከም ዘለዎ ዝገልጽ ሓሳብ ይድህስስ። ፋይናንሳዊ ውሕስነት ምህላውን ናይ ገዛእ ርእስኻ መንገዲ ናይ ምምራጽ ዕድልን ዝመጽእ ስነ-ኣእምሮኣዊ ዕግበት ጐሊሑ ይርአ። ብሓፈሻ፡ ሃውስል፡ ኣንበብቲ ኣብ መንጎ ቁጠባን ስነ-ልቦናን ዘሎ ዝተሓላለኸ ዳይናሚክስ ክርድኡን ከኽብሩን የተባብዕ። ናይ ገዛእ ርእስና ስምዒታት፡ ድርኺትናን ኣተሓሳስባናን ምፍላጥ፡ ጥበባዊ ፋይናንሳዊ ውሳኔታት ንምውሳንን ዝያዳ ዘዕግብ ፋይናንሳዊ መጻኢ ንምህናጽን ጽኑዕ መሰረት ይፈጥር።
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
ብሉጽ መግለጺ ክብር ሓው። ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ምኽንያቱ ኣነ ውን ከምኡ ጌረ ኣይገግለጽክዎን። ኣብ Facebook + ካልእ Social media share ክገብራ ይፍቀድ ዶ ይኸውን?
@No-miss-No-miss201
@No-miss-No-miss201 8 ай бұрын
@@FidelFinance , ይክኣል ዩ። ደጊመ የቀንየለይ ነቲ ትህበና ትምህርቲ 🦅📚, let’s do big.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
እዛ ጽሕፍትኻ ቀስ ኢለ ኣንቢበያ ገለ ነገር ውን ወሲደ ኣዝየ የመስግነካ ብርዕኻ ይሰስን።❤❤❤
@No-miss-No-miss201
@No-miss-No-miss201 7 ай бұрын
⁠​⁠​⁠@@semharkahsay1946: ኣዝዩ ጽቡቕ እንቓዕ ኣጸቢኪ ኣንበብክያ። እዚኣ ውን ጽብቅቲ እንተ ተንቢብያ " ሚልዮነር ኣተሓሳስባ ንኣንበብቲ ብኣተሓሳስባን ልምድን ናይቶም ፋይናንሳዊ ዓወት ዘመዝገቡ ዕዉታት ሰባት ናብ ጉዕዞ እትወስድ ኣነቓቓሒት መጽሓፍ እያ። ደራሲ ኣብ ስነ-ኣእምሮኣዊ መዳያት ህንጸት ሃብቲ ኣዕሚቑ ብምእታው፡ ዝኾነ ሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ፋይናንሳዊ መጻኢ ክቐርጽ ክሕግዞ ዝኽእል ክቡር ርድኢታት የካፍል። ማእከላይ መልእኽቲ እታ መጽሓፍ፡ ዓወት ብኣጋጣሚ ወይ ዕድል ጥራይ ዘይኮነስ፡ ቅኑዕ ልምድን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባን ምምዕባል ምዃኑ እዩ። ደራሲ ነጥብታቱ ንምድጋፍ ካብ ሓቀኛ ህይወትን ምስ ዕዉታት ሰባት ዝገበሮ ቃለ መሕትትን ኣብነታት ይወስድ። ኣብታ መጽሓፍ ዘሎ ቅኑዕ ቴማ፡ ኣገዳስነት ናይ ነዊሕ ግዜ ኣተሓሳስባ እዩ። እቶም ፋይናንሳዊ ዓወት ዘመዝገቡ ሰባት ኣብ ሓጎስ ናይቲ ህሞት ጥራይ ዘይኮነስ፡ ዘላቒ መጻኢ ኣብ ምህናጽ ግዜን ጻዕርን የውፍሩ ክብል ይምጉት። እዚ መብዛሕትኡ ግዜ ብጽቡቕ ዝተሓሰበ ፋይናንሳዊ ውሳኔታት ምግባር፡ ገንዘብ ምቑጣብን ብጥበብ ወፍሪ ምግባርን የጠቓልል። ብተወሳኺ እታ መጽሓፍ ንሓደጋ ምውሳድ ዝብል ሓሳብ ትድህስስ፣ ከምኡ’ውን ዕዉታት ሰባት መብዛሕትኡ ግዜ ካብ ምቾቶም ወጻኢ ክዝርግሑ ዝደፍሩ እዮም። እዚ ማለት ግድን ብዘይ ዕሙቕ ዝበለ ትንተና ልዑል ሓደጋታት ምውሳድ ማለት ዘይኮነስ፡ ሓደስቲ ዕድላት ንምድህሳስን ካብ ጌጋታት ንምምሃርን ፍቓደኛ ምዃን ማለት እዩ። ካልእ ቁልፊ ባእታ ናይታ መጽሓፍ፡ ኣገዳስነት ትምህርትን ቀጻሊ ትምህርትን እዩ። ዕዉታት ሰባት ኣብ ምሉእ ህይወቶም ፍልጠቶምን ክእለቶምን ንምስፋሕ ቃል ከም ዝኣትዉ እቲ ደራሲ ይምጉት። እዚ ብወግዓዊ ትምህርቲ፡ ርእሰ-መጽናዕቲ ወይ ድማ ብናይ ምምራሕ ዝምድና ክኸውን ይኽእል። ኣቃውማ ናይታ መጽሓፍ ንኣንበብቲ ግብራዊ ምኽርን ነቲ ዝተዘተየሎም መትከላት ኣብ ህይወቶም ንምትግባር ክወስድዎ ዝኽእሉ ጭቡጥ ስጉምትታትን ይህብ። ኣንበብቲ ነቶም ኣምር ኣብቲ ፍሉይ ኩነታቶም ንምትግባር ዝሕግዝ ልምምዳትን ናይ ኣስተንትኖ ሕቶታትን ይህብ። ሓደ መሳጢ መዳይ ናይታ መጽሓፍ፡ ንነብስኻ ብኣወንታውያንን ደገፍትን ሰባት ምኽባብ ኣገዳስነቱ ብኸመይ ከም እተጉልሕ እዩ። መርበብ ሓበሬታኻ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣተሓሳስባን ህርፋንን ዓቢ ጽልዋ ከም ዘለዎ እቲ ደራሲ ይዛረብ። ተመሳሳሊ ዕላማን ክብርታትን ዘለዎም ሰባት ንነብስኻ ምኽባብ ንዓወት መበገሲ ክኸውን ይኽእል እዩ። ርእሰ-ሓልዮትን ሚዛንን እውን ኣብታ መጽሓፍ ዝተተንከፉ ቴማታት እዮም። ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ጽቡቕ ምህላውካ ምሕብሓብ ኣገዳሲ ምዃኑ ደራሲ ይሕብር። ጥዕናን ሓጎስን ከይሰዋእካ ፋይናንሳዊ ሸቶታት ክትስዕብ ምእንቲ ኣብ ህይወት ሚዛን ምሕላው ኣገዳሲ እዩ። እታ መጽሓፍ ኣብ ውልቃዊ ተግባራት ካብ ምትኳር ሓሊፋ፡ ቁጠባዊ ዓወት ዘስዕቦ ሕብረተሰባውን ከባብያውን ጽልዋታት እውን ትድህስስ። ደራሲ ቁጠባዊ ምዕባለ እናሰዓበ ንሕብረተሰብን ፕላኔትን ኣብ ግምት ዘእተወ ኩለንተናዊ ኣቀራርባ የተባብዕ። ኣብ መደምደምታ ደራሲ ነቶም ቀንዲ ነጥብታት ኣጠቓሊሉ ኣንበብቲ ብዛዕባ ፋይናንሳዊ መጻኢኦም ሓላፍነት ክወስዱ የተባብዕ። እታ መጽሓፍ ንኣንበብቲ ናብ ፋይናንሳዊ ዓወት ከብጽሕ ዝኽእል ለውጢ ንምትግባር ናይ ምሕያልን ድርኺትን ስምዒት ትገድፈሎም። ስለዚ "ሚልዮነር ኣተሓሳስባ " ንሃብቲ ንምህናጽ መምርሒ ጥራይ ዘይኮነስ፡ መሰረታዊ መትከላት ውልቃዊ ዕብየትን ምዕባለን ዝድህስስ ጸጋ'ውን እዩ። እታ መጽሓፍ ብውህደት ክልሰ-ሓሳብ፡ ግብራዊ ምኽርን ኣነቓቓሒ ኣብነታትን ኣቢላ፡ ፋይናንሳዊ ዓወት ብትርጉም ዘለዎ መንገዲ ክትስዕብን ክትቅጽልን እንታይ ማለት ምዃኑ ሰፊሕ ስእሊ ትህብ
@muss5435
@muss5435 8 ай бұрын
Thank you for your time Brhin.
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
My pleasure. Thank you for the support!
@BereketAlemayehu-gv6eh
@BereketAlemayehu-gv6eh 8 ай бұрын
ፅቡቅ አለኹም ቀፅሉ።
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
የቐንየና 🙏
@hiermonhiermon-nm3ux
@hiermonhiermon-nm3ux 7 ай бұрын
Brhin pls nay hxux hagezka delye neyre
@awethaile1412
@awethaile1412 8 ай бұрын
Kebret yehabelna ❤❤❤
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
Ane wn yemesgin ❤ ❤ ❤
@abrhamzemichael9749
@abrhamzemichael9749 8 ай бұрын
Waw biteami tsibuk tmrti my brother so ezi temekro ezi n stok tiray aykone zitekm nbzuh negerat u zitekm.
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
Ewe ab kulu hiwetna kitekmena yikil eyu. Bflay eta metshaf enteanbibkaya bzuh ktkesbela tkl eka. Thank you!
@user-en3gn6de9b
@user-en3gn6de9b 5 ай бұрын
THANK YOU BERHANE.
@FidelFinance
@FidelFinance 5 ай бұрын
You’re most welcome!
@hiyab98
@hiyab98 8 ай бұрын
Very informative and many thanks, dear brother.
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
Glad you found it informative, Hiyab. And I appreciate the comment!
@Kubi917
@Kubi917 8 ай бұрын
Woww thank you brhin❤
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
My pleasure ❤
@user-ws9ib3nc2k
@user-ws9ib3nc2k 8 ай бұрын
የቀንየለይ ብርሂን
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
ኣነ ውን የነስግን።
@biniamkidane7119
@biniamkidane7119 7 ай бұрын
Good Idea 💡 Thanks more ❤
@FidelFinance
@FidelFinance 7 ай бұрын
Welcome 😊
@habeshastarchannel7303
@habeshastarchannel7303 7 ай бұрын
Yenbeba aleku abzi gize, tsbuk megltsi 👌
@FidelFinance
@FidelFinance 7 ай бұрын
ብትግርኛ ድያ ኢንግልሽ?
@habeshastarchannel7303
@habeshastarchannel7303 7 ай бұрын
Germany :)
@FidelFinance
@FidelFinance 7 ай бұрын
Oh btami tsibuk. tsibuk nay minbab gizie. Kemey kem zirekebkaya/kiya kea tsehafuley please.
@habeshastarchannel7303
@habeshastarchannel7303 7 ай бұрын
@@FidelFinance befuly zeshatini abzi metshaf : eti zeabye habti negho tesika deleyka mgbr! Mes gensb ukel gize mes zehlewka ab hiwet hagos aleka
@senayfamily
@senayfamily 8 ай бұрын
Nice brhin
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
Thank you 🙏
@BERIEHAWINITU
@BERIEHAWINITU 8 ай бұрын
Thank you so much for everything Brhin👍
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
My pleasure. Thank you for the support 🙏
@tesfit2518
@tesfit2518 8 ай бұрын
birhn kemey qenka❤❤❤❤
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
Selam neaka Tesfie ❤️❤️❤️
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
ኣገዳሲ ትምህርቲ የመስግነካ ካብ ፍልጠትካ ሰለ ዘካፈልካና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ።
@Rahelaaaaaa
@Rahelaaaaaa 3 ай бұрын
Fidel hawey here in Canada you use your 80% for rent. So sad
@FidelFinance
@FidelFinance 3 ай бұрын
🙏🙏
@eyoramtv9277
@eyoramtv9277 8 ай бұрын
ብትግርኛ'ውን ኣላ። ሚኪኤል ኣዳም ተርጒምዋ። ኣብ ኣትራኖስ ዝበሃል ቤት መጻሕፍቲ ኣላትኩም😊
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
ኣይፈለጥኩን ኔረ። የቕንየልና ክቡር ሓው 😊
@tesfit2518
@tesfit2518 8 ай бұрын
እታ ዕድል ዝበልካያ ኣትሰርን እያ ብርህን ምኽንያቱ ዕድል ዝባሃል የለን ዕድል ዝባሃል ክምዝ ንስኻ ትህበና ዘለኻ ትምህርቲ ብዘይ ክፍልት እዝ እዩ ዕድል ዝባሃል ትረኽቦ
@FidelFinance
@FidelFinance 8 ай бұрын
ዕድል በይኑ ከዐውተካ ኣይክእልን ግን ሓደ ወድሰብ ዕውት ንክኸውን ዓቢ ተራ ክህልዎ ይኽእል እዩ (በይኑ ግን ኣይኮነን)። ዕድል + ጻዕሪ + ሕሩር ድልየት + ግዜ (timing)። ዘይተሓሰበ ማዕጾ ክኸፍትልካ ይኽእል እዩ። ቢል ጌትስ ኣብታ ቤት-ትምህርቲ እንተዘይጸንሕ Microsoft ምኸፈተ ዶ ትብሎ?
@tesfit2518
@tesfit2518 8 ай бұрын
@@FidelFinance እሞ ምስ ዕድል ከተማዛዝኖ ኣትኽእልን እኻ ሰለ ዝትረዶኦ ንኣብነት ንስኻ ኣብት ትምህርት ከይድካ ተማህርካ ዩንፈቨርስት ወድእኻ እት ዝተማሃርጃዮ ኣብ ህዝብኻ ተቅርቦ ኣለኻ ሰለምንታ ዕላምኻ ስለ ዝሓንጸጽካ እዝ ምስ ዕድል ድኻ ክትብሎ ዋላስ ሞልቃ ኣትኻ ንኣብነት ሓደ ክነግረካ ሓደ ጋሳ ንበል ኣብ ከብት እዳወፈረ ኮሎ ሓንት ማሓስእ ዋኻርያ ኣብልዕዋ ንኻልኣይ ግዜ ይብል ሕጅ እታ ሙስኡ ዝነበርት በትሪ ሰርዋ ሕጅ እታ በትሪ ኣይኮነትን እታ ዕድል ናይ ኣጋጣም እዩ ተበልዕን እተን ማሓሳኣት ሕጅ ናይ ኣጋጣም እዳ ክትብል ኣለካ እምበር ዕድል ኣይኣምነሉን እየ ወደሓን ኣብዝሐልካ የቀረታ
Stock Market in Tigrigna 1ይ ክፋል by Berhane Okbay
1:35:19
Fidel Finance
Рет қаралды 91 М.
Please Help Barry Choose His Real Son
00:23
Garri Creative
Рет қаралды 21 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 43 МЛН
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 7 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 39 МЛН
18 Wealth Lessons From The Psychology of Money
16:21
Tae Kim - Financial Tortoise
Рет қаралды 486 М.
8 ብሉጽ ምስትውዓል (ኣረኣእያ)  ናይ ገንዘብ
19:38
The Magic of Thinking big Book Summary in Tigrinya
12:48
DW FilmiBook Habesha
Рет қаралды 4,1 М.
Please Help Barry Choose His Real Son
00:23
Garri Creative
Рет қаралды 21 МЛН