Рет қаралды 8,335
እዚ ሓቀኛ ፍጻመ እዚ ኣብ 2012 ኣብ ሰርሓ ትብሃል ዓዲ ዘጋጠመ ኢዩ። ነባሪ እቲ ዓዲ ዘይርሰዖ ሓደ ካብ ብዙሓት ኣስካሕካሒ ፍጻመ ኢዩ። ሓደ ነገር ክንሕብሮ ንፈቱ ግን ኣሎ። ንሱ ድማ እታ ግዳይ ዝኮነት ዜጋ ስለምንታይ ስማ ክንጠቅሳ ዘይመድለይና ምክንያት ኢዩ። ወላ እኳ ኣብ ከናዳ ትነብር ከምዘላ ጽንጽንታ እንተ ሃለወና ክንረክባ ስለ ዘይክኣልና ግን ስማ ናብ ቃልዕ ከነወጽኦ ፍቃደኛ ድያ ኣይኮነትን ስለ ዘይፈለጥና ከነውጸኦ ኣይደፈርናን።
ዝተረፈ #shar ምባል ናባኩም ናብ ትዓዘብቲ ንገድፎ።
ምሉእ ትሕዝቶ 👇👇
• 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @...
ወይ ድማ ኢልኩም ኣብ
ዝተዓፈነ ትፈልጥዎ ታሪኽ እንተ ኣለኩም ድማ በዚ ኣብታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ክትውከስና ትክእሉ ምካንኩም ክንሕብር ንፈቱ።
#FACEBOOK WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.facebook.c...
#KZbin WOLODOY PRODUCTION👇👇
• 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @...
#INSTAGRAM WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.instagram....
FACEBOOK Habtom Hagos 👇👇
/ habtom.hagos.3762
@fnanappinfotech @tefetawitalkshow @jstudio1 @MahderPro @neshnesh_show @mestyatbetna