70 ካሬ ገዛ ኣብ ትግራይ ብዝቀነሰ ዋጋ ክንደይ ኣሎ ? ሙሉእ ቪድዮ

  Рет қаралды 148,588

ሌላ TIME

ሌላ TIME

Күн бұрын

Пікірлер: 111
@edobkahsay
@edobkahsay 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ስራሕ እዩ ቀጽልሉ ኣብ ትግራይ ላዘርኩም ሀምዝታት ሓበሬታ ሃቡና ኢኩም የቐንየልና
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 9 ай бұрын
ናይ ትግራይ ነገር: ኩሉ'ዩ ደስ ዝብልን: ሓቦ ዘስንቅን። God Bless!
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei 9 ай бұрын
ፅቡቅ ሓበሬታ እዩ ቀፅልሉ ንፍዕቲ ❤
@suadabdelwahab9559
@suadabdelwahab9559 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጎበዝ ኢኪ ንፁር ሓበሬታ እዩ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀፃላይ እንተኪልኪ እባ ዝሓፍተይ ኣብ ሽረ ኣምፅእልና ብዓል 70 ዝልሓፍተይ
@xkuwait3842
@xkuwait3842 9 ай бұрын
የቀንየለይ ዛንበይተይ👏🙏
@tgray2416
@tgray2416 9 ай бұрын
የቅነየልና ሓፍትና ቀፅልዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ናከድኩም ጠይቅልና ሰሩሕ ዘይተሰረሐ ❤❤❤
@vbh3431
@vbh3431 9 ай бұрын
ብጣዕሚ የቀንየልና ማዓረይ ቀፅልሉ 70 ካሬ አብ ዉቅሮ ጠይቅልና ሰረት ዘለዎ❤❤
@ጋልውቅሮሃገረትግራይ
@ጋልውቅሮሃገረትግራይ 9 ай бұрын
በጃኪ ባ ኣብ መቀለ 70ካሬ ነፃ ዘይተስረሐ ❤ኣምፅእልና ክንደይ እዩ ዋጉኡ
@Yaredtube23
@Yaredtube23 9 ай бұрын
ንዝኣ ተንብቡ ኹልኹም ሳብስክራይ በሉኒ ኣሕዋተይ ንተሓጋገዝ ኣይኽፈሎን
@Kalebshow315
@Kalebshow315 9 ай бұрын
Naye eski lele subscrib geberuni
@BENJATUBE99
@BENJATUBE99 9 ай бұрын
ፅብቕቲ ቆልዓ ስራሕኪ እዉን ፅቡቕ
@kahsayassefa3589
@kahsayassefa3589 9 ай бұрын
ብጣዕሚጵቡቅ ቀጽልሉ ጽብቅተይ
@djdudyxjf944
@djdudyxjf944 9 ай бұрын
2 ነጥቢ እንተሃበኒስ ሓጥያት የብሉን ፅድቂ እንበር ተመለስ ግዜ
@agaziT
@agaziT 9 ай бұрын
i really appreciate what you are doing. please do also house rent in mekele, price of car..etc...keep up
@AsgGd-j6p
@AsgGd-j6p 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ
@Melawitchanel
@Melawitchanel 9 ай бұрын
ገንዘብዬ ሱቂልካዶ ነዓየ ናብምድቃሰይ ክትቀስን ነብሰይ ኣታ ሳብስክራይብንዶ ግበሩና ይሕለፈላ ዛገዛ😂 ደስ ክብል ዝገዛ🥰
@TageFashuye
@TageFashuye 21 күн бұрын
ዋላ ናባይ ይምፃእ
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ኣበይ እዩ ማዓረይ ❤
@BENJATUBE99
@BENJATUBE99 9 ай бұрын
70 ካሬ መቐለ
@yohannesalemseged2645
@yohannesalemseged2645 9 ай бұрын
ቀፅልሉ ጎበዝ
@Mikaelhalawuyey
@Mikaelhalawuyey 9 ай бұрын
ዋዉ ፅቡቕ ናፃ መርየት ጠይቕልና
@tsinatgirmay2338
@tsinatgirmay2338 9 ай бұрын
ፅቡቕ መደብ እዩ:: ቐፅልሉ ብዝተፈላለዩ መደባት ማእኸሉ ትግራይ ዝገበረ:: ተኽኢልኺ ናይመኪና ክራይ እስቲ ስርሒ::ሞዴል: ኤስ ሺ ቪ (SUV)2 ወይ 4 ዊል: አውቶ ማቲክ ብጋዝ ኾነ ብኤሌክትሪክ ተተኽኢሉ ትሕት ዝበለ ማይሌጅ ዝተጉዓዘ/ት ካብ 2010 ዓ.ፈ ለው ንላዕሊ ዝተመረታ ዓይነት መኪና ብዘይግድስ አብ መቐለ ዘካርዩ ተልዬም መደብ ስርሕልና ዝሓፍተይ:: ኽረምቲ ክመፅእ ይደሊ እየ መኪና ድማ ክከራይ ስለዝደሊስ ንምፍላጥ ክሕግዘና ምእንታን:
@EMH-Tech
@EMH-Tech 9 ай бұрын
ንፍዕቲ ኣጆኺ ቀፅልሉ ደስ ዝብል ፕሮግራም
@kibromkibrom3769
@kibromkibrom3769 9 ай бұрын
ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ነበረታትዓዮም ጎበዛት ፅቡቅን ፅፉፉን ኣቀራርባ እዩ ቀፅልሉ
@suadabdelwahab9559
@suadabdelwahab9559 4 ай бұрын
ብሓቂ ዝሓወይ ብክንደይ ምድላይ እየ ረኪበዮም ካብዞም ምንም ኣፍጦ ዘይብሎም ደመይ ዘፍልሑለይ ዝነበሩስ ተገላጊለ
@amhaasmelash9075
@amhaasmelash9075 9 ай бұрын
Good job Bertieu!!
@RobelAtsbha-t9n
@RobelAtsbha-t9n 9 ай бұрын
እቲ ናይ ደደቢት ዕዳ መን ኢዩ ግድን ክከፍሎ ዘለዎ?
@Tigraynamedia
@Tigraynamedia 9 ай бұрын
ጎበዛት፡ ኢኹም። ካሜራ አቀራርጻኹምን አቀራርባኹምን ዝበለጸ ማራኺ ንምግባር ንእሽተይ ስልጠና ግበሩ። ባዕልኹም ክትለማመድዎ ትኽእሉ ኢኹም ናይ ምስሊ ጽባቀ stability ናይ ድምጺ ጽርየት ናብ ካሜራ እናረኧኹም ምዝራብ ልመዱ
@fr6gg858
@fr6gg858 9 ай бұрын
ዋዉ ደስ ክብል ግን ካሚራማን አሻሹሉ ዝርብሽ ድምፂ አለዎ ላብ ዝኮነ ይኩን አንፍት ንናይባሉ ጥቅሚ አለዎ እዩ ልምሳሌ መብራሕቲ ትከድ ተኮይና ናይምሽት ፃሓይ ውን ይጠቅመካ እዩ ❤
@karozimathestar929
@karozimathestar929 9 ай бұрын
መቀለ 70 እንደርታ ስፖርት ይሽየጥ ተኮይኑ ሓብርኒ?
@RobilRobil-t9w
@RobilRobil-t9w 9 ай бұрын
ቀፅልዮ ❤❤❤
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@imissmama3978
@imissmama3978 9 ай бұрын
ጽብቕቲ ,ሞ ጽቡቕ ጌርኪ ባ ጻሓፍዮ፡ ክራይ ድዩ ዋላ መሸጣ? ምስወዳእክዋ ግን ተረዲኣትኒ😁😉
@ramamehretab2065
@ramamehretab2065 9 ай бұрын
መቕረብቲ፡መሰናዳእቲ፡ብትግርኛ #ተኸተሉኒ #ሳዓዉኒ ትግርኛ #ድርድር! ምውጋይ: ናይ #ጋራ! ናይ ሓባር
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ 9 ай бұрын
ኲሓ ኣምፅእልና ዝያዳይ❤
@apsaramobile7888
@apsaramobile7888 9 ай бұрын
Yikrta gali kuha deke wey deka
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ 9 ай бұрын
@@apsaramobile7888 ኲሓ ኣብ ከተሙኡ ኣይኮንኩን ግን ኣብ ከባቢኡ እዪ
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 9 ай бұрын
Betami des bhali eyu please part 2
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 ай бұрын
ኤርትራውያን ክንገዝእ ተደሊና እንታይ ዓይነት ሕጊ ከነማልእ ኣለና ባ ሕተትልና❤❤
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 9 ай бұрын
ታሴራ ትግራዋይ ምኳንካ ሓመድ ዓቀባ ትሰርሕ ሓመድ ዓቀባ ማለት ምስ ወለድና ወፊርካ ልምዓት ተልምዕ ሽዑ ታሴራ ትወሃብ
@ጓልመቐለ-ኈ7ጰ
@ጓልመቐለ-ኈ7ጰ 9 ай бұрын
​@@tigraywerki1355ክገዝእ እኮ እዩ ዝብል ዘሎ። እቲ ትብሎ ዘለኻ መሬት ብነፃ ክበሃው እንተኾይኑ እዩ ሰብዓ ካሬ
@gimihaile354
@gimihaile354 9 ай бұрын
ፅብቅቲ ጋዘጠኛ ልመጀመርታ አይቻለው
@GZELEKULUGZELEKULU-qj1hx
@GZELEKULUGZELEKULU-qj1hx 9 ай бұрын
Btaemi nemesgn zahaftey♥️👈
@ወጊድይሁዳ
@ወጊድይሁዳ 9 ай бұрын
ዋላ ብነጻ ሂብኩምና እንታይ ክንገብሮ???? ሰብ ጠሚዩ እናተሰደደ ገዛ ምግዛእ ተራኢኩም
@habtomknfe
@habtomknfe 9 ай бұрын
Ntsa meret reaylna tsbkti haftna
@MbbMbb-b8h
@MbbMbb-b8h 9 ай бұрын
ቀፅልሉ እና ናይ ምግቢ ኬክ መሰልጠኒ እንተ ሃልዩ ኣብ መቀለ ባ ኣፍልጥና
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 9 ай бұрын
ሰረቕቲ ስለዝኾንኩም ክትሰርቁን ክትዘምቱን ስለዝደለኹም እምበር ኩሉ ገዛ ንሰሜን ገፁ ገይርኩም ዘይትሰርሕዎ?
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 9 ай бұрын
ኣብ ዓዲግራትን ከባቢኣን መሬት ክትገዝኡ ትደልዩ ሃይ በሉ ዝሽየጥ ከራክበኩም እየ ሓፍትኩም❤❤
@bg9694
@bg9694 9 ай бұрын
What is the meaning of ሌላ time meaning. I was going to subscribe your channel before I do that need to know the meaning. I hope something to do with Tigray.
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei 9 ай бұрын
ሌላ = ምልላይ
@TemesgenwediM
@TemesgenwediM 9 ай бұрын
እንታይ እዚ ኣንቱም ሰባት 70 ካሬ ከመይ ምካኑ እዩ ኣይተረደኣንን ክንደይ ክላስ ዝሓዘ እዩ ?/
@ቅዱስሚካኤልልጅ
@ቅዱስሚካኤልልጅ 9 ай бұрын
ናፃ መርየት ጠይቅልና 70 ካሬ
@genetkwt6461
@genetkwt6461 9 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሓፍተይ ናይ ኳርንስ ጀንሶን እስኪ አርኢና እንተክኢልኪ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ 9 ай бұрын
❤❤❤❤ቀፅልዮ
@tsege531
@tsege531 9 ай бұрын
140 ካሬ ናማሕበር ባ ስርሕልና
@Eden-ll8hn
@Eden-ll8hn 9 ай бұрын
Mesakum aloku maheber❤❤❤
@ፈቀ9853
@ፈቀ9853 9 ай бұрын
ባዶ መርየት ኣርእና
@abrahammamo2707
@abrahammamo2707 9 ай бұрын
Good job
@negahaile5391
@negahaile5391 9 ай бұрын
ምዕቓብ ዓቃብ ዓዲ ተፈጥሮ - ህጻን ይውለድ፣ ኣበይን ካብ መንን ንዕዑ ነቲ ዝውለድ ምርጫ ዝሓተተ ኣይኮነን። - ካብ ምሕዛል ክሳብ ምጉያይ በቲ ዘለዎ ከባቢ ተሓጊዙ ይዓቢ። - ምስ ምዕባይ ብዕድመ ሕጂውን ተፈጥሮ ዝፈጥሮ ተፈጥሮ ብዘይ ናቱ ምርጫ ናይ ስጋ ፍትወት ኣብኡ ይፍጠሮ። - ነዚ ተፈጥሮ ዝፈጠሮ ተፈጥሮ ናይ ስጋ ፍትወት ዕንክሊል ንምትግባር ካብ ወለዲ፣ ቤተሰብ፣ ዓዲ፣ መንግስቲ በብጽሒቶም ብዝዋጽእዎ ሓላፍነት ዓቓብ ዓዲ ይዕቐብ እብል። - ነዚ ተልእኾ እዩ እውን ኩሉ ወላዲ፣ ቤተሰብ፣ ዓዲ፣ መንግስቲ ዝነብር እየ ዝብል። - በዚ ናይ ተፈጥሮ ናይ ስጋ ፍትወት ኣተሓሕዛ ዓዲ ናይ ምህላውን ዘይምህላውን ግደ ኣለዋ ይብል። - ወለዲ፣ ቤተሰብ፣ ከም ዓዲ ኣብ ዝተኣኻኸብሉ ከም ዘርከብናሉ ንውላዶም እቲ ዕድመ ናይ ስጋ ፍትወት ምስ በጽሔ ብጸይቲ የምጽእሉ የምስልዎ። (ውላዶም ዝብሎ ዘለኹ ውላድ፡ ውላድ ወለዲ፣ ውላድ ቤተሰብ፣ ውላድ ዓዲ እዩ።) - እዚ ምጽማድ ነቶም ዝጻመዱ ኣብ መረበቶም ናይ ምንባር ዕድሎም ዝዓበየ ይገብሮ። - ዓዲ ተሓባቢሩ ኸኣ ከጽልሉላ ዝኽእሉ ቤት ይገብርሎም። - መጻምድቲ እውን ካብቲ ወለዲ፡ ቤተሰብ፡ ዓዲ ዝረኸብዎ ልምዲ መነባብሮ ዓቕሞም እንዳዕበዩ`ኸኣ ብግዲኦም ኣብ ናይ ወለዲ ቦታ ይበጽሑ። - ንወለዲ፣ ቤተሰብ፣ ዓዲ፣ መንግስቲ ዝብሃል ኣብ ልዕሊዖም ምስ ተጻዕኖም ብስም ትምህርቲ ውላዶም ካብ ኢዶም ወጺኡ ኣብ መረበቱ ናይ ምንባር ዕድሉ እንዳጎደለ መጺኡ እዩ። - - - ብዛዕባ መንግስቲ ብዙሕ ክብሎ ዝደሊ ገዲፈ ናብቲ ሕጂ ነቲ ዓቃብ ዓዲ ከመይ ትዕቅቦ ናተይ ርእይቶ ከቕርብ፥ - ብዝቀልጠፈ ኣብ ምሉእ ትግራይ፡ ከተማን ሓውሲ ከተማን ዝኸውን ቦታ ክጣየስ። - መሓንዲሳት ኣብ ዓዲ ዘለዉ ይኹን ኣብ ደገ ናይቲ ዝተጣየሰ ቦታ ማስተር ፕላኖም ከቕርቡ። - ኣብቲ ማስተር ፕላን ዝቀርብ ናይ መንበሪ ቦታ ቃጽዖ/parcel ጎደሎ 500ኳ.ሜ ክኸውን የብሉን። እዚ ዝብሎ ዘለኹ ምኽንያት ብ500ኳ.ሜተርን ካብኡ ንላዕሊ ተቖሪጹ ዝጸንሔ ማስተር ፕላን ንመጻኢ ጊዜ ኣብ ጥቕኡ ዘሎ ቦታ ከይተንከፍካ ንበይኑ በብግዚኡ ካብዚ ዘለናዮ ተበጊሰ ንመጻኢ 150-200 ዓመት ቅርጹ ከተመሓይሾ ናብ ደርቢ ክሳብ ሰለስተ ከተዕብዮ ይክኣል እዩ በሃላይ እየ። ነዞም ሕጂ ነዚ ቦታ ዝውሃቦም ኸኣ ብቐሊሉ ነቶም ደቆም ነናቶም ክፍሊ መደቀሲ ክህልዎም ይሕግዞም። (ዕድሚኡ ዝኣኸለ ውላድ ናቱ መደቐሲ ክህልዎ ኣለዎ) - ቃጽዖታት ንመን ይውሃብ? - ንኹሉ ኣብ ዝመረጾ ዕድሚኡ ንዓቕመ ኣዳም ዝበጽሔ/ት ትግራዋይ። - ክፍሊት ነቲ ማስተር ፕላን ዝወጸ ወጻኢ ዝትክእ ጥራይ። - ካብ ዕድሚኡን ትግራዋይነቱን ካልእ ከማልኦ/ዝሕተቶ ክህሉ ኣይግባእን። - መንበሪ ምህላው ማለት ዓቃብ ዓዲ ምዕቓብ ማለት እዩ። - መንበሪ ምህላው ብምቾት ክርኤ የብሉን። እኳደኣ በንጻሩ ሓደ መንበሪ ዝገበረ ሂወቱ ነቲ ሕብረተሰብ ዝሃበ እዩ። - መግቢ፣ ክዳን፣ መንበሪ ሓደ ካብቲ ሓደ ዝንእስን ዝዓብን ኣይኮነን። - ከመይ ይስርሑ ኣብዚ ግዜዚ ከቕርብ፥ - - - ንዋት - ሓመድ ፣ እምኒ ፣ ዕንጨይቲ፣ ካብ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝፈርዩ ካልእ፣ (ስሚንቶን ሓጺንን ኣብዚ እዋን ዝተኸልከለ ይኸውን) - - - ብዘይ ገለ ስእሊ ዋና ቃጽዖ ከም ዝመስሎ ካብ ጎረቤቱ ተፈንቲቱ ብኣርባዕቲኡ ሸነኹ ካብ 2 ሜትሮ ብዘይንእስ ኣብ ቦትኡ ኣትዩ መንበሪኡ ይሰርሕ። (ካብ ሎሚ ድሕሪ 50 ዓመት ይኹን ድሕሪኡ ንመጻኢ ምስ ዕብየት ናይ ትግራይ ተራእዩ ዋና ቃጽዖ ፕላን ኣቅሪቡ እቲ ምምሕዳር ከተማ ብዘፍቅዶ እንደገና ክሰርሖ ይኽእል) ኣነ ከም ርዲኢተይ መንበሪ ገዛ (ዓቢ ይብል የለኹን፡ ልዕሊ ዓቕሚ ዝኾነ ይብል የለኹን) ንሓደ ዓቕሚ ኣዳም ዝበጽሔ ዝውሃቦ እዩ፣ ንሱ ባዕሉ ዘጥርዮ ኣይኮነን፣ ናይ ስጋ ፍትወት፡ ሕደረኒ፡ ጽናሕ፡ ትብሎ ኣይኮነን ብናይ ተፈጥሮ ሕጊ ዝግዛእ እዩ።- - --- እንተዘይኮይኑ ከምዚ ሕጂ ንርእዮ ዘለና ነፍሲ ወከፍ ዓቕሚ ኣዳም ዝበጽሔ ቃልሲ ኣብ ዝህልወሉ ግዜ ንበረኻ፣ ሰላም ኣብ ዝኾነሉ ግዜ ዓዱ ገዲፉ ንስደት እዩ። ሰላም ንኹሉ
@tomytk6430
@tomytk6430 9 ай бұрын
160 ልዕሊኡን እባ ስርሕልና
@DndjDjdj-u6f
@DndjDjdj-u6f 9 ай бұрын
ኣበይ እዩ
@efkb320
@efkb320 9 ай бұрын
ኣበይ ቦታ ከም ዝኮነ ኣቀዲምኪ ንገርና ሓፍተይ
@Abeleyob-w6f
@Abeleyob-w6f 9 ай бұрын
ተዛሪባ ያ ኮ መቀለ ሰብዓ ካሬ ብቀልቀል ደብሪ ጥቃ ነዳዲ መሸጢ
@genethagos-qy2sq
@genethagos-qy2sq 9 ай бұрын
Chek e under 4 million ples,, thanks ,,
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 9 ай бұрын
ፅብቅቲ ሓፍተይ ይገርም እዩ ብጣዕሚ ከቢሩ😢😂
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 9 ай бұрын
እንታይ ማለት እዩ ሓሙስተ፣ሹድሽተ ክትብሉ ከለኹም? ግልጺ ግበሮ ። ኣሻሓት ድዩ ሚልዮናት ድዩ?
@axsum---tsion21
@axsum---tsion21 9 ай бұрын
ሚልየን እዩ ዋ ሳብስክራይብ እማ ግበርለይ😂
@hiwotkidanu7150
@hiwotkidanu7150 9 ай бұрын
ሚልየን እምበር ኣሸሓት ዝባሃል እማ ቀደም ቀርዩ.
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 9 ай бұрын
@@hiwotkidanu7150 ዋው! እሞ እዛ ዓዲስ ድኻ ክነብረላ ኣይኽእልን ማለት እዩ ። የቐንየለይ ክብርታት ይሃበለይ ንቲ መልሲ
@ጓልኣውላዕሎ
@ጓልኣውላዕሎ 9 ай бұрын
ኩሓ 140 ካሬ ኣለኒ ልሽወጥ
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 9 ай бұрын
700.000 ሽሕ ድዩ ?
@hagosshewit8452
@hagosshewit8452 9 ай бұрын
😂😂😂
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 9 ай бұрын
@@hagosshewit8452 መልሲ ባ ንገርና ዝሓፍተይ
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 9 ай бұрын
ሸውዓተ ሚሊየን እባ 😂😂😂
@Abeleyob-w6f
@Abeleyob-w6f 9 ай бұрын
😅😅😅
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 9 ай бұрын
ተኸተሉና ኣይትበሊ ትግርይና ኣይኮነን ሰዓቡና ምሳኑ ኩኑ በሊ ቋንቋኽን ከይተምሃርክን ሃጠው ቀጠው ትብላ ።
@WhatsUp-z3b
@WhatsUp-z3b 9 ай бұрын
Tegaru tigrigna temharu bejakum
@Abiabshi9988
@Abiabshi9988 4 ай бұрын
😮😢😢😢😢
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 9 ай бұрын
6/7 ሚሎን ድዩ
@Abeleyob-w6f
@Abeleyob-w6f 9 ай бұрын
እወ ክባር ዩ
@ETH-n1o
@ETH-n1o 9 ай бұрын
way ngdi , des bhali lela times
@samuelasmerom5023
@samuelasmerom5023 9 ай бұрын
100.000😢 1000 Euro malet yu ko kebru wae😮
@zedigidey-qm8xu
@zedigidey-qm8xu 9 ай бұрын
ሸውዓተ ሚኢቲ ሽሕ ድዩ ሚልዮን እዩ ዘይተረደኣኒ ኣረዱኡኒ እስከ
@mebrihithuluf2305
@mebrihithuluf2305 9 ай бұрын
ሚልዮን ባ
@Abeleyob-w6f
@Abeleyob-w6f 9 ай бұрын
7 ሚልየን 😅😅
@user-ox7zc8ey2c
@user-ox7zc8ey2c 9 ай бұрын
❤❤🎉
@eastafricainformation2825
@eastafricainformation2825 9 ай бұрын
ሸዉዓተ ሚልዮን ድዩስ ዋላ ሸዉዓተ ሚእቲ ሽሕ?
@karozimathestar929
@karozimathestar929 9 ай бұрын
😂😂😂700ሺህ ብዘመነ መለስ ቀሪዩ
@HagushHaylu
@HagushHaylu 6 ай бұрын
በጃኪ ዉቅሮ ረአይልና 😓😓❤
@hiwothiwot3843
@hiwothiwot3843 9 ай бұрын
አነሰ በለፎን ደልየ ነረ በጆኪ እንዶ አርእኒ
@yohaneskebede2208
@yohaneskebede2208 9 ай бұрын
Beutyffu
@membarpti5612
@membarpti5612 5 ай бұрын
ፈተውቲ ትግራይከ ገዛ ክገዝኡ ድየም😅😅😅
@selamawitkahsy
@selamawitkahsy 9 ай бұрын
ሓሙሽተ ሽድሽተ ታይ እዩ, ሽሕ ድዩ ዋላ ምልየን ታይ እዩ 😢
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 9 ай бұрын
😂😂😂😂 ሽሕ ደኣ ኩሉ ምገዝአ በጃኩም ኣይተስሕቁና😂
@teklayfisaha22
@teklayfisaha22 9 ай бұрын
7+ 5+ እንታዩ ሽሕድዩ ሚሊዮንዲዩ ግልፂባ ግበሩልና ይቅሬታ አብ ደገ ስለዝነብር ግምትየብለይን
@kbromhadgu3497
@kbromhadgu3497 9 ай бұрын
ሚልዮን እዩ ዝብል ዘሎ
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 9 ай бұрын
7 million😢😂
@michaelyohannes8920
@michaelyohannes8920 9 ай бұрын
ተጋሩ ትገርሙ ኢኹም ህዝብኹም ብድርቂ ዳሞተ ተራኢኩም ገዛ ዝሽየጥ 😢
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 9 ай бұрын
እሞ ንማዕተቢ ከይትሕስዉኒ ወይ ከይትሕስወኒ ብማርያም ብገንዘብ ዓቅምካ ወይ ዓቅምኪ ሓገዝ ገይርኪ ዶ ንፅጉማት ?
@betyhailay1079
@betyhailay1079 9 ай бұрын
abey alo kutsiri?
@dawit.g106
@dawit.g106 9 ай бұрын
60.000€ OMG
@Showhabesha-mp3me
@Showhabesha-mp3me 4 ай бұрын
Bro ayteredann 60.000 neti zteserhe welas zeytewedie eyu
@hailekassa9474
@hailekassa9474 9 ай бұрын
Engineering zero
@rorasabur-u5t
@rorasabur-u5t 9 ай бұрын
ዕ እብድ ነው ስዩም ተሾመ ጫት ቅመው መርቅነዋ ።
@kahsayassefa3589
@kahsayassefa3589 9 ай бұрын
😂lte
@damtew8363
@damtew8363 9 ай бұрын
7 ሚሊዮን ብር 70 ካሬ መቀሌ ላይ ጉድ በል ቁጥር አለማወቅ ። 7 ሚሊዮን ብር በብላክ ሰባ ሺ ዶላር ነው በሰባ ሺ ዶላር ርዋንደ ናይጀሪያ ታንዛንያ 400 ካሬ ዘመናዊ ቪላ መግዛት ይቻላል አሜሪካ ሜሪላንድ ወይም ቴክሳስ 30 ሺ ዶላር ጨምረህ 110 ካሬ ዘመናዊ አፖርትመንት መግዛት ይቻላል ውሐ መብራት እና ሰላም በሌለባት ደላላ ሌባ እና መጠጥ ቤት በበዛባት ከተማ መቀሌ ላይ ግን አሸወይና ነው ቪድዮውን የሰራችሁት ግን የዩቲዩብ ሳንቲም ለመልቀም ነው ወይስ እውነታችሁን? ይሄ ነገር ይጣራልን?
@avielavi990
@avielavi990 9 ай бұрын
What wrong with you Tegaru it's high price 😡😡maybe it's kadre of stupid TPLF communism egotistical ❌️ 🤮
@ጋልውቅሮሃገረትግራይ
@ጋልውቅሮሃገረትግራይ 9 ай бұрын
በጃኪ ባ ኣብ መቀለ 70ካሬ ነፃ ዘይተስረሐ ❤ኣምፅእልና ክንደይ እዩ ዋጉኡ
@zembabahaileselasse9656
@zembabahaileselasse9656 9 ай бұрын
❤❤❤
@genethagos-qy2sq
@genethagos-qy2sq 9 ай бұрын
Chek e under 4 million ples,, thanks ,,
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 16 МЛН
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
ЗНАЛИ? ТОЛЬКО ОАЭ 🤫
00:13
Сам себе сушист
Рет қаралды 3 МЛН
ቐኒሱ ቀኒሱ ቐኒሱ ድሕሪ ዶላር ዋጋ ሶፋ ኣርማድዮ ቦፌ ዓራት ኣብ ትግራይ
13:24
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 31 ( BY BRUNO )
44:05
Awra Tube
Рет қаралды 151 М.
#mekele  #shkor 70 ካሬ ገዛይ ከርኣየኩም
8:09
ስደት መምህርና እዩ LEMLEM YouTube
Рет қаралды 7 М.
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 16 МЛН