81 መጽሓፍ ቅዱስ ተቐባልነት የብሉን ኢኹም ትብሉ እሞ ስለምንታይ part 3

  Рет қаралды 38,636

Daniel Pictures

Daniel Pictures

Күн бұрын

Пікірлер: 424
@luchiateklay1884
@luchiateklay1884 Жыл бұрын
❤❤❤እየሱስ ክኣ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እያ ብዛይካ ሓደ እኮ ናብ ኣቦ ዝመጽእ የለን።ብዘይካ የሱስ ካልእ መንገዲ ሓሶት እዩ ማለት እዩ።ክፍሉ ጅግና መዛምራትካ ኩሉ እዩ ዝባርክ መመሊስካ ወስክ።
@eritreanredsea8167
@eritreanredsea8167 Жыл бұрын
እዋይ ወልድና ከማኩም ንእዝጋብሄር ኣምላክ ብትሕትና ብዓቢ ክብሪ ብእምነት ጥራይ ዘይኮነ ብግብሪ ኣምሊክሞ ኣብዚ ኣብዚ በጽሕና ናይ ሕጂ ካ ትርጉም ጾም ኣይርዶም ስግደት ኣይርዶም ዉላድ ተርክብናኩ ይቕረ በሉልና እዚ ኣይኮነን ኢድኩም ሓውና ክፍሉ ካ ትማሊ ሓድሽ ሃይምኖት ተቐብልካስ ክንዲዚ ዘርባ እዝኩሉ ግዜ ኣበይ ነርካ እምነትካ ዘይፈተሽካ ነንብሳካ እምበር ን እምነት ዕርቶዶክስ ተዋህዲዶ ኣይተናእስ ብቐድምካ ኣብ ልብካ ኣይንበረት ተትነብር ምፈለጥትካያ እዝጋብሄር ኣምልካ ይቕረ ይበለልካ።
@ኣብመስመረይEritrea
@ኣብመስመረይEritrea Жыл бұрын
Yrdana ayeneberen ybl ka ybl afu meliu. qelal melsi 'ayHatetkan, ktrdaA aydelekan '.
@Tiktokmezmurchristian
@Tiktokmezmurchristian Жыл бұрын
35:47 ❤ John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።❤❤❤❤
@yonasgerezgiher1998
@yonasgerezgiher1998 Жыл бұрын
ብስመ ስላሴ❤ ኣምላከ ቅዱሳን ብምሕረቱ ይጠምተና ዓይነ ልቦና ሊድያ ዝኸፈተ ዓይነ ልበናኩም ይኽፈተልኩም ስምኩም ክርስታናዊ ግብርኹም ግን ሸጠናዊ😢 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንኢዮሱስ ክርስቶስ ሕዛ ንዘለልኣለም ክትነብር እያ መስልኩም ግን እቶም ኣሜን ትብሉ ዘለኹም/ኺን ብሓቂ ነብስና ንፈትሽ እመብርሃን ትሓልወናን ናብ ፍቁር ወዳ ትለምነልናን ወስብሃል ለእግዝኣብሔር
@eritreanunityworldwideeplf1
@eritreanunityworldwideeplf1 Жыл бұрын
እዞም ተዋህዶን ካቶሊክን ሙስሊምን ዝኾንኩም ነዛ ቻነል ፎእ በሉዋ። ጎስጓስ ኣንጻርኩም ኢያ ጀሚራ ዘላ? እዚ ወዲ ጌጋ እናተዛረብ ሰብ ከጋጊ ሱቕ ኢሉ ይሰምዖ ኣሎ። ነዛ ቻነል እዚኣ ክትኩንንዋ ኣሎኩም እንታይ ትገብሩ ነዓኹም ይምልከት!!
@sirakhaile8952
@sirakhaile8952 Жыл бұрын
ስም እግዚኣቢሄርንስም ወላዲተ ኣምላኽ ድንግል ማርያምን ንዘላለም ዝከበረን ዝተመስገንን ይኹን።ኣሜን 🙏🙏🙏
@eruadey4716
@eruadey4716 Жыл бұрын
Amen amen amen mearey
@febi.febiti
@febi.febiti Жыл бұрын
Amen amen amen
@awetbereket3570
@awetbereket3570 Жыл бұрын
ምድሓን ብጎይታ ጥራይ እዩ ብርግጽ!!!"ኣብታ መዝሙርካ ግን መንፈስ ቅዱስ ረቲዑ ምስ ጻድቃን ሰሪዕካኒ ኢልካ ክትዝምር ጸኒሕካ" ንሕና ኣመንቲ ተዋሕዶ ውን ንሱ ኢና ንምህር፡ክፍሊ ቅዱሳን ክንካፈል ኢልና ኢና፡ከምቲ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበሎ{ኣነ ንጎይታ መሲለ ኣለኹ እሞ ንዓይ ምሰሉ 1 ቆሮ 11፥1 እንታይ ኮይኑ እዩ ንክርስቶስ ምሰሉ ዘይበለ ምስ ኣንበብካያ መልሲ ክትጽሕፍ ክጽበየካ እየ።}
@freebythebloodofjesus8373
@freebythebloodofjesus8373 Жыл бұрын
ክብሪ ንጎይታ የሱስ ኣቤት ብሩኽ መንፈስ ቅዱስ ከመይ ጥበበኛ ይገብር ከመይ ይልውጥ፡ ክፍሉ ሓውና ምስክር ዩ እልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏
@AsmeromEfrem
@AsmeromEfrem Жыл бұрын
Ewa merewas ayrewekune uk semaya Briton kesewene entey ele kelekum kkkk
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md Жыл бұрын
Selam deki krstos yhwatey ab tigray bhmam zsakeyu zelewu tegaru yhwatna knhgzom mahber nfter etom amenti elyos pasterey ke a khgezu aygbain eyu amlak kkexom elu e u komu gierwom eluna krstos netom zteshgeru keythgzu ybl dyu? mexhaf kudus komu tezey ybl koynu nab ortedekx kmles eye Ortedeks ke nsebat thbhb do entay astewaxo eya tgebr nay hawaryat nay kedem krstyan nay lomn kenaxaxro koleku krstna zferese koynu ysmeani?
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
@@Afewerki-di9md ከምኡ ዝብል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ የለን፡ እኳ ደኣ ጽጉማት ክሕገዙ እዩ ዝእዝዘና፡ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ነዚ እያ ትኣምን።
@tesfalidetokubamichael2164
@tesfalidetokubamichael2164 Жыл бұрын
እቲ ዝተሓተትካዮ ክትምልስ ዘይኮነስ፡ እተን ትፈልጠን ክትዛረብ ኢኻ መጺኻ መስለኒ
@frenihabte4261
@frenihabte4261 Жыл бұрын
Ezgi afleteka wedey
@AbielTsige-w1e
@AbielTsige-w1e Жыл бұрын
Nay behaq zerba eya eza habibi ❤❤
@rahwahagos2540
@rahwahagos2540 Жыл бұрын
kKk tray kizareb yu mexu zitehateto ay milsn zelo😂
@filmonmebrie460
@filmonmebrie460 Жыл бұрын
😂😂😂
@frenihabte4261
@frenihabte4261 Жыл бұрын
Ane kem zmesleni bejaka interview elka admeni zbelo eyo zmesel
@GoodNewsWithMeda
@GoodNewsWithMeda Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባርኽኩም,,በርትዑ የሱስ ክርስቶስ ብርሃን እዩ አሜን
@kisublessed5434
@kisublessed5434 Жыл бұрын
“ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።” - ግብረ ሐዋርያት 4፥12 Yesus goyta “ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።” - ግብረ ሐዋርያት 4፥12 Yesus goyta eyu amen
@መንገዲሓቂየሱስ
@መንገዲሓቂየሱስ Жыл бұрын
ሓቂ እየሱስ ጥራይ እዩ ❤❤❤❤❤
@akberetbrhane9201
@akberetbrhane9201 Жыл бұрын
እልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልል ክብሪ ነቲ ዓቢ ስሙ ይኹን 👏👏👏🙌🙌🙌🙏🙏🙏😇😇😇💕ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም ብሩኻት ንበረኸት ኩኑ ዋው ኣዚዩ መሳጥን መሃርን መንፈስካ ዘሐድስን ፍልጠት ዝውስኽን ሕቶን መልስን ።ዘመን ሂወትኩም ኩሉ ይባረኽ።😇🙏🙌👏🎶
@lydiatedros4564
@lydiatedros4564 Жыл бұрын
Proud of you kiflu bruk, Amazing preach memeliska tegelexelna. Ms Goyta mnbar kitiem bhaki. Gazietena kea sle tiegstka medebatkan kbretyhabelna bhaki bruk eka.
@MehretGebregziabherMehretab
@MehretGebregziabherMehretab Жыл бұрын
ዋው ከምዚ ዓይነት ብስልት ሒዝካ ምዉጻአካ ኣምላኽ ንብዙሓት ምድሓን ክገብረካ እዩ ጸጋ ይብዝሓልካ ክፍሉ ብሩኽ❤
@merrylovely1220
@merrylovely1220 Жыл бұрын
ብስለት ኣይኮነን እዚ
@MehretGebregziabherMehretab
@MehretGebregziabherMehretab Жыл бұрын
@@merrylovely1220 ሂወት ተርዲእዎሲ ብቁዕ መጽሓፍ ቁዱሳዊ መልሲ እምበር ግና ንዝርዶ እዩ
@merrylovely1220
@merrylovely1220 Жыл бұрын
@@MehretGebregziabherMehretab መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ትፈልጥዎ ንስኩም መጽሓፍ ሄኖክ ኣይትኣምኑን ኢኩም ሓዋርያት ካበይ ኣምጽዩ ጺሒፊሞ እስኪ መልስ ርድኢት ይየብልኩምን 14-15 ሄኖክ፡ እቲ ሳብዓይ ካብ ኣዳም፡ ነዚኣቶም፡ እንሆ፡ ጐይታ ንዅላቶም ኪፈርዶም ኢሉ ምስ ኣእላፋት ቅዱሳቱ መጺኡ አሎ፡ ነቶም ፍርሃት እግዚኣብሄር ዜብሎም ኵላቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገበርዎ ዅሉ እኩይ ግብርን ብዛዕባ እቲ ሓጥኣንን ገፋዕትን ብዛዕብኡ እተዛረብዎ ዘበለ ዅሉ ዘረባ ድርቅናን ኪቐጽዖም እዩ፡ ኢሉ ተነበየሎም።
@sabasabi8472
@sabasabi8472 Жыл бұрын
This makes me happy …..because Jesus is being preached everywhere even in mass medias
@akberetafom7234
@akberetafom7234 Жыл бұрын
ይገርም እዩ ንዘይነበርኩማ ኦርቶዶክስ ኔርና ኢልኩም ክትደፍርዋ ብጠዓሚ የሕዝን😢 ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ብሓደ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ትኣምን ሃይማኖት ኢያ።
@tewahdohaymanot3134
@tewahdohaymanot3134 Жыл бұрын
Entay ybehal egziabhier goyta serawit mewedaetu yexebkelu nezi kbur haw
@grmeso6369
@grmeso6369 Жыл бұрын
Akberet afom .nay orthodox mezgeb misaki dyu zelo ayneberkumin etibli ?
@tewahdohaymanot3134
@tewahdohaymanot3134 Жыл бұрын
@@grmeso6369 kbur haw orthodox nere kbl tekoynu eko orthodoxawit betekrstyan tmhro tmhrti bgbue felitu mermiru zfelt endhr koynu ember bshm kab sdraka weriskayo gbue srata axwamata tmhro tmhrti endhr zeytfxmo kuenka entay trgum alewo. Dehar kea bejakum bhiwet keldi yelen, entay iya tmhr ilkum mermrwo bdegawi zre wey dkamat agelgelta aytmzenwo. Lieli orthodox betekrstyan ngoyta iyesus zxwo yelen bmelkea iyesus, teamre iyesus kalen. Ms mlue akbrot eyu kbur haw hmak enatesemaani hiwet seb sean fltet ktefie.
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
@@tewahdohaymanot3134 ጽቡቕ ርእይቶ።
@eritreanunityworldwideeplf1
@eritreanunityworldwideeplf1 Жыл бұрын
እዞም ተዋህዶን ካቶሊክን ሙስሊምን ዝኾንኩም ነዛ ቻነል ፎእ በሉዋ። ጎስጓስ ኣንጻርኩም ኢያ ጀሚራ ዘላ? እዚ ወዲ ጌጋ እናተዛረብ ሰብ ከጋጊ ሱቕ ኢሉ ይሰምዖ ኣሎ። ነዛ ቻነል እዚኣ ክትኩንንዋ ኣሎኩም እንታይ ትገብሩ ነዓኹም ይምልከት!!
@jesusisthetruth4867
@jesusisthetruth4867 Жыл бұрын
Woww I'm so impressed by your answers, kemey zblka jgna ika konaka zelka, yesus beaka des ilwo alo beka, ezni zelwo nezi zblkayo kulu kestwelelu iu.
@robelyohannes4752
@robelyohannes4752 Жыл бұрын
ዋዋዋዋው ክብሪ ንኣምላኽ ኽፍሉ ሓወይ ብሩኽ መመሊስካ ተገለጽ ❤❤❤❤❤❤ ።።GBU
@kiflomfeday1757
@kiflomfeday1757 Жыл бұрын
ሻሎም ክፍሉ ወደይ አብተን 66 መጻሕፍትን 81 መጻሕፍትን እቲ ቀንዲ ዘፈላልየን መድረኽ ወይ ጌዜውን አሎ። ማላት ቡሉይ ኪዳን መጻሐፍ ኩሉ ክርስትያን ዝሰማማዓሉ ኩሎም ነበያት ክሳብ ነቢ ሚልክያስ ኢዮም ተነቢዮም ድሕሪ ምልክያስ ነቢ ዝተሰኤ ዮውሀንስ መጥመቅ ኢዩ።ሰለዚ ካብ ሚልክያስ ክሳብ ዮውሀንስ ዘሎ ፍልልይ ዓመታት 400 ዓመት ኢዩ።እዘን 15 ምዕራፋት አዋልድ ዝበሀላ መጽሐፋት አብቲ 400 ዓመታት ኢየን ተጻሒፈን አብዘን 400 ዓመታት መንፈስ ቅዱስ አብ እስራል አይሰረሐን ምክንያቱ እቲ 400 ዓመታት ክሳብ ዮውሀንስ ምጥመቅ ዘሎዋ ዓመታት ናይ ጽሙዋ ጊዜ ኢየን ዝበሀላ
@heavenlywisdom1866
@heavenlywisdom1866 Жыл бұрын
Jesus is lord !✝️💯
@Children_of_God545
@Children_of_God545 Жыл бұрын
ATA Jigna Kiflu hawey! You are a real preacher! God bless you ❤❤❤❤❤
@Wawa6191-z2x
@Wawa6191-z2x Жыл бұрын
ኣነስ ምሉእ ብምሉእ መንገዲ ሓቂ እና ተረደኣኒ እና ኣመንኩን ክስዕቦ ግን ሓይሊ ስኢነ Jesus is lord 🙏
@blexet
@blexet Жыл бұрын
Amlak haylka /ki yu ajoka /ki menfes qdus hagezka ydeli aleku mbal tray ya telling xega kab laeli mber kabana aykonan
@sebsebmukan7444
@sebsebmukan7444 Жыл бұрын
ኣጆካ/ኣጆኪ ጎይታ ሓይሊ ክህበካ/ ክህበኪ እዩ እሞ ኩሉ ግዜ ርድኣኒ እንዳበልካ/ እንዳበልኪ ኢድካ/ኢድኪ ሃብ/ሃቢ:: ጎይታ ብግዚኡ ክበጽሓካ/ ክበጽሓኪ እዩ እሞ ኩሉ ግዜ ብእኡ ተስፍ ግበር/ግበሪ::
@ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
@ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም Жыл бұрын
ክፍሉ ሓወይ ንእሽተይን ውዑይን ስለ ዝነበርካ፡ ቀልጢፍካ ውን ናብ ዕብዳንካ ስለ ዝኸድካ እምበር ቤ/ክ ሲ ነዚ እትብሎ ዘለኻ ወንጌል እያ ብ ትግርኛን ግእዝን ብዜማን ንባብን እትምህር። ውዳሴ ማርያም ንባዕሉ ብሙሉኡ ብዛዕባ ምስጢረ ስጋዌ ( ኣምላኽ ሰብ ኮነ ) ዝብል ኣዝዩ ሰፊሕን ዓሚቅን ትምህርቲ ዝሓዘ እዩ
@moasmera9176
@moasmera9176 Жыл бұрын
ሕቶን መልስን ጠቅላላ በበይኑ ኢዩ ዘሎ ጋዘጠኛ ይሓትት ክፍሉ ይሰብኽ ኢዮም ዘለው ግን ሎሚ 95% ሰብ ኮሙኡ ኢዩ ኮይኑ ደሎ😊
@filmontsehaye
@filmontsehaye Жыл бұрын
😂😂😂😂
@zenithalem5503
@zenithalem5503 Жыл бұрын
Hawey thas why eyu ko mexhaf anbb zbleka zelo metan krdaka ber nanas terediena u
@roziroza3655
@roziroza3655 Жыл бұрын
ነቲ ሕቶኮኒ ይምልሶዩ ዘሎ ወዮ ዘይርድአኩም ኮይኑ እምበር መጽሓፍ ቅዱስ አንብብ እሞ እንታይ ከምዝብል ክርድአካዩ
@moasmera9176
@moasmera9176 Жыл бұрын
@@zenithalem5503 ካቡኡ ዝገደደ 😂😂 ኣነ ዝበልኩስ እቲ መልሲ ሲ ስብከት ኮይኑ ምስቲ ሕቶታት ናይ ጋዜጣኔኛ ኣይተሳማመዐ የ ዝበልኩ ናይዚ ሕቶይ መልሲ ዲየ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ መልሱ ክረክቦ ምስቶ95% ኢካ ወላ ሕጂ ኣነ ኻልእ ንስካ ካልእ ኢና ዘለና
@zenithalem5503
@zenithalem5503 Жыл бұрын
@@moasmera9176 ewe ymls eyu ko zelo tedelika ka nayti hto melsi ab Bible aleka
@muhurieemanuel6365
@muhurieemanuel6365 Жыл бұрын
እቲ ሕቶ ንሕና ጥራይ ኢና ንሰምዖ ዘለና ይመስለኒ፡ ክፍሉ ዝሰምዖ ዘሎ ኣይመስለንን።
@rahwahagos2540
@rahwahagos2540 Жыл бұрын
😂😂 hakika eka
@lydiatedros4564
@lydiatedros4564 Жыл бұрын
Kiflu bruk azyu gelaxn brhun mglax Goyta aezizu ybarka👏👏
@rahwahagos2540
@rahwahagos2540 Жыл бұрын
@@lydiatedros4564 way😂😂ymharkum ni kale haymanot nikesabibis amlak kibarko😂😂
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Жыл бұрын
Wendrfuly interviews with the best guy thank you asmerom hawey beti teqrbo medeb 😍😇
@maranatamaranata7066
@maranatamaranata7066 Жыл бұрын
God bless you, absolutely true love and wonderful testimony.
@XioneyTube
@XioneyTube Жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ክቡራት ኣሕዋት፡ ቀጺለ ሓታቲ ትሓቶ ዘለኻ ሕቶ ምስተመለሰልካ ከምዝዓገብካ ሱቕ ኣይትበል ምኽንያቱ እቲ መልሲ ንሱ ስለዘይኮነ፡ ብፍላይ ከኣ ብዛዕባ ኦርቶዶክስ እናሓተትካ ከለኻ፡ ብእምነት ቀልዲ የለን። ኣምላኽ ምስትውዓሉ ይሃበና፡ ትንቢት ክፍጸም ግድን እዩ፡ ካብ ፈጸምቲ ትንቢት ምዃን የድሕነና፡፡
@johngherie9696
@johngherie9696 Жыл бұрын
Nay bhaki abi hasab eu zhawey
@lewamkidane
@lewamkidane Жыл бұрын
Aye orthodox xemamattt tehzunu kurub eba lbkum kfetwo
@XioneyTube
@XioneyTube Жыл бұрын
ኣየየየ መናፍቓን፡ ጸማማት ዶ ኢልካ፡ እምነት ኣቦኻን ኣዴኻን ክሒድካ፡ ንጐይታ ካብ ክብሪ ኣምላኽነቱ ኣውሪድካ፡ ካብ ማዕርነት ኣብን መንፈስቅዱስን ኣንኢስካ ምርኣይ (ዮሃ፡10፡30)፡ ፈራዲ(ኮናኒ) ከሎ ኣማላዲ (ራኢ 22፡12-13)፡ ፈጣሪ ከሎ ፍጡር (ዮሃ 1፡3) ምባል ድዩ እቲ ልቢ ምኽፋት፡ ወይ ካብ ጸማም ምዃን ዘድሕነካ፡ ኣምላኽ ናብ ልብኹም ይምለስኩም፡፡ ብጣዕሚ ኢኹም ተደንግጹኒ፡፡
@MilenBeyene
@MilenBeyene 10 ай бұрын
Kufulu hawey tebarek esu eyu eti haki eyesusss tray eyu mechani tebarek❤❤
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 Жыл бұрын
ውልድነት ብ ጸጋ ጥምቀት ኢና ን ረክብ መጀመርታ ምስ ዓበና ዲማ ብ ስጋን ደምን ናይ ክርስቶስ ን ህተም ምሱ ውን ብ ንስሃን ብ ሰናይ ግብሪ ብ ጽድቂ ብ ን መላለስ ብ ሓይልና ዘይንበጽሖ ስለ ዚኮመ ግን ትእዛዙ ብ ምፍጻም አንዳየነሳሕና ብ ምሕረት ኣምላክ ብ ተስፋ ወረስቲ መንግስተ ሰማይ ኢልና ን ኣምን
@rutaghebrezghi6410
@rutaghebrezghi6410 Жыл бұрын
Wawwww Zeger mskrnet nay bhaqi Wengel❤❤❤❤
@kiebronwediyesus2967
@kiebronwediyesus2967 Жыл бұрын
Kiflu❤❤❤❤jigna nay amlak seb memelisika tebarek ❤❤❤❤
@ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
@ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም Жыл бұрын
ክፍሉ ከምዚ ዝበሎ ኣብ ዳ ገብርኤል ኣኽርያ ተመሃራይ ዳ ቐሺ ኔሩ። ብርግጽ ኣብቲ ግዜ ትምህርቲ ሰንበት ኣብ ኣስመራ ኣይነበረን። ድሒሩ ግን ግብረ ዲቁና ምሸት ምሸትን ወጋሕታ ሰዓት 5 ውን ኣብ ደገሰላም እናሓደረ ክመሃር ጀሚሩ ጎኒ ጎኑ ከኣ ሰንበት ሰንበት ትምህርቲ ሰንበት ይመሃር ኔሩ። NB እቲ ናይ ሽዑ ትምህርቲ ሰንበት እዚ ሕጂ ኣብ ምሉእ ሃገር ተዘርጊሑ ዘሎ ብ ኣዋጅ መንበረ ፓትርያርክ ዝተጀመረ ዘይኮነስ፡ እቶም ቀደም ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ቤተክርስቲያን ዳ ገብርኤል ኣኽርያ ዝነበሩ መናፍቃን ምስ ተሰጉ፡ ብተበግሶ ናይ ሰበኻ ጉባኤ ናይ ዳ ገብርኤል ፡ እዞም ግብረ ዲቁና ዝመሃሩ ዘለዉ ደቅና ወንጌል ከኣ ምእንቲ ክፈልጡ ተባሂሉ ዝተኸፍተ እዩ ኔሩ። ኣካያዲ ናይቲ ትምህርቲ ሰንበት ከኣ ቀሺ ኣሮን ኔሩ ምስኡ ከኣ በዓል ቀሺ ፍረዝጊ ቀሺ ያቆብ ዲያቆን ቃለኣብን ዲያቆን ጳውሎስን ነይሮም። ኣብዚ ናይ ሰንበት መደብ መጽሓፍ ቅዱስን መዝሙርን እምበር ግእዝ ዝበሃል ትምህርቲ ኣይነበረን። ብድሕርዚ ክፍሉን ገለ ካልኦትን ጠቕሊሎም ቤተክርስቲያን ገዲፎሞ ናብ ካልእ ህይወቶም ከይዶም ። ብዙሓት ካብቶም ሽዑ መማህርቲ ክፍሉ ዝነበሩ ፡ ሕጂ ካህናትን ዲያቆናትን ኮይኖም ኣለዉ። ስለዚ በዚ ጉዳይ ቤ/ክ ትንቀፍ ኣይመስለንን። ግብረ ዲቁናን ወንጌልን ኣጣሚራ እትምህር ቤ/ክ ስለ ዝኮነት። ብድሕርዚ ኩልና ከም እንፈልጦ ኣብ ምሉእ ኣስመራ ቀዳምን ሰንበትን ትምህርቲ ሰንበት ተጀሚሩ። ኣብ እንዳ ማርያም ከኣ ሰሉስን ሓሙስን ናይ ምሸት ሰዓት 6 ተጀሚሩ። ስለዚ ሰብ ናብ ዝቐረቦ ቤ/ክ ከይዱ ወንጌል እንተዘይተማሂሩ ናቱ ሕምቀት እምበር ን ቤ/ክ ከወንጅላ ኣይግባእን እዩ። ክፍሉ ሓውና ከኣ ንስነ ጥበብ መሪጹ ናብ ደርፍን ድራማን ቅብኣን ከይዱ እምበር ፡ ወንጌል ሲ ኣብ ዝደለካዮ ይስበኽ እዩ ዘሎ ። ቤተክርስቲያን ርእሳ ኣምልኾኣ ስብከታ ክርስቶስ እዩ ። ብዛዕባ ቅዱሳን ሓሓሊፋ እንተሰበኸት ከኣ ፡ ቅዱሳን ዝሓለፍዎ ህይወት ኣብነት ክኾነና ን መከራን ሽግርን ክንጸውር ደኣ እምበር ኣምልኾ ኣይኮነን። በዓል ሃዋርያ ጳውሎስ ፡ ብዛዕባ ኣቦታትና ኣብርሃም ይስሓቅ ኖህ ...... ( ዕብ ፥11 ) ከም ዝሰበኹልና ማለት እዩ።
@judymeles7890
@judymeles7890 Жыл бұрын
I appreciate his explanation God bless you.
@ሰማይእዩሀገረይ
@ሰማይእዩሀገረይ Жыл бұрын
ኑፋዕ ፡ ጀግና ፡ ቀጽሎ ፡ ጎይታ ፡ ምሳካ ፡ ፡ እዩ
@michaelshumendi2034
@michaelshumendi2034 Жыл бұрын
ጎይታ ይባርኽኩም ።ኣዝዩ ብስሉን ንጹርን ዘዕግብ መንፈሳዊ ሕቶን መልስን።ቀጽልዎ❤
@fache6232
@fache6232 Жыл бұрын
ኣብዚ ብትክክል ዝመለሶ የለን ኮለል ዩ ዝብል ዘሎ
@michaelshumendi2034
@michaelshumendi2034 Жыл бұрын
@@fache6232 ይመስለኒ ንምርድኡ ድኣ ጭንቂ ኮይንኩም ከይከውን ይብል።እምበር ብቃል ኣምላኽ እናኣሳንየ መሊስወንዩ። ንኣብነት ከምዚኣ ኮይናትኩም ከይትኸውን 1 Corinthians 2 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ 13: ንሕና ኸኣ መንፈሳዊ ነገር ምስ መንፈሳዊ እናኣሰማማዕና፡ መንፈስ ቅዱስ ብዚምህረሉ ቓል እምበር፡ ጥበብ ሰብ ብዚምህረሉ ቓል ኣይኰንናን እንዛረብ ዘሎና።
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md Жыл бұрын
Selam deki krstos yhwatey ab tigray bhmam zsakeyu zelewu tegaru yhwatna knhgzom mahber nfter etom amenti elyos pasterey ke a khgezu aygbain eyu amlak kkexom elu e u komu gierwom eluna krstos netom zteshgeru keythgzu ybl dyu? mexhaf kudus komu tezey ybl koynu nab ortedekx kmles eye Ortedeks ke nsebat thbhb do entay astewaxo eya tgebr nay hawaryat nay kedem krstyan nay lomn kenaxaxro koleku krstna zferese koynu ysmeani?
@emwin4925
@emwin4925 Жыл бұрын
​@@fache6232 ኩሉ መሊስዎ ኣሎ ብሩኽ ፡ናጻ ኮይንካ ደጊምካ ስምዓዮ ካብ ወገንነት ናይ ሃይማኖት ወጺኻ ።ከምቲ ነዓኻ ክምለሰልካ ትደልዮ ትጽበ ስለ ዘለኻ ኢኻ።
@ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
@ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም Жыл бұрын
@@michaelshumendi2034 ክፍሉ ሓወይ ንእሽተይን ውዑይን ስለ ዝነበርካ፡ ቀልጢፍካ ውን ናብ ዕብዳንካ ስለ ዝኸድካ እምበር ቤ/ክ ሲ ነዚ እትብሎ ዘለኻ ወንጌል እያ ብ ትግርኛን ግእዝን ብዜማን ንባብን እትምህር። ውዳሴ ማርያም ንባዕሉ ብሙሉኡ ብዛዕባ ምስጢረ ስጋዌ ( ኣምላኽ ሰብ ኮነ ) ዝብል ኣዝዩ ሰፊሕን ዓሚቅን ትምህርቲ ዝሓዘ እዩ
@EMA12655
@EMA12655 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ 👏👏 ብጣሚ ኣገደስቲ ሕቶታት ኢካ ሓቲትካዮ፤ ግን እንታይ እሞ መላሲ ሲኢንካ፣ ኣብ ኣመጻጽኣ መጽሓፍ ቅዱስ፣ ኣብ ትምህርቲ Orthododx: ወዘተ ወላሓንቲ ኣፍልጦ ከምዘይብሉ እያ ተረድኣካ እዛ እንተርቪው። እዚ ከኣ ኣብ መብዛሕትኦም ናብ ምንፍቅና ዝኸዱ የሕዋትና ዝርአ ተርእዮ እዪ።“ካባና ወጺኦም፡ ግናኸ ካባና ኣይነበሩን። ካባና ነይሮም እንተ ዚዀኑስ፡ ምሳና ጸኒዖም ምነበሩ ነይሮም። ግናኸ ኵላቶም ካባና ዘይምዃኖም ምእንቲ ኺገሀድ እዮም ዝወጹ።” 1ይ ዮሐንስ 2:19 ኦርቶዶክስ ውዳሴ ማርያም ጥራይ ኣይኮነትን ትምህር, ብቀንዱ ትምህርቲ ድሕነት, 5 ኣዕማደ ምስጢራት, ስብከተ ወንጌልን ካልእ ሰፊሕ ትምህቲ መ.ቅዱስ ኢዪ ዘለዋ። ክፍሉ ነዚ ዘይፈልጥ ኔሩ እንተኮይኑ፣ ብገለ ክፋል እዃ ድክመት ናይታ ዝመላለሰላ ዝነበረ ቤተ-ክርስትያን ክኸውን እንተካእለ፤ ብዓቢኡ ግን ናቱ ጉድለት እዪ። ኣምላኽ ዓይነ ልቦኑኡ ይክፈተሉ 🙏 ነቶም ኣብ እምነትና Orthodox ዘለና ከኣ A wake-up call እዩ፤ እምነትና ብግቡእ ክንፈልጥ ከምዘለና፣ ተዘይኮይኑ ከምቲ ጽኑዕ መሰረት ዘይብሉ ገዛ ውሕጅ ዝወስዶ፣ ንዓና ውን ከምዚ ናይ ክፍሉ ሓውና ጋሻ ትምህርቲ ከስሕተና ከም ዝክል እያ ትምህር እዛ ኢንተርቪው። ኣብ መወዳእታ ከኣ፤ ጋዜጤኛ ኣስሜ next time ዝሓተትካዮ ሕቶ ተዘይመሊሱ፤ Follow-up ሕቶታት ከተቅርበሉ ይላቦ።
@maryyesus2309
@maryyesus2309 Жыл бұрын
Kifluyee hewey and Asime hewey burukat ekum!!❤️🤩❤️
@Tiktokmezmurchristian
@Tiktokmezmurchristian Жыл бұрын
Kiflu blessed God bless you 🙏🏽 💖 ✨️ ❤Numbers 6 ትግ - ዘሁልቊ 24: እግዚኣብሄር ይባርኽካን ይሐሉኻን።
@harnetghebrehiwet545
@harnetghebrehiwet545 Жыл бұрын
Amen amen ewe Tesfana ab Krstos tiray eyu. Well said Kflu hawey blessed❤
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 Жыл бұрын
ኣስሜ ግን መንፈሳዊ መደብ ቀይርካዮ።ወላ መንፈሳዊ ሰብ ተዓዲምካ ፡ንዘይ ሃይማኖታዊ ህቶታት ወይ ሓንሳብ ስንደው ከተብል እምበር ክንድዚ ኣይተጸበኩን።ሙስሊም ስለ ዝኮንኩ ኣይኮንኩን it remains true what so ever is my faith line
@agapemehwei
@agapemehwei Жыл бұрын
ብሩካት ኣሕዋትና ዘማሪ ክፍሉን ጋዜጠኛ ዳንኤልን: ብጣዕሚ ንኡድ ኣቀራርባን መሃሪ ትሕዝቶን ነደንቅ:: ብሓቂ ብሓቂ ኣውራ ርእሰ ህይወትን ትምህርቲ ክርስትናን ክርስቶስ እዩ! ንክርስቶስ ንመሃሮ: ንክርስቶስ ንሰብኮ: ንክርስቶስ ንነብሮ! ክርስቶስ ህይወትና እዩ! ካብ ቃሉ ዝወጸ ክንስዕብን ክንሰብክን ከለና 'ንክርስቶስ ከምዚ ጌርኩም ኣይተመሃርክምዎን' እዩ ዝብለና! (ኤፌሶን 4:20). ኣብቲ መዛዘሚ ዝጠቀስክምዋ መወከሲ ጽሑፍውን ገላጺት ኮይና ረኪብናያ: ምስታ ሃዋርያ ጴጥሮስ ዝበላ ትከይድ እያ: "መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ... ቅዱሳት ሰባት እዮም ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ካብ ኣምላኽ እተዛረብዎ እምበር፡ ከቶ ብፍቓድ ሰብ ኣይመጸን።" (2 ጢሞቴዎስ 3:16-17፤ 2ይ ጴጥ 1:21). በዚ ምክንያት እዚውን እዩ መጽሓፍ ቅዱስ 66 ንሓድሕዱ ዘይዋቃዕ ንክርስቶስ ዘስምርን! ተባረኩ ምቅሉል ቃለ መሕትት!!
@alemtewelde123
@alemtewelde123 Жыл бұрын
Eysus bezy beaka kenebr aykehelen aydelen kea negusey neska hiwetey neska alemey neska kulu negerey ika Eysuseyyyyyy❤❤❤❤
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh Жыл бұрын
ኢየሱስ ክርስቶስ ጥዑመ መግቢ ንዝበልዖ ኢየሱስ ክርስቶስ ፅዋእ መድሃኒት ንዝሰትዮ ወትሩ ኣብ ቅዳሴ ዝንገር እዩ ነታ ዘይትፈልጥዋ እምነት ኦርቶዶክስ ግና ኔርና ኢና እሞ ኣይምሃርትናን ኣይትበሉ ሓድሽ እምነት ደስ ኢሉና ምባል ይሕሸኩም
@bekitsamuel7091
@bekitsamuel7091 Жыл бұрын
ንገረለይ በጃኻ ተኣምረ እየሱስ ከማን ዘይብሎምሲ ክንድዚ ኣሎ ካኣ ኣሎዩ
@eliltatsgazeab2429
@eliltatsgazeab2429 6 ай бұрын
God bless you!!
@Drar-cr7pz
@Drar-cr7pz Жыл бұрын
ሓንቲ ግን ምበልኩካ ካብ ን ክርስቶስ ዝኣምኑ ኦርቶደክስ ምኒን ትብሉ ፈጽሞም ዘይፍርልጥዎ ኣህዛብ ኣለዉ ኣብኡ ከይድኩም ስበኩ
@roziroza3655
@roziroza3655 Жыл бұрын
መጀመሪያ ገዛካ ኢካ ተጽርይ ጥር ኢልካ አብ እንዳጓና አይትአቱን ኢካ: ነዞም ዘይአምኑ ከማን በብጎደናታት ወጺኦም ዝሰብኩ ዘለው አይራአካን ዶ ኮይንካ? መሊኦም አለዉ ናይ ወንጌል ሃርበኛታት ስምአዮም እየሱስ አብ ኩሉ ቦታ ይስበካሎ ዝአመነ ክድሕንዩ
@lydiatedros4564
@lydiatedros4564 Жыл бұрын
Neti nkrstos msbak diu mnin koynu. Orthodox baela win n goyta smu ya tfelto enber aytekbleton. Dagm mwlad yedlya yu.
@Drar-cr7pz
@Drar-cr7pz Жыл бұрын
@@lydiatedros4564 ናዓኺ ክሪኢ እንከለኩ ክጥንቁለልኪ ዶ ከምዚ ናይ ቤንጠ ዝገብርዎ ።
@ojwatookech2833
@ojwatookech2833 10 ай бұрын
እቲ ምግባር እዚ ዉን ዘይምሕዳግ ሓእኒ ንኩሉና እዩ ዘድልየና።
@tedrosfisehaye849
@tedrosfisehaye849 Жыл бұрын
ዝተሓተትካዮ ግዳ ዘይትምልስ ክፍሉ 😂😂😂😂
@roziroza3655
@roziroza3655 Жыл бұрын
ይምልስ እኮዩ ዘሎ ብዛእባ ክርስቶስ እየሱስ አፍልጦ ተዘይብልካ ግን ክርድአካ አይክእልንዩ መጽሓፍ ቅዱስ አንብብ ሓወይ
@tedrosfisehaye849
@tedrosfisehaye849 Жыл бұрын
@@roziroza3655 ንዒ ግዳ ኣረድእኒ መሳኪን መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ንስኩም ጥራይ ኢኩም ተምብቡ ዝመስለኩም ሓቀይ ዶ ብርኽቲ
@roziroza3655
@roziroza3655 Жыл бұрын
@@tedrosfisehaye849:-እንተ ተንብቡ ኔርኩም ዳኣሞ ሽም እየሱስ ክጽዋእ ከሎ ንምንታይ እግርግር ይብለኩም? ክፍሉ ሓውናሲ እንታይ ዶ ተዛሪቡዩ ቃል አምላክ ደይኮነን ድዛረብ ዘሎ ሱቅ ኢልካ ዘይትሰምኦከ?
@ህድእምባልከድሊኢዩ
@ህድእምባልከድሊኢዩ Жыл бұрын
@@roziroza3655 ኣነ ትገርመኒ ጥበራ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ ትብል ኢያ። 2ይቆሮ 3፥6 ፊደል ይቀትል ዝብል ብቁዕ መልሲ ኢያ ንዓኺ። ካልእ ክርክር ተለኪ ኣምጺ ንኩሉ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ እናበልኪ ኣይትሃውትቲ
@rahwahagos2540
@rahwahagos2540 Жыл бұрын
​@@roziroza3655 zitehateto zey milis eyesus kirstos niskum do tifeltwo lilena niskum denakur 🥺widasye maryam❤❤❤❤❤
@efyabrha9839
@efyabrha9839 Жыл бұрын
እዚ ጋዘጠኛ ግን ብጣዕሚ ኢዩ ንፉዕ ግን ዝሃቶም ሕቶ ዝምልሰሉ ኣይረኸበን ሓደ ሰብ ምስ ዓበየ እምነት ዝመርጽ እተኾይኑ ስለምንታይ ንስካ ካብ ክርስቲያ እስልምና ዘይመረጽካ ካልኣይ ደቅኻ ምስ ዓበዩ እምነት ክመርጹ እንከለዉ ናትኻ እምነት ኢኻ እዳምሃርካዮም ክዓቢዩ። ስለዚ ዘይሩ ዘይሩ ናትካ እምነት ኢዮም ክመርጹ ስለዚ እምነት ብምርጫኻ እተኾይኑ ነቶም እትወልዶም፡ደቅኻ እምነት ክርስትና ምስልምና ሂዲዝም ኣይሁድ ክትምህሮም ኣለካ ካብዚኤን ከኣ ምረጹ ትብሎ እዝተዘይ ኮይኑ እታ ንስካ ትደልያ ምሂርካ ነዚኣ ተቀበላ እተኢልካዮ ግን፡ብ ምርጭኡ ዘይኮነስ ብ ምርጫካ ኢዩ ዝንበር ዘሎ ስለዚ እቲ ዝበልካዮ ቅቡል ክኸውን ኣይኽእልን
@Semerekeflemariyam-ec1mq
@Semerekeflemariyam-ec1mq Жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ
@mulugetagebrhiwet5979
@mulugetagebrhiwet5979 Жыл бұрын
እቲ ምንፍቅና ጌጋ መንገዲ ከምዝኮነስ ፥መመሊሱ ይበርሃካ፥መንፈስ ዝብሃል የብሎምን፥ገለ ጸላኢ ሰናይ ኢዩ ብስም ኢየሱስ ዝህውጾም፥ዘላፋልፍም፥ኣስተብህሉ፥ብሓቂ ንሕና ኣኦርቶዶክስ፥ልዕሊኦም ኢና ንጎይታ ንሰብኮ፥እኻዳኣ ንብሎ ብዓልኻ ኣልፋን ኦሜጋን፥ቅድሳን ካኣ ኣምላክ ባዓሉ ኣክቢርዎም ፥ ዝገርም ካኣ 28 ዓመታት ውዳሴማርያም እንዳኣበበ ን ፈጣሪ ዘይፈልጦ 3 ወርሒ ናይ ድሕነት ምስ ተማሃረ ግን ፈሊጥዎ ይገርምዩ ፥ዝፈለጦ መሲልዎ እንበር እካዳኣ ሃጺጹ ኢዩ መንገዲ ሲሒቱ ጸዲፉ ዘሎ፥ስለዚ ኣምላክ ኣቦታትና ናብታ ዘዐበይትካ ክመልሰካ የዐንቲ ልቦናካ ይክፈተልካ፥ሓወይ ናተይ
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 Жыл бұрын
ሓይልኹም ኣብ ጎረባብቲ ኮይኑ ዋና ገዛ ተረሲዑ ይብለኩም ኣሎ!
@noahwolday5410
@noahwolday5410 Жыл бұрын
I’m proud of you Keflu hawey 👌 What a preach word of highly God 🙏
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 Жыл бұрын
ምስጢር ኣምላኽ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ፈሊጠዬ ዶ በልካ!! ምስጢር ኣምላኽ መርሚርካ ኣይብጻሕን'ዪ ዓሚቅ ዪ ደረቱ! ሓደራኻ ግዳ ብዛዕባ ካልኦት እምነት ስም ኣይተልዕል ኣብ ካሊእ ከይንባጻሕ
@eritreanunityworldwideeplf1
@eritreanunityworldwideeplf1 Жыл бұрын
እዞም ተዋህዶን ካቶሊክን ሙስሊምን ዝኾንኩም ነዛ ቻነል ፎእ በሉዋ። ጎስጓስ ኣንጻርኩም ኢያ ጀሚራ ዘላ? እዚ ወዲ ጌጋ እናተዛረብ ሰብ ከጋጊ ሱቕ ኢሉ ይሰምዖ ኣሎ። ነዛ ቻነል እዚኣ ክትኩንንዋ ኣሎኩም እንታይ ትገብሩ ነዓኹም ይምልከት!!
@መንገዲሓቂየሱስ
@መንገዲሓቂየሱስ Жыл бұрын
እዎ ምስዞ ሰለስት ሃይማኖት ከ ከመይ ተሰማማዕካ እየሱሱ ክልዓል ከሎ የምዝርባቸው ኮ ነው ሚገርመኝ
@cityeyob3169
@cityeyob3169 Жыл бұрын
God bless my dear brother Kflu,zemnka tebareki🙏🙏🙏❤❤❤
@rezeneghirmatsion664
@rezeneghirmatsion664 Жыл бұрын
Waww kiflu arkey tebarek.
@Shiden550
@Shiden550 Жыл бұрын
ጋዜጤኛ ❤❤😊
@ሚካኤልወዲኤረ
@ሚካኤልወዲኤረ Жыл бұрын
ኣነ ብዛዕባ እምነት ዘመክሕ ፍልጠት የብለይን ሰባካይ ግን ህዲእ ኢሉ ልስሉስ ቃላት ክጥቀም ከሎ ሰሚዕካ መንፈስካ ክኣ ረጊኡ ይውዕል።ክፍሉ ግን ናይ ሓደ ካድር ኣጋላልጻ ኮይኑ (ከቲር ካላም ማይምንፋዕ)😮
@blackstar7660
@blackstar7660 Жыл бұрын
ሰብ ሕማቕ ኣሎ፥ ኣስምየ ናይ ብሓቂ ዓቃል ኢኻ
@yohannesyohannes4980
@yohannesyohannes4980 Жыл бұрын
Bialu Adimwo dia men kixmemelu delika.
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae Жыл бұрын
I love his profound understanding of the bible, his non-judgmental attitude of the other Christian Churches and his fair treatment of the church he abandoned. Most of the people who converted to Pentecostal denominations are known for their belittling attitude of the churches they once belonged. But I found Kflu's attitude of his ex-church fairly dignified and respectful. That's pretty much praiseworthy for me. However, I would want to ask him a couple of questions as regards to the rituals of healing and disturbing praying practices. How far do believe on the pastors who perform the healing rituals, like people falling to the ground with hand gestures, breathing and other stuff. Did Jesus practice those things when healing people? What is your take on the prophets who prophesy that doesn't really make sense? Don't you think that many Pentacostal churches have actually turned into business enterprises? Finally, which Pentecostal denomination do you associate yourself with? My experience has it for me that Pentacostal churches easily break up than unite on trivial issues. Aren't we strong when we unite? What is your take on this? Being a Catholic and thirst of Knowing, I would love briefings on my questions
@johntes8564
@johntes8564 Жыл бұрын
@Okbaghebrielgebrtnsae.. I saw the old me in your questions and remarks, an honest observation on the church and thirst of God. Guess who else had the same observations.. Mahtema Gandi. He was once invited to a church and heard about Jesus. He was so touched. And after hearing the word of God there was tea time in the compound and with similar thirst he was joining the people scattered in groups hoping to hear more of the hero he just discovered only for him to find that this people were not loving towards each other and they definitely were not fully committed mirrors of Jesus. Then he went back disappointed saying your God sounded a true hero but I couldn't see how if he were real you would become what you are. God is telling you to put down your Mahtema Gandi glasses. He didn't know better but you do. Your spiritual eyes are open and you can see Jesus. You don't need to look at his folowers wearing blood and flesh. They are once saved and and with his grace they are in the process of sanctification but they will not be with out error until the day of the lord and they are glorified. But this I promise you even if their errors were double than they are He is the truth the way and the life. The God they worship sees the hearts intent and is also forgiving for those who repent and salvating for those who believe. And when his day comes he will give everybody what they deserve. For those who didn't confess him as well as for those who didn't believe in him. Find your place in his Kingdom brother, don't let people be stumbling stones on your way. Pray and read his word he doesn't leave him self without evidence he wants you to know him and be saved. He loves you. You are very worthy in his eyes he let his blood and flesh fall on the ground before he was in the ground for your and all ours forgiveness. Walk with him walk through his words he will definitely lead you home. learn his language his words and you will definitely hear him speaking. We need a congregation so we worship together help each other and edify each other but a congregation is the horizontal dimension of christianity which wouldn't exist without the vertical one. we give what we receive and we receive how much we ask.. the church definitely needs to be on its knees for more grace. And you definitely need to find him, the truth. God bless you abundantly.
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae Жыл бұрын
I am grateful for your unstintingly generous information bro.... I appreciate that! I have many critical observations on the trending unruly Christian worship practices. I feel deeply sorry to tell you that today's Christians run after what they they call them phrophets... My million dollar question is do we really need phrophesy when Jesus has already given us all we need? If you believe we need, how do we know those prophesies are true? Most importantly, who and how is a person entitled for prophesy? I've been to a Pentagostal Church for a Sunday service in India one day. What I saw there disillusioned me. The congregation was breaking up from other constituent congregation after having been working in partnership for some years. That really made me uncomfortable.The person I went along attempted to explain the reason why they broke up. Honestly, I wasn't listening to him for I don't agree on the very idea of divorce.
@johntes8564
@johntes8564 Жыл бұрын
Brother do you see the very thing we are doing now is what the congregation is for. It stands that the believers learn from each other grow together correct and edify each other to the fullness of Christ. Ephesians 4:13. And by that they will not only please their God but also honour him in the eyes of non believers that they see the one true God. But like stated before we humans are in a form that is prone to failure, so how can God hold us accountable for what for us impossible is. Unless he gives us grace, then Grace covers our shortcomings and we prevail. So I will try to answer your questions but with much fear and trembling because dear brother Jesus died so you are saved and I wouldn't want to be the reason you are not pulled to christ. So I pray that not me but the holy spirit through me speaks to you. You asked if we need prophets now this is a question not about the integrity of the followers but about his words and so God. A patient has the disease his Doctor says he has. And if his Doctor is the lord it's never questionable. If the lord says you're blind find yourself a stick then trust that you are. And instead of asking him if he is sure that you realy need a stick it would be very wise if you beg him for one. So if he says you need prophets, pastors, teachers... then you do. And yes Jesus has given us everything including the holy spirit and people who operate as prophets by the holyspirit. My belief if we need prophets counts nothing the word of God says we shouldn't despise prophecy and that makes the verdict. 1 Thessalonians 5:20 But we are also ordered to examine all and follow the good.1 Thessalonians 5:21 Although the way and means to examine prophecies you can find by learning and examining the Bible. From the little that I know you should examine the message, messenger and the sender or source. Check the message if 1. it goes with scripture 2. it goes with the great messianic plan of God( that is to edify the body of Christ that is us) 3. it glorifies Christ 4. after some time you see it happening. You can examine the messenger if 1. he is a born again believer 2. his life honors God and he shows fruits of the holy spirit 3. he is in a congregation where others can examine him and his prophecies You can examine the source of the message or the sender of the message if 1. it is the holy spirit and not other spirits( Any spirit that doesn't confess that Christ the son of God was revealed in flesh is not the Holyspirit 2. Any spirit that doesn't bare love is not the Holyspirit 3. Any spirit that curses Christ is not the Holyspirit 4. Any spirit that confesses that Jesus is the lord is definitely the Holyspirit. It would be better if people who have better knowledge about that explain it to you but most importantly you should read your bible and pray that the holyspirit teaches you. A person is ordained a prophet first by the call.The one who wants to hire him that is God is the one who calls and anoints him. How does God do that in the many ways God speaks to his prior servants who already have learned to hear from him, may be by dreams, revelations, or also prophecies. God gives the amount and type of grace as his will. Therefore he calls whomever he wants to be a prophet to prophecy. About the church you visited and your experiences I can only plead you to look for Christ and join the church which has the Doctrine best showing Christ. About Divorce..the Bible even allows it in certain circumstances for example Adultery. And Maybe one of the churches you visited was committing spiritual adultery. This or that please don't let your soul to go running after faults here and there Jesus died for your personal sins, he wants a relationship with you privately, and when the day of the judgement comes it's gonna be person by person. And you being in this or that group will not make any meaning. Just join a church or Congregation that shows you the God in the Bible, him and only him and helps you grow in the body of Christ. Honestly speaking I have been like a child in the house of God for so long, I pray that I don't set your Journey to Christ back with any wrong word I have said. Please ask others who know better. But the first step is something you can do by yourself. God be with you!
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae Жыл бұрын
Thank you bro! Let's end the conversation here. Don't misunderstand me for finding faults. I just shared with you what I saw shouldn't have happened. Nothing more! As regards to "Spiritual Adultery" never heard it before. Let's end it anyway. Thank you
@menges337
@menges337 Жыл бұрын
በጃካ እዛ ሕቶ ሕተተለይ።ካብ መጽሓፍ ቁዱስ ወጻኢ ዘለዉ ማጻሕፍቲ ተኣምነሎም ዶ?ኖኖ እንተኮይኑ መልስኻ እዚኣ ሕተተለይ፡ 1፡ደቂ ኣቦና ኣዳምን ሄዋንን መነመን ኢዮም፡ምስ መን ደኣ ተፋሪኣም እንድሕር ቃኤል፡ኣቤል ሴት ማለት 3 ኣወዳት ዮም? 2፡ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ጓል መን ኢያ?እንተደኣ ጓል ያቄምን ሃናን ኢልካ ካበይ ኣምጺኻዮ፡ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ የለን
@merihtesfay8931
@merihtesfay8931 Жыл бұрын
Genesis 5 ትግ - ዘፍጥረት 4: ዕድመ ኣዳም ድሕሪቲ ንሴት ምስ ወለዶ፡ ሾሞንተ ሚእቲ ዓመት ኰነ። ኣወዳትን ኣዋልድን ከኣ ወለደ።
@merihtesfay8931
@merihtesfay8931 Жыл бұрын
እታ መልሲ ኣብዚ ኣላትካ ብሩኽ ኮለል ከይበልካ
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh Жыл бұрын
Nska xbuk gierka anbba zhawey xbuk gerka ms zeyeteredatka hteteni
@yohanarussom5777
@yohanarussom5777 Жыл бұрын
Goyta dhri kndey amet mexiu n adam kedhn
@temesgenamlakey8744
@temesgenamlakey8744 Жыл бұрын
@@merihtesfay8931 eta 2 meliselu bel kolelel keybl
@merhawigoitom4970
@merhawigoitom4970 Жыл бұрын
Wow batami deszabal interview
@letinatesfay397
@letinatesfay397 Жыл бұрын
Amennnnn amennn Amlak semay ybarka dem Yesus halawika eyu buruk hawey
@suzan18281
@suzan18281 Жыл бұрын
God Bless you brukat ❤🙏🏾🙌🏽
@yodithaile5419
@yodithaile5419 Жыл бұрын
Amlak ayne lbinaka ykfetlka orthodox tewahado for ever❤❤❤
@biniamamanuel214
@biniamamanuel214 Жыл бұрын
ዘገርም ዩ አምላኽ ዓቢ ዩ አምላኽ ንኹሉ ህዝብና ብቅንዕና ይባርኽ
@danielkiros512
@danielkiros512 Жыл бұрын
Selam Hawna kflu thanks neti brdeitka zmeleskayo . Bmktsal neti ab enda kdus Gebrel etemaharkayo gez sle zkone ayteredakan abzi zelekayo mahber trgumu zeytfeltwo tsebkulun txlylun ke yrdaaka di u koynu
@መሪርናስደት
@መሪርናስደት Жыл бұрын
ክፍሉ ጅግና ኣጆኻ ጎይታ ምሳኻዩ።❤🎉🎉❤
@mekseb456
@mekseb456 Жыл бұрын
Kkkkk qedem ke ayneberen dyu
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Жыл бұрын
ክብሪ ንኣምላኽ. ኢየሱስ ጎይታ እዩ 🙏
@asterkidane8462
@asterkidane8462 Жыл бұрын
Wawwwwwwwww amazing , God bless you kflu hawey, you said the truth and go head. Yes Jesus christ is our Saviour, Redeemer and protector, we don't like other books, like teamir maryam or what ever, we do have the only true and holy Bible, that explain about Jesus christ 🙏 😳.
@FilmonLibsemariam
@FilmonLibsemariam Жыл бұрын
Great man god bless you
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ Жыл бұрын
ብሃቂ 👌በቃ ተሪዱኡካ ሎ ሃዝጥራይ ንሱ ዩ አቲ ሃቂ ካልዕ የለን !!!!
@yordanosbereket5927
@yordanosbereket5927 Жыл бұрын
Tebareku brukat ❤❤
@Semhar-ve7py
@Semhar-ve7py Жыл бұрын
Tebarekuley xegu yebzhalkum❤❤
@mikaltewolde1353
@mikaltewolde1353 Жыл бұрын
Ata jigna tebarek ❤
@edenbereketberie
@edenbereketberie Жыл бұрын
Waw gazetegna malet ❤
@abadiasmelash6508
@abadiasmelash6508 Жыл бұрын
ከፍ ዘለዎ ጋዘጠኛ ክፍት የብለም እሞ ስቅ እሉ ይሰምዖም ትም እሎም ክናዘዞ ዕድል ይህቦም
@jesusismylord1352
@jesusismylord1352 Жыл бұрын
Amen Amen 🙏 abundant blessings 🙏🙏🙏..
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 Жыл бұрын
ኣብ እምነትካ ተቅውሞ የብለይ ከም ዝበልክዮ ምርጫካ ኢዩ ። ኣብ ቃላትካ ግን ቡዙሕ ደልሃጽሃት ትብል ኣሎካ ከም ግምተይ ሕጂ ውን ስሚዕት ኢዩ ዘለካ እንበር ርዲኢት ብዙሕ ዝጎድለካ ኣሎ ። ጉርዲ ቃላት ጥራይ ኢካ ሒዝካ ኣብ ትርጉም ቡዙሕ ይጎድለካ ኣሎ
@mebrhitdebsay6091
@mebrhitdebsay6091 Жыл бұрын
Blessed kflu hawey ❤❤
@edenfitwi1966
@edenfitwi1966 Жыл бұрын
God bless u ❤
@solomontsegazeab1
@solomontsegazeab1 Жыл бұрын
ምስጢረ ስላሴ ምምሃር የድለካ ኣሎ፡ ምስጢረ ስላሴ ዘይትፈልት ከለካ ተዋህዶ ነሬ ክትብል ኣይትክእልን። ኣብ፡ ወልድ፡ ወመንፈስ ቅዱስ ሓደ እዮም
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 Жыл бұрын
ምስጢረ ስላሴ ምስጢር ዶ ኣይኮነን?
@robelkibrom6310
@robelkibrom6310 Жыл бұрын
Agelgali kflu bereketna eika nska❤❤❤
@mussiekaleab4429
@mussiekaleab4429 Жыл бұрын
Eway gazetena hawey ayteamekan reska kezrelka eu gele may degmi yeblkan gechibo endo
@w_2006
@w_2006 Жыл бұрын
The interviewer is very polite and you can see the Holy Spirit on him, keep it up.
@merrygebreyesus1929
@merrygebreyesus1929 Жыл бұрын
Zemen hiwetki yebareka ❤❤❤❤❤
@habendawit8816
@habendawit8816 Жыл бұрын
mskr eka goyta abzihu ybarka
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Жыл бұрын
ትምህርቲ ድሕነት ናይ ኦርቶዶክስ ዘይወሰድካ ከመይ ጌርካ ኣብ ልዕሊ ኦርቶዶክስ ትፈርድ ኣለኻ። ትሓቲትካ ዘይትምልሶ ሕቶ ቤተክርስትያን ክትምልሰልካ እያ ቅድም ተማሃር።
@semharina272
@semharina272 Жыл бұрын
Tmhrti dhnet tegemiru dyu ab ortodox otom dereftkum ke ymlketom dyu
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Жыл бұрын
@@semharina272 ንሓኪም ሕሙማት እምበር ጥዑያት ኣየድልዩዎን እዮም ዝበሎ ጎይታ ዶ ኣየንበብክን ኢኺ፡ ትምህርቲ ድሕነት ከኣ ካብ ቀደም ዝነበረ እዩ ንኹሉ ሰብ እዩ ዝምልከት ወላ ንስኺ እንተመጺእኪ ውን ክትማሃሪ ትኽእሊ ኢኺ። ቤተክርስትያንና ዘማዊ: ሰራቒ: ደራፊ ወይስ መናፍቕ ከይበለት እያ ኹሉ ክድሕን ናብኣ ትጽውዕ ።
@zenawitekia7682
@zenawitekia7682 Жыл бұрын
Azi interview gn agedasi eyu elkum tehasbu
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 Жыл бұрын
😂😂😂
@yoditkahsay1782
@yoditkahsay1782 Жыл бұрын
ክፍሉ ወደቦይ ጎያታ ይባርኻ ኣዝየ አየ ተባርኸ መመሊስካ ወስኽ 🌹🌹🌹🌹
@tesfaymichael1754
@tesfaymichael1754 Жыл бұрын
ሃለሉያያያያያ ባህ እሉኒ ብጎይታ ሓወይ ክፍሉ ቃለመጠየቅ ኮይኑ ኣይተሰምዓን፡ኣብ ማሕበር ትሰብኽ ዘለኻ መሲልካ ኣምላኽ መመሊሱ ንስሙ ብትብዓት ደው ክትብል ሓይሊ ዪሃብካ፡ ቃለ መጠየቅ ዝገበርካሉ ሓወይ ክኣ ኣምላኽ፡ልብኻ ዪኽፈቶ ናብ ምድሓን የምጽእኻ
@abrahamfiory8978
@abrahamfiory8978 Жыл бұрын
Keflu hawey goyta ybarke bruke ❤🎉
@temesgen96544
@temesgen96544 Жыл бұрын
Waaaaaaaaw you are blessed Kufulu hawey
@mikalbrhane5757
@mikalbrhane5757 Жыл бұрын
kflu jigna nska bereketna ika goyta memelisu xegeu yebzhalka ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Drar-cr7pz
@Drar-cr7pz Жыл бұрын
ኩፍሉ ናዓኻ ክሪኢ እንከለኹ ቤት ትምህርቲ ቀይሕ ባሕሪ ይርኢ ኣለኩ ናዓኻ ክሪኢ እንከለኩ ክክክክክክክ
@wintagirmay1116
@wintagirmay1116 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@bahri5530
@bahri5530 Жыл бұрын
Goyta ybarka kflu hawey ✅
@isactesfai
@isactesfai Жыл бұрын
መጀምሪያ ጋዜጠኛ የምስግን❤
@almaztec
@almaztec Жыл бұрын
💙💙💙
@Liza-js7di
@Liza-js7di Жыл бұрын
Waw Tebark kufulu hawaye 🙏❤
@jarhumbok
@jarhumbok Жыл бұрын
Bzuh temahirna kflu hawey amlak ybarkum asmie hawey.
@mussiekaleab4429
@mussiekaleab4429 Жыл бұрын
Kflu arkey zey kemey adam axelilomka ❤❤❤❤❤
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
እዋይ ክፍሉ ሓወይ፡ ኣብ ኦርቶዶክስ ከለኩ እየ መጽሓፍ ቅዱስ ዘንብብ ኔረ ኢልካ ግን ዋላ ሓንቲ ኣይትፈልጥን ኔርካ፡ ንኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዙሕ ግዜ ተመላሊስካ ግን 2% ውን ኣይትፈልጣን ኢካ እሞ እስከ ኣብ ዘለኻዮ ኮንካ ኦርቶዶክስ እንታይ ኢያ ትምህር ኢልካ ኣጽንዕ ክፍሉ ሓወይ። ውዳሴ ማርያም የንብብ ኔረ ኢልካ፡ ይርደኣካ ዶ ኔሩ እስከ ብቅንዕና መልሰለይ። ዝበዝሕ ኣብ ፕሮቴስታንት ዝተዓዘብክዎ ጸገም ንኦርቶዶክስ ካቨራ ጥራይ እዮም ዝፈልጥዋ እንበር ውሽጣ እንተዘንብቡስ ጌጋኦም ምተኣረሙ ኔሮም። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ወጻኢ ዘለዉ ኦርቶዶክስ 66 ኢዮም ዝቕበሉ ዝበልካዮ ጌጋ እዩ፡ 73 እዩ። ብውልቂ ኮንታክት ክንገብር ንኽእል ዲና ክፍሉ ሓወይ፧
@bisratblessed3543
@bisratblessed3543 Жыл бұрын
Waww feluy meglax keflu beruk memelisu kalu yebrehalka ❤❤❤❤
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
ካብተን ዓበይቲ ድራማዊ  መልኽቲ ሃገራውነት ፍቅሪ
9:58
ASMERA ERI 1991 PATRIOT Media
Рет қаралды 6 М.
ሓዳር ጌርካ ዲኻ?
1:02:09
Daniel Pictures
Рет қаралды 41 М.
እያንዳንዱን የሕይወት ዘመንህን መቀበል 1-1 | Joyce Meyer
25:49
Joyce Meyer Ministries Amharic
Рет қаралды 3,3 М.