ኣልባና - ድራማ ፊልም | Albana - full movie, ERi-TV, Eritrea

  Рет қаралды 221,252

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 129
@embayetewelde7417
@embayetewelde7417 9 ай бұрын
ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ❤❤ ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ለዋህ ህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ShewitBajo-ci3ok
@ShewitBajo-ci3ok 9 ай бұрын
ኣቤት እዚ ባህልና ሲ ደስ ክብል እቲ ምትሕግጋዝን ምትሕልላይን ምቁራት ደቂ ሪመይ ጽቡቃት❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ግን ሕቶ ኣለኒ ምባኣስ ሲ ምፍጣጥን ይበዝሕ ኣሎ so God bless
@samikidane-r7d
@samikidane-r7d 9 ай бұрын
ጽብቅቲ ፊልም ምስ በዓል ልደት። ባህልን ንሓቂ ጠጠው ናይ ምባል ኤርትራውነት ተንጸባርቅ ስራሕ። ከም ኩሉ ጊዜ የቀንየልና EriTv ❤❤❤
@jaynjonas
@jaynjonas 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ። ዓለምና ከምዚ ናይ ኣይተ ደማስ ሰናይ ተግባራት ስለዝተሓረማ ኣብ ውጝእን ወረ ውግእን ተጸሚዳ ተሪፋ። ብፍላይ ተዋሳኣይ ሳምሶን ኣብዛ ድራማ ከምዘሎ ምስ ፈለጥኩ ኩል ዋኒነይ ገዲፈ ብጽሞና ተኸታቲለያ። ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም። ኣጆኹም ቀጽልዎ።
@timnityemane4438
@timnityemane4438 9 ай бұрын
እንቃ ብዳሓን መጻኩም ደቃ ኤረይ ሓላላት ክሉ ግዜ ወትሩ ኣብ ልበይ ሰፉርኩም ደቃ ዛ ሓላል መሬት እንቃ ናብ ሓድሽ ዓመትን ኣወድኣመትን ኣብቅዓና ዓመተ ሰላምን ቅሳነት ጥዕናን ይግበረልናጽብቅ ስራሕ ድቃ ኤረይ ሓላላት እንብዛ ይናፉቀኩምን ይሃርፈኩም ወትሩ ኣብ ሰራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ኣብዛ ፈልሚ በሩሕ ምስሂወተይ ዘታኣሳስር ኣታዓባብያይ ዘኪረ እታ ሃብታም ሰድራ ክሉ ግዜ ብፉላይ ደማሲ ብልክዐሰ ገረቤትና ነይሮም ሂቀመሰ ዘይጸግብ ሰብኣይ ጽብቅ ሰራሕ ቀጽልዎ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@simonnguse-kn9
@simonnguse-kn9 9 ай бұрын
መሃሪት ፊልም ሸለል ኢልካ ሰላም ምድላይ ዝመስልዎ የለን thank you 🙏🏿 🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selam8217
@selam8217 8 ай бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማሃሪ ፊልሚ እያ ንማሃረላ የሕዋተይ አሐትን ሕጃዉን ሸጥ ማዓጣና ንሃገርና ኤረይ ባዕልና ንክልዖ ታሪኸና ምስትዉዓል ብሐድነትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 9 ай бұрын
ሓያል ባህሊ ሓያል ህዝቢ ይፈጥር ባህሉ ዘኽብር ወትሩ ከቢሩ'ዩ ዝነብር። ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ባህልና ይዓንብብ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@haderakelati1160
@haderakelati1160 9 ай бұрын
ኣልባና እወ ታ ኣልባና ርግኦ ንመጀመርታ ተጽዕያ ንለኻይ ትፈጥራ ንብራሕ ትሰትያ ከምዛማይ ቅጫ ጨጨፍሊቅካ ምሳሕ ትምስሖ እምብዛ ጸጊብካ ጉሳዕ ትድርጎሖ ንለኻይ ፈጢራ ትህበካ ጠስሚ ኣካ ደስስ ክብለካ ቲዉጺኢት ላሕሚ ሙራኹት ተዕቢ ብተረፍ ማይ ጨባ ኣብታያት ተዕቢ ዝመስሉ ዕምበባ ታሪኽኪ ቡዙሕ እዩ መሕቆኒት ዛኣልባ ታሪኻዊት መስርሕ ኣብ መስርሕ ናይቤትና ኣልባ እወ እታ ኣልባ ትዕጠን ትመውቅ ብኣረጊት ሰራው ጡዑም ዝሽታኣ ሽታ ናይ ቡን ቅላው። ❤❤🇪🇷🍃❤❤🇪🇷🍃❤❤🇪🇷🍃❤!!!
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 9 ай бұрын
👍🇪🇷💞💪
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 9 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ፍቅሪ አዚያ ጽብቅቲ ስራሕ ርሑስ በአል ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@hawitedi9810
@hawitedi9810 9 ай бұрын
"ገጠራዊ ባህሊ፡ቅጭን ባህሊ።" 🎉 ርሑስ በዓል ልደት 🎉 ዘበነ-ሰናይ፣ፍቕሪ፣ምልኣተ-ባህጊ ሃገራውነት፣ናብራ ናብራ ኣቦታትናን ኣባሓጐታትናን ኣይኽላኣና፣ዘበኖም ዘበነ-ጽቡቕ ይምለሰልና፡ኣሜን 🙏 PS: ከምዚ ንቡር ጭውነትሲ ኣበይኮን ኣብዛ ፕላኔትና ይህሉኾን?? ሓበጭበጭ ይብለካ እዚኸብድኻ፡እዞም ቀዳሞት ርህሩሃት ምቁራት ወለዲ፡ደቂ ፈጣሪ እወ!! 🙏❤️🌹
@NahomBelay
@NahomBelay 9 ай бұрын
ዋው ብጣዐሚ ጸቦቀ ስራሐ አዚ ዩ ባህልና ሓደራ ኣይነጠፋኣዩ ንዓቕቦ ደቒ erey❤❤❤
@wedebbereket4066
@wedebbereket4066 9 ай бұрын
Ruhus awdeamet Hagerey, amete selamin awetin ykunelki Erey adey❤❤❤❤❤
@diletbrhane9130
@diletbrhane9130 9 ай бұрын
Thanks deqi arey azia meharit movie ❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤
@adiamhabtom6538
@adiamhabtom6538 9 ай бұрын
Woww ❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@S.revolution
@S.revolution 9 ай бұрын
This is what we need to see from our artists ❤❤❤❤
@saramokonen8050
@saramokonen8050 9 ай бұрын
Perfect movie this is something we can truly learn from wow 👌 ❤❤
@YohannesAbrha-i8w
@YohannesAbrha-i8w 9 ай бұрын
ርሑስ ኣውደኣመት ዘበነ ሰላም ራሕዋ ብሰላም ስደትና ኣብቂዑ ንዓድና ንምለሰሉ ዓመት ይግበረልና።❤❤❤ክሩዕ ብሃገሩ ካብ ሊብያ።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 9 ай бұрын
እዚ ባህልናስ ክጽብቕ!! ክንደይ ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤሩየ 🇪🇷💖: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ/ረቢ🙏🏽: ብሉጽ ስራሕ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹::
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 9 ай бұрын
I love this movie. I laughed from the beginning to an end. ❤️ 🇪🇷.
@haderakelati1160
@haderakelati1160 9 ай бұрын
ብሓቂ ማሃሪት ዲራማ ዘገርም ኣላይነት ልምዲ ልቦናን ኤርትራዉያ ዘንጸባረቀት ጉዳም ተኣምረኛ ድራማ ከምዝ ዓይነት ንህዝብና ናብ ሰናይ ቅንዕናን ፍቅርን ዝዘርእ ድራማታት ሕጽር ዝበለ ኣንጸባራቅን ማሃርን ገናሕን ድራማታት ብብዝሒ ከተፍርዩ ይላበወኩም። ኣብዛ ተዋስኦ ካብ ደራሲ ጀሚርኩም ኣለይቲ ሳኣልቲ ተዋሳእቲን ካልኦትን ኣዝየ የመስግነኩም። ❤❤🇪🇷🍃❤🇪🇷🍃❤🇪🇷🍃❤🙏🙏🙏❤!!
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 9 ай бұрын
Great movie and great lesson to learn from it I am proud to be Eritrean 🇪🇷❤️💪🌹🙏🌺👍🐪🇪🇷
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 9 ай бұрын
ጽብቕቲ ፍሊም ማሃሪት እያ👍💪❤💐
@EZ10EZ10
@EZ10EZ10 9 ай бұрын
ክብርታትና ንዎሎዶታት ዘንተ እለት ይሰስነልናን ይዓምብበልናን መዘና አልቦ እዩ ዓይኒ አባይ ይድፈነልና🇪🇷
@kasay67
@kasay67 9 ай бұрын
ጽብቅትን፡ምሃሪትን ፊልም።
@eritrea6227
@eritrea6227 9 ай бұрын
Ruhus bal awdeamet yegbrlna nemla hezbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HabtomFisahaye
@HabtomFisahaye 9 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሽኮርር ❤ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍልም በጃኩም እዚ ባህላዊ ከምዚ ጌርኩም ናብ ውሉድ ወለዶ ኣምሕላልፍዎ & ደራሲ እዛ ፍልም ተሽመ መሰለ❤ ወዲ ዓደይ ኣብ መጀመርያ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ሒዝካ ብምምጻእካ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ኣብ ቀጻሊ ክብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ክትመጽእ ባዓል ሙሉእ ተስፋ አየ ❤❤❤
@da8387
@da8387 9 ай бұрын
ኤርትራውያን ፈታውን ጸላእን ዝፈልጦ ወነንቲ ኩቡር ባህልን ያታን ኢና'ሞ ዕርፍና ነጽንዕ ዳይ ወሪስና ንወለዶታት ነውርስ ‼️ ❤️✌️🕊 👉🇪🇷
@nazrawittewelde6033
@nazrawittewelde6033 9 ай бұрын
Nay behaki meharit
@5generation581
@5generation581 9 ай бұрын
ዝመና ይበላ እዛ ዘመን ዘመን ሰራዊትና
@asmoromhabtom9958
@asmoromhabtom9958 9 ай бұрын
ሱርካ ትጥፋእ
@DejenOkuba
@DejenOkuba 9 ай бұрын
Rukus hasawi luwti lumus sebetey borko wahid
@ማዕበል
@ማዕበል 9 ай бұрын
እዋይ ኣንታ ሰብ ዲኻ ሰብ ሰላም ይምነ ንስኻ ኸኣ ንኵናት ትመባጻዕ🤒
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 9 ай бұрын
​​@@ማዕበል ንሱ ዶ እንታይ ገዲስዎ እዩ ዘይ ንፁሃት ህፃውንቲ ንፁሃት ዓበይቲ ወለዲ እዮም ዝረክብዎ ዘሎ ዘይ ስንካስ ሕፃ ቋርጥመሉ እዩ ነገሩ😢😢😢😢 አብ ሰደት ተቀሚጥካ ዘረባስ ትርጉም የብሉን ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ነቶም ምንም ዘይፈልጡ ህፃውቲ ሪኢካ ሰላምካ ሃበና ምሕረትካ ላአከልና
@ogba5184
@ogba5184 9 ай бұрын
1:34:17 😊😅😮😢🎉😂❤
@YordanosKaleab-x9f
@YordanosKaleab-x9f 9 ай бұрын
Nice movie ❤❤❤
@LucchiGebreamantekelu
@LucchiGebreamantekelu 9 ай бұрын
Ruhus ldet ygbrelna 🇪🇷❤️🌲🇪🇷❤️🌲🇪🇷❤🌲🇪🇷🙏
@mam-yk6ri
@mam-yk6ri 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልም ጽቡቅ ስራሕ ኩሉኹም ንፍዓት ኣክተራት፡ ኣብዛ ፊልም ፍዮሪ ሽኮር ንፍዕቲ እታ ልኻይ ኮፍ ኣቢልክያ ኣብ መንበብስታኺ ኣዝሕል ኣብላትልኪ ዶ፡ ንሃና ጥራይ ዘይኮነ፡ንዓይ ውን ኣቅኒእክኒ ኢኺ። ንኹሉኹም ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም❤
@naya6232
@naya6232 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ tueum gizie tueumat sebat. Kabzi zbelts sebawunt entay alo ❤❤❤ tueumat laza ❤❤❤❤
@praise8413
@praise8413 9 ай бұрын
Selam zelewa amet yigberelna. Amlak Nmenesey Eritrea ab Eri zelo yirahrih 🙏🙏
@tamrat7
@tamrat7 9 ай бұрын
መሃሪት ፊልም ናይ ሓቂ❤❤❤❤
@wahs1235
@wahs1235 9 ай бұрын
እንታይ ተማሂርካ ካብዚኣ ክክክክክክክ
@BiniamtesfaldetBiniamtesfaldet
@BiniamtesfaldetBiniamtesfaldet 9 ай бұрын
ሩሁስ ኣውደኣመት ብታእሚ ደስ ትብልን ሓቄኛ ባህሊ ዓዲ ትነግርን ፊልሚ
@azebhagos9374
@azebhagos9374 9 ай бұрын
ኣሰይ ዕልልታ ዝመልኣ ዓመት ይግበረልና ሙቁራት
@RutaBrhane-u9b
@RutaBrhane-u9b 9 ай бұрын
ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adamamerica7073
@adamamerica7073 4 ай бұрын
Great job ❤
@FilimonEstifanos-q8b
@FilimonEstifanos-q8b Ай бұрын
Nice film
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 9 ай бұрын
ባህልና ከም ሽማ ኩሉኹም ኢኹም ትፍተዉኒ ። ርሑስ በዓል ልደት ❤❤❤
@meronabrham5213
@meronabrham5213 9 ай бұрын
Xbuqu srha des zbll 💙💙💙💙💙💙
@asgedomberih3649
@asgedomberih3649 9 ай бұрын
Trefe si trefe da
@AbrhamMaesho
@AbrhamMaesho Ай бұрын
😂😂😂
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ 9 ай бұрын
💕💕💕💕💕💕💕💕💕 ኣቦይ ደማስ ንዑባ እዛ ናትናን ናትኩምን ከምዚኣ ጌርኹም ሰላም ኣውሩድልና 💊🏳🇪🇷 ክሳብ መዓዝ እዩ እናተናፋፈካ ክንበር
@gelilashow775
@gelilashow775 9 ай бұрын
Rhus Awdamet ❤
@naxi-w4t
@naxi-w4t 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@kisanetmehari4858
@kisanetmehari4858 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@keleabtsehaye4480
@keleabtsehaye4480 8 ай бұрын
💜💝💖 ዓዲና ቡሉዕ ንኸፍል ኣለና ዓዲ ጾሎት ተጸባይ ደበና ነበር ኮይኑ ደናብና ዓዲ ወዜሪት ምልጭ ቁንጂና ኢንታይ ገበርናኹም ተዘኩሩና 🌹👍👍👍
@SamsomGerezgiher
@SamsomGerezgiher 9 ай бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ❤❤👍🙏🙏
@teklitmedhanie7313
@teklitmedhanie7313 9 ай бұрын
ayewe azi bahlna ktiam
@robelghide9829
@robelghide9829 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤
@hakibrhan
@hakibrhan 9 ай бұрын
Tsbuk srah kemti lmud deki Erey halalat kulu yetsebkelkum,,,, Fetari Kulu Alem edmen tienan hibu tsamakum kthafsu yerieyena🙏!
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 9 ай бұрын
🐪🇪🇷❤✊✊
@mihreteritreayoutubechanne9899
@mihreteritreayoutubechanne9899 9 ай бұрын
ሩሁስ ብዓል ልደት ይግበረልና።❤🎉
@YaqobAndemariam
@YaqobAndemariam 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kikilove6751
@kikilove6751 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@saraweldslasie2403
@saraweldslasie2403 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
@temesgenasrat5005
@temesgenasrat5005 9 ай бұрын
Welcome
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 9 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ፍቕሪ💞🇪🇷👍
@Tekila490
@Tekila490 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Alganeshhabesha
@Alganeshhabesha 9 ай бұрын
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘኹም ካብ ክፉእ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕጽረልና። ርሑስ ብዓል ልደትን ይግበረልና 🎉 ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ ተሓባቡሩኒ።
@adikeyh7770
@adikeyh7770 9 ай бұрын
ትግራዋይ ዲኻ? ሓዱሽ ዘይኮነ ሓድሽ ኢዩ ዝበሃል
@Alganeshhabesha
@Alganeshhabesha 9 ай бұрын
@@adikeyh7770 ertrawit eye, nay keyboard geez eyu eti xhfet. Thanks for the correct :)
@danieltekie4924
@danieltekie4924 9 ай бұрын
Hizbawi ginbar niqdmit
@TmnitTesfamikal
@TmnitTesfamikal 9 ай бұрын
🎉🎉🎉
@yonaskinfe9420
@yonaskinfe9420 9 ай бұрын
Aenae Aelkuo tsbkaet wulad Sawa
@mahdertesfaldet6315
@mahdertesfaldet6315 9 ай бұрын
Merhaba deqi halal meret
@asmaranafkeasmaranafke9762
@asmaranafkeasmaranafke9762 9 ай бұрын
Woow Nice film❤
@AlmazGhezai-m3l
@AlmazGhezai-m3l 9 ай бұрын
❤🎉💪
@sinatweldberhan2839
@sinatweldberhan2839 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@AselyGambi
@AselyGambi 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤።🎉🎉🎉🎉
@selamkidane8066
@selamkidane8066 9 ай бұрын
Ab Ketema ente zykoynu men alo ayu sebayn sebetn abhade Nidi zdqsu.
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 Ай бұрын
Ndrho beysta harimwo 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@banatewelde2892
@banatewelde2892 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 9 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኩሉ ግዜ ሽኮራት ክቡራት ሰራሕቲ ቄያ ተዋሳእትና ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ይኹን።
@Metkel-wb5rh
@Metkel-wb5rh 9 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ባህላዊ ዝፈቱ ኣሎዶ ❤❤❤
@Kdstizeraykz
@Kdstizeraykz 9 ай бұрын
Ane aleku
@wedierey490
@wedierey490 9 ай бұрын
Nay bhaki terfe kemey aynet sebeyti eya ezia xengilil
@yonaskinfe9420
@yonaskinfe9420 9 ай бұрын
Tnnae maeguo blbae zftni Eritrea under God kaeñbaebae tabaeb Fakri sulsaae Aemlkae manae Aemlaek yemsgen
@shewitkidane-vr1ih
@shewitkidane-vr1ih 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🫶👌👌🫶🫶👌
@aidamebrahtu2792
@aidamebrahtu2792 9 ай бұрын
❤❤❤😂
@amanuelzerabruk5306
@amanuelzerabruk5306 9 ай бұрын
Angale hdare k.msleka❤😅😅
@Tomas-komita
@Tomas-komita 9 ай бұрын
እዋይ እዞም ምስ ጋንየን ሰበይቲ ዝነብሩ ከይ ሞቱ ኣብ ምድሪ ስኦል ካብ ዝነብሩ ከምዘለው እዩ ሩሑስ ኣዉዳመት
@Lat-te5ru
@Lat-te5ru 9 ай бұрын
🥰🥰🥰❤️❤️❤️🤣
@ምሕረትንጉሰጓል
@ምሕረትንጉሰጓል 9 ай бұрын
ሽለው ይብልኪ ክንደይ ትከፍእ እያ እታ ሰበይቲ😏😏
@yonaskinfe9420
@yonaskinfe9420 9 ай бұрын
Tsbab thtae fkri yhablnae
@wahs1235
@wahs1235 9 ай бұрын
ግርም ዝብለካስ ትኽእልዎ ዘይትሰርሑ ግዳ ? ሓንቲ ዓይና ዝዓወረት ሓደ ዝሕንክስ ካልእ ጽሉል ጌርካስ ፊልም ናይ ሃገረሰብ፡ ወይ ባህልና ? ምናልባት ኣብቲ ምድረ ደንቆሮ ከባቢ ሓማሴንን ዓንሰባን ደደኣ ሃልዩ ኮይኑ ዩ ከምዚ።
@tsegemana5136
@tsegemana5136 9 ай бұрын
Now, I want tell you something, think that I am sitting next to you, First off all I am so fun of you, I do prescribe, like, and share your story, because your story is real, and fact. I am in USA I don't go to work before I hear your story, If I do I snick, and hear it at work. Your second story of the day I hear it from home. Now you have big future, and potential, I like to advice , and give you a little tip opinion, because with my hope, and with these an bent -table Eritrean leaders, very soon, Eritrea, will be exactly, like Dubai, or Saudi Arebya , So my advice to you is I want you to through the china's hair, and bear what you putting on, I want to you to be yourself, and do every day exercise. You will see how your self-steam will ! hope fully I will meet you in Asmara walking ( GODENA NAtsenet) Freedom Avenue very soon to celebrating the success. Good luck with every day work you doing keep up the good job.
@yonaskinfe9420
@yonaskinfe9420 9 ай бұрын
Tsbkaet Aednae ybrklnae fkri anber genzab ngraet aeyfltan
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 9 ай бұрын
ኤርትራ ድኻ መደኽደኽ ዓዲ ሉሙሳት ሓሳዳት ዱሑራት በትኪ ካን ምስ አድጊ በቅሊ ተሪፋ ዓለም ብ አረትፍሻል ኢንተለጀንስ(A.I)ትሕንበብ ኤርትራ ትድወን: ትግርኛ ተዛረቢ ምዃኑ የሕዝን ጊልያን አካልን ዓረብ ኾንኹም እንተትተርፉ ሰናይ እዩ::
@NahomBelay
@NahomBelay 9 ай бұрын
ዋው ብጣዐሚ ጸቦቀ ስራሐ አዚ ዩ ባህልና ሓደራ ኣይነጠፋኣዩ ንዓቕቦ ደቒ erey❤❤❤
@amanuelteklay8107
@amanuelteklay8107 9 ай бұрын
Nice movie
@yonaskinfe9420
@yonaskinfe9420 9 ай бұрын
Fetri hznae ❤ nguyae
@Ereyadey
@Ereyadey 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@elsatesfamaryam6327
@elsatesfamaryam6327 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yemanefseha4579
@yemanefseha4579 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@AdhanetBerhe
@AdhanetBerhe 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@michaeltesfay3296
@michaeltesfay3296 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@elsateskay7060
@elsateskay7060 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@rigatgebrihwet4988
@rigatgebrihwet4988 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@rigatgebrihwet4988
@rigatgebrihwet4988 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 123 МЛН
ንኡስ ዞባ ሃይኮታ - ደምበ ሓረስቶት | ERi-TV
31:39
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 11 М.
JESUS [Tigrinya (Eritrea)] 🎬
2:01:45
Jesus Film
Рет қаралды 2,1 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН