ኣምልኾ ምስ ዘማሪ ቢንያም ኪሮስ

  Рет қаралды 10,370

SEMAY TV

SEMAY TV

Күн бұрын

Пікірлер: 76
@Rahwa_34
@Rahwa_34 3 жыл бұрын
ጎይታ ይባርኽካ ቴዲ ሓውና። ቢኒ ሓውና ዘበንካ ይባረኽ ኣገልግሎትካ ይባረኽ ጸጋኡ ይብዝሓልካ ባኻ ሓሊፉ ብዙሕ ኢዩ ዝባርኸና ዘሎ እግዚኣብሄር ዕድመ ዘበንካ ይብረኽ ብሩኽ ሓውና ንፈትወካ ነፍቅረካ።🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇
@timnitredda9903
@timnitredda9903 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ተባረክ
@edentrfe1255
@edentrfe1255 3 жыл бұрын
Hallelujah praise to you our God Jesus christ 😍❤God bless you my favourite singer biniam kiros 💕💕💕💕
@edenwinea
@edenwinea 3 жыл бұрын
Bini bruk Egziabher endabareke yibarka memeliska tegeletse nibuzuhat kun ni bereketna eka 🙏🏼♥️🙏🏼♥️🙏🏼♥️
@jochebedsirak863
@jochebedsirak863 3 жыл бұрын
Wooooow! God bless you abundantly. I am aways bless by your songs since I was a child. Thank you Tedi hawey, stay blessed!
@akberetghebremariam9105
@akberetghebremariam9105 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አምላኽ ይባርኩም 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@alganeshberhane8074
@alganeshberhane8074 3 жыл бұрын
Wawww Halleluja Goyta ybareka Bini hawna nay Amlak seb 🙏🙏❤
@sevenaraya5972
@sevenaraya5972 3 жыл бұрын
Amen bini bruk zemenka ybarek bmezmuratka azina tebariknan nbarek wn alona emo mezmurka yfelfl tedi hawey goyta ybarka
@godwordthetruth9332
@godwordthetruth9332 3 жыл бұрын
Bini bruk nay amlak seb zemenka ybarek. mezamurka aebyunin asagiruna ms sdray beqa hji dmani masaka neamlak knemlko goyta ybarek, Tedi hawey egziabhir wetru kbur yehsbka, nbereket kun.
@senaittesfamariaem806
@senaittesfamariaem806 3 жыл бұрын
Amen hallelujah tebarek ❤️
@AG-qm7be
@AG-qm7be Жыл бұрын
Nay Goyta Yibatna zkonkum burukat.... Egziabiher Amlak Zemen Hiwetkum Aezizu Yibark. We love you so much.❤️✝️❤️✝️❤️✝️❤️
@mereedabel3992
@mereedabel3992 3 жыл бұрын
Amennnn Amennnnnn Amennnn Egezeabeher Semu Yebarek.Amelakena Heyawe eyu 🙌❤
@selamewnetu4975
@selamewnetu4975 3 жыл бұрын
ብሩክ ቢኒ ጎይታ ይባርኽካ እንቋዕ ድማ ረኸብናካ፡ መልሲ ልማኖናን ንብዓትናን ኢኻ፡ ድሃይካ ከምዚ ጌረ ብምርካበይ ኣዝዩ እዩ ደስታ መሊኡኒ ዘሎ፡ ቴዲ ሓወይ ድማ ከማኻስ ይብዝሑልና፡ ጎይታ ይባርኽካ
@bbnaam9220
@bbnaam9220 3 жыл бұрын
Wauw !!! Btaimi des zbl mezmur sbketn yeizizu yhagzka ms betesebka BRGRG BELNA AMEN AB LBNA YEHDRO
@kuluberhanseifu8320
@kuluberhanseifu8320 3 жыл бұрын
Amen 🙏🏿 amen 🙏🏿
@hanamesfun7410
@hanamesfun7410 3 жыл бұрын
Goyta yebarekeka hawey beruk
@isackabraha6685
@isackabraha6685 3 жыл бұрын
Amen!!
@tesfagabirteame9607
@tesfagabirteame9607 2 жыл бұрын
Amlak ybarkka haw Bini. Goyta ybarkka haw Teddy. Sebhat n Amlak.
@selamdebas2033
@selamdebas2033 2 жыл бұрын
Zaye munewe teom zebareki mezumur eyu zelewo ane 1997 ateheza eye tebarike tebareko beni& tadi
@selamdebas2033
@selamdebas2033 2 жыл бұрын
Aseyyyyy biniye hawey neseka buroki eka bereketina eka .teom ameleko asey elelelelelelele goyeta yekiberi.
@helentekle7789
@helentekle7789 3 жыл бұрын
Wowwww God bless you abundantly
@sabetto1981
@sabetto1981 3 жыл бұрын
ኣምላኽ እባርካ ብኒ ብመዝሙራትካ ን 1996 ክሳብ ሕጂ ተባርከ እየ እሞ ኣምላኽ ዑዙዝ ጸጉኡ ኣብዝሑ የፍስሰልካ :: ሰማይ tv ኣምላኽ እባርኩም
@judiyemane8525
@judiyemane8525 3 жыл бұрын
Waw des zibil menfes Amilak zelwo muzmuer Goita xegu yebzhalka Tedy hawey kea Goita azizu yibarkika
@GH-yv2bd
@GH-yv2bd 3 жыл бұрын
Asey asey bini hawey deselni tebarek biniyey mssebeytkan dekkan . We love you ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏽
@betelihemghebrehiwet502
@betelihemghebrehiwet502 3 жыл бұрын
Amlak yibarekum 🙏🙏
@shuwahabte9430
@shuwahabte9430 3 жыл бұрын
Kibri niamlak sile mihretu, Amlak yibarieka hawna zemari Biniam kiros
@markotom4082
@markotom4082 3 жыл бұрын
tebareki Tedi hway
@genetdidey5621
@genetdidey5621 2 жыл бұрын
Amennn Amennn Amennn 🙏kibri ngoyta God bless you 💐
@selamyosef7829
@selamyosef7829 3 жыл бұрын
Kemziatom zbelu brukat tebarkom nbereket zkonu mkrabkum Tedi tebarek abey kemzelon tiklena mslun ayfeltonye nere bejeka silu Bini hewey bruk mezamurka btami eyom zbarkuni
@yordanosmekonen7747
@yordanosmekonen7747 Ай бұрын
Shalom biny Hawey zereakuka dease eluni.yeanarek.
@AG-qm7be
@AG-qm7be Жыл бұрын
Azikum tebareku Brukat yehwatey. Memeliskum Nbereketna kunu.
@selamawittadesse1092
@selamawittadesse1092 Жыл бұрын
Waw w God Bless U more እንተ ኣነ'ሞ ይዕሬ ሰሚዐካ ኣለኹ
@sara-bw5gz
@sara-bw5gz Жыл бұрын
Ellllllll amesgnley yesus EU zeylwet kewhi hiwetey asey❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉tebareku
@lemlembaka6444
@lemlembaka6444 3 жыл бұрын
God bless you more
@BisratBeraki-n5k
@BisratBeraki-n5k Жыл бұрын
Waww btaemi tebarike rebarekley❤
@godislove2743
@godislove2743 3 жыл бұрын
Amlak yibarka bini hawna
@mulubrhanhagos3244
@mulubrhanhagos3244 3 жыл бұрын
Tedi hawey nay bhaqi n binyam hawena amxika kitbarkena mgbarka aziye des eluni bhaqi dema tebarike. Eti interview gex ngex enda teraekum ente zikewen aziu xbuq mkone zibl hasab aloni. Minalbash nay gezae rieska mikiniat yhlweka ykewen n viewers gena aygeden God bless u kabtom teketatlkika eye
@nazrawitshiden2569
@nazrawitshiden2569 3 жыл бұрын
1. ኣመስግኑለይ ቀሊል መዓስ ኾይኑ ዝሓለፈቶ ህየተይ ደው ኢለ እንተለኹ ጸጋኡ እዩ በዚሑለይ ንኻትሕለኒ ኢሉ ማዕበል እንተ ተንሰአ የሱስ ይመርሓኒ ናብ ቤቱ ስለይ እና ነቕሐ ኣመስግኑለይ ፣ ኣመስግኑለይ የሱስ እዩ ዝቐውም ስለዛ ሂወተይ ኣመስግኑለይ ፣ ኣመስግኑለይ የሱስ እዩ ዝቐውም ስለዛ ሂወተይ ማዕበል እንተ በዝሐ መኣዝን ኣብዘይብሉ ባሕሪ የሱስ እዩ ርእሲ መኣዝን እቲ ጎይታ ክብሪ ነፍሰይ ከይትናወጽ ንሱ እዩ መልህቐይ ኣነ እየ መሰረትካ ኢሉኒ ርእሱ ገሊጹልይ ኣመስግኑለይ ፣ ኣመስግኑለይ የሱስ እዩ ዘይልወጥ ከውሒ ህየተይ ኣመስግኑለይ ፣ ኣመስግኑለይ የሱስ እዩ ዘይልወጥ ከውሒ ህየተይ ብኹሉ ይጸበኒ ግናኸ ዝገብሮ ኣይጠፋንን ብኹሉ ይጽቐት ግናኸ ፍጹም ኣይሕለልን ነፍሰይ ከይትሕለል ናብኡ እና ኣቅነዐ ኣብ ጸጽባሕ ጾረይ ይወስድ ስሙ ኣብኣይ እና ኣጽነዐ ኣመስግኑለይ ፣ የሱስ በሉለይ ስሙ ክጽውዕ ይሕደስ ሓይለይ ኣመስግኑለይ ፣ የሱስ በሉለይ ስሙ ክጽውዕ ይሕደስ ሓይለይ ክንደይ ጊዜኸ ንሞት ዘይተፈረደኒ ብሂወት ኣለኹ ስፍሒ ቃሉ ሸፊኑኒ ነዚ ክዳን እዚ ካብኣይ ዝወስዶ የልቦን ሓንሳብ ካብኡ ተቐቢለ ንዑ ክኸውን ኣመስግኑለይ ፣ ኣመስግኑለይ ፍላጻ ጸላኢ ንዘይሓልፎ ድርዐይ ኣመስግኑለይ ፣ ኣመስግኑለይ ፍላጻ ጸላኢ ንዘይሓልፎ ድርዐይ 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@asterissac9105
@asterissac9105 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏 Thanks 🙏 🙏✝️
@AG-qm7be
@AG-qm7be Жыл бұрын
Thank you Blessed
@sara-bw5gz
@sara-bw5gz Жыл бұрын
Amennnn❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@markotom4082
@markotom4082 3 жыл бұрын
ጎይታ ይሱሱ ይባረካ ብኀያኣም ሃወይ
@TsigeredaEstifanos
@TsigeredaEstifanos Ай бұрын
ሰላም ወሰናይ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርክካ
@BlessedOne-oc1js
@BlessedOne-oc1js Жыл бұрын
Waw kibri niamlak yesus tsegu yebzhalka Agelglotka bi fikri yesusu yibarika buruk bereketna ni Alem eka tebarek
@saliemsolomon2791
@saliemsolomon2791 3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@bbnaam9220
@bbnaam9220 3 жыл бұрын
😘
@alazarelyas1647
@alazarelyas1647 3 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ንዓካ ይኩን ተድሮስ ሓወይ ብሓቂ ንሓቂን ተፍቅር ኢንተ ኮንካ ብዘዓባ ቢንያም ኪሮስ እቲ ሓቅ ዝኮነ ኣብ ቅድሚ እቲ ሰማይን ምድረን ዝፈተረ ኣምላክ ክነግረካ ርከበኒ እካ +12046980003
@rigeatbrhane1494
@rigeatbrhane1494 3 жыл бұрын
Entay eyu zinger
@selamewnetu4975
@selamewnetu4975 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርመንስ ሽም ኣምላኽ እንዳጸዋዕኩም ደቂ ኣምላኽ እትሃድኑ ሰባት፡ ኣነስ ኣምላኽ ብከናፍር ቢንያም ኪሮስ ክበጽሓኒ ከሎ እየ ዝርእዮ ዘለኹ፡ ዘታለልኩምና ዘመን ይኣክል እሞ ኣንታ ሓወይ ኣምላኽ ይተዓረቅካ፡ ነዚ ኣገልግሎት ናይቲ እኩይ ክተስልጡ ትዋፈሩ ጸላእቲ በረኸትና ኣብ መማሕበሩ ኣለኹም፡ እቲ ንበረኸትና ወዱ ዝሃበና ኣምላኽ ይርኤኹም እብለካ፡ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ፡ እዚ ክብለና ዝጸንሐ ቃልን መዝሙርን ኣብኡ መጺኻኸ እንታይ ትብል?
@eaglemebaetatigrinya5147
@eaglemebaetatigrinya5147 3 жыл бұрын
ንብንያም ኪሮስ ባዕሉ ቴድሮስ እናረከቦ ድአ ካብካ እንታይ ዝንገር አሎ ኮይኑዩ ። በጃካ እቲ ጽምአት ሐቂ አምላክ ዘለዎ ህዝቢ፡ ሐቂ አምላክን ብመንፈስ አምላክ ዝዝመር መዛሙር አምላክ ክሰምዕ ሕደጎ ካማካ ዝመሰሉ ውን ሕደግዎ ። ሐቂ ናቱ ክነገር ዝመጸስ አይኮነን ካብ ድካሙ ሐሊፉ ፡ ሐቂ አምላክ ግና ክነግረናዩ እቲ መንገድን ሐቅን ዝደሊ ደማ ክሰምዖ እዩ ፡ካብቲ ዘለዎ ብረከት ድማ ክካፈል ዘለዎ ክካፈል እዩ። ቴዲሮስ ድማ ጎይታ የሱስ አዕዚዙ ይባርካ።
@selamewnetu4975
@selamewnetu4975 3 жыл бұрын
ካብ ቃየል ብቅንኢ ንሓዉ ዝቀተለ ጀሚሩ፡ ክሳብ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ንጎይታኡ ኣሕሊፉ ዝሃበን ክሳዕ ሕጂ ዝዓዪ ዘሎ ኣሰራርሓ ናይቲ እኩይ እዩ፡ እቲ ነቲ ቀታል ሰብ ዝነበረ በርባን ፍርዱ ዝወሰደሉ ሞት ክርስቶስ ጎይታና የተዓርቅካ ሓወይ
@hiyabtselot6649
@hiyabtselot6649 3 жыл бұрын
@@eaglemebaetatigrinya5147 ሓቂ ኩሉ ይደልዮ እንድዩ ምስ ሓቂ ዝጻረር የለን ፡ ግን አብዚኣ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ፡ ናይ ቀደም መዝሙሩ ካብ ተበላሸወ መሰረቶም ደርፊ ኢዩ ንዓይ መዛሙራቶም ፡ የብለይን ተዘዝታኡ ኣይማረክን ብጣዕሚ ዜማኦም ፡ ኢሉ ዘሚሩ እውን እዩ ፡ ብዙሕ መዛሙራት እዚ ናይ ቤት ጾሎቶም መዝሙር እዩ ኣይትዘምሩ ንዓና ደርፍና ኢዩ ፡ እንዳተብሓልና ኢና፡ እዚ ኩሉ ዓመታት ሓሉፍናዮ ናይ ቤት ጾሎቶም መዝሙር ፡ ናይ ቤት ጾሎቶም ፡ ጸሎት ፡ ኣይትዘምሩ፡ ኣይትጸልዩ ፡ እንዳተብሓልና ፡ ሓሉፍናዮስ ፡ ሕጂ እንታይ ሓቂ ስለተረክበ እዩ ምስ ቤት ጸሎቶም ሓቢሩ ዘሊ? ከም ካልኣይ ከኣ ቢንያም መሰረቱ አቦን ወድን ፡ እቲኣቶም ግን ሰለስተ ኣምላክ ኢሎም መሰረቶም trinity ምስ ኮነ እንታይ ሕብረት ምግባር አድለየ ፡ ወይስ ናብ trinity ተመሊሱ እዪ? ክሳብ ሕጂ አነ መሰረተይ ከምዚ እዩ እቲ ሓቂ እዚ እዩ ፡ኢሉ ክምስክር ነቲ ሓቂ ክነግር ፡ ኣይሰማዕክዎን?
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,5 МЛН
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 27 МЛН
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 57 МЛН
ድሃይ ወለዶ፡"ፖለቲካዊ ፀገምና ከይረግዐ ፀጥታዊ ፀገምና ኣይረግዕን" 15/12/2024
1:01:22
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 122
Mezmur Biniam Kirso
7:18
መጻኢና ብሩህ ዩ
Рет қаралды 8 М.
GERE EMUN PART 208 | ገሬ እሙን ክፋል 208
49:17
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 24 М.
TIGRIGNA MEZMUR COLLECTION
2:52:09
Nehemiah
Рет қаралды 432 М.
እግዚኣብሄር ኣብ ሂወተይ ፍሉይ ኢኻ ። ቢንያም ኪሮስ
4:55
ዓልለሉ መጽዩኒ | ኣምልኾ | Worship Tesfay by MAHBER TENSAI HIYAW AMLAK ZÜRICH
21:21
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,5 МЛН