ኣፍቃሪኺ "ካብ ካሊእ ጓል ወሊደ እየ" እንተዝብለኪ እንታይ ምገበርክዮ New Funny Tigray Street Interview

  Рет қаралды 13,947

Yata up

Yata up

Күн бұрын

ሰላም ፍቱዋት ቤተሰበይ፣እንኳዕ ናብ Yata up ብሰላም መፃኹም።
ሓደሽቲ እንተኾይንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተስብና ኹኑ።
#gereemun #tigray #eritreanmovie #eritreanstreetinterview

Пікірлер: 168
@edon7537
@edon7537 Жыл бұрын
አረ አነ ቱ ናለ ገሬ አሙን አዩ ዘሱቀኒ😂😂😂😂
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 Жыл бұрын
ዋላ ኣነ😂😂
@user-gw1ur3qd2l
@user-gw1ur3qd2l Жыл бұрын
ብእነት አነለ ንሱ እዩ ዘስሕቀኒ🤣🤣🤣🤣
@gxggxgcgcgxgxt9801
@gxggxgcgcgxgxt9801 Жыл бұрын
ኣነ ለ ማራ አዩ ዘስሕቀኒ 😁😁😁
@Grmi-wr5lu7do5x
@Grmi-wr5lu7do5x Жыл бұрын
ናይ እንዳ ገሬ እሙን እንተገይረሙሉ ማራ እዩ ዘዘናገዐና❤❤❤ እና ቀፅለሉ ክቡር ሓውና❤❤❤❤
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 Жыл бұрын
ወላ ኣነ🤣🤣🤣🤣🤣❤❤❤
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Жыл бұрын
ትዲኤፈይ መዓረይ❤❤❤❤ ልብና ስቁንቁን ኣቢልካና ፈጣሪ ድምፂ እቶም ጠፊኦምና እኔዉ ኣሕዋትና የስምዐና😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ሮዚ ጋል ትግራይ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሮዚየይ😊❤❤
@ShashoS
@ShashoS 11 ай бұрын
​@@merigalmarye7051እሺይ ንስኪይ እዉን ንዓየ 🥰🥰
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 11 ай бұрын
@@ShashoS እሺ
@user-py7hl8rr2c
@user-py7hl8rr2c Жыл бұрын
እንካዓ ድሓን መፃእኩም ሙቁራተይ💚ቀዳመይቲ እየ ዋ 👍ሃቡኒ🥰
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f Жыл бұрын
ሃፍቱሸይ ወዲ ሓወቦይ ሽኮር ምህላው ፅቡቅ እወ ወደይ🙏💘😢
@greattigray5290
@greattigray5290 Жыл бұрын
ያታ ሓወይ ለባም ኢካ ዝበሃልን ዘይበሃል ትፈልጥ ምክንያቱ ሓደሓደ ተጋሩ ዩቱበራት ንተጋሩ ዝፀርፍ ትሕዝቶ የቅርቡ ኣለዉ ንስካ ግን ለባም ኢካ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ብሓቂ ማሃርትን መዛናግን ሕቶታት እዮም ቀጽለሉ ያታ ሓወይ ጅግና ምቅናይ እወ ንኩሉ ንምርኣይ ብሩከይ 😢😢
@khangkhan8839
@khangkhan8839 Жыл бұрын
ናይ ጭንቀይ ፈውሲ❤እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ መረባይ❤
@user-wn7jh6bh8f
@user-wn7jh6bh8f Жыл бұрын
ኣለኹ እየ ዝብልየ ዋው ደስ ዝብል ድምጺ ክቡር ሓወይ😍💚
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o Жыл бұрын
ድኻስያ ተላህዩ ወፅእ እንበር ኾሸም መን አልመደ❤ዋይአነ በሉ አያተኸስተ❤ድኻስያ ተላህዩ ይወፅ እንበር ኾሸም መን አልመደ እዩ ዝበሃል አሕዋት❤
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 Жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፅሐኩም ንማዕልቲ ኣቦታት ንኩልኩም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ተጋሩዋይ♥️💛
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Жыл бұрын
ኣየወ ምህላው ፅቡቅ 😢❤
@user-tf5ko7nq8r
@user-tf5ko7nq8r Жыл бұрын
ብከባብ ራያ ኸዚ እዩ ዝበሃል😍😍😍❤❤❤
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Жыл бұрын
እዛ ሕቶ እዝያስ ሕተተለይ ❤ 1,ኣፍቃርተይ ነይራትን ብምክንያት ስደት ተፋለልይና እሞ ኣብ ስደት ግዜየ ተይወሰድኩይ ይምለስ እሞ ካብ ካልእ ወልዳ ረኽበያ እሹዕ እንታይ እናትን ብስሕተት እዩ ኣይፈተኹንይ ትብለንሞ እሽ ይብላ ግን ምንም ርክብ የብልናይ ካውኡ እውን ቃልጥፈ እየ ናብ ስደት ካላኣይ ትመልሰ እሳ እውን ናብ ስራሕ ከይዳ ኢትዮጵያ ውስጥ ማለት እዩ መልሳ ናተይ ቁፅር ኣልሻ ትድውለለይእሞ ብእምነተይ ይነበር ኣለኹም ምሳኣኻ እየ ዘለኹ ትብለን እሽ ብለ ምድውዋል ጀመርና ሓደ ግዜየ ናትጫወትና ተለና ሓደ ወዲ መጥሉ ስልካ ይፃረፈን መን እዩ ብለ ሓተያ ንህወተይ ፈርሐ ርክብ ገይረ ይቅርታ እላትን ኣነ እውን ስለ ዝፈትዋ ምንም ኣይበልኽዋን ንሱ ፖልስ ስለ ዝነበራ ገለ ነገር ከይገብራ ብለ እሽዑ ደማ ትግራዊይ ምዃን ስለ ዛፍርሕ እዩ ካውኡ ቃፅሉ ዝኾነት ዓርካ ካብት ወታደር ከምዝወለደት ንግራትን ደማ ሓቅ ከምዝኾነ ፈልጠ ንሳ ግን ሐዝ ንታዓረቅ ንስካ እየ ዝፈትው እናበለት ኣሰካሓትን እንታይ ክገብር ኣለን? ግን ሓደ ማዕልት እኮ ንሓዳር ሓስበያ ኣይፈልጥን ካብ ስደት ካብዝ ምለስ ማለተይ እዩ ግን ይፈትዋ ክሳብ ሎሚ ንዳዋወል ኣለና ግን ሐዝ ንታዓረቅ ንምንታይ ትቀይርካ ስለ ፍቅር ዘይትዛረበን ትብልን ኣለ ግን ልበይ ክቅበሎ ኣይካኣለን 😢እስቲ ንካለኦት ሰባት ሕተተለይ በቃ ከም ናትካ ሕቶ ገይርካ ሕተቶም ምስ ይቅርታ ወዲ ራያ ስለ ዝኾንኩ ናይ ላዛ ሽግር ይህልዎ እዩ
@user-kg7se4qf5c
@user-kg7se4qf5c Жыл бұрын
ክብር ሓወይ ይቅር ግበረላ ምክንያት ዘይፈተወት እያ ወሊዲ አሽዕዑ እውን ብጣዕሚ አጀጋሪ ጊዜ ሰለዝነበረ ክትርደአላ ፈትን ዝሓወይ 👏👏
@cvxbzfffh8940
@cvxbzfffh8940 Жыл бұрын
ይቅርታ ግበረላ ከም ዝመስለኒ ግን ብግዜካን ብእምነትካን ወይ ድማ ካባካ ትወስዶ ነገር ከይህልዎ ክሳብ ትወስድ ተጋግየ እየ እናበለት ትጫወትልካ ከይትህሉዉ ተጠንቀቀላ ሓወይ ብጎኒ ጎኒ ድማ ተካታተላ 😘😘
@user-wb5di3nb7j
@user-wb5di3nb7j Жыл бұрын
@@cvxbzfffh8940 👌✅
@tarhastube9099
@tarhastube9099 Жыл бұрын
እው ምቅናይ ወደይ ክንድይ ንርእለና አብ ዝዓለም😢ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ ኣብዚይ ወርሒ እዚይ ሰለሰተ በተሰብይ ሞተኦም ተብሂለ እፍፍ ዓለም ጎዶሎ ግን ኩሉ ከሓልፊ ይከውን ምእቲ ትግራይ ክንደይ አሓቲና ተሰዊኦም😢💔እና ቀፅለሉ ዘሓወይ ከምዝይ መዛናግዒ ነገራት❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ዛሓፍተይ ኣጆኺ 😢
@titial9069
@titial9069 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ደስ ክትብሉ ሳሓቅ ቃቲልኩምና ኣይትሳኣኑ😂😂😂
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Жыл бұрын
ክክክክክክ ካብቶም ዝሕተቱ ዘለውስ ናይኒ ገሬ እሙን ብስሓቅ ቐቲሉና 😁😁😀
@user-kg7se4qf5c
@user-kg7se4qf5c Жыл бұрын
አለኩ እየ ዝብል አየ ናፍቀት እኮ ምካአል አብይና አሕዋተይ አብ በረካ ዘለው አሕዋትና 💔እስከ ፅብቅ ወረ የስመዐና
@blean1214
@blean1214 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ሕቶ ምስ መልሱ ❤❤❤❤
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s Жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ተጋሩዋይ ፍትዋትይ❤❤❤❤
@letushhaylay-nq7nq
@letushhaylay-nq7nq Жыл бұрын
ካብቲይ ናተሓተትቲይ ዛናንገሬ እሙን ቆሲለ😂😂😂😂
@user-en6re2kw3g
@user-en6re2kw3g Жыл бұрын
ኣነስ ኣብ ኩሉ ናይ ዘብራኣብሩኽ ኣያ ተከስተ ብጣዕሚ እዮም ዘሰሑቁኒ ሞይተ🤣🤣🤣 ዝሮዝሮ ይምችኹም❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Жыл бұрын
ቅንብር ናዳያ ገሬ ኡሙን እዮም ብሳሓቅ ቀቲሎምኒይ
@maron278
@maron278 Жыл бұрын
አለኹ እየ ዝብል አንበሳ አጆኻ ቀፅለሉ❤🎉 ዞም ዝሕተቱ ዝነበሩ ገሊኦም ከም ናይ ቀደም ሰበይቲ ብበትሪ እያ ትሰምዕ ዝብል አተሓሳስባ እዩ ዘሎዎም እሞ ክዓ አብዚ በፂሕናዮ ዘለና ክፍለ ዘመን አይይይ 🤔እንዳ ገርዬ እሙን ስሓቅ ቀቲሎምና 😂😂😂 so ቀፅለሉ ጀግናዬ ❤❤❤
@user-rm3ut2rb3j
@user-rm3ut2rb3j 8 ай бұрын
እንካዕ ዳሕን መጻእኹም ተጋሩዋይይይይይይ ፍትውትው ውአ ዳብለኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቦርትዑ❤❤❤❤❤
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын
ይመችኹም ተጋሩዋኒ❤💛
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Жыл бұрын
ብሩክ ሓዉና ከምዚ ናገበርካ እማ ኣዘናግዐና😂🤣😁
@rakgaltagery3471
@rakgaltagery3471 Жыл бұрын
ካብቶም ዝምልሱ ሲ ናይ እንዳ ገሬ እሙን እዩ ለዝናኒ😂❤
@user-yg4kj8tc1l
@user-yg4kj8tc1l Жыл бұрын
ኡፍፍፍ ሞይተ😂
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 Жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ጡዑማት ላዛ🤣🤣🤣❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 Жыл бұрын
እንኻዕ ብሰሌም መፃካ ቡሩከይ 🥰🥰 እናሰሓቅና ንመሃር❤
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q Жыл бұрын
ፁቡቅ መዘናግዒ እዩ ከምዝታት ቅፅለሉ ❤
@user-wh2vu5lo1z
@user-wh2vu5lo1z Жыл бұрын
እንካዕ ማርያም ኣዉፀአኪያ ይመችኻ ጊን ስጋነይ ❤❤
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Жыл бұрын
ዋውውውው ደስ ክብል😂😂😂😂🤣🤣
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Жыл бұрын
ተጋሩዋይ❤❤❤
@user-co1hi6vq7h
@user-co1hi6vq7h Жыл бұрын
ስየ ልበሃል ወዲ ግን ብሱሩ ልቦ መልሲ ሓሪፍ 'ዩ ለለ ህንደይ ግዜ ክሕተት እየ ሪአዮ እንየኩ ይሞቸዬ🤜❤️🤛
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
አይትሰኣኑ ተጋሩዋይ😊😂❤
@user-se1ql2xl6y
@user-se1ql2xl6y Жыл бұрын
ናይ ለማዓንትይ ንበይኑ እዩ እቱ ናይ እንዳ ገሬ ኣቁስልና😂😂😊
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын
❤❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉የታ ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ😘😍 Tdfይ መድሕን ህዝቡ😍
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u Жыл бұрын
ብበተሪ ያ ጨምለቅ ዝኾነ ቆልዕ 🤣🤣🤣🤣
@gghhh7965
@gghhh7965 Жыл бұрын
እወ ወደይ ምቅናይ ፅቡቕ 'ዩ😢
@Brhaney-Tigray
@Brhaney-Tigray Жыл бұрын
እቱ ብበትሪ ዝበለሲ በዚ ናይ መዳም ቡሩሽ ዶ ርእሱ ክፍንክቶ እዋይ ንኤኻ ገልዒ ቆልዓ ፀጋ እዩ 😂ካልእ ዝገረመኒ ናይቲ ምሰላ ባዕሎም ይምልእዎ ኣይሽለም ያ እዋይ
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Жыл бұрын
ኣነለ ብጣዕሚ ስሒቀ ናይ ኩሎም መልሲ ሓደ ዓይነት ካብ ሙካኑ ዝተልዓለኮ እቲ ትክክለኛ መልሲ ኣይሽለምን እዩ መሲሉኒ ነይሩ 😂😂😂😂
@Brhaney-Tigray
@Brhaney-Tigray Жыл бұрын
@@rahealraheal1881 😁🙈ኣይርምን
@adfvv3688
@adfvv3688 Жыл бұрын
በትርኳ በለ እንየካ ጉድ😂😂😂
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-mf5rv1lr7p
@user-mf5rv1lr7p Жыл бұрын
ይመችኹም ተጋሩዋኒ ፀሩያት🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o Жыл бұрын
ዋይ ሃሳስ ኣታ በትሪ ያ ትሑት ኣተሓሳስባ ድሑር ባህሊ በትሪ ያ ዋይ ላህማም
@fjb5157
@fjb5157 Жыл бұрын
ኣታ ኣነስ ዝናይ ገሬ እሙን ኣብ ማእል ዝኣቲ እዩ ዘስሕቀኒ😂😂😂😂😂
@user-pg9hg2kh5d
@user-pg9hg2kh5d Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ሳሓቁኩም ይብዘሐለይ🎉❤
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 Жыл бұрын
ክክክክክ እዋይ ናይ ህዝብና ንቅሓት ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቅ 😅😅😅😅 ብዝኾነ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ እዩ ! እቱ ናይ ሰማእታት ሓወልቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ ብደምና ዓፅምን ዝተነደቀ ታሪካዊ ሓወልቲ እምበር ናይ ሕወሓትን ሳዓብቶም ኣይኮነን !!! እቱ ከምኡ ዝብለ ወዲ ግን ምንም ከምዘይፈልጥን ብታሪኩ ዘይኮርዕን ደንጎላ ርእሲ ኢኻ በሉይ 😂😂😂😂
@daniberaki8502
@daniberaki8502 Жыл бұрын
ኣብ ግዝየ ሃጸይ የውሃንስ ኣብ ጎድኑ ዝነበረ ኣቦሳንጆ😂 😂😂😂
@selamabreha1361
@selamabreha1361 Жыл бұрын
አታ ረእይልያ ወደ😂😂
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂ኣነሲ እቲ ናይ ዘብራኣብሩክ እዩ ዘስሕቀኒ😂😂😂😂
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 ገይረልኪ ማሬ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ያታዬ
@Becky.Tigray
@Becky.Tigray Жыл бұрын
Yata bro good job kexilelu👍
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 Жыл бұрын
ዋይ ጸግሪ ናይታ ዶና እዳ ጠናነጋ ኣብቲ ሻኻ ዋይዋይ😂😂
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂነዋ❤❤❤❤🎉🎉
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
TDF ይ ግርማ ዓዲ ❤️ ያታየ ፍቅረይ 😁❤️
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h Жыл бұрын
ሃፍቶመይ አለኩየ ዝብል አለኩየ እወ ወደይ😢
@rozar227
@rozar227 Жыл бұрын
ኪሮስ ኣለምዬ ከያኒ 🥰🥰🥰🥰
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g Жыл бұрын
አነ አቱናይ ገሬአሙን አዩ ዘስሕቀኒ ዘሎ😂
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Жыл бұрын
እቲ ብኢንግልሽ ዝደንገፀ ግን ታይ እዩ ዝበለ እስኪ ተርጉሙለይ😂😂😂😂 እቲ ኣብ ማእከል ተእትዮለካ ናዳያዘብረኣብሩክ ግን ኣይተብዝሓዮ ❤
@user-yg4kj8tc1l
@user-yg4kj8tc1l Жыл бұрын
😂😂
@user-co1hi6vq7h
@user-co1hi6vq7h Жыл бұрын
Endwam btami harif eyu
@sjzjbdb305
@sjzjbdb305 Жыл бұрын
❤❤❤ አነሰ ክፍትወካ ብዘይምክንያት አይኮንኩን
@frfr-dm5rw
@frfr-dm5rw Жыл бұрын
ዞብረኣብሩኹ ማዓረይ😂😂😂😂
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 Жыл бұрын
ኣታ ስምዑለይ ስሕቅ ቀቲልክሙና 😂😂😂
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 Жыл бұрын
ይመችኹም እስኪ😂💙✌
@ghjhh8544
@ghjhh8544 Жыл бұрын
ብትሪ እዮ ዝብል ሲ እይሃብካ እዮ ዝባሃል እምበር ብትሪ መፍትሒ እይኮነን
@adu1240
@adu1240 Жыл бұрын
ኣይትስኣኑ😂❤
@teteborhan5670
@teteborhan5670 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@rimeywelela471
@rimeywelela471 Жыл бұрын
ክፈትወኩም መዓትየ😍❤❤❤
@user-ee5ie3yv5w
@user-ee5ie3yv5w Жыл бұрын
ታይ ኣምፂካ ያ😂😂
@user-mj1rn4tx8y
@user-mj1rn4tx8y Жыл бұрын
አረ ናሊገርየ ኡሙን ቀቲልና 😂😂😂
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Жыл бұрын
😂😂😂ዋይ ሞትኹ 😂 ኣይትስኣኑ ዓደይ ስሓቅኺ ይመለስ ብጥዓሚ እዩ ስሐቅ 😂
@sabateklay7357
@sabateklay7357 Жыл бұрын
ሕቶ አለኒ ስምዑ እባ እዚ ደራፋይ ሽሙ እኳ ርስዔዮ ግን ክንዲ ዚ ዶ ይጽላእ ትግራዋይ ምኳነይ ዝብል ዝነበረስ ብሂወት ዶ ይህሉ ይኮን
@alugaltigray2248
@alugaltigray2248 Жыл бұрын
Welcome ያታ ሓወይ ❤❤❤😂😂
@Paris-sh3qm
@Paris-sh3qm Жыл бұрын
ኣያ ተክሰተ😂😂😂😂😂
@tigraydaily6493
@tigraydaily6493 Жыл бұрын
Welcome yatana❤😂😂😂
@awulaelo
@awulaelo Жыл бұрын
በትሪ ያ በለ 😂😂
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m Жыл бұрын
😂😂😂😂
@whhagggsgegehiwifkrr5741
@whhagggsgegehiwifkrr5741 Жыл бұрын
ትሰምዒ እለኺ ፍቅር😁😋😋
@SisayBelay-tu8uz
@SisayBelay-tu8uz Жыл бұрын
ልተግዕተ ግዓት ክበልዕ ያ🤣🤣🤣
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 Жыл бұрын
ሀዚ ሐዚ ፅንሕ ኢሉ ህድእ ኢለ 😂😂
@user-lw9gj6tw3z
@user-lw9gj6tw3z 5 ай бұрын
wow❤❤❤
@Sra-jt6sh
@Sra-jt6sh Жыл бұрын
😘😘😘😘😘yata
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Жыл бұрын
ዘም አወዳት ግን አፍርሕምና ዝወለዳት ከትውቃዕ ናበሉ 😅😅😅😅😅😅
@user-qi8eo7lu6w
@user-qi8eo7lu6w Жыл бұрын
ስላስ
@hani6817
@hani6817 Жыл бұрын
ምቅናይ ጽቡቅ አወ ወደይ😢♥️
@user-oz9cl7mg9u
@user-oz9cl7mg9u Жыл бұрын
ንዓዲ ገሬ እሙን ገድደና 😂😂😂
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Жыл бұрын
😂😂በትሪ ናይ ዓያሹ ኣይፍቀድን መዉቃዕት
@amanuelgebre8995
@amanuelgebre8995 Жыл бұрын
good ❤❤❤ 😅😅😅
@henoksabhatu5959
@henoksabhatu5959 Жыл бұрын
Kekbxa nere eby 😂😂
@merizetewahdotigray1758
@merizetewahdotigray1758 Жыл бұрын
𝒚𝒎𝒆𝒄𝒉𝒊𝒌𝒖𝒎😂❤❤𝑩𝒕𝒓𝒊 𝒚𝒂 𝒕𝒖𝒉𝒂𝒅𝒆𝒔😅😅
@jrghkdtr976
@jrghkdtr976 Жыл бұрын
ሙቁረተይ🥰🥰💊💊💊💊💊
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
_ኣታ ስሓቅ ሞይተ ኣይትስኣኑ😂😂😂😂😂_
@frehiwothagos1697
@frehiwothagos1697 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰Wellcome 😂
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 Жыл бұрын
❤❤❤ሙቁራተይ
@britgraweyti
@britgraweyti Жыл бұрын
ብሰሓቅ ተምትና እባ መን እዩ ተሓታቲ ይመቸኩም ደቂ ዓደይ 😂❤❤❤
@bahrehaile3500
@bahrehaile3500 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi Жыл бұрын
🌹🌹🌹
@medid.454
@medid.454 Жыл бұрын
Haftsh jegna ❤❤❤
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m Жыл бұрын
ማማ
@samrigaltigray6853
@samrigaltigray6853 Жыл бұрын
ሕጂ ሕይ ብሽረኒ🔰😍
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 Жыл бұрын
ሞቲኹ😂😂😂
@tesfaymesele3385
@tesfaymesele3385 Жыл бұрын
ፈታንት ሕቶ❤❤❤❤
DW International  ብሓመድ ሬድዮ ዝሰርሐ መሃዛይ መንእሰይ
29:46
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,2 МЛН
Glow Stick Secret Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 18 МЛН
ሃገረይ ቕንዕቲ ትኹን ጌጋ፡ ምስኣ እየ?
34:42