Рет қаралды 28,894
መብዛሕቲና ደቂ ሰባት ብዋሕዲ ምትብባዕ ኢና ንነገራት ክንገብሮም እንዳ ከኣልና ዘይንገብሮም። መሶብና ድማ ነዚ ምርኩስ ብምግባር ብንኡስ ዓቕማ፡ ኣብ ምሕበራዊ ሂወትና ኣብ ምጽባቕን ምርግጋእን ዝሕግዙና ሓሳባት ኣብ ምብርካት ተረኣ ትጻወት። እዚ መደብ'ዚ ካባኹም ናባኹም እዩ።
ንዕቤት'ዛ መደብ እትህብዎ ሃናጺ ርእይቶን ተሳትፎን ኣቐዲመ የመስግን።
ንተወሳኺ ትሕስቶ Subscribe ብምጥዋቕ ናይ ወትሩ ዓማዊል ናይዚ መደብ ንኽትከውን ብኽብሪ ይዕድመኩም።
/ @mesobna
E-mail: eyeru717@gmail.com
ነዚ ቪድዮ ካብ You Tube ኣውሪድካ ኣብ ዝተፈላለዩ መርበብ ሓበሬታ ምዝርጋሕ ኣይፍቀድን።
© Copyright: Mesobna Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
New Eritrean Motivational video 2019. New Tigrina motivatinal video 2019. New Eritrean Music 2019