ኣዝዩ ዘሕዝን ኣቓኣልቦ ዘድልዮ ጉዳይ

  Рет қаралды 42,616

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

15 күн бұрын

ኣዝዩ ዘሕዝን ኣቓኣልቦ ዘድልዮ ጉዳይ

Пікірлер: 151
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 13 күн бұрын
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzbin.info/door/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 12 күн бұрын
ማስካ ትግራይ ዶ ኣምሓራ ይቀትሉኩም ኣሎ ኤርትራውያን
@johntesfamariam4262
@johntesfamariam4262 12 күн бұрын
Mesta tgray ember ygbeana eyu gena keman
@BETESEB1972
@BETESEB1972 12 күн бұрын
ሰልጠነ ነጽር ምክንያቱ ኣብ ኣለምዋጭ ይሕሸና ምስ ህግደፍ ኢሎም እዮም መሪጾም ሕጂ ህግደፍ የድሕኖም ኣነጺረ እየ ዝፈልጥ በጃካ ኮለል ኣይተብሉና😢😢😢
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 12 күн бұрын
Ata Dehan dika hzbi do aykonen ztefa zelo pls hda bel
@Eruna1993
@Eruna1993 12 күн бұрын
ህዝበይ ረኻቢ መከራ 😭😭😭ኣምላኽ ባዕሉ ምሕረቱ የውርደልና እንበር ኣብ ዘይ ዓድኻ ሰፊርካ 'ዶ ሰላም ተረኺቡ 😭😭
@TrhasTesfay-zo9om
@TrhasTesfay-zo9om 12 күн бұрын
እቶም ዝቅተሉ ዘለዉ ደለይቲ ፍትሒ ከይኮኑ ስግኣት እቲ ስርዓት ኮይኖም ከይኮኑ።
@fisehahaile972
@fisehahaile972 12 күн бұрын
ሰልጠነ ሓውና ብዙሕ ኣይትገረም ኩዕሶን ሸርሙጣን ዋና የብለንን ዘርከበ እዩ ዝቀልዕን ። ከሙኡ ስለዝኮነ ባዓል ካሕሳይ በርሀ መምስ ዝመጸ መንግስቲ ጎንባሕ ባሕ ክብሉ ዝነብሩ ዘለዉ።
@hagostsegay531
@hagostsegay531 12 күн бұрын
ሰላም ተፈታዊ፣እዛ ሰበይቲ ሓንቲ ካብተን ረሳሓት እያ።
@senay6044
@senay6044 12 күн бұрын
ዓወት ሓቂ አዩ ዝዛረብ ዘሎ ጎርሓት ብውሽጢ ዝዛረብዎ ዓይሹ ንደገ የውጽአዎ ኩሉ መንአሰይ ክምሃረሉ ኣለዎ ናይ ቅልሲ ዕላማ ይህልወና ጸላኢ ና ሓደ ኢዩ በጃኩም። ዝደከመ ይአርፍ ጽገም የለን። በጃኩም ንለብም።
@user-fg1eu2yi3u
@user-fg1eu2yi3u 12 күн бұрын
እሞኑኒ እዚ ህዝቢ ካብ ጉራን ፈኸራን ብደዐን ወጺኡ 100% ፀሎት ኪገብር ኣለዎ. ኣብዝኸድካዮ ሃገር ሰዱድ ኤርትራዊ ዘይትሪአሉ የለን 😢
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 12 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ንዓመታት ዝኣክል ብፍቅሪን ሓልየትን ሓቅፉኩም ይነብር ነይሮ ኣብ መወዳኣታ ግን ዘይኢዱ ፈድኩሞ ደም ኣንብዕኩም😢 😢ግን ሕማቅ ኣንምነን ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@user-bm4yd6sx6g
@user-bm4yd6sx6g 12 күн бұрын
ማስጣ ተጋሩ አዩ ምሽ ምስ ኣምሓሩ ይሕሸና አሎም መዋጾኦ ይፍጠረሎም ጥራይ።
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 12 күн бұрын
Aretratselaekum aykonen bal selten mlionat dolarat zhagezekum anti kedae banda
@mihretteklom54
@mihretteklom54 12 күн бұрын
ወይ ኣህዋተይ ኣምላክ መዋጸኦ ይፍጠረልኩም ኣንታ ፈጣሪ ኣቦይ ተለምን 😢😢😢😢😢😢😢😢
@melawit-melawit
@melawit-melawit 12 күн бұрын
ንምስኡ ዝነበረን ዝዓበየን ትግራዋይ ዘይገደፈ ኣምሓራይ ንኤርትራዊ ክገድፍ ምሕሳብ ዕሽነትዩ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
@tesfaalam8454
@tesfaalam8454 12 күн бұрын
ክብረትን ጭውነትን ተጋሩ ሕጂ ይፍለጥዎ እንተ ክሞትን ክቅተሉን ግን ድሌትና ኣይኮነን
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
ንሕና ሎሚ ዘይኮነ ካብ ትግራይ ወጺኦም ኣብኡ ክስደዱ ከለዉ ኢና የእዊና ።
@user-oi2wj9kp6l
@user-oi2wj9kp6l 12 күн бұрын
ጎይታይ ማዓረይ ሰላም አዉረደልና 🙏😭
@alemfitsum2227
@alemfitsum2227 13 күн бұрын
ዘገርም ታሪክ ናይ ህዝብና ሽግር
@Apark8053
@Apark8053 12 күн бұрын
ሰልጠነ ሓወይ ተባረኽ 💙🌹💞🙏💙👍👍🙋‍♂️❤️❤️❤️
@ngusewerede2922
@ngusewerede2922 12 күн бұрын
ሰልጠነ ኣይትገደስ እዞምሰባት እዚኦም ሎሚ ሻዕብያ ጽባሕሻእብያ ዝብሉኽሳብዝኮኑ ህግደፍ የድሕኖም በቃኩሎም ለካብጥኢዮም
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
እወ ሓቂ እቶም ለባማት ዉሑዳትን ትሕቲ ዕድመ ስለ ዝተለከሙ የጉህዩኻ
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 10 күн бұрын
ኣይይይይይ😢😢😢 ህዝቢ ዝረኸቦ ኣቱም ህዝቢ ስለ ሰላምን ፍቅርን ዘምር ሰልጠነ ሓዉና በዓል ህልና ፈታዊ ህዝቢ ደቂ መለየሰ ኣሕዋትና ሰላምኩም ይመለስ ይኣክል ይበልኹም🙏
@asmeretmoke5648
@asmeretmoke5648 12 күн бұрын
Nabe tgiray kede tegaru yewhate eyome ❤️💛❤️🥰🥰
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
ሓቂ ንሱ እዩ ፍታሕ
@samnatu3828
@samnatu3828 12 күн бұрын
ሰልጠነ ሓወይ ብትገብሮ ናይ ሰላም ድምጺ ኣምላኽ ክፈድየካ እዩ ካብ ሰብ ምሉእ ኣይትጸበ ምናዳ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኤርትራዊ ስም እዩ ዘሎ እምበር ሕልናን ሞራልን የለን
@mihreteabtesfay3356
@mihreteabtesfay3356 10 күн бұрын
❤enkae dehan metsaeka silituin
@regatgiegziabiher7197
@regatgiegziabiher7197 12 күн бұрын
YeaSeltene.I’m agree with you. Hgdef they are allways dictator and selfesh.💙💙💙
@membereyemane683
@membereyemane683 12 күн бұрын
I am very sad about dabat camp😢😢😢
@user-zm9hb9ij2r
@user-zm9hb9ij2r 12 күн бұрын
እዚ ሕልኩስ ህዝብስ ልዕሊዚ እንታዩ ክመጾ ንመሰሉን ንዓዱን ጠጠው ዘይብል።
@asternegasi7594
@asternegasi7594 12 күн бұрын
ሰልጠነ ሐወይ ካብ ነዞም ብፊታዋም ናብ ዓዲ አምሐራ ዝኸድ ካብ ትዳናገጽ። ነቶም አብ እስራኤል ሂዋቶም ዝኸፋሉ ዘለዉ አመቶም ግበሩ አይትታለ ሉ አሕዋት ገንዘብኩም አይተባኽኑ 💙💙💙
@aborineberay7341
@aborineberay7341 12 күн бұрын
እዞም ኣብ ዳባት ዘለው ካብ ናባና ዝጠርዑ ናብ ቤት ጽሕፈት በርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ይጥርዑ ሰብ ከየኽሰሩ ማይን ጸባን ትፋላለ ኣብ ዘለውዎ ከለው ይነጽሩ መንግስቲ ሲኢኖም ናባና ይጠርዑ ምስ ሰገሩ ካኣ ሑሙማት ይመስሉ ባንዴራ ተጠምጢሞም መንግስተይ ይብሉኻ
@woredeimam6966
@woredeimam6966 12 күн бұрын
ሰልጠነ ጅግና ቓው ቓው ዝብልዋ መሬት::
@zzantay3619
@zzantay3619 12 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ህዝብና አብዚ ክንወድቅ ከም ኤርትራውያን ፍትሒ ዘይንረኸበል አንቶ ኮና ክንሳቀይ ብዛዕባዝና ዝግደሰልና ዕለን ዘየብልና ዘሕዝን ኢዩ። ምክንኒያቱ ድማ ህዝብና ላንጋ። ላንጋ ኢንበር ሐቀኛ ተቃላሲን ፍትሐውን ከም ዘይኮነ ምስክር ኢዩ። ገሊ ኦም ሐቀኛታ ገሊአም መታለልት ንመን ተምን? ሐቀኛ ተቀላሳ አግዚኢኤብሔር ሐቂ ኡፍረድ።
@miletebahta7184
@miletebahta7184 12 күн бұрын
ንብሄረ ኩናማ ዘተኮረ እንተኾይኑ ብመንግስቲ ኤረትራ እዩ ዝኾውን ዝግበር ዘሎ እምበር ኣብ መዓስከር ዘሎ እንታይ ኣለዎም ምስ ፋኖ ኣምሓራ ዘራኽብ
@Galeb414
@Galeb414 10 күн бұрын
Yess 💙💙🌿🌿
@user-ne9ed9fu7j
@user-ne9ed9fu7j 12 күн бұрын
Mewaxeo yfterelom way yehwatey
@YosefTsehay
@YosefTsehay 12 күн бұрын
Teqales bselam ktnebr awyat meftihi aykomen
@YosefTsehay
@YosefTsehay 12 күн бұрын
Sdet meftihi aykonen teqales hagerka bwuhudat agannti quxr ala sebay nmeselu kqales alewo
@FeruzmekonenBerhe
@FeruzmekonenBerhe 9 күн бұрын
Ezi seb ezi xelaeku fooooo
@AdhenetAndey
@AdhenetAndey 12 күн бұрын
😭😭😭💔💔💔💔💔💔🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💔💔💔💔
@user-kb2ck5ih1x
@user-kb2ck5ih1x 12 күн бұрын
Please. Be together. Save this peole. I cant stop Crying. Oh My people.
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile 10 күн бұрын
ይሕዝን ኢዩ ክምዚ ክዛርብ አድታትና 😢😢😢
@eritreanneritrawuyan3360
@eritreanneritrawuyan3360 12 күн бұрын
Tefetawi xaeda teqalasi ajoka ab godnka alena
@Galeb414
@Galeb414 10 күн бұрын
Nay Habeq Saletun Hawey 😭
@biniamokbe8238
@biniamokbe8238 12 күн бұрын
Thibuk konu ademhara yhishena do aybelun.
@BETESEB1972
@BETESEB1972 12 күн бұрын
Tikikil
@segenlove4142
@segenlove4142 12 күн бұрын
ሰአን ምቅላስሲ እዚኹሉ 🫢 ተስኡ! ነጽሩ! ተቓለሱ! ስራሕ ሰብኡት ስርሑ! ሽግርኩም ንስኹም ጥራሕ ኢኹም ትፈትሑዎ! በቃ አሳፊሕካ ሞትዩ ተኾርሚኻ ሞትዩ 😡
@elilta70
@elilta70 12 күн бұрын
ጆሲ እታ ቪዲዮ ትውጻእ ምስ ጀይስቲድዮ አላ እወ የውጽእያ::
@user-nu9zc1hp5j
@user-nu9zc1hp5j 12 күн бұрын
መውፅኦ ይፍጠረልኩም ይሕውት
@asternegasi7594
@asternegasi7594 12 күн бұрын
💙💙💙
@user-nl9sp6im2e
@user-nl9sp6im2e 10 күн бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@elilta70
@elilta70 12 күн бұрын
ጀይ ኢስቲዲዮ ኢዩ ዝሕተተላ ይዘርጋሐያ::
@Miracle03-em5im
@Miracle03-em5im 12 күн бұрын
Filim zeymkanu aregagixika shere belo
@GrumMstr
@GrumMstr 12 күн бұрын
Shekati Habteab meftotu rekibu . Genzeb sidedu hagzu enda bele jibu kimelie yu . Shigrna ab adi halo eyu zelo . Genzeb bimsdad ziftah shgr yeblnan . Nay Sinai temekro miskr eyu
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 12 күн бұрын
እዛ ኣደ ካድረ ናይ ህግደፍ እያ። ኣምላኽ ይቅረ ይብል 👏👏👏
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 9 күн бұрын
Kab 03xubuki kirkbi malet zebti 😭 03😭
@user-mh4ok8jd6i
@user-mh4ok8jd6i 12 күн бұрын
ማስጣ ተጋሩ ኢዩ😢
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 12 күн бұрын
ሰብ አይትንዓቅ ሰልጠነ እዚ ባህሪ ህግደፍ እዩ።
@Galeb414
@Galeb414 10 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@user-zj2wu6uf3p
@user-zj2wu6uf3p 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@fthi3585
@fthi3585 12 күн бұрын
አማኒኤል አስና እዩ ንሕዋትና አቦታትና ዓበይቲ ተቃለስቲ እደታትና ስማያዊት ባንደራ ተጠቅሊልኹም ትቅበሩ 1:35:20 እምበር ኡሬትራ አይትአትውን እሉወም ግን ሳአን አእሙሩኣ እዩ እሎም አይተቁየሙወን ግን አነ ዝግርመኒ ንዛ ናይ ጠንቓሎ ናይ ደም ባንደራ ዝሐረር ቆፅሊ ስሊሙ ንህዝብና ናሃገረና ሕማቅ ፍል ገይሩ ሐሪሩና ቀጠልያ ልሙዕ አውሊዕ ዘይትሐርረ ፍልሖ ዘይበልዓ ምስ ስማያዊ ባሕርና መሪቆም ዝሃቡና ወለድና ንዓአ ጉሕፋ ዝሐረር ቆፅሊ ምስ ደም ምፍሳስ ውግእ ወርውግእ ገይሩ አፅኒቱና እስያስ ድያብሎስ ፀረ ምዕባሌ ፀር ህዝቢ ፀር ስላም ፀረ እርትራዊያን መርገም ሱንቁ
@bobsmart8302
@bobsmart8302 12 күн бұрын
Ertrawi lekbat hasawi ensisa yibezh sultun
@user-rg1xo1ms4z
@user-rg1xo1ms4z 6 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 9 күн бұрын
👍💙👍💙👍💙👍💙👍💙
@sebletesfay3165
@sebletesfay3165 12 күн бұрын
Please forget about the pass just focus about know and be voice for them.
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile 10 күн бұрын
So Sad
@selamtesfay1834
@selamtesfay1834 12 күн бұрын
Wy hizbey rekibkayo seleka.
@Miracle03-em5im
@Miracle03-em5im 12 күн бұрын
Shere belo shereshero?
@adyammerebay9031
@adyammerebay9031 11 күн бұрын
ተጋሩዮም ካብ ማንም ዝመጽእ የለን
@sebletesfay3165
@sebletesfay3165 12 күн бұрын
So sad.
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 12 күн бұрын
Meqateli emni ktekebl gualensteyti koynas domberke sebyom gn 😢
@user-zr7jj1fh4k
@user-zr7jj1fh4k 12 күн бұрын
ናይዚ ኹሉ መከራን ሽግርን ቀንዲ ተሓተቲ ህግደፍ በይኖም ጥራሕ አይኮኑን:እዞም ኩሎም እቶም ተጣበቅቲ ሰብአዊ መሰላት ኢና እንዳበሉ ብስደተኛታት ዝሽቅጡን ዝጥቀሙን ከም በዓል ኤልሳ ጭሮምን ጆርጆ ወዘተ... ዝበሃሉ ሕልና አልቦ ሰባት ነዞም ስደተኛታት ብአሉባልታ ሓሶት ካብ ተኸቢሮም ዝነብርሉ ዝነበሩ መዓስከራት አፈናቂሎም ንዓዲ አምሓራ ከምዝሃድሙ ዝገበሩ ገበነኛታት እዮም::
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 12 күн бұрын
ya ane hade kabom ye twaxa seb haki feltu ageb kbl wey kferd alewo sk abeto abeto xubuq aykonen zefalayom mknyat tayu
@YosefTsehay
@YosefTsehay 12 күн бұрын
Qdus qurban hgdef enkae mexaka egzio egzio meharena krstos zebl eyu eza twldi temen zkonet sebeyti qdus qurban melagexi mgbara zehzn eyu iseas edleja eyu kemzi aynet hzbi mrkabu
@hani165
@hani165 12 күн бұрын
ኣወል ሲዕድ እዩ ጺሒፉ ሂቡዋ
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 12 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 12 күн бұрын
Iza newtam sebeyti kudus qurbsn zbeletsi btami iya tegerm. Mekemzien gena qalsi khlwena iyu , fetari netom wuxuat yire, n brged nhamedu yihagz
@user-ib2rx5cf5y
@user-ib2rx5cf5y 12 күн бұрын
🖤😭😭😭😭😭💔
@user-fg1eu2yi3u
@user-fg1eu2yi3u 12 күн бұрын
ህግደፋውያን ገጽኩም ትርሓቅ ንሓደ ጀልፋፍ ኣረግት ወዲ 80 ዓመት ክትጉምብሑ ህዝቢኹም ይጠፊእ አሎ . ሻዕብያ ዝበሃል ራእይ ዘይብሉ ኹናት ዘምልኽ መጨረሽኡ ህዝቢ ኣወዲኡ ዚመውት እዩ.
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
💯💯✅
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 12 күн бұрын
Gele banda tegaru edkum rekibkum elomuna bandatat eyom
@user-wh2eh1mb8r
@user-wh2eh1mb8r 12 күн бұрын
💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭💔💔💔💔🙏🙏🙏
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
ኣበይ ዘሎ ማፍያ ኤምባሲ እዮም ክረድኦም ዝጽዉዑ እዚ ገበን ዋናታቱ ሻዕቢያ እዮሞ ዋናታቱ ሕጂዉን እንተ ፈቂዶሙሎም ኣብ ትግራይ ምምላስ እዩ ዝሕሾም ። ኣምላኽ ነቶም ድኹማትን ቅኑዓትን ርእዩ ይርዳኣዮም😭
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 12 күн бұрын
kem hzbaw gnbar shabiya ko waga zkefele hzb lekmom bzuhu waga eyiom keflom gn balom kea kulu araksom telmom hzb axntom hager anyom zgexebet adg amslom mray mggay geroma hj kea awe yserhu nerom zom ahwat gn hj kulu may bela ytwuwo alewu tay trgum alewo kulu hade eu zserahakayo ktiqbo eu zeleka eber balka tefrskayo waga yeblun hj wn ageb kbahalu eu zelewom
@user-kb2ck5ih1x
@user-kb2ck5ih1x 12 күн бұрын
Eritrea. Problem. Happen only by. Eritrean Very sad.
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 12 күн бұрын
እታ ቅዱስ ቁርባን ናይ ህዝባዊ ግምባር ትብላ ዘላስ ንታ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝሓቁላ መስርሕ ደኾን ትኸውን? ወሸለ ኣብኣ 'ተዘሕቅቕዎ
@user-vq4jz4uz7n
@user-vq4jz4uz7n 9 күн бұрын
ከድዓት ደቂ ማለሊት ኮስቱሞ ሓራሳት ናይ ወያነ ንሃገራዊ ከዳዕ ትብላ ኣለኽን።
@mahmodbabay1741
@mahmodbabay1741 12 күн бұрын
ኣብ ትግራይ እንከለዉ ህግደፍ ምስ ብልጽግና ኮይኑ ንትግራይ ኣብ ዝወረሉ ግዜ ንመጀመርታ ግዜ ካብ መዓስከር ትግራይ ንኣዲስ ኣበባ ከይዶም ቀታሊና ህወሓት እዩ ኢሎ ብሓሶትን ጠቀነን ነዚ ኩሉ ዓመታት ዝሓቆፎም ዉድብ ኣጸሊሞሞ ኣዋሪዶሞ ዘይ ናይ ኢዱ ድሕሪ ሕጂ ግን ኣብ ትግራይ መዓስከር ዝበሃል ክግበር ኣይነፍቅድን ብቡንባን ጥይትን ክንዉደኦም ኢና ። መአከቢ ባንዳን ከደዓትን ስለያን ሸፋቱን ኮይና ብኣራግጽን ሓሶትን ኣይንርበሽን ❌ ክጥዕመካ ገዓት ክኸፍኣካ መዓት ዝበሃል ኣባና ዝገብርዎ ኣይነፍቅድን
@johntesfamariam4262
@johntesfamariam4262 12 күн бұрын
Hjis wala kustr ybelu mesta hzbi tgray eyu xlul zkone hzbi
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 12 күн бұрын
ከምዚ ብምባልካ ቅቡል እዩ። ግን ልብኻ ይዓቢ እንተኾነ ኣብ ዝኾነ ኮይኖም ነቲ ካብ ዓዶም ዘሳደዶም ስርዓት ምቅላስ እዩ ፍታሕ
@weinimehretab7322
@weinimehretab7322 12 күн бұрын
Yes
@MenkemGoshu-ke7yv
@MenkemGoshu-ke7yv 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sabaabraha6527
@sabaabraha6527 12 күн бұрын
Rugmat abgezen yet we ezia tekebl zela bears yechendhwa rgumatttt
@Finaneb7ox
@Finaneb7ox 13 күн бұрын
Ya protest yedlyena alo ab america canada Europe zelena ab masker libya ya hmak alewu ahwatna ab zelenayo ketema seltene eziom atman ab mengo ahwatna atyom yshetwo yetfewo alewu
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 9 күн бұрын
Eskas dey nezi kalsi kendi zeragiu eka ,kabue aytihayishikin eka musluy. Menesey tegagi aleki
@elsaberhane3594
@elsaberhane3594 12 күн бұрын
Eziom si aedom zeyaetwu
@adhinwedi-vg8vv
@adhinwedi-vg8vv 12 күн бұрын
Men u zketlom zelo ?
@user-kb2ck5ih1x
@user-kb2ck5ih1x 12 күн бұрын
We. Dont have no Enemy Only Eritreas themself.
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 12 күн бұрын
Mesqa tegaru iu
@robielteklehaymanot1176
@robielteklehaymanot1176 12 күн бұрын
ዕሽነቱ😁
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 12 күн бұрын
wala ykdu gn keydom tay yserhu eu et hto
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 12 күн бұрын
Because kids nktet hji kulatn kem naytgray Hali eyen zamna
@tsigheredabaryagaber8306
@tsigheredabaryagaber8306 12 күн бұрын
Kahsay lekbat hasawi tarik albo 👎👎👎👎👎
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 12 күн бұрын
Nktetab still Asmara tokusi twelve bkyat Utah aykonen nkteteseyas Haylie eyu zamn ezi ebud kelbi
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf 12 күн бұрын
ማስጣ ህ/ትግራይ'ዮ, ኤርትራውነት ግን መንፈስ'ዮ
@tesfalehailemichael
@tesfalehailemichael 12 күн бұрын
Hgdef baelu eyu kemeu zgebr zele
@daveasf49
@daveasf49 11 күн бұрын
ኣቶ ሰልጠነ ሕራይ ኣውራጃዊ አያ ትመስል, ዓገብ ምባል ውን ጽቡቅ አዩ ካብ ምፍልላይ ዝኾነ ሰብ ዝረብሕ የለን.. ከም ዚ ወዲ ዓወት ዝብሎ ዘሎ ኣባል በርጌድ ንሓመዱ, ኣባል ብርግድ ንሓመዱ ዘይኮናን ካብ ደቀምሓረ ኣንሓልፍን, ማሕጸንክን ዋላ ካብቲ ዝሓመቀ ወዲ ኣውራጃክን ውለዳ ማለት ከም መሰልን ድዩ ዋላ ኣልየትነት? በቲ ድበልናዮም ይኸዱ አንተደይ ከዱ ድማ ይድከሩ ዝብላ ከምዛ ትገብራ ዘለካ ዓገብ ኣይግባኣን ድዩ?
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 12 күн бұрын
Esraln propane nesyas yhgzwo eyom yfetwwo eyom antsarna eyom
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 36 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
Best father #shorts by Secret Vlog
00:18
Secret Vlog
Рет қаралды 22 МЛН
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 23 МЛН
ታሪኽና ኣልበም ካብ ኣርሚ 15 - ላዛ ትግርኛ
42:48
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 4,4 М.
ጸረ ኤርትራውነት እዮም
1:15:04
ERI 24 MEDiA
Рет қаралды 5 М.
Жалко эту собаку 😥
0:34
Awesome Cuts
Рет қаралды 3,5 МЛН
She got an idea 😂😂 #shorts #viralshorts #funny #comedy
0:46
HRA CHALLENGE
Рет қаралды 9 МЛН
She got an idea 😂😂 #shorts #viralshorts #funny #comedy
0:46
HRA CHALLENGE
Рет қаралды 9 МЛН
The FAST and FURIOUS Table Hack 😱
0:29
LosWagners ENG
Рет қаралды 17 МЛН