#AANMEDIA

  Рет қаралды 44,011

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

Пікірлер: 216
@ebrhimosman619
@ebrhimosman619 3 жыл бұрын
Welcome back brother AAN Media Network Edmen tennen yahabka inshallah jigna wedi Ereyyyyy xaeda Abshirka!!! mengiste semayawareso kubor seb jigna wedi Ereyyyyy xaeda!!! 💔😭😭😭😭😭💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔👌👌👌💓✌️✌️✌️✌️✌️💔💞💝✅✅✅✅✅✅✅
@muluemehari6914
@muluemehari6914 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣብ ገነቱ ይቀብልካ ኣቦና ወዲ ገብሩ
@tess8603
@tess8603 3 жыл бұрын
ከቢድ ሐዘን እዩ ንኹሉ ኤርትራዊ። ወዲ ህዝቢ ወዲ ገብሩ ጅግና ሐርበኛ ተፈልዩና። ንዘልአለም አብ ልቢ ኤርትራዊ ህያዉ ኢኻ ተኽልኪኤል። 💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 3 жыл бұрын
ንዓኻ'ውን ልዑል ክብሪ ይግብኣካ'ዩ ማቴዎስ ዘልኣለም።ብኸምዚ ዝኣመሰለ ዘኹርዕን ዘሓብንን ታሪኹ ክትትንትን ምኽኣልካ ክትድነቕ ይግብኣካ።
@my-zd3hm
@my-zd3hm 3 жыл бұрын
Rest in peace Bahar Wedi Gebru, well said AAN MEDIA. keep it up .
@asebawi
@asebawi 3 жыл бұрын
Matiwos! There’s nothing precious than the way you portrayed Wedi Gebru. You honored him like all Eritra loving individuals do. He is an honorable Doctor in the heart of the people he loved and stood for their rights. Matiwos, God bless you and we are blessed to have you for echoing our defused voices. ”abey dealo iti demokrasy bebeyniKa temisi”. RIP Wedi Gebru
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 3 жыл бұрын
ሕጂ ጽቡቅ ጌርኩም Aan media. ህዝበካ ሸልማትካ ወዲ ገብሩ ጅግና ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@mengstabberhane4242
@mengstabberhane4242 3 жыл бұрын
ብሓቂ ጽቡቕ ትንተናን ክብርን ናይ ወዲ ገብሩ ንዘቕረብኩሞ ምስጋናይን ናእዳይን የቕርበልኩም ከም ወዲ ገብሩን ኣብርሃ ሰጊድን ዝእመሰሉ ተባዓት ኣርካናት ሃገርና መተካእታ የብሎምን ኣነ ብሕጻነይ ብእካል ኮፍ ኢሎም ስለ ዘጻወቱኒ ኣብ ህይወተይ ኣወንታዊ ጽልዋ ገዲፎሙለይ እዮም ብሰንኪዚ ድማ ክራር ንክምሃራን ክመልካን ኪኢለ ዘልእለማዊ ክብሪ ንዕኦም ጽንዓት ድማ ንስፍራቤቶምን ኣፍቀርቶምን ይምነ።
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 3 жыл бұрын
✊✊✊✊💝🇪🇷💐🎤🎶🎹🎙🎤 አቦ ኤርትራ ፣ሕዝብ ኤርትራ ሓዛይን አቴይና
@jonas1428
@jonas1428 3 жыл бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ኣቦና። ጽንዓት ይሃብ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራን ፈተውቱን።
@ganger2020
@ganger2020 Жыл бұрын
ብሓቒ ክብሪ ዝግቦ ኦ እዩ። ዘለኣለማዊ ክብሪ ይኹንካ ወዲ ገብሩ ❤ ❤
@samuelsolomonmebrahtu609
@samuelsolomonmebrahtu609 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኩም ደቂ ክቡራት ናዚ ኩብር ኣቦ ስናጥበብ ክትገልጽው ምፍታንኩም። ኣነ ኣብ መራከቢ መድያ ወዲ ገብሩ ኣሪፍ ምስ ሰማአኩ ናብሰይ ኩሪ ከትከት ኢሉ። ምት ንኩልና ዘይተርፍ አኮ አንተኮና ክቡር ስናጥብባዊ ሃርበኛ ወድገብሩ ቁሩብ ክጸንሃልና ነርዎ። ካብ ኮነ ኣምላክ ኣብገናቱ ይቀበልካ🌹🌹🌹😭😭😭
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 3 жыл бұрын
Well said Ann & Mateo's. He is a hero, legend actually he is museum of Art . We lost a great man .
@rishangilay6527
@rishangilay6527 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ኢኻ ንስኻ ቀጽሎ ኣምላኽ ይባርኽካ
@millinuguse4611
@millinuguse4611 3 жыл бұрын
Biselam Eref kubur Ayana ARKAN TIBEB HAGERNA .
@samialmaestro7154
@samialmaestro7154 3 жыл бұрын
Thank you for appreciating this humble historic man.
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 3 жыл бұрын
ብሩክ ጅግና አቦና ብጣዕሚ ጎዲልካና ፈጣሪ ናይ ዘልአለም ሂወት ይሀብካ ንስድራቤትን ንኤርትራን ጽንዓት
@samialmaestro7154
@samialmaestro7154 3 жыл бұрын
This man is a great artist, brilliant it's really hard to see this kind man on those days.
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 жыл бұрын
Rest in peace 😭 our legendary dear father wedi gebru 🇪🇷
@annaeritrea2476
@annaeritrea2476 3 жыл бұрын
pp0p
@ኣምላኽፍቕሪእዩ-ቀ7ጐ
@ኣምላኽፍቕሪእዩ-ቀ7ጐ 3 жыл бұрын
Rest in Heaven our legend Wed Gebru.AAN Media thank you a lot
@fitsumbrahan2531
@fitsumbrahan2531 3 жыл бұрын
ካብ ባሕረ ብማኣንካ ኢዪ ናይ ብሓቂ ሰብ ተፈኢና ዋይ ግዝየ ኣምላኽ ኣብ የማነው የንብርካ ጅግና ኢዪ ነይርው
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 жыл бұрын
ሓርበኛ ኣይ ነብርን እዩ ታሪኽ'ዩ ዝውረስ ፈጣሪ አምላክ ኣብ ገነቱ የስፍርካ ኣያና ። 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
@wedtokerhimrarib3123
@wedtokerhimrarib3123 3 жыл бұрын
Atobrehan Seghid, Yemane Gebremichael & tecklemichael Wedi Ghebru were artists who never compromised their principle unlike many Eritrean artists.Thanks aan media.
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 3 жыл бұрын
One day all our heroes will be remembered. We will name out streets and monumental structures by this heroes.
@streetcorner1738
@streetcorner1738 3 ай бұрын
Some of them are still in power and alive. The next generation will rename from Asmara airport to Massawa port with generation heroes
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn 3 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦና ተክልንኪኤል ኣብ ቡዙሕ ቦታታት ኮንሰርቱ ተሳትፈ እየ። ማለት ኣብ ንሓይልታት ምክልኻል ንምዝንጋዕ ኣብ ዝዳሎ ባህሊ እኳ ተኻፋሊ ተነበርኩ ናይ መወደኣታ ኮንሰርቱ ምስ በዓል ወዲ ትኩል ኣብ ሃገረ ኤስራኤል ዘቕረባ ግን ወትሩ ኣብ ልበይ ተዘካሪት እያ። ጠበበኛ ኣቦና ነቲ ዘይተጸበዮ ኣሻሓት መንእሰይ ሓውሲ ማዓዳን ተግሳጥን ከምዚ ኢሉና ነይሩ። --- ስገም እንተጠፈኤ ወዲ ሰነ ስርናይ ተጠፈኤ ወዲ ሰነ ክንደይ ጅግና ሓልፎም ኣምባይ ኣነ ድሕሪ ምባል እታ ንልባይ እተምበድብድ ማይቤት ብከምዚ ዝስዕብ ቀጽሉዋ************* መሸላ ተጠፈኤ እንታየድኡ ስርናይ ተጠፈኤ እንታየድኡ ቖልዓዶ ኣይሽን ምስ ኣድኡ ሓምሊ ተደርሩ ዝሑሉ ዑኑኡ ክብል ነቲ ኣብ ቅድምኡ ሁጭ ኢሉ ዝነበረ መንእሰይ ብጠበብ ሃገርካ ምግዳፍካ ጣቛ ኣይኮነን ብዘስምዕ ምዕድና ። እዛ ማይ ቤት ካልኣይቲ ናይታ ዝመሓልኩዋ`ሞ ዘፍረስኩዋ ቃለይ ኮይና ኣብ ውሽጠይ ክትሳጸየኒ ክትነብር`ያ።
@meashoamanuel8215
@meashoamanuel8215 3 жыл бұрын
Abi melekti yu dhri zi zereba yelen.😢
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
ዓባሩ ምበር ኣይርእን ስቡሓት ክብል እንከሎ ' ንውጹዕ ምበር ነቶም ክሳዶም ዘርጉዱ ኣይኮንኩን ዝርእይ እዪ ዝብል '።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 3 жыл бұрын
REST IN PEACE MY DEAR WEDI GABRU🌸 🌹🌸🌹🌸🌹
@mohamedalihassen1963
@mohamedalihassen1963 3 жыл бұрын
R.I.P our Hero well done AAN MEDIA NET WORK
@momona369
@momona369 3 жыл бұрын
ኣሕ💔😭🙌🏻
@mengstabaraya2837
@mengstabaraya2837 3 жыл бұрын
ኣንታ ኣነስ በዛ ቻነል እዚኣ እምበር በቃ ገዛ ኤትራውያን እያ ኣሕዋት ነታባብዓዮም ነዞም ክቡራት ኣሕዋት ንኩብር ኣቦና ተክለሚካኤል ገብሩ መግስተሰማያት የዋርሶ ጽንዓት ይሃብካ ደቁን ስድርኡን ህዝቢ ኤርትራን
@natnaelteklu6258
@natnaelteklu6258 3 жыл бұрын
The king of king 👑artists 🇪🇷🇪🇷✊👌
@alemelete
@alemelete 3 жыл бұрын
ብዛዕባ ወድ ገብሩ ምዝራብ ድንቂ ኣምሲልካ ፍኑው መፍግኢ ድኹም ቃላት ነቲ ክትስእሎ ዝደለኻ ታሪኽ ይጋጮ።ወድ ገብሩ ኣሰሊፉ መቃልስትናን ካብ ምስኡ ዝወዓሉ ተግባራውያን ምስማዕ ምበሃኩ።
@michaelnegusse2652
@michaelnegusse2652 2 ай бұрын
ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ ብዙሕ ሃጋፍ ድሕረትን ዘንጸላለዎ ዩ፥ንወዲ ገብሩ ዝኣመሰለ ስነጥበበኛ ዝተዋሃቦ ክብሪ ኣፍልጦ ይገርም'ዩ፥ዘልኣለማዊ ዕርፍቲ ኣምላኽ ይሃብካ።😠
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 3 жыл бұрын
ማላዴተ ብጣዕሚ ዘይወጽእ ሓዘን ኢዩ AAN Media ብሓቂ ሃገራውያን ኢኹም። ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብዛዕባ ጀነራል ዓንዶም ዘቕረብኩሞ ጽሑፍ ኣዝዩ መሳጢ ኔሩ። ያላ ቀጽሉዎ።
@Berkey13
@Berkey13 3 жыл бұрын
Hazhaz Sat TV there I agree with you.
@nghistyokbagabir7426
@nghistyokbagabir7426 Жыл бұрын
ወዲ ገብሩ መንግስተሰማይ የዋርስካ. ክሳራና መምዘኒ የብሉን ገና እዩ ነይሩ ተሃውካ ኩቡር ሐው❤❤❤❤❤
@esayasabraha9106
@esayasabraha9106 3 жыл бұрын
WEDI GEBROU WAS A LEGEND HE CONTRIBUTED TO TO ERITEA ARM STRUGGLE AND CULTURE.. I WAS HIS BIG FUN . I WILL MISS HIM.. RACET IN IN PEACE.
@Berkey13
@Berkey13 3 жыл бұрын
I offer my heartfelt condolence to you and your family. I pray for peace and comfort for you and your loved once at this difficult time.
@habenyohannes3682
@habenyohannes3682 3 жыл бұрын
AAN ናይ ኤርትራና ቲቪ ዝብለኩም እኮ ነዚየ ! ባባ ተክልኪኤል ወዲ ገብሩ ጂግና ኣቦና ብሰላም ዕረፍ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኤርትራና ከምናይ ኩሉ ግዜ ቅርሲ ከሲራ
@redsea4821
@redsea4821 3 жыл бұрын
Rest in peace. 🙏🇪🇷
@abebaessak845
@abebaessak845 3 жыл бұрын
💕💕🇪🇷💕😭💕🇪🇷
@bestofme1313
@bestofme1313 3 жыл бұрын
እዛ ሃንደበታዊ ሕማም ትብሃል ሕማም ሲ ከመይ እያ ትገብረካ ቁርብ እባ ቅድሚ ምማቱ ዝነበረ ቀረብቱ ሓቲትኩም ኣቅርብልና Rest in peace our brave legend artist wedi gebru
@mercinegash8202
@mercinegash8202 3 жыл бұрын
zgerm melagexi N hzbi Hgdef atfiomo
@abedaraia4677
@abedaraia4677 3 жыл бұрын
You’re hero brother I love you !!!
@Eritraen
@Eritraen 3 жыл бұрын
ኣሕ ጥበብ ሞይታትና ኤርትራውያን ናይ ብሓቂ ጥበብ ሞይታ
@greenisland4480
@greenisland4480 3 жыл бұрын
Matu u have a very naise voise and honest jormalist I admaire very Mach keep on doing the good job Tanku
@tekletsegay4652
@tekletsegay4652 3 жыл бұрын
King of music wadi Gabru
@abebaessak845
@abebaessak845 3 жыл бұрын
🇪🇷😭😭🇪🇷💕🥰
@eriforum9493
@eriforum9493 3 жыл бұрын
ተኽለንኪኤል ግብሩ ወድ ገብሩ ዳርጋ ብህጻነይ ከለኹ እየ ዝፈልጦ ንሱ ከኣ ብቤተሰባዊ ናይ ስጋ መቅርብ ስለ ዘለና ፍሉይ ይገብሮ። በዚ ከኣ ኣብ መርዓ ውድ ገብሩ ቀዳማይ ተዓዳማይ ይኸውን ኣብከምዚ ኣጋጣሚ እየ ከኣ ውስጠዘ ደርፍታቱ ክስምዖም ዝቀሰቡኒ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ስብ እንዳተመገበ ውድ ገብሩ ክራሩ የልዕል እሞ ስውያ ይጅምረልኩም። #እታ እንቃዕ ኣርከብኩሉ ደርፉ ኣብ መስርሕ ከሎ ዳርጋ ምስ ወድኣ ሳንሱር ተሪፋ። በዚ ከኣ ወላ ገለ ምትዕርራይ ተገይሩ ክትስራሕ ኣለዋ ንዝብል ሙግት ዘልዓሉ ብዙሓት ስነጥበባውያን ነበሩ። በዚ እዩ እንበኣር ዳግማይ ትንሳኤ ብዝብል ብረኸት መንግስተኣብ ኢዱ የእቲላ ካብ ሳንሱር ገለ ግጥምታት ክተርፊ እሞ እታ ካሰት ክትሕተም ተገሩ። ካብታ ካሰት ዝተረፊ ግጥሚ ገለ ካብ ዝዝክሮም ከዕልለኩም። ገለን ኣብ ዓመታ ሲኢና ትበልዖ ጣይታ ገለን ድሕሪ መግቢ ቶርታ ንገለን ዓተር ይፎኽሶ ንገለን ፓስታ ይተሮ ብጾግሪ ኣናጹ ዝተሰርሓ ናሕሲ ብደሃይ ድሙ ፈራሲ። ሽምጊለ እንበር ከይከውን መንእስይ ንሃገረይ ከከፍለላ ደምመይ ከትኸስኒ ኣብ መቃብረይ የግዳስ ገረ እየ ጉበኣኣይ። ዝብላ ንህግደፍ ዝሕመመኦም ሓረጋት ክእለያን ምምሕያሽ ክገብረላን ነዊሕ ጸኒሓ ድሕሪ ክንደይ ውረድ ደይብ ኣብ መፈጸምተኣኣ በጺሓ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ የካፍለኩም ኣለኹ። ሞት ወድ ገብሩ ሃንደበት ሙኻኑ ግን ኣይዋሓጠልካን እዩ ግለ ኢድ ከይህልዎ የጠራጥረካ። ንኩቡር ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንምሉእ ስድራቤት ከኣ ምሉእ ምጽንናዕ ይሃብ ንስነጥበብ ሃገርና ካኣኣ ትንሳኤ ይምነ ገለ ከም ውድ ገብሩ ክፍጠሩ ንህዝቢ ናብ ሓድነትን ምጽውዋርን ዝምህሩን ተረኸብና።
@Eri-ht9rd
@Eri-ht9rd 3 жыл бұрын
❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🍅🍅🍅🍅💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ዋይ ዓሕ ዓሪፍካ እንባኣር ኣርሓ።መንግስቲ ስላሴ የዋርስካ
@tedroswoldemichael9975
@tedroswoldemichael9975 3 жыл бұрын
ባባ ተልኬኤል ገብሩ መንገተ ሰማያት የዋርሶ ንቤተሰቡ ጽነዓት አዳተመነኩ ለዋህን ሙክሉሉን ውን ነይሩ ኣነ ንባኤለይ ኣብ 2005 ቅድም ናብ ሰደት ሙውጸአይ ኣብ ኣስማራ ናይ ሓደ ወዲ ገዛይ ዘመድ መረዓ ነይሩ ኣብ ጎዳይፍ ኣነን ወድገዛይን ከኣ አብኡ ሓዲርና አቲ ኣጻዋታይ ከኣ ኣቦና ወዲ ገብሩ ነይሩ ትጽዉት ሓዲርና ኣብ መጠረሽ ትኣኡ ግን ጸወታ ተወድኣ ኩላ ነናብ መደቀስ ከይዳ በይንና ተሪፍና ሺኣኡ ንወዲ ገብሩ ንብረት ምጥርናፍ ሓግና ወዲ ገብሩ ንሕና መንቀሳቀስ የብልናን ኤልናዮ ደክመ ካይበለ ዘም ደቀይ ኑኡናይ ኣብ ዝደለኹሞ ከብሰሓኩ አሉ ዓዲ ጋዳድ ወይ ኣብ ካልአ ዩ መሲልዎ ንሕና ግን ካብ ባር ጅማ ከባቡ አዳ ሞርናለ አዳ አምነ በረድ አና መጽና ነርና መክኣኡ ተሰክልና ከኣ ገዛና በጺሕና አታ አሱ ዝገበራ ኣባይ አያ አንተ ምስክረይ ግን ኑኣኡኡስ ኣትበኬን
@hakima8589
@hakima8589 3 жыл бұрын
RIP. One of the ertriean bahlawi legendary.
@Gash246
@Gash246 3 жыл бұрын
Thank you aan media Rest In Peace wedi gebru halal Abona
@mihretzeratsion6163
@mihretzeratsion6163 3 жыл бұрын
The best traditional Eritrean Rap.song RIP.
@samueljenjer3420
@samueljenjer3420 3 жыл бұрын
ጅግናን ኣቦ ጀጋኑን ተኽልንከል ገብሩ ሰላም ዕረፍ ።
@obieri9382
@obieri9382 3 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ባሃር መንግስተ ሰማይ አዋርስካ።!Thanks! AAN,
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 жыл бұрын
Thank you. AAN media
@mebryemebrye9282
@mebryemebrye9282 3 жыл бұрын
ኛይ ብሓቂ ማቲ ጽቡቅ ገልጽካዮ ነዚ ጅግና መዘና ኣልቦ ብታዕሚ ዓብይ ኮኽብ ወዲቁና
@NA-bb9cb
@NA-bb9cb 3 жыл бұрын
ዓሕ ኤርትራ ዎላዳ ዘይትፈቱ ሃገር 😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@masimobruuh6954
@masimobruuh6954 3 жыл бұрын
Well said Matiwos
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 3 жыл бұрын
ከሲርና ኢና ብሓቂ ኣቦናን ተክለንኪሊኤል( ወዲ ገብሩ) መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ፈጣሪ ንሙሉእ ስድራቤትን ሕዝቢ ኤርትራን
@wordoftheyear2022
@wordoftheyear2022 3 жыл бұрын
Yeah he was a legend!!! Rest in Peace abona!!
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 жыл бұрын
2 ካብ ሚእቲ መኽሰብ ኣይ ኣክልን'ዶ ዒሚም ኣብዚሕኩም ነጋዶ ዓዲ ደሐን'ዶ እትብል ደርፉስ ትርከብ'ዶ ትኸውን 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
@mussieawate2749
@mussieawate2749 3 жыл бұрын
mengiste semay yewariska wedi Ghebru, thanks aan
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 3 жыл бұрын
RIP king 🤴👏🇪🇷
@ኤርትራምድረ-ባሕሪ
@ኤርትራምድረ-ባሕሪ 3 жыл бұрын
Wedi Gebru🇪🇷🇪🇷😭😭😭 bselam Eref abona
@zeze7103
@zeze7103 3 жыл бұрын
I agree we have at least give them Doctrate degree from our own university R.I.P MY brother.
@Berkey13
@Berkey13 3 жыл бұрын
Ze Ze kubur haw you are right but unfortunately we don't have university level in Eritrea.
@peacelove6150
@peacelove6150 3 жыл бұрын
Yes, he deserve a Doctrate degree but, we don't have a single University in Eritrea 😭😭😭😭
@ibrahimmohmud7958
@ibrahimmohmud7958 3 жыл бұрын
Allah yrehmuhu
@familynetwork700
@familynetwork700 3 жыл бұрын
I am waiting to hear about wedi Gebru in detail please work on, as you said all his song and words has a sounding meaning.
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 3 жыл бұрын
ኣቤት ትንታነ እዛ ቻነል እዚኣስ መኹሪዕትና እንቋዕ ናትና ኮንኩም ብኡነት እመነኒ እታ ኣብ ልበይ ዝነበረት'ሲ ኣብኣ ከላ ኮፍ ንምንታይ ተሸሊሙ ዘይፈልጥ ይብል ኔረ ኤኤን ሜድያ ቀጽልዎ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 3 жыл бұрын
Anbesa 🇪🇷🇪🇷👍👍🌹🌹💋💋🇪🇷🇪🇷
@teklitteklemariam6826
@teklitteklemariam6826 3 жыл бұрын
Merhaba Armoshs Eritreawit Media RIP Harbena arbona
@abebaessak845
@abebaessak845 2 жыл бұрын
🤲♥️♥️🤲💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭👍👍
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 жыл бұрын
Hakeka aleka matuwos belh abo zeyhlel harbnana ayana tekilkel mengst semyat ywaruso🇪🇷✍️🕯🕯🕯🕯🕯🕯😔😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷
@NA-bb9cb
@NA-bb9cb 3 жыл бұрын
Thank you aan ❤❤❤
@edentsegai5801
@edentsegai5801 Жыл бұрын
R.i.p 😭😢 ባዕልና ዶክትሬት ክንህቦ ኢና ኣጆና ደቂ ሃገር ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ንኩን 😍
@jonastewelde2645
@jonastewelde2645 3 жыл бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ነቦና ወዲ ገብሩ ብተወሳኺ ሓውና ማቲወስ ዘላኣለም ብተቅርቦ ዘለካ መደባት የመስግነካ።
@chriskesete2112
@chriskesete2112 3 жыл бұрын
👍😍
@germaytesfay5252
@germaytesfay5252 3 жыл бұрын
አዝዩ ደሰ ዝብል አገላልጻ ይንእሶ እንበር አንበሳ ሐሊፉ
@Tmg.GualeMengis
@Tmg.GualeMengis 4 ай бұрын
Nay Behaqi Jegna Haben Hager Beale Metkel Beal Hamot Tegodlena 🦁💔💔🌻🌷🌼💎💎💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐
@jossyaferhom305
@jossyaferhom305 3 жыл бұрын
Matiye tnx
@tesfutsegay6133
@tesfutsegay6133 3 жыл бұрын
Gigna wedi Gebru hawey zelalemawi zkri niswatna selam eref 🇪🇷😎✌
@tesfaldettekle5822
@tesfaldettekle5822 3 жыл бұрын
ኣነውን ብወገንይ ናይ ኣቦና ወዲ ገብሩስ ግቡእ ኣይተገብረሉን ኣጉሂኒ ኣሎ! ሽምባይዶ ወዲ ገብሩ ኩሉ ዝገበረስ ' ከመይ ዩ ነገሩ ኣብ ኣሜሪካ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኮ ካልእ ተገሩሎም! እዝስ ክሕሰበሉ ኣለዎ የሕዋት።
@jobloggs7275
@jobloggs7275 3 жыл бұрын
Teklenkiel Gebru (wedi Gebru)...jegna...super star..legend😢😪 I wish it was Issayas that died. All our best musicians are dieng one by one without seeing Eritreas potential being fulfilled. Life is very unfair!!
@habeshadesign5728
@habeshadesign5728 3 жыл бұрын
RIP💔
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 3 жыл бұрын
Well come to AAN media
@wedihaile6997
@wedihaile6997 3 жыл бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ { ተኽለሚካኤል ገብሩ } ።
@ጽሙእነብሲጸማምተቓላሲ
@ጽሙእነብሲጸማምተቓላሲ 3 жыл бұрын
ብዝዓባ ናይ ትግርይና ስነ ጥበባዊያን ክትዛረብ መሰል የብልካን ዓኳር
@isra12afewerki80
@isra12afewerki80 3 жыл бұрын
thank you zelalem matiwos
@Eri-vw3nm
@Eri-vw3nm 3 жыл бұрын
Rest in peace 😭💔🇪🇷
@abubakargalygea2177
@abubakargalygea2177 3 жыл бұрын
Rest In Peace 🇪🇷hero 🙏
@neimaneima-og1fv
@neimaneima-og1fv 3 жыл бұрын
❤️🇪🇷✝️☪️🇪🇷❤️💪
@lulamozulo5358
@lulamozulo5358 3 жыл бұрын
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ 3 жыл бұрын
ኩሎም ከይዶምና ግን ዘይፈርስ ሓወልቲ ተኺሎምልና እዮም። ኣምላኽ ይቀበሎ
@zakiyemne5906
@zakiyemne5906 3 жыл бұрын
R.I.p.
@senaittesfagergesh4430
@senaittesfagergesh4430 3 жыл бұрын
😭😭😭😭❤❤❤❤👏👏👏👏👏
@hintsaentertainment991
@hintsaentertainment991 3 жыл бұрын
ጸባ ስተ ነዚ ታሪኽ እዚ ዓመት መጸ ብዘይምስልካይ ኣዳልወሉ ጥበባዊ ስርሓት ነፍስሄር ወዲ ገብሩ ብጣዕሚ ሓያልን ቀስቃስን እዩ።
@mohamedsani920
@mohamedsani920 2 жыл бұрын
ማቲዮስዘልአለምቢራይኃሃመየኻፈራሕማለትዲሐደፓርቲቢሎምዲዲሞቱሀሳሳትመምሄሪኪኾንመኢንቲዓስርተኺሊተሰራቆሚውፃኦምፖሎቲከኃታትዳገረመዎሕሉሊነትዩኒፓርቲቢኻሙማትሃዝቢኢቲዮጵያመራሕናአምሁናአድማፅኻወዲራያ
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 3 жыл бұрын
👍👍👍🙏🙏🙏
@thomasaraya344
@thomasaraya344 3 жыл бұрын
Wedi gebru jigna halifu nufue abo 🙏
@kidanemhret5257
@kidanemhret5257 3 жыл бұрын
ወዲ ገብሩ ማህደር ታሪኸ ዝሓዘ ዓቢ መጽሓፍ ኢና ጠፈኡና ዘሎ
@ادممحمد-ث2د6ن
@ادممحمد-ث2د6ن 3 жыл бұрын
aan media 👍
@danielgarza2473
@danielgarza2473 3 жыл бұрын
Excellent.
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 107 МЛН
Elza love to eat chiken🍗⚡ #dog #pets
00:17
ElzaDog
Рет қаралды 18 МЛН
ካብ ወልፊ ከመይ ንገላገል፧(1ይ ክፋል)
16:35