ኣብ 5ተ ዓመታ ዝሰረሐቶ ገዛ ናይ ማሓዛይ

  Рет қаралды 19,668

ብስራት tube

ብስራት tube

Күн бұрын

#like #subscribe #ብስራት #tube

Пікірлер: 303
@deradubai1754
@deradubai1754 9 ай бұрын
2 ተ ዓመት ብጣዕሚ እዩ ሃሲና ዋ ካብ ሐዚ ፍጹም ሰላም የውርደልና 😢😢😢
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Жыл бұрын
ሓሽሽ ድያ ትሰርሕ ነይራ 😮 እግዚአብሔር ጥዕና ያሃባ ትውለደሉ ትዘምደሉ ገዛ ይኹን
@ሂወትታደሰ0531
@ሂወትታደሰ0531 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@ሂወትታደሰ0531
@ሂወትታደሰ0531 Жыл бұрын
እብ ሓሙሹተ ዓመት ይቅሪያና ዋኢ 10 ገይሪና እይወዶኢናይ ሕሻት እያ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Жыл бұрын
ክኮን ኣለዎ እምበር በተለይ ዙ2ዓመት እዙይሲ ዳርጋ ንባዕልና ዘይኮንናስ
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
@@ዩዳሄ-ቨ7ቀ ቅድሚ ጦርነት ኹሉ ሪካሽ ሰለ ዝነበረ እያ ኣስሪሓቶ 😘❤
@abititube6919
@abititube6919 Жыл бұрын
​@@tube-di1so ሓቀኛ ተኾንኪ ኣብሰዕዲ እንታይ ትሰርሕ ነራ ተናገሪ ምኽንያቱ ኣብ 5ዓመት እንዳዓረብ ተቆፂራ እዚ ኣይትሰርሕን
@abize_bhieretigray
@abize_bhieretigray Жыл бұрын
ልሕግዛ ሰብ ነይርዋ ይኮን እንበይ ሓምሽተ የኮነይ ዋ ልዕሊኡ ተቀሚጥና ሓንቲ መዓልቲ ስራሕ ለይ ኣቃረፅና እውን ልሰራሕና ተሰራሕና ምምልኣ ኣቢዩና ኣለዋ ሕደግና እማ በይዛኪ ሰብ ላታሓገዘ እዩ ኣብ ዳሕና ደርውጃ ለለዋ
@galltigray4548
@galltigray4548 Жыл бұрын
ሓቂ ብተለይ ኣብዚ ኩናት ምንም ኣይሓዝናንን😢
@دحوومغانم
@دحوومغانم 11 ай бұрын
.ባ ሓቂ
@reemal1725
@reemal1725 9 ай бұрын
ሓቂ ሓፍተይ ኣብ ዝሓለፈ ውን ቅድሚ ዓመት ሓደ ኣማሓራይ ሼር ዝበሎ ኣብ መቐለ እዩ ኢላ ሼር ገይራቶ ሐዚውን ኣብ ሓምሽተ ዓመት እያ ስርሓቶ ትብል ኣላ ኣብ ሕማቅ ስራሕ ትስርሕ ነይራ እንተኮይና እምበር ዓስርተ ዓመት ውን ኣይስርሕን
@natanimnatanim5497
@natanimnatanim5497 Жыл бұрын
ብስራት ማዓርይ ሰላምኪ ይብዛሕ ብዝኸነ አብ ዓዲ ውሽጢ ሓጋዚ ዝነበራ ይኸውም ብስራት ሓፍተይ አበይ የመና በዚሑ ክብርተይ ግን ብዝኸነ ክንብርትዕ አለና❤❤❤
@DgfjSelam
@DgfjSelam 6 ай бұрын
ቅርሺሲ ፈጣሪ ተባሪክልካ እዩ እምበር ግንደን ብዝሕ ሒዝካ ኣይኮነን ዝኮነ ዝመፅእ በቃ ወላ ሽሕ ተኮይን ፈጣሪ ተባሪክልካ እዩ ዝከነ ትሰርሕ ሓፍተይ ማዓረይ እንካዕ ደስ በለኪ ምስ ጠዕናኪ 1000 ዓመት ንበሪ ኣቲ ጅግና ጠንካራ ጋል ኣብዚ ኣለ ላይክ ባ ❤❤❤❤
@አሚትገረዚሄር
@አሚትገረዚሄር 9 ай бұрын
እግዚአብሄር አምላክ ገዝአ ይባርከላ ናይብ ሓቂይ ዝሓፊተይ እንድሕር 5 አመት ምንም ወጪ አንተዘይ ገይራ ይሰራሕ እዩ። ዝተረፊና ደሞ ንአ የሚሰለና😊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@zewdinash1587
@zewdinash1587 Жыл бұрын
ሰላም ጤናይስጥልኝ ውድያገሬልጆች በመላው እለም እምትኖሩ እግዛብሄርስላምይ ብላችሁ እግዛብሄር መተሳሱብን መፈቃቀርን ያድለን እግዛብሄር አምላክ ዘረኝነትንያጥፋልን አድነትን ያምጣልን ሁላችንም በየሀይማኖታችን እንፀልይ እግዛብሄር በቃእዲለን
@user-uh6ky7oe3x
@user-uh6ky7oe3x Жыл бұрын
🤲🤲🤲❤️❤️❤️
@HlekaAraya
@HlekaAraya 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
@ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ Жыл бұрын
ፁብቅ እዩ እግዚአብሔር ተመሊሲ ብሰላም ብዕረፍቲ ትነብረሉ ይግበረላ እግዚአብሔር ኣምላክ። ኣነ እውን 4ተ ሕጂ ረጊፀ ኣለኩ ግን መሬት ገዚአ የስራሕ ኣለኩ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ። መጀመርታ ዘይኮነ መጨረስታ ከርእየኒ እግዚአብሔር ፆሎት ኣመብርሃን ኣይፈለየኒ ኣይፈለክን ኣሕዊተይ ። ኣጀና ጠንኪርና ነስራሕ👌 ስለዚ መውፂእክን ፍለጣ ናብ ስደት ዝበልክና ናይ ባሓቂ የቀንየልና ዛሓፍተይ😘😘
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ገዉዝ እኺ ብሓቂ ክብረተይ👌❤😍❤😍
@tarhslove4629
@tarhslove4629 Жыл бұрын
ዋው ደስ ክብል ሓፍተኒ ባዓል ጥዕናኣ ባዓል እንጀራኣ ይኹን🙏 ኣበይ ቦታ እዩ ማለተይ እቶም ዝሰርሑላ ሰባት ይደልዮም እየ ክብርተይ ተገዲስኪ መልስለይ
@sarakedana8798
@sarakedana8798 Жыл бұрын
ዋይ ኤረ ቤይዛኪ ታይ ድያ ትሰርሕ ነይራ ኢጃዛ ለ ወፂና የንፈልጥዋ ክንደይ ዓመትና ገይርና ተመስገን ቤቴሰብና ነማሐድር አለና ግን ካሊእ ዳአ ትውስኮሉ ነይራ እንበይ ዳሰብ ሰሪሐ ክክክክ ልማነኛው መባልዕታ ይኮን
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 9 ай бұрын
ዕላማይስ ኣይሰሓትኩን ዋ ደጊም 7 ዓመተይሞ ስራሕ ኣምላኽ ይመስገን ወፅየ ኣይፈልጥን ዕረፍቲ የብለይ ይሓስብ እለኹ እምበይ የስራሕኹን😉
@dhfhfgdgrr798
@dhfhfgdgrr798 Жыл бұрын
ዝሕገዙ በይተሰብ ኣሕዋት ተዘይ ብላ ክትሰርሕ ትክእል እያ ወይ ስርሓ ዳዓረብ ኣይኮነንን ማለት እዩ ዋ ብዝኮነ ብዓል እንጀርኣ ይኩን ክዳን ኣይ ገዝእን እጃዛ ኣዕራብ ተዘይ ኣውፅኣኒ ኣይ ወፅእይ ኣርብዕተ ዓመት ገይረ ግን ምንም ነገር የብለይ ብዝኮነ ኣጆክን ኣሕዋተይ ኩሉ ነርክበሉ ኢና ተስፋ ኣይትቁረፃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤በይተሰብ ናረዳእና ኣሕዋትና ናረዳእና እሞ ምስኡ ሰሪሕና ኣዕራብ ይከልኣና ናይ ሰለስተ ወርሒ ስለ ዝኮነ እምበይ ዋ ብዝኮን ኣጆክን ዘን ሓተይ ጀጋኑ ኢና ተስፋ ኣይትቁረፃ❤❤❤❤❤❤❤❤
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
😍❤😍😘😍
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ማርያምን ኣነ እጃዛ ወፅየ ኣይፈልጥን 5ዓመተይ ጌረ ገዛ የኾነይ ጥዑይ ስራሕውን የብለይን ስራሕ ዓረብ ዘይኮነስ ካሊእያ ትሰርሕ ማለትዩ ለማንኛውም በዓል ጥዕናኣ ይኩን👏
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ኣሜን ማዓረይ
@genetgenet4250
@genetgenet4250 Жыл бұрын
ትክክ 5ገዛ አሰራሓ አነማ እጃዛ አይወፅን ግን መክሪ ፅብቅ ሓሺት ወሰክተል%።
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ክብል ፈጣሪ ብሰላም ናብ ዓዳ ይመልሳ ትወልደሉን ትከብደሉን ይኩነላ ❤❤❤ዓድዓረብ ዘአላዋ ኣሕዋተይ ከምዚ ተሳኪዑለን ክርኢ ከለኩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ድካሙ ስለዝፈልጦ 😢 ፈጣሪ ንኩልና ስደትና የሕፅረልና❤
@dhhdhdhd9519
@dhhdhdhd9519 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ንኹሉ ጊዘ ኣለዎ ኣጆና ብሩካተይ አምላክ ኣብ ዝፈቀዶ ኹሉ ይኾንዩ
@rahwaalaa7789
@rahwaalaa7789 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Жыл бұрын
ሰላም ብስራተይ ተመስገን እግዚአብሔር አምላክ ልዕድመን ልጥዕናን ይግበረላ ብሰላም መሬት ዓዳ የርግፃ ብሓቂ እንተሰሪሕካ ዘይልወጥ ነገር የለን ሐዚ አነ ሸውዓተ ዓመት ጌረ አለኩ ገዛ ተመስገን ከምዚ አይኮነን ግን አብ አርባዕተ ዓመተይ ገዚአ አብዚ ክልተ ዓመት ነበረ ናይ ዓድና ኩነታት ግን ዳርጋ አብ ስድራይን ቤተ ሰበይን እየ ላሓገዝኩ እምበር እንድሕር ዕላማ አሊዩካ ኩሉ ይካአል እዩ አይዞና ንጠንክር ጥራሕ ፍትዋተይ❤❤❤
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ትክክል ለባመይ❤😍😘
@Grmawittube
@Grmawittube 10 ай бұрын
ባዓል ጥዕናአ ይኹን
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 Жыл бұрын
ዝብሃል በሊ ምዓረይ 4ዓመትን 8 ወርሕን ስራሕ 3ሰሙን ጥራሕየ ኣቃሪፀ እምበር ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕየ ግን ዓቕሚ ክረክብ ኣይክኣልኹን😮 ሓሽሽ ትሰርሕ ተነይራ ወይ የሕዋታ ተልዮምዋ እምበር ኣነስ ኣይኣምንን
@mebi-bo1bg3id8x
@mebi-bo1bg3id8x 8 ай бұрын
ዋላ ኣነ 6ተ ዓመት ገይረ ምንም ለውጢ የብለይ
@user-vh1py3pr6y
@user-vh1py3pr6y 22 күн бұрын
​@mebi-b😢me too😢o1bg3id8x
@RfdffHhfdd-iz5hi
@RfdffHhfdd-iz5hi 9 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤💐💐💐🌾🌾🌾🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ji8m012
@ji8m012 7 ай бұрын
Bela tmnewo edme twna yhaba
@mitiktube7214
@mitiktube7214 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ብሰራትዬ እንኳን ሰላም መጣሸ እግዚአብሔር ኢትዮጵያን ሰላም ያደረገለን አንዳንዴ በአማርኛ ፍትህ ለኛ❤
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
እሺ ዉዴዋ❤😍
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጢዒናን ያሃባ እመበር ኣነሲ 5ዓመት ክመልኢለ ከማየይ ዝሰርሕ የለን ተማላለስ ግን😢ባዶ ኣዕረፈካ ዘይፈልጥ ሓንቲ ማዓልቲ ሰቂልካ መንም ኣይርደእንን 😢ኦ ኣምላከይ ንሳካ ትፈልጥ እመበር 5/የኮነነንዋ 7/ተገይረካ በዚ ከዚጊዘሲ መሬት ኣይገዘእን ዕድመ ያሃበና ጥራይ ዋንእው ቦታ ብርካሽ ናሃለዎ ገዚአቶ ኮላይለ ዘይትህብ ተከይና ቅርሺ እመበር ዕማሪ የከነይዋ ቦታካ የገዛእኩን.
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ኣጆና ማዓረይ ጥዕና ብቻ😍😘❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Жыл бұрын
ብሰራትየ ከመይ ዓይንት ጀግና እያ ግን ብራትየ ናዒልኺ እዩ ፈጣሪ ኣምላክ ይባሩክልኺ❤❤❤❤❤❤❤
@user-el9ch2ew2i
@user-el9ch2ew2i Жыл бұрын
@gene6075
@gene6075 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም ይመልሳ : ተወልደሉ ተሕጎሰሉ ብሰላም እትነብረሉ ይግበራ : ጀግና እያ ብሓቂ : ግን ንሳ ጥራሕ ስለዝሰረሐት ኣይኮነን እቶም ኣብ ዓዲ ዘለው ቤተሰብ እውን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም : ዕደለኛ እያ ከምዚ ገይሩ : ዘስርሕ ቤተሰብ ምህላዋ : 5 ዓመት ይኩን 8 ዋና ኣብ ዓዲ ዘሎ ቅኑዕ ቤተሰብ ተኾይኑ እዩ::
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ብሓቂ ገነተይ👍
@ጓልድንግልማርያምእየ-ገ1መ
@ጓልድንግልማርያምእየ-ገ1መ Жыл бұрын
ብሓቂ 7 ዓመተይ እየ ኣነ እግዚአብሔር ይመስገን 1 ዓመት ከተማ ምስራሕኹ ገጠር ወፅኧ ኣብ ሓንቲ ገዛ እየ ዘለኹ ዕረፍት ወፅኧ ኣይፈልጥን ወለደይ እውን አውዲ አመት ኾይኑ ተዘይኾይኑ ምንም ኣይልእኸሎምን ካብኡ ግን ካብ ዝመፅእ ኣትሕዘ እስካብ ሐዝ ብዓድ ኣቦይ በዓድ እንይ ድድመጹ ክቅበል እነኧኹ ምንም የብለይን ሐዝ ግን ኣይቅበልን ተበልኩ እተን ደቀን ዝሰደዳ ቤተሰበይ ገዛይ እዳኸዳ ንወለደይ የሸግርለውኦም ንስኻትኹም ንገርዋ ትቀበሎም እናበላ እፍፍፍፍ ሐዝስ ተስፋ ውን ይቆርፅ አለኹ ስረሐይ ብጣዕሚ ሓያል እዩ ብጣዕሚ እውን ደኽመ ሐዝስ ዓደይ ከይኸድ እንታይ ሕዘ😢😢
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
@@ጓልድንግልማርያምእየ-ገ1መ ኣጆኺ ማዓረይ ጥዕና ብቻ❤😍
@gene6075
@gene6075 Жыл бұрын
@@ጓልድንግልማርያምእየ-ገ1መ ክብርቲ ሓፍተይ ቤተሰብ ከይፃልኡ ዝብሃል ነገር የለን : ምንም ከይሓዝኪ ተኸይድኺ ይተረፍ እተን ደቀን ዝተቐበልክለን : ወለድኽውን ቆላሕ ኢሎም ኣይርእኩን : ኣይቕበልን ኣይሕውልን ኢልኪ :: ንባዕልኺ ኹኑ ሎሚ ኹሉ ፈታዊ ነብሱ እምበር ሰብኣውነት ዘለዎ የለን
@Samsunga14-r2h
@Samsunga14-r2h 9 ай бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ዝያደይ የቀንየልና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ብምክርኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@zxzx6334
@zxzx6334 9 ай бұрын
ዋይ ትምክርክስ ደስ ክብለኒ አነስ ምጭውቲ ማምየ ❤❤❤😢😢ብሓቂ ዞም አወዳት ብጣዕሚ እዮም ዝሽውደካ
@Tube-fi9qq
@Tube-fi9qq Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሰላምሽ ይብዛልኝ ብስራትዬ እህቴ በትክክል እውነት ነው የመጣንበትን አንርሳ ዋው በእውነት በጣም ጀግና ናት በሰላም በጤና የምትኖርበት መርጋት 🥰🥰🥰👍👍
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ደስ ዝብል እዩ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣዩ ሓቅኪ እኪ
@Messi21-LoveMedalChannel
@Messi21-LoveMedalChannel 7 ай бұрын
ዋዉዉ ደሰ ክብል እግዚአብሔረ ይባሪከላ❤❤🎉🎉🎉
@shewitmedia
@shewitmedia Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ብስራተይ ያ ናይ ብሓቂ ቅድሚ ኩሉ ዓላማካ ክተሳክዕ ኣለካ❤
@zxzx6334
@zxzx6334 9 ай бұрын
ዋአ ሓደይ መሬት ተነርዋ እምበር ወይ ድማ ምስ አወዳት ትሰርሕ ተኮይና ኮንትሮ እምበር ዳዓረብ ሰሪሓ ከምዚ ኢላ አይትልወጥን ብሱሩ😮😮
@remetsmedia1677
@remetsmedia1677 Жыл бұрын
ሰላምኪ ይዛሕ ብስራተይ ዝፈትወኪ ሓፍተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ዋውውው ብሓቂ ንፍዕቲ እያ😍🙏
@asureda6399
@asureda6399 Жыл бұрын
ስራሕ ይፋላለ እየ ክብርቲ ሓፍተይ ሓሳብኪ ብጣዕሚ ፅብቅ እዩ እግዚአብሔር የኽብርኪ ግን ኣነ ገዛ ኽራይ የብለይ ቅርሺ ኣይጥፍኢ 10 ዓመተይ እየ ዕማራስ ይቅረየኒዋ እቲ ነርማል ገዛ ኣይወዳእኹይ
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ኣጆኺ ማዓረይ😍❤😍❤😍
@abititube6919
@abititube6919 Жыл бұрын
10ዓመተይ እየ ምንም ኣይገበርኩን ገንዘበይ ኣብ ባንኪ እዩ ወዲቁ ብቻ ዘይምጭናቅ
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
@@abititube6919 😍❤
@user-pj6vi4mn4w
@user-pj6vi4mn4w 7 ай бұрын
ዓዲ ዓረብ እዩ:: ግን መምሃሪ ክኮነና ግን ፅቡቅ እዩ❤
@romangedeye9684
@romangedeye9684 5 ай бұрын
ብካሊአ ድአ እምበር ክንድዝይ ለይመስል ነገር እዩ ድማ ምስ እማትኪ አይተወዳድሪ ስው እንደቤቱ እንጂ እንደ ጎረቤቱ አይሆንም
@DEVRANFIRTINA
@DEVRANFIRTINA Жыл бұрын
👍. Selam selam. Very good video. I wish you happiness. 👍👍👍🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 9 ай бұрын
ዝሓፍተይ ምእካል ናኣበይና እምበይ ካብ ስራሕስ ዓዲ የዋዓልናይ ናኣፍትናለ ባዓል ጥዕናኣ ይክነላ የምንያ
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ Жыл бұрын
ትክክል ንፍዒቲ ሓፍትና
@zaydgadrmkl3278
@zaydgadrmkl3278 Жыл бұрын
ፅብቅቲ ምክሪ የቀንየልና ዛሓፍተይ ፅሪቲ
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
❤😍
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 6 ай бұрын
አረ ዝእመን ተዛረቢ ደላሊት ተኮይና ደኣ እወ 8 ዓመት ዝገበርና ስራሕ ወጊፍና ዘይንፈልጥ ኣይኮነን ቤተሰብ ቀይርና ገዛ ክንሰርሕ ገዛና ጥራሕ እኳ ኣይሰራሕናን
@selamyoutube4419
@selamyoutube4419 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ብስራትየ ብሓቂ
@skmike5138
@skmike5138 Жыл бұрын
ዳመዳም ሰሪሓ ነንዶ 5 ዓመት 10 ዓመት ሰሪሓ እዉን ከምዚ ኣይተስርሕን ::ኣይተጋንኒ ወይ ሓሺሽ ገለ ትሰርሕ ነይራ ተኾይና እንበር እቲ 5ዓመት እኮ ክንደይ ምኾነን እቲ ሒሳብ ፍልጥ እዩ ቋንቋ ክሳብ ትለምድ እኮስ ብርካሽ እያ ትሰርሕ ሰለዚ ሰቅ ኢልኪ ኣይተጋንኒ ወይ እቲ ትስርሖ ካብ ደማደም ወፃኢ ተኾይኑ ንገርና ኣብ ዓድና ንቦታ ንምስርሒ ነቁሒት ኣብ 5 ዓመት ክምዚ ተለወጠ ተትኾን ክሉ ምተለወጠ::
@ababatasfay3036
@ababatasfay3036 8 ай бұрын
መአከብ ፎሎዉ የኡ ኮ😢😅😅😅😅😅😅
@user-jo9jo3dr8y
@user-jo9jo3dr8y Жыл бұрын
ዋውውውውአግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ተመሊሳ አተዕርፈሉ ይግበረላ
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ኣሜን ማዓረይ😍
@uyuy6243
@uyuy6243 7 ай бұрын
ግን አትን ሓሶት እዩ ትብልአ ዘለኽን ዳሕና ዲኽን ዋላኳ ሓቂ ተዘይኾን ጠንካራ መንገዲ እያ ከም አብነት አቅርባትልና እና ንክንጥንክር እዩ ስለዚ ንጠንክር ❤❤❤❤
@tube-di1so
@tube-di1so 5 ай бұрын
በሓቂ ለባም
@gdfgvfs7302
@gdfgvfs7302 6 ай бұрын
Kahsu zedgem hasu😅😅😅😊
@tarhastube9099
@tarhastube9099 Жыл бұрын
ጅግና ቃላት ይብለይ ከምዝይ ዓነት ኪሪእ ከለኩ ደሰታ ይሰመዕኒ❤
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
በሓቂ ትርሓሰይ ወይዘሮ😍❤
@tarhastube9099
@tarhastube9099 Жыл бұрын
@@tube-di1so ምቅርተይ ብራንክ ነገራት ካዓ ሰርሒ ዝላዓለ ይቲፖር ኪቲበፅሕ እኪ 🙏
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
@@tarhastube9099 እሺ ክበረተይ የቀንየለይ😍
@birtukantube8186
@birtukantube8186 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ብስርየ ሰላምሽ. ይብዛ እኳን ሰላም መጣሽ ❤❤🙏🙏
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ
@OpOp-ej4yl
@OpOp-ej4yl Жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ዕላማ ምርሳዕ ዘይኮነስ እግዚአብሔር ስለ ዘይፈቆዶ እምበር ስራሕስ ካባና ልሰርሕ ወዲያ ዋንኡ እግዚአብሔር ይባርከልና እዩ። እምበረሲ ክንትሮ ድያ ትሰርሕ ነይራ 🤔
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
❤😍
@SalamSalam-jz2je
@SalamSalam-jz2je 11 ай бұрын
በትክክል አነለ አይአምንን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን Жыл бұрын
😮😮😮😮😮😳😳ዓቂንኪ ሓሽይ
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
እሺ ዛሓፍተይ😍😂😂😂
@brktihadush
@brktihadush Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣበርኪቱላ እንበይ ኣነ ኹንትራት እየ ልሰርሕኳ ግን 12 ዓመት ገይረ ዕረፍቲ ኣይወፅእ ልባዕለይ ኣይኽደን ግን ሀምዙይ ልበለ ገዛ ለስርሕ ቅርሺ የሓዝኹይ መዓረይ😄
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ኣጆኺ ክትሰርሒ እኺ ማዓረይ😍😘
@hhhhhhhgghhbe9140
@hhhhhhhgghhbe9140 Жыл бұрын
አብ ሓሙሽተ ዓመት አረ አይስራሕን ወይ ሓጋዚ እንተነይርዋ ወይ እቲ መሬት አይገዘኦተን ትከውን ምክንያቱም ብሓሙሽተ ዓመት መሬት እካ አየሰርሕን
@gelasefaw
@gelasefaw Жыл бұрын
አሰይ ደስ ክብል ብሓቂ
@mylove1520
@mylove1520 11 ай бұрын
Aesa. Das kebel. Masya baley nana ewn tahibabrna zyaday
@salmaetubi1466
@salmaetubi1466 Жыл бұрын
ኣብ 5ዓመት ክዱዝይ ዝኣክል ገዛ ተዓዲላ ኣብ ስደት10 ዓመተይ ገዛ ኣስሪሐ ግን የከምዝይን ማርያምን ዕረፍቲ ወፂኢ የፍልጥን መሓዝተይ ክጥልባ የጠልብ ገንዘብ ኣጥፍአ ኣይፍልጥን ግን ወለደይ ኣይቀየርኩ ወይ ኣተቀየርኩ ድካም ብቻ😢
@ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ
@ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ Жыл бұрын
ኣይዘኪ ብዘለኪ ተመስገን በሊ ክንደይ ኣሓት ኣለዋ 10ዓመት ገረን ምንም ዘይሰርሓ😢
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 9 ай бұрын
ኣላማጣ ዘይመፁ ተነይሮም ቤተሰባ ክትሰርሕያ ሓቅኪ ኢኪ ዘይነጥፍእ ተንኮን ናይ ዝተቀመጥናሉ ዓመት ተዋህሊሉ መስረሐና
@ghdg8490
@ghdg8490 Жыл бұрын
ወው ሓሰት አይንድልን አነ ሓሙሸት ዓመት ገይረ እየ ከብ ሰራሕ ወፂአ አይፈልጥን ግና አብ ንእሸተይ ከተማ ቦታ ገዚአ ከዚ አብ ሰረት እያ ዘለኹ ደቀይ አብ ገዛ ሓዲገ ዝመፀአኹ አየ ሓሶት ግን አይጠቅማናን አለና አበቲ ሰራሕሱ
@user-vh1py3pr6y
@user-vh1py3pr6y 22 күн бұрын
ኣይኣምንን የ😮😮😮❤❤
@ngstitigraykuwait2737
@ngstitigraykuwait2737 Жыл бұрын
እሰይ ለባማት ኣሕዋተይ ባሓቂ ልመፀናሉ ዕላማ ንፍለጥ ኣሕዋት ካብ ባዕለይ ጀሚሩ 👆👏
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
❤❤
@mmaa4178
@mmaa4178 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@hintsetyoutube
@hintsetyoutube Жыл бұрын
welcome my sister Good job keep bhaki bisert😢❤❤
@Salam-pp2rw
@Salam-pp2rw Жыл бұрын
ሰላም ሰላም መአረይ ብደሓን መጸና
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
😍❤❤
@rahwaal863
@rahwaal863 7 ай бұрын
Kdey wedia bejaki melsley 140 kare yakleni do kemzuy kserh zhaftey ❤❤❤
@rahwaal863
@rahwaal863 5 ай бұрын
Melsley eba kbrti haftey bjaki ❤❤
@KvfDtr-ic4cg
@KvfDtr-ic4cg 11 ай бұрын
በት ኣበሳ❤
@user-im9no1xm8z
@user-im9no1xm8z Жыл бұрын
ሓሙሽተ ዓመት ሰሪሕካ ከምዚ ዝበለ ገዛ ዝስራሕ ታይ ዓይነት ስራሕ ድዪ ትሰርሕ ነይራ ዘይመስል ነገር ሰብ አተናውፃ
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
❤😘
@trhaaryam
@trhaaryam Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛክ ክብረተይ እንኳን ዳሒን መፃእኪ ❤❤❤❤
@adu1083
@adu1083 9 ай бұрын
ቀስ ኢልኪ ተቐደዲ መዓረይ ሸፊታ ወይ ሰሪቓ ወይ ሓሽሽ ትሰርሕ ተነይራ እወ ዳ ዓረብ ግን 5 ዓመት ይትረፍ 10 ዓመት ሰሪሓ ውን ኣይትሰርሖን ኣይትሓስዊ
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
ሰላም ሰላምኪ ይብዛሕ ብስራተይ ሓፍተይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኪ 😍😍😍😍ብሓቂ ትምህርትኪ ፅቡቅ እዩ ።ግን ብሓሙሽተ ዓመት ቤተሰብ ሓግዝኮ ገዛ ምስራሕ እንድዒ እሞ እዚ ዝመስል ገዛ ዓፈና ተሓውሳታ እያ😂😂😂😂ብርግፅ መሬት ኣብ ዳሕና ግዜ ገዝኣቶ ፀኒሓ ቅድሚ ጦርነት ተስርሓቶ ይካኣል ይከውን ።ግን ንቤተስ ናሓገዝኮ ኣይመልአልካን 😢😢😢😢ብቻ ኣምላክ ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር🙏🙏🙏
@efremnega1781
@efremnega1781 Жыл бұрын
ኪዳን እዛ ጉዳይ ከመይ እያ ኣብ 5 ዓመት ቤተሰብ እናረዳእኻ ነዚ ዝመስል ገዛ ምስራሕ ይከኣል ድዩ? ህህህ😂
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
@@efremnega1781 ኤፍሬመይ ኣይ ዓፈና ተሓውስው እዩ በዚሐዚ ግዜ እኮ መሬት ብጣዕሚ እዩ ከብሩ ዘሎ 🙈😂😂😂
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Жыл бұрын
​@@kidan5256 😅😅😅እዝ እማ ከለ ኩላልተይ ከሸጥ 😅😅ማለት ኡዩ ሐዝ ኹሉ ነገር ሰማይ ኡየዋ 😮😮😅
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
@@user-on3uj6jk1j 🙈🤣🤣🤣🤣
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Жыл бұрын
@@kidan5256 ክክክ ሓቀይ እየ
@user-tz7xj6tj5e
@user-tz7xj6tj5e Жыл бұрын
ኣብ ሓሙሽተ ዓመት ከምዚ ዓይነት ገዛ ኣይስራሕን መን ኢኪ ዳስ ዝሰርሕ ግንዲዚ ገቢ የብሉን
@የሚመካበእግዚአብሔር-ጠ5ዀ
@የሚመካበእግዚአብሔር-ጠ5ዀ Жыл бұрын
ሓሽሽሽ እያ ትሰርሕ ኔራ ትኾን እምበር እንካን ዶ ኣብ 5 ዓመት ዋ 9 ዓመት ጌርና ለ እንካን ገዛ ሜሬት እውን የብልናን ካብኡ ወይ ለ ቤተሰብ ኣይትሕግዝን ቤተሰብ ኣይብላን ማለት እዩ ካብኡ ከዓ ሓፍትና ይቅርታ ግበርለይ እምበር ኩሉ ገዛ ለይገዝአ ዕላምኣ ልሰሓተት ወይ ድማ ስብኣይ ስለ ትቀያይር ኣይኮነትን ነዃላት በዚሑና እምበር ነቲ ክትመልእ ነቲ ይጎድለካ ብዝኾነ እዛ ሓፍትና ትወልደሉን ትዘምደሉን ይግበረላ ❤
@ማህደርጓልትግራይ
@ማህደርጓልትግራይ 8 ай бұрын
ዋይ ትሕሽው 5ተ ዓመትስ ኽንድዝ ትሰርሕ 😮😮😮😮
@ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል
@ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል Жыл бұрын
ሠላም ሠላም ብስራተይ ሐቂ❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 4 ай бұрын
ታይ ደያ እትሰርሕ ኔራ መዓረይ ማለተይ 6ዓመት ጌረና እሞ ከዓ 5 ተ ገዛ ናስራሕና ኣይተቀያርና ዋ ግን. ገለ ደኣ ትሰርሕ ኔራ እምበር😮
@Mulutube-y1d
@Mulutube-y1d Жыл бұрын
ብሓቂ አበሲት 😍😍😍
@mercymewcha5721
@mercymewcha5721 Жыл бұрын
Kndey wediaula
@user-yw6dr5lr6q
@user-yw6dr5lr6q Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ንኩሉና አምላክ ሓሳብ ልብና የስመረልና🙏 ናይ መዳም ቀመማተይ ❤😍😍😍😍😍😍😍
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ኣሜን ክበረተይ❤😍
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl Жыл бұрын
Wowwwwwwቤት ኣንበሳ ኢልና ኢና😍😍😍
@FgFh-s1g
@FgFh-s1g 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ኣስኳልጋልሰባዓእንደርታ
@ኣስኳልጋልሰባዓእንደርታ Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ቡሱር ዓነይ ግን ካሓተኪ ስድራ ሓግዛ እሞ 5 ዓመት ገራ ከመይ ኣብለ ከምዚ ሰሪሓ ዋይ ኣያአምነሉይ ምክኒያቱስ እዙ ገዛ ኣሳራርሑስ ናይ ሓምሽተ ዓመት ኣይመስሊ እዚኣ ቦታ ሸይጣ ክትኾን ኣለዋ😮😮
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
አስየ ኣይሸጠትን ግን እንተሸጠን እዉን ኣብ ስደት ኮይና ዝገዘአቶን ዘጥረየቶን ቦታ እያ እየ እንበር ናይ ወለዳ ወይ ናይ ሰብ ኣይኮንን
@vjhh5191
@vjhh5191 Жыл бұрын
Eizi zeyikon neger ayu azi 70karea ayu bota tewahiba asirihato kitikon alew amber ab 5 amet bota gezias eizi ketesirih atikieili
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Жыл бұрын
አነዉን አይአመንኩይ አብ ሓምሹተ ዓመትሲ መሬት እየ ገዚአ አነ ግን ዚቆልዓ ልወለዲ አይትሕግዚ ነይሪ ማለት እዩ
@fregebrhans5920
@fregebrhans5920 10 ай бұрын
Abtgray meret gezia ezu geza asirha elki kitzareb demay 5 amet ho
@galltigray4548
@galltigray4548 Жыл бұрын
ጎበዝ ኮይና ግን ሓሙሽተ ዓመተይ ስራሕ ኣይወፅእን እየ ገዛስ ይቅረዋ መሬት ከማን ዘግዝእ ኣይሓዝኩን ብተለይ እዚ ኩናት ህስይ ኣቢሉና ያዓክ😢
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
😍😍
@yonatantesfay7998
@yonatantesfay7998 9 ай бұрын
Egzabher nekulu gizye alewo
@dfggdt9728
@dfggdt9728 9 ай бұрын
እንዳ መስተ ሰሪሓ ትኾን
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኪ ግን ዛሓፍትና እግዚአብሔር ኣምላክ የምንያ ግን እንዳ ዓረብ ወርሓዊ ሰሪሕካ እካ ኣብ ሓሙሽተ ዓመት ከምዚ ኣይመፅእን ዋ ስራሕ ዝተፈለይ ክኮዉን ኣሎ እምበር 6 ዓመትይ ገይረ ሓንቲ ማዓልቲ እውን ኣዕርፉ ኣይፈልጥን ስረሐይ እውን ብጣዕሚ ፅቡቅ ዝባሃል እዩ ገንዘብ እውን ኣይጣፍእን ዋ ወይ ብዓዲ ዝሕግዛ ሰብ ነይርዋ ይኮን ይምንያ ብሓቂ❤
@sgry8020
@sgry8020 Жыл бұрын
እወ ክክዉን አለዎ እንበር ኣብ 5 ዓመት ከምዚ ኣይስራሕን እዩ ዎይ ቤተሰብ ዝሕገዘ ዘየብላ ትከዉን ለማንኛዉ ግን ደስ ባሃሊ ❤❤❤❤
@netsi2127
@netsi2127 11 ай бұрын
ገፋሪ ስብኣይ ተነይርዋ ተነይርዋ እንበር 5 ዓመትስ እዚ ዝኣክል ማይ ዘውቅዕ ሕሾት ተዛረቢ ማ ዘሓፍተይ ዳዓረብ ሰሪሓስ ተለዊጣ ታማ ንስኪ ዘይተቀየርኪ ኣነኳስ ክንድኡ የብለይን ትብለኪ መሓዛይ ተለዊጣ ካብ ትብልና 😕😕😠😠😒
@ftwyrdA-ep6hc
@ftwyrdA-ep6hc 9 ай бұрын
😢😢😢አይ ግደፍና ማሓይላ ዳኣ አለና ዶ ዋ ባች
@melitube7785
@melitube7785 9 ай бұрын
ኣይይ ዝብላዕ ተዛረባ ብ5 ዓመት ከምዚ ክተስርሕስ ታይ ዓይነት ስራሕ ድያ ትሰርሕ ነይራ ቤተሰብ ተዘይሓጊዛ ወጭታት ተዘይብላ እሺ ግን ክንድዚ ዝኣክል ልምኽርኺ thank you
@ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12
@ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12 Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ብስራተይ እንኳዕ ብሰላም መጻኺ ብሓቂ ደስ ብሃሊ ዝይክኣል የለን ዓለማ ዘለዎ ሰብ ጎቦዝ !! ይካአል እዩ አነ አብ 6ዓመት ካልኣይ ገዛ ይስርሕ አለኹ ግን አብዚ ዓዲ ክስርሕ እምብር ክውራዕ ክዕርፍ አይበልኩን ዝዕርፍሉን ዝዘናገዕሉን ሰርሔ ናብ ሃገረይ ምስ አተኹ እዩ sp ይቻላል አይዞና
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ብሓቂ ፃድቃነይ ሓደ ሓደ ኣለዋ 8ተ ዓመተን 7ተ ዐመተን ገይረን ምንም የብልናን ይብላኻ ናበይ እየን ናገበረኦ ይገርመን እና ዋላ ኣነ ከምታ ናትኺ ዕላማ እየ ዘለኹ ኣምላከ ይመሰገን👏
@ABi585
@ABi585 Жыл бұрын
መባልዕታ ይኩን ጊን አሕዊተይ ኣይትመካሓ 7 | 8 ዓመት ገይረን ናበይ ይገብሮኦ ኣለዋ ኣይትበላ ምክንያቱ ስደት ንኩሉ ኣይ ጥዕሞን ኣነ እግዚኣብሄር ይመስገን 11 ዓመት ገይረ ኣለኩ ስድራይ ሓጊዘ አሕዋተይ ኣምፂአ ድሮ እኮ ቅሙነገር ኮይኖም ብቲ ዓቅመይ እዉን ዝተፀገሙ ይሕግዝ እየ ዘለና ኣብ ዉሽጥና ንገበሮ ሰብ ኣይንጉዳእ
@ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12
@ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12 Жыл бұрын
@@ABi585 ሰላምኪ ይብዛሕ ምቅረትይ ሓፍተይ ኹሉ ናይ ባዕሉ መንገዲ አለዎ 11ዓመት ተቀምጥኪ ንቤተሰብክን ንአሕዋትክን ቁምነገር ገይርኺ አለኺ ተመስገን ካብዚ ንላዕሊ ይለን!! ግን #ትምክሕቲ አይኮነን ዝያዳይ ዝወጻአኻሉ ዓለማ ገድፍና አብ ካልእ እንውዕል ዘለና ከ ንምንታይ ህይወትና ባዕልና ንበላሽው አይ ንሰብካ አይ ንባዕልካ ስለዚ ክንነቅሕ እምብር !!! ክንምካሕ አይኮነን እዛ ሓፍተይ !!! ካብ ሓፍትና ክንምሃር እዩ እቲ ዋና ዓለማ ዓዲ ማቱ ዝተርፍ የለን ኹላትና ምእታውና አይተርፍን ! ሰለዚ ተነቃሕና እዩ ክንደይ ሞ አሎ አብዚ ዓዲ ዘይተሳቀይ ኹሉ ዘይድገፍ የለን ካብ 10 ዓመት ንላዕሊ አብዚ እናተሳቀና ግን ከ ወይከ ንሕና ከ ከመይ ኢና? ስለዚ ቅር እንተእሉኪ ይቅረታ 👏😣
@ABi585
@ABi585 Жыл бұрын
ይቅረ ይኩንኪ ክብርተይ ከሙኡ ዝበለኒ ምክንያት ክንደይ ኣለዋ ኣብ ስረሐን ዝዉዕላ ስሪሐን ቅርሸን ንዓዲ ናብ ቤተሰበን እናሰደዶ ብዓዲ ዝክሕድወን ስለ ዘለዋ ንኣተን ከይንጎደአን እለ እየ ካብተን ዝተካሓዳ ሓንቲ ኣነ እየ እግዚኣብሄር ንፅቡቀይ ኢሉ እዩ ግዲ ከሙኡ ገይርወ ብርግፅ ክዓ ክብርተዕ ገይርኒ
@ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12
@ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12 Жыл бұрын
@@ABi585 አይዞና እዛ ሓፍተይ ናተይ በቲ ዝሓለፍ ተማህርና ህይወት ቀጻልት እያ መምሃሪ ገይርና ንበርትዕ ገንዝብ ሰርሕናዮ እምብር አይሰርሓናን እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ንኹሉ ክንበጽሖ ኢና 😘😘😘
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ብሰራትየ ኣንኳዕ ብሰላም መፂኺ ውውውውውውው በጣዕ ደሰ ባሃልይ❤❤❤❤❤
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md Жыл бұрын
Bkndey krshi asrihato
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz Жыл бұрын
ሰላምኺ ይብዛሕ ብስራተይ ግን ካሕተኪ ኣነ ኣብ ሓምሽተ ዓመት ቦታ ኡዩ ገዘአ ብከመይ ገዛኣ ይግርም ኡዩ ዋላ ኣነ ብዙሕ ገንዘብ ኣይዋጹኡይ እንታይ ኡዩ ምሽጡሩ😭😢
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Жыл бұрын
ዋላ አነ እየ አብ ሓሙሹተ ዓመት መሬት እየ ገዚአ እዚ ግን ከመይ እላ እያ ሓሙሹተ ዓመትሲ እዚ አሲሪሓ ግን ንስድራአ አይትሕግዚ ነይሪ ማለት እዪ ።
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Жыл бұрын
ዓረፍቲ ወፅየ አይፈልጥን እየ ብሱሩ ወይ ተሓግዛ አላ ማለት እዩ
@fdg761
@fdg761 Жыл бұрын
ወይ ሰብ ላይበፅሖ😥😥😥
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ታይ ኮንኺ ማዓረይ ኣጆና😍
@እየሩሳሌምይቱብ
@እየሩሳሌምይቱብ Жыл бұрын
በት ኣንበሳ ይግበሮ 🎉🎉🎉❤❤❤
@tube-di1so
@tube-di1so Жыл бұрын
ኣሜን❤
@tatektube7965
@tatektube7965 Жыл бұрын
Silam ekan dena metashi❤
@merikidane-v6w
@merikidane-v6w 7 ай бұрын
ባዓል ጥዕናኣ ይኩን ሓቂ እተኮኑ ግን እዳዓረብ ጥራይ ሰሪሓ ክድዚ ክትገብር ኣይትክእልን ወይ ዝሕገዛ ሰብ ነሩ ወይ ካልእ ስራሕ እዩ ነርዋ ኣብ 5 ዓመት ክድዚ ኣትሰርሕን ዋላ ኣይትውፃእ እሞካኣ ንወለዳ ለዊጣ እውን እኺ ትብሊ ዘለኺ ወለዳ ረሲዓ ክትብሊ ዶኺ
@edentsegai5801
@edentsegai5801 Жыл бұрын
ስድራ አዮም ዘትፍአዎ ዝበዝሐ ግዜ ጠሚና አናበሉ ስድርኣ ንፉዓት አዮም ።
@merimeri4983
@merimeri4983 Жыл бұрын
እዚኣ እማ ሓሸሽ ወይ ኣረቂ ናሸጠት እምበር ብስሩ እባ ዘይስራሕ
@munatube2861
@munatube2861 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@zebibkahase8011
@zebibkahase8011 9 ай бұрын
ሚሐ
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 Жыл бұрын
መባልዕታ ይኹነላ
小丑在游泳池做什么#short #angel #clown
00:13
Super Beauty team
Рет қаралды 38 МЛН
My daughter is creative when it comes to eating food #funny #comedy #cute #baby#smart girl
00:17
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 17 МЛН
Mana Gurgurtaa Duukam
1:47
Rebira Doni
Рет қаралды 64 М.
小丑在游泳池做什么#short #angel #clown
00:13
Super Beauty team
Рет қаралды 38 МЛН