ኣብ ዓዲግራት ምስ እንዳ ብረይ ድራማ ኣይቀነዐንን!! እንታይ እዩ??

  Рет қаралды 26,861

1 1 ENTERTAINMENT - ሓደ ሓደ ኢንተርተይመንት

1 1 ENTERTAINMENT - ሓደ ሓደ ኢንተርተይመንት

Күн бұрын

#breytigrigndrama #habesha #brey #comedy #duet #ethioforumኢትዮፎረም #ብረይ #ebs #subscribe #tigrignadrama #ንገርዋ #kaltigrignadrama #ቃል_ድራማ #Ngerwadrama #ንገርዋ_ድራማ ‪@LeleEnt‬ ‪@wendwa7710‬ ‪@WazaHagereseb-‬ ‪@gereemunentertainment‬

Пікірлер: 327
@wendwa7710
@wendwa7710 4 күн бұрын
ፍቱዋት ተኸታተልትን ቤተሰብን ሓደ ሓደ ኢንተርቴይመንት ነዚ ቪድዮ ብትዕግስቲ ክሳብ መወዳእታ ብምርኣይን ሓሳብ እቶም ናይ ፅባሕ ሰብ ተስፋ ተዋሳእቲ ብምስማዕን ብዝኸኣልናዮ ብሞራልን ርኢቶን ክንድግፎም/ ክትድግፍዎም ብትሕትናን ብፍቕርን ንምሕፀን!!! በብዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ቤተሰብና❤❤!! ሓደ ሓደ ኢንተርቴይመንት
@amennasr3191
@amennasr3191 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@freweynidesta
@freweynidesta 3 күн бұрын
ናይ መሓዙትካ ቻነል ኣቀምጠልና ክንሪኦ ቤተሰብ ክንከውን🎉🎉🎉❤❤
@mmhmd6043
@mmhmd6043 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@TrehsGelase
@TrehsGelase 4 күн бұрын
ውይ ተጋሩዋይ እዞም ከምዚኦም ዝበሉ ዝጠፍኡ ዘለው ውልዶ ስነ ጥበባውያን ብዝተከኣለ መጠን ናብ መዮም ክምለሱ ሓቢርና ጥበብ ክነዐቢ ተስፋ ይገብር ንሎመዓንቲ ግን ንሮቢ ሃፍትሽ ስለ ዘምፃእኩምልና ብጣዕሚ የቀንየልና እዘን ኣሕዋትናለ ኣከዳድናክን ቀፅላሉ ❤❤
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 4 күн бұрын
ኣነስ 💘ክፈትዎም ኣፍቲ ዕፅዋይ😢 ኽባይ 😊ደጋጊመ ይሪኣ ነይረ ዛንገርዋ እትብል ብጣዕሚይ ልገርም ጥበብ እዩ ዘለዎም ተጋርዋይ ኣጆም ንበሎም #ዩተብ ይኽፈቱ ከነተባባዓዮም❤🎉🎉
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 4 күн бұрын
ዋው ደስ በሃሊ ብሓዱሽ ስራሕ ብሓባር ክትመጹ ተስፋ ይገብር ሽላ ዓይነይ ለባመይ ♥️♥️♥️
@ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ
@ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ 4 күн бұрын
ይቅርታ ናይ ሓዱጉ መሰቀል ግን ቀይራ ትክክለኛ መሰቀል ኣይኮነን❤❤❤❤️❤️😘😘😍😍🥰🥰
@LlIk-f5r
@LlIk-f5r 4 күн бұрын
እነ እውን ክናገር እለ ነይር 😢❤
@SfgGgh-h3k
@SfgGgh-h3k 4 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ አካዳድናክን ዘን አሕዋተይ ቀፅላሉ ምዕርጋተይ❤❤❤
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ብሰላም ሙፁና🙏🙏
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@Ggff-m5r
@Ggff-m5r 4 күн бұрын
ካሓሲተይ ብረይ ምዕርግ ኢልክን ከምሕረልክን❤❤❤❤❤❤
@GgGg-jh2xk
@GgGg-jh2xk 4 күн бұрын
ደስ ባሃሊ ሽላዋ እንኳዕ ስላም እርከበኩም ብስላምከዓ ይአከክብኩም❤❤
@HgLifeÃ
@HgLifeà 3 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ዞም ኣሕዋተይ ኣጆኹም ብዝተኻኣለኩም ገቢዝኩም ስርሑ ምስ ናይ እግዛብሄር ሓይሊ ኩሉ ኣብ ዝብፃሕ ክትበፅሑ ኢኹም በርቱዑ ብቻ 🙏❤
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 Күн бұрын
ንዕኩም ዝከውን ግዜ የምፅእልኩም ትግራይ ዕደይ ስላምኪ ይመልስልኪ አሜን አሜን ❤️💛
@medhin8187
@medhin8187 4 күн бұрын
ጽቡቕ ገይርኻ ሽላ ዓይነይ❤
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 күн бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃኹም🥰 ብስም #መስቀል #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ🙏❤️
@ሳሌም
@ሳሌም 3 күн бұрын
oh my goodness! ናይዚኦም ቆልዑ ዳሃይ ክረክብ ንዘይ ሓተትክዎ ሰብ የለን ብጣዕሚ thank you ፈንድም ሓዉና ማራ ይፈርሕ ኔረ ምስዚ ዝነበረ ኲነታት ናይ ዓድና ኲናት ገለ ኾይኖም ከይኮኑ ማራ ይፈርሕ ኔረ ብሂወት ስለ ዘለዉ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ተመስገን ኣምላኽ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቂ ዓደይ 🙏ኣጆኹም በርትዑ ፈንድም ካኣ ሓደራ ኣብ ጎኖም ኹን ኢኻ ማለተይ ንስኻ ዳሓን ኢኻ ሕጂ ምስ ብዙሓት አዉን ርክብ ኣለካ ኢዩ አዚኦም ቆልዑ ኽዓብዩ ንስኹም ለ ኣብ ጎኖም ኹኑ ዝገርም ነገር ሓደ ሰብ አንድዩ ኣብ tik tok 3ተ ደቂቅ ቆሪጹ ፖስት ኢሉዎም አቲ ንገርዋ ዝብል ፊልም ሹዑስ ልዕሊ 5ተ ሚእቲ ሽሕ ኢዩ ሪኡዎ ኣብ tik tok ብጣዕሚ ኢዮም ደስ ክብሉ ማዓት ሰብ ፍትው ኢዩ ኣቢሉዎም ብዝኾነ ኣምላኽ ኣካክቦ ይፍጠረልኹም አንተ አዚኦም ቆልዑት ኢኹም ዶ ገለ ዝብሉ ኻብ ስራሕኩም ኸዕንቅፍኹም ዝጽዕሩ ግን ናምበር ቴሌፎኖም ንደሊ ኢና ልከዖም ክነስምዖም ብዘይ ምኽንያት አኮ ኣይኮናን ድሕሪት ንተርፍ ዘለና ከምዝን ወዲ ከምዝን ዕንቅፋት አሞ ካኣ ብናይ ባዕልኻ ሰብ ክኸዉን ኸሎ ኣዝዩ ኢዩ ዘሕዝን ብዝኾነ ብዙሕ ክብል ምደለኹ ግን ጺሒፍካ ኣይዉዳአን ኢዩ አምበር........................ ♥️🙏
@Haregte
@Haregte 4 күн бұрын
ወልዋሎ ጥራሕ እየ ዝፈልጥ መናፈሻ 🥰🥰 ፅቡቅ ጌርኻ ሽላ 🥰🙏
@ተመስገንአምላኬ-ቀ8ጐ
@ተመስገንአምላኬ-ቀ8ጐ 2 күн бұрын
ደስ ክብላ ዘን ቆልዑ ካብ ሕሩጭ ነፃ😍
@KhanKhan-vn5md
@KhanKhan-vn5md 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ተጋሩዋይ❤❤❤
@kirosteklehaimanotsinke4259
@kirosteklehaimanotsinke4259 3 күн бұрын
ኣነ እዛ ንገርዋ ዝብል ድራማ ሎሚ እየ ሪአያ እሞ ብጣዕሚ ደስ በሃሊት እያ። ኮይኑ ግና ድራማ ክስራሕ እንከሎ ዕድመ ተዋሳእቲ ኣብ ግምት ክኣቲ ኣለዎ። እቶም ተዋሳእቲ ኣፍቲ ዕድመ ንናይ ተቃራኒ ፆታ ፍቅሪ ይበፅሑ ድዮም። ንቀፃላይ ሂወቶም ዝእምትሉ ኣብ ትምህርቲ ዝነጥፍሉ እዋንን ፍቅሮም ምስ ደፍተሮም ኮይኑ እንተዝኾን ብጣዕሚ ፅቡቅ ነይሩ። ንኣብነት ሕራይ ምስ በለትኒ እንታይ እየ ክገብር ዝብል ሕቶ ኣይምቀረበን ነይሩ። እንተ ከይዲ ትወና ግና ብጣዕሚ ደስ ይብል። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ሂብዎም ኣብ ቀፃሊ ፅቡቅ ስረሓውቲ ሰሪሖም ናብ ህዝቦም ዝቀርቡ ይግበሮም።
@ኣፅበታይሁራሰለስተ
@ኣፅበታይሁራሰለስተ 3 күн бұрын
ዋይ ዝቆልዓማ ካምኣ ኢሉ እዩ ዘሎ
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@yaredwelday6792
@yaredwelday6792 4 күн бұрын
ዓጋመ ዓደይ ተናፋቅት
@aotali8812
@aotali8812 4 күн бұрын
ከሓሲት ለካ ሽኮርያ ቁሩብ ርጉድ ተትብል❤
@tsgieTsegay
@tsgieTsegay 4 күн бұрын
ሽላዋይ ወዲ ዓድግራት ድካ❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 3 күн бұрын
ኦአዚ ቆሎዓ ጎቢዙ
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh 4 күн бұрын
ገና አሕዋተይ ምስ ይቅርታ እብር መንፈሳዊ ዓይነት ናሓዘ ተተሰሩሑ ከመ ሕቶ ዛኣመሰለ
@GooklGookl-y5f
@GooklGookl-y5f 4 күн бұрын
ሮቢ መሕረር ካብ ትምህርቲ ጀሚሩ እዩ ሮቢተይ ዳኣ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 күн бұрын
ኣሰይ ንፉዓት ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ❤❤❤
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 3 күн бұрын
So interesting program, keep doing great!
@alambrhane9305
@alambrhane9305 4 күн бұрын
Bitaemi zinafekuwom metieom temesgen enkuae Dehan metakum jeganuway ♥️💛
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 3 күн бұрын
እዛ ንገርዋ ትብል ድራም ክሳብ ሎሚ ደጋጊመ እየ ዝሪኣ ብጣዕሚ መስሓቂት እያ😂😂 ግን ኣቃሪፅኩምዋ😊 ግን ድሓን እንካዕ ኩልኩም ድሓን ኮንኩም ጥራሕ ❤❤❤❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@FycgXhu
@FycgXhu 2 күн бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት ኣጀኹም ቀፅሉሉ❤❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 күн бұрын
ይትዮቦም ታይ ይብል ንገርዋ ❤❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 күн бұрын
ንገርዋ ኢለካ/ኪ እተው የመጽእ እዩ
@MsganMsgi
@MsganMsgi 3 күн бұрын
በሩየ በጠዐመ አየ ዘፉቀረከ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 4 күн бұрын
ተጋሩዋይ ሓላላት ይመቸኩም❤💛❤
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Күн бұрын
አብዚ ንስነትኩም ብዙሕ ወርቂ ስራሕቲ ሰሪሕኩም እኮም ንቅድሚት ድማ ናይ ትግራይና ሆሊዉድ (አኹስማዊ ዉድ ) ኮይንኩም ምስ ዓሐማት ትግራይና ባህላን ቋንቋኣን ብሔራዊ ኽብራን አብ ዝዓበየ ፀፍሒ ከምተብፅሕዋ አሚና አቀረባ ተጋሩ ሰሜንን ደቡብን ሓቢሮም ተአምር ከምዝሰርሑ ካብ ሐይዚ ፈሊጥኩም ተዳለዉ ??🤝👏🥰🤩👌✍️✌️💪✊🤗✌️✌️✌️
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 4 күн бұрын
Tegaruwani fetew eye zeblekumen zednekkumen berteuu👍👍👍👍👍👍
@AdDf-u5f
@AdDf-u5f 4 күн бұрын
ኽንደይ ዘይረኣኽዎም ኮመዲታት እዮም እንየው😮❤❤❤❤
@RaSs-n7j
@RaSs-n7j 4 күн бұрын
ተጋሩዋይ ❤
@Mqnay
@Mqnay 3 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስየ ክቡር ሓው
@kirosteklehaimanotsinke4259
@kirosteklehaimanotsinke4259 3 күн бұрын
ንስኻትኩም ንትንሳኤ ኪነ ጥበብ ትግራይ ትገብርዎ ዘለኹም ቃልሲ ክብሪ ይግበአኩም። ኣብ ድራማ መስሓግ ኣብ ሳሪሃ ማሪሃ ዕድመንፆታን ዘይፈሊ ከምዘይኮነን ከይዱ ከይዱ እውን ኣፍቲ እኩይ ተግባር ዝሳተፍ ኩሉ ናይ ኢዱ ከምዘይስእን ፅቡቅ ተምህርቲ ሂብኩም ሓሊፍኩም ኢኹም። ኣብ ድራማ ብረይ ድማ ፍቅሪ ማሕበረሰብ ገጠር እንታይ ከምዝመስል ፥ ንፍቅሪ ዝግበር መስዋእቲ፤ ዋጋ ምሕዝነት፥ ኣርኢኹምና ትቅፅሉ ኣለኹምን። ራሄል እንኳዕ ዘይምሞተት፤ እቲ ዶራማ ኣይምማዕረገን፤ ናይ ብረይ (ማህሌት) ዓቅሊ (ትዕግስቲ) ብጣዕሚ ዝዶነቅ እዩ። ስየ (ፋንደም) ንብረይ ዘለዎ ፍቅሪ ዝድነቅ እዩ። መንፀገባ ከም ስማ ኣፍቲ ድራማ ዘይትፅገብ (ውፅእ ዝበለት ጎርዞ ገጠር) ተዋሳኢት እያ፤ ወልዳይ (ወደያ ገ/ማርያም) ንእሽተይ ዕሹው ዝበለ ፀርዖ ገጠር ብሓፈሻ ኩሉኹም ደስ በሃልቲ ኢኹም። 1.ሓደራ ሰየን ወልዳይን ንብረይን መንፀግባን ከይትጠልሙ። በተለይ ወልዳይ እዛ ቆልዓ ከተማ ከይትሽውደካ። 2.ብረይ ትምህርቲ ከይተቋርፂ፤ ድሕሪ ምምራቅኪ ሓደራ ንስየ ኣይተምሃርካን ከይትብልዮ። 3.ከሓሲት(ራሄል) ድማ ፈጣሪ ንዓኺ ዝኾን ይሃብኪ፤ ሰየ ናይ ብረይ እዩ። ብዙሕ ሰውነትኪ ኣይትጉድኢ። ደስ በሃልቲ ኢኹም በርትዑ!!!!
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 күн бұрын
ዓዲግራተይ I miss you ❤❤❤❤
@slamhslamh-vp3fn
@slamhslamh-vp3fn 3 күн бұрын
ተጋሩዋይይ💖💖💖💖💖💖💖
@ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
@ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 2 сағат бұрын
ይመችኹም ተጋሩዋይ ናትና ብሉፃት❤🎉
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 3 күн бұрын
ትስኣየ ትግራና
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 3 күн бұрын
ምፅልና
@KidanHadgu
@KidanHadgu 2 күн бұрын
እረ ብፃይ ሽላ፦ጥኑሳት ዝብል ናበይ ከደ👋
@ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ
@ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ 4 күн бұрын
ተጋርዋይ ፅሩያት❤
@AbiAlem-e7y
@AbiAlem-e7y 4 күн бұрын
ደምርኒ ማአረይ
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 3 күн бұрын
ሓድጉ ሐዝውን ለዋህ እዩ ከምታ ኣብቃልዝሰራሕካያስ ሃፍቶምለ ከምኡ እዩ ዝመስል❤
@AdDf-u5f
@AdDf-u5f 4 күн бұрын
ይመቸኹም ተጋሩዋኒ🎉
@hgggg7143
@hgggg7143 2 күн бұрын
ተጋሩዋይ❤ ፅሩያት ሰስኑልና
@Haregte
@Haregte 4 күн бұрын
ናይ ማሂ ግን ኣብዙይ ዘይተቀሙጥዎ ኣልሽካ ኣይርከብን???
@ደሰታጓልሃገረትግራይ
@ደሰታጓልሃገረትግራይ 4 күн бұрын
ፅቡቃተይ❤❤🎉🎉🎉
@salams9924
@salams9924 3 күн бұрын
Ere ketslulu deki adey ymechekum🙏💛🎉
@helenhelen792
@helenhelen792 2 күн бұрын
ሸላየ የኔ ጆግና
@freweynidesta
@freweynidesta 3 күн бұрын
ዓጋመ ዓደይ ናፍቆተይ 🥰🥰🥰🥰
@BASHAYTUBE
@BASHAYTUBE 4 күн бұрын
❤❤❤❤ deki eney
@Selam-c4w
@Selam-c4w 4 күн бұрын
ተገሩ ዎይ subscribe ገበረለይ ❤
@AbiAlem-e7y
@AbiAlem-e7y 4 күн бұрын
ደምርኒ ማአረይ❤❤❤❤❤
@ማርታጓልራያ
@ማርታጓልራያ 4 күн бұрын
ገይረኪ መልሲ
@Selam-c4w
@Selam-c4w 3 күн бұрын
@@ማርታጓልራያ ገረልክ እነሄኩ ማዓረይ
@AsgGd-j6p
@AsgGd-j6p 6 сағат бұрын
ከብርም ጅግና
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef 4 күн бұрын
❤❤❤❤
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d 3 күн бұрын
ብፃይ ሽላ💯👌❤🎉❤
@ማርታጓልራያ
@ማርታጓልራያ 4 күн бұрын
ተጋሩዋኒ ሰሱንለይ❤❤❤❤
@FiriHadad
@FiriHadad 3 күн бұрын
ስየን ብረይን ይጣሞሩ ትብሉ ላይክ❤❤
@ميري-ح4د
@ميري-ح4د 3 күн бұрын
ስየ እኮ ብዓል ሓዳር ሓደ ዝወለደ እዩ ምዓረይ
@alutigraweti6819
@alutigraweti6819 3 күн бұрын
ተሰዱተም ምሽ ኢሉ
@KidanHadgu
@KidanHadgu 2 күн бұрын
@ኣብ ዝኮነ​ ቃለ መሕተት ሰሚዐዮ ገና እየ ኢሉ!ብዝኮነ ኣቦ እንተኮይኑ ደስ ዝብል እዩ!ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም 🎉
@JfId-u9f
@JfId-u9f Күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@ንግስቲትግራወይቲ
@ንግስቲትግራወይቲ 4 күн бұрын
ብረይ ብ ለለ ኣፅሚምክና ባእ😂😂
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 3 күн бұрын
ተላሕኮቲ ላህጃኣ ዶ እዩ
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 2 күн бұрын
ጎቦዙ ዘም ናይና ጀግኑ🥰
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 күн бұрын
ተጋሩዋይ ጽሩያት ❤❤❤❤(((
@betihagos4216
@betihagos4216 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤ deki adeyyy❤❤❤adgratey mobekelay❤❤❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@GffxxHggh
@GffxxHggh 3 күн бұрын
ሳብስክራይብ regiskumni hlefu 🙏
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 3 күн бұрын
ሓዱጉ ሽኮር
@Haregte
@Haregte 4 күн бұрын
ብሰላም ምፁ ግን ሕደጉ እንዶ እዛ እትንን ምባል😥😥 ክስታይ ከመይ የፀግመልኹም?
@GebrhiotLual
@GebrhiotLual 2 күн бұрын
ፀረይት❤❤❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 4 күн бұрын
Good job ❤thank you ❤❤
@BrhaneGebrgergs
@BrhaneGebrgergs 4 сағат бұрын
Ab adigrat ❤ab memafesha nehlfo zneberna gze wowwwww
@tsehaytsehay3161
@tsehaytsehay3161 3 күн бұрын
welcome ❤❤❤❤❤❤❤
@ቲቲጓልውቅሮ
@ቲቲጓልውቅሮ 4 күн бұрын
ዋው❤❤🥰
@fhyytt7050
@fhyytt7050 3 күн бұрын
ንገርዋ ኣይትዘንግዑና በሉ
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@SabiyaJaddd
@SabiyaJaddd 4 күн бұрын
ጥኑሳት,ባ,ልቀቁልና
@AbiAlem-e7y
@AbiAlem-e7y 4 күн бұрын
ደምሩኒ አሕዋተይ
@meriyyyyyyyy
@meriyyyyyyyy 2 күн бұрын
ቅርሺ ድኣ ኣነ ምሃብኹም ናይሮቢ ረ 100ኣላትኒ😂
@ايمننهاري-ذ2غ
@ايمننهاري-ذ2غ 4 күн бұрын
ዋይ እንኳዕ ሰላም ምፅክም ኣሓወት
@AbiAlem-e7y
@AbiAlem-e7y 4 күн бұрын
ደምሩኒ አሕዋተይ
@ksaksa5291
@ksaksa5291 4 күн бұрын
ንፊዓት የሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ❤❤❤❤ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋት❤🎉
@ጓልሰብዓ
@ጓልሰብዓ Күн бұрын
ውይ ጎይታዋኒ ጎቢዙ ❤❤❤
@ሊሊChannel
@ሊሊChannel 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ🥰🥰🥰
@AbiAlem-e7y
@AbiAlem-e7y 4 күн бұрын
ደምርኒ ማአረይ
@ማርታጓልራያ
@ማርታጓልራያ 4 күн бұрын
ገይረኪ መልሲ
@ሊሊChannel
@ሊሊChannel 4 күн бұрын
@@ማርታጓልራያ እሺ ማዓረይ🥰
@zaidtecle2068
@zaidtecle2068 3 сағат бұрын
Nay tegray drama bejeka halewlew entay zirey allewo.
@hddhhddhhdhdj9757
@hddhhddhhdhdj9757 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HuraAte-fl5ts
@HuraAte-fl5ts 4 күн бұрын
ዝፈትዎም...✌✌✌✌
@GolWejerat
@GolWejerat 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@SalamSalam-r8m9s
@SalamSalam-r8m9s 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yosieftesfayesus
@yosieftesfayesus 2 күн бұрын
brey shkorr and syeway (shla)❤❤❤❤
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@kadejahqqql
@kadejahqqql 3 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@akbert-lt3qd
@akbert-lt3qd 4 күн бұрын
ታጋልከ ናበይ ከይዳ
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 2 күн бұрын
አብ ገድሊ እንኣ ተዘይ ተጋግየ
@brhangebremedhn1719
@brhangebremedhn1719 Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@FreTekste
@FreTekste 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@SalamSalam-r8m9s
@SalamSalam-r8m9s 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Selam-c4w
@Selam-c4w 4 күн бұрын
Selam ❤
@Sooozx-og5hk
@Sooozx-og5hk 3 күн бұрын
ኣረ ንኩሎም ኣምፅእዎም
@FjfjCnnc-g9t
@FjfjCnnc-g9t 8 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@MolayJan
@MolayJan 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GffxxHggh
@GffxxHggh 4 күн бұрын
ያ ሳብስክራይብ ግበሩልና 🙏
@AbiAlem-e7y
@AbiAlem-e7y 4 күн бұрын
ደምርኒ ማአረይ
@ማርታጓልራያ
@ማርታጓልራያ 4 күн бұрын
ገይረኪ መልሲ
@ማርታጓልራያ
@ማርታጓልራያ 4 күн бұрын
​@@AbiAlem-e7yደምረኪ መልሲ
@AbiAlem-e7y
@AbiAlem-e7y 4 күн бұрын
@@ማርታጓልራያ መሊሰ ማአረይ❤❤❤❤❤
@AbiAlem-e7y
@AbiAlem-e7y 4 күн бұрын
@@ማርታጓልራያ መሊሰ ማአረይ😘❤
@ለለ7
@ለለ7 4 күн бұрын
Brey Nabey kyda
@salams9924
@salams9924 3 күн бұрын
❤❤❤🎉
когда не обедаешь в школе // EVA mash
00:57
EVA mash
Рет қаралды 3,8 МЛН
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 265 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 28 ( BY BRUNO )
41:37
Awra Tube
Рет қаралды 62 М.
የሻል_ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ_1ይ ክፋል | yeshal tgrigna drama_series_episode 1
26:57
Hagereseb Media -ሃገረሰብ ሚድያ
Рет қаралды 18 М.
ተዋሳእቲ ብረይ ድራማ_ንኣሸንዳ ብሃንቀውታ ይፅበየኣ 'ለዋ_Brey drama crew #ashenda
31:00
1 1 ENTERTAINMENT - ሓደ ሓደ ኢንተርተይመንት
Рет қаралды 53 М.