"ኣብ ኤርትራ ተከተልናዮ ፖሊሲ ንመንእሰይ ኤርትራ በዲልናዮ ኢና! " ቃለ መሕትት ምስ ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ_Interview_With_Dawit_Kebede

  Рет қаралды 87,527

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

6 ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#ዳዊት_ከበደ
#ጋዜጠኛ_ዳዊት_ከበደ
#Journalis_Dawit_kebede

Пікірлер: 938
@JohannesTes
@JohannesTes 6 ай бұрын
Respect the final and binding rule of Algers treaty to a peaceful future!
@HagerTigray
@HagerTigray 5 ай бұрын
Thank you Dawit and Medhine- this was by far the best interview I have ever seen. It pin points the real problems and the current situation in #Tigray and largely in Ethiopia. It was great analysis of the current situation. Well articulated. Thank you
@Insider24840
@Insider24840 6 ай бұрын
ተጋሩ ኣሕዋተይ I love you. ከምዚ ዳዊት ዝሕሱ ግን ኣይርኣኹን። 😂😂
@peterouswoldeselassie8581
@peterouswoldeselassie8581 6 ай бұрын
You have 000000 knowledge people like you lead to war
@62Amanuel
@62Amanuel 6 ай бұрын
Let me clear about my self first. I’m anti the dictator in Eritrea but implementation of the Algers agreement was hindered by prime minister Meles not Isais. Isais made it clear by saying that the court ruling was binding and final. I brought up this just to correct your guest ‘’Dawit Kebede’’. I heard his arguments, splitting villages and houses etc.. that shouldn’t be an acceptable response or reason. Sadly we Tigrigna speaking has been divided into two already so few villages or pastoral lands should not be a main reason to refuse demarcation on the ground. I know It’s not easy for the people on the border but it could be solved by giving them chances to choose which country they want to be part of and by giving them compensations to any lost they my have. BTW I have enjoyed the entire conversation you had with your guest. Thank you!!
@berihun-iz2yl
@berihun-iz2yl 6 ай бұрын
ዳዊት አድናቆተይ ይብፃሕኻ ልገበርካዮ መብርሂ እናድነቕኩ ሰላምካ ይብዛሕ ።
@tesfaldetleghesse2679
@tesfaldetleghesse2679 6 ай бұрын
thanks dawit I am very satisfied with your explanation
@mikeyfutbol3561
@mikeyfutbol3561 6 ай бұрын
Great analysis,the people of Tigray deserve better. The politicians are alive because of the people, they need to remember that. The people deserve at least an honest explanation .
@leteberhantesfimicheal8121
@leteberhantesfimicheal8121 6 ай бұрын
Shabiya 🇪🇷 Malet Hizbi Eritrea 🇪🇷 Eyou Don’t Forget?????????
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 6 ай бұрын
ኣነ ዝገርመንስ መብዛሕትኦም ምሁራት ትግራዎት ብሓሶት ድዮም ተጠሚቖም ?
@yohannesbirhane9855
@yohannesbirhane9855 6 ай бұрын
ትግራዋይ ምዃን ቀላል እያ። ቅድም ሓሶት ትምሃር፡መሊስካ ድማ ፈውሲ ሕንኪ መድሃኒ ትሰቲ።በቃ!
@halib-mentelhalibay1359
@halib-mentelhalibay1359 6 ай бұрын
Amel mes megnen iyu zbehal. Tigraway b tefetrUu hasawi lekbat fetret iyu
@RegatTekie
@RegatTekie 6 ай бұрын
It's in their DNA, very sad😢
@BanaLoveHabesha
@BanaLoveHabesha 6 ай бұрын
እቲ ውሽጠ ውሽጥኹም ምፍላጥ ድዩ ድንቁሩና ሓሳዳት ሓማሴን ሰተይቲ ደም ሰብ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 6 ай бұрын
Bezeyka xerfi kalie aqmi zeyblka niseka eka filtet temahar kab xerfi kitwexe wae​@@yohannesbirhane9855
@Anti-Traitor
@Anti-Traitor 6 ай бұрын
እዚ ወዲ እቲ ናይ ፈደራልን ፡ ናይ ኣምሓራን መጽናዕቲ ዝገበርዎ ክጽናዕ እናበለ፡ ነቲ ናይ ኤርትራ ግን በቃ ከጸልም ግን መጽናዕቲ ውን ዘድሊ የብሉን ይብለና ኣሎ ፡፡ ሓደ ኣእምሮ ዘለዎ ሰብ ግን ከመይ ኢሉ ከምዚ እንዳበለ ን ኤርትራ የጸልም
@qelhi7922
@qelhi7922 6 ай бұрын
ናይ ኤርትራ ነጻ ዝኾነ መጽናዕቲ ክገብሩ ኣይደልዩን እዮም ምኽንያቱ ኩሉ ዝብልዎ ሓሶት ከምዝኾነ ይፈልጡ እዮም።ህዝቢ ትግራይ ኣብቲ ኲናት ካብ ሕርቃን ናይ ፋኖ ናይ መከላከያ መን ይከላኸልሉ ኔሩ፡መን ማዕጾ መኽዘን ከፊቱ ረዴት ሂቡ ካብ ጥሜት ከምዘናገፎ፡መን ካብ ሰረቕቲ ይሕልዎም ከምዝነበረ ይፍልጥ እዩ
@asmera998
@asmera998 6 ай бұрын
ሰራዊት ኤርትራ ከምዚ ጌሩ እንዳበሉ ዘፀልምዎ እኮ ይፍልጡ እዬም ሰራዊት ኤርትራ ዝፈፀሞ ገበን ከምዘየለ ድራማ እንዳሰርሑ እዬም ህዝቦም ዘታልሉ ገበን ናይ ፊደራልናይ አምሐሩን ናብ ኤርትራ እዬም ዘፀግዕዎ እዞም ድርባያት
@sheba-291
@sheba-291 6 ай бұрын
@@asmera998ጸ ጹ ጺ ጻ ጼ ጽ ጾ✅ ፀ ፁ ፂ ፃ ፄ ፅ ፆ❌ምስ ምሉእ ኣኽብሮት🤣
@naliru6096
@naliru6096 6 ай бұрын
​@@sheba-291yes!!!
@tsgabugebremaria3829
@tsgabugebremaria3829 6 ай бұрын
ዳዊት መርገጺ ኣልቦ ሰብ??? ብረኸ ሸው ብረኸ ድንቁርና ግለሰባት ዝረኣየሉ ሸው??😂😂
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 6 ай бұрын
ኣቱም ሰባት በጃኩም ኣብ ቴሎፎንኩ Maps ረአዩ ""እቲ መልሲ ኣቡኡ ኣለኩም " ሙሉእ ሕንጻጽ ዶባት Ethiopia & Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣብኡ ኣለኩም ((( ዘረባ ጥራይ በቃ ሓደ ሰብ ዶ ኣስተዊዒሉ ዝዛረብ ተሳኢኑ)))) ወትሩ ሃገርይ😊😊 ዓይኒ ኣባይኺ ይደፈን ኤረይ ዉቅብቲ Eritrea 🇪🇷♥😊 ❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 6 ай бұрын
ይፈልጥዎ እዮም። ካብዝን ካብትን መናጢሎም፡ ሓንቲ ዓዲ ክትከውን ትኽእል ነገር እዮም ክፈጥሩ ዝሓስቡ። ዝቐስንን ዝዓግብን ሓንጎል የብሎምን። ይኹነልኩም እንተ ዝበሃሉ'ውን ብኡኡ ኣይምዓረፉን።
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 6 ай бұрын
@@eritreanhiwot4667 ልቢ ይሃቦም እዩ ዝባሃል ኩቡር ሓው """ከምዚኦም ካብ ጌግኡ ዘይማሃር ሰብ ረኢ ኣይፈልጥም እየ """"
@nomoret.2017
@nomoret.2017 6 ай бұрын
ዳዊት ከበደን ሰሎሞን ከበደን ፍጹም ካብ ድንቁርንኦም ክላቀቁ ኣይክእሉን ኢዮም። ድሁላት ፍጥረት!!
@michaeldebratsion4902
@michaeldebratsion4902 6 ай бұрын
Baboon head, at least he knows what to say
@qelhi7922
@qelhi7922 6 ай бұрын
ከበደ ዝብሃል ጥዕና የብሎምን
@asmera998
@asmera998 6 ай бұрын
ደቂ ከበደ 😂
@amyohannes4198
@amyohannes4198 6 ай бұрын
Deki Kebede mehayam donkoro wokariya
@tadesegheb1041
@tadesegheb1041 6 ай бұрын
እቲ ምሳይል ለስመራ ልሰደድካዬ ኣብ ኣልጀርስ. ልተፈቀደ ድዮ
@mulubrhanfisiha3099
@mulubrhanfisiha3099 6 ай бұрын
ዓንዛር ርስኻ ተጠቀመሉ
@mejiger
@mejiger 6 ай бұрын
Dawit is an intellectual; medhin is good journalist; my favorite ppl from tigray
@berhanesolomon5308
@berhanesolomon5308 6 ай бұрын
መደናገሪ..... ውዕል ኣልጀርስ ተወዲኡስ እቲ ሓድሽ ካርታ ንካኽልቲኦም መንግስታትን መዉዓዓልትን ተዋሂቡዩ፣ ህወሓትውን ብብልጽግና ምስተሳዕረት ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ኮፍ ኢላ ተቐቢላቶን ፈሪማትሉንያ፣ ዶክተር ኣብይ ዓው ኢሉ ብዘይቅድመኩነት ተቐቢለዮ ኢሉ ፈሪሙሉዩ፣ ስለዚ ሓይሊ እንተለካ ከምቲ ኣመልካ ፈትንሞ ትድራዕ።
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 6 ай бұрын
ብትኽክል!
@siemnuguse8652
@siemnuguse8652 6 ай бұрын
ሓደ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ኣብ ኤትራ ደቂ ኣንትዮ ምዕማጽ ከም ባህሊ የለን ንጽልኢ ኢልኩም ብሓሶት ኣይትወንጅሉ ።ትግራይ ድሕሪ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ድሕሪ ምውጽኡ ብካራን ጎዞሞን ኣብ ፈቐድኡ ሰብ ይዝሕዛሕ ኣሎ ህዝቢ ትግራይ ዝምስክሮ ሓቂ ዩ።ሓቂ ፍተው ።ኣብ ትግራይ ስርቅን ዓመጽን ዝነበረን ዘሎን ዩ። ነዚ ንምጥፋእ ዝያዳ እንተ ትሰርሑ ምሓሸኩም። ዳሓር ካኣ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ምስ ኤርትራ ዕርቂ ከይገበርኹም ንመዋእልኩም ካብ ድኽነትን ስእነት ሰላምን ኣይክትገላገሉን ኢኹም ።
@abrehaleyal
@abrehaleyal 6 ай бұрын
ለኽባጥ ሓማሴን
@noahtesfay8476
@noahtesfay8476 6 ай бұрын
@siem ,entay eyom koyno bzaeba eritrea kizarebu gzieom zehlifu zelewu. Neti ab timeyet zelo hizbom zeyedhnu. Eziom gorebetna zekonu nay behaki tewexiena.
@yismahendalkachew6241
@yismahendalkachew6241 6 ай бұрын
ሕማቅ ዓንሰባ ሰላቶ ሓጻቢ መ,,,,,,ጣሊያን ሕማቃት ዓሊየት።
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 6 ай бұрын
እታ ዝነበርካያ ክፍለ ሰራዊት : ብርጌድ : በጦሎኒ : ሓይሊ ጋንታ መስርዕን ደኣ ዘይትነግረና: ወይስ ውጽእ መዓት ናይ ሰሃራን ማእከላይ ባሕርን ኢኻ ?
@noahtesfay8476
@noahtesfay8476 6 ай бұрын
@@Z-oneandonly tegaru bzaeba sedet kitzarebu, mendyu n Yemen kikeyde ab berekan , bahrin, betmasert zesake zelo. N Yemen 🇾🇪, Saudi nnigdet dikum tekedu. Teref asa elkum ,1 million youngsters at fiekum.
@mekdeshagos5888
@mekdeshagos5888 6 ай бұрын
Thank you so much to both of you. Very interesting conversation. I hope Dawit will be back soon. We miss his insightful discussions. ❤❤
@Ghirmay-yv1bx
@Ghirmay-yv1bx 6 ай бұрын
Nice analisis dawit thanks eritrean from German
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 6 ай бұрын
I really agree with Dawit. ክርደኣኒ ዘይክእል ነገር ኣመራርሓ ወያነ እንታ ዩ ዓንዚዝዎም ዘሎ ክርደኣኒ ኣይክእልን ዩ።
@zenebeteka9810
@zenebeteka9810 6 ай бұрын
Nice explanation .thank you mr.Dawit
@zak-o3k
@zak-o3k 6 ай бұрын
ከምቲ ውዕል ኣልጀርስ ን 25 ዕመት ዘጽናሕኩሞ ከምኡ ድማ ውዕል ፕርቶሪያ ን 50 ዓመት ይጽናሕ / ኣሜን በሉ ተጋሩ
@tsegagebre368
@tsegagebre368 6 ай бұрын
ተገሮ ይዋሓጣ ኣድካ ሑስሪ ነዕካ ወይ ንዓኺ ቡቅጹ ፍትሒ ናይ ህዝቢ ኣብ ሓጽሪ እዋን ክትግቡሪ እዩ
@asmera998
@asmera998 6 ай бұрын
አሜን 😂😂
@jemalabdu-lw8sp
@jemalabdu-lw8sp 6 ай бұрын
Kkkkk ay nskum wala hizkmo nhna mis ethiopia eyu zhishena kalie teterefe negidna dina defafae elna kinliwet nikiel ena nsom gn 5%wun aytkoñin ta zwuskwa meryet nihizba zeytekemet niana aytkonenan
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 6 ай бұрын
ጋዓትስ ያ አለኹ ኢላ ተተንፍስ ዶ በሉ! ደድሕሪ መከላከያ ስራዊት ትግራይ አቲኹም እዚ ኹሉ ጉራ? ህዝቢ ኢትዮጵያ እኮ ቀይሕ ባሕሪ ተፈጥራዊ ወሰን ኢትዮጵያ እዩ እዩ ዝብል ዘሎ።ብስንኪ ወያነ ዝስአንናዮ ግዜ ወላ ተፂቢና ክንገብሮ ኢና ክብልዶ አይሰማዕኹሞን ኢኹም፣አብዚዝሓለፉ ውሑዳት አዋርሕ እውን ብሰንኪ ወያነ ምስ ኤሪትራ አውን ሰላም እየ ዝደሊ ስለ ዝበለ እዪ ምስ ሻዕብያ ዕረቁኒ ዝብል ዘሎ።
@JamesSolomon-t7v
@JamesSolomon-t7v 6 ай бұрын
ሰራዊት ኢትዮጵያ ድኣ ኮብኪብኩም ማሪኽኩም ዕለተ ልደቱ ተሕልፉሉ ዶ ኣይነበርኩምን😅ሻዕብያኹም ሓዙልና ድሮ ተረሲዑ ምሽ?? ንሶማሊላንድ ድኣ ሃገር ግበርዋ እምበር ብኣናስ ከፊልኩም ኢኹም ክትጥቀሙ ተጋሩዋኒ፥ ንስኹም ተጋሩ ክኣ ሞ ዕጽፊ ኢኹም ክትከፍሉ።
@LetebrhnKahsay
@LetebrhnKahsay 6 ай бұрын
Dawit my hero I appricat you Thanks for your genius idea
@almaz.8056
@almaz.8056 6 ай бұрын
I agree with you Dawit Kebede. Good job 👏
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 6 ай бұрын
ጋዜጠኛ ዳዊት ጽቡቅ ትንተና ጽቡቅ ሓሳብ 🧠👍👌❤❤
@mattanshewitsolomon8991
@mattanshewitsolomon8991 6 ай бұрын
ሻዕብያ ህግደፍ ንበሃል ጌና ክሳብ ትግራውነትኩም ትፍንፍኑ ክንገብረኩም ኢና።
@Network3231
@Network3231 6 ай бұрын
ነብስካ ከማን ኣየድሓንካንን ባርያ
@danielhailemariam5971
@danielhailemariam5971 6 ай бұрын
Dawita...ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ ናይ በሓቂ❤ ብፍላይ ኣብ ዝሓለፈ 1ዓመት ዝነበረካ ናይ ፖለቲካ ኣመለካክታ ናይ በሓቂ ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ምኳንካ ፈሊጠ። Keep coming....❤❤❤
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 6 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ናይ ጽልኢ ስነ ልቦና ኣብ ኤርትራ ዘለዎ ሰነፍ ጋዜጠኛ ኣይርኣኹን። ህግደፍ ገበነኛ እንተ ኮይኑ ኣንታ ደንቆሮ ኣምሓራይን ኣብይን ከ ይከላኸሉልካ ድዮም ነይሮም። በጃኹም ከም ሰብ ሃዲእኩም ሕሰቡ ኣብይ ዘይ ዓደሞ ሓይሊ ኣይኮነን ናብ ትግራይ ኣትዩ። ልዕሊ ህግደፍ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ፈደራል ኢዩ። 120 ሽሕ ደቀንስትዮ ህግደፍ ድዩ ደፊርወን ናይዚ ኩሉ ጽንተት ተሓታቲ ኸ ህግደፍ ጥራሕ ድዩ። በንጻሩ እካ ድኣ ህላዌኻ ናብዚ ክበጽሕ ዝፈረደካ እቲ ተደራዲርናዮ ትብሎ ጽሊል ፈደራል ኢዩ። ኣነ ኣብ ልዕሊ ህግደፍ ፍሉይ ጽልኢ ኣለኒ ግን ንኣብይን ኣምሓራን ድሓን ኢልካ ዝግበር ናይ ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ግን ሓደ ጃጃዊ ሰብ ዝዛሮቦ ዘረባ ዓሻ ኢዩ። ብዛዕባ ስርቂ ዓመጽ ቅትለት ድሕሪ ውዕል ፒርቶርያ ኣብ ትግራይ መን ይፍጽሞ ኣሎ ንለባም ኣምተሉ ኢዩ። ኣብ መቀለ እካ ሰብ ብሰላም ወጺኡ ክምለስ ኣይክኣለን ሻዕብያ ድዩ ከምኡ ዝገብር ዘሎ። ህግደፍ ጸላኢየይ ኢዩ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ግን ብስም ሻዕብያ ዝሽቅጥ ባዕሉ ሰራቅን ቀታልን ዓማጽን ትግራዋይ ኢዩ ኣብ ህዝቡ። መንእሰይ ትግራይ ካብ ዘይምጻእ መጺኡ ሂወተይ ንትግራይ ክብል ከሎ ኣበይ ነይርካ ምስ ኣቢይ ተዓቂብካ ክትዕዘብ ከምዘይ ጸናሕካ ሎሚ ብኣፍካ ክትሓርእ ኣየሕፍረካን ዶ ዕሸል ኢያ ከፊላ ኣደ ትግራይ ይኣኽላ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ጸገም ክዕጾ ጥራሕ ኢዩ ዘለዎ። ንናይ ብዓል ንስኻ ጽልኢ ከሳሲ ደጊሙ ንመስዋእቲ ምስ ኤርትራ ዝዳሎ ሰብ ክህሉ ኣይትሕለም።
@asmera998
@asmera998 6 ай бұрын
ለባም ትግራዋይ ሐቂ ተዛሪብካ
@peaceforever8115
@peaceforever8115 6 ай бұрын
​@@asmera998ኤርትራዊ እዩ ብምንታይ ትግራዋይ ትብሎ ኣለካ 😂😂
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 6 ай бұрын
ዶብና ብሽኻል ዘይኮነ ብፈንጂ ክሕጸር ድሌት ሀገራዊ ኤርትራዊ ኢዩ ።
@sunshine-ql4vo
@sunshine-ql4vo 6 ай бұрын
Sekt eske barya
@Sele-lx3iz
@Sele-lx3iz 6 ай бұрын
ክትስደዱ ንዓኩም እዩ ክግንፅለኩም ኣቱም ጓሓፋት
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 ай бұрын
​@@sunshine-ql4voguhaf agame teskam beles
@Berhe-m5x
@Berhe-m5x 6 ай бұрын
ሻዕብያ ክኣብየና እዩ እንበር ሓቅካ ነይርካ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 6 ай бұрын
እዚ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ። እቲ ነታጕ እንተወሓደ ካብ ኤርትራ ዝመጹ ስደተኛታት ይቅንሰልና እዩ።
@stpual1
@stpual1 6 ай бұрын
Good discussion,honest straight forward questions & answers,I like it.
@rahwag.6888
@rahwag.6888 6 ай бұрын
ተፈላለዬ ሓሳብ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ጽቡቕ ስራሕ መድህን ቀጽልሉ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 ай бұрын
ወድባት ትግራይ ንቂሓ! የቀንየልና መድህን ምስ ጋሻኺ ቀፅሉሉ❤
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 6 ай бұрын
ወደብ ትግራይ ፡ ቐላይ ሓሸንጌ ኢዩ ። አብኡ መራኽብ ዓሽግ ወዲዛ ፋእፋእ መኣምን ።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 ай бұрын
@@GoboWeriez-nn8zoመፅረፈ መዕበዩኡ ሰለምንታይ ብሓስብ ዘይታማጎት ካብ ኣፊካ ትኻፋት😕
@YostinaHab
@YostinaHab 6 ай бұрын
Wedebat bzaeba wedeb aykonen bro. Wedi adi eyu hasibwa​@@GoboWeriez-nn8zo
@arayaelma1647
@arayaelma1647 6 ай бұрын
ቅንዕና ዘይብሉ ትግራዋይ።
@TekleTukue
@TekleTukue 6 ай бұрын
ኣየ አባክ ሓንጎል ተጋሩ, ሓሶት ስርቂ, ጥልመት ልመና ክድምና ዝሕላገቱ, አዚ ሰብ ልክ ንተጋሩ ምሳሌ አዩ.
@ስልጣን-ኀ7ቘ
@ስልጣን-ኀ7ቘ 6 ай бұрын
ፅቡቕ ኣገላልፃ ዴቭ ንፉዕ👌👍
@adhanettsegay561
@adhanettsegay561 6 ай бұрын
Experts have demarcated it virtually. Virtual demarcation is the best.
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 6 ай бұрын
መዲ ሓፍትና ፅቡቅ ሓሳብ ዘለዎም ሰባት ብምቅራብ እትገብርዮ ዘለኺ ቃልሲ ይድነቅ ጋሻኺ ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ውን ሃናፂን ሓቂታት ዘለዎ ሓሳባት ገሊፁ ብጣዐሚ ሓሪፍዩ ።
@peace-x9s
@peace-x9s 6 ай бұрын
ሓፍትና መድህን ወይ ሓውና ዳዊት ንወይዘሮ እጅግአየሁ በየነ ስፍሕ ዝበለ ቃለመሕትት እንተትገብሩለን ጽቡቅ ይመስለኒ፣
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 6 ай бұрын
❤❤
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 5 ай бұрын
Dawit and Birka Shewo I like the interview .
@danielzenebe4575
@danielzenebe4575 6 ай бұрын
Keep it keep doing all the good work, Haftena Medhin. GOYTA DAVE as always on point 👍🏾
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 4 ай бұрын
ሀደ ጋዜጠኛ ሀቀኛ ፣ ተባእን ደፋርን ክኾን ተሎ እዩ ብራኸ ሸው ካብዙ መ ምርሂ እዙይ እያ ። ዲሞክራሲ ያበል የብል ። ዋና ነገራት ብምይይጥ ምፍታህ ተስ ፋ ዲሞክራሲ እዩ ። መለስ ቂመኛ ብምንባሩ ብዙሀት ተጋደልቲ ገድሊ ስኢና እያ ። መድረክኹም ደስ በኃሊ እዩ ። የቐነየልና ገ/ሔር ዓለማዮ ካብ አሜሪካ
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 6 ай бұрын
ኣነስ እዞም ተጋሩ ንሓዋሩ እምበር ከ ክነቕሑ ድዮም ምሕሳው ሞጎት ዩ ዝመስሎም😂ኩሉ ንዝፈልጦ ሓቂ ክትሽፍን ምፍታን ኣንጻር ረብሓኻ ኣበርቲዕካ ምቅላስ ዩ😂ኩሉ ግዜ ኮመንት ናይ ተጋሩ ብዝርኣኹ ቁጽሪ ንኣተሓሳስብኦም ብንዕቕ የብሎ በቃ ንዕቕ😂
@habengerye2076
@habengerye2076 6 ай бұрын
መንኮንካ ኢኻ ንስኻ ብጅምላ ሰብ ትንዕቅ እዚኦም ዉልቀ ሰባት እዮም ናዉልቆም ሓሳብ እዮም ከኣ ዝዛረብ።
@mihretandom4757
@mihretandom4757 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@yohanafessehazion9203
@yohanafessehazion9203 6 ай бұрын
@@habengerye2076 ኩሉኹም ሓደ ኢኹም። ደናቁር፣ ዱሑራት፣ ሓሳዳት፣ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩ
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 5 ай бұрын
@@habengerye2076 ንሓደ ህዝቢ ኤሊት ዮም ዝውክልዎ ኤሊት ትግራይ ክኣ ገላቢጥና ርኢናዮም ብጣዕሚ ዝንዓቕ ዝፍንፈን ኣተሓሳስባ ዩ ዘለዎም ምናልባት ካብ ብሱል ጥረ የለን ማለት ኮ ኣይኮነን።ንኣብነት ሓደ ፕሮ ኣብርሃም ተኽሉ ዝብሃል ዝኽበር ኣተሓሳስባ ዘለዎ ርኢና ሓደ ካብ ክንደይ ልሂቓን ተጋሩ።ብሓፈሻ ግን ዝኾነ ነገር ብመጠን ብዝሑ ዩ ዝዕቀን።ንኣብነት ኣብ ኮመን በሊሕ ስነ ሞጎታዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ብፍጹም ብፍጹም ርኤ ኣይፈልጥን የ።ኤርትራዊ ግን ኣሽሓት ኣሎ።ብኡ መንጽር ዘይስነሞጎታዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ውን ኣሎ።ብሓፈሻ ግን ብሚዛን ብኤሊት ደረጃ ይኹን ብተራ እንተርኢኻዮ ኣይመጣጠንን ዩ።
@atchessman4825
@atchessman4825 6 ай бұрын
Dawit, it’s so wonderful to see you. Much respect.
@mesfinhabtemariam4837
@mesfinhabtemariam4837 6 ай бұрын
ህግደፍ ማለት እቲ ሑቡን ኤርትራዊ ህዝብን መንግስትን እዩ። ከይትደናገሩ ናይ 25 ዓመት ክባን ዕጽዋን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ውን ይቅረ ኣይበሃሎን እዩ። ህዝባዊ ሰራዊት ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነ ነቲ ኣብ ኤርትራ ገበናት ዝፈጸመ እቲ ዝግበኦ መቅጻዕቲ ንምሃብ እዩ ተረፍመረፍ ከኣ ናብ ልብኹም እንተዘይተመሊስኩም ናይ ምጽዋር ዓቅምና ትሕቲ ዜሮ እዩ። እቲ ትምነይዎ ባህላዊ ጸወታኹም ከነጻውተኩም እንተኾይና ኣብ ቦታኹም እዩ ።
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 6 ай бұрын
ከምቲ ዝበልካዮ ምስ ሕዋሕት ጥራሕ እንተኾይኑ ሽግሩ ንምንታይ ኣብ ንጹህ ህዝቢ ገበን ፈጺሙ? እቲ ሓቂ ክትሽፍን ኢኻ እትፍትን ዘለኻ። ግን ሓቂ ምዉጽኡ ኣይተርፎን ኢዩ።
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 6 ай бұрын
ሕጂኸ መን እዩ ዝዕምጸን ዘሎ? ብፍላይ ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኤርትራ ከጋጥም ይኽእል ግን ንቡር ኣይኮነን ሰሚዐውን ኣይፈልጥን.​@@kbromafe-ht4yv
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 6 ай бұрын
​@@kbromafe-ht4yvሰራዊት ኤርትራ ብዲስፒልን ዝተመርሔ ክንደይ ክቀትልዎ ዝመጹ ከይቀተለ ብርሕራሔ ሂዙ ኣብ ድላዮም ዝሰደደን ፣ዝተማረኩ ናይ ደርጊ ምሳኩም ኢሎም ዝተጋደሉን ዝተሰውኡን ኣለዉ። ወያነ ናይ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኣልመዳ ጨርቃጨርቂ ሰፍያ ባዕላ ትገብሮ ዝነበረት ግፍዒ ከምዝኮነ። በዓል ወዲ ራያ ኣታክልቲ ናይ ትግራይ ኣመሓዳሪ ዝነበሩ መስኪሮም። ሕጂከ ሰራዊት ኤርትራ ወጺኡ ንትግራይ እርዳታ ዝሰርቆም ዘሎን ዝቀትሎምን ዘሎከ ወያነ ከድረታቱ ምካኑ ተፈሊጡ እዩ
@jemalabdu-lw8sp
@jemalabdu-lw8sp 6 ай бұрын
Tay dyu mesilka nslam eshi tenbil wun shire natna eyu elu ywagiana shaebiya nslam dlyetey yeblun
@gedemb1961
@gedemb1961 6 ай бұрын
ሐሳዊ ህግድፍ ጎሐፍ ናይ ታሪኽ ሐተላ ኢያ
@HorneAfricaJojo
@HorneAfricaJojo 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛዕባ ኔሩ ቀፅልሉ መዲ ሽኮር
@sheba-291
@sheba-291 6 ай бұрын
📌ባረንቱን ሰንዓፈን ኣትያ ንብረት ህዝቢ ኤርትራ ዝዘረፈት፤ ቤተ-ክርስትያን ዓዲቀይሕ፤ፋብሪካን ሕርሻን ዓልግድር ዝዕነወት ማለሊት ንምንታይ ሻዕብያ ዓድዋን ሽረን ኣትዩ ኢላ ክትከስስ መሰል የብላን። ንብረት 90ሽሕ ህዝብና ነባሪ ኣዲስ ኣበባ ዝራሰየት ጁንታ ንምንታይ ዋርሳይ ሚሳይለይ ኣሕዲጉ ዕጥቀይ ኣፍቲሕኒ ክትብልዩ ዘምሕረላ። እንተ ናትካ ምንባር ግን ህላውነት ተድሮስ ካሕሳይ(ጻዕዱ) እዩ ዝውስኖ፤ከምታ ዘእሰርካዮ ባዕልኻ ኣውጽኣዮ፤ኲናት እንክጅመር ንደገ ሃዲምካ ሕጂ ኣብ ብደም ዝጨቀወት ትግራይ ኮንካ ሓዊ ‘ተሳወርካ ጓህሪ ‘ተጻሕተርካ ባዕልኻ ኢኻ ትነዳ‼️
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 6 ай бұрын
Asha hasas hamashenay kkkkkkk
@sheba-291
@sheba-291 6 ай бұрын
@@Hadera-od7jn 🤣🤣🤣👌
@YostinaHab
@YostinaHab 6 ай бұрын
Sen'afe ke ezimen kulen awarqn ztezerefa. 98 habtun helium ztementele eritrawi ayzkern eyu gn dhan feradi alo neti meskin hzbi tgray gn selam yewrdelu
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 6 ай бұрын
ዓሰብ አይኣተወትን ኢትዮጵያ ባረንቱን ሰንዓፈን ኢያ አትያ :: ተሰሪቀ : ተዓሚፅ ዝበለ ኤርትራዊ/ ኢሪትራዊት ድማ የላን ::ብድሕሪኡ ኢዩ ጠፋእና ስላስ ተባሂሉ ንኣልጀርስ ብዘይ ወዓል ሕደር ኢሰያስ ዝኸደ ::
@sheba-291
@sheba-291 6 ай бұрын
@@Z-oneandonly ባድመ እንተ ኔራ እታ መከራኸሪት፤ ንምንታይ ሰንዓፈን ባረንቱን ኣትዮም? ንሕናስ እኮ ነቲ ካብ ዓድዋ ዝትኮሰና ዝነበረ ምሳይል ክነምክን ኣቲና፤ እቲ ዓሰብ ኣይኣተናን ዝበልካዮ ናይ ኣቦኻ ጻድቃን ኢንተርቪው ስምዓዮ፤ ናይቲ ምሩኽ ኣብ ዓሰብ ተላሂና ተለዊስና ዝበለ ሓውኻ ሃይለ ስምዓዮ፤ናይ ባጫ ደበሌ ኣብ ግንባር ቡረ ዓሰብ ተጨፈጨፍን ዝበሎ ስምዓዮ። እቲ ናይ ስርቂ ኢብቲ ውዕል ኣልጀርስ ኣብ ጎግል ኣለካ ኣምብቦ እንታይ ዕንወት ወሪዱ ብኹሉ ወገን ተጻሒፉ ኣሎ ኣበይ ከይተንብቦ እምበር። ንኣፍልጦኻ እቲ ተለዊስና ዝበለ ምሩኽ ሃይለ 2ይ ግዜ ተማሪኹ ኣሎ፤ ኣብ ኤርትራ 2ይ ግዜ ዝተማረኸ ድማ ከም በዛበህ ጴጥሮስ ንሲኦል ምፍናውያ።
@Massawa2002
@Massawa2002 6 ай бұрын
ኣቶ ዳዊት ደስ ይበልካ ቢኣምሓራ , ቢዓፋር, , ቢኤርትራ, ተኸቢብካ ሙሽ ? 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eliasyohanes8543
@eliasyohanes8543 6 ай бұрын
ክባይ፣ ዕፅውይ ? 😂😂😂
@Azmarino-n2e
@Azmarino-n2e 6 ай бұрын
Whether you like it or not Eritrean people & HGDF are un separable for ever. Take it or leave it
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 6 ай бұрын
ትኽክል ዘሓወይ።
@michaeldebratsion4902
@michaeldebratsion4902 6 ай бұрын
That’s why you end up all over the world
@noahtesfay8476
@noahtesfay8476 6 ай бұрын
@@michaeldebratsion4902 ehi dea nskum bshem eritrawiyan ab zeyatekumo hager alo. Ab Yemen ,Saudi zelo tigrawy vacation deyu keydu.
@noahtesfay8476
@noahtesfay8476 6 ай бұрын
@@michaeldebratsion4902 tigraway zeyblu hager alo.
@tedrosmedhane2874
@tedrosmedhane2874 6 ай бұрын
You are not representative of Eritrean people. So, your word is irrational and useles.
@abbaybe5550
@abbaybe5550 6 ай бұрын
Right analysis if there is anyone with 👂 to listen
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ 6 ай бұрын
እቲ ሕጊ ጥሒዝኩም 20 ዓመት ኮፍ ዝበልኩሞ'ኸ? ኤርትራ ድማ 20 ዓመት ትሓዞ'ሞ ብድሕሪኡ ንዘራረብ
@awethabte8472
@awethabte8472 6 ай бұрын
Kidi
@abrehaleyal
@abrehaleyal 6 ай бұрын
ንሕና ደኣ ካብ ቀደሙ ባድመ ዓድና እዩ 20 ዓመት ዘይኮነ ኣሽሓት ዓመታት ተቐሚጥናሉ ኢና። ኤርትራ መረብ ምላሽ እዩ። መረብ ሰጊርካ ኤርትራ ዝበሃል የለን። ህዝቢ ባድመ ኮነ ኢሮብ ንናጽነት ኤርትራ ኣየድመጹን። ምኽንያቱ ኣብ ትሕቲ ኤርትራ ኮይኖም ኣይፈልጡን ኤርትራዊያንውን ኣይኮኑን። ንኤርትራ ዝደሊውን የለን።
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ 6 ай бұрын
@@abrehaleyalተጋሩ ጸገምኩም ኣፈ ታሪኽ እምበር ሕጋዊ ሰነድ ዘምእማንኩም እዩ። ኤርትራ እኮ ተኣማሚና ሕጋዊ ሰነዳታሒዛ ናብ ፍርዲ ቀሪባ በቲ መግዛእታዊ ውዕል ናይ ኣፍሪቃ ዝግዛኣሉ መሰረት ረቲዓ ድሕሪ ፍርዲ እንታይ ኣሎ? ወይ ካብ መጀመርትኡ ናብ ፍርዲ ዘይምቕራብ እንተ ተረቲዕካ ድማ ኣሜን ኢል ኪምቕባል። ነገር ትደልዩ ዘለኹም ሕጊ ጢሒስኩም ትኸዱ ዘለኹም እኮ ንስኹም እምበር ኤርትራ ኣይኮነትን።
@asmera998
@asmera998 6 ай бұрын
@@abrehaleyalኤርትራዊ ዘይኮነ ይኪድ ናብ ትግራዩ ኢሮብ መሬት ኤርትራ እዩ 44.
@ERITREA1991-
@ERITREA1991- 6 ай бұрын
Shabiya hizbi yu atum denaqur 🦁🦁🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawitkidane3587
@dawitkidane3587 6 ай бұрын
The damage is done, trust cannot be restored, only thing left make peace and stop messing around with Eritrea
@tedrosmedhane2874
@tedrosmedhane2874 6 ай бұрын
በዓል ዕላማ ኩሉ ግዜ መዓልቲ ኣሎዎ። ዕላማን ራእይን ዘይብሉ ሰብ፡ ትርጉም ሰብኣውነት'ውን ኣይርድኦን እዩ። ሰላም ንተጋሩ የሕዋትና፡ ሰላም ንሃገርና ኤርትራን ጎረቤት ሃገርና ኢትዮጵያን ይኹን።❤❤❤❤❤❤❤❤
@oneeritrealoveeritrea332
@oneeritrealoveeritrea332 6 ай бұрын
እንደናንተ በኤርትራዊየን ላይ የቀለደ የለም ::
@titiabera4736
@titiabera4736 6 ай бұрын
I have dear respect for you Dawit! Great interview both Medhin and Dawit
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ 6 ай бұрын
እዞም ደቂ ወያነ ጸገምኩም ሓሶት'ዩ። ኤርትራ ኣላህያትና፣ ሰራዊት ኤርትራ እንዘይ ይኣቱስ ንፌደራል ምኽኣልናዮ ኔርና ኢልኩም ከይትኣምኑስ፣ ሓጥያት ብሓሶት ንኤርትራ ምስካም። ድሌታትኩም ስለዝኾለፈትኩም ተቐሪጽኩም። ስትራተጂ ናይ ውግእ ድኣ እንታይ ማለት ድዩ? ሕጂ'ውን ማይክሮፈን ዘዝሓዘ ብዛዕባ ህግደፍ (ሻዕብያ) እተዘይ ተዛረብኩም ይሕሸኩም። ፌደራል ኣየድሕነኩም ዋላ ላኣኽትኹም ኣየድሕንኹም። ወያነ ኣብ ኤርትራ ዝገበሮ ገበን'ከ ኣይትፈልጥዎን? 1) ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኢትዮ ዝቕመጥ ዝነበረ ምብራር 2) ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ኣይንቕበሎን ኢልካ ምሕንጋድ፣ ባድመ ንኤርትራ ተዋሂባ እንከላ ንዓና ተዋሂባ ኢልካ ንህዝቢ ምድንጋር። 3) ኣይሰላም ኣይኲናት ኢልካ ኣውጅካ መንእሰይ ዓቕሉ ጸቢብዎ ክወጽእ ምግባር ሽዑ ኤርትራ ብዋሕዲ መንእሰይ መስተሳቐየት ንኤርትራ ምእታው 4) ኤርትራ ነዚ ኹሉ ሽግራት ተሰኪማ ሓሊፋቶ፣ ብዙሓት ደቃ ብባሕርን ጨወይትን ገቢራ። 5) ግዜ ተቐያራይ እዩ ሕጂ ግዜኹም ተገልቢጣ ብሚልዮን ምጥፋእኩም ጥራይ ዘይኮነስ ብስደት ልዕሊኡ ከይተጥፍኡ ጸልዩ። 6) ናብ ልብኹም ተመሊስኩም እቕረ ሕተቱ ናብ ሰላም ተመለሱ። ወድሓንኩም
@YostinaHab
@YostinaHab 6 ай бұрын
Bzkone amlakna tray nlemn amlak qedema ayfeleya neza qdsti hager
@wenshettamerate642
@wenshettamerate642 6 ай бұрын
Demke weyane gotakum eyomo😂 denakurt eirtirawiyen 🤮 leyabu 🚛📺📻🥎🚲🍶🚲🚛 deferti adetate hasadat 🐷🐷🐑🐑🐪🐪🦓🦓
@sifisosiyabonga4434
@sifisosiyabonga4434 6 ай бұрын
ዓሻሹ ምሁራትን መራሕትንጛዜጠኛታትን ዘይበትከላ ክልል ትግራይ ።ዘሕዝን።
@amanueltesfamichael1782
@amanueltesfamichael1782 6 ай бұрын
ትግራይ ጸገማ እስትራተጂክ መሪሕነት እዩ ዘይብላ እቲ ዘገርም ክሳብ ሕጂ ገለ ምሁራት ተጋሩ ዝኾነ ንኹሉ ጸገም( Externalize) ናብ ካልእ ምሽካም እምበር ብሓቂ ርእሰ ገምጋም ጌሮም ጌጋታቶም ከዐርዩ ይጽገሙ እዩም፡፡ ትግራይ መጀመርያ ምስ ገዛእ ርእሶም እዮም ክዕረቁ ዘለዎም ፡፡ መበገሲ ናይዚ ከሉ ሽግር እንታይ እዩ እታ ጌጋታት ጌርና ኢሎም ገዛእ ርእሶም ፈቲሾም admit ክገብሩ ኣይትሪኦምን ኢኻ ፡፡
@tsgabugebremaria3829
@tsgabugebremaria3829 6 ай бұрын
መኒኻ?? ካብ ጎዳጉዲ ዒራዒሮ ጀመር? ኣቦታትካ ካብ ኮንቴይነር ኣውፅእ መጀመር??
@Eagle82asmara
@Eagle82asmara 6 ай бұрын
ሰላም ለኩለኩሙ ዘ ብሄረ ግእዝ ! ግእዛዊ ሰላምታ ብምቅዳም ህግደፍን ወያነን ከዳዓት'ዮም ትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ'ካኣ ደንቆሮ 'እዩ :: ሰላም ንምድረ ግእዝ ! እግዚኣብሄር ንኣግ'ኣዝያን ይባርኽ !!!
@Maggeedits
@Maggeedits 6 ай бұрын
ፅቡቅ ፃንሒት ኔሩኹም ከምዝተፀበኹዎ እዬ የቀንየልና መዲን ዳዊትን ❤❤❤❤❤❤
@asefaw4345
@asefaw4345 6 ай бұрын
Amayzing interview thank you Dawit & Medhin.
@wegih9725
@wegih9725 6 ай бұрын
ተጋሩ ዓቢ ጸገምኩም ን ኤርትራ ብ ባዓል በየነ ዉፉይ፡ ኪሮስ ብዝሃብኹም ሓበሬታ ኣብ ርእስኹም ኮፍ ኣቢልኩም ን ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ ትሓልሙ። በቃ ኤርትራዊ ካኣ ን ኤርትራ ከም ብሌን ዓይኑ ከምዝከላኸላ ኣይትፈልጡን ኢኹም።
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 6 ай бұрын
ፍቲኻ ጸሊካ እዚ ዓባይ ትግራይ ኽኸውን ዩ ናይ ጌዘ ሕቶ ዩ እንበር
@mihretarkebe9285
@mihretarkebe9285 6 ай бұрын
እሞ ትግራይ ቆሪምምኩም ድኩም ክትቀስኑ ትሓስቡ ዓዓድን ንሕዝ እንበር እንታይ ኣምፆኦ ትግራይ ምጉሕጋሕ ብስርቅን ብሪኦን ኢድኩም ጥራይ ኣክቡልና ዘየቅስን ኣይትስርሑ ጊዜ ዘይብሉ ሰብ የለን😢
@YostinaHab
@YostinaHab 6 ай бұрын
1998 ab tqa dob znebera ketematat entay aynet gf'i tefeximu nebotatki hteti. Neten qedamot ketematat euka arkibkum dlaykum entegeberkum kab'en qexilen znebera ketematat gn hzben sala mengstna hadimu ab whus bota nametn fereqan ab tienda bfafan finon kdawntnan gelienan k'ilu ab mengo hzbna amamiequ haqiufna eyu kulu ms zehale temelisna sala jigna serawitna nbretna keytetenkefe gezana b'exwu xenihuna nayten qedamot zatekumen ketematat sen'afe Brent gn dhan hxanat knsna ab r'esna tesenidu abiyu aelil gf'i ayneberen n'akum kem'u aynmnen mengsti qim qaxiru temeliskum n'ametn gelen zetf'alna genzebun eklun tera'eywo ykewn hji gn ezi hzbi meharwo tarik htetu nebotatkum nsatom eyom nay sh'uu sebat ​@@mihretarkebe9285
@ddselam
@ddselam 6 ай бұрын
ሰላም ናዓኩም ይኩን መድህን ከማኡውን ዳዊት፡ኣዝዩ ቡዙሕ ነጥብታት ኣልዒልኩ ተዛሪብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ፡ኣነ ካም ሓደ ኣብደገ ድነብር ኤሪትራዊ ሰላም ክወርደልና እግዛኣብሔር ይሓግዘና ኣብዚ ከባቢና ኤሪትራ ትግራይ ኢትዮጵያ ካብ (1998- 2021) ኣዝዮም ቡዙሓት ኣቦታት፡ ኣዴታት ኣሕዋት ፡ኣሓት ።እታ መተካእታ ደይብላ ሂወቶም ኣካሎም ከፊሎም።እቲ መሬት ጎቦ ኣታክልቲ ኩሉ ኣባኡ ኣሎ።እቲ ደየለ ግን ህዝቢ እዩ።መሬት ናብ ደከዶ የብሉን።እቲ ደመውትን ሓሳረ መከራ ድረክብን ድስደድ ደሎ ናይዚ ከባቢ ህዝቡ እዩ። እግዛብሔር ሰላም የውርደልና።
@hallonamaste9314
@hallonamaste9314 6 ай бұрын
Tigray leaders never learns from the past. Thats the reason why tigray is suffer heavily every 10-20 years. Tigray must reflect the Actions of theire tplf leaders. Tplf leaders are playing Poker with the people of tigray. 1 Million dead for a Poker game to came back in Power in addis abeba. Shame on you tplf.
@atchessman4825
@atchessman4825 6 ай бұрын
Eritrea hgdef GTFO. This is not for you.
@tadesegheb1041
@tadesegheb1041 6 ай бұрын
ናይ ኣልጀርስ. ጸገም የብሉን ክሽከል . ኣብ ካርታ. ተሳኢሉ እዮ ንሰላም ጥራይ ድሌት ይሃልኹም
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 6 ай бұрын
ተጋሩ ከመይ ጌርኩም ትርስዕዎ ኣብ ኤሪትራ ዝገበርኩሞ በደል ፡ፈዳይ ሕነ ወሊዳ ኤሪትራ ድማ ክንብል ኣቢላትኩም
@SSa-q5w
@SSa-q5w 6 ай бұрын
😂😂
@ShalomShalom-d4e
@ShalomShalom-d4e 6 ай бұрын
ከበደላችሁም ህዉሀት ሊሆን ይችላል እንጂ የትግራይ ህዝብ ምን አደረገ
@yonastamrat5417
@yonastamrat5417 5 ай бұрын
ክቡር ሓውና ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ካብ ትንታነኻ ብሱል ጋዜጠኛ ገለ እዋን ልዕሊ መራሕቲ አግፊሑ ሪኡ ልዕሊ ናይ ዓዲ መራሕቲ ፍታሕን ትንተናን ዘቅርብ ምህላው ደጊምካ ክንርኢ ዝገበርካ ብሓቂ ብቁዕ ጋዜጠኛ ኢኻ።ብምዃኑ ንዝተማለአ አብትንተና ዝተደረኸ አስተምህሮዃ ብጣዕሚ ነመስግን።
@meharigebre2366
@meharigebre2366 6 ай бұрын
Medhin mis hizbi eritrea zeleki xilie waga kekfleki eyu. Nab edaga selus kitmilesi deliki aleki
@lmbm1498
@lmbm1498 6 ай бұрын
ትግራዎት ሐሶት ንምዝራብ confidence አለዎም ካብ ህዝቢ ዓለም ይፍለዩ ኢዮም።
@onelove4923
@onelove4923 6 ай бұрын
እተን ሰመያዊ ጋንቲ ረሲዕካየን 27 ሚሳይል ናይደብረጼን ገተቸዉ ክድሚ ኪናት ከዘክረካ 90 ሽሕ ክትሰጉግ ንብረት ክትዘርፍ መቃብር ክትፍሕር ሴሜን ብድቅሱ ክትሃርም ብርሰት መንእሰይ ስምምዕ ኣልጅርስ ዝተፈጸም ኢዩ ንምንታይ ሕጂ ኣድልዩ UN ከኣ ዘይ ሕጋዊ ስራሕ ስለ ዝተታሓዙ ኣብ 72 ሰዓት ክወጹ ተገይሩ 40 ዓመት ዝክሮ ብሰንኩም ሓሳዳት ዝኮኑ ክልል ንስኩም ሕጽር ዝበለ ቶሮሪስት ኢኩም ለዝቢያን ዘይተውደአት ጋል ዝኮኑ ህዝቢ ።
@zayedzayed9259
@zayedzayed9259 6 ай бұрын
ደብሪፅ ይውረድ ዕረፍቲ ይዋሃቦ
@meharigebre2366
@meharigebre2366 6 ай бұрын
Hizibi eritra mis kemaka aynet seb senay gurbtna ayedln
@rahwag.6888
@rahwag.6888 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ እቲ ዝበልካዮ ጌቾ እንታይ ኮይኑ እዩ ኣፉ ተለጊሙ ንሱ ኩሉ ነገር ክትግበር ከምዘይደሊ ገይሩ አብይ ክዛረብ ጌቾ ሱቅ ኢሉ እሰምእ ኣብ ዓለም ዘሎ ተኸታታሊ ድማ ጌቾ ምስ አብይ ከምዝሰርሕ እዩ ዘምስል ነጺሩ ክነግረና ኣይደልይን መሊሲ ምሓብ አለዎ ጌታቸው
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 6 ай бұрын
The main problem is EPRDF/TPLF are Ethiopianists, still has no clear goals and vision for Tigray which is impacting to our collective fighting as a society of Tigray.
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 6 ай бұрын
You want them to be racists or ethnicsists? The whole of Africa will fragment and collapse by that cheap principle! Even tigray will be no more by that principle🤷
@mihretarkebe9285
@mihretarkebe9285 6 ай бұрын
ዴቭ ጅግና ኢካ ብሓቂ ምስ ብልፅቲ ጋዜጠኛ
@asmarakeren9333
@asmarakeren9333 6 ай бұрын
ማንም መተካእታ ህዝቢ ክከውን ኣይክእልን ስለ ባዕልና ዘይፈታሕናዮ እንዲና ቤትፍርዲ ኬድና ፍርዲ ውን ንብዓት ብሉጻት ደቀን ዝከፈላ ኣይሕብስን ግን እዚ ንብዓት ይኣክል ክንብል መታን ኣብክልተ ጫፋት ኬንካ ዘይኮነ ፍርዲ ተቀቢልካ እቲ ዝተመቅለ መስሕብ ቱሪስት ፍርቁ ብናቅፋ ፍርቁ ብብር ዝክፈሎ ቤትመግቢ ድዩ ሆቴል ሰሪሕካ ህዝቢ ከምድላዩ ዝንቀሳቀሰሉ ዝናገደሉ ጥዕይ ምዕቡል ፖለቲካ ኣብክንዲ ምስራሕ ሕጂ ውን ጌና ኣብቲ ኣብውግእ ዘእተወና ነውራም ክንበር ኣይኮነን ህዝቢ ሰላሙ ዩ ዝደሊ ዘሎ እምበር ዶብ ብፍርዲ ተከሊሉ ማለት መንደቅ ጽልኢ ንምህናጽ ኣይኮነን enough is enough እዚ ህግደፍ ህግደፍ ዝበሃል ፖለቲካ ብዝሕ ንህዝቢ ዝጠቅም ኣይኮነን መለስ ኣብ 2000 ዓምፈ ተሓቲቱ ዝሃቦ መልሲ ብዛዕባ ኖርማላይዜሽን መንግስቲ ኤርትራ ብሕጂ 2 ዓመት ስለዘይጸንሕ ምስቲ ድሕሪኡ ዝመጽእ መንግስቲ ክንርእዮ ኢና ኢሉ ዕጽዋ ኣይሰላም ኣይ ኩናት ዝፈጠረ ባዕሉ መለስ ዶ ኣይኮነን 24 ዓመት ህዝቢ ብመንደቅ ኩናት ተማዛቢሉ ፖለቲካ እንጀራ ኣይኮኖን ኢዩ እሞ ኣይተመሃርናን ዲና ጌና ዝሓሸ ዝበለጸ ንህዝቢ ዝኮውን ፖለቲካ መኣስ ዩ ክስራሕ ምትእምማን ተቃሲላ ሰራዊት ኢትዮጵያ ባረንቱ ኣይብጽሐን ድዩ ሻዕብያ ስጋብ ዓድዋ በጺሑ ናትናዩ ዓድዋ ግን ኣይበለኩምን ሕጂ እዚ ቁሩቅስ ገዲፍና ህዝቢ ዝድብስን ዘተሓቃቅፍን ስራሕ ንስራሕ መድያ ሒዝኩም ህዝቢ ኣብምቅርራብ ካብ ምስራሕ ጽልኢ ምጽሕታር ይትረፍ ሰብ ይኣኽሎ ሰላም ሰላም ሰላም ነዴታት
@Useramcreusmisale4myenemy
@Useramcreusmisale4myenemy 6 ай бұрын
​@esayasdandesaiga95829:05
@michaelseghid8489
@michaelseghid8489 6 ай бұрын
​@@asmeromembaye419mppl
@wedebgebrezgabiher7402
@wedebgebrezgabiher7402 6 ай бұрын
Wel said...excellent text...
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 6 ай бұрын
❤❤❤
@hadishberhe5473
@hadishberhe5473 6 ай бұрын
ዳዊት ምስ ብራኸ ሸው ዝነበረካ ጻኒሒት አዝዩ ጽቢቅ ነሩ ኩሉ ድሌታት ህዝቢ ትግራይ ዝስምዖ ስሚዒት መሊሰካ ኢኻ
@አምቼውከኤርትራ
@አምቼውከኤርትራ 6 ай бұрын
በአልጀርስ ያለቀ ፍርድ ይተግበር ሰላም የምትፈልጉ ከሆነ ::
@bbg8739
@bbg8739 6 ай бұрын
We don't want you
@abrehaleyal
@abrehaleyal 6 ай бұрын
የአልጀርስ ስምምነት የድንበር ማካለል እስከሚደረግ 25 ኪሎ ሜትር የኤርትራ ግዛት ውስጥ የሰላም አስከባሪ እንዲሰፍር ይደነግጋል። ሻዕቢያ ሰላም አስከባሪው ተልእኮውን ሳይጨርስ ለቆ እንዲወጣ አድርጋለች። የአልጀርስ ስምምነት ጠባጫሪነትን ማቆም የሚል አንቀጽ አለው። ኤርትራ ትግራይን በመውረር ትግራይ ውስጥ ንጹሃን ላይ Genocide ፈጽማለች። የካሳ ኮሚሽን ኤርትራ ወራሪ በመሆኗ ካሳ እንድትከፍል ወስኗል። ኤርትራ ግን ቀድጋሚ ትግራይን በመውረር የንብረት ማውደምና ዘረፋ ፈጽማለች። ኤርትራ ራሷ የአልጀርስ ስምምነትን በማፍረስ በተደጋጋሚ ወንጀል ፈጽማለቾ።
@asmera998
@asmera998 6 ай бұрын
@@abrehaleyalሰላም አስከባሪ ተብየው ከኤርትራ የተባረረው ወንጀል ስለሰራ ነው ሴቶችን ሲደፍር በህገወጥ ሰዎች በድንበር ሲያሻግር ስለነበረ ነው የተባረረው ይሄም በማስረጃ ነው ስለዚ የኤርትራ መንግስት ማባረሩ ትክክል ነበር ራሳቹን አታታላሉ የአልጀርስ መፈፀም ግድ ነው ቤት ለሁለት ተሰነጠቀ ተከፈለ ምናምን we don’t care ኤርትራ መሬት የኤርትራ ነው የትግራይ ደግሞ የትግራይ ነው በፍርድ ቤት አልቆዋል ሸንኮለልል አይትበሉ ተጋሩ ሰላም ሀቡና ::
@BahreNeGash
@BahreNeGash 6 ай бұрын
Did you forget that your TPLF was carpet bombing Eritrean cities, firing missiles from Tigray soil? Therefore, Tigray is just harvesting what the TPLF has been sowing, waging 50 years ethnic war against the Eritrean & Ethiopian people. As for Algiers final & binding peace treaty, the UN established EEBC border decisions has been virtually delineated & demarcated the Ethiopian & Eritrean borders. Face it, the game is over.
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 6 ай бұрын
​@@abrehaleyalናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ተተግቢሩ ጽቡቕ፡ ኣይተተግበረን ከኣ ንኤርትራ ዝጐድእ ኣይኰነን። ኤርትራ ብይን ዘሄግ እዩ ዘገድሳ።
@hailemichaelghebre1218
@hailemichaelghebre1218 6 ай бұрын
አነ ኤረትራዊ እየ ኢዚ ወዲ ናይ በሐቂ ንፉዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኸማካ ይብዙሑ ታ ጋዜጠኛ ካአ ብጣዓሚ ንፍዕቲ ሰላሙ ይልአኸልና እግዚአብሔር
@hailemichaelghebre1218
@hailemichaelghebre1218 6 ай бұрын
ኺዳኑ ላሐሲ ባርያ አነ አለኩ
@michalemichale5880
@michalemichale5880 6 ай бұрын
I don’t know what this guy is talking about?
@solomonhiwot9413
@solomonhiwot9413 5 ай бұрын
❤ ዳዊት የቀንየልና
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 6 ай бұрын
ጋዜጠኛ ዳዊት ካብ ኣፍልጦ ድዩ ካብ ዘአይምፍላጥ " ሻዕብያ ናብ ውሽጢ ትግራይ ወሪሩ ስለዝኣተወ እቲ ውዕል ኣልጀርስ ፈሪሱ'ዩ ። " ኢሉ ሻዕብያ ብኣፍልጦ ወይ ከኣ ዕድመ ኣቢይ እዩ ኣትዩ ። ካልእ " እቲ ውዕል ኣልጀርስ ሽኻል ስለዘይተተኸሎ ብከመይ እዩ እቲ ቦታ ዝፍለጥ ? " ዝበልካዮ ሎሚ ተክኖሎጅይ ስለዝዓበየ ብማንዛ ( GPS ) ክፍለጥ ይከኣል'ዩ ። ሃገራት ኤውሮጳ ዶባተን ብሽኻል ኣይተኸለለን ግን ዲባተብ ብግቡእ ይፈልጣ እየን ።
@YostinaHab
@YostinaHab 6 ай бұрын
Wae entay aby k'edmo dea n'a eba missile sedidom ember adimomo. Aby ayn'edmn kbl kelo baelom kem zedmwo sle zteamamene eyu. Hji weriratna kblu ygerm xewie'oma mexyatom
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 6 ай бұрын
Very good interesting show
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 6 ай бұрын
ባድመ ዶ ፡ ኢሮብ ዶ ፡ ጾረና ዶ ፡ ዛላንበሳ ዶ ፡ ወ ዘ ተ ዘይኮነ ፡ ውዕል አልጀርስ ይተግበር /ይፈጸም / ኢዩ ፡ መርገጺ ኤርትራ ፡ እዚ ድማ ካብ ጸሓይ ዝደመቀ ቡሩህ ኢዩ ።
@danielgezait
@danielgezait 6 ай бұрын
ሃገር ብዘይ ምሁራት ድፍረት ብምሁራት ስቅታ ትፈርስ። Luck of knowledge
@drufo4love813
@drufo4love813 6 ай бұрын
Xibuk negeru tegaru nay Mihisaw Limdi atrikum alekum,, ,, Eti Barentu kitatwu kolekum ke
@aziebtesfahuney9071
@aziebtesfahuney9071 6 ай бұрын
Nemesgen Dawiet Kebed & Brake show
@MMM-1331
@MMM-1331 6 ай бұрын
Dawit, you seem to minimize the crimes committed by invading tplf soldiers in the 1998 war... leave alone pillaging and stealing millions of dollars worth of properties. They even destroyed maryters cemetery! All sides need to accept the wrongdoings and forgive one another and stop the vicious cycle regardless of the scale of crimes committed on either side....think of future generations!
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 6 ай бұрын
😏medhin nhiezbki adhieni bhaki colgeze haki meged amlkiena yigzeica ieyu msgrbtica selam mkesb alowo🇪🇹🕊🤝❤️🇪🇷🕊🤝❤️
@biniamsolomon45
@biniamsolomon45 6 ай бұрын
Kkkkkk kemzi aynet hasawi seb agatimekum yifelet do deki eri jeganu.ezi kea fuluy hasawi mexiena.anta ezom tegaru hesot kemeharu eyom gizeom zehlefu.
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 ай бұрын
Course yiwesdu eyom nay hasot
@biniamsolomon45
@biniamsolomon45 6 ай бұрын
@@alganeshkelati9124 yegerm eyu nay eziom neger.hesot ke kem hemam yiwerares diyu gualey gerimena alo.
@Kuluhalafieyu
@Kuluhalafieyu 6 ай бұрын
ዳዊት ማለት በሳል ኣፍልጦ ብዘለዎ መንገዲ ዝትንትን ሰብ እዩ ክብሪ ድማ ይግበኦ....!!!
@yosofewoldeyes1047
@yosofewoldeyes1047 6 ай бұрын
27 አመት የት ነበራቹ። ሰለ አልጀርስ አሁን ምታወራውት
@Tree339
@Tree339 6 ай бұрын
Thanks and very good analysis , Melgomhamo
@wedzixc
@wedzixc 6 ай бұрын
KKKKKK Algers ketegbr koyu shabiya aduwa ,adigrat metsika ,hgi win kalay gzie hisebela anta dokoro higi win hizbi tigray ab xegem keytetiwiwo shabya miszdeleyo hayli abzideleyo gzie engage kigebr aytsigimon iyu slezi , Niselam tezarebu 1000000 menisey atifikas fokok fokok aytibel bexbax , Hzibitgrayn Hzbi Eritrean gin Bselam zinebrelu Gzie newiH aykonen
@abebegide720
@abebegide720 6 ай бұрын
Selam za hawuna wuol algers aytetasen,tigage aleka. Hijiwun selam ab hzbitat Tigray kone eritrea kulu wuolat kitegber alewo. Eti meles zbelo hasab kubul eyu gn kltian tetekebilenao eyu.zkone wala ni hgdf edel zeymehab eti wuol algers kitegber alewo. Kendey gebenko tefetsimu eyu bitegaru merahti.abzhalefe 20 amet .
@meharikelelom
@meharikelelom 6 ай бұрын
Tnx my sis
@tekleweiniokubamichael2545
@tekleweiniokubamichael2545 6 ай бұрын
Algiers Agreement is virtually demarcated once and for all and is no appealable no matter which house divided by the border lines. It is unfair to sacrify precious lives to safe a house from being divided.
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 6 ай бұрын
When you took the villages of Tigray now you seem to worry About the death of people , You are funny & being a smart ass . The truth of the matter Is before TDF is coming after you shaebia bettyto hand over the villages they took before TDF raises their heavy guns & destroyed shaebia then annexed Eritrea with Tigray or The Country of Agazian.
@tekleweiniokubamichael2545
@tekleweiniokubamichael2545 6 ай бұрын
@@AyalewAlemu-m5y 😂😂 We took what already was ours. EEBC did nothing but confirmed the fact that you were the aggressor. N pleas do think the other way round; I mean what if Eritrea annexed Tigray😂😂😂
@mahmudali7181
@mahmudali7181 6 ай бұрын
Hasawi Weil alerts men di u tehiswo hanti maelti haki aytzarebun
@RigbeSimret
@RigbeSimret 6 ай бұрын
መን ጢሒስዎ ? መዓዝ? ዘርዚርካ ኣረዳኣና
@futsumestifanos1113
@futsumestifanos1113 6 ай бұрын
❤❤❤❤ anbesa anbesa anbesa
@ShalomShalom-d4e
@ShalomShalom-d4e 6 ай бұрын
ህወሀቶች ለሻቢያ ያላቸዉ አመለካከት መደንብ መግለፅ ለህዝባቸዉ ማሳወቅ አለባቸዉ ለትግራይ ህዝብ መከራ ያበዙብን ለሻቢያ ስላላቸዉ ፍቅር ይመስኛል የትግራይ ህዝብ ጠላት ሻቢያ ነዉ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 6 ай бұрын
ፋንድያ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 6 ай бұрын
ፋንድያ
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 6 ай бұрын
Wey guuud!!! Never ending Story iko koynuma.