ኣብ ህሉው ኩነታት ዛዕባ ኤርትራን ትግራይን ዘተኮረ ዛዕባ ምስ ደሳለ ቱካቦ

  Рет қаралды 40,727

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 194
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 жыл бұрын
ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ👇 Let’s support TEFETAWI TALKSHOW 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow
@kiflommahari1033
@kiflommahari1033 2 жыл бұрын
ከመይ ንስካስ ኣምላክ ኣብ ኩሉ ሂወትካ ሰላም ይሃብካ ስለቲ ሓቀኛ ምስክር ቃላትካ !!!
@hagosminia6431
@hagosminia6431 2 жыл бұрын
Amen ♥️
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ንደሳለ እቲ ዝብሎን ዝገብሮን ብርድኢት ስለዝገብሮ እቲ ተነጽሎታት ከሰንፎ ኣይክእልን እዩ። ክምክቶም ብቕዓት ኣለዎ ዝብል እምነት ኣሎኒ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 жыл бұрын
ደሳለ ዓቢ ሰብ በሊሕ ❤️⭐️❤️⭐️🌹
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
መጀመርያ ሰላም ሰልጠን ምስ ኩቡር ጋሻኻ እዋይ ዛንታ እንተሰማዕካስ ንእዝንኻ ዝኹርኩሕ ሕልናኻ ዘፍርስ። ናይ ዝተሰውኡ ተጋደልቲ ዕዳ እንተዘይ ከፊልኩምሲ ክትርሸኑ ኢኹም ዝብል ስርዓት፡ እዚኣቶም እግዚኣቢሔር መዓት እዩ ኣውሪዲላ ነዛ ሃገር። ናይ ሰብ ሕልና ናይ ሰብ ሞራል ናይ ሰብ ኣተሓሳስባን ድንጋጸን ዘይብሎም ኣራዊት እዮም። ሕጂ ድማ ደቅኹም እንተዘይ ኣምጺእኩም ኣብ ገዛኹም ኣይትሓድሩን ኢኹም ተባሂሎም ስድራ ቤታት ገዛውንቶም ብሊኬቶ ይዕጾ ኣብ ጸሓይን ኣብ ቁርን ይድርብዮም ኣሎ ። ሕሰቡ እሞ፡ ደርጊ ባዕዳዊ ጸላኢ ንብሎ ኔርና ፡ግን እዚኦም እዮም ባዕዳውያን ፍልሖ ሃገር ኣብ ውሽጥና ዝዓበዩ። ብዝኾነ ደሳለ እንቋዕ ካብ ናቶም ናይ ጥፍኣት ባሕሪ ብሂወትካ ወጻእካ ኣጆኻ ጀግና ኢኻ ትበልዖ እንጀራ ኣሎካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏
@fsahafsaha2151
@fsahafsaha2151 2 жыл бұрын
ፍቅሪ ስኒት ሕዉነት ሰላም መወዳድርቲ የብላን እሞ ፍቅሪ ትብሉ ፍቅሪ ትሰብኹ ሰላምኹም ይብዛሕ❤
@tg7368
@tg7368 2 жыл бұрын
ካብቶም ውሑዳት ሐማሴናውያን ጅግና ደሳለ ትኳቦ : ብዙሐት ግን ሀላያት ኡዮም : ሐቂ ንዛረብ : ተቃለስቲ 80\ ካብ 100/ ደቂ አከለጉዛይ ኢዮም ። ሰራየን ካልኦትን እ\ር የድሕኖም ።
@AmanuelEyasuTekle
@AmanuelEyasuTekle 7 ай бұрын
ኻብቶም። ቀንዲ 5000። ዶለር።እንዳተኸፊለ ብላንድ። ክሮዘር። መእሰያት። ናብ። ሱዳን። ዝጋረተ። ጀነራል። ውጩ። ኢዩ
@akberethagos8363
@akberethagos8363 2 жыл бұрын
ትካቦ ከም ስምካ ንህዝቢ ኤርትራ ዝተተኾብካ ኢኻሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብናብራኻ ድማ ብዛሕን ሰስንን እብለካ። ኩሉ ግዜ ተቅርቦ ካብ ጭቡጥ ዝብገስ ሓሳባትን ሪኢቶን ኢኻ ትህብ። ሰልጠነ ድማ ንኸምዚኦም ምቅራብካ ድማ ነመስግነካ።
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 2 жыл бұрын
ደሰለ በልሕን ንፎዑን መንእስየ መርኣያ እዩ ናይ መንእሰያት
@markusmarkus6111
@markusmarkus6111 2 жыл бұрын
ala desale zrbu mryet zywdik kkkkkk wishma edu
@siemiseyas7371
@siemiseyas7371 2 жыл бұрын
ንኾርዐሉ ወኪል ወዲ ሓማ
@fthi3585
@fthi3585 2 жыл бұрын
ብሐቂ ክትስምዖ እዪ ዘስገድግድ ተግባር ናይ ዚ ሽፍታ ስርዓት ዓዋሉ ሽፍቱ
@fsahafsaha2151
@fsahafsaha2151 2 жыл бұрын
እዋይ ኤርትራ ናይ ኽንደይ ወለዶ ያ ኣፀልሚታ😭
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 2 жыл бұрын
ዋው ኩሉ ተጋዳላይ ጀብሃን ሻዕብያን ከይ ጠፈኤ ኤረትራ አይሓልፈላን ዩ
@sabayosief20
@sabayosief20 2 жыл бұрын
Desale hewey Amlak admen tana yhabka Amlak 💯💯👌
@ftrue7898
@ftrue7898 2 жыл бұрын
ናይ ብሐቒ በሊሕ ሰብ የቐንየልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@amanuelabrehe8023
@amanuelabrehe8023 2 жыл бұрын
ሰላም ሰልጠነ በጃካ እባ ሐንቲማዓልቲ ዒድል ሀበኒ ንክዛረብ ? 🌷🌷🌷💪💪💪
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ልክዕ እቲ ኣብ ኣኮሎጉዛይን ሰራየን ክካየድ ዝጸንሐ ግፍዕታት ኣብ ሓማሴን ድማ ሕጂ ደቅኹም እንተዘይ ኣምጺእኩም ኣብ ገዛኹም ኣይትሓድሩን ኡኹም እንዳበሉ ነቶም ስድራቤታት ገዛውቶም ብሊኮቶ ዓጽዮም ደገ ኣውጺኦም ንጽሓይን ቁርን ጥሜትን የቃልዕዎ ኣለው። ሰልጠነ እዚ ህዝቢ ዛህሩ ጠፊኡዎ ኣላይ ዘብሉ ኣብ ውርደትን ሓሳረ መከራን እዩ ዝነብር ዘሎ።
@hailefessahaie6195
@hailefessahaie6195 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እቶም ደቂ ሓማሰን ዝኾና ክም ኩሉ ሰብ ተዓሸና ኢና ትግራይ ጽልኡ ተባሂልና ኢና ትግራይ እውን ጸሊእና እቶም እነመዛዝን ግን ካብዚ ሓራ ወጺእና ኢና::እቲ ዝገርመኒ እናቀጥቀጠካ ካብቲ ትፈትዎ ሰሜናዊ ባሕሪ ከይ ትጥቀመሉ ዘጥመየካ ዝጎሓፈካ ፍኒሕኒሕ እንተበልካ ናኹራ ዝኣስረክ እንታይ እዩ ጉዱ ተማራሚርካ እውን ክትበጽሖ እይትኽእልን ኢኻ ምሕረት የውርደሎም ጥራሕ ኢኻ ትብል::
@akberethagos8363
@akberethagos8363 2 жыл бұрын
ስም አቦኻ አቀዲመዮ ይቅረታ ደሳለ ሓወይ ስምካ ድማ ደስ ዝብል እዩሞ ደስ ይበልካ።
@berheberhe4807
@berheberhe4807 2 жыл бұрын
Welcome seltne and wedi tekabo ❤💛💝💝💚👍
@alexanderalexander3795
@alexanderalexander3795 2 жыл бұрын
ደሱ እንቃዕ ዳሓን መጻካ ሓቀኛን ተባዕን ተቃላሳይ ኢካ ከማካ ይብዙሑልና ኣጆካ ቀጽለሉ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ኣንሕና መንእሰያት ኢና ነዚ ን30 ዓመት ድዘርእዎ ጽልእን ብድዓን ከነፍርሶ ንክእል ኣጆኩም ኣጆና ኣብዚ ሕጂ ዘሎ ሽግር ናይ ህዝቢ ትግራይ ካኣ ኣብጎኒ ህዝቢ ትግራይ ኮይና ክንቃለስ ኣለና ደሱ ንፈትወካ ኢና ኣጆካ ብዚያዳ ቀጽሎ
@hailefessahaie6195
@hailefessahaie6195 2 жыл бұрын
ብዛዕባ ዝጻረፉ ብዙሕ ኣይትጨነቁ እቲ ዓወት ምስ ተረኽበ ክሓቁ እዮም::
@ugbaldetkidane5118
@ugbaldetkidane5118 2 жыл бұрын
Desale Tikabo ብሓቂ ተባዕ ሰብ ብርኪኻ ይጽናዕ ክንራኸብ ተስፋ አሎኒ ተቀማጣይ ዓዲ እንግሊዝ ኢየ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 жыл бұрын
ንምኳኑ እዞም ጀነራላት ኢሳያስ ትርጉም ናይ ጀነራልነት ይፈልጥዎ ድዮም????
@msgnazeru3431
@msgnazeru3431 2 жыл бұрын
ደሳለ ጅግና
@eseyamnuel
@eseyamnuel 2 жыл бұрын
ደሱ ሓቀኛ ሰብ ጥዑም ዘረባኡ።
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 2 жыл бұрын
ደሳለ ተባእ መንእሰይ እድመን ትእናን ይሃብካ ፈጣሪ
@ህግደፍጸረተፈጥሮ
@ህግደፍጸረተፈጥሮ 2 жыл бұрын
ደሳለ ኣቦ ሓቂ በሊሕ መንአሰይ
@berhegebrengus563
@berhegebrengus563 2 жыл бұрын
ደሳለ ተባዕ ሓቀኞ ቅጽሎ
@genettedla4209
@genettedla4209 2 жыл бұрын
Thank you guys I love the program good on you 👌 ❤️ 👏 😘
@germaygebreselasie5173
@germaygebreselasie5173 2 жыл бұрын
ትክክል ዘረባ ደሰለ
@HiwetErikitchen
@HiwetErikitchen 2 жыл бұрын
ደሱ ጽኑዕ ብዓል መትከል ኣጆኻ ጥራይ እዚ ኩሉ ከርተትካ ንሰናይካ ኢዩ።
@williamgeorge5737
@williamgeorge5737 2 жыл бұрын
Dear Desale, you are speaking the reality, you are brave and intelligent. Well-done Desale!.
@tommygebar1930
@tommygebar1930 2 жыл бұрын
Desu our hero and brave activist.long live to u bro.seltene please invite him at least in two weeks.
@misginaabraha1208
@misginaabraha1208 2 жыл бұрын
ስላም ሰልጠነ ምስቲ ኩቡሩ ጋሻኻ ኣቦ ሓቂ ጅግና ተቃላሰይ ደሳለ ቱካቦ ናይ ደሳለ ዘረባ ሓቂ ከምዘላት ያ ኣይውስከላ ኣይንከላ ዋላ ቡዙሑ ተነጽሎ ካብ ደቂ ዓዱ እንተገጦሞ ካብ መትኩሉ ነቕ ዘይብል ሰብ ዩ ሰለዚ ደሳለ ኣጆካ ቀጽሎ ይብለኻ እዚ ሽፍታ ስርዓት ማዓልቱ ቀርባ ያ ትመስል ሓደ ማዓልቲ ኣብ ኣስመራ ምስ ናይ ተፈታዊ ሸው መደብ ነዚ ክትደግሞ ተስፋ ንገብር ስላም ምዓልቲ።
@ahmedidris890
@ahmedidris890 2 жыл бұрын
Thanks Seltene haway kemuween Nijegna kibur Haway Desale bimekrabka Nefsiwekef mexhaf Nay Tarik hiewetu kixehif kemzikel yerideani
@ranirani3899
@ranirani3899 2 жыл бұрын
ደሳለ ሽኮር ክክክክክክ ቡስጣ መመላለሲ ዝነበረስ መቃልስቲ ክመርፀለይ ሃሃሃሃ እዋይ ሐንጎል አምላኽ ይሐልኻ
@elsahagos1792
@elsahagos1792 2 жыл бұрын
ብራቮ ደሱ ዕድመን ጥዕናናን ይሃብካ ❤❤❤
@dawittsegay9012
@dawittsegay9012 2 жыл бұрын
Wedi tkabo jigna ajoka bertie
@terezapaulos2977
@terezapaulos2977 2 жыл бұрын
wow you need to bring him every week
@samieldawit1121
@samieldawit1121 2 жыл бұрын
ንሓቂ ዝስየፍ ክቡር ወዲ ክቡራት ደሳለ ዓቢ ሰብ Big Respekt for you☝️
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
የማነ ተክለገርግሽ ብዘይ ምኽንያት ናይ ጸጥታ ናይ ኢሰያስ ኮይኑ ኣብ ሶማል ይነብር ኔሩ ኢልኩም ዶ ትሓስቡ? ንዓይ ዋና መሳርሒ ናይ ኢሰያስ ኔሩ ወይ ኢሰያስ ኣገልግሎቱ ወዲኡ ክጥፍኦ ሓሲቡሉ ኔሩ ሃዲሙ ክኸውን ኣለዎ ወይ ድማ ኣብ ወጻኢ ኮይኑ ከገልግሎ ሰዲዱዎ ኣሎ። ስለዚ ሕጂ ክገላበጥ ክንርእዮ ዘገርም ኣይኮነን።
@kbromgebremedhin8553
@kbromgebremedhin8553 2 жыл бұрын
ሓውና ደሳለ፡ ንናብራን ንህግደፍ ብማዕረ ዝቃለስ ተባዕ መንእሰይ
@welduzeray3632
@welduzeray3632 2 жыл бұрын
እንቛዕ ድሓን መጻኹም የሕዋት
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Bravo Desu👍 Thanks Tefie for inviting him👏💯💕
@yordanosmeles1506
@yordanosmeles1506 2 жыл бұрын
Yes sir you are absolutely right
@meronhaileab8161
@meronhaileab8161 2 жыл бұрын
Wedi tkabo zeyhlel tekalasay 💞💖💞
@asmeromasgodom5829
@asmeromasgodom5829 2 жыл бұрын
Abza heger Zeytenegre ember zeytegebre yelen
@golbelay394
@golbelay394 2 жыл бұрын
እዞ ወዳ በጥዐም ገወዝ እየ 🐆🐆🐆🐆🐆🐆❤️💛❤️
@terezapaulos2977
@terezapaulos2977 2 жыл бұрын
wow you are so smart and humble. I am proud of you. keep it
@اسماعيلاحمد-ح1ر
@اسماعيلاحمد-ح1ر 2 жыл бұрын
My brother, how are you doing well, hopefully, I hope one day I can see you in a fiber as possible, my brother
@b1r1h15
@b1r1h15 2 жыл бұрын
Desale abo haqi
@yosefmeles6575
@yosefmeles6575 2 жыл бұрын
Congratulations desu amlak msaka u
@temesgnrezene4093
@temesgnrezene4093 2 жыл бұрын
ደሳለ ብሉጽ ሰብ
@andinuguseandi7600
@andinuguseandi7600 2 жыл бұрын
ajoka nikidmit sogum eritrawenet malet kimze iyu 👍👌👍👌💐💐👍👍.
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ሰልጠነ :ጀነረላት ሐማሰን ስለዘለው እዮም :ናይ ደገ ሓማሴን ዝድጉፉ ::
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 жыл бұрын
3 ወራርርርርር ተጋሩ ብትግሪኛ ኣጆኩም ኣሕዋት ኢና ምስ ህዝቢ ባእሲ የብልናን ምስ በሉና ተረድአና ከባቢታት አሎና ስልጡንንንን
@asmeromabraha4076
@asmeromabraha4076 2 жыл бұрын
ኣነ ኽኣ ናይ ደሳለ ኣድናቂ እየ ኣጆኻ በርትዕ ጅግና
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 2 жыл бұрын
Bravo Desu & Seltene. Excellent job
@titisebhatu776
@titisebhatu776 2 жыл бұрын
DeSales kindi shih jegna hakena amlak edmen tienan yehabla
@mussieyosief8488
@mussieyosief8488 2 жыл бұрын
Desu sbay 💪💪💪💪💪💪💪
@tightaraya
@tightaraya 2 жыл бұрын
Thank you ✅️ ✅️ ✅️
@berhetensea451
@berhetensea451 2 жыл бұрын
Excellent discussion with real Eritrean Desale Tukabo, KEM DESELE ZEAMESEL JIGHNA NUKUH ALOWUNA NEBLOM HADE EYU.
@nahomokbay5158
@nahomokbay5158 2 жыл бұрын
Hi seltene kem wedi hamasin teqiwame meten betami kebite eyu.
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 2 жыл бұрын
ተጋዳላይ ኢሰያስ ይአርግ እምበር አይልብምን ትብል ይአምነላ ሞ ካብ ቡሱል ጥረ ውሑዳት ከም ባዓል ረዲእ ማሐሪ አማንኤል ኢያሱን ውሑዳት መሰልቶም ይሪኢ ሞ ይስከፍ ከምትገልጻም ግን ይሰማማዕ
@meharieyob8854
@meharieyob8854 2 жыл бұрын
Bravooioooooooooo desu
@habtitasefaw8039
@habtitasefaw8039 2 жыл бұрын
100% tkkl klu haqi yu Desale hero !!! GBU
@ሓቂአያቃለይ
@ሓቂአያቃለይ 2 жыл бұрын
Desu jegna
@ጓልተዋህዶትግራይ
@ጓልተዋህዶትግራይ 2 жыл бұрын
😍😍😍😍😍
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 жыл бұрын
እስማርት ኢካ ደሱ ዕድመ ይሃብካ
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 2 жыл бұрын
Great show Tefe 👍
@tomtom-qj4fv
@tomtom-qj4fv 2 жыл бұрын
ዝወዲ ቁኑዕ እዩ። ዝለዝኮነ እውን ሻዕብያ ራሕሪሕዋ።
@weredehaile9193
@weredehaile9193 2 жыл бұрын
Desal n jon black bhseb ykrebu interview tblu like
@beletu7041
@beletu7041 2 жыл бұрын
ሰጠነ ናይ ሎሟዓቲ ጋሻኻ በሐቂ ፅቡቅ ገይሩ ነቲ ተግባር ስርዓት ዝገልፅ ሰብ ረኺብካ በዛኻ ደጋጊመካ ጋብዞ ሐንቲ አብነት ካብ ዝገለፆ እቶም ሙርኻት ሐመድ ዝመስሉ እቶም ደቂ ሰላሳን ዕስራታት ደቂ ሰብዐን ስሳን ዕድመ አዮም ዝመስሉ ዝበሎ ጥረ ሐቂ ዩ ።
@MS-to6mv
@MS-to6mv 2 жыл бұрын
Ajoka wedi habobo ab gonuka men eu zi ganyeka nhina kelena aytgedesolom ezom gonayat keberti hlinom ❤️
@reneelie2783
@reneelie2783 2 жыл бұрын
Agima please Hgdef live forever still going strong 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏
@habenhager8658
@habenhager8658 2 жыл бұрын
I like this guy
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 2 жыл бұрын
ጻጨን ዳኣ ጸጊባ እንድያ ጥራይ ንኪድ
@dawitteklzghi5326
@dawitteklzghi5326 2 жыл бұрын
Welcome
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 жыл бұрын
ንስካ ንህግደፍ ዝሃብካዮ ገንዘብካ መዓልኡ ፍላጥ እንበር ,ንሕና ንህዝቢ ትግራይ ዝሓገዝናዮስ መዕልኡ ንፍልጥ ኢና 2 ዕንዝራ (ንህቢ ) ኢኩም
@azzoazzo1036
@azzoazzo1036 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@fevengebreyesus3076
@fevengebreyesus3076 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@saminegassi
@saminegassi 2 жыл бұрын
👌👌👌💪💪💪
@lulasemir4212
@lulasemir4212 2 жыл бұрын
ደሱ ጂግና ፍቃደኛ ተካይንካ ንጋለይ ከመርዕወካ አደ ወሊዳ ትምከን።
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 жыл бұрын
ኒበይኒካ ሃደ ሃንጎል ዘለዎ መነስይ ተፈቲርካ ካብ ሃማሰን አድመን አቴአናን ይሃብካ ደሳለ ኣጀካ ስለ ሃኪ አዩ ዚነቢር
@debrebizen7738
@debrebizen7738 2 жыл бұрын
ደሳለ ብጣዕሚ መስተዉዓሊ❤️
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 Жыл бұрын
Thank you Desale.
@believeyourself1903
@believeyourself1903 2 ай бұрын
DESALE. IS. GREAT. PERSONALLY AND. HANDSOME BOY❤
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 жыл бұрын
ዋው ደሱ ወዱ ሓወቦይ ኣኽርእካኒ ::
@teclitdo7dle3fededembaye22
@teclitdo7dle3fededembaye22 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ሐሳዊ ረሳሕ እስኻ ጽልኢ ሐማሲን እምበር ጽልኢ ይግደፍ የብልካን አውራጃዊ አተሐሳስባ እዩ ዘለካ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 2 жыл бұрын
ክክክክ ዋይ ሻጩ ውሽማ ኢዱ ደሱ ሳሓቅ ቀቲልካና
@godloveseveryone1765
@godloveseveryone1765 2 жыл бұрын
Kndi 100000000 ika hawey natey, bsenki hamasen mukana ab delay fthi tenetselo alona, gna leyti ms mealti bhagerna hamimna alona💔
@abrahamtikue1614
@abrahamtikue1614 2 жыл бұрын
Proud of you dessu!
@tightaraya
@tightaraya 2 жыл бұрын
👏👏👏👏🙏
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ሰብአይ ኢካ ደሳለ ሓውና ሓቕነትካ ካብ ገጽካ ይንበብብብብብብብ So gbu
@fegemgzeru9783
@fegemgzeru9783 2 жыл бұрын
ደሳለ ዓማጺ ህጻናት ከመይ ዝበሉኻ ሕማቕ ኢኻ? እስከ እቲ ፖለቲካስ ካኣሎ ኣይትኽኣሎ ቀጻሊ ክትረአ ኢኻ ኣበይ ከምእትበጽሕ፡ እቲ ቤተ ክርስትያንከ እንታይ ገበረካ ? ቤተ ክርስትያን ከተዕጹ ዲኻ ተዓጢቕካ? ኣበይሞ ክሰልጠ፡ ነታ ንምንባር ዘየኽኣለካ ብሕማቕ ትምኒትካን ብህሎኻን መርገምዩ ኮለል ዘብለካ ዘሎ። ጽሉል ኢኻ ግን። ሰልጠነ ዳኣ መን ከማኻ እናበለ እናነኣደ ከም ኩዕሶ ቀብቂቡ ብዘይኣእምሮኻ ሃተፍ ከምእትብል ክገብረካዩ ገና፥ ኣብ ኣውሮጳ መንበሪ ኣይትረክብ ኣብ ኤርትራ መእተዊ ኣይትረክብ ጽሉል ገበነኛ።
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 2 жыл бұрын
Desla king 🤴 person 🤴 👍 ❤️ Tigrina
@habtesiondaniel8952
@habtesiondaniel8952 2 жыл бұрын
Seltene thank you ne desu zemxklna komu wen selti tesrho kulu
@almazmehari4160
@almazmehari4160 2 жыл бұрын
Desale nei haki seb eyu jigna 👍👏❤️
@muluebrhantekle4559
@muluebrhantekle4559 2 жыл бұрын
he is right jigna desu ❤❤❤
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 28 МЛН
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
INNA SERG
Рет қаралды 2,6 МЛН
小路飞还不知道他把路飞给擦没有了 #路飞#海贼王
00:32
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 69 МЛН
መደብ ምስ መም በየነ ገሄር (ዉፉይ)
2:20:29
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 24 М.
لماذا تحريرها كلها ممكن؟ - بودكاست مع تميم
3:46:56
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 28 МЛН