🛑ኣብ ፍሉይ መንበራ| ዘማሪ ዲያቆን ያሬድ ብርሃነ | Tsion Maryam Axum | Tigrigna Orthodox Tewahdo Mezmur Godolyas 2022

  Đ ĐľŃ‚ қаралды 138,383

Godolias Saint Yared (ጎዶልያስ)

Godolias Saint Yared (ጎዶልያስ)

Күн бұрын

Пікірлер: 1 200
@godoliassaintyared1622
@godoliassaintyared1622 2 жыл бұрын
++ኣብ ፍሉይ መንበራ++ ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ።(2) መንበራ መንበራ...ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ።(2) እምበይትና ማርያም...ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ ድንግል ኣደ ኢየሱስ.... ብኣማላድነትኪ.... ኩሉ ዝኣመነ.... ናብ ገዛኺ መጽዩ... ንዝተማሕጸነ... ኩሉ ረኺቡዎ.... ስምኪ እናመስገነ.... ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ።(2) መንበራ መንበራ...ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ(2) እምበይትና ማርያም..ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ ድንግል ኣደ ጎይታ.... ኣብነት ትሕትና..... ትሙሉእ ህይወታ... ነቲ ጽሙእ ከልቢ..... ብወርቂ ጫማኣ.... ትማይ ኣስተየቶ ..... ድንግለይ ራህሪሃ.... ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምንባራ።(2) እምበይትና ማርያም...ጽዮነይ ኣክሱም ምንባራ ኣደ ናይ ፈጣሪ..... ነመስግነኪ ኢና.... ብዓብዪ ክብሪ.... ናይ ዶኪማስ ጓዳ.... ድንግል ዝፈተሽኪ... ቤትና ፈትሽዮ.... ምስ ፍቁር ወድኺ... ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ መንበራ መንበራ...ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ። እምበይትና ማርያም....ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ ድንግል ኣደ ኢየሱስ......// ብኣማላድነትኪ........// ኩሉ ዝኣመነ........// ናብ ገዛኺ መጽዩ......// ንዝተማሕጸነ............// ኩሉ ረኺብዎ........// ስምኪ እናመስገነ......// ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ(2) ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ(2) ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምንባራ(2)
@መንፀገባጓልተዋህዶ
@መንፀገባጓልተዋህዶ 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጋ ኣምላኽ የብዝሓልኩም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ቤቱ የንብረኹም ክብር መምህርና ወሓወና 💝💝💞😘🕊
@ዩባቤዘተዋህዶ
@ዩባቤዘተዋህዶ 2 жыл бұрын
እሰይይይይይይተመስገን ኣሕዋተይ ክፉኡ ኣይትርአዩ ዕድሜኩም የብዝሓልኩም መድሃኒ ኣለም👏👏👏💐💐💐💐😘😘😘😘😘
@Axumawit844
@Axumawit844 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐና እግዚአብሔር ኣምላኽ ናዘመርኩም ናወደስኩም የንብርኩም ተጋሩዋይ 🙏💛❤🌷🌻💐
@xhvudv4292
@xhvudv4292 2 жыл бұрын
👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤አሜን አሜን አሜን
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ጸግኡ የብዘሐልኻ ዲያቆነይ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
ኣብ ፍሉይ መንበራ እወ ጽዮነይ ኣክሱም ከቢራ እመ ብርሃነይ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
@kaltedke6735
@kaltedke6735 2 жыл бұрын
ይሄን መዝሙር ማነው እንደኔ ቀን ሙሉ እየመለሰ እየመላለስ የመዳምን ቤት ስራ የሚጨርስ በላይክ ያሳውቀኝ
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
❤❤❤
@Ilovegod-v3i
@Ilovegod-v3i 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልል ኣሰይ 💛❤💛🙏🏾🙏🏾🙏🏾ደስ ክብል ዝማረ መልኣኽቲ የስመዕልና ኣሜን ዕድመን ጥናን ይሃብኻ ዝሓወይ ተባረኽ 💛❤💛
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዝኣብሄር ኣምላክና ይባርከልካን ይቀድሰልካን።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብልቢ የመስግን።
@zemedateka1891
@zemedateka1891 2 жыл бұрын
አሰይ ደስ ዝበለት መዝሙር አነስ ከመይ ድዩ ውሽጠይ ሓጎስ ተሰሚዒኒ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ላይክ ግጨይኒ በጃኩም
@usren7
@usren7 2 жыл бұрын
❤💛ማማ ዘመዳዋይ ቆናጭ ኣግንየክን እባ😁😁😁
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
❤❤❤
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
አብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ፪ መንበራ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ፪ ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ዲያቆን ሓወና ጸግኡ የብዘሐልኻ
@xhvudv4292
@xhvudv4292 2 жыл бұрын
💒💒💒😍❤
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ኣሜን ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ናተይ ብሮፋይለይ ኣትክ ሳብክራይብ ግበርን መዓተይ
@ተመስገንኣምላኽይ
@ተመስገንኣምላኽይ 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡን ብርኩቱን ይብዛሓልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዲያቆነይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም ብርክትኩም ይሕርኒ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣስኒ ባሓቂ ኣብ ፉሉይ መንብራ ባሓቂ ኣኩሱም እዩ ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡን ብርኩቱን ይብዛሓልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንኩላኩም ክብራተ ኣሕዋተይ
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@ትግራይመቦቆልስልጣነእያ
@ትግራይመቦቆልስልጣነእያ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ድንግል ኣዶ ጎይታና ወትሩ ምሳኻ ትኹን ክቡር መምህርና በቲ ትዑም ልሳንካ ጥዑም መዝሙር ኣስሚዕካና ፅዮነይ ኣክሱም ምንባራ ዕልልልልል 👏👏👏🙏🙏🙏
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዝኣብሄር ኣምላክና ይባርከልካን ይቀድሰልካን።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብልቢ የመስግን።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
❤❤❤
@mdmoon5304
@mdmoon5304 2 жыл бұрын
ዕልልልልል ኣሜንሜን ኣማን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🌹💛❤️💛❤️💛❤️💛💗🙏
@samiramuhammed3251
@samiramuhammed3251 2 жыл бұрын
አምላክይ ሓደራካ ህዝብና አሜን አሜን አሜን
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ኣብ ናተይ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@አምላኬሆይያንተእንጂየሰው
@አምላኬሆይያንተእንጂየሰው 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ምሕረትጋልበረሀ
@ምሕረትጋልበረሀ 2 жыл бұрын
እሺኒ ውዴ 💛❤️⛪️✝️🙏
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
@@ምሕረትጋልበረሀ እሺ እግዚኣብሄር የክብረለይ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@teklaywediteshsme6031
@teklaywediteshsme6031 2 жыл бұрын
ኣሜን. ኣሜን. ኣሜን
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@fotyen3231
@fotyen3231 2 жыл бұрын
አብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 👏🌷👏🌷👏🌷👏🌷👏🌷👏🌷👏🌷👏 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ጥዑም ዝማሬ ፅዮን ማርያም ዓዲናን ህዝብናን ትሓልወልና🙏💞
@rufta12.
@rufta12. 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልኒ ጋል ሪመይ
@ygjvjch3324
@ygjvjch3324 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላእክቲ የሰመዐልና ድያቆን
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ለዓመታዊ መታሰብያ ክብረ በዓል ዋዜማ ጽዮን ማርያም አክሱም እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች እመቤቴ አሁንሰ ቤትሸን ናፈቀኝ😥
@xhvudv4292
@xhvudv4292 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እንኳን አብሮ አደረሰን እህቴ❤
@rakiirakii1731
@rakiirakii1731 2 жыл бұрын
amen amen amen enkan abero adersan
@rufta12.
@rufta12. 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@muluberhangebremichael9165
@muluberhangebremichael9165 2 жыл бұрын
.
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
❤❤❤
@علعل-ح1ر
@علعل-ح1ر 2 жыл бұрын
እልልልልል እልልልልልል ዝማረ መልኣኽቲ የስምኣልና 🙏🙏🙏
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@musayemane2268
@musayemane2268 2 жыл бұрын
ብሓቂ ፍሉይ መንበራ 💒💙💖💜 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ያሬድ ብርሃነ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ 💜🙏
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 2 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜንንንንንን ብሓቂ ፍሉይ ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀገኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሐር ኣምላክ💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@terhasgermaraym2066
@terhasgermaraym2066 2 жыл бұрын
Amen. Amen. Amen
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
@@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት በረከት ተሳተፍ
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
@@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትክ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@fserfeer2063
@fserfeer2063 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና ክብር ሓውና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናዘመርካ ናወደስካ የንብሪ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና👏👏👏👏👏👏
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዝኣብሄር ኣምላክና ይባርከልካን ይቀድሰልካን።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብልቢ የመስግን።
@ፍኖተረድኤትዩቱብ
@ፍኖተረድኤትዩቱብ 2 жыл бұрын
አብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምንባራ ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ድያቆነይ ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ጥዑም ዝማሬ እመብርሃን ዓድና ትሓልወልና
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ኣሜን እንኮ ኣብቅዓና ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
❤❤❤
@lina.fajji.75
@lina.fajji.75 2 жыл бұрын
አሰይይይይ ብሓቂ እልልልል ዝማሬ መላእት የስመዐልና ክቡር ድያቆን ሓውና ፀግኡ በረከቱ ይብዘሐልካእግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏❤️🌹🌹
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 2 жыл бұрын
ኣብ ፍሉይ መንበራ ፅዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ 👏 ኣደይ ማርያም ህዝብኪ ሓደራ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐና 👏👏👏❤️ ተጋሩ በጃኩም ዘመርትና ነበራረታዓዮም ሼር ላይክ ንግበሮ
@ቅሳነት-ጐ5አ
@ቅሳነት-ጐ5አ 2 жыл бұрын
እልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ልል ዝማረ መላእክቲ የስመዐና ኩቡራተይይይይ😍😍😍😍😍😘😘😘
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን
@መንፀገባጓልተዋህዶ
@መንፀገባጓልተዋህዶ 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጋ ኣምላኽ የብዝሓልኩም ናይ እመ ብርሃን ርህርህቲ ወላዲተ ኣምላኽ ጸሎታን ጸጋ በረኸታን ኣይፈለየና ሰላም ለሃገርና ሰላም ንህዝቢና ይሃበና መድኃኔ ዓለም ኢየሱስ ክርሰቶሰ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላዓለም ትንብር አሜን 💝💞💞💞💞💞💞💞
@frefreteka708
@frefreteka708 2 жыл бұрын
እልልልልልልል ዘማሬ መልእክት የስመዐልና🙏🙏🙏💘💘💘💘
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@dgu3609
@dgu3609 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላአክት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡን በረኸትን የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ድያቆነይ
@ውዕሎቱዘክርነብሰይ
@ውዕሎቱዘክርነብሰይ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ድያቆን ሓውና ፀጋ በረከቱ ያብዘሐልክም ንሃገርና ሰላምን ፍቅርን ራህዋን ቅሳናትን እንሰምዐልና ሕዳረ ፅዮን ይኩነልና
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኩም ክቡር ሓውና ዲያቆን ያሬድ አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር ❤️✝️❤️ አብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ ❤️ አብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ከብራ
@ተመስገንኣምላከይ-ቀ2ሸ
@ተመስገንኣምላከይ-ቀ2ሸ 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዝማሬ ዳዊት ዝተቐበለ ዝማሬካ ይቐበለልካ ባሓቂ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም በረከቱኩም ይሕደረና
@letish3773
@letish3773 2 жыл бұрын
ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ ድያቆን ሓወይ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሕ ፅዮን ማርያም ታሓልወና ዓድና ህዝብና ሰላም ትግበረልና ፅዮን ኣዴና ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ድያቆን ያሬድ እግዚአብሔር የክብረልና ❤❤💛
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ኣሜን ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትኛ ይሓ
@barhanbarhan189
@barhanbarhan189 2 жыл бұрын
አሰይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 💜💜💜💜💜💜🙏🙏🙏🙏
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 2 жыл бұрын
አብ ፍሉይ መንበራ 🌺 ፅዮነይ አክሱም ምንባራ🌺 እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️ዝማሬ መለእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ክቡር ሓዉና ዲያቆን ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ
@ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
@ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ 2 жыл бұрын
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ንዓመታ አብ ቤታ የብዐዕለና
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@titigaltigray7118
@titigaltigray7118 2 жыл бұрын
ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክስም ምሕዳራ ♥️✝️♥️ ኣሰይይይይይይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ድያቆን ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ♥️🥰🥰🥰🥰🥰
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ኣብ ፕሮፋይለይ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@titigaltigray7118
@titigaltigray7118 2 жыл бұрын
@@qdstarssiemaq.a439 እሺ ክብረተይ♥️♥️
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
@@titigaltigray7118 እግዚኣብሄር የክብረለይ
@ggghhcghh9558
@ggghhcghh9558 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣብፍሉይ መንበራ ፅዮነይ አክሱም ምሕዳራ ኣብ ፍሉይ መንበራ ድንግለይ ኣክሱም ከቢራ ዝማሬ መላእክት የስመአልና መምህረይ
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@ተሰፋፅባሕ-ነ8ጠ
@ተሰፋፅባሕ-ነ8ጠ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክቲ የሰምዓልና ክቡር ድያቆን ያሬድ ሓውና ናይ አግልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርትሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ
@ለምለምገኪሮስ
@ለምለምገኪሮስ 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላአክቲ የስመዕልና ✝️✝️✝️👏👏👏👏ሰላም ንህዝብና ሰላም ልዓድና የውርደልና
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሰብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት በረከት ተሳተፍ
@muludesta71
@muludesta71 2 жыл бұрын
እንኳዕ ንመበይተና ንቕድስተ ቕዱሳን ጺዮን ማሪያም አብጸኽና አብጸኽኩም🙏🙏🙏❤❤❤ቕዱስ ፈጣሪና ሰላም ራህዋ ቕሳነት ምህረት ንሕዝብና ንዓድና የውርደልና🙏🙏🙏❤❤❤ካብዚ መከራ ጸበባ ሽገር ሰቖቓ ይአኽለኹም ይበለና 😭😭😭💔💔💔። ክቡራት ዘመርትና ጥዑም ዜማ ❤ ናይ መላእኽቲ ዜማ የስመዐልና እድመን ጥዕናን ይኻብኹም ናይ አገልግሎት ዘመንኹም የንወኸዮ ቕዱሥ ፈጣርና👏🙏❤
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@tigray1221
@tigray1221 2 жыл бұрын
ጽዮን ማርያም ኣደይ ሓደራ ህዝብኪ ሰላም ኣውርድሉ አሜን አሜን አሜን🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲🤲🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊😥😥
@ሚሉ-ዐ6ጐ
@ሚሉ-ዐ6ጐ 2 жыл бұрын
አብ ፍሉይ መንበራ ፅዮነይ አክሱም ሓደራ ዝማሬ መላእከት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ድያቆነይ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል መዝሙር💞💞💞💞💞💞
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ኣሜን ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብሩለኡ ብትሕትና ይሓት ኣሕዋተይ
@dgxt1908
@dgxt1908 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ ክብሩ ሓዉና ብሓቅ ድስስስስስስ ትብል መዝሙር እያ👏👏👏👏👏✝️💒💐💐💐💐🌺🌺🌺
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ 2 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ቃል ዝማረ የስምዐልና ንመላአ ህዝቢ ትግራይ ወላዲት ኣምላክ ጋል ኣክሱም ሓላዊቱ ትኩን
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ 2 жыл бұрын
@@bethlehemefratatube ኦኬ ክብረተይ
@ሰሜናዊትየደሙፍሬ
@ሰሜናዊትየደሙፍሬ 2 жыл бұрын
አሜን ፫ ዝማሬ መላዓክት ያሰማልን 💙👏🙏🙏 የአክሱሟ ንግስት ሀገራችንን አስምሪልን 💖💖🙏🙏🙏
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@saraalshky4357
@saraalshky4357 Ай бұрын
ኣሜንአሜንኣሜን ዝማሬ ህይወት የስመዕልና ክቡር ኣቦና❤️❤️❤️👏👏👏💒💒💒
@سلامة-ز2ت
@سلامة-ز2ت 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐለና ሓወይ ናተይ 🙏🙏🙏☝️🤲🤲🤲
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 2 жыл бұрын
እሰይይይይይይ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏💐🍃🌿👏🍃👏🌿👏🌿💐🍃💐ዝማሬ መላአክት ያስምዐልና ጥዑም ዝማሬ።🕊 ዝማሬ ዳዊት ዝተቐበለ ዘማሬካ ተቐቢሉ ሰላም ንትግራይና 🌍ይልአኸልና🤲⛪️🍃🌿💐🌿👏🌿💐🌹🍃👏🍃💐🌹👏🍃🌹እግዚአብሔር አምላኽ ጸጉኡ የብዘሐልካ ናወደስካ ናዘመርካ አቤቱ የንብርካ ዲ/ን ሓውና ባሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን⛪️✝️🌹👏🌹💐🍃🌿👏🍃👏👏👏❤❤❤❤🕊🕊🕊
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክን ይቀደስን ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት ቅኔ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
@ShwitTekulu
@ShwitTekulu Ай бұрын
እምበትና ማርያም❤❤❤❤❤❤❤❤
@ቃለስብሓት-ቨ5ጰ
@ቃለስብሓት-ቨ5ጰ 2 жыл бұрын
ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብሓቂ ኣዕፅምቲ ዘለምልም ዝማሬ እዩ እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዘሓልኩም ኣሕዋተይ ሰላም ንሃገርናን ንህዝብናን የውርደልና👏👏👏
@ፍቅር-ነ1ሐ
@ፍቅር-ነ1ሐ 2 жыл бұрын
❤
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓት
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 2 жыл бұрын
Elelelel Elelelel
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
@@ftsumbrhanalemngus9052 ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@selamtesfay8223
@selamtesfay8223 2 жыл бұрын
ኣብ ፍሉይ መንበራ ፅዮነይ ኣክሰም ምሕዳራ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብር ሓወና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣደና ቅድሰቲ ድንግል ማርያም ፀሎታን ረዲኤታን ምሰ ኩለትና ይኩን ኣሜን (3)👏👏👏
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@buudle8284
@buudle8284 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ተመስገን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ደቂ ተዋህዶ ደቂ ጽዮነይ እመብርሃን ኣደይ ጸሎታ ኣይፈለየና አሜን፫ ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ ፪
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ኣሜን ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሳብክራይብ ክበሩለት ኣሕዋተይ
@adfa6826
@adfa6826 2 жыл бұрын
አሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልል
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
@@adfa6826 ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@ምሕረትጋልበረሀ
@ምሕረትጋልበረሀ 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራተይ ⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️⛪️✝️⛪️💛❤️💛❤️💛🙏🙏
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኽ ጥዑም መዝሙር አብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ ⛪✅😘😘
@ccccf2259
@ccccf2259 2 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና 💗 እዝበ ክርስትያን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንማርያም ፅዮን ኣኩሱም 💊💒💗💗💗💗
@ሩፍታልበይአኪማርይም
@ሩፍታልበይአኪማርይም 2 жыл бұрын
እስይይይይ ዕልልልልልልል እሙ ብርሃነ ዉሓሲ ሂወተይ💒🙏❤❤❤❤❤❤
@luwamlual2478
@luwamlual2478 2 жыл бұрын
ኣሰይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆነይ ጥዑም ዝማሬ ፀግኡ የብዛሓልካ👏👏👏🥰❤️
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 2 жыл бұрын
ፅዮን ማርያም ኣደይ ደቅኪ ሓደራ 💛❤🙏
@Ruthdimple16
@Ruthdimple16 2 жыл бұрын
ፅዮን ትሓሊኹም አሕዋተይ🙏
@ህያብህያብ-ቘ2ጠ
@ህያብህያብ-ቘ2ጠ 2 жыл бұрын
ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ዲ'ን ያሬድ ሓወይና ፀግኡ የብዘሐልካ ብቤቱ የፅንዕካ አደይ ማርያም ህዝብኪ ሓደራ ።
@እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ
@እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ኣብ ፉሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምሕዳራ። እሰይይይይ ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆነይ ጸግኡ የብዝሕ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣቤቱ የፅንዕኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ባዕላ ጽዮነይ ትሓግዝኩም ❤❤❤
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@nimonimo9165
@nimonimo9165 2 жыл бұрын
ኣስይይዬይይይ ኣብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣክሱም ምሕድራ መምህረይ ጥዑም መዝመር ጸጋ ኣምላክ ያብዝሐሉኹም🤲✝️➶⛪️🌹
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክቡራት ኣሕዋተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትቲ ደቅ ተዋህዶ
@natangy5168
@natangy5168 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና!❤💛
@merhawitgslasie7831
@merhawitgslasie7831 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና እግዚአብሔር አምላክ በረከቱን ፀጉኡን የብዝሐልካ ያሬደይ ናተይ 🙏❤
@rufta12.
@rufta12. 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልኒ ጋል ሪመይ
@werkalemtekle9821
@werkalemtekle9821 Жыл бұрын
MmksksÄžrj5
@ቅሱዕባይትግራይ
@ቅሱዕባይትግራይ 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመ ብጸጋ ይሐልወልና 👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏🕊👏💐🌷🌷🌷🌷💐💐💐🌷🌷
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ 2 жыл бұрын
አሰየይይይይይ ክንደይ ይጥዕም ዝማሬ መልእክቲ የስመዕልና ድያቆን ሓዉና ናይ ኡግልግሎትካ ዘመን የባርከልካ ዝሓወይ❤❤❤❤
@gual70enderta17
@gual70enderta17 Жыл бұрын
መዝሙረ መላእክቲ የስምዐና ተባረኽ ኣብ ቤቱ የፅንዕኻ ዝሓወይ ❤❤🙏🙏🙏
@brtkan2862
@brtkan2862 2 жыл бұрын
እናቴ እመቤቴ ቅድስት ድንግል ማርያም አደራሽን በሰላም እንደወጣን በሰላም መልስን በስደት ያለን በመላው ዝማሬ መላእክት ያሰማልን😍😍😍
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርትሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ
@መሲጋልተዋህዶማሕበርመድሃ
@መሲጋልተዋህዶማሕበርመድሃ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃልሂይወት ቃል በረከት የስመዕልና እግዚአብሔር አምለክ እስራኤል ፅጉኡን በረከቱን ይብዘሐልካ ዲያቆን ሓውይ ናይ አግልግሎትካ ይባረክ አምለክ እስራኤል
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ✝️ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት በረከት ተሳተፊ
@abbakelemeworktubechannel5152
@abbakelemeworktubechannel5152 2 жыл бұрын
ሓውና ዘማሪ ዲ/ን ያሬድ ብጣዕሚ ጥዑም ዜማን ምስጢርን ናይ ህይወት ቃል የስምዓልና, ቀፅለሉ እግዚአብሔር ኣምላኽ ንኣቦና ቅዱስ ያሬድ ምስጢሩን ጥበቡን ከም ዝገለፀሉ ንዓኻ'ውን በረከቱን ጸግኡን ኣብዚሑ የዓድልና ሓሳብ ልብኻ'ውን የስምረልካ ፈጣሪ::
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 2 жыл бұрын
አብ ፍሉይ መንበራ ጽዮነይ አክሱም ምሕዳራ✝️❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ድያቆን ያሬድ ብርሃነ ቀፅለሉ ክቡር ሓዉና ❤❤❤ ማርያም ጽዮን ሰላም ናይ ዓድና ተስመዐና አሜን(፫)
@ሓፍቲTDF
@ሓፍቲTDF 2 жыл бұрын
ባሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ያሬድ ፅዮን ህዝብኪ ሓደራ👏👏
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@hannahanna8794
@hannahanna8794 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ምሕረትን ሰላምን ይላአከልና ናብ ቅዱስ ስፍሮኡ የብቀዐና አማላጅነት እመ ብርሃን አይፈለየና
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ሰላም ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@ewwewwew5244
@ewwewwew5244 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል አሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዓና🙏🙏🙏❤❤
@ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ
@ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን ፆዮነይ ህዝብና ሓደራ ❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌿
@meadigebru3082
@meadigebru3082 2 жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃኻ ዲያቆን ሓወይ ዞማሬ መላእክት የስመዐልና ኣፉሉይ መንበራ ፅዮኖይ ኣክሱም ምሕዳራ አሜን አሜን አሜን
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዐና መምህረይ ኣሰይ ክንደይ ይጥዕም❤💛ፅዮነይ ህዝብኪ ኣድሕኒ😥💛❤👏
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ መዓረይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@ማርያምበጣምእዉዳታለው
@ማርያምበጣምእዉዳታለው 2 жыл бұрын
*_አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓውና ድያቆን ⛪✝️🙏_*
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ናዘመርካ የንብርካ ድያቆነይ💝
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ሰላም ክብርተይ ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 2 жыл бұрын
@@qdstarssiemaq.a439 ሰላምኪ ይብዛሕ ሓፍተይ እሺ ገይረልኪ ኣለኩ😍
@delaycell6331
@delaycell6331 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዐልና ኽብረይ💞💞💞💞💞ፅዮነይ ህዝብኪ ሓደራ💓💓💓🌹😘💌🌅🌅
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን ካብ ወዳ ትለምነልና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@ydf203
@ydf203 2 жыл бұрын
ዝሜሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር አምላክ ክብር አሕዋት💝አክሱም ፅዮን ወረ ሓጎስ ተስመዓልና💔
@ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ
@ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ፅዬን እመ አምላክ ህዝብኪ ሓደራ እንካዕ ኣብፀሐና ክብራተይ ዓመታዊ ክብረ ባዓል ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ 💐💐💐💐💐💐💐
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኤካ ክብር ሓው!!ፅዮነይ ህዝቢና ሓደራ🙏
@ጓልመምህረተኽለ
@ጓልመምህረተኽለ 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልል በጣም ደስስስስስስ የሚል መዝሙር ነዉ ዝማሬ መላእክቲ ያሰማልን ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸጋዉ ያብዛለቹ እንኳን ኣደረሳቹ ለመታዊ ማተሳበያ ለህዳር ፅዮን ሀገራችን ሰላም ያድርግል👏❤️❤️❤️❤️
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@ጓልመምህረተኽለ
@ጓልመምህረተኽለ 2 жыл бұрын
@@bethlehemefratatube እሺ👏
@የእመብርሃንልጅ-ሠ2ዸ
@የእመብርሃንልጅ-ሠ2ዸ 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏💐💐
@ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ
@ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ 15 күн бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ግርማነሽሕሉፍ
@ግርማነሽሕሉፍ 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓውና ድያቆን ያሬድ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ👏❤
@ራሄል-ረ9ጨ
@ራሄል-ረ9ጨ 2 жыл бұрын
ፅየነይ ለህዝብኪ ሓደራ❤🙏🙏🙏
@ጓልትግራይ-ነ1ከ
@ጓልትግራይ-ነ1ከ 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ባሓቂ ዝማሬ ማላኣክት ይስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ በረኩቱን ፀጉኡን የብዘሐልካ ዛሓወይ🙏🙏🙏
@Tigraweyti7023
@Tigraweyti7023 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስምዐና ክቡር ዲያቆን ሓዉና ፅዮነይ 💒💒ህዝብኺ ሓደራ
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@بريبري-د2و
@بريبري-د2و 2 жыл бұрын
ኣብ ፉሉይ መንበራ👏♥️ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ድያቆነይ ናይ ኣገልግልት ዘመንኻ እግዝኣብሔር ይብርኻ👏♥️♥️
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት በረከት ተሳተፍ
@بريبري-د2و
@بريبري-د2و 2 жыл бұрын
@@qdstarssiemaq.a439 እሽኒ♥️
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የስማዕልና ክቡር ድያቆነይ ፅዮን ማርያም አክሱም ምስ ፍቁር ወዳ አብ ዘለኻዮ ይሓልውካ ✝️❤️🙏🕊
@memamema3493
@memamema3493 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና💝 ፅዮነይ ህዝብኪ ሓደራ🙏
@qdstarssiemaq.a439
@qdstarssiemaq.a439 2 жыл бұрын
ክብርት ሓፍተይ ቅድስት ኣርሴማ ትብ ቻነል ሳብክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@hiwetmaheri990
@hiwetmaheri990 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ደሰ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክብር ሓወና ዲያቆን ያሬድ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ
@ሚዙጓልተዋህዶእየ
@ሚዙጓልተዋህዶእየ 2 жыл бұрын
ኣብ ፉሉይ መንበራ ጽዮነይ ኣኽሱም ምሕዳራ እልልልልልልልልል እልልልልልልልል ብጣሚ ደስ ትብል መዝሙር ❤️😍😍😍
@አሰኳልመሓዛመድህን
@አሰኳልመሓዛመድህን 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋትና
@አሰኳልመሓዛመድህን
@አሰኳልመሓዛመድህን 2 жыл бұрын
@Askale you tube እሺኒ ክብረተይ
@መንፀገባጓልተዋህዶ
@መንፀገባጓልተዋህዶ 2 жыл бұрын
ኣንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክብር መምህርና 💝💞😘🕊
@kidistweldeselassie5080
@kidistweldeselassie5080 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይባርክኻ ዲያቆን ያሬድ ከምዚ ልበለ ነብሲ ለሐድስ ለስማዓኻና ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ትግራይ ዓድና ናይ ዓለም መዲና ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ❤💛❤
@rufta12.
@rufta12. 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልኒ ጓል ሪመይ
@kidistweldeselassie5080
@kidistweldeselassie5080 2 жыл бұрын
@@rufta12. ሳብስክራይብ ኢለኪ ኣካለይ
@rufta12.
@rufta12. 2 жыл бұрын
@@kidistweldeselassie5080 የኽብረለይ ዝያዳዋይ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና እግዚአብሔር አምላክ ድያቆን ሓውና ጽዮን ማርያም ኣደይ ህዝብና ዓድና ሓደራ😥♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@ዮዳሄ-ቨ8ኘ
@ዮዳሄ-ቨ8ኘ 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዐልኩም ፀጋኡ የብዘሐልኩም 🙏🙏🙏❤❤
@sameraali6380
@sameraali6380 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፅዮነይ አክሱም ምሕዳራ እልልልልልልልልልልል 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🕯🕯🕯👏👏👏👏👏👏👏
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
ንግሆ ንግሆ ዝስምዑ እኩባት መዝሙራት Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur
17:39
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 87 М.
ስምኻ ተደጊፈ/Semka Tedegife New Orthodox Tigrigna Neseha Mezmur vol.1 ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari2023
1:35:03
ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari official tube
Рет қаралды 438 М.
tihtinaki girum | ትሕትናኺ ግሩም - ናይ ሕብረት መዝሙር New tigrigna Orthodox Mezmur 2025
8:22
SIBHAT MEZMUR ስብሐት መዝሙር
Рет қаралды 2,7 М.