#ኣብ

  Рет қаралды 6,349

BUYA ቡያ Media

BUYA ቡያ Media

Күн бұрын

Пікірлер: 55
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 ай бұрын
ኩላትኩም ግዱሳት ዜጋታት ከም በዓል ዳዊትን ኣልኣዛርን ነቲ ህዝባውን ሀገራውን ኣበርክቶኹምን ምስጋና ይብጻሕኩም።👏👏🇪🇷👍🇪🇷🙏🏽🇪🇷🌹
@yehdegotekie9218
@yehdegotekie9218 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብስለት ዘለዎ ትንታነ፡ ንጹርነት ኣገላልጻ ምስ ጭብጥታቱ።ኣዝየ የመስግነካ ኣቶ ኣልአዛር።
@zeeMe2323
@zeeMe2323 2 ай бұрын
Welcome Deki Eri Jegnau Eritrawinet kibur Mennet 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 2 ай бұрын
BUYA media,thank you for the service.
@bettysolo3226
@bettysolo3226 2 ай бұрын
Thank you Buya, thank you ato Alazar. betami gelxi zikone tentena . Long live Eritrea!!!
@erifreeone8083
@erifreeone8083 2 ай бұрын
It is a pleasure to hear Mr. ALAZAR Abraham.❤❤❤
@Erilebna
@Erilebna 2 ай бұрын
Thank you dawitom. He is very nice person.
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 2 ай бұрын
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
@berhaneghebremichael9338
@berhaneghebremichael9338 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 ай бұрын
ነመስግነኩም ዳዊቶም🇪🇷💖🙏🏽: ንኽቡርን ፈላጥን ኤርትራዊ ኣልኣዛር ስለ ዘቕርርብካልና 🙏🏽 ነዚ ብሩህ ትንተና: ሞት ንዓመጽትን ልኡኻት ኣሜሪካን 🙏🏽::
@Erilebna
@Erilebna 2 ай бұрын
Dawitom please bring this guy next time very intelligent person❤
@AlemTekle-o9k
@AlemTekle-o9k 2 ай бұрын
Amazing conversation with 2 great 🎉 Gentleman
@lettetecle4258
@lettetecle4258 2 ай бұрын
Amlak Eritrea jehalwa🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🐆🐆🐆
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 2 ай бұрын
ዳዊት ሓውና ምስ ዑዱም ጋሻኻ 👍🇪🇷ክቡር ኣቶ ኣልኣዛር ጸቡቕ መደባን ብሱልን እሩምን ዘዕግብ ኣገላልጻ 🇪🇷ኤርትራ ከማኻትኩም ሑቡናትን ንፉዓትን ሰብ ኣለዋ 🇪🇷♥️🇪🇷💯🇪🇷🌿🇪🇷👍🇪🇷🎊🇪🇷🌹🇪🇷
@tedasmerom3958
@tedasmerom3958 2 ай бұрын
Wonderful presentation,keep it up
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 2 ай бұрын
✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅ 👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋 ኣጋናዕ ኤርትራዊ ዜጋ ብሃገርካን ንመንነካን እትጣበቕን መብርሂ ናይ ከባቢኻን ሓቀኛ መብርሂ እትህብን። 👋👋👋👋👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብሪ ንኤርትራዊ መንነት ኣዝዩ ልዑል ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ኤርትራ።
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 2 ай бұрын
I saw President ኢሰያስ ኣፈወርቂ on May 24,2024 from far away in Asmara stadium he looks good and he said ኣገናዕ 4ይ ግንባር at the end of his speech said ቅሰኑ ቅሰኑ & ዓወት ንሓሽ by the way I saw him again on June 20,2024 I am far far away.
@fitsumgebremichel133
@fitsumgebremichel133 2 ай бұрын
We are 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 2 ай бұрын
Absolutely 💯 right ✅️
@abebazeray5277
@abebazeray5277 2 ай бұрын
💞💞👉👑✨🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸🌺🌾🐪🐪🌼🌿🌹💐🍀ወትሩ አውት ንሐፋሽ 💪🌾🌸🌺✨🌷🇪🇷🌹🇪🇷🌷👍🍀
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 2 ай бұрын
ኢዘ ወዲብ ኮሎ ኢምባር ሰላም ዘባሃል የለን 🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 2 ай бұрын
To prime Minister ኣቢ ኣህመድ መልእኽት : I just came back from Asmara Eritrea : right now ሻዕብያ is more stronger than ever so please don’t play with a 🔥 fire .
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@abramredae2595
@abramredae2595 2 ай бұрын
ከለኔል ኣቢ ዝቀመሮ ሽርሒ ወያኒ ብረታ ነኸይፈትሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ። ዶ. ኣቢ ግን ንስለምንይ ኣምሰሉነት፧ ውድዓውነት፠ኣለዎ ዶ፧
@nesanetzegata3084
@nesanetzegata3084 2 ай бұрын
Merhaba Buya media 🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷💚❤️💙🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 2 ай бұрын
Welcome deqi Eriyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samsonrusom3492
@samsonrusom3492 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 ай бұрын
እዛ መጽሓፍ ክገዝኣ ተሃንጥየ ኔረ: ኣብ ኣውገት ኣይረኸብክዋን ፈስቲቫል ስካንድናቭያን ከኣ ኣብ ሃገረይ ኔረ: ተስፋ እገብር ክረኽባ::
@ibojan83
@ibojan83 2 ай бұрын
🇪🇷🙏❤
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 2 ай бұрын
❤❤❤
@letesusgeorgia5772
@letesusgeorgia5772 2 ай бұрын
ሰላም ዳዊት ጽቡቅ መደብ መጽሓፍ ውሻጠ ጎረቤትና ክገዝኣ ደልየ ነይረ ግን ከመይ ግረ ይክእል ክንደይ ግዜ ደዊለልካ ክረክበካ ኣይካኣልኩን ኣነ ኣብዚ ኣብ ኤድመንተን ይቅመጥ ከመይ ጌረ ክገዝኣ ተወሳኪ ሓቤረታ ይደሊ
@AmanuelTekle-rf5bi
@AmanuelTekle-rf5bi 2 ай бұрын
Wetru hagerey kbretey 🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷
@araia5277
@araia5277 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷
@AfeworkiWeldegorgis
@AfeworkiWeldegorgis 2 ай бұрын
Xubuk medeb
@demsastesfahune
@demsastesfahune 2 ай бұрын
🙏🏾🇪🇷🙏🏾
@lettboc1804
@lettboc1804 2 ай бұрын
🇪🇷❤❤❤❤❤
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 2 ай бұрын
I thought ወያኔና ህውሓት dead long long time ago.
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 2 ай бұрын
ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብስለት ዘረባን ኣፍሉጦን ዘለዎም ኣምጽኣልና
@futuwihasen2667
@futuwihasen2667 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@amanueltesfamichael5776
@amanueltesfamichael5776 2 ай бұрын
Hager seb yebilan seb bisebu jeganu beal ato Aliazar milionat isaias Aliazar eyom zelewu hzbi eritrea habitam tsega lieli maedin hzibu eyu ziamin eritrawi
@סמהטוסיו
@סמהטוסיו 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 2 ай бұрын
ክቡር ኣቶ ኣልኣዛር ፡ " ሰብ ንኡኡ ዚመስል ይፈቱ (people like their types) " ከም ዝብሃል ፡ ዚሃብካዮ ትንተናታት ፡ ኣብ ንጹር ክውንነታት እተመርኮዘ ብምዃኑ ፡ ናእዳይን ምስጋናይን ይብጻሕካ ። ህወሓታዊያን ፡ ነዚ ትምክሕትን ትዕቢትን ዚወለዶ መርዛም ማኒፌስቶ'ዚ እንኪጥጅኡ ፡ ብመሰረቱ ኣዝዩ ጨካንን ዘይሓላፍነታዊን ወረራታትን ግፍዒታትን ንምፍጻም ኣብ ግምት ዘእተወ ሰባብ ንድፊ ምንባሩ ርዱእ'ዩ ። እዚ ኣብ ልዕሊ ጎረባብቲ ህዝብታት ፡ ዘይተኣደነ ሓሳረ መከራታት ዜውርድ ፡ ናይ ምስፍሕፋሕ ዕላማ ዚሓቖፈ እኩይ ኣጀንዳ'ዚ ፡ ንህዝቢ ትግራይ እንተኾነ'ውን ኣብ ዘይውጻእ ዓዘቕቲ ዚሸምም ኣዝዩ ሓደገኛን ለካሚን እምበር ፡ ፋይዳስ ወይከ ! እቲ ብዝያዳ ዜሕዝን ድማ ፡ ካብ'ቲ ግናይ ንድፊን ዕላማን ንላዕሊስ ፡ እቲ ካብ ነዊሕ ዓመታት ኣትሒዞም ኣብ ምትግባሩ ኪወስድዎ ዚጸንሑ ኣረሜናዊ ስጉምቲ ይብእስ ። 1. ብጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ ንጂኦ ፖለቲካዊን ቍጠባዊን ረብሓታት ንምኽዕባት ፡ ኣብ ምዕራብን ምብራቕን ንዚርከቡ ሃብታማት መሬታት ኣምሓራ ንምግባት ፡ ብዘይካ እቶም ምስ ግዜ ጃምላታት መቓብራት ደቀባት ኣምሓራ ተረኺቡ እተቓለዐ ጉድ ፡ እናዓፈኑን እናኣሰሩን ብምስዋር ክሳዕ ዕለት ሎሚ ደሃዮም ከቶ ዘይፍለጥ እውን ማእለያ ዘይብሎም ምዃኑ ይንገር ። 2. ንኤርትራ ብዚምልከት ፡ ንትግራይ ካብ ኢትዮጵያ ብምንጻልን ፡ ንኤርትራን ባሕራን ጠቕሊልካ ዓባይ ትግራይ ብምምስራት ፡ ጎብለል ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ምዃን ሕልሚ ንምግሃድ ብዚዓለመ ፡ ካብ ዚወሰድዎ ስጉምቲታት ንመልከት ። ካብ መበቆላዊ ዓዲታቶም ተፈናቒሎም ፈቖዳ ጋሽ-ባርካን ካልኦት ከባቢታትን ፋሕ ጭንግራሕ ኢሎም ተጸጋጊዖም ዚነብሩ ዘለው ኤርትራዊያን ፡ ድምር ቍጽሮም ብርግጽ ንምግላጽ ኣዝዩ ኣሸጋሪ ኢዩ ። ኣብ ዘዝሰፈርዎ ፡ ኣብ ፈቖዳ ጎዳጉዲን ስንጭሮታትን እተወልዱ ቆልዑ'ኳ ፡ ሎሚ ዕድመኦም ኣኺሉ ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ፡ ወይ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ኣብ ናይ ስደት ዓለም ይርከቡ'ለው ። ንኣጀንዳ ማኒፌስቶኦም ኣብ ናይ ትግባረ ንድፊታቶም ፡ ካብ ነዊሕ ዓመታት ጀሚሮም ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ካብ ዓለም ንምንጻል ፡ ብምህዞ ጥቀናታትን ውንጀላታትን ኣደዳ ዘይተኣደኑ ማዕቀባት ገይሮም ፡ ብኽባን ዕጽዋን ንቡር ህይወት ኣስኢኖምዎ ኢዮም ። ጎኒ-ጎኒ ድማ ፡ ኤርትራዊ ኣመና ሓሲምዎን ናብራ ከቢድዎን ሃገሩን ህብረተሰቡን መዓሩ ገገዲፉ ንኪወጽእ ዚዓለመ ምዝቋቕ ወለዶታት ፣ ኣብ ሓልዮት እተመርኮዘ ብዚመስል ናይ ሓሶት ሸርሒ ፡ ሰብኣዊን መሳጢን መልክዕ ብምትሓዝ ኤርትራዊ ግፍፍ ኢሉ ናብ ትግራይ እናሰገረ ፡ ኣብ መዕቆቢታት ብምኽዛን ኣብ ውሽጡ ዚተፈላለዩ ድሑራት ዝንባለታት ብምስራጽን ፡ ትርጉማት መንነትን ዜግነትን ከም ጡጥ እናተበንጸረ ናይ ዛዕባ ማእከል ኮይኑ ኣግኣዚያን ፣ ትግራይ ትግርኚ ..... ወዘተ ብምውዕዋዕ ፡ ሃገራዊ ወኑን ህዝባዊ ሓድነቱን ኣቕሂሞም ፡ ህላወ ኤርትራን ህዝባን ንሓዋሩ ንምጥፋእ ዘይፈሓርዎ ጉድጓድ ኣይነበረን ። ኣብዚ እዋንዚ ግን ፡ ነቲ መከረኛ ህዝቦም ደኣ ለኪሞምዎ'ምበር ፡ እቲ " ዚዃዓትካዮ ጉድጓድ ባዕልኻ ትኣትዎ " ዚብሃል ምስላ ተተግበር ኪብሎ ፡ እነሆ እታ መጻወዲያ ኣብ ክሳዶም ተሸንቊቓ ። ክቡር ኣልኣዛር ፡ ኣብ ገለጻኻ ህወሓታዊያን ነዚ ማኒፌስቶኦም ዳግመ ክለሳ ገይሮም እንተዘይኣሪሞምዎ ፡ ከም ውድብ ኪቕጽሉ ኣሸጋሪ ከም ዚኸውን ኢዩ ። የግዳስ ፡ ብወገነይ ኣብ' ዛ ነጥቢ'ዚኣ ካብ ናትካ ፍልይ ዜብለኒ ኣረኣእያይ ክጠቅስ ። ሀወሓት ንማኒፌስቶኡ ፡ ንኪእርሞ ኮነ ንከተግብሮ 2ቲኡ ተኽእሎታት ዕጹው ምስ ዚኾነሉ መናድቕ ኣብ ዚራጸመሉ መድረኽ ኢዩ ዚርከብ ዘሎ በሃሊ ኢየ ። ከመይሲ እቲ ማኒፌስቶ ቀንዲ ኣርእስቲ ጥራሕ'ዩ'ሞ ፡ እቲ ዚበኣሰስ ንኡኡ ንምትግባር ዚስርዑ ዝርዝራት መስርሓት ኢዮም ። ንኣብነት ካብ'ቲ ዝርዝራት ሓደ ፡ ህወሓታዊያን ኣብ ዘበነ ስልጣኖም ፡ ቋንቋዊ መሰረት ዚገበረ ናይ ብሄር ፖለትካ ነዲፎም ዘጽደቕዎ ሕገ መንግስቲ ፡ ንጽባሕ ንግሆ ካብ ኢትዮጵያ ናይ ምንጻል ተኽእሎ ንምጥዕዓም ብዚዓለመ ሸርሒ ፡ ደጊም ኣየናይ ብሄር ምስ ኣየናይ ብሄር ክላዘብ ? ። ስለዚኾነ ድማ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊ እቲ ተዓጻጻፊ ዚኾነ ሓይሊ ዚውንን ህዝቢ ኣምሓራ ገጢሙ ብኸመይ ከድምዕ ? ። ምስ ህዝቢታት ኤርትራን ዓፋርንከ ፡ ሰላማዊ ጉርብትና በየናይ መለክዒ ኪህነጽ ? ብሓጺሩ ወላ'ኳ ህወሓታዊያንን ኤሊታቶምን ኣይወሓጠሎም እምበር ፡ እቲ ኣጀንዳ ማኒፌስቶስ ሓንሳብን ንሓዋሩን ፈሺሉስ ፡ እቲ እኩብ ድምር ውጽኢትስ ፡ ንትግራይ ካብ ኢትዮጵያ ምንጻል ኮነ ፡ ወላ'ቲ ብሓባር ተሳኒኻ ምንባር ዝብሃሉ ተኽእሎታት መኺኖም ኣብ ዓዘቕቲ ፍታሕ ኣልቦነት ሸንኮለል ዘብልን ዘይፍወስ ሕማምን'ዩ ተፈጢሩ ዘሎ ። ስለዚስ ደጊም ንማኒፌስቶ ብምእራም ኮነ ብምስራዝ ዚጽገንን ዚፍወስን ሽግራት ኣብ ዘይከኣለሉ መድረኽ ስለእተበጽሐ ፡ እቲ ማኒፌስቶ ለካሚ ኣጀንዳ ብምንባሩ ጥራሕ ዚዝከር ጸሊም ታሪኽ ኮይኑ ጥራሕ'ዩ ዚተርፍ ፡ እምበር ሞይቱ እተቐብረ ጉዳይ ኢዩ ንምባል'የ ። እዛ ማኒፌስቶ'ዚኣ ፡ ምሕልፎስ ንኣቢይ ኣሕመድ ግን " ረኸብካያ ልበይ " ዚኾነት ግርም ፖለቲካዊት መጣልዒ ካርታ ፈጢራትሉ ብምህላዋ ፡ ሕርሕራይ ገይሩ ይምዝምዛ ድማ'ሎ ። 😂
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 ай бұрын
ብዘይወሕስነት ዝወርድ ብረት የለን።መጀመርታ ወረርቲ ካብ ምድሪ ትግራይ። ክጽረጉ ኔይርዎም ብፍላይ ከኣ ፋኖን እቲ ሓሳድ ጊጅለ ኢሰያስ ህግደፍ ማለት ዩ ። ምስሉይነትካ የጎለሕ ኣሎ ተዘራባይ።
@burhanlolla4903
@burhanlolla4903 2 ай бұрын
Oay! Emo ayfegedkan..zeynatkum kitequamtu qentebteb aytgedfun maletka eiu zimesleni..kem zey halif tidseq d'ma
@kibromzeru671
@kibromzeru671 2 ай бұрын
Hi Game is Over
@aabraham69
@aabraham69 2 ай бұрын
ኣነ ኣብ ውዕል ስለዝኣምን፡ ወያነ ውዕሎም ኣየኽበሩን ምባል፡ ናይ ሓቂ ምልክት ኢዩ። ምስሉይነት ከም ኣምር ፉንፉን ኢዩ።
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 2 ай бұрын
I don't think so weyane wrong ideological regime to control Ethiopia. Even not have a power to control tigray. Fanno amhara Malaysia forces are not actively looking for weyane corrupted regime because had been suffering for those leaders. The question is???. What is tigray choice for this crisis. Thanks
@Haftomkassa-zz3oq
@Haftomkassa-zz3oq 2 ай бұрын
ሐሳዊ ሻዕብያ ዶሮስ ካብ ሻዕብያ እንታይ ክንፀበ
@aabraham69
@aabraham69 2 ай бұрын
😊
@fesshaieyohannes8139
@fesshaieyohannes8139 2 ай бұрын
I saw President ኢሰያስ ኣፈወርቂ on May 24,2024 from far away in Asmara stadium he looks good and he said ኣገናዕ 4ይ ግንባር at the end of his speech said ቅሰኑ ቅሰኑ & ዓወት ንሓሽ by the way I saw him again on June 20,2024 I am far far away.
@biniambeyene9556
@biniambeyene9556 2 ай бұрын
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eritrea4Eritreans
@Eritrea4Eritreans 2 ай бұрын
❤❤❤❤
Ethiopia - Esat Amharic Night News 25 October 2024
39:52
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 13 М.
This mother's baby is too unreliable.
00:13
FUNNY XIAOTING 666
Рет қаралды 43 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
ኣይሰማም ብ ኣወል ስዒድ  / AYSEMAM BY AWEL SAID
1:23:07
"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"
48:02
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 50 М.
ቀፃሊ ሓገዝ ዓምዶም ተኽሉ  ዘማይጨው
14:46
Wushatena Media
Рет қаралды 19 М.