No video

ኣብ ናይ ሓወይ መርዓ ሰብኣየ ብ ካሊእ ጓል ቀይሩኒ |ሰበይተይ ተቐይማትኒ

  Рет қаралды 14,703

Abel's family

Abel's family

Күн бұрын

እንኳዕ ናብ #Abel'sFamily #Ezanaentertainment ብሰላም መፃኹም።
ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን መምሃርትን ዝዝርጋሕ ቪድዮታት ትረኽቡ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ።
ዝናፈቐ ኣዲኡ ❤️ ኣብዙይ ኣለው ⮕ bit.ly/3GR4YsY
ብሉፃት ቲሸርት ፣ ጎልፎ ፣ ብርጭቆ ..ብ Mama Dezign ተሰርሐ ዓድጉ ኣበረታትዑ
👉👉 / @abelsfamily
ብተወሳኪ እዘን ቪድዮታት እውን ክትርእይዎን ጋቢዝና ኩም ኣለና
Tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እንታይ ንብል? E01
• ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እን...
ሕቶን መልስን ትግርኛሓፈሻዊፍልጠት ናይ ኤሜሪካፕሬዝዳንት ትራምፕ ናይ ኣፍሪካ ኸ E02?
• ጓል ብወዲ መዓዝ ትፅዋዕ ? new...
tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት
ብጣዕሚ ዘስሕቕ ሕቶታትን መልስታትን ኣብ ኣኬባ ጥራጥ ተዝሞልቆካ እንታይ ምበልካ ? E03
• funny tigray and Eritr...
#HenyEmu

Пікірлер: 171
@user-kl4bg3cr7w
@user-kl4bg3cr7w 6 ай бұрын
ዛ ዘይትፈትዉዮ ተኾይንኪ ንገርና ዝበልኩ ኣነ እየ ጓል ክኣ እየ ስርሐይ ድማ ሰብኣይን ሰበይትን ናይ ምኩርራይ እዩ እንተኾነ ግን አይሰመረለይን😂
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 6 ай бұрын
ዋኣ😂
@Abelsfamily
@Abelsfamily 6 ай бұрын
enkua bselam metsaki 😍 Dehan msaki ema 😀😀 ms sebeytey abaeskna alkii dehan
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 6 ай бұрын
እዋይ ከሙዙይ ዝበለ ክፋእ ግብሪ ኣሎድዩ እንዃዕ ኣይሰመረልኪ እንበይትዋ ክክክክ
@AkleAdeyadiJeganu
@AkleAdeyadiJeganu 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂wellle kemzi widit ke alo diu
@user-kl4bg3cr7w
@user-kl4bg3cr7w 6 ай бұрын
ዝተመርዓዉ ሰብ ሓዳር ግን ኣብ ንሶም ዘዕረኹዎም እምበር ኣብ ንሶም ዘየዕረኹዎም ይዓርኩ ድዮም ብኣና ኣከባቢ ተመርዒና ተፀንሒና ነቶም ኣብ መርዓና ዘዕረኽናዮም እምበር ካብኦም ወፃኢ ኣይንዓርኽን እስኪ ከምዚ ናትና ባህሊ ዘለኩም ብ Like ግጨዉኒ ባህልና ባህሊ #እገላ እዩ
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂ዋይ ሰነ ስራዓት መሬ ናይ ለም ዕርክነት እኮ ሃሙኡ ኡዩ ባሓቅ ሽገር የቡሉን❤❤❤❤ ፋቁሩኹሙ ይብዛሕ
@mariyamey555
@mariyamey555 6 ай бұрын
እዛ ኮሜንት እዚኣ ተንብቡ ዘለኩም እመብርሃን ተሓልኩም ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ በጃኩም ከይትሓልፉኒ❤❤❤
@MizuTube-x1x
@MizuTube-x1x 6 ай бұрын
ገይረልኪ ወለላይ ናተይ እውን ግበርለይ 🤲🤲🥰🥰🥰
@lichuyoutub63
@lichuyoutub63 6 ай бұрын
ኩላትና ንዳማመር❤❤❤
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 6 ай бұрын
ናይ ሓዳርኹም ነገር ብውልቀኹም ክትፈትሕዎ እዩ ፅቡቕን ፅቡቕን ኣብ ቅድሚ ተኸታተልቲ ሜድያ ይቕሬታ ስለ ዝተሓተትኺ ታይ እዩ ተግንዪ ነውሪ ክብርተይ ብለባምኪ😮 ሓቂ መሲሉ ፈለማስ 😂 ኣይትስኣኑ😂
@seliseli3381
@seliseli3381 6 ай бұрын
ክሞንት ዘለክም ፍቅረም ግለፅሎም እንበር ዘይሕተት ኣይትሕተቱ ❤😊 ኣይታሓዝለን የሕዋት ብመዳም ጭቅጭቃና ንመፅእ ናብዚ መፅእና ንዛናጋዕ ብሕማቅ እይትግበርወ ፅብቃተይ❤❤❤❤
@Adzgvmned
@Adzgvmned 6 ай бұрын
ሜሪ ሓፍተይ ዓርኪ እንተኮይኑስ እንተቀሊዱ እንተጫወተ እንተሰሓቀ እዩ እዚኣስ ተባእስ ኣይኮነትን ኣብ ቀረባ ፀኒሒኪ እምበር❤❤
@abebatekeamm.9996
@abebatekeamm.9996 6 ай бұрын
እዋይ ተጻዊትክልና ሜሪየይ መቅሰን ብላማን ትባኣስለኩም መሲልኒ ነይሩ ኣደንግፅኩምኒ እንዃዕ ቀልዲ ኳይነ ኹሉ ሰለ ዘይራእክዎ እየ ናብ ኳመንቲ ምፅሓፍ ኣተየ ሐዚ ግን ሰናይ ሰሚዐ ሰለ ዝወድእክዎ ብዝኸነ ኣይትጥፉኡና ኢኩም
@marym9462
@marym9462 6 ай бұрын
ዋይ ሰነ ሰዓራዓት መሬ ናይ ለም ዕርክነት እኮ ሃሙኡ እዩ ባሓቅ ሸገር ይቡሉን 😂😂😂😂🙏❤ ፋቁሩኹሙ ይብዛሕ❤❤❤❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 6 ай бұрын
ፕራንክ ናተፀበኩ ሕውስ ናበለትኪ ሜርየ አጀኪ አይትቅንኢ ❤❤❤❤❤❤❤❤ከምኡ ፅብቅ እዩ ንፍስ አይተእትዩ እወሞ ድርኡ ❤❤❤ብሐቂ ሜርየ አብ መጨረሻ ትክክል እዩ
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 6 ай бұрын
ናማን ድዩ ትዝቅሩ ኣለኩም ኣታ ኣጓላት እኮ ኣብ ቀረባ እናኮንና እንዳ ሞርዑ ከምኡ እዩ ኣይትቅንኢ❤❤❤❤😂😂😂
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 6 ай бұрын
ኣቤለይ & ሜርተይ ብሉፃተይ ♥️♥️ ኣየ ሰብ እና ኮርዩ ክዓርክ ነይርዎ ማለት ድዩ 😁
@MizuTube-x1x
@MizuTube-x1x 6 ай бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ 😊😊❤
@abebatekeamm.9996
@abebatekeamm.9996 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሠላም መፃእኩም ብሉፃት ፋሚሊ ደሞ ሜሪየይ የኔ ልባም ዝዃነ ዃይኑ እዩ ዋ ሸለል በልዮ ኢኪ ኣብ ናይ ሓውኪ ስለ ዝዃነ እዩ ንከፀብቆ ኢሉ እዩ እንበር ብካሊእ ምክንያት ከምዘይወስድዮ ርግጸኛ እየ ማለት ሜሪየይ ኣብ ዩቱብ ካብ ዝፈልጠኩም ብዝሕ ገይረ ኣለኩ ብዝኮነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኹም ብሉፃተይ ሜሪ&ኣብየል👏
@nicenice9324
@nicenice9324 6 ай бұрын
ዋይ ሜሪየይ ናይ ሓዉኪ ደሰታ እዩ
@seliseli3381
@seliseli3381 6 ай бұрын
ኣይትሳኣኑ ኣስሕቅክምኒ 😂❤ ብልኮነ ፎቅርክም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ❤❤❤
@ndjs6045
@ndjs6045 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😂😂😂
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 6 ай бұрын
ዋይ ታይ ማዓቱ ደቀይ ታይ አልካ ኣጨብጥካ አዳ ትሕዛያ ሜሪዋይ ጎድ 😂😂😂😂😂
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 6 ай бұрын
ደቅነዋይ ኣቤለይ ሜርየይ 😂ኣቤት ብራክ ዲኩም ትገብሩና ዘለኩም ዓርኪ ተኮይኑ እማ ነርማልዩ ❤❤ ጎበዝ እያ ዛዓርክውን ኣበይ ኣላ ትሕብሪላ ፅርይቲ❤
@demidemi1076
@demidemi1076 6 ай бұрын
ሜሬ ቀኒዕኺ ናይ ባሐቂ ንነገሩ ንሱውን ቁሩብ ክይድ ኢሉ እዩ ግን አይዞኪ❤❤❤❤
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@user-mg8hs6im9g
@user-mg8hs6im9g 6 ай бұрын
ኣየ ሜሪ መሕረር ሳሓቅስ መለለይ ኣለዎ 😅😂 ክፈትወኺ ማዓት እየ የኔ ጠፍናቅ 🎉❤
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 6 ай бұрын
ሓቓ እያ ሜሪ ዋላ ባዓል ገዛካ እሞኖ ምቕናእ ግን ኣይተርፍን😂❤❤❤
@Abelsfamily
@Abelsfamily 6 ай бұрын
ትኽኽል 😂😂😂😍😍
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 6 ай бұрын
ተኾልሰኒ የኾልሰካ ክክክ ሜሪ ሽኮር ደስስ ክትቡሉ ሜሪተይ ኣኝኺኺኺኺኺ❤❤❤
@user-hu2eo8iw3s
@user-hu2eo8iw3s 6 ай бұрын
ኣይትፈትውዮን ዲኺ ኢልካ ሕቶ ኣሎ ኣቱም ህዝቢ ትፅሕፍዎ ፍለጡ😂😂😂መጀመርያ ስለ ዝፈተወቶ ክትኣምኖ እዩ ዘለዋ እምበር ምንም ክትገብር ኣይትኽእሊይ ዋላ ቅንኢ እንተሃለዋ ብውሽጣ እያ ክትገብሮ ሓዳር ከምኡ እዩ ፍቅርኹም የብዝሓዮ ዝፈትወኩም ፋሚሊ❤❤❤
@hhhgggg3841
@hhhgggg3841 6 ай бұрын
ደስ ክትቡሉኒ ኣነስ ፍቁሩኩሙ የብዝሐዮ ፈጠሪ ዞም ናተይ❤❤❤❤❤
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 6 ай бұрын
ኣይትፍትዮይ ዲኪ ኢልካ ዘረባ ሎ🤔ተዘይቲ ፍትዎ ዶ ምስኡ ነቢራ ግን ብጣዕሚ ኢና ነግርም ኣብ ናይ ስብ ሓዳር እንታይ ይምልኸትና ተኺኢልና ፅቡቅ ንፃሓፍ እንተዘይ ኾይኑ ስቅ ጥዕም ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም እሕዋተይ❤🙏
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 6 ай бұрын
ገይረልኪ ነይረ እየ ዝያዳይ🙏
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
💞💞
@salamalamlam6786
@salamalamlam6786 6 ай бұрын
ዋይ ሜሪ ስነስርዓት😂😂
@selamselam3599
@selamselam3599 6 ай бұрын
ናይ ሰብ ነገር ፍቅርኩም ይብዛሕሕሕሕ 🙏❤❤❤❤
@Yaredtube23
@Yaredtube23 6 ай бұрын
ሰላም ደቂ ዓደይ መዓረይ እስኪ ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደምርኹምኒ ሕለፉ ኣይክፈሎን ንቲሓጋገዝ ፕልስ ሓብርና ንዕበ❤
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@abieltarik1907
@abieltarik1907 6 ай бұрын
Hiiii abeli hawy btami zfetwekum neZey hawi sebtka yuotup awxlom plise hagez ykenom eyu 🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ from eritrea
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 3 ай бұрын
ሜሪ ሰሓቅ ወዲእክኒ ታይልካ ኢዳ ትሕዛ ያ😂😂😂
@user-lw6oe6bo9u
@user-lw6oe6bo9u 6 ай бұрын
ይፍቀድ ዱዩ ምስ ዘማካ ምዕራሕ ሪአ ስለ ዜፈልጥ እየ ብዝተረፈ ግን ዕዲመን ጢዒናን ይሃብኩም ሕቶይ ጎን መሉሱለይ ሓደራኩም❤
@najesthalu2883
@najesthalu2883 6 ай бұрын
ሐዚ እኮ ናዓና እዮም ፕራንክ ዝገብሩና ዘለው😂😂😂
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@dhhduruhduduf9202
@dhhduruhduduf9202 6 ай бұрын
አይ ሰብ ነገረ አሰይ ደቅኒይ ❤❤❤❤❤
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 6 ай бұрын
Welahanti gega yeblun
@mariyamey555
@mariyamey555 6 ай бұрын
ሜርየይ አቤየለይ እንኳዕ ዳሕና መፃእኩም❤❤❤
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@MizuTube-x1x
@MizuTube-x1x 6 ай бұрын
ኩሉኩም እዛ ፅሑፍ ትርእዩ ዘለኩም ንቻናለይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ❤❤❤😊😊 ሓደሽቲ መደባት ከምፅአልኩም እየ ግጥምታት ክፅዕነሉ እየ 🤲🥰🥰🤲🤲
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@user-pg9hd1yt1c
@user-pg9hd1yt1c Ай бұрын
እዚ. ፅዋ. የበልነየ ይ. ሰወቲ. ሐዉኪ. ከመይ. ገይሉ. ክእትያ. ተሐስቢ. ትጋገለኪ. ዘሐፍተይ
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k 6 ай бұрын
ሜሪየይ ኣጆኺ ዕርክነት ኮ ከሙኡ እዩ የትቅንኢ❤😂
@sllam2299
@sllam2299 5 ай бұрын
ኣጀኪ ሜርዋይ ዕርክነት ከምኡ እዩ እና ፍቅርክሙ የብዛሕዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😅
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 6 ай бұрын
ሰላም ንኩለኩም ክቡራተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤
@Chskkmdkjbsjlod-uz2qx
@Chskkmdkjbsjlod-uz2qx 6 ай бұрын
ኣለዋና እየን እማ ኣይከማክን ቀናእ😅😅😅
@user-rc5zf7dx8x
@user-rc5zf7dx8x 6 ай бұрын
ኣይ ሜሪዋይ ማዓረይ ኣይትሳኣኒ ኣስሕቅክና😂😂😂❤❤
@user-nn3bq2uh5w
@user-nn3bq2uh5w 6 ай бұрын
እዋይ ናይ ቆልዓ ዘረብ ምትእማምን ፅብቁ እዩ😂
@awetkedane3947
@awetkedane3947 6 ай бұрын
መሪ ማዓርይ ❤❤❤❤❤
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r 6 ай бұрын
በጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም ኣቤለይ ሜሪየይ🙏😘🙏😘 ቅንኢ ዳኣ ለሎ እንድዩ😂😂
@Abelsfamily
@Abelsfamily 6 ай бұрын
😀❤❤❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ssll7812
@ssll7812 6 ай бұрын
እውይ ሰብ ሩጉም ኣይትፎትውዮይ ዲኪ ኢልካ ዘረባሎ እሞ ልሓንቲ መዓልቲ ደሞ ዓርኪ ኮይኑ ብስሩ ዓርኪ ኮይንካ ኮ ሕጉስጉስ ፍሸክ ኢካ ትብል ምንታን መራዓ ክደምቅ እና አነ ብወገን ንኣቤል ምንም የሕዘሉይ ሜሪ ሓፍተይ ዕዱለኛ ኢኪ ኣብ ናይ ሓዉኪ መርዓ ምዕራኩ እዚ ናዓኪ ዓብዪ ክብሪ ሰለዘለዎ እዪ እና መምሃሪ ይኮነኩም ናይ ሰብ ዘይምስማዕ
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 6 ай бұрын
ሜርየ እምነት እዩ ወሳኒ ምቅራተይ 🥰🥰🥰
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 6 ай бұрын
ዋይ ሜሪ ሐደጊ😂😂😂😂❤❤❤❤
@tdflove3582
@tdflove3582 6 ай бұрын
ፅቡቃተይ🎉❤❤
@user-wk8vd9zl8n
@user-wk8vd9zl8n 6 ай бұрын
ሜሪየይ እምነት እዩ ወሳኒ ❤
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 6 ай бұрын
Amnet Eyu wesani
@user-so7vc5xh5b
@user-so7vc5xh5b 6 ай бұрын
ደስ ባሃልቲ
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws 6 ай бұрын
Entay eyu lomi wedeyyyyy weridina
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 6 ай бұрын
ፅርያት ፍጥረት ክፍትወኩም ማዓት❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q 6 ай бұрын
ዝፍትወኩ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n 6 ай бұрын
ኣየ ሜሪየይ❤😂
@adug-nj3gp
@adug-nj3gp 6 ай бұрын
አይ ሰብ ናይ ባዕልኪም ዘይትገበሩ
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 6 ай бұрын
አቱም ህዝቢ ሕደጉ እበር ከ ትፈትውዮ ድኪ ያ ኖኖ ናዓኩም እያ ትፈቲ ገረምቲ ዓርኪ ተኮኑ ዳአ ታይ ክገብር ነይርዎ 😮
@dudfdudyd572
@dudfdudyd572 6 ай бұрын
😂🤣🤣ሜሪዬይ
@medhintadele9073
@medhintadele9073 6 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ገግበሩኒ ተጋረሩዋይ jamratey eye way 🙏
@ababatasfay3036
@ababatasfay3036 6 ай бұрын
ወይ ጣጣ😮😊
@user-hg4ow2xv2j
@user-hg4ow2xv2j 6 ай бұрын
ይሞችኩም ግን❤❤❤
@BanaBeauty14
@BanaBeauty14 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hintsetyoutube
@hintsetyoutube 6 ай бұрын
Selam ahwety kkkkk merry😂😂😂😂😂 kkkkkkkk😂😂😂
@user-so7vc5xh5b
@user-so7vc5xh5b 6 ай бұрын
16:25
@user-mo4vu6ic3k
@user-mo4vu6ic3k 6 ай бұрын
Meriye tsibkti sebayki gn kibri yeblaka aytksera
@user-mn1gu8ps1p
@user-mn1gu8ps1p 2 ай бұрын
ባሓደ ኢናያ በቃ ልክልቲአኩም ንዕድመኩም ኢና😂😂😂😂😂😂
@hiwilove19
@hiwilove19 6 ай бұрын
ተጋሩዋ # ሳብስክራይብ #ሓጉዙኒ
@user-xg3lt9ev9k
@user-xg3lt9ev9k 6 ай бұрын
ሜሪየ ኣይትጋገይ
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ፁሪያተይ ተጋሩዋይ ሳብክራይብ በሉለይ ኣሕዋተይ❤❤
@Abelsfamily
@Abelsfamily 6 ай бұрын
Yeknyelna mkrtey❤❤
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 6 ай бұрын
ዋውውው ❤❤❤❤❤
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 6 ай бұрын
Kkkkkkk miriy shkor mkrti meshak ❤❤❤❤
@wezamberhe5051
@wezamberhe5051 6 ай бұрын
ቅንእ ከም ዘሎ እዩ መሪ ቆንጆ😂😂
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝
@user-ww8yn9cd4h
@user-ww8yn9cd4h 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 6 ай бұрын
Kosile bsehak uffff
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂❤❤❤
@mlatgeryyy445
@mlatgeryyy445 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Chskkmdkjbsjlod-uz2qx
@Chskkmdkjbsjlod-uz2qx 6 ай бұрын
ብራክ ድዩ ንርማላ እዩ
@letezgheralebel9012
@letezgheralebel9012 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@slamsslam740
@slamsslam740 6 ай бұрын
አይ ትቀለድ ሜሪ 🎉😂
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍🥰
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 6 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም❤
@user-xv8fu7xt9i
@user-xv8fu7xt9i 6 ай бұрын
❤❤❤😄😄
@user-es5ff6qe5x
@user-es5ff6qe5x 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😂😂😂😂
@user-dv5qr6rv9f
@user-dv5qr6rv9f 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-en9mb7lq5h
@user-en9mb7lq5h 6 ай бұрын
ኧረ ሜሪ ሸም እዩ😂
@user-db6oe9ub4h
@user-db6oe9ub4h 6 ай бұрын
አስይይይይ😂
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@zfanhayle929
@zfanhayle929 Ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@user-mk6gv2dr7v
@user-mk6gv2dr7v 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉❤❤❤
@user-hy6uq8cv7v
@user-hy6uq8cv7v 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢😢😢
@user-yb7yv2le3c
@user-yb7yv2le3c 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@MihiraEqubay-ed5lc
@MihiraEqubay-ed5lc 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@blen502
@blen502 6 ай бұрын
🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@fdsf760
@fdsf760 6 ай бұрын
kkkkkk😂😂😂😂
@SalemFtsum-sz9kj
@SalemFtsum-sz9kj 6 ай бұрын
😂😂😂❤❤
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
@user-lh9sp4hv1d
@user-lh9sp4hv1d 6 ай бұрын
😅😅😅
@user-vt8xp4up7e
@user-vt8xp4up7e 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉😂😂
@user-qw9md2tf8z
@user-qw9md2tf8z 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@Lili-io1in
@Lili-io1in 6 ай бұрын
ክፈትወኩም ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል ተጋሩዋይ❤ፕሮፋይለይ ብምንካእ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ኣሕዋተይ በዛይኩም🤲♥️ ወሪሐስ 30 ዘይመላእኩ
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 6 ай бұрын
ሳብክራይብ መልሲ ማዓረይ💝
ሓሪርና ከምዚኣ ኣይትውዓል 😡 እምቧእ
21:36
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 46 МЛН
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 11 МЛН
ፍቕሪ ሎሚ መጠረሽትኡ ከምዚ ኮይኑ
21:10
Abel's family
Рет қаралды 3,8 М.
ሄኒን ኣቤልን ርእሶም ነቂዖም 😡
17:15
Abel's family
Рет қаралды 13 М.
ተዋሳእቲ ብረይ ድራማ_ንኣሸንዳ ብሃንቀውታ ይፅበየኣ 'ለዋ_Brey drama crew #ashenda
31:00
1 1 ENTERTAINMENT - ሓደ ሓደ ኢንተርተይመንት
Рет қаралды 48 М.
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 46 МЛН