ኣብ ናይ ወደይ 7ይ ወርሒ ሰሪሐዮ ዘይፈልጥ😮ነገር ሰሪሐ💪

  Рет қаралды 72,750

Nueud (ንኡድ) Tube

Nueud (ንኡድ) Tube

25 күн бұрын

ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

Пікірлер: 795
@TsritiHaftu
@TsritiHaftu 23 күн бұрын
ደቂ መዳመይ ላይክ ግጨዋኒ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
ደምረን 😊
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f 19 күн бұрын
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 23 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስስስ ብሃሊ እዩ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤ሓንቲ ነገር ክብለኪ ዝደሊ ግና አብ ግዜ ፆም ናይ ፆም አይትስርሒ ከም ክርስትያ መጠን ክነፆም ግደታና እዩ ካብቶም ሸዉዓተ አፅማዋት ሓደ ፆም ሃወርያት እዩ ድሕሪ ሐዚ ከምዚ አይትስርሒ አብ ግዜ ፆም ኤሚ ፅሪት እቲ ኮምንት ዝዋሃበኪ እዉን ከምዚ አይትበሉ አይብሃሊ ሰብ ዝመሰሎ ዝተረአዮ ሓሳብ ስለ ዝህብ እና ንዓኩም ዝጠቕም ጥራሕ ዉሰዱ ፍቁራተይ❤❤❤
@Zedtesfay
@Zedtesfay 23 күн бұрын
በጃኹም ተጋሩዋይ ኣተባብዕዎም ንኣሕዋትኩም ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@Zedtesfay ደምረን ዝሓፍተይ🙏😘
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 23 күн бұрын
ፆም ኣይኮነን ድዩ ብዝኮ ጎቦዝ ብዝበለጸ ካአ እቲ ፃዓደ ምስዚ በሸሚል ተትገብሩሉ ብዝበለጸ ጥዑም ንኮነልኪ መዓረይ
@amanithupia1201
@amanithupia1201 23 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ባሃልቲ ስድራ ፈጣሪ ብበረከት ይባርኩም ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርኮ ብFB ብ Tube ቡዙሕ ጊዜ ጠይቀኪ ኣይመለስክለይን ሓውኪ ሐሽዎዶ ኢለ ብቻ ሰለ ዝራኣክዎ ደስ ኢሉኒ❤😮ይዝክር ኣብ ዕፅዋን ክባን ኣዲስ መፂኪ ሓወይ ሓሚሙኒ ክትብሊ ብቻ እንኳዕ ሓወየ❤😮
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@amanithupia1201 ደምረን ማዓረይ❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 23 күн бұрын
ኢዲ ይባረክ ኤሚየይ መኣረይ እግዚአብሔር ንሓዳርኩም ይባረክ ዛምቤተይ።❤🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@user-ys9yj7en6v ደምረን 😘
@AKLILUGmikael
@AKLILUGmikael 23 күн бұрын
ሲስተረይ ብሓዳርኩም ብዉላድኩም ተባሪኽኩም ኢኹም እሞ ዘላእለማዊ መፈፀምታኹም ይግበረልኩም ኣምላኽ እና በቲ ዩቱብ እተሕልፍዎ ከዓ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅሪን ምክብባር ዘለዎስድራ በርትዑ ብጣዕሚ ደስ ይብል
@AKLILUGmikael
@AKLILUGmikael 23 күн бұрын
ኣጋጣሚ ሞባይለይ ቻርጂ ወዲኣ ብናይ በዓልገዛይ እየ ኑኡድ ዩቱብ ኢለ ፂሒፈ ሊኢኸልኪ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@AKLILUGmikael ሳብስክራይብ በልለይ ኣብ ናተይ🙏😘
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 22 күн бұрын
በስምአብ ፆም ምድሪ ደውን ክምዚ አሎ እዩ አብ ዓዲ ንኢስኩም ዲኩም ንስኩም ዘይትፀሙ ካውኡ ድማ ብወለድና እንፈልጦ ቆልዓ አብ ዓሞቱ እንበር ወርሒ ወርሒ ብዝመፀ አይክበርን
@gdhfteucdgb8388
@gdhfteucdgb8388 22 күн бұрын
በዛ ዝፀሓፍክያ ፅሕፍትስ ሓጥያት ከይከነኪ ሰለ ነብስኪ አፅርዪ አብ ናይ ሰብ ሂይወት አይምልከተክን ካዓ አብ ሓወርያ ፆም ካብ በዓለይ ፀይሞ አይፈልጥን ሰለዚ ፍፅም ሰብ አይንምሰል አብ ከሞንት
@ifhd4442
@ifhd4442 19 күн бұрын
ዋውውውው ትፍለይ እኪ ወሓለ ቀፅልሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ልወድኩምለ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤🎉🎉
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f 19 күн бұрын
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@MeazaTube12
@MeazaTube12 23 күн бұрын
ዋውው ኣብሳየ ዋሓለ👌❤ግን ምስ ይቅርታ እተን ካብ ብዙሓት ውሑዳት ሕማቅ ዝዛረባ ተገዲስኪ ኣይትመልስለን ምክንያቱ ሕማቅ ከዛርባኺ እየን ብቃላተን ስለዝተገደስኪ ክሕበና እየን ስለዚ ሸለል ኣዝዝለን😠 እና ንኡደይ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢይካ🙏🙏ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ምቁራተይ ንበሩለይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@NuedTube
@NuedTube 22 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏 ብጣዕሚ እየ ለመስግን ዛሓፍተይ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 23 күн бұрын
ኦው ቀዳመይቲ ግጨዩኒ በሉ ታይማ ንዮ ድዩ ካሊእ ❤ ዳወለላይ ጽቡቃት ወድኩም እግዚአብሔር ብጥበቡ ብመጎሱ የዕብየልኩም ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባርከልኩም ❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 23 күн бұрын
ደምርኒ🎉
@fyorigaltigray8279
@fyorigaltigray8279 23 күн бұрын
ዋሕለ ንፍዕቲ ኣነ ከማኪ እየ ብድፍረት እየ ዝሰርሐሎ ዞም ኣዕራብ እምበይ ኣይክእልን ኩሉ ድፍረት እዩ ዘድልዮ❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 23 күн бұрын
አብሰላት ሙዑዝ ንኡድ ብጠቅላላ ቤተሰብ ሰላምን ፍቅር አብ ሂወትኩም ይብዛሕ ንኡደይ ጎቢዙ ፅቡቅ ዘበን ክገብረሉ ይምነ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@WejeratAdey
@WejeratAdey 23 күн бұрын
ደምርኒ🎉
@user-ri3qx3vh9m
@user-ri3qx3vh9m 23 күн бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ሰብ ሓሳቡ ዝፅሕፍ ዘሎ ስለዘቅረበኪ እምበር ብከሊእ የኮነይ እና ሓዳርኩም ይባርከልኩም
@genetybrahe7562
@genetybrahe7562 23 күн бұрын
ዋውውው ዋሓለ አኪ ክሉ ስርሕኪ ቀጽሉሉ ፡ ክርስትያን ኮንኪኩም ዘይትጽሙ ብግዚይ ጾም ስጋ ትብልዑ ከም ኣስላም አዝስ ጽቡቅ ኣይኮንን ኣብ ስደት ዝልዋ አካ አንዳ ጾማስ
@user-ss6ob2wi2e
@user-ss6ob2wi2e 23 күн бұрын
wa ade qola endya nsa da sebaya ktbl tkel eka
@AKLILUGmikael
@AKLILUGmikael 23 күн бұрын
ናይ ሎማዓንቲ ከዓ ዝረኣኽዎ ናይ ኑኡድ 7ወርሒ ብዘመልክት ብጣዕሚ ደስ ይብል ብዉላድኩም ተሓጎሱ ጠቅላላ ዝወለድኩሞ ከምቲ ወለድኹም ናህትኩሞ ብርሃን ዉላዱ ሪኦም ዝተሓጎስልኹም ኣብናትኩም ከዓየሪኹም ኣምላኽ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቤተሰብ
@NuedTube
@NuedTube 23 күн бұрын
Btaemi batemi eina nemesgn egzabher yhabelna
@AKLILUGmikael
@AKLILUGmikael 23 күн бұрын
ፅቡቅ ገይርኪ ምኽንያቱ ዉላድ ማለት ተስፋ ተሓጓስ በቃ ዉላድ ማለት ብርሃን ናይገዛ ማለት እዩ እሞ ኣምላኽ ዉላድኩም ምስሙሉእ ጥዕና ይባርኸልኩም እና ዝሓፍቸይ ምሸት ምድሪ ረቢሸኩም ይቅርታ ግበሩለይ ናይኑኡድቤተሰብ መፂኣክትበሃል ከላኣብቴለቭዥን ክርኢ ከለኹ ደስእናበለኒ እየ ዝርኢ
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 11 күн бұрын
ብሓቂ ዝያዳይ እቲ ዘለካ ንኣምላክ ኣመስጊንካ ምምጋብ እዩ ❤❤❤
@fanaB-ty1go
@fanaB-ty1go 23 күн бұрын
Des bahali ፅቡቃተይ 😍wedki kaa ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ❤️🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 22 күн бұрын
ኣብስየ ጎበዝ ኣብሊፀ እየ ልፈትየኪ 🙏♥️ ክትዉሕልሊ ብሓቂ የኔ ቆንጆ ♥️👌
@zaharazahara502
@zaharazahara502 23 күн бұрын
ሓውኪ ርኤዮስ ደስ ኢሉኒ ማዓረይይይ እግዚኣብሄር እንታይ ይሰኣኖ ተመስገን ወድኹም ደሞ ብጥበብ የዕብይልኩም ኣሕዋተይ🎉🎉🎉🎉🎉❤
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 23 күн бұрын
ጎበዝ ብጣዕሚ ፊያካ ኢኺ ትመስልኒ ኔርኪ ግን wawww❤❤❤ btaemi ye zfetweki ❤
@فهدالهمامي
@فهدالهمامي 5 күн бұрын
እግዚብሔር በጥበቡ ያስድግልሽ እህትየ❤
@user-nc2oq8eh8p
@user-nc2oq8eh8p 23 күн бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ ሰራሕከ ፅቡቅ እዩ ግን መሰቁል አሰሪ
@user-me7wk1yf6d
@user-me7wk1yf6d 23 күн бұрын
ዋውውው❤❤❤ጎበዝ ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኪም
@TrahasGebremdhn
@TrahasGebremdhn 22 күн бұрын
ጎበዝ እንዲኺ ኢሚየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ምስ ይቅርታ እምበር ክትበልዑ ተለኹም ኣይተማዕትቡን ልምንታይ ግን ቅር ከይብለኪ ስለ ዝተዓዘብኩ እየ ክርስቲያን ኣብ ዝነበረ ነይሩ እትዉ ኣይብልን እንተኾነ ፆሎት ገይርካ እንተዘይኮዩኑ ድማ ምምዕታብ ኣገዳሲ እዩ ተተጋግየ ኣርሙኒ❤
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 22 күн бұрын
ፆም ምድሪ እኮእዮም ስጋ ዝበልዑ ዘለው😮
@TrahasGebremdhn
@TrahasGebremdhn 22 күн бұрын
@@user-hb1vb8qm4q እወ እሱ ለ ፅቡቅ ኣይኮነን ብያንስ ግን እቲ ምምዕታብ ግን ፆም ኣይብል ስዕረት ኣይብል ክንለምዶ ዝግበአና እዩ
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 22 күн бұрын
@@TrahasGebremdhn ማለተይ ፍቅሪ እግዚአብሔር ዘለዎ ሰብ ይፅልን ይፀውምን ኢለ እየ 💚
@BlesssedDay
@BlesssedDay 22 күн бұрын
​@user-hb1vb8qm4q ሓጥያት ሰብ ኣይትዉሰዱ ጾን ምኻኑ ኣይተፍኦምን ግን ባዕሎም ይፈልጥዎ ጸገሞም እዋእ
@user-je7xd5lb5r
@user-je7xd5lb5r 21 күн бұрын
በእውነት ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ይዓድለና​@@BlesssedDay
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 23 күн бұрын
ውሓለ ኢኪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤
@NgstiNgsti-j7o
@NgstiNgsti-j7o 21 күн бұрын
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዐበየልኺ🎉ኩሉ ጊዜ እየ ዝኻተተሎኩሙ ግን ንመጀመረያ ጊዜየይ ኮሜንት የፅሕፍ ኣለኩ ተይ ክበል ደለየ እየ በጣዐሚ እየ ለድንቀኩሙ ዘይተኳርዑ በተለይ ንሰኺ ማለተይ ካምቱ ኣርቲስት መካንኺ 😊ደሞ ግልፅነትኺ ብጣዐሚ እየ ልፎተዮ ቀፅልሉ ካቡኡለ ኮሜንት ኣይተገደሲ ብዝሓለፈ ው,ን ይርኢ ነይረ ግን ገሪሙኒ ኣየ ኣንሕና ኣብ ስደት መፂና ኩሉ ስለ ዝፈለጥናዮስ ቡዙሑ ነገር ንበል ኣንሕና ዶ ኣይኮናን ኢና ኩሉ ጊዜ ሽሮ 😅ቃትሪ&ምሽት &ንጎሆ ኧረ ኩሉ ደቂቃተት 😂ኧረ በለስ ጥራይ ሆሆሆሆ😮 ዝሮ ማ ፍቅረኩሙ ይበዛሕ❤
@NuedTube
@NuedTube 20 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏
@user-nk5dr7qp9j
@user-nk5dr7qp9j 23 күн бұрын
አቱሙ ሰባት አብ ዓዲ ን አብ ዓረብ ን ዘለና ኩለና ድና አሰልምና ብተለይ አርቲሳት ግን ንኩለኩሙ አይኮንካይ ሰለ ዝርአኩ አየ ፀሙ ምድሪይ ብዘተረፈ ይፈትየኩሙ አየ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@user-nk5dr7qp9j ደምረን ዝሓፍተይ🙏😘
@user-bs8mh6em4x
@user-bs8mh6em4x 23 күн бұрын
ዋሕለ ኢኺ እሙየይ ታይ ክወፀኪ ወላድኩም ውን እመቤቴ ብጥበባ ተዕበየልኩም❤ግን ኣብ ሃይማኖትኩም ጠንኩሩ እዚ ኩሉ ዝገበርልኩ እግዚአብሔር እዩ ስለዚ ኣብ ሓዳርኩም ፍቅሪ ሰላም ስኒት በረከት ክህልወኩም እግዚአብሔር ኣብ ማእከልኩም ኣእትውዎ ኣይተእትዎን ማለተይ ኣይኮንኩን ግን እሙየ ሓደ ማዕተብ እሰሪ ካብኡ ሓደ ክርስትያ ናይ ያዋርያት ፆም ክፆም ግድን ምክንያቱ እዚ ፆም ናይ ፍቃድ ዘይኮነ ናይ ሕጊ ቤተ ክርስትያና ፆም እዩ ካብቶ 7 ዝተኣዘዙ ፆም እዩ ካብኡ ብዝኮ ኾይኑ ተዘይፀይምኩም እኻ ድካምኩም ወይ ዘይምፃምኩም ኣብ ገዛኹም ይኩን ወይ ኣብ ገዛኹም ኣቅሪዎ እቲ ዝፆመ ሰብ ውይ ዘይፆሙ ናበለ ባኣኹም ይሰናከል ይፈርድ ዋጋ ዘይብሉ ካኣ ይኹን በሰናይ ሕሊና ክትርድእኒ ተስፋ ይገብር እሙ ሓፍተይ እመቤቴ ወላዲት ኣምላ ሙሉእ ሕይወትኩም ትባርኩም ከለላ ላኣ ትቱንኩም✝️💙
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 23 күн бұрын
ብሓቂ ቃለ ሰናይ❤
@NuedTube
@NuedTube 23 күн бұрын
Btaemi eina nemesgn Kulu ztebhale tkkl eyu knestekaklo eina eti mateb gn ksadey alarjik aleni koynu eyu
@user-tl8tv6fi8x
@user-tl8tv6fi8x 22 күн бұрын
👌👌👌👌❤
@user-je7xd5lb5r
@user-je7xd5lb5r 21 күн бұрын
​​@@NuedTubeኤምየ መዓረይ ክሳድኪ አላርጅግ ልፈጥረልክ መዓተቡ ዘይኮነስ መዕተብ ንከይትአስሪ ካልእሓይሊ ፀላኢ ሰናይ እዩና ፀበል ተሓፀቢ ማለተይ ማንጨሎት ማለተይ እየ እና ብዝተረፈ እግዚአብሔር አምላክ ውላድኹም ብሞጎስ የዕብየልኩም ሓዳርኹም ይባርኸልኹም ደቂ ነይ በርትዑ ድማ ሓደግዜ ምድያ ስለዝወፃእኹም ናይሰብ ሓሳብ ከይትሳላቸው ምክንያቱም ኩሉ ብመልካም ላሓሰውኹ እተን ፅሙ ፀልዩ ዝብላ ዘለዋ ድማ ከይትፀልእወን ሓቀን እየ መጀመርታ ክርስቲያን ስለ ዝኾንኹም እዩ ካልአይ ስለ ዘቕረባእየን እና ብዝኾነ ንኩላትና መስተውዐሊ ይሀበና እግዚአብሔር አምላክ ተጥፍአ ይቅርታ መዓረይ
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q 23 күн бұрын
ብጣዓሚ ጎበዝ ኢኪ ኣሜዋይ እግዛኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዓናን ይሃቡኩም ንኩለኩም ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@user-uz6pv1ol1q ደምረን ኢኪ ዝሓፍተይ
@user-vd1cc7kf4z
@user-vd1cc7kf4z 22 күн бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ክትብሉ ቤቢየ የዕቢካ መዓረይ መርዕኡ የሪኢኩም❤
@amubrhanu
@amubrhanu 23 күн бұрын
ንኡድየ ሓብቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 23 күн бұрын
ኢሚየ ገወዝ እኪ ጥራይ ቀፅለሉ ሰበ ዘይምልከቱ እዩ ዝአትዋ ግን ሕቶ አለኒ ፆም አይከነይ ድዩ ከዚ
@mmmarketing5683
@mmmarketing5683 21 күн бұрын
@@BrhanchannelBrhanChannel 😅😅😅 ሰብ ዘይምልከቶ እዩ ልአቱ ሕቶ አለኒ ፆም የኮነይ ድዩ ከዚ ? አብለይምልከተኪ ለይአተዉኪ ግርም ዩ
@edltiabrha7716
@edltiabrha7716 22 күн бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪም ብሩካት ስድራ ውልድኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም እና ምስ ይቅርታ ንምንታይ እኪ ማዕተብ ዘይትገብሪ ብቀዳማይ መስቀል ኣሲርኪ ነይርኪ ደስ እልኒ ከዚ ካዓ መዕተብ የብልክን ዛሓፍተይ❤
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d 23 күн бұрын
ብሓቂ ብጣዕሚ ኢኪ ዋሓለ ግን ምስ ሰናይ ይቅሬታ እንታይ ድዩ ሃይማኖትኩም ኦርቶዶክስ እንተ ኮይንኩምስ ጾመ ሃወርያት እዩ ግን ስጋ ትሰርሒ ስለ ዝረኣኩኪ እየ ማዓረይ ልሕቶይ መልሲ ይፅበ?
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 23 күн бұрын
ትክክል እዘን አርቲስት ፆም አይፈልጣን 😢😢😢😢
@MuezGher
@MuezGher 23 күн бұрын
ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ዛድንቀኩም ዳ ንኡድ ❤❤ ካባየ ብዝዘለለ እውን ቤተሰብይ ያሪኦም እየ እና ብጣዓሚ ኢና ናድንቀኩም Mather & Sister ኣብፀሐለይ ኢለናኒ ኣለዋ ኣድናቆተን ቀፅልሉ❤❤❤❤
@user-bk6br1jt3o
@user-bk6br1jt3o 22 күн бұрын
ብጣዓሚ ኢኪ ዋሓለ የድነቀኪ አየ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 23 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤ይኣብስራ ሓውኪ ድማ እንኳዕ ዳሕና ኾነ❤ስለ ዝረአኹዎ ደስ ኢሉኒ ውላድኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 23 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏
@mekdesnegash875
@mekdesnegash875 18 күн бұрын
በርትዒ ኤሚ ሽኮር ❤
@wskn2913
@wskn2913 23 күн бұрын
አነስ.ብናኪ.አቀራረባኪ.ደስይብለኒ..በቢ.እዉን.ዕድመን.ጥዕናን.ይህቦ❤❤❤❤❤❤
@user-ee1ff6dx7t
@user-ee1ff6dx7t 22 күн бұрын
ኣነስ ቪድዮኩም ክርኦ ተለኩ ደስ እናበለኒ እየ ዝርኦ ፍትው የብለኩም እየ ኤሚየ ሽኮር❤❤❤ ነኡደይ ለ እንኮዕ ተወለድካ🎉🎉
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n 22 күн бұрын
ኤሚየይ ናይ ሰብ ነገር ኣይትገደሲ ሰብ ዝብሎዖ እምበር ዝዛረብ ኣይስእንን ወድኺ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበብ የዕብየልኪ❤
@AfariKsa-uq6om
@AfariKsa-uq6om 23 күн бұрын
ቐፃሊ እዉን ልድያ ሒዝክልና ንዒ❤❤
@ShemshuAbdusemed
@ShemshuAbdusemed 20 күн бұрын
እዝውቲ ቀፅልሉ ንኡደይ እንኳዕተወለድኻ♥♥♥♥♥♥
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx 15 күн бұрын
ኣነስ ምንም ዘይፈልጥ ስደት ወፅየ ሀዚ ግን ኩሉ ኣሎ ኣብ ትግራይና ❤❤❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 23 күн бұрын
ይበል ዉሕልናት ንኡደየ የዕብካ 🙏❤
@Meri.2146
@Meri.2146 23 күн бұрын
ኣብሰላየይ ክትግቡዚ ደስ ክብል እዝውተይ ፅቡቃት ስድራ❤
@user-hb1rj7gm3b
@user-hb1rj7gm3b 23 күн бұрын
gobez Eki mashalah❤❤❤
@liyuhbt9443
@liyuhbt9443 21 күн бұрын
Des bahalti 🥰🥰edmen tenan nezi shkor wedkum 🥰🥰🎉🎉🎉
@user-uq6wq5nn8g
@user-uq6wq5nn8g 23 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🎉
@DhfgFudgfg
@DhfgFudgfg 23 күн бұрын
ኢድ ይባርኽ ወድኽም ለ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኩም
@user-jy5pl7fu6h
@user-jy5pl7fu6h 15 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ ውላድኩም ደማ እግዚኣብሔር ብጠበቡ የዕበየልኩም ፍትዋተይ🎉❤
@wezamberhe5051
@wezamberhe5051 20 күн бұрын
የኔ ቆንጆ መፃእኻ ብሩሁ ይኹን በብየ ❤❤
@merryzebrabruk1527
@merryzebrabruk1527 23 күн бұрын
ታዓድልኪ ❤❤ ኡሙየይ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይብርክልኩም
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@merryzebrabruk1527 ደምረን
@user-nc6yg7fd1q
@user-nc6yg7fd1q 21 күн бұрын
ኤሚየ ፅሪተይ አነሰ ፈትዉትዉዉዉዉ እየ ዘብለኩም❤❤❤❤ ንወድኩም ካዓ ብጥበቡ የዕብየልኩም እግዘአብሔር አምላክ❤❤❤
@Judi533
@Judi533 22 күн бұрын
Atum shikorat Sidra bitaime iye zefetwekum embeytey gobez mekiberet sebeaya eki ❤❤❤
@DdRr-nc1pz
@DdRr-nc1pz 23 күн бұрын
ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ እግዛቢሄር ብጥበቡ የዕቢካ ኑኡደይ
@wawwww5364
@wawwww5364 23 күн бұрын
ፅብቃት ደስ ብሃልቲ ❤🎉🙏🌿
@MTHA-ee1ym
@MTHA-ee1ym 23 күн бұрын
አምላኽ ፍጹምን ቡሩኽ ቅዱሥን ናይ ሂወት ይግበረልኹም ምሕረት የውርደልኺ አምላኽ
@abifiker1221
@abifiker1221 23 күн бұрын
ኣሰይ ጥዑሙቲ ድሕዞት ክፈትወኹም እኾ ቤቢዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ ዝወደይ❤❤
@arsemasis5738
@arsemasis5738 22 күн бұрын
አሰይይ ዝወደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣረ ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-le6rz7hg7c
@user-le6rz7hg7c 23 күн бұрын
ፅቡቃት ደስባሃልቲ ወዱኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃቦ ፈጣሪ ጅዝ አበይ ይርከብ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@user-le6rz7hg7c ደምረን😘
@titisabawit3510
@titisabawit3510 18 күн бұрын
ኤሚዋይ ወሓለ ፅርይቲ❤❤❤❤
@HsggDv
@HsggDv 23 күн бұрын
ኩሉ ፅብቅ እዩ ዛሓፍተይዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@TsritiHaftu
@TsritiHaftu 23 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ወለላይ ንፈትወኪ ኢና
@lemlemkasahun5883
@lemlemkasahun5883 20 күн бұрын
❤❤ዋው ቆንጆ ላዛኛ ነው አብሲ ዬዬዬዬዬ❤❤
@tigraynamedia5885
@tigraynamedia5885 20 күн бұрын
አሰይ ዝወይ እንካዕ ተወለድኻ ንኡደይ🎉🎉🎉❤
@668-tj6oz
@668-tj6oz 23 күн бұрын
ኣሰይ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 22 күн бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
እግዚአብሔር ብጥበብ የዕብካ ዝወደይ🙏😍
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s 23 күн бұрын
ኤማየ ጎበዝ ኢኺ ከም ጋል ገጠር ኣሰራርሓኺ😅❤️❤️🥰🥰ደሞ ኣይትጥፍኡ ምፅእ ምፅእ ቦሉና🥰🥰🥰
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 23 күн бұрын
ኣህሌን ዝያዳይ ከመይ ቀኒኺ❤❤
@beana3912
@beana3912 10 күн бұрын
happy 7th month babye💐💐🎂🎂🎉ብዓልቲ ሞያ ሽኮሪና💯💯👌።ካሊእ ጊዜ ግና ቢጃማ አብ መደቀሲ ጥራሕ 😅😅
@abebakahsay8277
@abebakahsay8277 23 күн бұрын
Happy 7 months💙 Stay blessed.
@slamaor6578
@slamaor6578 22 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባርከልኩም🥰❤️❤️
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r 23 күн бұрын
ደስ በሃላት ስድር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሕዳርኩም ይባረክ 🙏🌹😘ደሞ ግብዝ እኪ ምግበ ምስራሕ ❤😊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@user-fg8xc4xx7r ደምረን ሸካር🙏😘
@user-lk1bf6ly5r
@user-lk1bf6ly5r 22 күн бұрын
Amiy shukor ketullu btaemiy tubuk rikiy niakiy❤❤❤❤ ktllu srahtkiy
@user-sm8bl7lb9f
@user-sm8bl7lb9f 23 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@Ngsti518
@Ngsti518 23 күн бұрын
ብጣዕሚ ኢኪ ንፍዕቲ ቀፅልሉ ፅብቃተይ❤ይፈትወኩም የ ንሚጣ ለ ብጥበቡ የዐቢየልኩም ፈጣሪ❤🎉
@SmretTube
@SmretTube 23 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@dadsfade477
@dadsfade477 23 күн бұрын
ምዑዘይ ድምፁ ናፊቁና ብሓደ ናዕለልኩም ምፁና ወለላይ ማዓረይ ናበልኩም ናኦደይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ😊
@SmretTube
@SmretTube 23 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@almazamanal8643
@almazamanal8643 23 күн бұрын
ቀፅሉሉ ፅቡቃተይ❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 22 күн бұрын
ኣነስ እዞም ገዛ ገዛ ከይድኹም ጾም እዩ ገለመለ ትብሉ ጸምኩም ከም ዘለኹም ዲኹም ክትሕብሩ ደሊኹም ሰብ ናይ ነብሱ ሓላፍነት ባዕሉ እዩ ዝወስድ ሓጥያት ሰብ ኣይትጸብጽቡ ጸሙ እዩ ማዕተብ ዶ ተማዕተቡዶ እዋእ ሃገር እያ ናይ ሓባር ካልእ ኩሉ ናይ ዉልቂ እዩ
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f 19 күн бұрын
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@Dolar1219
@Dolar1219 22 күн бұрын
እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልኩም ጎበዝ ኤሚዋ አነስ አብ ዓዲ የፈልጦን ኔረ ልዛንያ 😊 አብዚ ስደት ከሉ ጊዜ እየ ዝሰርሐሎም ግን ስጋ ዓረብ ስለዘፈቱ በሊዐ አይፈልጥን እስኪ ብሰላም ይመልሰናሞ ንሰርሕ ኢና የቀንየልና ኤሚ ሽኮር ❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 23 күн бұрын
ኢድኪ ይባርክ ኢሚየይ ዋሕሎ ከምዚኣ ገይረ ክሰርሕ እየ ደሰሰ ኣላቲኒ እያ😍 ንወድኩም ፈጣሪ ብጥበቡን ብሞጎሰን የዕቢልኩም💟
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@user-di4lm9vc6w ደምረን🙏
@senibirhanu5709
@senibirhanu5709 19 күн бұрын
ፈጣሪ አምላክ የባፅሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Samri16
@Samri16 23 күн бұрын
ፅሩያት ሰድራ ብጥበቡ የዕብየልኩም ዋሓለ ኢኪ ብሓቂ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@Samri16 ደምረን ሸካር🙏😘
@Nura_Mohammed
@Nura_Mohammed 23 күн бұрын
ገበዝ እኪ ግን መኮረኒ እውን ትገብርዮ ትክእሊ እኺ ኖርማል እዩ ሓቢቢቲ❤️💛
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 23 күн бұрын
ኤማየ ወሓለ ኢኪ ዛምበይተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት ስድራ 🥰😍
@SmretTube
@SmretTube 23 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 23 күн бұрын
@@SmretTube ገይረልኪ ፀኒሐ ወለላይ🥰
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o 18 күн бұрын
ብጥበቡ የዕብየልኹም እግዚአብሔር ኣምላክ🥰🥰🥰🥰
@selam801
@selam801 23 күн бұрын
ብሩካት ሰድራ እፎትወኹም'የ😊❤
@elsadade5439
@elsadade5439 22 күн бұрын
ጎበዝ ኢኺ
@UGvggVgaygg
@UGvggVgaygg 23 күн бұрын
anes kfetwekum mukuratey🎉🎉🎉❤❤❤
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo 23 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፅሩያት ገዛ ይኣብስራየይ ዶሞ እንኳዕ ምሉእ ምሕረት ኣወረደልኻ ኣሙየይ ኣዲስ ኣበባ ኾይንኺ ዝተገበረልኺ ኢንተርቪዉ ምሳኺ ይነብዕ ነይረ ኸዝግን ኹሉ ሓሊፉ ድሒኑ ኣብ ጎንኺ ስለ ዝራእኽዎ ቦእነት ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ሓጎሰይ ወሰን የብሉይ❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 22 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ብጣዕሚ እየ ለመስግን 🙏🙏
@SolianaMehari22
@SolianaMehari22 23 күн бұрын
Yh bzeleka temesgenyu don't worry darling keep shining ✨️🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@SolianaMehari22 ሳብስክራይብ በልለይ ሸካር🙏
@MB-fn6nz
@MB-fn6nz 8 күн бұрын
ኣሰይ ፅቡቃት🥰🥰🥰🥰
@wskn2913
@wskn2913 23 күн бұрын
ዋዉዉ.ደስ.ይብል.ዝያዳይ.❤❤❤
@mere7099
@mere7099 23 күн бұрын
ዋዋዋ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ፡ ፅብቕተይ👌👌🥰🥰🥰🥰🥰
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 23 күн бұрын
@@mere7099 ደምረን ሸካር🙏
@hhfghf1172
@hhfghf1172 23 күн бұрын
እግዝኣብሄር ብጥበቡ የዕብየልኩም ፍቅርኹም ሓዳርኹም ይባረክ❤❤❤🎉
@selamselam-ns3vg
@selamselam-ns3vg 21 күн бұрын
Zfetwekum familiy😍😍❤️❤️😍😍
@user-vk1hc1dq5v
@user-vk1hc1dq5v 23 күн бұрын
🌿ዋዉ ደስብሃልቲ ፋሚሊ💋💋❤
@user-fr3ee3sc3j
@user-fr3ee3sc3j 16 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ የዕቢዯ🎉❤
🫣ዝናብ ጉድ ጌሮምና 💦💦💦💦
9:30
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 23 М.
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,6 МЛН
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 42 МЛН
Inside Out Babies (Inside Out Animation)
00:21
FASH
Рет қаралды 18 МЛН
Agu 1/2024 ዘሕጉስ ዘና ኤርትራ እልል በል ድካ ንመልስ
36:20
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 44 М.
ንኡድ ወደይ ጉድ ገይሩኒ ነይሩ 🫢🙄😁
13:19
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 23 М.
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,6 МЛН