ኣብ ፍቕሪ ዘለና ኣረዳድኣ ጌጋ እዩ!

  Рет қаралды 27,153

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Күн бұрын

ኣብዛ ኢፒሶድ ብዛዕባ ፍቕርን ኣረዳድኣናን ክንዘራረብን ክንካታዕን ኢና። እንቋዕ ብደሓን መጻኹም!
ስልጠናታት ንምውሳድ ኣብዚ ታሕተዋይ ሊንክ ጠውቑ
www.hbri.academy
Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast
#podcast #habeshapodcast #vodcast #tigrigna

Пікірлер: 237
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 күн бұрын
ኣብ ዌብሳይትና ብምብጻሕ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ኣብ ዝጠዓመኩም ግዜ ተማሃሩ። www.hbri.academy
@king_04160
@king_04160 5 күн бұрын
ሰላም ዓወትን ፉርትናን ከመይ ትኾኑ? መጀመርታ ጽቡቕ መደመብ የቐኔልና! ብምቕጻል ኣብ ናትኩም ትካል ክመሃር ዴልየ ኔረ live ትምህሩ ዲኹ ወይስ ኣብ ናትኩም website ዘሎ እየ ክሪኦ? የቐኔለይ!
@MA16M3
@MA16M3 5 күн бұрын
ፍቕሪ ማእሰር ኩሉ ፍጻሜ ኢያ ሞ ልበሱዋ። መጀመርታ መንግስቱን ጽድቁን ንድለ ካልእ ኩሉ ዘድልየና ክህበናዩ። ቃል ጎይታና ኢዩ።
@ድንግለይያዋሕሰይ
@ድንግለይያዋሕሰይ 5 күн бұрын
ጹቡቅ ብጣዕሚ ጹቡቅ ገሊጽክሞ ፡ኣብዛ ፍቅሪ ረብሓ እያ ዝበልካያ ኣነ ምሳኻ ይሳማማዕ እየ ረብሓ በለጽ ዘይኮነስ ዝደለካዮ ክትረክብ ከለኻ ረቢሕካ ኣለካ ስለዚ ፍቅሪ ረብሓ እዩ
@zebibest7362
@zebibest7362 5 күн бұрын
ምስ መጻምድኻ ምህላዉካ ውሕስነት ዝስምዓካ እንተኾይኑ ንሱ ኢዩ ፍቕሪ። እዚ ኣብ ፊልሚ ዘሎ ሮማንስ ግን ንብዙሕ ሰብ ጌጋ ርድኢት ከምዝህልዎ ጌርዎ ኢዩ, love is all about feeling secure togather ስለዚ ኣይውዳእን ኢዩ ይብል ብወገነይ ❤❤❤❤❤
@rafis1966
@rafis1966 15 сағат бұрын
Great job,sharing this with us is also love,unconditional ,thx again
@GrmayHayle-w6d
@GrmayHayle-w6d 15 сағат бұрын
ብጣዕሚ ለባማት ይቀንየልና ክቡራት
@Astu177
@Astu177 3 сағат бұрын
Betaemi xebuq medeb xebuqatn beluxaten❤❤
@marreymarrey6293
@marreymarrey6293 5 күн бұрын
I'm in love with those couples. The way they talk and always bring God in their convo is amazing. But yeah Fikri alo gin am meamuk eiu delo and i wish kemti Awet dibelo to see everything in life in a Love way. Can't wait for the next episode!
@healthcenter-d3c
@healthcenter-d3c 5 күн бұрын
Brilliant eyu sebayki I appreciated him
@biserattedros618
@biserattedros618 Күн бұрын
You are right, that's the best answer
@tsegazeababraham9689
@tsegazeababraham9689 Күн бұрын
Excellent job keep it up❤
@tesfaypawlos2731
@tesfaypawlos2731 5 күн бұрын
Beautiful couples inside and out. We r missing these types of channels in our generation
@senaitisaac8927
@senaitisaac8927 5 күн бұрын
As always interring topic. We need more KZbinrs like you. Keep it up.
@kaleabhailu9298
@kaleabhailu9298 23 сағат бұрын
yekniyelna tiray kiblekum zideli. biaflito biemkot tintena keep it upp. bitaami tenkifkumi. Be Gad with guys.
@ኣምላኽፍቕሪእዩ-ቀ7ጐ
@ኣምላኽፍቕሪእዩ-ቀ7ጐ 5 күн бұрын
ዋውው ከምዚ ዓይነት መደብ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ግበርዎ ብሩኻት። ብጣዕሚ መሳጥን መሃርን መደብ። ብዝኾነ ግን ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ፍቕሪ ውሑድ`ዩ ዕምሩ፡ ስለዚ ይውዳእ`ዩ። ❤ክህሉ ይኽእል`ዩ፡ ክሳብ ሕጂ ግን ወድ ሰብ ኣይበጽሖን ብዘይካ ኣምላኽናን መድሓኒናም እየሱስ ክርስቶስ።
@zebibghirmay8057
@zebibghirmay8057 5 күн бұрын
Des tblu eikum thtna zmelakum dey kenti fltetkum ab kulu kea Egzabher ab twkelu ❤❤❤
@erey712
@erey712 6 күн бұрын
Im addicted to this chanel great job best couples 🙌❤🙏
@Habrom1988
@Habrom1988 Күн бұрын
ይውዳእ ዩ ኣይትዓሸዊ ብዘይካ ናይ ጎይታ ፍቕሪ ካልእ ይውዳእ ዩ። ፍቕሪ ማለት ሚዛናዊ ብቕዓትካ ምጥፋእ ማለት ዩ።
@arregaygebrekidan2790
@arregaygebrekidan2790 6 күн бұрын
ጽቡቕ መደብ ሓቀኛ ፍቕሪ ኣይውደኣን ኢዩ። እዚ ይውዳእ ዩ ትብሎ ዘለኻ ሃነይነይታ ዩ ዝብሃል ምስ መምህር ፍሩቱና የ ዝሰማማዕ
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 5 күн бұрын
Bravotat I like you Guys👍🏾
@selam801
@selam801 5 күн бұрын
ዋው ጽቡቅ ሓሳብ ኣልዒልኹም ናተይ ዝብሎኮ ፍርቱና ገሊጻቶ 'ያ። ዝኾነ ኾይነ ኣብ ሓደ ኣምላክ ምእማንን ምጽጋዕን ኣድላይ እዩ።
@AlmazTesfalem-t4r
@AlmazTesfalem-t4r 5 күн бұрын
🎉Yes love is first ❤❤❤
@SimonMengsteab-o1e
@SimonMengsteab-o1e 5 күн бұрын
ኣዝዩ ሰፊሕ ኣርኢስቲ አዩ ከምዚይ ከምቲ ኢልና ክንገልጾ ኣይንክልን አና ፍቅሪ ማለት ግን ኣምላክ ማለት አዩ ከምቲ መጽሓፍ ቁዱስ ዝብለና ፍቅሪ ማአሰር ኩሉ ኢያ ነኣ ሊበስዋ መታን ነኣና ክሕሸና ፍቅሪ ኣይትጀሃርን ኢያ ኣይትምህሕን ኢያ ኣይትጠልምን ኢያ ❤
@woldegiorgist53
@woldegiorgist53 5 күн бұрын
All❤ with benefit %
@elianaeli5782
@elianaeli5782 5 күн бұрын
Furti and Aweta ኣንታ ኣነስ ክፈትወኩም፤ ጠፊእኩምና ቀኒኹ❤ It’s an interesting topic, I’m bringing it to the table tonight to discuss it with my husband👍🏾 Good job!
@jefetinho17
@jefetinho17 6 күн бұрын
Mara feqarat sle zkenkum si.. „neza medem fqri’‘bfqri jemirkum bfqri wediekuma.. Fqrkum ybarek brukatey ❤️🙏🏾
@atobrhangebreslassie
@atobrhangebreslassie 5 күн бұрын
Thanks Hbri academy for your contribution And best channel ever keep going
@frtunatsegay4292
@frtunatsegay4292 5 күн бұрын
Thank you ♥️
@selammebrhatom1669
@selammebrhatom1669 5 күн бұрын
❤ane kea completely red eye gere zeleku so nay fqri edme eyu❤❤❤🎉🥰🌺❤
@fachetekle6184
@fachetekle6184 5 күн бұрын
ደስ ትብሉ ስድራ ። ተስፋ ይገብር ከሙ ክትቅጽሉ።
@rthagos635
@rthagos635 4 күн бұрын
Eti wedi gn mature koynu zeysimaka eta gual belah eya wela awedadqat qalat agelalixa❤
@fitsum4820
@fitsum4820 5 күн бұрын
5:03 Well, he's right 100%!! He just said the silent part out loud 😂
@Samri-cr5yb
@Samri-cr5yb 5 күн бұрын
Well come back guys ❤
@tekluwelday2270
@tekluwelday2270 4 сағат бұрын
Selamn brukat ahwat ketsali abrsey tmetsani zneberet eya naana eritrean s fkri klass yewlena alo ele zzarabela qal eya emo ketslwa brukat yehwatey hixbna fkri bzuh riket kgebr alewo thaks more gus.
@yosefkelitsolomon9613
@yosefkelitsolomon9613 5 күн бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ብጣዕም ዓሚቅ ትምህርቲ ፡ ብጣዕሚ ነመስግን ፡ ኣነ እኳ ብዙሕጊዜ ንፎርቱና እንድየ፡ ዘድንቃ፡ ኣብዚኣ ግና ዓወት ብጣዕሚ ብዝበለጸ ኢየ ኣድኒቀካ፡ ኣገዳሲ ኣገላልጻ። ቀጽልዎ ከኣ ኣብነታውያን ኢኩም ክልተኹም
@MekeretAdhane
@MekeretAdhane 2 күн бұрын
Dess behalte ❤
@BetelG.-ok8to
@BetelG.-ok8to 5 күн бұрын
❤❤❤❤ቀጽልዎ keep bringing brainstorming ideas and discuss it. I will always root for you ብጣዕሚ ኣብነታውያን፡ ኣነ ውን ከምዚ ናትኪ እሂን ምሂን ዝብል ለባም በዓልቤት ይፍጠረለይ❤❤❤
@businessforvalue
@businessforvalue 6 күн бұрын
Thank you very insightfull
@meseretisaak9335
@meseretisaak9335 5 күн бұрын
Love is forever, example: My parents have been together for 50+ years together. Love does not end♥️♥️
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 5 күн бұрын
ሰላም ሰላም ቢርካቴ ጽቡቅ መደብ ማሃሪ ማዓድ ኢዩ ን' ክልተኩም የማሰግነኩም !!!!🙏🏾🍇🍇🍇🌽🌽🌿🌿🌽🌿💗
@NatanSolomun
@NatanSolomun 5 күн бұрын
Awetey jgna amlak admen tanan yhabkum
@tesfalemkebede220
@tesfalemkebede220 2 күн бұрын
Des zbl medeb❤❤
@zergabernati
@zergabernati 2 күн бұрын
Anes bhaki mara ekum des tbluni bflay a haymanot xekitkum ktzarebu kelekum endegena azararbakum ka thtna zelewo mukanuu mara bluxat yigebrekum bzuh ena nmhar kabakum edemn tienan yihabkum ❤🙏
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 5 күн бұрын
እታ the best. ኣርስቲ ፍቅሪ
@fiyoriliben6317
@fiyoriliben6317 3 күн бұрын
ጽቡቅ ኣርአስቲ❤ ሓቅኛ ፍቅሪ ኣይውዳአዩ ' ፍርቱ ኣምበሲትትት
@mehreteabYhannes1952
@mehreteabYhannes1952 5 күн бұрын
A genuine love, whether for country, a mother, or a spouse, has a timeless quantity. Such kind of love is often rooted in deep emotional bonds, value, and shared experiences, making it resilient over time.
@dawittesfai6673
@dawittesfai6673 3 күн бұрын
Love. Is heavenly as you said humanity miss the understand of Love us a result feel him empty.
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 15 сағат бұрын
Mara kief alekum😍 'sebeyti zxyen xenati' 😜
@Skyline11111
@Skyline11111 4 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ኣይጸላእክዎን ። ኣብ ናብራኩምን ስራሕኩምን ዕብየት ይምነየልኩም
@yowhanachannel8563
@yowhanachannel8563 4 күн бұрын
Btaemi xbuk neyru ❤
@habtomyemane2401
@habtomyemane2401 4 күн бұрын
ጽቡቅ ዩ ሓሳብኩም ግን ኣብዛ ዓለም ቡዙሕ ዩ 🎉🎉🎉🎉
@desietmaekele
@desietmaekele 5 күн бұрын
Asey xbuqat ftret des ktblu xbuk medeb ❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 5 күн бұрын
1ይ ቆረንቶስ 13:1፤ ብቛንቋታት ሰብን መላእኽትን እንተ ዝዛረብ፡ ፍቕሪ ኻብ ዘይትህልወኒ፡ ከም ዜድሂ ኣስራዚ ወይስ ጭልጭል ከም ዚብል ጸናጽል ምዀንኩ። 1ይ ቆረንቶስ 13:2፤ ትንቢት እንተ ዚህልወኒ፡ ኲሉ ምስጢራትን ኲሉ ፍልጠትን እንተ ዝፈልጥ፡ ኣኽራን ክሳዕ ዘግዕዝ ከኣ ኲሉ እምነት እንተ ዚህልወኒ፡ ፍቕሪ ኻብ ዘይትህልወኒ፡ ከንቱ ምዀንኩ ነይረ። 1ይ ቆረንቶስ 13:3፤ ኲሉ ገንዘበይ ከኣ ንድኻታት እንተ ዝዕድል፡ ስጋይውን ንምንዳድ ኣሕሊፈ እንተ ዝህብ፡ ፍቕሪ ኻብ ዘይትህልወኒ፡ ሓንቲ እኳ ኣይጠቕመንን እዩ። 1ይ ቆረንቶስ 13:4፤ ፍቕሪ ዓቃል እያ፡ ፍቕሪ ለዋህ እያ፡ ፍቕሪ ኣይትቐንእን፡ ፍቕሪ ኣይትጀሃርን ኣይትንፋሕን፡ 1ይ ቆረንቶስ 13:5፤ ኣይተስተሓፍርን፡ ናታ ኣይትደልን፡ ኣይትምረርን፡ ኣይትቕየምን እያ፡ 1ይ ቆረንቶስ 13:6፤ ብሓቂ ትሕጐስ እምበር፡ ብዓመጽ ባህ ኣይብላን። 1ይ ቆረንቶስ 13:7፤ ኲሉ ትጸውር፡ ኲሉ ትኣምን፡ ኲሉ ተስፋ ትገብር፡ ኲሉ ትዕገስ። 1ይ ቆረንቶስ 13:8፤ ፍቕሪ ከቶ ኣይተቋርጽን እያ። ትንቢት እንተሎ ንሱ ኺሰዓር፡ ምዝራብ ቛንቋታት እንተሎ ንሱ ኺውዳእ፡ ፍልጠት እንተሎውን ንሱ ኺሰዓር እዩ፡
@YordanosHaile-k4f
@YordanosHaile-k4f 4 күн бұрын
ዋው ልብካ ዝመልአ ሓሳብ ገለ ዓይነት መደብ❤❤❤❤❤
@solomonisaak9549
@solomonisaak9549 4 күн бұрын
Nefat abzi zelonayo geza bhaki ab mengedi fekeri bhmhelawkem kexelwo❤❤
@marcg.1831
@marcg.1831 5 күн бұрын
I knew it but, I weren't so sure. Friends with benefits is another way to look at "ፍቅሪ ሎሚ" 😅
@abdullhsjd8715
@abdullhsjd8715 2 күн бұрын
❤❤❤
@FiliwediShumay
@FiliwediShumay 5 сағат бұрын
Awita kef alekum qxlul❤❤❤❤
@Lucia_tekie
@Lucia_tekie 5 күн бұрын
Furti btami ye zifetwekin zednkekin, I'm proud of you ❤bhasab gn kulu gize ms Awet ye, nay wshtey hasabat, kab kalatu kisemiom keleku btami des ybleni! Thank you & God bless you always
@simrettekle7920
@simrettekle7920 5 күн бұрын
Ata kndey yftewka eyom wedey❤❤
@zemenphoto5809
@zemenphoto5809 3 күн бұрын
Mesaka alku besay! I relly love ur expression! 😅
@solomonimesghen5959
@solomonimesghen5959 5 күн бұрын
ፍቅሪ ከምአፍቀርቱ ኢዩ:: ፍቅሪ ይኹን ተፈታዊ ነገር ኮይኑ ክዘልቅ አይክእልን ኢዩ:: ክብርቲ ሐፍትና እቲ ፍቅሪ መሰረት አሎዎ እቲ ዐንድታት መሰረት ምስዝናቃነቅ እቲ ፍቅሪ ኸአ ይናቃነቅ: እቲ ዝተናቃነቅ መሰረት ብአግኡ እንተዘይተዓርዩ ጠንቁ ሐያል ኢዩ ::
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 2 күн бұрын
ሃብታማት ኣዋልድ ምስ ድኻ ፍቕሪ ዝገብራ 00.0 ሓዳር ይገብራ ምክንያቱ ዘድልያን ስለ ዝዉንና ሃብቲ ስለ ዘለዎን ኣኽብሮት ኣብ ኣዋዳት ይጎድል ረብሓ ስለ ዘይብለን ኣይግደዳን እዚ ዩ ሓቂ ሓበሻ ብልቡ ካልእ ዝዛራቦ ካልእ እዚ ቡዙህ መደብ ግበሩሉ ኣብ ሓቂ ንእመን
@everlasting5592
@everlasting5592 4 күн бұрын
ቓል አምላኽ 'ውን ከምዚ ይብለና፡Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ 12: ዓመጻ ስለ ዝበዝሔ ድማ፡ ናይ ብዙሓት ፍቕሪ ኽትዝሕል እያ። ኽትዝሕል ምዃና ይዛረበና እንበር ክትጠፍእ እያ አይብለናን እዩ ።Romans 12 ትግ - ሮሜ 9: ፍቕሪ ብዘይግብዝና ትኹን። ንኽፍኣት ፈንፍንዎ ኣብ ሰናይ ልገቡ። አብዚ ክአ ብዘይግብዝና ፡ይብለና ነቲ ዝፊንፈን ክፍአት ዝበለ ክንገብሮ ከምዘይብልና ይነግረና'ሞ ዓወታ ፍሩቲ ስለዚ አነ'ውን ምሳኹም ይሰማማዕ ፍቅሪ አይውዳእን ፡እታ ናይ እግዝኣቢሄር ዝነግረናን ዘርአየናን ፍቅሪ ማለተይ'ዩ ፍቁራት ይሕዋት❤❤❤
@AbelAbel-g2i
@AbelAbel-g2i 5 күн бұрын
ሓንቲ ለባም ጓል አንተ ዝረክብ ኣነ ከመይ ጌረ መንበርክዋ ሓደ ፈጣሪ ጥራይ አዩ ዝፈልጥ።
@Galshabiya
@Galshabiya 5 күн бұрын
Kem tmnitka yhabka hawey❤❤
@AbelAbel-g2i
@AbelAbel-g2i 5 күн бұрын
@@Galshabiya ኣሜን ኩቡር ሓው
@mussiegoytom
@mussiegoytom 5 күн бұрын
Abi ሓወይ ወላ eta gal ለባም ወዲ አያ tixibe zela so esika ke kemeyyy eka ✌️
@AbelAbel-g2i
@AbelAbel-g2i 5 күн бұрын
@@mussiegoytom ኣነ ድኣ ለባም አየ ዝብል።
@ትምኒትልበይ-ጨ6ጀ
@ትምኒትልበይ-ጨ6ጀ 5 күн бұрын
😂 ኣነ ኣለኩ
@Denu757
@Denu757 4 күн бұрын
Mesaki alku ane❤❤
@Oriet.
@Oriet. 4 күн бұрын
I like u guys !
@mehreteabYhannes1952
@mehreteabYhannes1952 5 күн бұрын
True love never seek a reward. It is given freely without expecting anything in return by a desire for the well being of the other.
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 4 күн бұрын
ዓዊታ ደመይ እንዲካ ❤
@zeraytsige2633
@zeraytsige2633 5 күн бұрын
Agal was ich habe Respekt för awet mit deine Frau ❤❤
@akabiamenay3880
@akabiamenay3880 2 күн бұрын
ዜርና ዜርና ፍቅሪ ረብሓ እዩ ዝብል መደምደንታ ኢና ንበጽሕ ብ ዓቢኡ ን ፈጣሪ ትእዛዛቱ ንሕሉ እታ ንሱ ዘሃበና ፍቀሪ ክንለብሳ ንጽዕርን ፈተናታት ክንሓልፍ ንግደድን ካቡኡ ገለ ነገር ስለ ንደሊ'ዶ ኸ ኣይ ኮነንን ? Awet and furti የቀንይርልና ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ። furti ከኣ ካሎኦት ሰባት ተዛረብቲ ጥራይ ዘይ ኮነስ እንተላይ ሓሰብቲ ዝኾኑ ሰባት እንተ ትዕድምልና ዝበለጸ ምኾነ ።
@yorusaman5095
@yorusaman5095 5 күн бұрын
Pls Qexliyo Shekornatat Aemlik Edman tinan Yehabley Mary ❤❤
@ogbaifesseha7935
@ogbaifesseha7935 5 күн бұрын
ዝኸበርኩም የሕዋት: ደስ ዘብልን መሃርን ኣገላልጻኹም ደስ ኢሉኒ:: ስክፍታይ ግን መልእኽትኹም ንኣማኒ ክርስትያን ዝዘምበለ ኮይኑ ተሰሚዑኒ:: ከምታ መልእኽትኹም ፍቕሪ ንኹሉ ዝበልኩማ: ሃይማኖት ኣብ ምልዓል ጥንቃቄ ዘድልዮ ኮይኑ ተሰሚዑኒ እሞ ሓደራ::
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 5 күн бұрын
Awita brgiedawi 💙💙💙 nhna wun hgi yelen endaalna nbl
@NegasiKesete-tc9yp
@NegasiKesete-tc9yp 3 күн бұрын
ፍቅሪ ፍጹም ዘይዉዳእ ኣብ ልቢ ወዲ ሰብ ህያዉ ነባሪ ክኸዉን ዝተዋህበ መንቅብ ዘይብሉ ህያብ ፈጣሪ ኢዩ ። ዕድል ኣይትግበር ኢልዎ ግን ኣብ ወዲ ሰብ ምስ በጽሓ ፈኺሱን ሓሲሩን ኢዩ ። እቲ ሓቀኛ ፍቅረ መስዋእቲ ኢዩ ። መስዋእቲ ኸኣ ፍቅሪ ኢዩ ። ክልቲኡ ልክዕ ልብን ደምን ኢዩ
@hagereyalemey
@hagereyalemey 5 күн бұрын
ጽቡቕ ልዝብ ኔሩ ናብ ዘበልና ኣቢልና ናብ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ፈጣሪ ኢና ንምለስ ፍቕሪ'ዩ ነባሪ ፍቕሪ'ዩ ሰዓሪ
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 2 күн бұрын
ሃብታም እንተኾንካ ቡዙሓት ይድልይኦ ረብሓ ደልያን ኣዝዩ ንፉዕ ተማሃራይ ጽቡቕቲ ጋል ተፍቕሮ ምክንያቱ ኣብ መጻኢ ዉሑስ ህወት ስለ ትምነ ያ ረብሓኣ ተውሕስ አላ ማለት ዩ 👌👌👌👌e
@TsegayMalet
@TsegayMalet Күн бұрын
💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏
@meharigrmay4919
@meharigrmay4919 5 күн бұрын
ዓወት ማለት ንነብስካ ምምሳል ማለትዩ
@NahomNamchi
@NahomNamchi 3 күн бұрын
Awet nay bhaqi nfuau semae eka ab psychology zolo nay msmae limt n gal Ansteyti zleale rank mhazka....bzkone xbuqe medeb qexlwo❤❤
@hiritymehari9071
@hiritymehari9071 5 күн бұрын
ሓቀኛ ፍቅሪ ኣይውዳእን እዩ ኣቶ ዓወት ብዓይኒ ረብሓ ትቀርብ እንተ ኮንካ ግን ግዜ ውን ኣይወስድን እዩ ። ስለ'ዚ ፍቅሪ ረብሓ ኣይኮነን ኣይውዳእን እዩ'ውን በቃ.
@Eri-boyy
@Eri-boyy 5 күн бұрын
ብዙሓት ሰባት ኣለዉ ትምህሪ ኣለና ኢሎም ሓይሎም ኣብ ፍልስፍና ዝኮኑ እምነቶም ካብዚኦም ግን ልክዕ ከምቲ መንፈሳዊ ትምህርቲ ንሰምዖ ወይውን ንምሃሮን ከሙኡ እዩ ስለዚ ብጣሚ እየ ዝድንቀኩም የሕዋት
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 23 сағат бұрын
ፍልስፍና እሞ እንታይ ጸገም ኣለዎ ድዩ።
@MESERET-FLTET
@MESERET-FLTET 5 күн бұрын
ኣነ ፥ ንዝኾነ ብሰባት ሓበራዊ መግለጺ[ definition ] ዘይዋሃቦ፡ "ህላዉነቱ" ኣይኣምንን እየ። ምኽንያቱ ዋላ ዝኾነ ሰብ ናቱ ርእይቶ ብመቑጸሪ ዘይብሉ ዛንታታት ኣሰንዩ ኣብቲ ዛዕባ ሓሳቡ የቐምጥ ፡ ኣብ መወዳእታ ንኹሉ ከእምን ዝኽእል መርትዖ ዘይኮነስ፥ "መረጋገጺ" ኣይርከብን እዩ። ፍቕሪ ኻኣ ሓደ ካብዚኦም እዩ። ኣብ ኣእምሮና ፡ በብዉልቅና "ብኽልሰ ሓሳብ" ቀሪጽናዮ ከምዘለና ይኣምን እየ። ኣብዛ ዝነብረላ ዘለኹ ክዉንነታዊት ዓለም ግን ፡ ን30 ዓመት ዝኣክል ተቐሚጠ ኣለኹ፡ ፈጺመ ርኤዮ ፡ጨቢጠዮ ፡ወይ ዳህሲሰዮ ኣይፈልጥን እየ። ከምቲ ንደቂ ሕድርትና ፡ንፍቕሪ ዉን ሰባት ብዛዕብኡ ዛንታታት ፈጢሮም ክንግርሉ ጥራይ'የ ዝሰምዕ ዘለኹ። 👉ስለዚ ንዓይ " ኣባ ሓቃዊት ዓለም " ሰባት ንፍቕሪ ዝሃብዎ ትርጉም እንበር ፡ ብቐንዱ ፍቕሪ የለን👌።
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 2 күн бұрын
ፍቕሪ ረብሓ እዩ ኣብ ዝብል በዚ ዓወታ ዝገለጾ መሰረታር፡ ምስኡ እሳማማዕ።
@FinanAsmelash
@FinanAsmelash 5 күн бұрын
Love is life style once said Andrew Tate Great
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 4 күн бұрын
ክብረት ይሃብኩም ምጭዋት ኣሕዋት:: ጽቡቕ ግበር ንመን ንማንም ኢሎም' ሞ እኮ ወለድና:: ጋዕጋዕ ሃለዋትና ንፈውስ!!!
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 5 күн бұрын
ፍቅሪ ረባሓ እዩ. ክርስቶስ ምስዓብ ረባሓ እዩ..ዓወት ብሉጽ ብ አምላካዊ እኮ..ብሉጽ ሂወት ክህልወካ እዩ. ምጽሓፍ ቅዱስ ይብል..ሓቀኛ ፍቅሪ..ንፍርሂ ተሕድም, ንሰይጣን ይርሕቅ, ንሕማም ድኽማት ይርሕቅ ኣጉባዝ ይስንክሉ ይደኽሙ. እቲ ብፍቅሪ ዝኸይድ ሽማግለ ግን ሓይሉ ኸም ንስሪ ይሕደስ. ይኸይድ እሞ ኣይደክም. ይጎይ እሞ ኣይህለልን. ኩሉ ይውዳእ ኣብ ምድሪ.ፍቅሪ ግን ሕዛትካ ናብ መንግስት ኣምላኽ ትኸይድ ፍቅሪ ዘይብሉ. ናብ ግሃነብ እዩ ዝኸይድ ፍቅሪ ዘለዎ ኩል. ሰብ እይ ዝርኢ ኩሉ ድኻምን ጽቡቅን ናይ ሰብ ብጽቡቅ ዝርኢ ብ ምልኣት ፍቅሪ ዝኸይድ እዪ ሰብይት..እቲ ናይ ሰይጣን ባህሪ ኩፉእ ስብ ስብ ዘሎ ትርኢ ኢያ...ሰይጣን ስለትሰምዕ
@luwamkibrom3716
@luwamkibrom3716 5 күн бұрын
Nay bhaqi thank you broyyy
@kibreabgebremeskel3220
@kibreabgebremeskel3220 3 күн бұрын
ትምህርቲ ማሃይምነት አምበር ልቦና ኣየምጽአን ዩ ክትፍጠር ከሎካ ልቦና ክወሃበካ ኣሎዎ ብኣምላክ
@abramredae2595
@abramredae2595 3 күн бұрын
ፍቅሪ ኣይውዳእን እየ። ግን ፍቅሪ መሰረት 'ዩ። 1 Corinthians 13 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 4: ፍቕሪ ዓቃል እያ፡ ፍቕሪ ለዋህ እያ፡ ፍቕሪ ኣይትቐንእን፡ ፍቕሪ ኣይትጀሃርን ኣይትንፋሕን፡ 5: ኣይተስተሓፍርን፡ ናታ ኣይትደልን፡ ኣይትምረርን፡ ኣይትቕየምን እያ፡ 6: ብሓቂ ትሕጐስ እምበር፡ ብዓመጽ ባህ ኣይብላን። 7: ኲሉ ትጸውር፡ ኲሉ ትኣምን፡ ኲሉ ተስፋ ትገብር፡ ኲሉ ትዕገስ። 1 Corinthians 13 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ 8: ፍቕሪ ከቶ ኣይተቋርጽን እያ። ትንቢት እንተሎ ንሱ ኺሰዓር፡ ምዝራብ ቛንቋታት እንተሎ ንሱ ኺውዳእ፡ ፍልጠት እንተሎውን ንሱ ኺሰዓር እዩ፡
@መሓሪተኽለ
@መሓሪተኽለ 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣርእስቲ ኢኹም ኣልዒልኩም ዘለኹም ። ከም ናተይ ኣረዳድኣ ተኾይኑ ፍቅሪ ምናልባት ምስ ፖለቲካ ዝተኣሳሰር ኮይኑ ይስመዓኒ ፡ ከመይ ዝብል ሕቶ ክልዓል ይኽእል ኢዩ? ነዛ መልሲ ኣብ መንጎ ሕሉፍን ህልዉን ወይ ድማ ተወሃሂዱ ዝገዝእን ዘሎ ስርዓተ ቁጠባ ተሪኢናዮ፡ ካፒታሊዝም ፡ ሾሻሊዝም ከምኡውን ሓዋዊሰን ዝጎዓዛ ዘለዋ ሃገራት ክንሪኦ ከለና ፍቅሪ በበይኑ ኣገላልጻ ኢዩ ዘለዎ።
@hushboys4133
@hushboys4133 4 күн бұрын
ፍቕርን መኽሰብን መብዛሕትኡ ግዜ ክልተ ዝተፈላለዩ ኣምር እዮም። ፍቕሪ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ስምዒታዊ ምትእስሳር፡ ፍቕርን ሓድሕዳዊ ምርድዳእን ዝተመርኮሰ ክኸውን ከሎ፡ መኽሰብ ድማ ቁጠባዊ ረብሓታትን ዝለዓለ መኽሰብን ዘጠቓልል እዩ። ይኹን እምበር ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ቁጠባዊ ረቛሒታት ኣብ ዝምድናታት ተራ ክጻወቱ ይኽእሉ እዮም፣ ከም ፋይናንሳዊ ውሕስነት ወይ ንዋታዊ መዳያት ነቲ ዳይናሚክ ክጸልዎ ከሎ። ኣብ ብዙሕ ፍቕራዊ ዝምድናታት፡ ፍቕሪ ብዝበለጸ ካብ ፋይናንሳዊ ረቛሒታት ነጻ ክኸውን ኣለዎ። ይኹን እምበር ሰባት ኣብ ዝምድናታቶም ክጸልዉ ዝኽእሉ ዝተፈላለየ ቀዳምነታትን ድሌታትን ከም ዘለዎም ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። ኣብ መወዳእታ ኣብ ውልቃዊ ክብርታትን ኩነታትን ይምርኮስ። ብዛዕባ እዚ እንታይ ትብሉ?
@ksanetteame3692
@ksanetteame3692 2 күн бұрын
Bhaqi i frqi rebha eu ,l'm agreed with him 10000000
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 5 күн бұрын
ጓል ግርማይ. እታ ኣነ ቅድም ዝሰሕፍኩልኪ...አምላካዊ ፍቅሪ ንሳ ጽቡቅ ተርድኣትክ...ሂወት ኩኣ ኣብኣ ኢያ ዘላ...ገነት ተቱ ንሳ ኢያ እንተምንዝሩ. ፍትሕዮ ይብል. እዚ ስጋዊ ምንዝራና ኣይኮነን.ካብቲ ናይ ኣምላኽ መገዲ ማለት...ኣምላኽ ካባይ መንዙርኩም ክብል ከሎ ካባይ ርሕኩም.ማለት እዩ እዚ ምስ ደቁ ዝምንዝር. ይፈትሕዮ ግድን.ግን ፀልዮ ማለት ኣይኮነን..ትጽልሉ. ጽቡቅ ትምነይሉ.. አምላካዊ ፍቅሪ ትጸልኦ ሰብ የለን...ዋላ ሂትለር.. ዋላ ግህነብ ዝኣቱ ሰብ ተፍቅር ኢያ. ግን ሓቂ ምንጋሩ. ግሓነብ ከምዝኣቱ ጓል ሳንድያጎ..አምላካዊ ፍቅሪ እንተ ኣለኩም ዓወት ንዓኺ ሕማቅ ክገብር ኣይክእል ንስኺ ንዓወት ሕማቅ ኣይትግርብር. ፍትሕ ፍጹም ኣባኹም የለን. ግን.ሓዳ ሓደ ብኣስ ክህሉ እዩ ሰብ ኢኹም.!"
@mihretabberaki4293
@mihretabberaki4293 3 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yohanafessehazion9203
@yohanafessehazion9203 4 күн бұрын
❤❤❤Power couple
@TewodrosGhebrezghiabiher
@TewodrosGhebrezghiabiher 5 күн бұрын
መደብኩም ኣይጸላእኩዎን ፣ ደቒ ሰባት ብተፎጥሮና ስሱዓትን ቀናኣትን ስለዝኾና ነዛ ዓለምና በጽቢጽናያ እዚ ድማ ጉድለት መንፈሳዊ ሂወት ጥራሕ ኢዩ ኮኸውን ዝኽእል ስለዝኾነ ደቒ ኤረ ናብ ኣምላኽና ንመለስ ኣብኡ ኢዩ ዘሎ ጣዕሚ ሂወት ።
@tomaskidane217
@tomaskidane217 5 күн бұрын
what great idea❤🎉 ቀደም ዓለም ብቋንቋ ትግሪኛ ኢያ ትዛረብ ኔራ።😂😂❤🎉
@michal4521
@michal4521 5 күн бұрын
You both are cute
@rufealtesfamariam4750
@rufealtesfamariam4750 5 күн бұрын
@hyabhyab7796
@hyabhyab7796 5 күн бұрын
ፍቅሪ ብጻይ፥ ፍቅሪ ኣንጻር ጾታ፥ ፍቅሪ ስድራ፥ ፍቅሪ እንሥሳ፥ ሃነይነይታ፥ ፍትወት...ኩሉ ሓዋዊስኩም ፍቅሪ ኢልኩም ትዛረቡሉ ኣለኩም!!!!
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 5 күн бұрын
ኣይሓዋውሱን. ንስኻ ኢኻ ዘይትረዳካ. እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ኢሎም ገሊጾሞ እዮም. እታ ሓቀኛ ፍቅሪ ንኹሉ ኢያ ተፍቅር ዋላ ንዝብድላ ዝቀትላ..እዚ አምላካዊ ፍቅሪ እዩ ኣብ ምጽሓፍ ቅዱስ 1 ቆርንቶስ 13 ኣንብብ ንሳ ኢያ ሓቅና ፍቅሪ ግን ደቂ ሰቫት ን እንስሳ ነፍክር. ንጽቡቅ ንብሎ ነፍቅር.. ግን.ምጀምርታ እቲ አምላካዊ ፍቅሪ ክንሕዝ ኣለና..ድሕሪ .ኣንጻር ጾታ ፍቅሪ ኣሎ እቲ ኣምላካዊ ፍቅሪ እንተዘለ. ናይ ኣንጻር ጾታ ፍቅሪ ስጋዊ እዩ...ነዊሕ ኣይጸንሕን.ይውድእ እዩ
@YordanosGebru-o8s
@YordanosGebru-o8s 5 күн бұрын
Furti ❤❤❤
ደቂ ተብዓትዮ ምስ ካብኦም ትበልጽ ጓል ክዛመዱ ይኽእሉ'ዶ?
38:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 25 М.
Vodcast 11 | ዕድመ ኣብ ሓዳር የገድስ'ዶ?
53:50
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 62 М.
iPhone or Chocolate??
00:16
Hungry FAM
Рет қаралды 62 МЛН
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 112 МЛН
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 10 МЛН
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #32
19:29
Logbiba Tv
Рет қаралды 35 М.
ዓለም ሄዋናት | ሜክ-ኣፕን ደቂ ኣንስትዮን
15:22
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 13 М.