Рет қаралды 3,612
Aklilu H.michael
ናብራ ስደት ብዙሕ ብድሆታት ዝሓዘለ እዩ። ዘጋጥሙ ብድሆታት ግን ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለ። ግን እንታይ ዓይነት ረቛሒታት እዮም ንናብራ ስደት እሸጋሪ ክገብሩዎ ዝኽእሉ? እንታይ ምስ ንገብር ኢና ከ ኣብ ስደት ክንዕወት እንኽእል?ነዚን ካልእን እትድህስስ ቪድዮ ኣዳለዬ ኣለኹ፣ ናባኣ ከብለኩም።