#ኣብ

  Рет қаралды 10,435

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 86
@MengeshaGezae
@MengeshaGezae Ай бұрын
ሻለቃ ሓዱሽ ብጣዕሚ ተባዕን ደላይ ለውጢ ምዃንካ ብግልፂ ተረዲአካ ኣለኹ ብወገነይ ኣብ ጎንኻ ኣለና መናኣሰይ ሽረ ክብለካ ይፈቱ ቀፅለሉ።
@abeltsegay2305
@abeltsegay2305 Ай бұрын
ኣጆኻ ኣያና ሻለቃ ሓዱሽ💪
@kahsayabraha7360
@kahsayabraha7360 Ай бұрын
ብቁዕ ጀግና።ሓገዝ ናይ ሕዝቢ የድልዮ።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ Ай бұрын
ኣጂኺ ክብር ሻለቃ ዓዲ ሓየሎም ፈንቅል ዓዲ ሱሑሉ መዐንደሪ ዓለት ስባሓት ክታኸወን የብላን😐ፈጣሪ ያሓግዚኹም በሪቱዑ ህዝብ ዚሓዘ እዩ ዝስዒሪ❤
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co Ай бұрын
ሓማቓት ጀግና ይመስለና ነይሩ እትብሉስ ሕዝቡ ስለ ዘይካሓደ ድዩ ሕጂዉን ጀግና ወድ ጀግና እዩ። ኣጆኻ ሻለቃ ሓዱሽ ኣብ ጎንኻ ኢና።
@MeronM-ut8bk
@MeronM-ut8bk Ай бұрын
ጅግና ዘይኮነስ ነብሰገዳይ ሽፍታ ይቀትል ኣለኹ ናበለ ህፃውንቲ ቆልዑ ሓለውቲ ኣጣል ፆሊሞይ ማይፀለባዱ ማይቀዋዒት ዕሸላት ይቅንፅል ዝነበረ ኣረጊት ኤዲሳም ኣየናይሽፍታዩ ቀቲሉ ኣረጊትሰብኣይ 100ዓመት ንረደሀይ ቀቲሉስ ይጃሃር
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co Ай бұрын
@ ታይገድሽካ ኣንታ ብራርያ ኣብ ዓድና ኣይእትወኩምን ቆሌኹም ትርሓቕ ፀሊእናኩም ክንሞት ኢልና እንዳ ስብሓት ደቂ ኮሰተርቲ ዓዉዲ ኣይትበልዕወንን ልክዕ ከምናይ ወልቃይት ዝሰረቕክሞ ደርቢኽሞ ክትከዱ ኢኹም ሻለቃ ሓዱሽ ግን ዓዱ እዩ ድላዩ ይግበር ሕርር በሉ።
@aeron2708
@aeron2708 Ай бұрын
​@@Asgodommenges-jh3coትጎራሚ ጉርማ ትግራይስ ናይኻ ናየ ንባሀለላ አዲስአበባ ድያ ኾይና ቆርማድ አዝማድኻ እጓንዳ ከይተረፈ ተሰዲቱ መሠሉ ተሐሊይሉ ላነበረስ ትግራዋይ አብሽረ መፂእኻና ምባል ናጥዕና አይመስለንን ይሉሽን በሠማሽ ከይኾነካ ትግራይ ናይተጋሩን ንተጋሩ አኽቢሩ ንዝነብር እምበይ ኸማኻትኹም መሕፈርቲ አይኾነትይ ፈሽዃል።
@BesratAmare
@BesratAmare Ай бұрын
ጅግና ማለት አብዚ መድረክ ሓውና ሻለቃ ሓጀሽ እዩ።
@gebrebahre-ld2db
@gebrebahre-ld2db Ай бұрын
ከምኦም ጅግና ወላዲና ካለእእውን ናቶሎ ይከታሎም ❤️🙏❤️👌👌👌👍
@GrmayG
@GrmayG Ай бұрын
በርትዕ ተባዕ
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 Ай бұрын
ጀጊና ተባዕ❤❤❤❤
@mengegerami7124
@mengegerami7124 Ай бұрын
ተስፍ ዘለዎ ዘረባ እዩ 👌 አብ ዓጋመ እውን ከሚዚ ተባዕ ሰብ የድሊ። አብ ጎንኻ አለና💪💪💪
@BirhaneKiflu
@BirhaneKiflu Ай бұрын
Thank you father 💪💪💪🙏🙏🙏💛❤️
@yorted7529
@yorted7529 Ай бұрын
እግዚሄር ይሓግዝኹም!!! ብኽልተ ሰለስተ ሰባት ዶ ትግራይ ተሓመሰት? ብጣዕሚ የሕዝን:: ሓው ል ሓው ክቃተል? ትማሊ መራሕትና ኣይንህብን ኢሉ መንእሰይ ረጊፉ: ኸዚ ልስልጣን እዝኹሉ መዓት ይወርደና?!! የሕዝን!!!
@samigebremedhn-v3r
@samigebremedhn-v3r Ай бұрын
long live our beloved father we will support you❤❤❤
@teklaygodefa1442
@teklaygodefa1442 Ай бұрын
በርትዕ በሉለይ
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha Ай бұрын
Thanks Axumawian media for having this hero commander Hadush
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 Ай бұрын
👍👍👍
@berhaneghebru1105
@berhaneghebru1105 Ай бұрын
👍🏽
@AwetYrga-z8p
@AwetYrga-z8p Ай бұрын
ሓቀኛ ጀግና
@MebreLab
@MebreLab Ай бұрын
ሻለቃ ሓዱሽ ምስ ክንደይ ሸፋቱ ኣስገደ ፅምብላ ፈቖዶ በረኻታት ተከዘ ገጢሙ ዓዲ ሰላም ክረክብ ዝገበረ ምዃኑ ኣነ ምስክር እየ። "ንዓይ ዝፀልኣኒ ሌባ ጥራይ እዩ" ብዝብል መትከሉ ዝፍለጥ ጅግና ሻለቃ ሓዱሽ፡ ኣብቲ ከዕርፈሉ ዝግባእ ዕድመ ነቲ ሰላም ሓሪምዎ ዘሎ ህዝቢ ሰላሙ ከውሕስ ዕድል ስለዝተዋህቦ ሕጉስ እየ።
@gherHaftamu
@gherHaftamu Ай бұрын
God be with you and bless Tigray
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha Ай бұрын
Axumawian media is a neutral and Tigraway media
@wediofla3230
@wediofla3230 Ай бұрын
😄😄😄
@assaylemlem6939
@assaylemlem6939 Ай бұрын
ሻለቃ ሓዱሽ❤🙏🙏🙏❤
@welday232
@welday232 Ай бұрын
ካብ ብባሕርን ሳሃራን ዝጠፍኡ መናእሰይ ትግራይ ብናይ ሕወሓት ኣዋጅ ኩናት ዝጠፍአ ይበዝሕ ሕወሓት መናእሰይ ብባሕሪ ኣይትኽዱ ኢሉ ዝዛረብ ንባዕሉ ክሕሎ እምበር መእንተ ትግራይ ኣይኮነን
@YfGdf-p3i
@YfGdf-p3i Ай бұрын
ሠላም ❤❤❤❤❤❤❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Ай бұрын
ሓሽከር ጌታቸዉ ረዳ ሓሽከር ብልጽግና እዛ ሚድያ እዚኣ ናይ ብልጽግና እያ.❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DestaGeberzher
@DestaGeberzher Ай бұрын
@@tesfayhailu700 ትግርኛ ኣይትሰምዕን ዲኻ ትግራዋይ ዮም ኮ ሻላቃ ሓጎስ
@Emun-k7k
@Emun-k7k Ай бұрын
ህዝብና ናብ መረበቱ ከይ መለስ፤ ግዝኣትና ውሑስ ከይኸውን፤ ንፖለቲካ ሃልኪ ድሕሪ ጉባኤ ለውጢ ኣምፂእና፤ ተባሂሉ መታን ጃህራ ክንዛሕ። ንበዓል ጌታቸው ኣባሪርና ዝላ ኣምፂእና፤ ተባሂሉ መታን ክዝለል። ብልሒ ጫፍ ጭካነ ይቅር ዘይብሃል ገበን ብእኒ ደብረፅየን ይፍፀም ኣሎ። ዘይወግሕ መሲሉዋ ኣብ ኣብ እንታያ ታይ ትግበር ከምዝበሃል።
@TsigabuCheri
@TsigabuCheri Ай бұрын
ፅቡቅ ቀፅሉሉ እቲ ናይ ፀጥታ መሓውር ኩሉ ይፈተሽ በተለይ 03ፖሊስ ጣብያ ዘለው ሓለፍቲ ክንደይ ወንጀለኛታት አብህዝቢ ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ብኸመይ መልክዕ ካብ ፖሊስ ጣብያ አምሊጦም ?ይፈተሽ ቡዙሕ ማስረጃታት ክነቅርብ ኢና ብቻ ናብ ተሓታትነት ይእተው አለና ክንሕግዝ ኢና::
@welday232
@welday232 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እቲ ዝተሰናበተ ወታደር እንተዘይረቢሑ እቲ በየ ኣርሚ ዘሎ ወታደር እንታይ ይሓስብ ኣሎ ሓላዊ ደብረፅንተት ክኸውን ኣብኣ ይረኽብዋ ከምቶም ቀዳሞት ይረግፉ
@HasanHasan-p3p
@HasanHasan-p3p Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@michaelkidanemariam7763
@michaelkidanemariam7763 Ай бұрын
አጀዄ አብ ጎንኻ አለና
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo Ай бұрын
ጅግና ኢካ❤
@AlemashAbay
@AlemashAbay Ай бұрын
ባንዳ ረሳሕ እምበር ኣንቱም ሌያቡ ብልፅግና መሕፈርቲ ሃገረ
@Mebrhatu1212
@Mebrhatu1212 Ай бұрын
ወየ እቲ ስልጣን ናብ መንእሳያት እንደ ዝተብሃል እንታይ ዳአ ክይኖም አራጊ መሪጱ ጌታቸዉ
@gherHaftamu
@gherHaftamu Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊
@abebakebede4586
@abebakebede4586 Ай бұрын
👍👍👍
@ZerayHadush
@ZerayHadush Ай бұрын
Waw
@Mebrhatu1212
@Mebrhatu1212 Ай бұрын
ናይ ብልጵግና ምካን ማሌት ዉዱብ ምጥላም እዩ
@habeshaTiktok983
@habeshaTiktok983 Ай бұрын
ወይ ሽረ ዓደይ 😂 እዚ ሰብአይ ናይ ሓንጎል ፀገም አለወ😅
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f Ай бұрын
ጀግና ወዲትግራይ ከፅለሉ ዓነውነው አብሎም።
@May-vt1jq
@May-vt1jq Ай бұрын
ህዝቢ ናብ ሰላም ዝመፅ ግዛኣቱ ካብ መረበቱ ዝተመዛበለ ህዝቢ ክምለስ ከሎ እዩ ናብ ሓላፍነት ክመፅእ ዘለው ከማካ ዝበለ ኣረጊት ዘይኮነስ መንእሰይ እዩ ሕዚ እውን ህዝቢ ትግራይ ዒፅዋን ክባን እዩ ዘሎ ኣሽምባይ ንስካ ፃድቃን እኳ ንተጋዳይ ክሒዱ ናይ ኢ/ያ ሰራዊት ክሕልወና ኣለዎ እልና መን ከኣምነካ ጃዓባብ
@awelseid1580
@awelseid1580 Ай бұрын
እዞም ሰረቅቲ ወርቅናን ማአድናስ ክትአጵደም ዲኻ እሰቲ እጸዶም።
@LegeseKidane-b1r
@LegeseKidane-b1r Ай бұрын
አታ ገይገይ😅😅😅😅😅😅😊
@AbboWennbber
@AbboWennbber Ай бұрын
ተጋሩ ኣብ ትግራይ ናይ ሻዕብያ ወታደራት ካብ ዝገበርዎ ዘይናኣዓስ ግፍዒ ሓለፋቲ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ተንቤን፣ሽረን ራያ ብተደጋጋሚን ብዝሓዝን መልክዑ ግፍዒ ቀፂሉ ኣሎ ሕዝብ ትግራይ ንቃሕ ታይ ዝገበረ pp ዕዩ ወገነይ ብትብሎ ዝበፅሕ ግፍዒ ይሓምም!
@HvvgYg6
@HvvgYg6 Ай бұрын
ተሰፉ ዘለዎ ዘረባ ኣጀዃ
@Hdegeley
@Hdegeley Ай бұрын
ሽረ ናይ ማእከል ንግዲ ቀጠና ጥራሕ ዘይኮነትስ ቀትሪ ምድሪ ገንዘብካን ንብረትካን ብድውልካ እትክተር ከተማ ኮይና ትርከብ።
@ነፃነት-ቈ7ነ
@ነፃነት-ቈ7ነ Ай бұрын
Arrogance😢😢😢😢
@SelamHadgi
@SelamHadgi Ай бұрын
ጅግና አካ ተመሰለና ነይረካ ሕጅ ገነ ዓርካ ጌታቸ ራዳ ብድም አሕዋተና አይታቅልዴ
@welday232
@welday232 Ай бұрын
ቅድሚ ንጌታቸው ረዳ ምፅራፍካ ወይ ምፅራፍኪ ፊደላት ትግርኛ ኣፅሪኻ ምፅሓፍ ምኽኣል የድሊ ሕጂ ግና ኢልካ ንምፅሓፍ ኣኸብይካ ሕጅ ገነ ኢልካ ኢኻ ፅሒፍካዮ ዘለኻ
@LegeseKidane-b1r
@LegeseKidane-b1r Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅
@berhanetewolde
@berhanetewolde Ай бұрын
ናይ ጥዕና አይመስልን:: ናይ ጉራ ን ፈኸራን እዩ ዝመስል::
@Blackman-g6c
@Blackman-g6c Ай бұрын
ፈካራ ከይመስለካ እዙይ ሰብኣይ ብኣካል ይፈልጦ እየ ናይ ሰብኣይ ኣሰብኡት እዩ :: ሽረ ኮይኑ ተተዛሪቡ ተከዘ ወልድባ እያ ትርከብ ቃሉ:: ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ዝኮነ ይኩን ክንሕግዘካ ኢና ::✅✅✅
@gebremedinhaile2047
@gebremedinhaile2047 Ай бұрын
ዑሱብ ሀለዉለዉ አይትበል
@gebremedinhaile2047
@gebremedinhaile2047 Ай бұрын
ናይ ዘሓለፈ አናሲሕዎ ሕዚ ፉቅ መስርሕ ሰለ ዝረከበ እዩ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ Ай бұрын
እወዶ ክታቃጣቀጡ እኩም ኣቱም ኣታማን 😕
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x Ай бұрын
Nisikaeka esub ADEME ENA ERIT
@sisayazenaw8187
@sisayazenaw8187 Ай бұрын
​@@gebremedinhaile2047 ዕሱብ ዝበሃል ከማኻ ዝበለ ሸያጢ ዓዱ እዩ ዕሱብ ሻዕብያ ኢኻ
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co Ай бұрын
@@gebremedinhaile2047 መንዩታ ዑሱብ ወድ ስብሓት ኪድ ዉፃእ ኣንታ ኾስታሪ ዓዉዲ
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 Ай бұрын
ክትኣልዩ ኣይትኽእሉን! * እንተዘይሎ "ክልል ራያ ራዩማ" ንምስርት ኢና!
@hailehaile7296
@hailehaile7296 Ай бұрын
Annet ab tegaru zelo btaemi eyu zgermeni ezi tustus sebay si entay eyu zelewo kndzi zfkr
@DebesaySereke-v7h
@DebesaySereke-v7h Ай бұрын
Drbay ktknxel eka btiyt hwahat ktefie hasawi jahra natka turgum yeblun abiy endu dexneteka drbay
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ Ай бұрын
ተይ ዳኣ ምቃታል ኮ ባህሉኩም እዩ ሰነ ስራዓት ምታካል ዳአ ዘይታፈሊጡዎ ጉጀለ ስባሓት።
@ShshayWelegerima
@ShshayWelegerima Ай бұрын
ብርግፅ ፅቡቅ አዪ ምሻሙ ግን ቡዙሓት ቅማት ኣለዉዎ ደጋጊምና ክንሓስበሉ ግን ወንበር ሒስካ ንዉልቀ ረብሓኻ ምቅያር ትኽክል ኣይኮነን።
@herano6
@herano6 Ай бұрын
ዝተመደብካዩ ስራሕ ተራ ስብ ምድብዳብ ኣይኮነን ¡ ከመይ ሰላም ይሰፍን እዩ በሎ ፀርግፎ ኣምሲልካዮ። ፈኸራ በዚሑ ¡ ስልጣን ህረፍ ዉን ኣይተረፈን ፣ብሰለት የለን
@DebesaySereke-v7h
@DebesaySereke-v7h Ай бұрын
Akmka deymflat weilka bel
@Gmariam-q9q
@Gmariam-q9q Ай бұрын
እዚ ወዲ ጅግና ምኻኑ ይሰምዕ ነይረ እንተኾነ ግን ኣብዚ ዝዛረቦ ዘሎ ግን ጉራ ይመስል
@hailemariamabrha2722
@hailemariamabrha2722 Ай бұрын
ጥበብ ምሕደራ እዩ እዚ ዳኣ ካብ ኣብዪ ብኣክሊ ዝፈከረ እኮ የለን ብምርድዳእ ክንፈትሖ ኢና ዝብል ጥራሕ እዩ ተሳኢኑ ዘሎ
@CalebAbera-b1o
@CalebAbera-b1o Ай бұрын
ዘበን ግርም ቢጥ ጀነራላት እንተለዉ ሻለቓ???? ትዲፈ እንዳ ሃለዉ ን ሐረድቱ ይጽዋዕ ??? ዝተፈናቐለ ህዝቢ ክንዲ ምምላስ ????
@fkreayele3056
@fkreayele3056 Ай бұрын
ወይዚ መንእስይ መሸቅጢ ጌርኩሞ ቀጣፊ
@AberaAtaklti-tf7hn
@AberaAtaklti-tf7hn Ай бұрын
ክንኣልዮም ዶ በልካ? አዴኻ ኸም ዝለኣኸትካ እንተይ ኰነስ ......
@CalebAbera-b1o
@CalebAbera-b1o Ай бұрын
ኣኸሱማዊት መድያ እንታይ ወሪድኩም ክንዚ ወሪድካም ????
@Emun-k7k
@Emun-k7k Ай бұрын
ህዝብና ናብ መረበቱ ከይ መለስ፤ ግዝኣትና ውሑስ ከይኸውን፤ ንፖለቲካ ሃልኪ ድሕሪ ጉባኤ ለውጢ ኣምፂእና፤ ተባሂሉ መታን ጃህራ ክንዛሕ። ንበዓል ጌታቸው ኣባሪርና ዝላ ኣምፂእና፤ ተባሂሉ መታን ክዝለል። ብልሒ ጫፍ ጭካነ ይቅር ዘይብሃል ገበን ብእኒ ደብረፅየን ይፍፀም ኣሎ። ዘይወግሕ መሲሉዋ ኣብ ኣብ እንታያ ታይ ትግበር ከምዝበሃል።
Jaidarman TOP / Жоғары лига-2023 / Жекпе-жек 1-ТУР / 1-топ
1:30:54
JISOO - ‘꽃(FLOWER)’ M/V
3:05
BLACKPINK
Рет қаралды 137 МЛН
Thank you mommy 😊💝 #shorts
0:24
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 33 МЛН