"ኣብ ትግራይ ብዓመት 12 ቢልዮን ብር ዘውፅእ ወርቂ እዩ ዝእደን ዘሎ!" መዛዘሚ ሓሳብ ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ

  Рет қаралды 12,326

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 130
@tesfayamare8929
@tesfayamare8929 3 күн бұрын
ምዕራብ ትግራይ፥ ኢሮብን ደቡባዊ ትግራይ፥ ተፈናቐልቲ ተረሲዕስ ወርቂየ ገንዘብየ ኾይኑ ዘረብኡ ጉዳም።
@wediadi6788
@wediadi6788 3 күн бұрын
4:25 ጀነራል ጻድቃን ኣብዚኣ ዓባይ ናይ ሕሳብ ጌጋ ገይርኩም። ሓደ ቢልየን ዶላር ኣመሪካ ናብ ብር ክቕየር ከሎ፣ በዚ ሕጂ ዘሎ ወግዓዊ ናይ ማእከላይ ባንክ ቀመር ልዕሊ 126 ቢልየን ብር ኢዩ፣ 12.5 ቢልየን ብር ኣይኮነን። ስለዚ እዚ ማለት ዓሰርተ ዕጽፊ ናይቲ ፈደራል ንትግራይ ዝህቦ ናይ ዓመት ናይ በጀት ድጎማ ማለት ኢዩ።
@TeklayTadese-rx8yh
@TeklayTadese-rx8yh 3 күн бұрын
ጻድቃን ዕደ
@sbhatleabnega
@sbhatleabnega 3 күн бұрын
12 ቢልዮን ብር ዘይኮነስ 12 ቢልዮን ዶላር ዝብል ይትኣሩም ።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 3 күн бұрын
ሓቂ 125,000,000,000 ቢሊየን ብር
@LeakemaryamWeldegebriel
@LeakemaryamWeldegebriel 2 күн бұрын
እቲ ዝዓበየ ተስፋ መናእሰይ ጀነራልና አብ ዘይሓጥያቱ ዝኹነን ንበረልና ኣያና
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 3 күн бұрын
ኣረኣኣያ ኣለኒ ኣረኣኣያለኒ ኡፍፍፍፍፍ ኣብዝረኸብካዮ ኣደራሽ እዘን ቃላት ትደጋግም ኣለኻ ኣዕንትኻ ይጥፈኣ !! ድሁል ልዕሊ 10 ኩንታል ዝወፅእ እንተኾይንስ እንታኖኻ ትዕዪ ኣለኻ ፃድቃን ኣብ ትግራይ እኮ መንግስቲ የለን እዋ እ ጠጠው ዘይትብሎ ተረባሒ ስለዝኾንካ ኣንምበር
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 2 күн бұрын
ችድ ዱሁል ወዲ ርስሓት ነጋ
@GumesaAfokola
@GumesaAfokola 3 күн бұрын
ጀኔራል ፃድቃን ሕዝቢ ትግራይ የኽብረካ ይፈትወካ እዩ ስለዚ ኣነ ትጋዲለ እየ ግቡኧይ ትዋፂኧ እየ ንስኻ ድማ ዝሞቀ መነባብሮኻ ገዲፍካ ትጋዳላይና ክዕወት ምእንታን ናይ ውግእ ስትራተጂካል ካርታ ብምሕንፃፅ ሰራዊትና ክሳብ ደብረብርሓን ክበፅሕ ልገበርኻ ጅግና ወዲ ሕዝቢ ምዃንኻ ብደንቢ ይፈልጥ እየ ሕዝቢ ትግራይ ኾነ ትጋዳላይ ይፈልጥ እዩ ብዘይካ እንዳ ኣደመን እዘን ፀመቅቲ ስዋን ናይ መንደር ጉጅለ መረሕትን ማለት እዩ ስለዚ ንስኻን ኣባላትኻን ቀፅሉሉ ቀደም ቀዳድም ግን ዝተፈናቀለ ሕዝብና መልስዎ ግዝኣት ትግራይ ክኽበር ግበሩ በርትዕ።
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 2 күн бұрын
Absolutely 💯 continue
@tepositive
@tepositive 3 күн бұрын
USD 1 Billion = 127 billion Birr
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 2 күн бұрын
Aseyyy Eritrea 🇪🇷 feturula kkkkk
@alula5773
@alula5773 3 күн бұрын
Man of principle. My all time hero!
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 3 күн бұрын
Hero
@andemariam1763
@andemariam1763 3 күн бұрын
Tsadkan internationally said 12 billions instead of 127 billions. He said it is equal to tigray baget.
@haylayweldu3427
@haylayweldu3427 3 күн бұрын
❤❤❤❤
@teklayberhe3742
@teklayberhe3742 3 күн бұрын
125,000,000,000 እዩ ጀነራል አስተካክል
@wediadi6788
@wediadi6788 3 күн бұрын
ከምዚ ጀነራል ጻድቃን ደጋጊሙ ዝብሎ፣ መንግስቲ ትግራይ ናይ ምፍጻም ዓቕሚ/monopoly of power ክህሉዎ ኣለዎ። ብዘይ ከምዚ ዝበለ ዓቕሚ፣ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ሕግን ስርዓትን ከስፍን ኣይክእልን ኢዩ። እቲ ሳቤናት ከኣ ከምዚ ኣብ ትግራይ ንዕዘቦ ዘለና ሕጊ ኣልቦነትን፣ ካብ ሕጊ ወጻኢ ስራሓት ከም ምዕዳንን ምብካል ኣከባብን ምብኻን ሃብቲ ትግራይን ኢዩ ዝኸውን። ስለዚ ኣብ ትግራይ ብህጹጽ ሕጊ ናይ ምክኽባር ዓቕሚ ዘለዎ መንግስቲ ክምስረት ኣለዎ፣ ወይ እዚ ሕጂ ዘሎ መንግስቲ ከምዚ ዓቕምታት ክረክብ ኣለዎ።
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 2 күн бұрын
Respect general Tsadikan doing that we tegaru demanded for a decades gold rush and resources illegally out of Tigrai people never benefit from the resources come out of their land land ( life) because Tplf own everything must stop 🛑🚏 go ahead 🦁 General Tsadikan follow his lead Tegaru!
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 2 күн бұрын
No body respect Tsadkan He sided with Abiy & revolt against Tigray interests.
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 2 күн бұрын
@AyalewAlemu-m5y " Ayalew Alemu" (Amhari ) none of your business.
@tessam5859
@tessam5859 Күн бұрын
ንቶም ተፈናቀልቲ ናብ መረበቶም ክመልሶም ዘይክእል መሬት ትግራይ ዘይመልስ Genoside ንስፈፀመን ክሳብ ህጂ ንዝፍፅም ክተሀተት አለዎ ኢሉ ዘይሀትት Federal ወርቂ ይወስድ ግና 1% አይህበናን ኢሉ ክዛረብ እንተሎ ዘይሀፍር ናይመንግስቲ አካል ክባረር እንበር ክድገፍ እንተሎ ተሪኡን ተሰሚኡን አይፍለጥን!
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 3 күн бұрын
ጄነራላትን መራሕትን ትግራይ ጥራይ እዩም እቶም ጸላእቲ ትግራይ እሞበር ህዝቢ ደአ እንታይ ክተዉጻሉ። ቀሊል አብነት ጀነራል ጻድቃን ዘለዎ ሃብቲ ጀነራል ጆቤ ዘለዎ ሃብቲ ጀነራል ታደሰ ዘለዎ ሃብቲ ክእመን ዘይከአል እዩ። እቶም ፖለቲካዊ መራሕቲ ስርቂ ጥራሕ አይኮን።
@teklaynega7935
@teklaynega7935 2 күн бұрын
ንምንታይ ብዛዕባ ወልቃይት ዘይትዛረብ
@GeberMekonon
@GeberMekonon 2 күн бұрын
ዝሰብኣይ እዙይ ትግራይ የጥፋኣ እዩ ዘሎ ዘረቡኡ እውን ንትግራይ ካብ ክሳድ ንላዕሊ እዩ ጌታቸው ይውረድ እዮም ዝበሉ ንምንታይ ጠጠው ዘይትብ ሓሳዊ
@HaftomGerezihar-l2x
@HaftomGerezihar-l2x 3 күн бұрын
ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@XxXTWH-em2zj
@XxXTWH-em2zj 2 күн бұрын
❤ፃድቃንን ጌታቸውን ተከተልቶምን አጀንዳ ጥያቄ ህዝቢ ትግራይ ምቅያር እዩ ስርሖም ፦ ጥያቄ ህዝቢ ትግራይ ግዝአትና 48% ሚታዊ ይመለሰልና እዩ ዝተምዛበለ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ እዩ ። ሰራዊት አይንብትንን ዕጥቂ አይነውርድን ግዝአትና ከይተመልሰ እዩ ።ጌታቸውን ፃድቃን ጥያቄ ህዝቢ አጀንዳ አይትቀይሩ ለውጢ ዘድሊ ተኮይኑ ድሕሪ ግዝአትና ምምላስ እዩ❤
@YemaneAbrha-k9b
@YemaneAbrha-k9b 2 күн бұрын
ሓደሓደ ናይተጋሩ ጌጋ ዘዓከተ ስርዓትን ኣተሓሳስባን ክትልውጥ ግድን ተደጋጋሚ ሓሳባት ምርድዳእ የድሊ እስኪ ነዋዳድረን እቲ ስልጣን ብሒቱ ብቤትፅሕፈት ዝለመድኽዎ ስኢነ ኢሉ ቀትርን ለይትን ይእከብ ጀነራል ፃድቃን ድማ ኣብ ወርሒ 8ተ መዓልቲ ካብዚ ዝለመድናዮ ኔትወርክ ወፂእና ታይ ተገበርና ይጠቅም እናበለ ምስህዝቡ ምምኻር መኒኡ ይሐሽ
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 2 күн бұрын
Unity first. The monopoly of power interim government General Tsadikan said absolutely right and we go there to western Tigrai and all Tigrai Land and people Free interim administration must have monopoly of power! "Esealu Tegaru mis "general because it's east Africa dangerous territory must be managed by General's like this one good credit record! Military genius/politically flexible! He served his country and is still trying to fix a mess go ahead General Tsadikan.
@fassilbelaygesese1512
@fassilbelaygesese1512 2 күн бұрын
ሒሳብ ይስተካከል ናይ 10ዓመት በጀት እዩ። 1ቢልዮን ዶላር x 125ብር = 125ቢልዮን ብር እዩ።
@embayegebremedhin8170
@embayegebremedhin8170 3 күн бұрын
ጀነራል ተኽላይ (ወዲ ኣሸብር) ዓበይቲ/ወለዲ ንህወሓት ይፈትውዋ ደቆም ወይ ድማ መናእሰይ ከዓ ንህወሓት ይፀልእዋ ኢሉ ተዛሪቡ ምስሰማዕኩስ ገሪሙኒ። ከምኡ ተዝኸውን ነይሩ እኒ ፃድቃን፣ ኣረጋዊ በርሀ፣ ሃለቃ ፀጋይ፣ ተኽለወይኒ፣ ቴድሮስ ሓጎስ፣ ገብሩ ኣስራትን ካልኦት ኣዕርኽቶምን ንህወሓት ኣይምፀልእዋን ነይሮም። ኣባዲ ዘሙ እኳ ምስ ወዱ መዘክር ክልቲኦም ፀላእቲ ህወሓት እዩም። ብዕድመ እንተኾይኑ ሕዚ ኣብ ላዕለዋይ መሪሕነት ህወሓት እኒ ኣማኑኤል፣ ሊያ ካሳ፣ ዶ/ራት ፍስሃን ሰለሞንን ካልኦት መናእሰያትን ምስ ዓበይቶም ኮይኖም እዮም ንህወሓት ዝመርሕዋ ዘለዉ። ልዕሊ ኩሉ ፖለቲካዊ ኣረአእያ ኣብ ደረጃ ፅርየትን ብልሒ ኣተሓሳስባን ዝተመርኮዘ እምበር ኣብ ኣፈላላይ ዕድመ ኣይኮነን ። ወዲ ኣሸብር ማሕበራዊን ፖለቲካውን ፍልጠትን ብልሒን ዘለዎ ወታደራዊ ክኢላ ይመስለኒ ነይሩ። ሕዚ እንትሪኦ ግና ወዲ ኣሸብር ተኹሲን ንግድን እምበር ካሊእ ፍልጠቱ ክንዲ እቲ ኣዕቢና እንሓስቦ ኣይኮነን። መቸም ክዳንን ገንዘብን ዘይሽፍኖ ነገር የለን! ዓለም ትሸዓተ!
@Nunu-i1r
@Nunu-i1r 3 күн бұрын
Priorities and priorities. This is urgent.
@yoseftewelde4319
@yoseftewelde4319 2 күн бұрын
Eziy sebaiye Eritrea 🇪🇷 kebeal arebato Kedamiy America zehabetka eyu gezea yu .Meskiynay Hezbiy Tegrai
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 3 күн бұрын
ዘረባ ጥራሕ
@HWT2024
@HWT2024 2 күн бұрын
Bravo Tsadkan
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 2 күн бұрын
ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ እዙ ዳዕማስ ተመን ፃድቃንን ጉጅልኡን እዮም። ነዞም ባንዳታት ልኡዃት ሽዋ እዚ'ኦም ድማ ህዝቢ ትግራይ ክድምስሶም ኣለዎ። ብትግራይ ቀልዲ የለን።
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 2 күн бұрын
Not true ❌
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 2 күн бұрын
Ezi hasawi
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 2 күн бұрын
መን እዩ ናይትግራይ ወርቂ ዝሰርቆ ዘሎ? ልምንታ እዩ ህዝቢ ሆ ኢሉ ተልኢሉ ልዞም ዝሰርቁ በ‍እጥይት ዘይጭፍጪፍዎም።
@gherHaftamu
@gherHaftamu 3 күн бұрын
God bless you,Gecho and Tigra..my hero...
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 2 күн бұрын
Law in order.
@berihawala7828
@berihawala7828 Күн бұрын
ጀነራል ጻርቃን እዚ ትዛረቦ ዳታ ወይ ከዓ ቁጽሪ ብመርተዖ እንተትዛረብ ጽቡቕ ኔሩ:: እንተዘይኮይኑ ናይ ፖለቲካ ፕሮፓጋንዳ ከይኸውን::
@HWT2024
@HWT2024 3 күн бұрын
ማንም ምንም ይበል ጀ ፃድቃን ምርጥ ተወዳዳሪ የሌለው የህዝብ ልጅ አይዞህ የትግራይ ሙሁራንና ወጣት ከጎንህ ነው ትግራይ የምትድነው ባንተና በዕውነተኛ ሀቀኛ የህዝበ ልጆች እንጂ በዘራፊዎችና በወንጀለኞች አይደለም
@ukbayc
@ukbayc 2 күн бұрын
ኣቶም ሰባት 48 ኩንታል ወርቂ ኣብ 6 ወርሒ ካብ ትግራይ ይወጽእ ክትብሉስ ቁሩብ ኣይትሐስቡን ዲኺም ? እንበር ዶ ምህሮ ኣቑጽሪኩም ኢኺም መራሕቲ ከኣ ትበሃሉ ? ናይ ምሉእ ዓለም ኣብ 6። ወርሒ ተደሚሩ ከማን ሐደ ኩንታል ክመጽእ ኣይኽእልን!!! እዚ ግን ክሳብ ክነደይ ንዕቀት ኣብ ልዕሊ ዓጋመ ከም ዘለኩም ጥራይ ኢኹም ትሕብሩ ዘለኹም
@CalebAbera-b1o
@CalebAbera-b1o 2 күн бұрын
ዕሱብ ጀነራል ህዝብና አበይ አሎ ከመይ አሎ ክንዲ ማለት ብዛዕባ ወርቂ ??????
@wewe5688
@wewe5688 3 күн бұрын
12 ቢልዮን ብር ክንደይ ድላር ሙዃኑ እዩ፡ ዝሓለፈ 38 ኩንታል ወቂ ነብ 3 ወርሕ ንፌዴራል ባንኪ ተረኺቡ ኢልካና ሕጂ ከአ አብ ዓመት 12 ኢልካና ኩሉነገርካ ዝጋጮ እዩ፡ ንፕሮፖጋንዳ ክትብሉ ዘየለ አሃዝ መሃብ ጸገም ክፈጥረልካ እዩ
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 2 күн бұрын
ብመንግስቲ ጥራሕ እዩ ክፈትሖ ዝኽእል እትብሎእዙይ ጌጋ እዩ ኣብኡንዶ ኣይነበርኩምን ሕጂ ሰብ መሪርዎ ዓመፅ ከይፅዉዕ ኢኻ ትከላኸል ዘለኻ።
@wediadi6788
@wediadi6788 3 күн бұрын
እተን ናይ ዕደና ኩባንያታት ንትግራይ ሮያልቲ ጥራይ ዘይኮነ ክኸፍለ ዘለወን፣ ግብሪ ናይቲ ኣታዊአን ውን ክኸፍላ ኣለወን።
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 3 күн бұрын
1 ቢልዮን ዶላር 100ቢልዮን እምበር ከመይ ኢሉ 12 ቢልዮን ከመይሉ ይኸውን ?
@hannesgebreh5692
@hannesgebreh5692 2 күн бұрын
አታ እቲ ክትገብሮ ዝግባአካ ዘይትገብር ሕዝብ አብ ሕማም አብ ሞት አብ ችግር ይርከብ ብዛዕባ እዝአቶምን ብዛዕባ ዝተፈናቀሉ ሐንቲ ምዓልት ተዛሩብካ አይትፈልጥን,መንግስት መንግስት አይትበል መንግስት ብሕዝብ ምርጫ ዝመጽእ እዩ ንስኻ ግዝያዊ ምምሕዳር ኢኻ!!ጡረታ ውጻእ!!
@samuelhaile5066
@samuelhaile5066 3 күн бұрын
መድህን ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ትሓስቢዶ ?
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 3 күн бұрын
ከመይ ድአ
@samuelhaile5066
@samuelhaile5066 3 күн бұрын
@YonasHaile-lx4qm ከመይ ማለተይ'የ መስልካ ጻድቃን ዝግበረ ዘሎ
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 3 күн бұрын
ናይ ከለኦም ድንቁርና ኮ ጫፍ ዝበፀሐ እዩ መድህን ናይ ትግራይ ትሓስብ ዶ ያ ወርቁ ዝዛረፍሎ ኣበይ ድዩ ናይ ምንታይ ድዮም እዝኦም ተጋሩ የኾኑይ ድዮም ብጣዕሚ እኹም ታሕዝኑ ኩሉ ግድፍኹም ምሰ ህዝብኹም ወገኑ
@kasayareki6656
@kasayareki6656 Күн бұрын
One Billion us Dollars is not 12 billion birr Mr. General, it is 127 billion birr. BTW, are you guys diverting the priority, implementing the Pretoria agreement to this gold talk.
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 3 күн бұрын
አብ ዓመት 1,000,000,000 ×125 = 125,000,000,000 ቢሊየን ብር
@embayegebremedhin8170
@embayegebremedhin8170 3 күн бұрын
ከዳዓት ጌታቸው ረዳን ፃድቃንን ሰዓብቶምን ከምኡውን ፈላሻ/ካይላ በየነ ምክሩን ከዳዕ ወዲ ኣሸብርን ተጋሩ እዮም እንብሎም ተጋሩ ኢና ስለዝብሉ ወይድማ ትግርኛ ስለዝዛረቡ እዩ። ብመሰረቱ ዝኾነ ሰብ ብስነ ልቦናዊ እምነቱን ዕላምኡን እምበር ብዝዛረቦ ቋንቋ ወይድማ ዓፅመ-ስግኡ ወይ ደሙ መርሚርካ ኣይኮንን መንነቱ ዝፍለጥ። ብመንፅር እዚን ሕዚ ብንሪኦ ዘለና ግብረ ክፍኣቶምን ጥልመትን ግና እኒ በዓል ጌታቸው ረዳ ፃድቃንን በየነ ምክሩን ከዳዐ‍እ ወዲ ኣሸብርን ሰዓብቶምን ንኸብዶም ዝሓድሩ ዓዋናት ዔዋሉ እምበር ተጋሩ ኣይኮኑን። ወጊድ ቅልውላው መንነትን ባህሬት ነፋሒቶን!
@AboaboA-gx9qe
@AboaboA-gx9qe 3 күн бұрын
ኣብቲ ውግእማ ከምኡ ዘይምበልካዮም ከሓዲማ ንስካ ኢካ
@embayegebremedhin8170
@embayegebremedhin8170 3 күн бұрын
@ ካብ መረበቱ ዝተመዛበለ ህዝቢ ትግራይ ናብ ቦትኡ ከይተመለሰ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ገበን ዝፈፀሙ ከይተፈረዶምን ዝዓነወ መሰረተ ልምዓት ትግራይ ከይተሃነፀን ምስቶም እቲ ገበን ዝፈፀሙ ምሽራኽን ወንጀል ምሕባእን እቲ ዝዓበየ ክሕደት እዩ። ዝተወደአ ውግእ ድማ የለን ዝርደአካ እንተኾይኑ - ሓንጎል ዒባ!
@quelindacanciondebesay4550
@quelindacanciondebesay4550 3 күн бұрын
Laflafie kelil province kea hizka teray dekes.Bahlawi general
@ukbayc
@ukbayc 2 күн бұрын
መራሒቲ ኢና እናበልኩም ካብ ዓባይ ትግራይ ሕልሚ ናብ ጽልቓ ዓጋመ ከማን ምንባራ ሸጊርኩም ዘሎ ናይ ፈደራል ሰራዊት ሕዝኩም ንኢርትራ ክትወሩ መዓስ ኣቢ ክንንዳኹም ደንቆሮ ኮይኑ ንመራሕቲ ዓጋመ በላዕቲ ኩዕንቲ ህዝቢ ኦሮሞ ከጥፍእ ትሐስቡ ኣለኹም!!!
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 күн бұрын
ብ ዓመት ××××× ኣብ ዓመት√√√√√ኢልኪ ኣርምቴ መድህን
@cherkosaregawi-y1b
@cherkosaregawi-y1b 2 күн бұрын
መንዩ ዝነበረ ፃድቃን ማለት ክዛረብ ዝኽእል ደብረፅዮን ማለት እዩ ዝበለ:: Good for nothing.
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 3 күн бұрын
መጽሐፍ ቁዱስ ክዛረብ ከሎ ኣማንን ዘይ ኣማንን ጸልማትን ብርሃንን እንታይ ዘራክብ ኣለዎም በለ፡ ሰላምን ፍትሕን ዲሞክራስን ሃገራዊ ዕብየት ጥዕናን ትምህርትን ንኢሰያስ ኣፈወርቂ ብፍላይ ዘይምነዮ ሐሳብ ድማ እዩ ሃብታም መንግስቲ እንበር ሃብታም ህዝቢ ኣክህሉን እዩ ኢሉ ውን ይዛረብ ኔእዩ ንህዝቢ ኤርትራ totalitarian goverenment president 34 years Isayas Afewerki idea, and ኣብይ ኣሕማድን ዝተከበ ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ፍትሕን ዲሞክራስ ዝምነ ዓለም ለከ the Tigrai people have idea constitutional check and balance goverenment ለባም ኣተሐሳስባ ዘለዎም ዶር ደጀን ተቃዎሚ ውድብን ጀነራል ጻድቃን ሐወልቲ ህዝቢ ትግራይ እዮም ዝሰምዕ ህዝቢ ትግራይ ተረኪቦም ድማ እዮም❤❤😂
@natnaelkidanu2361
@natnaelkidanu2361 2 күн бұрын
Memseli
@heuhsjvydhhd6093
@heuhsjvydhhd6093 2 күн бұрын
መንግስቲ መን ገብሩካ ደውኪ
@HWT2024
@HWT2024 3 күн бұрын
Tigray will not save with ignorant guilty groups, leave
@TeferMekonen
@TeferMekonen 2 күн бұрын
መንግስቲ ኣሎ ዲዩ ሲስኻን ከማኻን ዶ ኣይኮንኩምን ትሕሙሱና ዘለኩም
@KibromH-v5l
@KibromH-v5l 2 күн бұрын
Hezbe Nab marbto yemales haswe banda
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 3 күн бұрын
ቀስብቀስ ፍልጠቱ የውጾኦ አሎ ጀነራል ብጣሚ ደስ ዘብል እዩ ...
@natnaelkidanu2361
@natnaelkidanu2361 2 күн бұрын
Mierab tigray zishetka eka leyba
@AlulaSeifu
@AlulaSeifu Күн бұрын
bhamey hamu elka wedza sharmuta kadre
@Teaghes
@Teaghes 2 күн бұрын
Tsadkan hasawi leba
@HWT2024
@HWT2024 3 күн бұрын
Long live G Tsadkan We all stand with you
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe Күн бұрын
ብሓፈሻ ናይ ኩቡር ኣያና ጀነራል ፃድቃ ሓሳባት ሰለማዊን ዲሞክራስያውን እዮም ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ሓሳብ ይገልፅ እዩ የኹረዐና ካዓ ግን ሓጋዚ ዝሰኣነ ይመስል ንበይኑ ዝፈትሖ ፀገም የለን ኩሉ መንእሰይ ይኹን ሙሁር ክሕግዞ ይግባእ።
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 3 күн бұрын
666no abyi midya
@nahom3696
@nahom3696 3 күн бұрын
1'000'000'000*125=125'000'000'0 00
@Africaunite800
@Africaunite800 2 күн бұрын
አብይ በኬሚካል የትግራይን population እየቀነሰ ነው ጉዳዩን የሚያስፈፅሙትም ተጋሩ ናቸው ሞት ይሻላል እንደዚ ወርደው ማየት
@ضصضصضصضصضصضص-ت3د
@ضصضصضصضصضصضص-ت3د 3 күн бұрын
ረሬረሬ
@searegebrekidan
@searegebrekidan 3 күн бұрын
ጻድቃን እጆካ ቀስ በ ቀስ ናብ ስልጣን ክትድይብ ኢካ፡ ካቡኡ ቀስ ብቀስ ንህወሓት እጥፋእልና
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 күн бұрын
ን ሕዋሐት ጥራሕ አይኮነን ጀነራል ጻድቃን ምስ ኤርትራውያን ኮይኑ ቅንጮ መላኺ ከጥፈአልና ምኳኑ ሐደ ነገር ክሕብረካ ሚድያ ሐሰና ን ደብረጽዮን ክሕግዛ ከለዋ ባአል ሚድያ ተፈታዊ ሚድያ ርእሰ politics ውፉይ ደጋፊ ጀነራል ጻድቃን እቲ ቀንዲ ጸላኢ ሕዝቢ ትግራይን ሕዝቢ ኤርትራ ሐደን ሐደን ቅንጮ ሕግደፍ እዩ። ክቡር ሐው ባአል ደብረጽዮን ምስ ጃንዳ ሕግደፍ ማሐረኒ ክብሉ ኽትሪኢ ስትራተጂካዊ ድኹማት ምኳኖም የርእየካ.።
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 2 күн бұрын
Meretna ameles ata sebay ajenda atekeyayer haswi
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 3 күн бұрын
ጀነራል ፃድቃን ጅግና ኣያና 🥰👌🥰🥰
@embayegebremedhin8170
@embayegebremedhin8170 3 күн бұрын
ፃድቀን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ብኣሜሪካን ኣብይ ኣሕመድን ሓገዝቱ ኣዕራብን ኣጆኻ ተባሂሉ ልእኽቶ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ እናፈፀመ ዝርከብ ደላሊ እዩ። ፃድቃን ንኸብዱ ዝሓድር ባዕዳ እዩ።
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 2 күн бұрын
Ezi sebay beka halew lew koynu
@CalebAbera-b1o
@CalebAbera-b1o 2 күн бұрын
ዉረዱ አይንደሌኩምን ሐሰዉትን ልያቡን ኢኹም ዕሱባት ናይ አቢ ኢኹም ።
@GsilassieGyesus
@GsilassieGyesus 3 күн бұрын
1,000,000,000 usd*120=120,000,000,000,,,,,mestekakeli
@halefomgirmay6592
@halefomgirmay6592 3 күн бұрын
አየ ፃድቃን ወጠጦ ጌሩ ሙኩት አይግበርካ ዶ በሉ ውርደተኛ
@AboaboA-gx9qe
@AboaboA-gx9qe 3 күн бұрын
ለቦካ ኢካ ትፃረፍለካ ካሓዲ
@halefomgirmay6592
@halefomgirmay6592 2 күн бұрын
@AboaboA-gx9qe ከሓዲ ንስኻን ጉጅለ ፃድቃንን እዮም ምስ አብይ ኮይኖም ተመሊሶም ንትግራይ ዘንብዕዋ ዘለው እንተፈሊጥካዮስያ
@samuelhaile5066
@samuelhaile5066 3 күн бұрын
Eziy sebay entay yblalo
@EzanaHailu-ig4du
@EzanaHailu-ig4du 3 күн бұрын
127 billon
@faet9285
@faet9285 Күн бұрын
ጀነራል ጻድቃን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ ጥራይ ዘይኮነ ህዝቢ ኤርትራ'ውን ክሕሾ::
@Africaunite800
@Africaunite800 2 күн бұрын
HAHAHAHA የት ነው ሂሳብ መደመር የተማረው እውሸት የባህላችን የቁጥር ጨዋታ ነው ማለቱ ነው
@haftomlemlem
@haftomlemlem 2 күн бұрын
ሌያቡ ኢኹም።
@kidanegebretensay6886
@kidanegebretensay6886 3 күн бұрын
say some thing about west tigray and the Tigray sovereign . ኣበይ ነይርካ እስካብ ሕጂ። ሕወሓት ሓላፍነት ወሲዱ ዕደና ጠጠው ምሰበሎ እንታይ ጫውጫው ኣበለካ ሐዚ። ምትላል ደው ይበል።
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 2 күн бұрын
Unity first. The monopoly of power interim government General Tsadikan said absolutely right and we go there to western Tigrai and all Tigrai Land and people Free interim administration must have monopoly of power! "Esealu Tegaru mis "general because it's east Africa dangerous territory must be managed by General's like this one good credit record! Military genius/politically flexible! He served his country and is still trying to fix a mess go ahead General Tsadikan.
@GereGeru
@GereGeru 3 күн бұрын
ኣያ ሑሴት ኣይ ፅቡቅን
@maharicaleb4287
@maharicaleb4287 3 күн бұрын
Hassawi
@KibromH-v5l
@KibromH-v5l 2 күн бұрын
❌️❌️❌️👎
@AwAw-io4yk
@AwAw-io4yk 3 күн бұрын
ደቅስ ናይ ተፋነቐል ኣቱኩር ናይ ወርቂ ይትረፍካ ኢድካ ጠዊኻ ኣይትረኽወን
@haftomlemlem
@haftomlemlem 2 күн бұрын
መሬት ምዕራብ ሸይጥኩም ኣብ ካሊእ ዕንይንይ ትብሉ ኣለኹም ንጥቕምኹም ክትብሉ ጨንካላት።
@YisakAssemahegn
@YisakAssemahegn 2 күн бұрын
@HWT2024
@HWT2024 3 күн бұрын
G Tsadkan is a briliant and intelegence polotical leader
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 2 күн бұрын
Haswi ember
@MebrafomHayele
@MebrafomHayele 3 күн бұрын
Tsadkan zyebulu nay,kekeyd dekey
@getachewatsbehakidanu9771
@getachewatsbehakidanu9771 3 күн бұрын
ሒሳብ እውን ድያ ኣብያቶ ዝሰብኣይ
@Yafufcb172
@Yafufcb172 3 күн бұрын
This guy should place the interest of tigrayans first. it looks like he is aligned himself with Abiy . I used to be proud of him and think we are lucky to have him in this difficult time but I am mistaken he is is not working for Tigray. He his pro Abiy he is going to sell us 😢😢😢 so sad to see this cruelty to its own people interest. please general tsadaka please come to your sense. You should align with Abiy you should stand with Tigray 😢😢😢
@embayegebremedhin8170
@embayegebremedhin8170 3 күн бұрын
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም! ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።
@Bofiemedia-ze3ne4qu1p
@Bofiemedia-ze3ne4qu1p 3 күн бұрын
ደንቆሮ
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 3 күн бұрын
አይትተሃወኽ
@embayegebremedhin8170
@embayegebremedhin8170 3 күн бұрын
@ ኣይትገራህ!
@dawitmikiele
@dawitmikiele 3 күн бұрын
ከሓዲ ጠላም
@teklaytesfugebru
@teklaytesfugebru 3 күн бұрын
Ata aserarha enabelka 3 anetat gerka selchuna wa meretna amlsu . Chenkal mimhdar ayndelin.liqequ
@GoitomShimendi-c3l
@GoitomShimendi-c3l 3 күн бұрын
ሐሳዊ ኢስካከ ኢንታይ ዲካ አካል መንግስቲ ዶ አይኮንካን ተባዕታይ ዊካሪያ
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 3 күн бұрын
ለኻብጥ ንፀድቃን ፀርፍ ገድፍኽን ህዝብኹምን ዓድኹምን ኣድሐኑ ፀረፍ ኣፍኻ ጨንኹም እኹም ትተርፍ ረባሓ የብልኹምይ
@AboaboA-gx9qe
@AboaboA-gx9qe 3 күн бұрын
ካሓዲ ኢካ ኣብ ጦርነት ጊዘ ላለመንካዮ ነይርካስ ርካሽ
@ضصضصضصضصضصضص-ت3د
@ضصضصضصضصضصضص-ت3د 3 күн бұрын
7:28
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 3 күн бұрын
No more
@MaryaGebrslase
@MaryaGebrslase 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
GERE EMUN PART 210 | ገሬ እሙን ክፋል 210
46:40
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 237 М.
ዋጋ ክንከፍል ንዳሎ -ጀነራል የውሃንስ( ጆን መዲድ)
9:35
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 40 М.
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН