ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ዘይሕጋዊ መሸጣ ወርቂ ሓደገኛ ዩ። ምምሕዳራት ትግራይ ስለምንታይ ኣብ ትሕቲ ፌደራል?

  Рет қаралды 5,830

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

Күн бұрын

Пікірлер: 33
@HailayGebretsadik
@HailayGebretsadik 2 ай бұрын
ብርሂን thank you
@tadesewoldu445
@tadesewoldu445 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ካብ" ዝሕበነልካ" ብሬ, ብ ባህልኻን ቋንቋኻን ዘይትሕለል ብሉፅ ሓየት ኢኻ👏👏👏👍👍 ቐፅለሉ* አጆኻ 💪ተጋሩ ንዕወት🐅🐅 ... እንተ ተጋሩ ኾይኖም ብአምሓርኛ ዝኮላተፉ ግን " ሃንቀላ" ርግኦ እዮም እሞ እዝኒ አይተሃቦም👍👍👍
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 2 ай бұрын
Thank you for your dedication to inform us about our beloved Tigray 🙏🏽☮️🙏🏽
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 2 ай бұрын
ብርሂን ፣ሐወይ፣ከመይ፣ዊኢልካ? የቀንየልና፣እስኻ፣ካብ፣ትግራይዋይ፣ንላእሊ፣ንትግራይ፣ትግደስ፣ትግራይ ፣ከማኻ፤ዝበለ፣ሐው፣ሰለ፣ዝሓበና፣ተመስገን። ብርሐነ፣ሐወይ፣አባኻ፣ብጣእሚ፤ክብሪ፣አለኒ፣ሐሰብ- ትምንትካ፣የስሞረለካ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berhaneghebru1105
@berhaneghebru1105 2 ай бұрын
ንትገብሮ ቃልሲ አብ ጎንካ አሎና አጆካ በርትዕ
@alggt4127
@alggt4127 2 ай бұрын
ብሓቂ ዝገርም እዩ
@abaygebremariam2625
@abaygebremariam2625 2 ай бұрын
Bravo
@bigstartransportationllc1394
@bigstartransportationllc1394 2 ай бұрын
Welcome 🙏
@sami85berhe18
@sami85berhe18 2 ай бұрын
Bra jobb
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 ай бұрын
ናይ ህዝብይ ስቓይ ዝይስምኦም መርህትይ ትግራይ፡ ተጋሩ ኣለው ብጥቕምይ ዝተሽጦ፡ ሃድ ህብርተስብ ሃገር ከምዝድልዮ ክርድኦም ኣይካኣሉን፡ ንህና ተጋሩ ሃገር ትግራይ እና ንድልይ፡ ክንቓልስ እናውን፡
@avielavi990
@avielavi990 2 ай бұрын
You Tegaru are great fighter but not diplomatic very sad 😭
@Tusfai
@Tusfai 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 ай бұрын
ንህዝብይ ዝይሃስብ ዝተበደል ንክቓልስ ኣመራፅይ የብሉ፡
@Tusfai
@Tusfai 2 ай бұрын
ንኩሉ ዝህዝቢ ጥዑያት ኣምላክ ዝፈርሑ መራሕቲ ይፍጠረሉ መስኪን ህዝቢ መሪርወ እዩ
@eyob-h1r
@eyob-h1r 2 ай бұрын
ጌታቸው ረዳ ናይ ብልጽግና ጉዳይ አፈጻሚ ኢዩ ዕጥቂ ሠራዊት ትግራይ አፍትሑ ትግራይ አብ ትሕቲ ብልጽግና አውዲቁ ብአምሐሩ ከምትማሐደር ገሮም ሐዲነት ትግራይ ንምብታን ኢዩ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 ай бұрын
ብሱሩ ኣምሃርኛ ኣብ ትግራይ ክዝርብ የብሉን፡
@eyob-h1r
@eyob-h1r 2 ай бұрын
ሰበስልጣን ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ እቲ ብጀጋኑ ደቂ ትግራይ መስዋእቲ ተረኸበ ዓወት ምምሕዳሩን መሬቱን ናብ ቅድሚ ኩናት ዚነበሮ ክምለስ ዘኽእል ዉዑል ፕርቶሪያ አፍሪስኩምሲ ምስ ኮሎኔል ደመቀን ብልጽግና አምሐራን ስለ ማርያም እልኩም ክትልምኑ ትዉዕሉ አለኩም ዘሕፍር ሕመቅን ውርደትን ኢዩ ሕጂ ዲማ ከምቲ ፈራሕ ሰብአይ ዚገበሮ ነቲ ሰራቂ ብዕራዩ ከምዚሰረቆ እንዳፈለጠ ብዕራይ አዳልየኒ ማለት ኢዩ
@MeryTaddese
@MeryTaddese 2 ай бұрын
ብርሃነ አብያ ንህዋሀትን ንሻቢያ ካጥፋ እዬ መፂና እግዚዬ
@HaileslassiTsegay
@HaileslassiTsegay 2 ай бұрын
ኮነ ተባሂሉ እቲ ፖለቲካ ትግራይ ግልፅነት ናብ ዘይብሉ ከይዲ ክኣቱ እዩ ዝግበር ዘሎ።
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 ай бұрын
ጥንቖላ እንዳተጠቐሙ ይዲንዝዝዎ ኣሎ፡ ኣር መሬት ውርራ ብውፃኛታት፡ ሽር ኣውራጃ ናይ ትግራይ እዩ፡
@abrahamhagos1938
@abrahamhagos1938 2 ай бұрын
Berhane, with all due respect, you are wrong to accuse Tedros for the genocide. Actually, he is one of the best journalists to expose Abiy's genocide against Tigray
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 ай бұрын
ብሱሩ ኣብ ተለቭዞን ትግራይ ኩሉ ቖንቓ ኣሉ፡ ኣብ ኣምሃራ ውይ ኢሮሞ ተለቭዝን ግን ብቖንቓ ትግርኛ የለን፡
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 ай бұрын
እዋ ግብፅይ ናብ ሱማል ምክያዳ ፁብቕ ይመስልካ፡ ግብፅ እንዲያ ንሱዳን ይዒንያ፡ ኢትዮፕያዎያብ ምልኣክታት እዮም እቱይ ፀገም፡
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 ай бұрын
ንምንታይ እዮም ምዲያታት ትግራይ ብኣምሃርኛ ዘይና ዝመሃላልፊ ኣይርድእካም፡ ንምንታይ እዮም ካልእ ቖንቓ ዝእልሹ ንምንታይ ቖንቖኦም ዝየምዓብሉ፡
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 ай бұрын
ናይ ኣፊሪቓ ህብርተ ውክላ ዲያ ግብፅ ናብ ሱማልያ ኣትያ፡ ብዝይ ኣፊሪቓ ህብርት ፊቓድ ክኮውን የብሉን፡ ውይ እንታዩ ትርጉሞም ኣፍሪቓ ህብርት?
@fantuKinfe
@fantuKinfe 2 ай бұрын
እንታይ ኹይኑ ንናይ ቴዲ ሕቶ አይመሎሳን ትብለ ብሬ መለስው እዮ
@okay5271
@okay5271 2 ай бұрын
I have bought some Gold her and I have asked the seller where did get it the Gold ? He told me that he brought from Tigray. I was shocked to hear that. I wasn’t expecting anything from him but he asks me to protect our precious Gold . I told him too many greedy thieves Gold transporter from Tigray .
@zeinebfitwi3411
@zeinebfitwi3411 2 ай бұрын
አታ ልሙስ ሕዝቢ ትግራይ ንስኻ ክትመኽሮ አይትኽእልን ዘድልዮ ፈሊዪ ዝፈልጥዪ አብ ድሕሬኻ ዘሎ 24:42 ክንድ ጎቦ ዝኸውን ሽግር ናይ ኧድኻለካ ግን በቲንስኻ ትምነዮ ሐዊ ክትእጉድ ወሰለት ለት አይትበል ግን እቲ ዘሕጉስ እንታይ እንተሐሰኹ ይቐንኧኒ ይኾን እንዳበልካ ድቃስ ምስአንካዪ ፃሕልኻ ይሐርርሎ ይሐርርሎሎሎሎ
@okay5271
@okay5271 2 ай бұрын
Mate Tigray has zero government, so anyone can steal Gold as much as they can. That is why we say law and order must be restored now. Otherwise, forget it peace is impossible in Tigray because politics is failed and corrupt.
@berhaneghebru1105
@berhaneghebru1105 2 ай бұрын
ክብሪ ይግባአካ ብርሂን ንትገብሮ ቃልሲ
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 2 ай бұрын
ብርሂን ፣ሐወይ፣ከመይ፣ዊኢልካ? የቀንየልና፣እስኻ፣ካብ፣ትግራይዋይ፣ንላእሊ፣ንትግራይ፣ትግደስ፣ትግራይ ፣ከማኻ፤ዝበለ፣ሐው፣ሰለ፣ዝሓበና፣ተመስገን። ብርሐነ፣ሐወይ፣አባኻ፣ብጣእሚ፤ክብሪ፣አለኒ፣ሐሰብ- ትምንትካ፣የስሞረለካ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 2 ай бұрын
ብርሂን ናይ ማንነት ክሳራ አሎ። አብ፣ትግራይ፣ቅድሚ፣ኹናት፣አብ፣ቤት፣ሞግቢ፣በማሐርኛ፣እዮሞ፣ዘስተናግዱኻ።ብሞሐርኛ፣ጉዶሞ፣ክልፋልፉ፣ክትንትኑ፣እዮሞ፣ዝውኧሉ፣አሞሐርኛ፣ሞዝራብ፤ከሞ፣ስልጣኔ፣እዩ፣ተወሲዱ።
ሓደስቲ ምዕባለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸመይ ናብ ረብሓና ንቕይሮም?
42:57
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 7 М.
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 43 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,3 МЛН
ህሉው ኩነታትና ከመይ ኣሎ ብሓቂ ውግእ ክህሉ ድዩ?
57:57
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 10 М.
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 43 МЛН