"ኣብ ጸሎት ዘሎ ለውጢ" || ፓስቶር ዮናታን ኣብራሃም || ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን

  Рет қаралды 4,661

ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን

ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን

Күн бұрын

Пікірлер: 23
@SenaitYousif
@SenaitYousif 15 сағат бұрын
Amen Amen 🙏🙏
@bisratbereketeab131
@bisratbereketeab131 6 сағат бұрын
እቲ ሙውት ናተይ ኣይኮነን። እቲ ሂያው እዬ ናተይ ኣሜን🎉❤
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 17 сағат бұрын
Amennn 🔥🔥🔥
@abrehetshishaytesfu9026
@abrehetshishaytesfu9026 9 сағат бұрын
❤Amen Amen
@ማሚ-ቘ8ፈ
@ማሚ-ቘ8ፈ Күн бұрын
Amen❤❤❤❤❤
@SamuelDiscipleOfJesus
@SamuelDiscipleOfJesus 12 сағат бұрын
Generational awakening 🙌🔥
@Sami-gt2yu
@Sami-gt2yu 2 күн бұрын
Amen
@InfinityHairandbeautyhom-sw2iu
@InfinityHairandbeautyhom-sw2iu 15 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@rahwaneamen308
@rahwaneamen308 2 күн бұрын
Yes & Amennnnnnnn Pastor Yoni hawey bruk, more shaning och grace our blessing 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥
@DanialBayru-l2l
@DanialBayru-l2l 2 күн бұрын
Thank you God your son Jesus Christ Amen family
@yorsalemSolomon-u8k
@yorsalemSolomon-u8k 2 күн бұрын
Waw kibri niamlak yikun paster yeni bikulu tebarek tsegu yibarika❤❤❤❤❤❤❤
@loveandmercy9931
@loveandmercy9931 2 күн бұрын
Ata nay amlak seb tebarekkk dobatka ysfah nbuzuhattt mtsnnaen nbrreketn kun!!!!
@betealyacob5805
@betealyacob5805 2 күн бұрын
Amazing..God bless u yoni❤
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 2 күн бұрын
Its wonderfull
@HabenBrhane-c7l
@HabenBrhane-c7l 2 күн бұрын
Amen Amen u are blessed yoni dear
@semharzerai5479
@semharzerai5479 2 күн бұрын
Yoni buruk tebarek yoni hawey.
@tesfabeyene3217
@tesfabeyene3217 Күн бұрын
Nay Lisan xelot kemey eyu tezeykielu ke entay yikewn Amlak tigrigna aysemien diu? Please melsi deliye aleku .Lisan yiwehabeka dius walas tilemamedo🎉
@Yemanebmos
@Yemanebmos 12 сағат бұрын
- 1ይ ቆረንቶስ - 14 2: እቲ ብቛንቋ ዚዛረብ ምስጢራት ብመንፈስ ይዛረብ ኣሎ፡ ሓደ እኳ ኣየስተውዕሎን እዩ እሞ፡ ንኣምላኽ እምበር፡ ንሰብ ኣይኰነን ዚዛረብ ዘሎ። 3: እቲ ትንቢት ዚንበ ግና፡ ንሰብ ዚሃንጽን ዚምዕድን ዜጸናንዕን እዩ ዚዛረብ። 4: ቋንቋታት ዚዛረብ ንርእሱ ይሃንጽ፡ ትንቢት ዚንበ ግና ንማሕበር እዩ ዚሃንጽ። 5: ስለዚ ዂላትኩም ብቛንቋታት ክትዛረቡ፡ ምናዳ ግና ክትንበዩ እፈቱ ኣሎኹ። እታ ማሕበር ምእንቲ ኽትህነጽ፡ ዚትርጕም እንተ ዘይኰነስ፡ ካብቲ ብቛንቋታት ዚዛረብ እቲ ትንቢት ዚንበ ይዓቢ። 6: ኣሕዋተየ፡ ሕጂ ግና ብቛንቋታት እናተዛረብኩ እንተ ዝመጸኩም እሞ ብራእይ፡ ወይ ብፍልጠት፡ ወይ ብትንቢት፡ ወይ ብምህሮ ገይረ እንተ ዘይተዛረብኩኹም፡ እንታይ ክጠቕመኩም እዩ፧ 1 Corinthians 14 - 1ይ ቆረንቶስ 7-8: እቲ መለኸት ዘይፍለጥ ድምጺ እንተ ኣድሃየኸ፡ መን እዩ ንወግእ ዚስለፍ፧ እቲ ህይወት ዜብሉ እሞ ድምጺ ዜድሂ ኸም እኒ እምብልታ ወይስ መሰንቆ ዘመሰለ ፍሉይ ቃናታት እንተ ዘየድሃየ፡ እቲ ብእምብልታ ወይስ ብመሰንቆ ዚቃነ ኸመይ ገይሩ ይፍለጥ፧ 9: ከምኡ ኸኣ ንስኻትኩም በቲ ቛንቋታት ዚስትውዓል ጌርኩም እንተ ዘይተዛረብኩምከ፡ ምስ ንፋስ ከም እትዛረቡ ኢኹም እትዀኑ እሞ፡ እቲ እትብልዎ ኸመይ ኢሉ ኺፍለጥ እዩ፧ 10: ኣብ ዓለም በበይኑ ዝዀነ ብዙሕ ቋንቋታት ኣሎ፡ ርግጽ ደሃይ ዘይብሉ ግና የልቦን። 11: እምብኣርሲ ኣነ ሓሳብ እቲ ድምጺ ኻብ ዘይፈልጥ፡ ነቲ ዚዛረብ ከም ባርባር ክዀኖ እየ፡ እቲ ዚዛረብውን ንኣይ ከም ባርባር እዩ ዚዀነኒ። 12: ከምኡ ድማ ንስኻትኩም ንመንፈሳዊ ውህበት እትቐንኡ ኻብ ኰንኩምሲ፡ ንምህናጽ ማሕበር ዕዙዛት ክትኰኑ ድለዩ። 1 Corinthians 14 - 1ይ ቆረንቶስ 13-14: ብቛንቋ ጓና እንተ ጸሌኹ፡ መንፈሰይ እዩ ዚጽሊ፡ ኣእምሮይ ግና ብዘይ ፍረ እዩ፡ ስለዚ እቲ ብቛንቋ ዚዛረብ፡ ምትርጓሙ ምእንቲ ኺከኣሎ፡ ይጸሊ። 15: እንታይ ደኣ እዩ፧ ብመንፈስ ክጽሊ፡ ግናኸ በእምሮይ ድማ ክጽሊ እየ፡ ብመንፈስ ክዝምር፡ ግናኸ በእምሮይውን ክዝምር ኣየ። 16: እንተ ዘይኰነስ ብመንፈስ እንተ ባረኽካ፡ እቲ ኣብ ስፍራ እቲ ዘይተማህረ ተቐሚጡ ዘሎ ነቲ ንስኻ እትብሎ ኻብ ዘይፈልጦ፡ ከመይ ገይሩ ብምስጋናኻ ኣሜን ኪብል ይከኣሎ፧ 17: ንስኻስ ጽቡቕ ጌርካ ተመስግን ኣሎኻ፡ እቲ ኻልእ ግና ኣይተሃንጸን። 18: ሓለፋ ዂላትኩም ቋንቋታት እዛረብ እየ እሞ ንኣምላኽ ኤመስግን ኣሎኹ። 19: ግናኸ ንኻልኦትውን ምእንቲ ኽምህርሲ፡ ኣብ ማሕበር እልፊ ቃል ቋንቋ ካብ ዝዛረብ ሓሙሽተ ቃላት በእምሮ ክዛረብ እፈቱ ኣሎኹ። 1 Corinthians 14 ፥1ይ ቆረንቶስ 20: ኣሕዋተየ፡ በእምሮ ሰብኡት ኩኑ፡ ብኽፍኣት ደኣ ሕጻናት ኩኑ እምበር፡ ብዛዕባ ኣእምሮስ ቈልዑ ኣይትኹኑ። 21: ኣብ ሕጊ፡ ነዚ ህዝቢ እዚ ብኻልእ ዝቛንቋኦም ሰባትን ብኸናፍር ጓኖትን ገይረ ኽዛረቦ እየ፡ ምስናይ እዚ እኳ ኣይኪሰምዑን እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር፡ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ። 22: ስለዚ ቛንቋታት ነቶም ዘይኣምኑ ምልክት እዩ እምበር፡ ነቶም ዚኣምኑ ኣይኰነን። ትንቢት ግና ነቶም ዚኣምኑ ምልክት እዩ እምበር፡ ነቶም ዘይኣምኑ ኣይኰነን። 23: ደጊም ኩላ እታ ማሕበር ሓቢራ እንተ ተኣከበት፡ ኩላቶም ከኣ ብቛንቋታት እንተ ተዛረቡ እሞ ዘይምሁራት ወይስ ዘይኣምኑ ሰብ ኣብኡ እንተ ኣተዉ፡ ተጸሊሎምዶ ኣይብሉን እዮም፧ 24: ግናኸ ኲላቶም እንተ ተነበዩ እሞ ሓደ ዘይኣምን ወይስ ዘይምሁር እንተ ኣተወ፡ ኲላቶም ይገንሕዎ፡ ኲላቶም ይፈርድዎ እዮም። 1 Corinthians 14- 1ይ ቆረንቶስ 25: እቲ ኣብ ልቡ እተሐብኤ ድማ ይግለጽ እሞ ከምኡውን ኣምላኽ ኣብ ማእከልኩም ከም ዘሎ እናነገረ፡ ብገጹ ተደፊኡ ንኣምላኽ ኪሰግድ እዩ።
@AlmazGebrehiwet-kb5vz
@AlmazGebrehiwet-kb5vz 2 күн бұрын
Selam amlak nakum ykun brukat Ahwateyn Abotateyn Agelgelty Mlue wengel bietekrstyan Eritra,btgbrwo kulu agelglotkum enda Amesgenku, Abty gzie xelotn mngafn bzgber gn sle etqorxwo, bety zgber xelotn mngafn dma bzuhat knagefu sle zkelu goyta bu geru kserh slezkel bmhret amlak aytqurexwo. Goyta zemenkum ybark
@ruthhaile3237
@ruthhaile3237 Күн бұрын
❤❤❤
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 2 күн бұрын
Amen 🙏
@DanialBayru-l2l
@DanialBayru-l2l 2 күн бұрын
Thank you God your son Jesus Christ Amen family
@ምድሓንብኢዬሱስዩ
@ምድሓንብኢዬሱስዩ 2 күн бұрын
❤❤❤❤
"ሳህሊ ኣምላኽ" || ፓስቶር ዮናታን ኣብራሃም || ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን።
1:06:28
ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን
Рет қаралды 816
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 93 МЛН
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 12 МЛН
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
ሽልማቴ ነህ|| shelemate neh|| ጥበቡ ወርቅዬ|| Tibebu Workeye|| #tibebuworkeye #worship #pcgic
37:37
"ተቀቢእካ ኢኻ" || ፓስቶር ዮናታን ኣብራሃም || ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን
48:16
ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን
Рет қаралды 3,1 М.
በረኸትካ ዝኽልክሉ ክልተ ርድኢታት
1:32:05
Apostle Hneshim Ethiopia
Рет қаралды 24 М.
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 93 МЛН