ኣብ ጾታዊ ርክብ ነዊሕ ምጽናሕ ንዝአብየኩም መፍትሒ መንገድታት Hyan media

  Рет қаралды 25,185

Hyab media

Hyab media

Күн бұрын

ኣብ ጾታዊ ርክብ ነዊሕ ምጽናሕ ንዝአብየኩም መፍትሒ መንገድታት Hyan media will teach you about love and relationship
and motivational videos to best version of yourself

Пікірлер: 41
@1995mwa
@1995mwa 2 ай бұрын
ጽቡቕ ኣስተምህሮ እዩ። ሓበሻ ብውሽጦም ናይ ሰክስ ዝምልከት ምዝራብ የሕፍሮም እዩ።እዚ ግን ድሕረት ዘምጽኦ እዩ።መሰረት ብጣዕሚ ተባዕ ጓለነስተይቲ እኺ። ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ።
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 2 ай бұрын
ከመይ ከመይ ሜሲ ሰላምዶ ዕድመን ጥዕናን ንስራሓኺ አሳልጦ ክህልወኪ ዕለታዊ ፀሎተይ ኾይኑ እቲ ትምህርቲ ፅቡቅ እዩ አብ ፍቅሪ ዘሎ ሽግር ክፈትሕ ዘግብር እዩ አበአኺ ዘለኒ ዝዛየደ ማራ ዕዙዝ ፍቅሪ ማዓልቲ ካብ ማዓልቲ አብቲ ላዕለዋይ ጫፍ በፂሑ አሎ ብዝኾነ በርትዒ ሜሲየ
@user-pg3if2sr5d
@user-pg3if2sr5d 2 ай бұрын
ጎበዝ
@abelhaile3905
@abelhaile3905 2 ай бұрын
Getat job ❤❤❤
@dawitberihu2985
@dawitberihu2985 2 ай бұрын
Thankyou
@JoyfulCrab-sg5qs
@JoyfulCrab-sg5qs 2 ай бұрын
You right
@earthent
@earthent 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ attractive channel
@dawitberihu2985
@dawitberihu2985 2 ай бұрын
Thankyou ❤
@asmarabella3250
@asmarabella3250 2 ай бұрын
I’m blessed I can stay 45-60 minutes
@AdemMohammed-de8db
@AdemMohammed-de8db 2 ай бұрын
Hasawi konka 1hr texenih?
@HaftomDesta-z7w
@HaftomDesta-z7w 2 ай бұрын
God
@user-cd2rm6hh5b
@user-cd2rm6hh5b 2 ай бұрын
ምቅርቲ ሐፍቲ❤❤❤❤❤❤
@alexanderproduction9623
@alexanderproduction9623 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@PorfirioDiaz-mj3mu
@PorfirioDiaz-mj3mu Ай бұрын
Lan.dis.lavios.presosos.diquesion.soy.fan.prerioditas.tradutoras.de.igresias.evagelicas.toquin.legue.gun..letras.aten.darle.buenos.usos.cada.pais bonitas letras.de.cada.pais.grenilesion.no.tequio.no.agrin..pero.sintegon.abre.agon.difereten.de calostros .disquesion.opitales.🎉😮😊
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 2 ай бұрын
Sdi bealeg zey kemem welding rsah
@SffvzfhcChcycd
@SffvzfhcChcycd 2 ай бұрын
selam selam bteami bluts astemhro eyu yekeniyelna gn ezen englizegna kalat gn tezmehayesha tsbuk neru mkniyatu trgumu yetsegmlna alo
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 2 ай бұрын
መመህር ሳይኮሎጅ ኢለክ አለኩ ብወገነይ
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 2 ай бұрын
It does have side effects too
@negasikidane9058
@negasikidane9058 2 ай бұрын
መርሓባ ሓፉትና እዛ ዘቅረብክያ ሓሳብ ንዓይ ተገድሰኒ ያ እተን ዝበልክየን ኣፋውስ እባ ኣብ ሊንክ ገይርኪ እባ ልኣክልና
@EfiEfate
@EfiEfate 2 ай бұрын
ካልአ የለን 😢
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 2 ай бұрын
ህያብ ናይበቢ ዓይነቱ ወይነናቱ ዋጋታት ክትነግርና ምኻኣልክዶ ?
@aliraya6192
@aliraya6192 2 ай бұрын
ቀልጥፍካ ምውዳእ ዘይኮነስ ነውሕ ምፅናሕ እዩ እቲ ፀገም
@AmineMehari-ky4fx
@AmineMehari-ky4fx 2 ай бұрын
👄👄👄👄💋please don't use too much.
@MerhawiGoitiom
@MerhawiGoitiom 2 ай бұрын
ብትምህርቲ ዲዮ ወላ ካብ ተመኩረኺ ዮ😂
@iseyastesfay5
@iseyastesfay5 2 ай бұрын
ብራዘር ሰብ ኮ ዝገብሮ እዩ ዝዛረብ 😂😂
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 2 ай бұрын
Tsbuk eyu
@2468justinbieber
@2468justinbieber 2 ай бұрын
ምድንጓይ ከ ጸገም ኣለዎ ድዩ? ኣነ ብጣዕሚ ይድንጒ እሞ፡ ካልኣተይ ከኣ ፡ብምድንጓየይ ትሽገር ።ኣነ ግን ኣይጸልኦን ።ንሳ እትህውኸኒ ኣየሔጉሰንን፡ ኣብምሕጋዝ ከኣ ድኽምቲ ጥራሕ ኣይኮነትን፡ድሌት ውን(00) እያ።
@dejengebrhiwet4280
@dejengebrhiwet4280 2 ай бұрын
ኣብ ኣዋልድ ውን እኮ ኣሎ ቀልጢፈን ዝውደኣ ኣለዋ ብዙሕ ድሌት ዘይብለን ኣለዋ ። !
@eastafricainformation2825
@eastafricainformation2825 2 ай бұрын
ነዚ ናይ ይቱብ ሰሚዕኹም ዝኾነ ኣይትፈትኑ ባዕልኹም ኣብ ሽግር ከይትወድቁ ስፖርቲ ስርሑ ብፍላይ ምሕንባስ
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 2 ай бұрын
😂
@FacheAkk
@FacheAkk 2 ай бұрын
Viagra super
@alemdesta5371
@alemdesta5371 2 ай бұрын
𝓽𝓱𝓪𝓷𝓴𝓯𝓾𝓵
@fkadunegash628
@fkadunegash628 2 ай бұрын
ሱቅ ኢልኪ ኢኪ አብካለ ቪድዮታት ቀለጥፍኩም ከይትውዱኡ ፕሮቲን ቀንሱ ኢሎም የምህሩ ንስኪ ድማ ፕሮቲን ዘለዎ ምግቢ ክበልዑ ትመክሪ አልኪ በሓጺሩ አስተምህሮኪ ቀልጢፍካ ንዘምውዳአ ዱዩ ወይስ ንምትሳአ ዘኣብዮም ሰባት አዩ ? ሰብ ተጋግይ አለኪ ።
@DrarXegay-up2mk
@DrarXegay-up2mk 2 ай бұрын
ቅድም ፈትንኪ ኣርእይና ኣብ ኤክስኪ
@user-zt5ls1fi8o
@user-zt5ls1fi8o Ай бұрын
ብዓልሞያ ምግባዝ ምሕሸ :: ዝዘርዘርክዮም መድሓኒታት ጎናዊ ሳዕበኖም ከይገለፅኪ ? በየናይ መለክዒ ንሳቶም ክምዝመረፅኪውን ኣይፍለጥን? መድሓኒት ናይ መጨረሻ ምርጫ ከውን ይግብ ኦ! ንስኪ ግን ብመድሓኒት ጀሚርኪ!
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
ውሽማታትን BF GF ከመይ ጌሮም ነዊሕ ይፀንሑ? ንበዓል ሓዳር ጥራሕ እንዳገበርክዮ:። በዓል ሓዳር ንጉሆን ምሸትን ቀትርን ለይት ዒግ እንዳበሎ እንታይ ዘህርፍ ኣለዎ? ሰርታፍ እንተዘይኮይኑ 😂😂😂
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
መዊፅካን ኣይስንን መድሓኒት ውሒጥካን ኣይ .....ን
@mulueberhe6377
@mulueberhe6377 2 ай бұрын
እንታይ ዳኣ እታ ምፍሳስ ትብሃል ቃል ትኸብደኪ ኢያ መስለኒ ኮምኡ ኢልኪ ኣረድእና እንታይ ኢዩ ቀልጥፍና ንወድእ ክብሊኺ ይኽኡሉ ኢዮም
@fkadunegash628
@fkadunegash628 2 ай бұрын
ቀልጢፍካ ንዘምውዳአ ዲኪ ተስተምሕሪ ዘለኪስ ወስ ምትሳአ ዘብዮም ሰባት ኢኪ ተስተምሂሪ ዘልኪ ሓዋዊስኪዮኮ ።
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 41 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН