🔥 ኣብዪ ኣሕመድ መጠንቀቅታ ን ኤርትራ / መሸሽ ተቃዋሚ ኮይኑ ድዩ ?

  Рет қаралды 62,784

ዳኒ ቤሪ reaction

ዳኒ ቤሪ reaction

7 күн бұрын

1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
#Eritrea #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm

Пікірлер: 186
@Sam-mf4mh
@Sam-mf4mh 6 күн бұрын
ዋ ኣነ ዝገርመኒሲ ብዘይካ ኤርትራውያን ዜና ኣለኩም ዶ? እዞም ዩትበራት ናይ ኤርትራ ግን ትግራይ ኣልዕል ዘየብሉኹም ዋ 😂😂😂
@mamibmtewelde3506
@mamibmtewelde3506 5 күн бұрын
Aygermekan qomalat
@FnanNuguse
@FnanNuguse 6 күн бұрын
ናይ ቢኒያም ግርማይስ ካብ ብዛዕባ ደመወዙ ብዛዕባ ዓወቱ ዘይትዛረቡ ?
@amhabereket9147
@amhabereket9147 6 күн бұрын
መድህን ሓሳዊት ! ብልጽግና ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ዝተዘራረቦ ዝኮነ ይኩን ነገር የለን ! ተጋሩ ሓሰውቲ ! ባዕልኩም ኩናት ትጅምሩ ፥ ባዕልኩም ጂኖሳይድ እንዳበልኩም ትበክዩ ! ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ጂኖሳይድ የለን !
@user-gp6be6wu1n
@user-gp6be6wu1n 6 күн бұрын
ቆልዑ ህግደፍ ክቅተሉ ኣለዎም ዶ ኢልካ ጽብቅ ኩኡሎም ቆልዑ ክሪእዎ ዮ ክሰምዕዎ ዮ ኣንጻርኩም ክዋጉኡን ክሕይልን ድማ ዮም ምክንያቱ ንጥፋኣቶም ትምርሽ ሰለ ዘለካ ጽቡቅ ጌሮም ክብርትዑ ዮም ንህግድፍ ሞ መመልሹ ዩ ዘበርትዖም
@amhabereket9147
@amhabereket9147 6 күн бұрын
ኣብ መንጎ ዶክተር ኣቢይን መንግስቲ ኤርትራን ዝኮነ ጸገም የለን ! ሕርር በሉ ቆንዳፋት ዓጋመ !
@habenn7407
@habenn7407 6 күн бұрын
ሓሳድ ጎረቤት ናይ ቤቱ ዘይኮነ ዝርኢ ናይ ጎረቤቱ እዩ ዝርኢ። ጎረቤትይ እንታይ በሊዑ፣ እንታይ ሰትዩ ፣እንታይ ተዛሪቡ ክብል እዩ ድቃስ ዝስእን። ነቲ ኣብ ክልልኩም ዘሎ ሌብነትን ጩውያ ሰብን ጥምየትን ግዳ ዘይትዛረቡ ካብ መዓልታዊ ናይ ኤርትራውያን ጉዳይ ምዝራብ።
@amhabereket9147
@amhabereket9147 6 күн бұрын
ኣብዚኣ ዘለዉ ሓሰውቲ ረስሓት ቆንዳፍ ዓጋመ ሰብኣይን ሰበይትን ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረቡ ይውዕሉ ! ናይታ እታ ረሳሕ ትግራይኩም ግበሩ ፥
@azebweldu7852
@azebweldu7852 6 күн бұрын
ኖ ናይ መሸሸ ኤዲት ኢዩ 😂😂😂😂😂😂
@amanialdngl3053
@amanialdngl3053 4 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ምቁራት አኩም አድመ ይሃብኩም ብዙሕ አየ ዝካተተለኩም
@user-pw8kp8qq7h
@user-pw8kp8qq7h 6 күн бұрын
Antum zeytgedfuna ezi hmaq were bejakum eba bmariam entekielkum tuy hizkum zeytmexu🙏🙏🙏🙏 pleas
@abdelaahmed1105
@abdelaahmed1105 5 күн бұрын
ሕቶ ናይ ቢንያም ዓወት እንታይ ኮንኩም ደየምጻኹሞ ይ
@user-mr4iw4tj3u
@user-mr4iw4tj3u 5 күн бұрын
ካብ'ዞም ሩጉማት: ሓሳዳት: ለኻብጥ ዓሌት ክልል ጥግሪሽ እንድ'ዮም🥹መገዲ ኣስመራ-ከረን ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ ኣይትረስዕ💯😀
@Feven-lc2cy
@Feven-lc2cy 5 күн бұрын
Des ketebeluni mat ekum🎉❤
@EfremHans
@EfremHans 6 күн бұрын
Anta eta tgray zena yeblnan dyy akilkum eritrawi keyalkum zeykonelkum
@yonaszegergesh
@yonaszegergesh 6 күн бұрын
እቲ አብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ናይ አሕዋትኩም ጭውያን መቅተልትን ዘይተምጽኡ ካብ ዳማትኩም ሀሰው ትብሉ ሎቓምጽ ቆንዳፋት ዐጋመ ክፈአት ናትኩም እዩ በሳብስ ።
@AbdurezakMohammed-pp7iz
@AbdurezakMohammed-pp7iz 5 күн бұрын
ክልቴኹም ኣብ ቅድመይ ዝሪኤኩም ዘለኹ ሎቅማጻት ሓሰውቲ ሓሳዳት ኢኹም ብናይ ኤርትራዊ ስራሕ ኣብ ጸግዒ ኤርትራዊ ራሃጽ ትነብሩ ናትኩም ዘይትምህዙ ኣቦታትኩም ከ ትፈልጥዎም ዶ ኣንቱም ናይ ጎደና ውይ ውይ ውይ ሃመይ ሃመይ ልበለ ጽዋ እዩ ዶ ትብሉ ትኾኑ ካብ ክሳድ ንላዕሊ ትነብሩ
@AbdurezakMohammed-pp7iz
@AbdurezakMohammed-pp7iz 5 күн бұрын
ናትክን እዩ ባዞታት
@AbdurezakMohammed-pp7iz
@AbdurezakMohammed-pp7iz 5 күн бұрын
ስሚ ይግበረልኩም ወዳኢትኩም ትምጻእ ጥውይዋይ ልብኹም
@AbdurezakMohammed-pp7iz
@AbdurezakMohammed-pp7iz 5 күн бұрын
ልብሉ ለሉ ለውላውላዋት ለለ ፎእ ፎእ ፎእ ብኽዳን ትምዘኑ ዝመስለኩም ጽሩይ ክዳን ጨናዊ ዓጽሚ ረሳሕ ልቢ ተንኮለኛ ኣእምሮ እንታይ ይዓብስ ኣብዛ ምድሪ
@AbdurezakMohammed-pp7iz
@AbdurezakMohammed-pp7iz 5 күн бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝጸላኩም ኣብ ሃገረይ ዝፍጸምኩሞን ሕጂ ውን ትፍጽምዎ ዘለኹ ክሳብ መፍጸምታ ዓለም ኣይርሳዖንየ ባሕሪ ክትጨንውዎ ጥራይ ኢኹም ብማዕዶ ኣኸለ ,።
@user-op8bk8hv3n
@user-op8bk8hv3n 5 күн бұрын
ካብ ዝገርምኩም አፀቢቀ ስለ ዝለዝፈትወኩም ግማሹ ምሸት ግማሹ ሎሚ ንግሆ ሰሚአኩም ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ፕሮግራም አዩ ዋው
@Dfbbhbj
@Dfbbhbj 5 күн бұрын
ሰላም ከም ዝስዕር ጥራሕ እመኑ ይሕዋት 🎉😢
@user-iq1vg7cy9f
@user-iq1vg7cy9f 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዳኒበሪ love yours idea
@agnesmeskel1399
@agnesmeskel1399 4 күн бұрын
ብጣሚ ይፍትውኪም ❤❤
@May-wb9bo
@May-wb9bo 5 күн бұрын
Tegaru belati wedak nay,tgraykum zeytgebru Foooee
@tesfaymekonen3914
@tesfaymekonen3914 6 күн бұрын
ዳኒ & በሪ ኣብ ጉዳይ ፖለቲካ ቀርኒ አፍሪቃ ርኢቶ ይኹን ተወሳኺ ኣይትሃቡ በጃኹም//
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 6 күн бұрын
ኣይተቃየሩን ኣታ እንታይ ዓይነት ርእሲ ዩ ዘለኩም ወደይ ጀዲዳ ሃገረይ ስለ ዝበለ ህዝቢ ትግራይ ጸርፊ ወይ ኣይሕግዝን ማለት ድዩ ዝርድአኩም ሃገርይ ዝበል ዘሎ ዩ ደጋፊ ህዝቢ ትግራይ ሓላዪ ህዝቢ ትግራይ ኣፍቃሪ ህዝቢ ትግራይ ተጋሩ ግን መዓስ ኢኩም ክትነቅሑ በጃኩም ኣብ ምስሉይነት ኣይትእመኑ ብርጌድ ንሓመዱ ሓላይ ትግራዋይ ኢኩም ትገብርዎ ክክ ብጣዕሚ ዩ ዝገርም ክትስውኣሉ ዝደሊ ሰብ ሓላይካ ድዩ ንስኩም ክትስውእሎም ንሶም ኤርትራ ክኣትዉ ዩ ኮ ድሌቶም ነዚ ኣይትሓስቡን ቁሩብ እዚ ቀሊል ነገር
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 6 күн бұрын
ክክክክ እዋይ ሰልጠነ ምስኪናይ ኩሉ ነብሱ ምሉእ ሓሶት
@SamiKerin
@SamiKerin 4 күн бұрын
Mara kef alekum ❤❤❤❤❤❤
@TeklayHayle
@TeklayHayle 4 күн бұрын
ትብፃሕ ቤሪ ትብርዮ ዘለኺ ጥቅዓት ንደቂ ተባዕዮ የቁም ዳኒ ድማ ንዓና ምብርትታዕ ትገብሮ ዘለኻ ቀፅለሉ 😂😂❤
@Eri91M90
@Eri91M90 6 күн бұрын
ብዛዕባ ናይ ቢኒ ዓወት ናይ ሎሚ ዳኣ ኣይትዛረቡን እንዲኩም ተጋሩ ምካንኩም ከይተርፍ ድዩ ትግራይ ኣብ ኣፍሪቃ ኣይኮነትን ዘላም ምሽ ኣብ ኤሻ ኢያ ትርከብ ምክንያቱ ኣብ የመን ወይ ሱዑዲ-ዓረብ ዘለዉ ተጋሩ ይበዝሁ ካብቶም ኣብ ኢትዮፑያ ዘለዉ ተጋሩ ኖ😮😢
@HabtomBayre-b1j
@HabtomBayre-b1j 5 күн бұрын
መራ ኬፍ ዘለኩም በሓቂ 😂😂😂😂😂♥️
@user-dd1er8jk5e
@user-dd1er8jk5e 5 күн бұрын
Muqurat natey btaemi ekum kab chnqet tegalaglu muqurat nskumn sahaqkumun ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-er1ps6eb1y
@user-er1ps6eb1y 17 сағат бұрын
Eway azekirkumna ab elementary kolena ab mongo klte awald kof tebilomuna nsdrana nngegrom aykeydn eye elka 😂 ab highschool Ms atena kea Ms awald kof knbl ngoyi nierna 😂 school life never comeback 😁🥰
@meladtesfay1075
@meladtesfay1075 6 күн бұрын
Dani hwy seb megemria hageru zeykebere ngorbet kifetu aykilin love my bro jedida
@letsbuildyourselfoutsidean3117
@letsbuildyourselfoutsidean3117 6 күн бұрын
እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ዳኒ ኤንድ ቤሪ ❤
@faligali6690
@faligali6690 5 күн бұрын
ባዕሎም ዓበይቲ ቆልዑ እዮም ምሕረት የውርደሎም።
@leulexrecords
@leulexrecords 5 күн бұрын
Arif❤❤
@betekanazeweyn727
@betekanazeweyn727 6 күн бұрын
ቤሪ ፍትሓዊት ኩኒ፡ ኣብ ልዕሊ ደቂ ተባዕትዮ ዘለኪ ፡ዕቐት ኣወንዝፍዮ። ከይንጸልኣኪ
@adamzfn6241
@adamzfn6241 5 күн бұрын
እዞም እንዳ ተገያየጽኩምን ተመናገግኩምን ሺልናት KZbin ክትምእርሩ ዒገማሎ ማሌን ዘርኢ ሓሲዳትን ከደምትን ብነብሰ ቁሪ ቁሪ ነበርትን ንኮንቱ ከርደድትን እታ መሸሽ ተቋማሪ ኮይኑ ዶ ናብ መሸሽ ናብ ዒገማሎ ንኮንቱ ተገተትቲ ገዛ ተጋሩ ሰጊዱዶ ቀይሩዋ ሻሐኒ ማሌ ጸልምጽ ገጻ ተጋሩ ሓሳዳት ጻዕዳ ቦያ ዝልምጽ እምበር ዝቋወም ጥንብን ገንብን የለን።
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g 6 күн бұрын
Atum guhafat hasadat ahbay beja ezom nxuhate hxanat tedefueu nresukum ygeberelekum
@user-ev7hu3zr4y
@user-ev7hu3zr4y 5 күн бұрын
Btaemi ekum des tblu mkurat beteley shakekum
@St.Anthon
@St.Anthon 5 күн бұрын
Sebeytka ms hareset bel geza keytxenhen ab geleba tel teltel keyeblaka😂😅😊
@MichealTesfa
@MichealTesfa 2 күн бұрын
Bzeaba kuanti zeari zelo hzbi tigray mhsab aymhashen bzeaba 1 5 million wedi gebar tigray ztefea mhsab aymhashen bzeaba b hang zcheeya zelewa deki anstyo tigray mhsab aymhashen teberaberu tegaru temehashu bejakum sebeayn sebayn sebeytn zhaysh zeyblkum Eritreawi ktserhu aytkealun😢😢😢😢😢😢
@medhin8187
@medhin8187 6 күн бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ❤ #ምቁራት❤
@user-zi3rg7do6p
@user-zi3rg7do6p 5 күн бұрын
ኣቱም ቆማላት 🪳🪳🪳
@BiniBini-yx1yh
@BiniBini-yx1yh 6 күн бұрын
ዳኒ ቤሪ እዛ ናይ መሽሽ ጉዳይ ሳክት ኢዩ ሰይጠነ ምስ ካልእ ኢንተሪቪዉ ዝገበሮ ኢዩ ኢዲት ጌሩ ዘርጊሕዋ 😂😂😂😂😂😂
@Kdsti19
@Kdsti19 4 күн бұрын
Bzaba Ertrean Hzban keytezarebkum Ayhalfelkumn u mesleni Hasadat fetewti ka tmeslu
@user-hz8pn5qy2b
@user-hz8pn5qy2b 5 күн бұрын
ከተሸልችዉ ግን
@AaAa-e5c
@AaAa-e5c 5 күн бұрын
ኣብ 7 መዓልቲ ገለብ ወለድና ዝገብርኡ ባህልና እዩ
@HaylabHayle
@HaylabHayle 5 күн бұрын
ዓለም ሜዳ ❤❤
@hedatbahta1809
@hedatbahta1809 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@AaAa-e5c
@AaAa-e5c 5 күн бұрын
ኣብ 7 ገለብ ደቂ ኣንሽትዮ ተሓብኤን ዝገብርኡ እዩ ሎፀነሐ ባህልና እዩ ❤❤❤
@user-oc1zo7wy9d
@user-oc1zo7wy9d 6 күн бұрын
Shikorinatat selam selam❤❤
@bini5364
@bini5364 5 күн бұрын
አቱም ሰባት ዛወዲ ንአኸ ዶ ይመስል ሓቀይ አታ ቆቡአ ጊርኻያ ምፃአ ኒክስት ደይ
@Alexhabtay
@Alexhabtay 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-xk8ef4vv1j
@user-xk8ef4vv1j 5 күн бұрын
Nay haras ybehal bahli you
@nuguseberihu9649
@nuguseberihu9649 5 күн бұрын
Anes btami eye msakum koyne zshk😂😂😂😂😂
@nouraviri4903
@nouraviri4903 5 күн бұрын
God bless marry annd Bane frome 💝💝💝💝
@user-do7hd4jr4y
@user-do7hd4jr4y 5 күн бұрын
Hasadat ekum nay bini hagos abey qebirkumo
@user-hk2jb4xw3l
@user-hk2jb4xw3l 5 күн бұрын
መድሂን ሰልፋዕ እግሪ ገመል ናይ ዓድኪ ዘይ ትገብሪ አብ ዓድኪ ማዓት ሽግር አሎ ሃላይ ሐሳዊት😂
@user-ny9nj7ie2e
@user-ny9nj7ie2e 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@desaleokubay5641
@desaleokubay5641 4 күн бұрын
Des behalti
@user-vs2jn7xo2l
@user-vs2jn7xo2l 5 күн бұрын
እዚአስ ሓቂ እያ ንዓይ እጋጢማትኒ እያ ኣለቒሓያ ዝጠለመትኒ ማእለያ የብላን ንኽትመልሰለይ ክንደይ ዘይለመንኩ ነዞም ዘይመለሱለይ ከአ ከተርቲ ኢለ እየ ዝጽውዖም
@thehaytesfay9616
@thehaytesfay9616 5 күн бұрын
እዞም ናይ ብርጌድ ነአድጉ ደገፍቲ እዩምስለ ዝኮነ ጸላእቲ ሕዝቢ ኤሬ እዩም
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 5 күн бұрын
💣💣Weyane💣 Game 💣Over💣💣☠☠🎮 ☠☠😡🗡🇪🇹💣
@eyobeyob5894
@eyobeyob5894 5 күн бұрын
Selchina KO Lomis kulu zerebakum bzaba Eritrea hmam
@dafaaaaaaa
@dafaaaaaaa 5 күн бұрын
100 US srah kjmr elks zwesedkaya tegonbihe bmaryam eleka mleseley
@michaelhabtetechlemicheal570
@michaelhabtetechlemicheal570 4 күн бұрын
Yesake wededer benore 1 bewtashe nebere
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 5 күн бұрын
Shkorat ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@adyamteklay4121
@adyamteklay4121 5 күн бұрын
Aye tgaru tk entebelkum kem maexd ekum mshem kulu bedebkum nay eritrea eyu entay dea nay Eritreawi Biniam Grmay awet dea xeytemxwo tegaru hasadat!😂😂
@gechemeche6258
@gechemeche6258 6 күн бұрын
ቤሩ ጠፍናቅ ዳኒ ይቀንእ ዶ ድራር እንተአደምኩኺ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ለይቲ ❤
@angeln9985
@angeln9985 5 күн бұрын
ብኾፈ ኾፍ እንዳተፋሓኸ ክልፍልፍ ትውዕል፡ ሜሮን ሰነፍ ዓጋመ።
@BiniBini-yx1yh
@BiniBini-yx1yh 6 күн бұрын
ዳኒ ቤሪ ኣታ ኣነ ክህብየኩም መዓት ኢዮ ፓሎቲካ ከጻልኣና እንበር ኣይፍቅረናን ኢዩ ነዞም ናይ ፖሎቲካ ዝዛረቡ ኣይተምጹልና ❤❤❤❤❤❤
@user-uw2fm4vx9x
@user-uw2fm4vx9x 5 күн бұрын
ምስ ሰበይቱ ገየጽየጽ ክብል ተኽኽ ኣቢሉና
@user-wu6mb8ti6j
@user-wu6mb8ti6j 5 күн бұрын
Ya kei alekum
@alguyonas3312
@alguyonas3312 5 күн бұрын
Selam dahando ❤
@user-su4yj2lp5x
@user-su4yj2lp5x 6 күн бұрын
Ayteniwhwo hray ❤❤
@AdmasMerhawi
@AdmasMerhawi 5 күн бұрын
Are habeshana eba belu !
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u 4 күн бұрын
😂😅😅ግርም አባሃሂላ
@SolomeAbraham-gv1xr
@SolomeAbraham-gv1xr 4 күн бұрын
ካብ ርእሲ ኤርትራ ውረዱ፡ ብዙሕ ብዛዕባ ትግራይ ክትዘረብው ዝግባእ አሎ ኢሞ፡ንድቂ አንስትይ ትግራት ድሚጺ ክንውን ፡ንሕና ኤርትራውያን ኢና፡ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ብ ኢረትራውያን ዓሻ መሳልካ ድራሮም ውድአሎም
@Liverpoolley
@Liverpoolley 5 күн бұрын
ኣታ ቅርሸይ ኣይትመልሰለይን ዶ😢
@QisanetTeame-id5mu
@QisanetTeame-id5mu 5 күн бұрын
Bejakum hasabkum ktgelxu kelekum bhansa aytzarebu
@user-lx1ol4wc5u
@user-lx1ol4wc5u 5 күн бұрын
ካብነጋሪኡስ ደጋሚኡ
@dawedgherense1485
@dawedgherense1485 5 күн бұрын
Denkoro aitukuno nai meshes edit mequanu temeharu😊
@user-gs2ee8nc4m
@user-gs2ee8nc4m 5 күн бұрын
Dani hawey sorry ane kamsha ayfetun eye nehih edu golfo gber
@NatuNatu-ks3uq
@NatuNatu-ks3uq 4 күн бұрын
እዚ ኩሉ ቪዶ እንዳ ሰርሓኩ ክሳብ ሕጂ ዘየቅረብኩምኒ ናቲ ንመዘከርታ ዝተረፈ ሓሪፍ TikTok natey❤❤
@user-zi9zz5oh8h
@user-zi9zz5oh8h 5 күн бұрын
❤❤❤
@Zaza-nx5tr
@Zaza-nx5tr 5 күн бұрын
ኣረ ብዝፈጠረኩም ኣምላክ ጀማሪ እየ ሳብስክራንብ ግበሩኒ❤❤❤ 😊
@semhartesfamariam394
@semhartesfamariam394 5 күн бұрын
Gere aleku
@SelemunMeles
@SelemunMeles 6 күн бұрын
ዳኒ ሰበይትኻ ፈተያ ኣለኹ ጽቡቕ ገረ ክቐብጻ ሓቁፋካያ ቪዶ ስራሕ pls
@yonaszegergesh
@yonaszegergesh 6 күн бұрын
Kab nay ERITREA mbzah miemxie xubuk tgrga tkielu aeleku
@KuwaitKuwait-dx4mb
@KuwaitKuwait-dx4mb 4 күн бұрын
❤❤❤😂❤❤❤❤
@molmalgigi9757
@molmalgigi9757 5 күн бұрын
ማራ ኢኪ ትኣምንዮ ንዳኒ ተዓዲሉ፡
@abrahamkidane1771
@abrahamkidane1771 5 күн бұрын
ጸርፊ ምልኽዕ ሕስድና ትዕቢት ልቅሙጽና ሌብነት፡ጥምየት፡ሓማቅ ተንኮል ቅንን'አኢዘይናትካ ምምናይ ኣብ፡ማጆሪትይ ተጋሩ፡ከም ሞያ ዝተለምደ፡ፍንፉን ክትሰምዖ ዘስደምም አንዳተወራረስ፡ብጋህዲ ዝምዕብል ዘሎ፡ኣብ ደሞም ነፍሲ ወከፍ ጾታ፡ሰሪጹ መሰታ Hiv ዘንጽላልዎም ዘሎ መድሃዲት ዘይተረኽቦ አ'ግዚ'ኦ መሃረና፡ባዕሉ አግዜብሄር የቀንጥጠሎም ካብ ምባል አንታይ ድ'ኣ ኢና አሞ ክንብል፡፡
@AbdurezakMohammed-pp7iz
@AbdurezakMohammed-pp7iz 5 күн бұрын
ዘዛንግዑ ኣይኮነን ዘርድኡ በሉ ሎኽመኛታት
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 5 күн бұрын
ክፉእ መልክዕ ውላድካ ይቅተሉልካ ክዳኖም ዘይቅይሩ ጎሐፋት ገፈጥ ንገፈጥ ኢዮም
@senaitbereket9301
@senaitbereket9301 4 күн бұрын
Anta jedida intay werduka lekibat 😢
@user-hd5ny9xu9p
@user-hd5ny9xu9p 3 күн бұрын
😂😂?😂😂😂❤
@IsaiasGhedam
@IsaiasGhedam 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ትገርሙ ኢኹም ናይ ኣቢይ ዘረባ ኣብ 2018 ኣብ ሰላም ግዜ ነቶም ካብ ኤርትራ ንኢትዮጰያ ዝኣተዊ ተቃውምቲ ኢዩ ዝተዛረበ ኣብ እቲ vidio ዝ ጸሓፍኩምዎ ግና ካልእ ትርጉም ኢዩ ዘለዎ በጃኹም. ኮነ ኢልካ ነገራት ምጥማም ንማንም አይጠቅምን ኢዩ i don't think you gays have honest mistake 🇦🇿.
@aziebtekie4932
@aziebtekie4932 5 күн бұрын
kem chew hikeku nuskumin kemakum zimeselun foo weregnatat
@SuseneAsmorm
@SuseneAsmorm 6 күн бұрын
❤❤❤❤😅😅😅😅
@redaetesfamariam221
@redaetesfamariam221 5 күн бұрын
Eta abi ztezareba kemza nskum zebelkuma aykonen zbel zelo
@aborineberay7341
@aborineberay7341 5 күн бұрын
ክንደዴኹም ትሽኩሩ ኢኹም ወደይ ባዕልኹም ትፈልጡ ሕማም
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no 5 күн бұрын
Abiy Ahmed ሰነፍ ሰብ ኣብክንዲ ጌግኡ ዝእርም ምኽንያታት እንዳብዝሐ ሰብ እዩ ዘደናግር። ኤርትራ ቁስላ ኣብ ምሕዋይ እምበር ብኣኻ ኣይኮነን በቶም ኣሕሉቕካ (ምዕራባውያን) ካማን ኣይትግደሰን እያ፡ ጊጋኻ ኣርም ንህዝብኻ ይቐርታ ሕተት። ተጋሩ ድማ ከምበዓል መድህን ዝመሰሉ ሰባት ኣደብ ኣትሕዝዎም ሂወትኩም ኣመዓራርዩ።
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g 6 күн бұрын
Enda agame qomal hasawite akelabat bmakoren zesesa ezi entay bahli shermutena sheramute gexekn trehaq akelabat funfunat qomalat mehferat foooooo kendedian yexelaka resahat
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t 6 күн бұрын
Mqrat dani ❤beri❤❤❤❤
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 108 МЛН
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 31 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 54 МЛН
ብዛዕባ ቢንየም ግርማይ.ረኣዩ
31:07
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 61 М.
ШОКОЛАДКА МИСТЕРА БИСТА
0:44
stunning max
Рет қаралды 1,3 МЛН