ዓብዪ ብስራት ካብ ንፅድቂ ዝተዓደሉ ስድራ ኣያ ኣብርሃ - በለሳ!!

  Рет қаралды 20,370

Wushatena Media

Wushatena Media

3 жыл бұрын

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
ቅድም ክብል "ንፅድቂ ዝተዓደለት ስድራ ዳቦይ ኣብርሃ ገ/ማርያም - በለሳ ክልተ ኣውላዕሎ" ኣብ ሰናይ ተግባር ዝተዋፈሩ ስድራ ኣቕሪብናልኩም ነይርና። እንሆ ዓበይቲ ሰበ ስልጣናት ክልልና ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ከመይ ከምዝዓቢ ዘቲዮምን ንኢዶምን። ኣብዚ ሐዚ እዋን 40 ዝኾኑ ስነኣእምሮኣዊ ፀገም ዘለዎም ወገናት እናሓብሐቡ ይርከቡ።

Пікірлер: 75
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 3 жыл бұрын
ስብ ንምሕጋዝ ስብ ምኳን እኩል እዩ ከምዝብሃል ክብረት ይሃብልና ክብራት ወለዲና እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ሙሉ ሓውና የመስግን
@hailuabreha9675
@hailuabreha9675 3 жыл бұрын
እግዛብሀር ምሀረት የውርደልኩም አህዋተይ
@user-tt7pv1ir7h
@user-tt7pv1ir7h 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ዝበል ሰራሕ እዪ ንዝሓመሙ ምሕረት ይሃቦም ንወለድናን ንመ ምህር ሙሉ እዕድመን ጥዕናን ይሃብክም እና ኣብ ሱዑዲ ኣብ የመን ዝርከቡ ኣሕዋት ድምፅኩም ኣሰምዑልና ኩሎኩም ተጋሩ
@user-cx1oz6ok7q
@user-cx1oz6ok7q 3 жыл бұрын
ዋይ መምህር መሉ ሰብ ኣምሲሉ መልኣክ ሂቡና ተመስገን ፈጣሪ
@user-jn7sj3jb4d
@user-jn7sj3jb4d 3 жыл бұрын
እዝግኣብሔር ይሓግዝኩም ንኹልኹም ኣብዚ ዝተሳተፍኩም
@user-mm5bc7qy8v
@user-mm5bc7qy8v 3 жыл бұрын
ስሞም፡ይምስክር ከም ኣብራሃም ዝተባረኩ ቅዱስ ኣቦ ዓቢይ ዕድመን ጥዕናን ይዓድለልና ብሩኩ ብሩክ እዩ ዝወልድ ፀጋኩም ኣብዚሑ ይባርኮ ፈጣሪ!!!
@user-ek8pw7jn8r
@user-ek8pw7jn8r 3 жыл бұрын
ቅኒአ ቅዱስ ቅንኢ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 жыл бұрын
ኣብየት ልዑል እግዛብሄር ምሕረት ኣውርደሎም ነዞም መሳኪን ናይ ናይ መንፈስ ቁዱስ ደቅኻ ንዓና ክኣ ናይ ስጋ የሕዋትና ምሕረት ኣውርደሎም ኣቦየ ካብ ቃንዛ ስካን ነብስን ኣውጽኣና ንዓና ንድኩማት ደቅካ ኣሜን 3+💖🤲🙏ከምኡ እውን ኩቡር ኣቦና ኣያ ኣብርሃ ስለ እቲ ቁዱስ ግብርኹም ልዑል እግዛብሄር እቲ ሂበ ኢሉ ዘይውድኦ ቅድስቲ ኢድ ዝውንን ልዑል እግዛብሄር ጸጋኩም የብዝሓልኩም ቡሩካት ኩኑ ኣብ ዓንደ ወርቁ ይጽሓፈልኩም ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ብሰሎታን ኣማላድነታን ብምሕረታን ትሓግዝኩም ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️⛪️💖🤲🙏ክብሪ ይሃብካ ኩቡር መምህር ሙሉእ ሓውና ኣጆካ ዕድመ ይሃብካ ቡሩክ ✝️⛪️💖🤲🙏
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 3 жыл бұрын
ግርማ ይኽደንካ መምህረይ💖
@muluabeba4416
@muluabeba4416 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምህረት ይግበረሎም ነቶም ትህግዙ ወግናት ኣምላክ ይባርኩም
@user-cg2yt8tr9z
@user-cg2yt8tr9z 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም ንኹሉም አሕዋተይ አሓተይ ወለደይ😭😭😭😭 ቅዱስ ሚካኤል ምሳኹም ይኹን እንተ ሓውና መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ አትም ሰናይ ምግባር ትገብሩ አሕዋትና እግዚአብሔር ሰሰናዩ ንዓኹም ይኹን
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 3 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዝሓመሙለ እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደሎም
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 3 жыл бұрын
እንኮዕ ድሐን መፃካ መ ሙሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ እዋይ አሕዋተይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኩም
@user-uc9nx8jl8e
@user-uc9nx8jl8e 3 жыл бұрын
አሰይይይ ተጋሩዋኒኒኒ ሰናይ ስራሕ ጽብቅ አየ ተጋሩዋኒ አብ ዝሓለፍክምዎ ሰናይ ይኩነልኩም ንዝሓመሙ ምሕረት የውርደሎም ንወለድናን ንመምህር ሙሉን ዕድመና ጥዕና ይሃቦም❤❤❤
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 3 жыл бұрын
እንዃዕ ደሓን መፃኻ ሙለረይ ግርማ ተኸደን መምህር ሙሉየ ቃላት ሓፂሩኒዋ
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣታ ትግራይናስ ንበይና እያ ዕልልልልል ንገበርቲ ሰናይ ቃል እዩ ዝሓፅረኒ እግዚአብሄር ባዕሉ ፃማኩም ይፍደኩም መምህር ሙለይ እውን ግርማ ታዓደል የሕዋተይ ማዓረያት እውን ኩሉኩም ምሕረት የውርደልኩም
@galtigray6523
@galtigray6523 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ🙏❤
@trhasgkiros6990
@trhasgkiros6990 3 жыл бұрын
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@user-hd7du1dr5f
@user-hd7du1dr5f 3 жыл бұрын
እንዄን ድሓን ምፅአኸ መምህር ሙሉየይ🙏💘💘💘💘
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
ኣለምነሽ ሓፍትና ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ 🙏🏼👋💙🧸🌝✌🏻🙏🏼✝️💜☔️💕
@user-gg1de6nh9v
@user-gg1de6nh9v 3 жыл бұрын
እግዛኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ገበርቲ ፅቡቅ መምህረይ ሙሉ እግዛኣብሄር ኣምላክ ግርማ ይክደንካ ዝሓወይ
@tsegaabrham149
@tsegaabrham149 3 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ መምህር ሙሉ ሃይለስላሴ
@absaelatfkrrue2803
@absaelatfkrrue2803 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዐድመን ጥዐናን ይሃብካ
@user-bs8db6iu6j
@user-bs8db6iu6j 3 жыл бұрын
ትዕድልቲ እዩ ። 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@almasneggaz2302
@almasneggaz2302 3 жыл бұрын
መዳህንአለም ምህረት ያሰጥት ፈጥር መምህር ሙሉ እድመን ጥእናን ይሰጥህ ፈጣር
@abebachanal1036
@abebachanal1036 3 жыл бұрын
ደስ ክብል ሰብ ምሕጋዝ ሰብ ምኳን እኩል እዩ ካብ እዞም አቦና ብዝሕ እካ ትመሃር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም መምህረይ ከማካስ ይብዛሕ
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 3 жыл бұрын
ፈጣሪ አምላኽ ምሳኻቱም ይኹን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏
@teweldemichele6793
@teweldemichele6793 3 жыл бұрын
Edmen tenan yehabkum fetari
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 3 жыл бұрын
ብሩኻት ስድራ አብየት እግዚአብሄር ከመይ እዩ ዓድልኩም እስቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
@zafuhabesha2954
@zafuhabesha2954 3 жыл бұрын
መግለፂ የብለየን እግዚኣኒሀር ይባርኽኩም። ኣሕዋትናለ ፈጣሪ ምሕርት የወርደሎም
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 3 жыл бұрын
እስይይይይ መምህር ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣቦና ኣበይ ኣብራሃ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ባባየይ
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና አምላክ ንኩልኩም ምሕረት የዉርደልኩም አሕዋተይ
@user-wf7ul7bm1y
@user-wf7ul7bm1y 3 жыл бұрын
ሃለቃ ኣያ ኣብራሃ ብሓቂ ዘላእለማዊ ዶሞዝ ኣሎኩም ብእግዚአብሔር መልኻም ንባዕልኻ እዩ ኣብት ኽደይ ኣሎ እባ መልኻም ስብ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 3 жыл бұрын
ምሕረት ይአዝዘልኪ አለምነሽ ሓፍተይ::
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
ብሓቂ ጸጋ🙏🏼🧸🧸✝️🌻💙🌝🏆🗝☔️👋🏠✌🏻🌹🌽🏆🙏🏼
@selamselam6193
@selamselam6193 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኣባና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙሉዋይ እውን ሽሕ ዓመት ንበረልና
@user-hq5is9xd1z
@user-hq5is9xd1z 3 жыл бұрын
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ኣቦታትና እና ኣሑዋትና ብዝዎጾ ይተከኣልኩም ሙሉየ ጉን ዕድመ ጥና ይሃብካ 😍😍
@abrhertabrhet7675
@abrhertabrhet7675 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓውና አብ አስሪቤት ዘለዉ አሕዋትና መንግስቲ ዘረሰዖም አባ ገሉ ገበሩ መንስቲ ትግራይ አብ አሮሞ ከመዚ ኮነ አብ አማራ ከመዚ ተገበረ ገደፉ አዝቡ ዘይአልሽ
@user-ws3ht4dc8t
@user-ws3ht4dc8t 3 жыл бұрын
ፅቡቕ ምስራሕኮ ዕደልዎ ይኡ ጌታየ ድዖረ ዓይነ ልቦነአይ ኻፍትኻ ፅቡቕ ድምስራሕ ብፅቡቕ መንገድኻ ምርሐኒ😥😥😥
@user-dd1kw1oq7m
@user-dd1kw1oq7m 3 жыл бұрын
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሰማይ ዋጋኹም ይኽፈልኩም እምበር መግለፂ የብለይን መምህረይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@zttgy7054
@zttgy7054 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ብሉፅ ናይ 2012ዓመተ ምህረት መልካም ሓድሽ መስቀል ይግበረልካ ዘሓወይ
@freyeteklehaymanot7595
@freyeteklehaymanot7595 3 жыл бұрын
ኣሰይ እንካዕ ናተይ ኮንኩም ኮሪዐ ሓወቦታተይ ኣቦዋየ ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይሃበለይ 💞💞
@galltigray4548
@galltigray4548 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዓስቦም ይሃቦም ንአቦና ነአዋትና ምሕረት የውርደሎም
@user-oy3ci9qf3q
@user-oy3ci9qf3q 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ይብል እግዚአብሔር ይመስገን
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 3 жыл бұрын
ንኩልኩም ገበርቲ ሰናይ እግዚአብሔር አምላክ ይሀብኩም። አለምነሽ ደስ ኢልዋ ፍሽክ ኢላ። እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን። መምህር ሙሉ ሀወይ ነዊህ እድመ ምስ ጥእና ይምነየልካ።
@Abbay_special_recipe
@Abbay_special_recipe 3 жыл бұрын
What a kind brothers, for sure, any one who watch this video have a watery eyes, but happy tears, thank you brothers, for your kindness to our beautiful sister, hope and pray she will get better, but your kindness is out of imaginations, it’s a lesson, wow 😮, thank you 🙏 bros, God Bless you
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 3 жыл бұрын
Glad you enjoyed it
@user-qj5lu6zx9s
@user-qj5lu6zx9s 3 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelkum
@XxtraaXxtraa-zw8lf
@XxtraaXxtraa-zw8lf 3 жыл бұрын
እግዚአቢሔር ምሕረት ያውርደልኪ አለምነሽ ንዚአም ሰናይ ስራሕ ዝሰርሑ እግዚአቢሔር አምላክፅግኡ ያብዘሐልኩም አሜን
@timeniteman9799
@timeniteman9799 3 жыл бұрын
No word for all of you......may God give you more strength and many more blessing ❤❤❤❤❤
@mebratmirach6160
@mebratmirach6160 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይትምነየልካ ዝወደይ ብሩኽ።
@aranshigidey3171
@aranshigidey3171 3 жыл бұрын
E/r Amlak bless you and Emanuel GOD protect you from evil wicked. My country people are so kind. Long live our father dear Deacon Geremdhin with your family .🤲🤲🤲❤❤💛💛❤❤💞💞💞💞🥰🥰🥰Mercy for all of them Amen Amen Amen.
@kibromtekie5598
@kibromtekie5598 3 жыл бұрын
I have nothing to say something ,great as usual the hero .God bless u lovely bro 🥰🥰🥰🥰🥰
@user-np9md6wp2c
@user-np9md6wp2c 3 жыл бұрын
ፈጣረ ዕድሜ ጥዕና መምህር ሙሉ ነኩሉ ሒገዚቲ
@user-rv9yy3qe7d
@user-rv9yy3qe7d 3 жыл бұрын
በምን ልግለፅ ቃለት የለኝም ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ
@twtgsgsg8789
@twtgsgsg8789 3 жыл бұрын
💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕♥♥♥♥♥
@fhty2650
@fhty2650 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይላኣከልኩም ኣሕዋተይ ሰናይ ተገብረ ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም መምህረይ ሙሉ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ መድሃኒ ኣለም ብእምነትን ብትግሃትን ናታኣዝካ ትሰርሕ ዘለካ ብሓቂ እግዚኣብሄር ከም ዝብለና ሰናይ ንምግባርሲ ተበገሱ ይብለናሞ ኩሉ ትሰረሐለካ ደክምኒ ሸልትይኒ ዘይ በልካ ተገልግል ኣለካ እሞ እግዚኣብሄር ካብ ኩፉእ የድሕንካ ኣሕዋተይ ሰናይ ትገብሩ ሩ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ብሓቂ ኣቦናለ ከመይ ክገብሮም ከመይ እየ ክብሎም ዘይ በሉ ኩሎም ኣብ ሓደ ገዛ ኣክዎም ሰናይ እናገበሩ ይርከቡ ኣቦይ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ብሓቂ ሰናይ ተግባር እዩ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም
@user-bm2uw7sg2y
@user-bm2uw7sg2y 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ደሰሰሰሰ ሚባሎ
@freweynimulue8674
@freweynimulue8674 3 жыл бұрын
Egzabiher yhaguzkum
@sfhgdssgbfds7941
@sfhgdssgbfds7941 3 жыл бұрын
ብሓቂ ፀጋ እዩ
@user-zy1hk8st6l
@user-zy1hk8st6l 3 жыл бұрын
ኣበይ ካበቢ እዩ እዙይ ብጣዕሚ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒኣ መምህረይ ድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@lemlemkahsay1865
@lemlemkahsay1865 3 жыл бұрын
አብ ውቅሮ ክልተ ውላዕሎ
@user-vl6gc8db9b
@user-vl6gc8db9b 3 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን ምፅአከም
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Memiher mulu hawey egziabher amlak xegau yebzhalka edmen tenan yhabka buruk
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 3 жыл бұрын
ezi wedi ezis nxdki u tfetiru bhaki egzabher asbka yhabka bhaki
@danielfshaye5278
@danielfshaye5278 3 жыл бұрын
Mhret yewrdlom
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Behaki des zibel sirah egziabher amlak xegau yebzhalkum edemen teanen yehabkum fetri ni ahwatey kea egziabher amlak mehret yewrdelom behaki egziabher amlak bealu yhagzkum yhawetey
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 3 жыл бұрын
እዚ መምህር ሙሉ ተሸኪምዎ ዘሎ ፀውራ ናይ 27 ዓመታት ኢዩ።ሰኣን ብቑዕ ኣመራርሓ ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ብድኽነት ሕልንኡ ተጎዲኡ ፣ፋሕ ፋሕ ኢሉ ገሊኡ ንስደት ገሊኡ ድማ ንሞት ተሳጢሑ ኢዩ።ብቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝተጣየሸት ትእምት ኣብ ፎቖዶ ኢትዮጵያ ተበታቲነን ንኢትዮጵያ እንተገልግላ ንትግራይ ግን መፀወዒ ነይረን።እሞ ኸ መምህር ሙሉ ዕድመ ይሃብካ።ድኽነት ጥራሕ ኣይኮንካን ተጥፍእ ዘለኻ ንዝዓበዱን ኣእምሮኦም ንዝሰሓቱን ተጋሩ ዉን ትእብድን ተጥዕን ኣለኻ።ዕድመ ይሃብካ።
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 3 жыл бұрын
Memhr Mulu bitami des zibl tegbar eyu qexilelu, ajoka,ni sidra enda Aboy Abraha egziabher amlak xegiu yebzehalom, ni zihamemu dima mihret yewrdelom egziabher.
@bbdvdwbdb7060
@bbdvdwbdb7060 3 жыл бұрын
ሰብ ምሕጋዝ ረኪብካ እንተይ ኮነስ ምሃብ ዝለመደ ሰብ እዩ ክበሃልስ ለካ ሓቂ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ንገበርቲ ሰናይ
@amenweldemariam8951
@amenweldemariam8951 3 жыл бұрын
Temesgen brukat geza
@meriamakeza1836
@meriamakeza1836 3 жыл бұрын
Memeher Mulu Telefon ??? Delyyna Nerna
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 3 жыл бұрын
አቤት አብ መሬት ከለኻ ከነት ሰማይ ምርአይ ዓብይ ትዕድልቲ እዩ ንዝወደቀ ሰብ ምልዓል ናይ ሰናይ ሰብ ድሌት እዩ አሕዋትና ምሕረት የዉርደልኩም አታ ክንደይ ለጋስ ሰብ እዩ ዘሎ አምላክ ዕንቅፋት አይዉቃዕኩም አለምነሼም ምሕረት የዉርደላ 🙏🙏🙏
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 3 жыл бұрын
አየ መምህረይ አታ ከመይ ዝበልካ ኢኻ ሕሙም እዩ አይትብል ምንም አይትብል ቀሪብካ ተጽናዕንዕ::
Русалка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 10 МЛН
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 14 МЛН
Gere emun part 185 | ገሬ እሙን ክፋል 185
38:28
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 114 М.
Русалка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН