ኣብዚ ረዚን ዕለት ኣብ ሓድሽ መድረኽ። ፨ሕቶ እስላም ኤርትራውያን፨ ካልኣይ ክፋል ብመምህር፦ተመስገን ካሕሳይ

  Рет қаралды 16,060

TEMESGHEN NETWORK

TEMESGHEN NETWORK

4 жыл бұрын

ኣብዚ ረዚን ዕለት ኣብ ሓድሽ መድረኽ።
፨ሕቶ እስላም ኤርትራውያን፨
ካልኣይ ክፋል
ብመምህር፦ተመስገን ካሕሳይ

Пікірлер: 166
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 2 жыл бұрын
Very nice talk
@melawit9956
@melawit9956 17 күн бұрын
🌿❤️🌿❤️🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹
@asmersemarialfursan3753
@asmersemarialfursan3753 4 жыл бұрын
መምህር ኣብ ሕሉፍ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ካብ ጥልያን፣ካብ ዓረብ ፣ካብ ትግራይ ዝውለዱ ተቓሊሶምን ተሰዊኦምን እዮም ኤርትራ ንመን ትቐርቦ ንመንከ ትርሕቖ
@user-cz7mj4vn5u
@user-cz7mj4vn5u 4 жыл бұрын
Btami nufu Temesgan hawey N'Muslim yehwatna B'ayni trtare knriom yeblnan nay bahqi nih zelowom xunuat hagerawiyan iyom Thanks
@milidan831
@milidan831 4 жыл бұрын
Ajoka memhir.
@feruhiiiselamawinat8859
@feruhiiiselamawinat8859 4 жыл бұрын
YaaAllah,,,,, abeydiinaa bexihnaa zelena atum sebat lebena nesfehayoo sefiiiih hager alenaa,,,, hager nedehen hager keyhaznaas fejiiit ewaaay eritrawiinet malet...... Be 9 beherat zekehed Aslamay tehalyouu hegiii yemagootoo😭😭😭😭 ewooooo bezuh u dekmetna eritrawyan ahwatey be hager nehsseb betooom chequuunat ab weshtiii eritra zelewo hezbi nehsseb merechaa zesanuu🙏🙏🙏
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 жыл бұрын
መምህር ተመስገን ብኽብረትካ ካብ ፖሎቲካ ናይ ኤሬትራ ደዉ ኣብል
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 4 жыл бұрын
ብሃቂ
@user-xj4gj9pq2m
@user-xj4gj9pq2m 4 жыл бұрын
ደንቆሮ ደምብያ ናይ ኣከለጉዛይ ተመ ድኣ ዘይከማኩም ጅግና ንህዝቡ ከድሕን ይቃለስ ኣሎ።
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 4 жыл бұрын
ኣንታ ተመስገን ኣነ ከም እትፈልጠኒ ምስ ናትካ ምስ ናትካ ኣረኣእያ ኣይሰማማዕን እየ ግን እታ ሓንቲ ብኣኻ ዝሕጎሰልካ እወ ትግራዋይ እየ ምባልካን ክድህሉኻ ንዝሓስቡውን ብትርን ብሞራልን ምምካትካ ግን ይኾርዓልካ እየ ዋላ በረኣእያኻ እንተ ነቐፍኩኻ እቶም ኩሎም ትግራዋይ እዩ ተመስገን ዝዝሉፉኻ ንዕኦምከ መን እዩ ኤሪትራዊባጀላ ልዕሌኻ ሂብዎም ብርኽቲውን እንታይ ርእሲ ሃልይዋ ርእሲ ሓምሓም ወዮ ብኣካል ስለዘይት ፈጣ እምበር እንታይ እዩ ነውርን እንታየረከ ጽቡቕ እንታይ ኣፍሊጥዋ መንከ እዩ ልዕሌኻ ኤርትራዊት ጀይርዋ
@feruhiiiselamawinat8859
@feruhiiiselamawinat8859 4 жыл бұрын
Ata memher Temesgen,,, keb tahatatenet kehadmuu endioom eza hager zehemeswaa zeleww,,, eskiii beselam tahager yegdefulnaa,,,,,,,,, gedefooom xzom halewlew a haqiii n fethen temorkiska meresh terah terah.. 👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@mohamedhakim4809
@mohamedhakim4809 4 жыл бұрын
Thank brother 🙏 you fair politicians person
@Meron268
@Meron268 4 жыл бұрын
ጸገምና ክንዕወት ዘይ ገብረና ዘሎ ኩሎም ሙሁራት ንስልጣን ምሓዝን ተፈላጥነት ንምጥራይ እዯም ዝጽዕሩ መምህር ተመስገን ከኣ ኤርሳት ስለ ዝዓመጹካ ኢካ ከምዚ ጌርካ ን ቃንቃ ዓረብ ክኣቱን ብሃይማኖት ክኢከቡ ትድግፎም ዘለካ እሶም ከምኡ ኢሎም ምእካቦም ካልእ ሺሪሕ ኣለዎም ንሕና ኤርትራውያን ቃንቃናን ባህልናን ከይ ጠፊእ ብሰንኪ ባዕዳዉ ቃንቃ ሕጂ ንቃለስ
@feruhiiiselamawinat8859
@feruhiiiselamawinat8859 4 жыл бұрын
Tedelika Americawyan, nekewen, tedelina englizawyan nekewen, tedelina etiopianwyan nekewen Bejakum bejanaa keburat eritrawyan netom xegumat merechaa zebelom eritrawyan kenhasseb azekakereley Memer Temesgen hawey abiseb Ambessa💪💎
@mohamedabdu4590
@mohamedabdu4590 4 жыл бұрын
ኩቡር መምህር ከማኻ የብዛሓዮም ማሃንድስ ናይ ፍትሕ እየ ድብለካ ቀጽል አሰርካ ድስዕቡ ክክጭጭሑ እዮ ::
@abdellaosman5838
@abdellaosman5838 4 жыл бұрын
I'm eritrean Muslim thank you for your beautiful words
@amanuelmusie7342
@amanuelmusie7342 4 жыл бұрын
Temsgen beal kelte melhas
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
No way
@nugusarma5671
@nugusarma5671 4 жыл бұрын
Memhir Temesgen Btaemy Belihin Muhurun Kuburun Qunuein Ekha Kemakha Yebzahayom Tebarekh Eidmen Tienan Emineyelka
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@nugusarma5671
@nugusarma5671 4 жыл бұрын
@@TEMESGHENNETWORK oky Tewaly
@delinaentertainment5454
@delinaentertainment5454 4 жыл бұрын
ኦ ኦ ኦ መምህር ተመስገን ሕጂ ፋሕ ኢላትካ ። think two wice !!!
@nouraviri4903
@nouraviri4903 3 жыл бұрын
Good job brother god bless you 😍😍😍😍💯💯💯💯💯💯💖💖💖💖💖💖💖💖
@eritreainna7213
@eritreainna7213 4 жыл бұрын
Thank you Ustaz temesghen
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@mahmoudismail1443
@mahmoudismail1443 4 жыл бұрын
Big words
@asmersemarialfursan3753
@asmersemarialfursan3753 4 жыл бұрын
ሓቂ ትንገስ ከማኻ ይብዙሑልና
@wadmashewa3247
@wadmashewa3247 4 жыл бұрын
Thank you
@susugidey8571
@susugidey8571 4 жыл бұрын
I like your confidence yes u are Eritrean🇪🇷🇪🇷 full stop. 👍💐
@peace-up7hv
@peace-up7hv 4 жыл бұрын
ጅግና ኢኻ። እዚ መልሓስ እምበር ልቦናን ፍልጠትን ዘይብሉ ህዝቢ ሰብ ብቃንቅኡ እንዳተዛረቦ ዘይርደኦ ናይ ምንባብ ባህሪ ዘይወነነ ብጀካ ትዕቢትን ሕሜታን ኣብ ባዶ ኢድካ መን ከማና ምባልን ካልእ ዘይብሉ ሕብረተሰብ እንተተረዲኡዎስ ጽቡቕ ዘረባ ኢኻ ተዛሪብካ። ከማኻ ዓይነት ሰብ ኣብ መንጉኡ ስለዝተፈጠርካ ንፈጣሪኡ ከመስግን እዩ ዝግበኦ።
@saud9398
@saud9398 4 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ቁኑዕ ሰብ
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@shisaytekle4094
@shisaytekle4094 4 жыл бұрын
መምህር ተመስገን የኣምነልካዴ ኔረ ኣብ ዝኾነ ዓውደ ንጥፈታትካ ዕላማኻን/ ሕጂ ግን እንድዒ/ ምኽንያቱ ኣነ ብመንነተይን ባህለይን ኵነታት ስልጣኔይን ይኾርዐ ክትብል ከለኻ/ ተገልቢጥካ ድማ ነግኣዝያን ክትወቅስ ከለኻ ደመይ ደው ይብለኒ። ምኽንያቱ ፍቶ ጽላእ ግእዝ ኢኻ ወዲ ግእዝን ድማ ኢኻ። እታ ሓንቲ ናዓኻ ተሕመካ ዘላ/ ብስም ኣግኣዝያን ዝብል ስም/ ምስ ተስፍጼን ስለ ዝተራጸምኩም/ ሕጂ ንናተይ ሓሳብ ዘይቅበል ናብ ኣግኣዝያኑ ወይ ናብ ሂግደፉ ዝብል ውሳኔኻስ ታይ ማለትዩ። መቸን ክብሪ ንኣምላኽ ንኹን/ ዕላማ ናይዘን ውድባት ሓድነት ኤርትራውያን ዝብል ኣቋም ጽቡቕ ጌርካ ትፈልጦ ኢኻ። ንኣብነት/ ኣመንቲ እስልምና ብእስልምና ክንእከብ ኢና/ ዘዋጽኣና ድማ ክንገብር ኢና ክብሉ ከለዉስ እንታይ ከም ትገብር/ ወይ ውጺኢት ናሃትካ ይኹን ከመይ ምዃኑ ይድንጽወኒ ይገርም እዪ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 жыл бұрын
Reply to mmm dd ንሕና ሃይማኖት ኣየግድሰናንዩ ሃገርና መንበሪትና መቕረቢትና ተግደስና ህግደፋዊ መዳናገሪ ካድረ ህግደፍ ኪድ ንህግደፍካ የቐንየልና ነዚ ጅግና ኣገራዊ ኣይትሕመዮ ሰብኣይ እንተኾንካ ውጻእ ሞጉቶ ኣስምዓና።
@mahamedomer284
@mahamedomer284 4 жыл бұрын
Wawww injera alim 🇧🇾 bela jega teba ertrreaw eka mimher ay bahqe
@eritreaadey3074
@eritreaadey3074 4 жыл бұрын
Temesgen hawey i am Eritrea Muslim And I love youuuuu .
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@SerekeSahle
@SerekeSahle 4 жыл бұрын
I love u too
@SerekeSahle
@SerekeSahle 4 жыл бұрын
I love u too om du jeberti
@nahugebru1080
@nahugebru1080 4 жыл бұрын
halewelew
@h.gebrielgebrezgiher9638
@h.gebrielgebrezgiher9638 4 жыл бұрын
Good job keep it up Temesgen. You are number one hero
@user-ek6pe7nb2v
@user-ek6pe7nb2v Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም ትምህርቲ ሓውካ ማሓመድ ማለት ኤርትራ ናይ ኣስላምን ክርስቲያንን ኢያ ክልተኦም ስለ ዝወደቁላ።
@alemembaye9535
@alemembaye9535 3 жыл бұрын
Kulu Etisrho Desi Goblin Agaka
@amanuelteame5803
@amanuelteame5803 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው መምህር ተመስገን ንመጀመርታ ግዜ እየ ኣብዚ ቻነልካ ሓሳበይ ዝህብ ዘለኹ ኣብ ተቕርቦም ሓሳባት ብዙሕ ዝሰማማዓሉን ዘይሰማማዓሉን እኳ እንተሃለወ ሓሳብ ሰብ ከኽብር ከምዘለኒ ስለዝፈልጥ ሸለል እየ ዝብሎ ኔረ ሎሚ ግን ሓደ ዓቢ ጌጋ ተዛሪብካ ንሱ ኸኣ መን `ዩ ንሱ ትብል ናይ ዓንዲት ደርፊ ገጣማይን ዘያማይን ተጋሩ እዮም ኢልካ እዚ ኸኣ ውጹእ ሓሶት እዩ እሞ ብኽብረትካ ይቕሬታ ክትሓተሉ ይምሕጸነካ። ብዕላማ ዝበልካዮ ነገር እንተኾይኑ ግን ጽባሕ ዋጋ ከኽፍለካ ምዃኑ ኣይትዘንግዕ ምኽንያቱ ዋጋ ናይ ሓሶት መወዳእትኡ ውርደት ስለዝኾነ።
@blindworld365
@blindworld365 4 жыл бұрын
Hero!
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@munaosman4957
@munaosman4957 4 жыл бұрын
Btaemi lbka ztnkif zereba lebam seb m. Temesgen kemaka yebzhayom. Keep it up
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@awethagos6479
@awethagos6479 4 жыл бұрын
ብነብሰ ምትሓትን ብፍርሕን ተዋሒጡ ጁፍጁፍ።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
መን?
@alissd6794
@alissd6794 4 жыл бұрын
መን ዩ ነብሰ ምትሓት ዘለዎ በጃኹም ሓንጎልኩም አስርሕዎ nonsence ኮመንት አይተሃቡ ንተባዕ ተባዕ ከይትብሉስ ክትጻርፉ ትበልሑ ጉዳማት ::
@awethagos6479
@awethagos6479 4 жыл бұрын
@@TEMESGHENNETWORK ንስካ እንበር መን ደኣ ማዓኮር ኣስላም ክትልሕስ ከፊእካ።
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 жыл бұрын
Ayna msay lba mis Debessay
@mariammahamed1970
@mariammahamed1970 4 жыл бұрын
thanks my brother
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 4 жыл бұрын
ነዞም አፎራሲ ሓሳብ ዝህቡ ግዜ ዘይምሀብ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 жыл бұрын
መም/ እሞ ተጋሩ እንተኮይኖም ገጠምታን ዘየምታን ንተጋሩ ዘይወቐስካዮም ንምታይ ንዓዲት ወቒስካዮ። ኣስተውዓሊ እንተኮንካ ድኣ ንምንታይ እዛነገር ጓና ምባሉ ዓባይ ነገር ኮይኑ ተሰሚዑካ። ሓንሳእ ኤርትራዊ ምዃንካ ኣሚኑልካ እንድዩ ብሓደ ክልተ ንምንታይ ትዕንቀፍ። ንዓንዶ ተመስገን ካብ ትግራይ ይውለድዩሞ ብዝኾነ ንተጋሩ ከይትነቕፉ ኢልካ ኢኻ ተፋራርሓና ዝሎኻሞ ክንደየና ህዝቢ ከይሰምዓካ እሞኽኣ ተጋሩ ዝጽሓፍዎስ ንኣንባቢ ኣይትውቀስ ክቡር ሓወይ።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
ንሳቶም ናይ ገንዘብ ዮም እቲ መልእኽቲ ኣብ ገለ ሸነኽ ጽልኢ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 жыл бұрын
@@TEMESGHENNETWORK ሓራይ በል ብጻይ ቅኑዕዩ ፈጣሪ ድሓን ኣምላኽ ይሓግዘካ ኣብ ዓወት ይኣኻኽበና። ንስደራኻ ሰላም በለልይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተባረኽ።
@joeythelifewithspirit
@joeythelifewithspirit 4 жыл бұрын
ዝደቀስካዮ ህድሞና ንእድና ረሲዕካዮምበር ኮይኑ ነገር ጓና !!ዓንዲት ጅግና ወዲ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷♥♥🇪🇷🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷
@osmanadem4620
@osmanadem4620 4 жыл бұрын
Memher temesgen bravo xasabka thibuqyou nihna gn ka Muslims ki ni ekape shigerna kinifetix shiger ALENA
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 4 жыл бұрын
በሎም አይትንሐሰሎም ክብረት ንዘይፈልት ክብረት ዘይምሀብ
@sarahali9177
@sarahali9177 4 жыл бұрын
👍😍
@yosieftekle9153
@yosieftekle9153 4 жыл бұрын
Temea arkey agazian
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Kk
@tesfaypeace9318
@tesfaypeace9318 4 жыл бұрын
ክቡር መምህር ኣብ ነገራት ምጥርጣር ባህርያዊ አዩ፡ ምስ ኩሉ ፍልልያትና ናይ ሓባር ጸላኢ ክሳብ ዝሃለወ ረብሓ ኩላትና ዩ ፡ ረብሓታትካ ፈሊጥካ ምስራሕ ከኣ ልቦና መስለኒ!
@arayabaliho8883
@arayabaliho8883 3 жыл бұрын
እቲ ዕላማኻ ትኽክል'ዩ እሞ ቀጽለሉ
@user-rp1ny7nn8y
@user-rp1ny7nn8y 4 жыл бұрын
ሓንጎልካ ጽሩይ ተማራማራይ ኢኻ?? ብክርስትያን እንተጠረፍኩም ንዓና ዘስግእ የብላን ! መምህር ተመስገን ከማኻ ይብዝሑ!!
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 жыл бұрын
ተመስገን ብዙሕ መዓልቲ ሰሚዐካ ናይ በሓቒ ኣብ ኤሬትራ ጽግዕቴና ኢኻ ኮሙ ኮይኑ ዩ ከኣ ዝስመዓካ በዞም ኣስላም ተቐባልነት ክትረክብ ኢትገብሮ ወሽለኽለኽ ብጣዕሚ ዩ ዝገርመኒ ንኻኦት ስለ ዝልኩምልና ኢንበር ንዓኻስ ምንጻል ጥራይ ዘይኮነ ዋላ ተዝሶጉኻ ጽቡቕ ነይሩ ጋሓፍ።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Bikemey AB BAYTA zelo haki kikihid aykielin eye
@khariyanur4130
@khariyanur4130 4 жыл бұрын
ከማኻ ጂግና የብዛሓዩ
@respectprivace4496
@respectprivace4496 4 жыл бұрын
መም. እዛ 'ኣብ መንጎና እናኣተዉ' እትብል ሓረግ መታለሊትን ምልክት ስንፍናን'ያ:: ሃናጺ መደብ ኹሉ ኣብ ጎድንኻ ኣሎ::
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@abeerjaser3865
@abeerjaser3865 4 жыл бұрын
Yes
@osmanseid5636
@osmanseid5636 4 жыл бұрын
Memoir. Teme betami adniqeka xubuq aleka nihna wun tedliyuna ekum gin kab tegrawet tefelikum ab tawla fiit nifit terakibna keneserih mesakum nedeli ena mestom xeruyat eritrawen deqi adii. Eti xegem abakum zelo eu kemzi memhir temesgen terediwo zelo tereduwo bahabr serihna hagerna kenatu
@lilaaman106
@lilaaman106 4 жыл бұрын
Bmenm zteredaakayo aymeslenn
@user-qg6uh7pd8q
@user-qg6uh7pd8q 11 ай бұрын
Astewel. Eritreawi. Temesghen. Eritreawi. Nmtfae. Eu. Astewel. Kalatu. Tigraway. Eu. Eritreawi. Nmtfae. Eu. Eilameu
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 жыл бұрын
Reply to Eritrea Adey ብድላይካ ተጠርነፍ ተጣርናፍ ጽቡቕ።
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 жыл бұрын
ለባም ለባም ምጽዋት ግደፎ
@user-qg6uh7pd8q
@user-qg6uh7pd8q 11 ай бұрын
Tigraway. Eindika. Lieleka. Xelaey. Yeblnann. Hizby. Eritreawi. Halewana. Kea. Neakan. Wedi. Kemakan. Eu. Atemltn. Eika. Eritreawi. Kitkewn. Tetshnka. Kitsrah. Aloka. Xubuk. Tmkealu. Tekonka. Tigraway. Mukaka. Kide. Adika. Adigrat. Eu. Bzbelkayo. Eritrea. Kemtub. Adeka. Kibexa. Ata. Tarik. Albo
@ademetel8769
@ademetel8769 4 жыл бұрын
መም/ር ተመሰገን ሕሊናኻ ዘቅሰን ስረሕ ተሰሪሕ ሰለ ዘለኻ ነዞም ኣብ ናይ መንነት ቕልዉላዉ ዝተባዕጡ ገላዩ ድሑር ኣተሓሳስባታት ተሳገሮም ኢኻ።
@ggghebreslasie4342
@ggghebreslasie4342 4 жыл бұрын
መምህር ተመስገን ነዊሕ ግዝየ መደብካ ተኻታቲለዮ የ ኣብዛ ቪድዮ አዚኣ ግን ብዘይ ቀልዓለም ታሪኻዊ ገይጋ ተጋጊኻ ። ህጂ ዉን ምልስ ኢልካ ታሪኽ ምስልምና ዓድና ብዕሙቀት ምፍታሽ ከድልየካ ዩ ፡ ማለተይ ንምስልምና ከም ሃይማኖት ዘይኮነስ አቶም ኣብ ዓድና ዘለዉ ተኸተልቲ ምስልምና ብፍላይ ድማ አቶም ቓንቓ ዓረብ ድዛረቡ ሰባት አቲ ናይ መወዳአታ ታርጌቶም አንታይ ዩ ? ዓረብን ሸሪዓን ( ንዓይ ነንጭዋስ ኣብ ሎቖታ ) መምህር ተመስገን ህጂስ ኣብ ትዕዝብቲ ትኣቱ ኣለኻ ብሓቂ ፡ ብዙሓት ለባማት ስቕ ኢሎም ይከታተሉኻ ኣለዉ ህጂ ግን ሉጋም የድሊ ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ከም ትግርኛ ዝተበደለ ህዝቢ የለን ካብ ግዝየ ገድሊ ኣትሒዝካ ኢሰያስ ትግርኛ ስለ ዝኾነ ግን ኩሉ ህዝቢ ትግርኛ ረጋጺ ቢሄርዩ ኢሉ ዝሓስብ ወዲ ካልአ ቢሄር አንተ ኣሎ ገይጋ ዩ ኣብታ ሃገር ሓደ ገፋዒ ስርዓት ኣሎ ሞ ሓቢርና ንጉሓፎ ድሓር ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኩልና ማዕረ ኢና ኣኸለ ኣብ ምጽብጻብ አንተ ኣቲና ግን ሕልፊ ከፊልና ሕልፊ ግን ኣይረኸብናን ኪድ ገለ ስድራ ፍጹም ድጸነታ ኣለዋ ብፍላይ ጀበርትን ተስፋጽዮንን ረቢሽኩሙና ። NB መምህር ተመስገን ታሪኽ ናይ ጎረቤትና ሃገረ ሱዳን ፈትሾ ቅድሚ ከምዚ ዓይነት ኣርአስቲ ምስራሕካ ዓረብ ብፉሑኽ ፉሑኽ ኣትዩ ህጂ ሱዳናዉያን ደቂ ባት ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘለዉ ምፍላጥ ከድልየካዩ ተወሳኺ ናይ ግብጺ ኮፕቲስክ ኣብ ግብጺ አቲ ወዲ ባት ቃንቃ ዩ ህጂ ግን ኣብ ቤት ጸሎት ጥራሕ የገልግል ኣነ ተሓላቒ ናይ ሃይማኖት ኣይኮንኩን አዞም ኣስላም ዓድና ግን ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ይገብርዎ ኣልዉ ሃገር ድማ ብሓቅን ብሕግን አንበር ብቐብጠርጠር ኣይከዉንን ፡ ንኹሉ ክትሕጉስ ሚዛናዊ ንኽትባሃልን ግን ሓቂ ኣይትስገር ድሓር ድማ ኣብ ፍርቂ መንገዲ ከይገድፉኻ ሞ ጃላ ከይትተርፍ አታ ዓዲ ዓዲ ኩልና ክትከዉን ግን ልዕልና ሕጊ ነረጋግጽ ።
@suadmohammed9816
@suadmohammed9816 4 жыл бұрын
XERFEY GIN YTREF BJAKUM KMSEB NIHSEB AIBAHLINAU NIESEYAS AMO BHEM AIBLUNYOM AJOKA XERFEY AITGDSULOM TGRAWAY MALET MNINETU XERFEI AIKONEN
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 4 жыл бұрын
ቀጽሎ ኩላ አብ ትሕቴካ ክትምብርከክ እያ ስለምንታይ ሓቂ ኩሉግዜ ስአሪት ስለዝኮነት
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 4 жыл бұрын
ምክንያቱ ነቲ ቅኑእ ሓሳብካ አብ ምትርታር እዮም ዘእትውካ
@user-qg6uh7pd8q
@user-qg6uh7pd8q 11 ай бұрын
Ata. Kofkaf. Komal. Agame. Nska. Tehato. Nweyane. Abotatka. Hitetom. Entadeka. Aloka. Aberitrea. Tigraway. Agsme. Eika. Kide. Adika. Lekumax. Medenagery. Eritreawi. Neake. Kulu. Yfelteka. Eu. Funfun.
@user-qg6uh7pd8q
@user-qg6uh7pd8q 11 ай бұрын
Ata. Neaks. Eizy. Wn. Wihdka. Ewe. Kexaly. Eu. Kabkulu. Kitsgog. Eika. Temesgen. Kexaly. Eu. Musgagka.
@edentesfankid4090
@edentesfankid4090 4 жыл бұрын
Entay konkum ekum eza kanka areb alerge tegebrlkum zela kanka mebzhe eko hfete eyu kalekum hesrbu begakum
@user-kv1ch1qj7v
@user-kv1ch1qj7v 4 жыл бұрын
Thanks more temm
@angesommehari3788
@angesommehari3788 4 жыл бұрын
Ferahat kona ena kulu neger nab weyane nisedo abpoletika kewami selaen kewami afkarin yelen Temesgen meharin selawin eka kesilo
@blindworld365
@blindworld365 4 жыл бұрын
መም ተሜ ኣብዘይደረጆኦም ዝዛረቡ ሸለል በሎም ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
THANK you share the video
@suadmohammed9816
@suadmohammed9816 4 жыл бұрын
ASLAMAI TZARABEY TGRENA YELONDU
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 4 жыл бұрын
ተመስገን እንታይኢኻ ኮንካኩሉ ስብ ኪድ ኢልካ እንዳቦኻ ዘይተኽብር ወይስ ደይትፈልጡ ዱኻ ኮንካ ስብ ብንዳብኡ ክኾርእ አለዎ ንደቅኻ ከ እንታይ ኢልካ ኢኻ ትምህሮም ኤርትራዊያን ከም አድጊ በዴኻ አይትፅዋእ በጃኻ ኢለካበቃ ኪድ ንዓዲ ግራትካ
@user-xj4gj9pq2m
@user-xj4gj9pq2m 4 жыл бұрын
ደንቆሮ ደምብያ ናይ ኣከለጉዛይ ተመ ድኣ ዘይከማኩም ጅግና ንህዝቡ ከድሕን ይቃለስ ኣሎ።
@eitrea5661
@eitrea5661 4 жыл бұрын
Eska wn wediadu tkewn ttabkelu zeleka badomn bmennetomn zkoreu nadom eyom zkedu ezi gna ajenda keyhalewo ayterfn eyu kem yehwtu
@kelifamohammednur846
@kelifamohammednur846 4 жыл бұрын
Bravo xubuk tmhrti eu
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@edentesfankid4090
@edentesfankid4090 4 жыл бұрын
Megmerta rasesetenet ketfe alwo eze keytfe awet kemse malet zebet ete zabeye keylegska lewte kemse aykelen
@aminetafla9143
@aminetafla9143 4 жыл бұрын
ስለምንታይ አካ ወያኔ ዝገበርዎ ግፋአታት አብ ሕዝብ ኤርትራ ዘክርካዮ ዘትፈልት
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Kabiu zikefie AB adey slezelo
@alissd6794
@alissd6794 4 жыл бұрын
Non his business እንታይ ገደሶ ናይ ወያነ ናይ ኤርትራ እዩ ዘገድሶ ናይ ኤርትራ ይዛረብ አሎ ንስካ መድያ ክፈት ብዛዕባ ወያነ ተዛረብ ካብ ሰብ አይትጸበ ::
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 жыл бұрын
ስማዕ ተሜ ነገር ጓና ድዩ ስራሕ ጓና ብዝመሰሎ የዋርዶ ዋላ ይቕተሎ።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
ንዑዑ ዝበሎ የሕሚሙኒ ኣይኮነን
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 жыл бұрын
@@TEMESGHENNETWORK ኣንታ ምስጉን ሓወይ ኣነስ ርዲእተይ ድዩ እንድዒ ኩሉ እሞ ንግደፎ ነገር ጓናን ስራሕ ጓናንሲ ማዕረ ክንደይ ፍልልይ ሃልዩዎ እዩ ኣማሪሩካ ነቲ ዝጽሓፍካዮ ክትጽሕፍ ገዲዱካ? እሞ ኸኣ ብተጋሩ ዝተገጥመ ሓድነትና ዝተረድኦም ዝገጠሙዎ። ዶስ እቶም ዝገጠሙዋ ነታ ቓል ከጋጭዉና ኣእትዮማ ኢና ክንብል እስኻ እንተዘይተምጽኣ ዋላ ሓደ ናብዚ ትብሎ ዝትርጉማን ዘስተውዕለላን ከም ዘይህሉ እኣምየ። እቲ ምስ ተጋሩ ተሃኒጹ ዘሎ ጽልኢ ኮነ ኢሉ ዝመሃዞ ህዝብና መጸግዒ መጻሕርቲ ሓዊ ከም ዘይንረክብ ክገብረና ኢሉ ኣብ ኣእሙሮ መንእሰያትና ዘስረጾ ሕማምዩ እምበር ኣነ ኣብ ትግራይ ዝነብሩ ምስ ተጋሩ ዝተዋሰቡ እሳቶም ይበጽሑና ሓዎቦታትና ደቂ ሓዎቦታትናንኔሮም ክብሎም ኣቦታትና ድማ ከምኡ ይበጽሑዎም ስድራ ኢና። ኢዚ ኩሉ ግን መርዛም ኢሳያስን መሰልቱን ዝምሃዝዎ እንድዩ ሕጂ ንሕና ነዚ ደሚሲስና እቲ ንቡር ጉርብትና ብፍቕርን ምክብባርን ምንባር ከም ዝክኣል ከነረድእን ክንምስርት ክንሃንጽን ይግባእየ ዝብል። እሱ ስለ ዝኾዶ ኣይኮነን እናጸርፉዎም ኣዕቊቦምም ዘሎው። እንተ ብዝዕባ ንብደልትና ምዓልቲ ፍርዲሞ ነቶም ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ መጽነትቲ ህዝቦም ብዕጽፊ ዝኸበደ ክቕጽዑ ከም ዝግባእ እየ ዝኣምን። ንኣኻ ግን እቶም ብጽልኢ ዝዓወሩ እንተዘይኮይኖም ዘዋስነካ ሰብ ከም ዘየልቦ እመን እንኳን ተወሊድካላሞ ማዕረ ክንድዚ ትጽዕር ዘሎኻስ ብስቕካውን ዝዝትንክፈካ የለን። ኣብ ርእሲ ልብዝኻ እንተዝውስኹኻ ኢንድዩ ኣብዚ ኣብ ስደት ዘሎናስ ከመይ ኢልና ውሃብትን ከላእትን ንኸውን ኢልካ ሓሲብካ ኢኻ ደፊእኩምኒ ኣዋሲንኩምኒ ክትብል እንተታ ናይ ሻርለት ኩልና ተቓውምናዮም ኢና ባህሪኦም ምዃኑውን ንፈልጥ ኢና ኣብ ሚድያ ነንዝወጸ ዘይስሙ ሂቦም ከጥቅዑ ስራሕና ኢሎሞ ኢዮም። እቶም ኣብ ዓዲ ዘሎው ገዛ ኣይነስርሓካን ግራት ኣይንመቕለካን ምስ በሉኻ ንተርክበሉ ኣይትሰከፈሉ። ኣነ ጥቓ ሸኻወዲ ብስራትዩ ዓደይ ኣሞታትና ማዕረ ኣቦታትና ገዝአን ግራተን ከም ዝምቀላ እፈልጥ፡ ስራሕካ ጥራይ ቀጽል ዕባይ ከተማ ስለ ዝኾንካ ክመስለካ ይኽእል እቶም ናይ ክልቲኡ ንፈልጥ ንፈልጦ ኣይሎና ስክፍ ኣይበልካ የቐንየለይ ተባረኽ።
@kibromhagos2219
@kibromhagos2219 4 жыл бұрын
Hi memhr seb ab aynka ewn yketatelka eyu emo dabistaka ente tewtsia kemey ymesleka
@shewhut822
@shewhut822 4 жыл бұрын
Men Eyu N Aslam Ab Zytamamenulu Dereja Awdikwom Aslam Aslam Malet Kum Neger Yeblun Aslam Eritrea B. July bhug bahri Alwon Nierwon Gna Hji Emnet Agdilu yemesel Mesa Abotatna Yebel "Tezey Tnwenweni" "Men MeXdefeni".
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
THANK you share the video
@fatimaadam3998
@fatimaadam3998 4 жыл бұрын
😍💓
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@solomonzeru1592
@solomonzeru1592 4 жыл бұрын
Zerebaka xbuk endu zele hanti giega belkaya gn kab hgdef zeyeflyeka zereba eyu Geliekum si agelglot zeybexahkum ekum ktbel xenihka giega hgdef wen nhna enanaxnet amixina endabelu zesakyuna zelewu
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Natey hasab eyu zeada ketebrho mideleku THANK you share the video
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዚ ብሃይማኖት ብቛንቋ ኣውራጃ ዝግበር መጻልኢ ቃርሳ ብጀካ ብካድረታት ህግደፍ ብተቓለስቲ ከም ኣርእስቲ ኣይልዓልን ኣይቀርብንዩ ካብኡ ተበጊሶም ዘሳራስሩ ዘይበሰሉን ሓላፍነት ዘይብሎምን ግን ኣይስኣኑንዮም ንጠንቀቐሎም።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
ንስመዓዮ ሓሳቦም ነኽብሮ ንማጎት ዝሓሸ ድማ ንፈጥር
@abeerjaser3865
@abeerjaser3865 4 жыл бұрын
مرحبا بك Bravo teacher temesgen eti hmam kiflet alowo metan kifwes እዚ ትብሎ ዘለኻ እታ ሓንቲ ን ኤርትራ ካብ ጥፋኣት ዘድሕና እዩ ። ። ቀጽል ጥራይ ኣብ ግኑኻ ኣሎና ፡
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 4 жыл бұрын
ነቲ ሀታፍ ለዛዪ ዋጋ ኣይትሀቦ ከምኡውን ነቲ ዘሊም ካክ
@awelmohammed2928
@awelmohammed2928 4 жыл бұрын
Takk bro
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 4 жыл бұрын
ጸግም የለን የቀንየለይ ስለ ዘይ ፈልጡ እዮም አይትሐዘሎም ትብል ቃል ክርስቶስ ጽንአትና እያ።
@zewdikesete8509
@zewdikesete8509 4 жыл бұрын
ስማዕ ቴሜ ልዕሊ ህግደፉ ንህዝቢ ኤሬትራ ዝበደላ ደንመበ ተቃውሞ ዝባሀል እዩ ድኽመቶም እዩ ዓዲ ወዲ ዐዲ ዐሌት ወዲ ዐሌት ክፈላሉዩ ዝውዕሉ ስለዚ ልቢ ወይ አእምሮ ይሀቦም እብል
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 жыл бұрын
ንኹልና ኣይትለክመና ክቡር ሓውና መጣቖስቲ ኣይትበለና ገለ መጣቖስቲ ኣሎው በል ኣይትጋገ ምጥቛስ ዘይንፈልጥ ኣሎና ኣብ ግምባር ንምልስ እምበር ዘይነሕሾኽሹኽ ኣሎና። እቲ ብኤርትራውያን ዝግበር ገበን ብትእዛዝ ኢሳያስዩ።
@abogida669
@abogida669 4 жыл бұрын
So what ytakebu b kanka ayzarebenan gin eilamu alewom silezi aytitehawek aytmashaken please ab haki tezareb. Kitfelit ayadomn zibele yelen ok .
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 жыл бұрын
ብስጋ ኤርትራውያን ብተግባር ኢትዮጵያውን ኮይኖምዮም ዝገብሩዎ ዘሎው። እቶም ኤርትራውያን ገነኛታት ብዝያዳ እዮም ዝቕጽዑ ኣይምሰልካ።
@asmarabella9533
@asmarabella9533 4 жыл бұрын
Nihna kea nibleka alena Esayas deqi Tigray teweledti ab gonu geru deqi abAt Ertrawyan felyu yexinit alo slezi natka tehalaqinet meseret yeblun. Esayas bi zegnet tirah eyu Ertrawi nisu ewien kehadi slezikone ahdignayo alena!!!
@kidaneyifter2150
@kidaneyifter2150 4 жыл бұрын
Entay giberu ekha tiblena zelekha memhir loms nay qoyaqa kibrewesen serkayo kulu zega ab xegemin seqoqan eyu zelo gedefena sherefka hizka nihna mirhana aybelnaka aytenkefnaka kemakhan lielekhan siqay alena guday teliyuka gudayka giber .
@madixox4215
@madixox4215 4 жыл бұрын
Kabhyle slase gemiru geberti Aetifieu Aefar Saho Tgre wezt endabelu sebAtfiom higwn Aydgemn
@suadmohammed9816
@suadmohammed9816 4 жыл бұрын
GLE GELE DIMA ANTEZI TGAGEYE TOSFO. ARBAATE ZTEZAROBO HAQEY XEBA SITEY BLELAY NAI HAQEI LABAM
@bornrebel7657
@bornrebel7657 4 жыл бұрын
This guy is JASUS. HGDEF zlaakuwo jasus eyu.
@hadushhaile5727
@hadushhaile5727 4 жыл бұрын
ቀንዲ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ ሃይማኖታዊ ምትእኽኻብ ትድግፍ ድሕሪ ሕጂ ብዘርኢ ኢና ንቓለስ ሸዉዓተ ወሎዶ ብምሐራይ ወይ ብትግራይ ዝወለድ ብፍላይ በቡኡ አብጥቓና ክቐርበና አይንደልን
@mekdeswube4729
@mekdeswube4729 4 жыл бұрын
እንታይ ዝበለ ውርደትዩ ደቀይ! ናይቶም ካብ ብዓቲ ዝዎጹ ጋውናታት ዓዲ ቀይሕ ከይኣኽለናስ ብሓደ ትግራዋይ ኤርትራውነት ንስበኽ ኣለና፤ ትግረዋይ ብትግራዋዩ ካኡ መሃይም እዚ ዘርእየካ እቲ ሕዝቢ ቅድሚ ሓምሳ ዓመት በቶም ኣስላም ደሓር ካኡ ብህግደፍ ዝደንቆረ ሕብረተሰብ ስለዝኾነ ጥራይ እዩ ነዚ መሃይም ተመስገን ሰብ ተረኺቡለይ ግዝየኻ ሂብካ ክትሰምዕሲ መርገም ዶይኮነን? እዚ ለማኒ እዚ ነቶም ናቱ ናይ ትግራዎት መሰል ዝድግፉ ኣግኣዝያን እንዳጸረፈስ ኣስላም ያኢ መልሓስ ሲኢኖምሲ ነቶም ጅሃዲስት ISIS ከም ቁዱሳት ከቕርብልናን ክድግፎምን ክንሪኢ ከለናስ እዚ ሰብዚ ክሳዕ ክንደይ ለማኒ ምዃኑ ንዓኻትኩም ምንጋር ኣየድልን እዩ። ለማኒ ዝበልኩሉ ምኽንያት ናይ ባኒ ለማኒ ማለተይ ዘይኮነስ ኩሉ ገዜ ነቶም ኣስላምን ነቶም ብቱናትን ኩሉ ጊዜ ክልምን ስለዝርእዮ እየ። ከም ኣረጋዊ ሓጎስ ጸግዕኻ ተትሕዝ ዶ ኣይመሓሸካን፤ድሮካ ተመስገን ውርደት ቀለቡ መጸዊዕኻ ኮይኑ ኣሎ።
@gabos2337
@gabos2337 4 жыл бұрын
I think you don’t need to be rude .Thanks
@eritreaadey3074
@eritreaadey3074 4 жыл бұрын
Eritrawyan Aslam be haymanotena kenternef ena .
@SerekeSahle
@SerekeSahle 4 жыл бұрын
Silemtay teterinfukum aykonen keteternefkum keman aykialnakumn kem zelekuma dia xinhu bibeherikum
@samaraya8596
@samaraya8596 4 жыл бұрын
@@SerekeSahle kkkkkkkkk eway hayalat tewasaeti ekum.
@nurkahesay8878
@nurkahesay8878 4 жыл бұрын
Salmat
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@suadmohammed9816
@suadmohammed9816 4 жыл бұрын
ASKA BZEIGDS NTOM ZXARFU WAGA AITHABOM AJOKA
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 4 жыл бұрын
እቶም ሓሳብ ወይ ርእይቶ ዘለኩም ርእይተኩም ኣብ ክንዱ ምቕማጥ ስቕ ኢልካ ጽልኢ ትዘርኡ ኣለኩም ተጠንቀቁ ኣቀዲምኩም ትፈርዱ ዘለኩም please ስዓበኤኑ ከቢድ ከይከውን። ብፍላይ ሞስሊሚን ንስካትኩም ካብ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ክርስትያን ኣብ ዓለም ዘሎ ሞስሊሚን ይቀርበና ምሽ ትብሉ ኣለኩም 1 ባሩለ 2 ወዲ ሕጂ 3 ኣብ ሽወደን ዘላ ሰበይቲ suad abdu ከምኡ ኢሎም ተመስገን ከድኣ ብከመይ እዩ ጓና ወዲ ዓሻስ 2 ግዜ ይውቃዕ እዩ።
@solomonimesghen5959
@solomonimesghen5959 4 жыл бұрын
አዚ አርእስቲ ንኸራሐሕቕ ደአምበር ከቃራርብ አይኮነን ተቕርቦ ዘለኻ ። ዝሐለፈ ገዜ ውን ክሳብ 1000 ቢሄር እንተኾነውን ፀገም የብሉን ኢልካ ፣ አብ ባይቶ ይአክልውን ተቓውሞኻ አቕሪብካ ። ጉቡኤይ ገይረ ኢየ ኤሪትራዊ ኢየ ትብል ብጣዕሚ ጽቡቕ ።እዚ ተቕርቦ ዘለኻ መደረ ግን መሀሪ ዘይኮነ አዕናዊ መባአሲ መተሀላለኺ ኢዪ። ንኹሕለክን አለና እናበላ ዐይኒ የዕውራ። ኮይኑ መደረኻ ። ጽባሕ ንግሆ ግን ክትሕተተሉ ኢኻ ።
@robiwedi6789
@robiwedi6789 4 жыл бұрын
Kkkkkkk medeb key jemere comment tsihfka aye nhna
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Dehan kurub abrahayo bikemey
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 жыл бұрын
ናይ ኣስላም ትርናፈ ይድግፎ እየ ናይ ኣግኣዝያን ግን ኣይድግፎን እየ እህ ግርም ትእዝብቲ እዩ
@eliashabtu7756
@eliashabtu7756 4 жыл бұрын
Temesghen Kahesaye Dont worry about ERITREA But can you tale as conditional situation in ETHIOPIA kelel Tegrayi on this time And also how you looking in TYGRAYI KELELE Fenqele movement wHY You don't support this movement TEGARU M USLIM Have Not right Religion matter to Built MOSKE in AXUME and also Have not Right Grave yard Why you not mention it As be half of TEGRAYAI hope you will give me an answer for it expecting your answer
@milidan831
@milidan831 4 жыл бұрын
Elyas meskinay ata dirbay eta mariam stion kitdefra?defari yehabka. Ab meka soudi betekiristian alo diyou humum. Lomis bihaymanot kea mestikum entay eyou zihishekum beal gilet
@aregawighebrehiwet8980
@aregawighebrehiwet8980 4 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ መምህር ቀጽሎ
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 жыл бұрын
Thank you share the video
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 38 МЛН
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 27 МЛН
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 14 МЛН
小蚂蚁被感动了!火影忍者 #佐助 #家庭
00:54
火影忍者一家
Рет қаралды 53 МЛН
Tesfamicael ( Kusun )
47:51
Tesfamicael T. Ogbu
Рет қаралды 853
1ይ ክፋል ዳህሳስ መጽሓፍ "ተሓድሶ ካበይ ናበይ"
1:29:00
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 1 М.
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 38 МЛН