ኣባል ስልያ ትግራይ 3ተ ዓመት ብዘይፍርዲ ንምንታይ ተኣሲሩ? ክፋል 1

  Рет қаралды 3,827

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 55
@SUdema-h6e
@SUdema-h6e Ай бұрын
Bravo Gidey! Such issues should be addressed.
@TigrayCommunityRefugees
@TigrayCommunityRefugees Ай бұрын
ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ ሓውና ግደይ በርትዕ ቀጽለሉ ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካን ዘድንቐካን ❤❤
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 Ай бұрын
ክብርቲ ሓውቲ ኣኼዛ ስለዝኹሉ ዚወረደኪ ኣወንታዊ መዋጽኦ ይፍጠረልኪ እምበር እዚ። ናይ ሓዘለይ እስራት ካብቲ ናይ ኤርትራውያን ኢይፈላለን'ዩ።። ቃልሲ ኣንጻር ጭኮናን ፍትሕን ግን ኪቕጽል ኣለዎ ።
@michealkebede950
@michealkebede950 Ай бұрын
ወይ ተወልደ ዚ በካዪ ሓሳዊ፥ እቲ ሓቂ ይጋለጽ 🎉ኣክሱማውያን
@kalulale1707
@kalulale1707 Ай бұрын
ነዙይ ዝኣመሰለ ገበናት እናሰማዕና ሱቕ ምባል ነቲ ተግባሮም ክቕፅሉ ምፍቃድን በቢሓደ ድማ ንኩልና ክበፅሕ ምፍቃድ ኢያ ትከዉን ስለዙይ ህዝቢ ክላዓል ኣለዎ። መንእሰይ ትግራይ ተወዲቡ ነዙይ ዘይሕጋዊ ተግባር ዝፍፅሙ ሰባት ፈሊዮ ከምታ ዝገብርዋ ዘይሕጋዊ ስጉምቲ ምዉሳድ ኣለዎ👌 ንዘይሰምዕ ኣካል ብሕጊ ክሕተቱን ስርዓት ክሕዙ ምፅባይ እሹነት ኢዮ፡፡ ዘላ መማረፂ ብመንእሰይ ጭዋዳ ስጉምቲ እናወሰድካ ካብ ትግራይ ፀሪካ ምዉፃኣ ጥራሕ ኢያ፡፡ ሕዝቢ ነኒባዕሉ ክባላኣ ኢዮ ሓድነትና ክዝረግ ኢዮ እናበልካ ምእሻዉ ኣየድሊን፡፡ ንዝተወሰኑ ስጉምቲ ወሲድካ ኣዳመ ጎያ ክትጠፍእ ምግባር ኢዮ ከምኣዉንያ ትከዉን፡፡ ቶም ላዕልዎት ኣመራርሓ መስዋዕቲ ክከፍሉ ኣይደሊዮን እዙይ ኣይንጠራጠር። ኣብ ቁሸት ወረዳ ዝንቀሳቀሱ ኣካላት ምቅንፃል ነቲ ጉጅለ ክብተን ይገብሮዮ። ካብዙይ ወፃኣ መማረፂዉን የለን፡፡
@AqbllhAbraham-sl4lj
@AqbllhAbraham-sl4lj Ай бұрын
ሰላም
@HasanHasan-p3p
@HasanHasan-p3p Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@TigrayCommunityRefugees
@TigrayCommunityRefugees Ай бұрын
ኣብ ትግራይ ፍትሒ የለን
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 Ай бұрын
👍👍👍
@muluaregawi761
@muluaregawi761 Ай бұрын
ደሓር ድማስ ሕድሪ ስውኣትና ይከበር ይብሉታ ወዲ ብርሽዋ ዝኣስሩ ሰባትስ ወዲ መን ይሓድጉ።ብስሩኸ ደቂ ስውኣት ዘይተኽብርስ ስውኣትና ንዘክር ይብሉ መገረሞ መጀመርያ ደቂምውታት ይከበሩ ድሕሪኡ ንዕኦም ይስታወሱ።
@yonasabraham6660
@yonasabraham6660 Ай бұрын
Wedi swu khdet wela yfexm aytserwo du melektka, serawit bzey mknyat ayasrn 44
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse Ай бұрын
አብ ትግራይ ቡዙሕ ስውር ማአሰርቲ አሎ ፣ ፀሓይ ብረሃን ዘይትርእየሉ እዩ ። ናይ ትግራይ መራሕቲ ግፋዓውያን እዬም
@KtabTegaru-ls3ur
@KtabTegaru-ls3ur Ай бұрын
ንብስራት ኣማረ እስኪ ሪኢቶ ይሃበላ ሰለልቲ ታይ ይግበሩ
@girmay483
@girmay483 Ай бұрын
ዋይ ትግራይ ዓደይ መጻወቲ እኒ ተወልደ ደናቑር እባ ኮንኪ ዳሓን ተቖጺረን ክትከፍሉወን ኢኹም😥😥😥
@HasanHasan-p3p
@HasanHasan-p3p Ай бұрын
😢😢😢😢
@HaileFisaha
@HaileFisaha Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Tues-q9j
@Tues-q9j Ай бұрын
TPLF ን17 ዓመት አብ ጉድኃድ ዘጥፈዖም ብሉፃት ብሄራውያን ተጋሩ ቁፅሪ የብሉን ንዝሐለፈ 30 ዓመትውን ከምዑ እንዳገበረ እዩ መፂዑ
@habtomberhe9915
@habtomberhe9915 Ай бұрын
ትኽክል እዚ ገበን ሕጂ ዝተጀመረ ኣይኮነን
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 Ай бұрын
ዛ ደም ትሰቲ ትግራይ እንካዕ ክነብረላ ,ክሃሳብ ትከብድ ኾይና ኣላ ፡ ሕንደይ TDF ኣለዉ ናይ ህዝቢ ድምጺ ልኾኑ ፡ኣነ ብደንቢ ልፈልጦ 3 ስውር እስርቤት ኣሎ
@musiezayd6238
@musiezayd6238 Ай бұрын
ፍትሒ
@teklugebreslassie4071
@teklugebreslassie4071 Ай бұрын
Yekenyelna zehawna
@fkreayele3056
@fkreayele3056 Ай бұрын
ንፃድቃን ሕተትዎ
@beyenawahid
@beyenawahid Ай бұрын
Watching this show i could not help my self but thought how some criminal elements in the so called security & army apparatus inside Tigray are inflicting unheard of abuses and injustice to the people. who are these people who have taken the law in their hands. so much injustice and brutality againest your own people is max and intolerable and must be stopped.
@kalulale1707
@kalulale1707 Ай бұрын
ስድርኡ ብዘይ ሕጋዊያን ጨወይቲ ኣሰርቲ ዝሳቀ ክፋል ስድራ ንምንታይ ይፈርሕ ይእገስ? ወፂኡ ንሆዝቢ ኣፍሊጡ ናይ ባዕሉ ስጉምቲ ዘይወስድ? ማዕለያ ምስ ዘይብሎም ፀላእቲ ምስ ክንደይ ጋኣገልጠሞም ከይፈርሓ ዝተቃለሰ ሕዝቢ ነዞም ጉጅለ ፈሪሑ ርእሱ ከድንን ምርኣይ ውርደት ኢዮ፡፡ ትግራይ ክዉንና ዝክእል ንኣፈንቲ ዘይግብኦም ክብሪ ብምሓብን ዘይግባኣ ምፅዋር ምስካሚን ኣይኮነን፡፡ ዝደለየ ይትረፍ ክብርካ ኣሕሊፍካ ምሓብ ካብ ዉርደት ንላዕሊ ሞት ኢዮ፡፡
@GereTsegay-v1l
@GereTsegay-v1l Ай бұрын
ቁ 2 ሻዕብያ ተፈጢሩ መለት ዕዩ ኣብ ትግራይ ምህረት ይውረደልኪ ዓደይ ።
@devoweldegebriel1971
@devoweldegebriel1971 Ай бұрын
ሕማቕ ጋዜጠኛ ሕቶ ዘይትኽእል ብዱላት አይትፀውዕ ሓሚሱዋ ዛ ሰበይቲ
@MeronM-ut8bk
@MeronM-ut8bk Ай бұрын
ብስሩ መረጃ ንፀላእቲ ሂቡ ኣብሰራዊት ጉድኣት እንተብፂሑስ ክእሰር ዘይኮነስ ክርሸንዩ ኔሩ ናዓኻ ንግደይ ሓዊሱ ግደይ ፎሽፋሽ
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 Ай бұрын
ጽቡቅ ናይ ህዝቢ ድምጺ እዩ
@HaileFisaha
@HaileFisaha Ай бұрын
Seb deyel do belekiros huluf halifom maninetna kihdguna wedi kibrti jigna siwuet beshiwa baseball sultan kisake kab mreay zhfir tigrawaynet yelen
@akezaweldegiorgis6086
@akezaweldegiorgis6086 Ай бұрын
ንኩልኹም ተወለድቲ ትግራይ ድሕሪ ምስ ኣክሱማውያን ሚድያ ዝገበርክዎ ቀለ-መሕቲት ምስ ተጋዳላይ ሃ/ስላሴ በላይ ዝነበሩ እሱራት ንኣብነት ተጋዳላይ ኣሸናፊ ሃ/ስላሴ ዝሓዞም ብዕለት 07/04/2017 ዓ/ም ጉዳዮም ብሲቪል ቤትፍርዲ ክርአ ናብ ክፍለ ከተማ ኩሓ ፖሊስ ቤትፅሕፈት ከምዝመፁ ሓበሬታ ኣለኒ ስለዚ ንበይኑ ኣብቲ ዘይሕጋዊ ቤት ማእሰርቲ ተሪፉ ኣሎ እንታይ ከምዘጋጥሞ ኣይፈልጥን ኩሉ ፈሊጡ ይተሓባበረኒ
@fishaabraha9052
@fishaabraha9052 Ай бұрын
Ferhie ne Esurat tigray kab enda mafia gejele sebhat nega naxa Awxulna bejakum Fethie ne hawena
@hintsaamare
@hintsaamare Ай бұрын
I know haileslase, may God help u. Ahhh
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm Ай бұрын
ናይ ሻዕብያ ናይ ኢትዮጵያ ስቃይ ከይ ኣክለና ናይዚኦም እኮ ከፊእዎ ህዝቢ ትግራይ😂😂😂
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
😂😂😂 ኣብይ ነይርኩም ክሳብ ህዝይ፡ ብዝይ ፊሪድይ ክእ ይእስር ዲዩ፡ ጠበቐታት ትግራይ ንህዝቦም ክውክሉ ኣይክእሉን፡ ከምዛ ናይሱርያ እስርቤት ዲኣ ኣይትኩን፡
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm Ай бұрын
ሰብ ኣሲሮም ይሳቕዩ ንነብሶም ኣባጊዕ እዳቖርጠሙ ክትኮሱ ደልዮም። እዚ ሕመቕ ህዝቢዩ።😮😮😮😮
@mehariredaie591
@mehariredaie591 Ай бұрын
በላይ ገብረመድህን ብ1970 ዝተሰወአ እንትኸውን ብርሽዋውን በ1974 ኣብ ኤርትራ ተሰዊኣ በቲ ሽዑ እዋን ከዓ ኣብ ገድሊ ሓዳር ኣይተፈቀደን ነይሩ ። ወዶም እዩ ምባል ጌጋ እዩ። ኮይኑ ግና ወዶም ይኹን አይኹን ግና ገበን ተልይዎ ብቤት ፍርዲ ክርአ ክግበር ነይርዎ፣ ኣለዎ።
@trustworthy6227
@trustworthy6227 Ай бұрын
Fitih nhiziba ,hiziba yeser alo.
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse Ай бұрын
አብ ትግራይ ዓፈንቲ መራሕቲ እዬም ዘለው ኩሎም ፣ ቡዛሓት መናአሰይ አሰሮም ዘይፍለጥ አለው ። ናይ ደብረፅዬን ቡዱን ይኩን ናይ ጌታቻው ወይም ፃርቃንም ህዝቢ ክሳቀ ይገብሩ አለው
@KtabTegaru-ls3ur
@KtabTegaru-ls3ur Ай бұрын
ኣንታ ወደይ እዚ ምስ ፖሊስ ምዝርራብ ኣይሐሽን
@RahelTikue
@RahelTikue Ай бұрын
ህዝቢንቃሕእዞምላያቦማለሊትክጠፍኡአለዎምፍትሕዎእቲጅግናሓውና
@yordanosbeyene2181
@yordanosbeyene2181 Ай бұрын
እቲ ደፋር ተወልደ ዝበሀልሲ ዘይሐፍር ከአ ጀጋኑ ኢና አኽብሩና ኸአ ይብል። አረመኔ። መቸም እስኻትኩም ዘርኢ አይተሐድጉን።
@ZebBur-jv5wi
@ZebBur-jv5wi Ай бұрын
አየ ግደይ ሓወይ ዝተሰወሩ በአሻሓት አለው ትግራይ እኮ ናይ ሲኦል ክልል እያ ቅቀሊሉ ተውግዑ አለኩም ንሱኩም ዓድና ትብሉ አለኩም እታ ዓዲ ናይ ውልቀ ሰባት ምኳና ከመይ ከም ዝጠፍእኩም አይተረደአንን ብስራት አማረ ብምቢ ይፈልጥ እዩ ክንደይ ንፉዓት ተጋድልቲ አብ በረኻ ከም ዝተረፉ አብነት ተክለማርያም ተስፋይ /ፈላስፋ ተምቤን /ዝብሃል ማእከላይ ኩሙቴ ዝነበረ ከም አብነት እየ እምበር በአሻሓት እዮም ጠፊኦም
@danaitadam3107
@danaitadam3107 Ай бұрын
ጉጅለ ማሌሊት ገና ካሊእ ጥፍኧት ከጥፍእ እዩ! ትግራዋይ ንቃሕ ካብ ድቃስካ!! አወግድ ጉጅለ ማሌሊት ካብ ዝባንካ!
@mesgnawabebe3071
@mesgnawabebe3071 Ай бұрын
Do we have Mafia in Tigray????
@gebreyohanes9268
@gebreyohanes9268 Ай бұрын
Yes, tplf is international mafia
@RahelTikue
@RahelTikue Ай бұрын
እዛኻሕዳም ውድብእኮገናእቱጥፍኦአለዋአሕዋትናተሰዊኦም ደበስ ኢሎም1500ብርሂቦምናንሕናወልቃይት ተወልድናአብዳገትእንረኽቦብር አብዓዲሰሊጥ ተወልድናከዚዝበለንመስዋእቲዘባጭው ውድብእዩ
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael Ай бұрын
ምሽጥር እንተሕሊፉ ይትረፍኪ ኣይትማጎትሉ
@kalulale1707
@kalulale1707 Ай бұрын
ብስሩ ናይ ሰራዊት ቤት ፍርዲ ዝባሓል በየናይ ህጊ ኣጣይሾም? ድሕሪ ፕሪቶሪያ ፣tdf ዝብል ሽም ክቅየር ዝገበሩ ሰባት ሕዚዉን ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ዝከራከር ኣቃቤ ሕጊ ሓሊዮዎም ይሰርሑ? ነዙይ ኢሕጋዊ ንዝኮነ ተቛም ዝሰምዕ ዳኛ ኣሎ? እሞ ድማ ዝሓቦ ዉሳነ ዘይስማዕ ? እንታይ ድዮ ትኾን ዘላ ትግራይ? ኣብዚኣ ካብ ዝኣሰሩዎ ኣካላት ዘይሕጋዊ ማዕሰርቲ ካብ ዘጣየሹ ነዙይ ዘይሕጋዊ መሓውር ኣፈና ዝመርሑ ኣካላት ንላዕሊ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ናይ ሰራዊት ኣመራርሓ ኩሎም ብገበን ምፍፃምን ምትህብባርን ተሓተቲ ክኾኑ ኣለዎም👌 ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመን ዝፍፀም ዘሎን ኹለን ብቁፅር ተኣሪየን ክፍለጣን ክሕተቱሉ ኣለዎም፡፡ ዝፈፀሞ ጌጋ ተሓሊዮ ብናይ ሕጋዊ ቤት ፍርዲን ፓሊስ ክሕተት ይክዕል ኢዮ፡፡ ተዘይኮይኑ ነዙይ ኣፋኒ ጉጅለ ብሽም ንህዝቢ ኢና ንጋደል ብዝቢል ኣፋኒነቶም ክቕፅሉ ምፍቃድ ሰሚዒካ ምሕላፍ ከም ህዝቢ ዉርደት ኢዮ፡፡
@AwetYrga-z8p
@AwetYrga-z8p Ай бұрын
ፍትሒይ ንጀጋኑ
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
"ከም ተባዕታይ ይነብር - ከም ኣንስተይቲ ይሸን!"
56:09
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 35 М.
የአማራ ፋኖ በጎጃም አቋሞች፣ የተፈጠረው ስድስት አሰላለፍ!
1:18:27
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 1,1 М.
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН