''ኣባ ዘወንጌል ኣየናይ እዮም ? መልሲ ብጓል ኣባ ዘወንገል ወ/ሮ ኣጸደ ገ/መድህን'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 23,390

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
ኣ ውሮጳ / Europe
🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇳🇴 ገብረሊባኖስ ገብረሂወት( ኖርወይ ) +4740957240 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴
🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ(ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
ዓዲ ዓረብ / Arab countries
🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇸🇦 ኣልጋነሽ (ሳዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ሳዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ሱዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
ኣፍሪቃ / Africa
🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም(ቤተ ክርስትያን መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): 251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
🇪🇹 ጸጋ (ኢትዮጵያ) : 251 914682210 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
🇪🇹 ወልዳይ(ኢትዮጵያ): 251 963471190 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

Пікірлер: 158
@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ
@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ 3 жыл бұрын
የቀንየልና ግን እዘን አደና ኩሉ ግዜ እንተተምጸኡልና ደስ ምበለና ትሕትነአን ብጣዕሚ ደስ ክብላካ
@ፅጌጓልተዋህዶፅጌጓልተዋህ
@ፅጌጓልተዋህዶፅጌጓልተዋህ 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 3 жыл бұрын
Yeqeniyelna weyzero Axede haftnan adenan, egziabher amlak agelglot zemenki yibark, selam yewrdelna, Amen.
@hanaaraya7467
@hanaaraya7467 3 жыл бұрын
ኣነ እውን ነቦና ብዓይነይ ሪኢዮም እየ በረከቶም ምስ ኩሉታና ይኩን አሜን 3
@weyniftuwi6920
@weyniftuwi6920 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
@yonashailezghi3496
@yonashailezghi3496 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@yordanoshaile2348
@yordanoshaile2348 3 жыл бұрын
እቶም dislike ትገብሩ መን አገዲዱከም ክተርእይዋ ኦርቶዶክስ ንዘላአለም ትንበር 🌻🌻🌻
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ክብር ምህርናን ክብርቲ ኣዴናን ኣነስ ብዛዕባ ናባ ዘወንጌል ዘን ክብርቲ አዴና ናውጋዓና ተትውዕላስ ኣይምመነክወንን ክዛረባ ከለዋ ደስ ክብላ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ክብርቲ አዴና ናይ ብሓቂ ናይ ቀደም ሰብን ናይ ቀደም ሓጺንን ብቀሊል ኣይርከብን እዩ ዝበሃልስ ለካ ሓቂ እዩ
@mindgrows8709
@mindgrows8709 3 жыл бұрын
ሕቶ፧?? ኣቀድመ የመስገንኩም። ቀጺለ ንኩሉ ምስ ወ/ሮ ኣጸደ ዝገብርካዮ መሕትት ቃል ሰምዕዮ።ኣብኡ ተመርኩሰ ድማ ክሓትት ፍቀደለይ ። 1.ንዓይ ከም ኣነ ብቀንዱ ብዛዕባ እዛ መጽሓፍ ፡ዝርዝራዊ ሓበሬታ ኣይተገለጸትለይን።ማለት እዛቀሪባ ዘላ መጽሓፍ ብዛዕባ ኣባ ዘወንገል፡Biography ምስ ክብርቲ ሓፍትና ወ/ሮ ኣጸደ ንልዕሊ 30 ዓመት ዝነብሮም ጻንሒትን ድያ ትገልጽ ።ዋላስ ካብ ናይ ንኣባ ዘወንገል ካብ ዕለተ ልደቶም፡ዝተወልዱ፡ዓድን፡ትውልድን ዘገልገልሉ ፡ቅዱሳን ስፍራትትን፡ ዝሓለፍዎ ተምኩሮ ሂወቶምን፡ሓፈሽዊ ገድሎምን ፡ትንቢታቶም ድያ እተብርህ፧? ከምዚ፡ዝሰማዕናዮ ዝገለጸኦ ምስ ወ/ሮ ኣጸደ ጥራይ ዝነበሮ ጻኒሒትን፡ ናይ ቀደም ዝሃብወን፡ናይ ዝነገርወን ናይ ቀደም መልእክትታን ጥራይ እንተኮና እዛ መጽሓፍ እትገልጽ ፡ስለምታይ እቲ ቅድማኡ፡ድሕርኣን ዘሕለፍዎ ሂወት ዓመታት ብመጽናዓቲ ዘይተጻፈ ንኩሉ ናይ ትንቢታቶም ዘየማእከለ።ከምኡ ኮይና እንተተጻሕፋ ግን እንተኮይና እዛ መጽሓፍ ናብ ናይ ወ/ሮ ኣጸድ Biography ዶ ገጻ ዶ ኣይትከይድን ።ነቲ ናይ ኣባ ዘወንገል ዘሓለፍዎን ገድልን ፡ዘሕለፍውን ናይ ትንቢታት ቃለት ኣየጽብቦን ዶ ወይ ድማ ኣይፈክሶን ዶ፧? ከመዚ እንተኮይኑ ንቀጻሊ ድማ ንካሎኦት ምእምናን ዝተቆራረጸ ታሪክን፡ትንቢታትን ቅዱሳን ኣቦታትና ኣዴታትና ንከሕልፉን ፡ክጽሕፉን ቅማቅ ኣብነት መገዲ ዝከፍት ዶ ኣይከውንን? ካልእ ወ/ሮ ኣጸደ ኣብ ዝሓለፈ መሕትተን ከም ዝገለጻልና ፡ምስሎም ፡መልክዖምን፡ሕብሪ ገጾምን ከም ዝቀያየር ፡ከም ዝልወጥን ኣብርሃናልና ኔይረ።ሎሚ ብዛዕባ እዛ ስእሎም ኢዶምን ድማ ኣብሪሃን ኣለዋ።ኣምላክ ንዝደልዮም ቅዱሳኑ ብዝተፈላለየ መልኽዕ ከንጻርቆም ፡ብዝተፈላለየ መልክዕ ንድቂ ሰባት ክግለጽሎም ዶ ኣይክእልን እዩ።ምስቲ ናይ ቀዳምይ ዶ ኣይጻረርን፧? ባዓል እንዳ ርእሱ ብሱሩ ኣባ ዘወንገል ምስጢርን ጥበቦምን፡ትንቢታቶምን ምስ ምርኣይን ፡ምኣሕባእን ኢዶም ድ ዩ ዝተኣሳሰር፧? ስለምንታይ ንጽድቆምን፡ትንቢቶም ምስ ኢዶም ምራኣይን፡ምሕባእን ንውስኖ ኣሎና።ብከመይ ከ ኣምላክ ዝሓረዮም ትንቢት ዘናግሮም ኔሩ ኢሉ ዝንገረሎም ኣባ ዘወንገል ፡ኣዚ እዩ ምስሎም፡መልክዖም ፡ኣይኮንን ኣዚ ኣባ ክንብል ፍርዲ ክንህብ ንደፍር ንክእል።ዋላ ውን ነውሕ ምፍላጥ ይሃልወና ምስ ኣቦታት ቅዱሳን 2.ብከመይ ከ፡ኣበይ፡ተጻሒፋ፡ብውልቀን ከ ክሳብ ክንድዚ ውዕለት ዓብይ ኣቦ ኣባ ዘወንገል ክጽሕፍኦ መን ከ ሓጊዝወን፧? ከምኡ ድማ ኣብ ኣርትዖት ዚ መጽሓፍ ከ ፡ ቃለ ምስክርነት ቅድስቲ ቤተክርስያንን ቅዱሳን ኣቦታትን ምስ ኣባ ዘወንገል ዝነበሩን፡ብኣካል ዝፈልጥዎምን፡ብዛንታ ዝፈልጥዎምን ፡ነዚ ኣብ መጽሓፍ ተጽሒፉ ዘሎ ቃል ርቱዕ ምኮኑ ዘረጋግጹ ኣብ ገበርን ፡ቅድመን፡ድሕርን ገጽ እዚ መጽሓፍ ዝተገልጸ ኣሎ ዶ ፧?ምክንያቱ ንመጻኢ ፡ምናልባት ነዚ መጽሓፍ ዝድግፎን ዝህብትሞን ፡ወይ ዝጻረሮን ዝእርሞን መጽሕፍትን፡ጽሑፍን ወይ ድማ ስባት ብኣካል ክመጽኡ ስለ ዝኩእል። 3.ኣባ ዘወንገል ከም እንሰምዖ ከም ዝጸናሕና ካብ ዕድመኦ ጀምርካ ፡ኣካሎምን፡ትንቢታቶምን ፍሉይን ዘደንቅን ምኮኑ ንሰምዕ።ወ/ሮ ኣጸድ ዝበለኦ ድማ ሰምዕናዮ።ገለ ብሂላት ድማ ሓቂ ከምይ ኮነ ጠቂሰናልና ። ብዘይካቲ ምስ ብውልቐን፡ምስ ማሕበራዊ ሂወተን፡ዝተኣሳሰር ትንቢታዊ ቃል ፡ከምኡ ድማ ብዛዕባ ኣብ ግዝየ ድርጊ ዝነብረ ትብቢታትን ዝተንበይዎ ፡ካልእ ናይዝ፥ዚ ዘመን ዘለናዮ ናይ ኣቦና ትንቢታቶም እንታይ ይፈልጣ፧? ወ/ሮ ኣጸደ ካብቲ ካልኦት ሰባት ብዛዕባ ኣባ ዘወንገል ዛዕባ እዚ ዘለናዮ ዘመን ዝብልዎ ፍሉይ ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንገል ትንቢታቶም ከ ዝፈልጥኦ ኣለወን ዶ ፡ነዚ ዘመን ዝጠቅሰዎ ትንቢት ዝነገርወን ከ ኣሎ ዶ ፡ 4፥ኣባ ዘወንገል ከም እንሰምዖ ፡ኣብ ቀረባ ዓመታት ከም ዝዓረፉ እዩ፡ሞ ፡ድሕሪ መርዓኣን፡ሓዳር ምግባረን ወ/ሮ ኣጸደ ምስ ኣባ ዘወንገልን፡ገዳሞምን ተራኪበን ፡በጽሐንኦም ዶ ይፈልጣ፧?√መዓስ? ×ሰለምንታይ? 5፥መጽሓፍ ናብ ጽሓፊ ኢዩ ዝወስድ እሞ።በርከትን ፡ምርቃን ፡ጸሎትን ኣባ ዘወንገል ን ሓፍተና ወ/ሮ ኣጸደ ድሕሪ መርዓአን፡ሓዳረንን ከ ኣብ ሰነ ምግባረን ኣብ መንፈሳዊ ሂወተን ፡ምስ ቤተ-ክርስትያን፡ተሳትፋ ምስጢራታና ፡ሃብተ-ቤተ -ክርስትያን ከ ዘለወን ፍቅርን እንታይ ይምስል እንታይ ሓግዝወን ይብላ። ሰለ ንክፈልጥን፡ክበርህን ኢለ ንዝሓተትክዎ ሕቶ ብዘይፍላጥ እንተበዲለ ንኩላትኩ ኣቀድመ ብምሕረት ኣምላክ ይቅረታ ይሓተሉ ።ሕቶታተይ ብግቡእ ክምለስለይ ተስፋ ኣናገብርኩ። ዓቅሊ ጌርኩም ጽን ኢልኩም ሰለ ዘንበብክሞ ብልቢ የመስግነኩም የቀንየለይ ክብራት የህዋት።ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን።
@teweldegerezgiher2081
@teweldegerezgiher2081 3 жыл бұрын
ሰብካብሃይማኖት ይሃድምአሎና ፈጣሪባዕሉ ይምሓረና
@ድንግለይኣዶጎይታይ-ዘ7ዸ
@ድንግለይኣዶጎይታይ-ዘ7ዸ 3 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ የብዝሐልክ ሰድራ ቤት ኣዳለዉትን ተካታተልቲ ፍነት ኣበዉ ዝኮንኩም ኣሕዋተይ 🌿🌹🌹☘️🌹🍀🌹🌿🌹☘️🌹🍀🌹🌿☘️🌹🍀 ዝገርም እዩ ኣነ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል እዮም ዝመሰልኒ ነይሮም እዛ ኢዶም ግን ኣየሰተዉዕና ነይረ ኦ ኣምላክ መሰተዉዐሊ ልቢ ዓድለና 🤲🤲🤲
@senaittsegay554
@senaittsegay554 3 жыл бұрын
Amen amen amen🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ
@ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና ከምኡ ውን አዴና አፀደ ፀግኡ የብዘሐልኩም
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 жыл бұрын
ካብ ልቢ እናመሰገና ኢና እግዛቢሄር ይባርኽኩም አሜን
@gebrigebri2293
@gebrigebri2293 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣኣሜን ኣሜን ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ነዘን ኣዴና ኣጸደስ ግዜ ተሊወን ኩሉ ግዜ ተተምጻልና ጹቡቅ ነይሩ ትሕትና እካ ምምሃራና ነይረን ብትሕትና መዓር ወለላ ዝጥዕም መልእኽቲ ከሕልፋ ደስ ክብልኻ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ንዓይ ሓጥያተኛ ወድኽን ኣብ ጸሎትክን ዘክራኒ::
@mulueasmelash5281
@mulueasmelash5281 3 жыл бұрын
Amen amen amen. Kale hiwet yesmealna egziabhier yemesgen
@ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
@ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ካሳዉን ኣምላክ ይባርካ ኣነ ናይ ብሓቂ ኣባ ዘወንገል እዩ ዝመስለኒ ነይሩ ::
@hsjsbh8438
@hsjsbh8438 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና gn ሓንቲ ነገር ክሓተኩም absuaudi ዓረብ ዘለና ኸ በበይ ክንረኽባ ንኽእል እዛ መጽሓፍ በዛኩም ትሓባበሩኒ ብስም እቲ ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏
@yorsaliemhabtom2153
@yorsaliemhabtom2153 3 жыл бұрын
እላለን ሰምዒካ ስለ ዘይጽገብ ብፊላይ ከምዚ ትዕልሎ ዛንታ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ኩሉ ጊዜ ኣቕርቡልና ኣብ ጸሎትክን ዘኪራኒ ኣደይ መዓረይ
@Abc-zl6ts
@Abc-zl6ts 3 жыл бұрын
አነስ እግዚአብሔር ይመስገን ከይደ ነይረ እየ እታ ሽፍንቲ ኢዶም ተሳሊመ ፀበል ተጠሚቀ መፄ ካብኡ ድማ ሓደ ተአምር ክነግረኩም ነሓወይ ዓርኩሲ አብኡ ፎቶ ክትሰአል አይፍቀድን እና ካቡኡ እቲ ቆልዓ ግን ተሓቢኡ ንወዱ ፎቶ ይስእሎሞ ካብኡ ናብ መቀለ ተመሊሱ ካብ ሞባይለይ ከይጠፍእ ከሕፅቦ ኢሉ እንዳ ፎቶ እንተኸደ እቲ ፎቶ ናይ ወዱ ስእሊ ዘይኮነስ ሓሙሽተ አፃብዕቲ 🖐ከምዛ ስእሊ ትመስል ቅርፂ እዪ ተሓፂቡ አብ ሞባይሉ ግን ናወዱ እዩ ዘርኢ ካቡኡ ግን ተመሊሱ ከይዱ ንስሐ ተነሲሁ ኩሉ ነገር ነጊርዎም እቲ ስእሊ ብዓቢ ባነር ተለጢፉ አሎ አብቲ መስቀለ ክርስቶስ ቤተክርስትያን አነ ብዓይነይ ዝረአክዎ ማለት እዩ አዴና ደግሞ ናይበዕልክን ዩቱዩቡ ከፊትክን ንዓና ንወጣታት በቲ ፅቡቅ ትሕትናክን ናይ እግዚአብሔር ቃል ክትምህራና ቡትሕትና ይላቦወክን ማማዬ🙏🙏🙏
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝጋርም ዩ ናይ ቅዱሳን ነገር። ❤️
@Abc-zl6ts
@Abc-zl6ts 3 жыл бұрын
@@Fnoteabewmedia ብጣዕሚ መምህረይ
@መንበረፍቕሪYouTube
@መንበረፍቕሪYouTube 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመሥገን ክቡር መምህርና ክብርቲ ወላዲትና እካዕ ብሰላም መፃኽን ኣዶና አደትሕትና ክፈትወክን ምዓት ኣነስ ኩሉግዜ ተዳሃያና ክቡር መምህርና ስለኩሉ ፃዕርኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ የክብረልና ብሓቂ
@ወዲሓረስታይ
@ወዲሓረስታይ 3 жыл бұрын
ኣነስ ዚገርመኒስ ኣብ ኩሉ ኢየ ዚረኪበኪ ከተመስጊኒ
@መንበረፍቕሪYouTube
@መንበረፍቕሪYouTube 3 жыл бұрын
@@ወዲሓረስታይ እግዚኣብሔር የክብረለይ ክቡር ሓወይ ልመምህራና ድኣፀግኡ የብዝሐሎም
@ወዲሓረስታይ
@ወዲሓረስታይ 3 жыл бұрын
@@መንበረፍቕሪKZbin ኑሱ ጽቡቅ ኣለኪ ከማኪ ይብዙሑ
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና
@rahelkasay7937
@rahelkasay7937 3 жыл бұрын
Thankyou my sister. Thankyou for speaking the truth, nothing is better than the truth.God bless you my sister. And for you my lovely brother kassahun ,because you always bring us the truth and what's right may your life continue to be a bright light. May you always be proud and May God always give you what you want and what you need. I appreciate everything you've been doing for us. God bless you💕💕
@abrehetmm2862
@abrehetmm2862 3 жыл бұрын
Kndey negedti Haymanot Alewu tetenkeku kndey hasewti bihaymanot zingdu Alewu GOWEZ yekeniyelna slezekrebkalna
@kasuamara6794
@kasuamara6794 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማልን ሰለ ማይነገር ሰጦታዉ እግዚአብሄር ይመሰገን
@joniermi
@joniermi 3 жыл бұрын
ንኩልኩም የሕዋትና በቲ እትገብርዎ ዘለኩም ዓቢ ትምህርቲ እግዜኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@ellahabesha5068
@ellahabesha5068 3 жыл бұрын
The one on the left picture is Aboy keshi Woldemariam eyom. I know him very well. Aboy dima eyom
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ጠቃሚ ሕቶ ሓቲትካየን እግዝኣብሄር የክብርካ ክብር ሓዉና 💝
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 3 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina
@selam801
@selam801 3 жыл бұрын
አሜን፫ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና መምህረይ ካብ ክቡር ሰብ ፅቡቕ ቃል ይርከብ
@tsegayhaiysh9086
@tsegayhaiysh9086 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህረይ & ናኣደና ኣጸደ ዳማ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መብርሂ ዩ። ቀጺለ ድማ ናኣደና ቀጻሊ እንተተምጻላና ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ መምህር ካሳሁን ሓወና ።
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና ናይ ቅዱስ ኣባ ዘወንጌል ጾሎቶምን ረድኤቶም ምስ ኩልና ይኹን
@ጓልኢሮብGalIrobTube
@ጓልኢሮብGalIrobTube 3 жыл бұрын
amen amen amen selam memhir ane ab sudi eye zeloku eta meshaf bikemy kirekba yikiel
@vddfgrff5639
@vddfgrff5639 3 жыл бұрын
የቀንየልና ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
@rgbitkeren7662
@rgbitkeren7662 3 жыл бұрын
Ab sudan ala do eza mexhaf Nay aba Zewengel.
@ኣክሱምዩቱብ
@ኣክሱምዩቱብ 3 жыл бұрын
ስለ ቃሉ ስም ሉዕል ኣምላክና መዳሓኒትና እዩስስ ክርስቶስ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኹን፣ቃለ ሂወት ያሰማዕልና፣ እግዚአብሔር ፀግኡ ይብዛሓልኹም ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣባ ዘወንጌል በርከት እና ተረዳእነት ኣይፍለየና ከብ መከራ ስጋ እና ከብ መከራ ነብስ ይስውረና ስለም ንሃገርና በርከት እና ፀጋ ንምስክኑ ህዝብና ይኹን ናይ ኣዴና ርህርህቲ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፀሎታ፣በርከታ፣ፍቅርኣ ብዝሕ ይበለልና ፍትዋተይ ወስባሃት ለእግዚአብሔር ወለወላድቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ንዘላእለም ዓለምኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏👉⛪⛪⛪👈🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብከም ፈጣሪ
@abrehetmm2862
@abrehetmm2862 3 жыл бұрын
Haki ni Maetebkaeyu ketslo EDMEN TENAN yhabka
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 3 жыл бұрын
አነ ወላ ንሶም ይገብሮም ኔረ ይቀንየልና
@ከክርስቶስውጪፈጣረየለም
@ከክርስቶስውጪፈጣረየለም 3 жыл бұрын
ተባረኩ
@tsegagirmay171
@tsegagirmay171 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ ክቡር ሐወይ ንዓኻ ጸጋኻ የብዝሐዮ እዝትገብሮ ዘለኻ ናይ አቦና ቁድስ አባዘዌንጌል ከሞዝተባርካ ብአባ ዘወንጌ ገርካ ቁጾሮ ቡሞቅጻል ንሐፈትነና(አዴና)ክትዛርብ እንከላ ንአቦና ዝረኸብኩ ኾኑ ተሰሚዕን እንተት መጽና ካባኺ ብዙሕ ምተምሓርናይ ናይ አቦታትና ቁድሳን ፍር ምኾንኪ ብትሐትናኹም ትፈለጡ ምስብአይኪ መጽሓፍ ብኹቱር ምህንጣይ መሸት ምሰመጻትን ከይደቀስኩ ወዲኢያ አጸደ ሓፋትና እታ 2ይት ከመግቤ ዘጠመይ ሰብ ንጽበየኪ አለናይ ከምፍቃድ አምለኽ 1ንትይ ዘገረመትን ነገር እንተሀልያ እትጸበል ብእጽው እየም ዝባርኽዉ እት አንጀር ዝቅርብልካ 1ወይ2 ነበላ በልእካ ዘይዉዳ ብዉህድ 6 ሰብ ነኸዉን ኒርና አብታ ምአድ ጸግብና ናብካልኦት አሕልፋናዮ አቦና ፍልይ ዘበሉ እዮሞ እዝአ ዝራአኽዋ ምሰከረነት አያ
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 3 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ጸጋ ሓፍተይ ብቀዳምነት ስለቲ ምክትታልኪ የመስግን፣ ኣብ ቀረባ መአልታት ኪትምለሰና እያ ብዝሰፈሔ ኣርእስቲ፣፣
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 3 жыл бұрын
የቀንየልና፡ከምቲ ምስ ቅዱሳን ዝነበረኦ ካብቲ በረኸቶም ከኣ የኽፍላና።ሕጂ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣለዋ?ማለት ኣብዚ ሕጂ እዋን ምስ ኣቦታት ብመንፈስ ይራኸባ ዶ? ከምዚ ግበሪ፡ከምዚ መልእኽት ኣመሓላሊፊ ዝብል መልእኽት ይስደደን ዶ ኣሎ ዋላ ርክባ ኣቋርጻ እያ ምስ ኣቦታትና?
@messikahsay3562
@messikahsay3562 3 жыл бұрын
Edee hjie ka ab France eyen zelwa Ms sderea Etyy ettyy nay kdsann mekity Mefesqduss eka edee
@yrgalemrezene4395
@yrgalemrezene4395 3 жыл бұрын
ጽፍፍቲ መልሲ ቃለሂወት የስማዓልና።
@Kib563
@Kib563 3 жыл бұрын
Waga kendeymkanu ngerena bgurup kngeza
@regaatdm8523
@regaatdm8523 3 жыл бұрын
Yehiwaty mary kerner yehabana
@brawa4kokob
@brawa4kokob 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምኤልና 💞🙏💕
@saragaleshire3715
@saragaleshire3715 3 жыл бұрын
አነ ዋላ እሶም ይገብሮም ኒረ ሶ የቀኒልና
@የቅዱስጊዮርግስልጅ
@የቅዱስጊዮርግስልጅ 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡራት ወለድና👏
@abrhamgrmay5474
@abrhamgrmay5474 2 жыл бұрын
Ab etuopiya ala do memhray
@Delayiselam.
@Delayiselam. 2 жыл бұрын
Brkti Sebeyti behaki .yekenyelna degimka zerakana.
@gbrhnstgray6000
@gbrhnstgray6000 2 жыл бұрын
ስልኪ ቁፅሪ ለአከለይ ናይ አዲሰ አበባ
@isak4731
@isak4731 Жыл бұрын
May God bless you both.
@حياه-م4س
@حياه-م4س 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር የመስግን እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@terhasgebre702
@terhasgebre702 2 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 3 жыл бұрын
Amen metshaf medelena
@medhaniekesete4410
@medhaniekesete4410 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna hawnan memhrnan kasahon nay agolguletkum edmiekumn zemenkumn ybarkelkumn yqedselkumn egziabhier amlakna Amen!!!!!!!
@keseteangosom7185
@keseteangosom7185 3 жыл бұрын
Selam Memhr Kasahun hawna netgebro zeleka kulu aberkto Egziabher aezizu ybarkka. Ane Kesete ybahal edlenga koyne nab Aba Zwengel kdmi merafom kdmi ztewesene awarh betsihe bedom tebarike, ztebaket edom tesalime, hkoy teftifom merikom afanyomuni. Ane nay tena tsegem sle zeleni aboy tselot gberuley ms belkuwom, whudat zbeluni kalat nsaten dma " ab emnetka tsnue kun, hanti mealti nab nubur kt mles eka ane dma melektka kebtsahalka eye elomuni" malet melsi nayti tselot gberuley zbelkuwom mukanu eyu. Ab dege ms wetsaeku netom kalot menekusat nab men eyom melektey kebtshuley ele ms hatetkuwom zahabuni melsi, abzi gobotat Asimba wey kulu kebabi Erom buzuhat ms Aba Zewengel zrakebu swuran abotatn htsawntn alewu, slezi nabatom eyom eti melektka kebtshulka elomuni. Ente kelka bzaeba abti kebabi zelewu swuran bahtawyan kemey ymesl nAdena ente tahatelna tsbuk neyru ente tekaelu. Yekenyeley
@ፅጌጓልተዋህዶፅጌጓልተዋህ
@ፅጌጓልተዋህዶፅጌጓልተዋህ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ኣነ ውን ጊራ ኣትዩኒ እዩ ኔሩ ኣነኮ ኣይረኣኽዎምን ግን መሓዛይ ዝረኣየቶም በረኸቶም ዝተቀበለት ፎቶኦም ሰዲዳትለይ ኔራስ ግን ከም ፀገኦምስ ባዕሎም ኢለ እየ ሓሲበዮም ኔረ ሐዚ ግን እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ኣቦናን መመህርናን ክብርቲ ኣደናናን እግዚአብሔር የኽብረልና አሜን ፫ ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል በረከቶም ኣይፈለየና አሜን ፫
@selamdesta4386
@selamdesta4386 3 жыл бұрын
ሰላም ክብር መምህረይ ሰላም እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ካሙኡ'ውን ክብርቲ ኣዴና ኣጸደ ገብረመድህን ኣብ ዘለክምወ ሰላም ክርስቶስ ይብዘሐልኩም እሺ ኣነ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣለኹ መጽሓፍ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ንኸንብባ ብጣዕሚ ሃንቁውታ ኣለኒ ክገዝእ ይድሊ ኣለኹ ኮይኑ ግን ብቀሩብ ክረክባ ኣይካኣሉኩን ኣጋጣም ኣብ ስዑዲ ዘሉዉ ኣሕዋትና ደዊለ ነይረ ግን አቲ ንሶም ዘለውወ ዓድና ኣነ ዘለክዉ ቦታን ብዙሕ ኣፋላላይ ኣለወ ብጣዕሚ ርሑቅ ኾይኑ በጃኩም ሰብ እንተረኪብኩም ናብ ስዑዲ ዓሩብ ናብ ኩሉ ካባቢ ኣዋፍርወ
@serkalemwubet4942
@serkalemwubet4942 3 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና እታ መፅሐፍ አብ ኢትዮጵያ ኣዲስ አበባ አብ ምንታይ ትርከብ ሐበሬታ እንተትህበና
@ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
@ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡን በረክትን የብዛሓልኹም ክቡራተይ።
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 3 жыл бұрын
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada 🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸 🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 ኣ ውሮጳ / Europe 🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪 🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇳🇴 ገብረሊባኖስ ገብረሂወት( ኖርወይ ) +4740957240 🇳🇴 🇳🇴 🇳🇴 🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺 🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ(ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰 🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ዓዲ ዓረብ / Arab countries 🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪 🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇸🇦 ኣልጋነሽ (ሳዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ሳዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ሱዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦 🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼 ኣፍሪቃ / Africa 🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም(ቤተ ክርስትያን መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): 251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇹 ጸጋ (ኢትዮጵያ) : 251 914682210 🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇹 ወልዳይ(ኢትዮጵያ): 251 963471190 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@terhassahal5484
@terhassahal5484 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏
@gebremedhinkeshi7116
@gebremedhinkeshi7116 3 жыл бұрын
ብሓቂ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኦርቶዶክስ ተምሃዶ ንዘላእለም ትንበር
@Shewit59
@Shewit59 3 жыл бұрын
በረኸትኩም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣመን፡ን ኣዴና ኣጸደ ሒዝካ እዚ መደብካ ኣስፊሕካ ምጻና ኢኻ ዛሓወይ፡ምኽንያቱ መንፈስ ቅዱስ ኣለወን ሰናይ ቃል ኣለወን ክንሰምዐን ንብህገን ኢና፡በረከት ናይ ኣባ ዘወንገል በረከት እመ ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን
@samibrhanes7
@samibrhanes7 3 жыл бұрын
Amen(3)qale hiwet yesmalna egzabiher amlak xegue yebzh ❤🙏
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ 3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ኣፀደ ክቡር ሓዉና ካሳሁን እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀሎቶሙን በረከቶሙን ኣማላድነቶሙን ናይ ኣባ ዘወንጌል ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ
@ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ 3 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ አሰይይይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ
@Aወናንትሙቁርቃንዛ
@Aወናንትሙቁርቃንዛ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰሙዕልና አግዝብሕር አሙልኽ ይቅንይሉና መሙህርና::!!!
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣዴና መ ከኣ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኸምዚታት ነገር ኤዲት ክገብርዎ ቀሊሊ ዩ ስለዚ ብዙሕ ዘገር ኣይኮነን ከማሳስሉዋ ይክእሉ እዮም
@ትንሳኤኪየርእየናሃገረትግ
@ትንሳኤኪየርእየናሃገረትግ 3 жыл бұрын
የቀንየልና ክብርቲ ኣዴና ከምኡ ክብር ሓውና ቃለ ሂወት የስመዐልና
@YoDaha
@YoDaha 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና እወበኡነት ኣነም ይፈልጦም እየ ኣቦና ኣባዘወንጌል ግን የኮኑይ ትክክል ኣለዋ ኣዴና ኣፀደ
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀኣኩም ክብራተይ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሜን ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንግል ፆሎትን በረከትን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን
@newuaq1125
@newuaq1125 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻትኹም ኩቡራት መምህርናን አዴና ወይዘሮ አፀደን ቃል ህይወት ያስመዐልና 🙏🙏🙏❤
@kbriykunnslasietv235
@kbriykunnslasietv235 3 жыл бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ካሳሁን ሓወይ ዓቑመይ ዘፍቀዶ ክሕግዝ ብኸመይ ክረኽበን ይኽእል ተሓባባረኒ እባ
@wlecamewlecame8286
@wlecamewlecame8286 3 жыл бұрын
አሜን ፫ ቃለ ህይወት ያስመዐና 😥🙏🙏🙏ምስ ይቅርታ ናብ ሳዑዲ ዓረቢያ ይካኣል ድዩ👆😥🙏🙏🙏
@twatsfya906
@twatsfya906 3 жыл бұрын
ኣመን ኣመን ኣመን ቃልሂወት የስማኣና
@maazamahray4407
@maazamahray4407 3 жыл бұрын
የቀነየልና መምህር ካሳሁን ሀውና ጥዐናን ዕድሜን የብዘሀልካ 🙏🙏🙏🙏❤️🌹
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና መድሀኒአለም ክርስቶስ ይባርካ
@afdyhdghydd3155
@afdyhdghydd3155 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ካሳሁን ሓውና እግዚኣቢሔር ፀጋ በረከቱ የብዝሐልካ
@ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ
@ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ
@eriqlafront5150
@eriqlafront5150 3 жыл бұрын
_ሓብተይ ናተይ ጸግኡ የብዝሓልኪ ብቐደምኪ ብትሕትና ዝተኾስኮስኪ ኢኺ ኔይርኪ_
@luwamamanuelamanuel4615
@luwamamanuelamanuel4615 3 жыл бұрын
Egzabher xegue yebzhalka kassahun hawna Ndena kea Edmen tenan yhabelna
@brktimulubrhan582
@brktimulubrhan582 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet ysmalna kubur hawena kassahun ne haften dem edmen tenan yhabki fetri
@tesfamariam250
@tesfamariam250 3 жыл бұрын
ኣሜንን ሂወት የስምዐልና ምስቶም ናይ ኣገልጋሊ እግዜኣብሄር ስለ ዘላለኩምና በረከት ኣይ ፈለየና መ/ር ካሳህን👏🌳
@adyamabraham7180
@adyamabraham7180 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣዴና ኣጸደ ስለ እቲ መንፈሳዊ መልእኽትኺ የመስግን
@frweyankelaey4525
@frweyankelaey4525 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@medihintadese7390
@medihintadese7390 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ኣነስ ኣባ ዘወንጌል አዩ ዝመሰለኒ ነይሩ:
@አሰኳልመሓዛመድህን
@አሰኳልመሓዛመድህን 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ክቡር መምህርና ክብርቲ አዴናን
@ማርያመይፀልይለይንባርያኪ
@ማርያመይፀልይለይንባርያኪ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንኩለኩም ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለና አዛ መፅሓፍ ደልየ ነይረ ግን አቶመሰ ኣሕዋትና ደዊለሎም ብጣዕም ርሕቀት ኣፋላላይ ኣለና እና ኣብ ሳብያ ዝባሃል ቦታ ሰብ ተተገብሩሉና ምክንያቱ ኣሕዋትና ጅዳ ዝባሃል እዮም ዘለዉ ተሓባበሩና
@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ
@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ 3 жыл бұрын
ዋላ አነ ደልየ ግን አነ ውን ሳምጣ እየ ዘለኩ ግን ንሳብያ ክሰደልኪ አብኡ ሰብ ግበሪ ኢሎምኒ ሳብያ እንተሃሊኪ ክሰድሉኪ እዮም መሊስኪ ተረዳድእዮም ዛሓፍተይ
@ማርያመይፀልይለይንባርያኪ
@ማርያመይፀልይለይንባርያኪ 3 жыл бұрын
@@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ ኣባዓረሽ እሞ ቁሩ ርሕቅ ኢልካ ኣለኩ ግን አንደሐር ኡሺ ኢሎምኪ ናየይውን ተተማለኡለይ ታይ ይመስለኪ
@ፈታዊትማሓሪዮውሃንስ
@ፈታዊትማሓሪዮውሃንስ 3 жыл бұрын
@@ማርያመይፀልይለይንባርያኪ ኣነእውን ኣባ ዓረሽ ኣለኩ ተምፂኢኪ ሓብርና
@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ
@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ 3 жыл бұрын
@@ማርያመይፀልይለይንባርያኪ ጸገም የብሉን ግን ሳብያ ሰብ ስለ ዘይረከብኩ ንሳምጣ ዝመጽእ ሰብ እንተረኪብና ክንሰደልኪ ኢና እዮም ኢሎምኒ ብዝኮነ ግን ብከመይ ክረክበኪ ይክእል fb ከኣ ዓጽየዮ እየ የብለይን
@ማርያመይፀልይለይንባርያኪ
@ማርያመይፀልይለይንባርያኪ 3 жыл бұрын
@@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ ስልኪኪ ፃሓፍለይ ኣብዚ
@selamgebrihiwet27
@selamgebrihiwet27 3 жыл бұрын
Nay bhaki neay Wen kulu gezye ab hangoley zenbre hto eyu eti Seli nay ab Zewengel egziabher xegeu yebzhalken Adena Axede Kemeu wen memher Kashun Hwena
@shishaiweldegabriel1491
@shishaiweldegabriel1491 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalhiwet yesmalna xegu yebzahalkum
@abuchiabuchi750
@abuchiabuchi750 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmaalina yehwat 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@naomilove9961
@naomilove9961 3 жыл бұрын
Hito aboni kashun hawey siga hasema nimtay eu zeybila tektina mis ahwat yibiu ilomuni malet abi hadish kidan tahdisu eu ilomuni bejka biztekaleka kitmilseley kixbe eye bejka yekinyeley
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Nay behaki memiher kassahun hawena kal.hiwet ysemealna
@Elen5264
@Elen5264 3 жыл бұрын
Aseyy thtnakn kbreknn btaami zegerm kemti bereket amlak zaeselekn kemau nkulatna yhebena.
@ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ
@ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ 3 жыл бұрын
ሰላም እግዝኣቢሄር ምሳኹም ይኹን እዛ ቪድዮ ግን ሓጺራ ኣባ ዘወንጌል ዝበልዎን ዘይበልዎን ኩሉ ቡኑጹር ካብአን ክንሰምዖ ምደለና ዶስ ኣብ you tube ዘሎ ኩሉ ናይቲ ኑጉስ ጉዳይ ጥራእ እዩ ጌጋ ኔሩ መልሲ ክጽበ እየ ከምፍቃድ ኣምላክ
@smichael9969
@smichael9969 3 жыл бұрын
Ab zhalefe klte gzi interview geyra neyra aya
@ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ
@ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ 3 жыл бұрын
@@smichael9969 ja gn ezi zbelkuwo gn ayelealwon
@smichael9969
@smichael9969 3 жыл бұрын
@@ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ klte kfalat ayen.
@smichael9969
@smichael9969 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/o6PPlKyoq7ZoopI
@smichael9969
@smichael9969 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/Y5LLqJR3rL2KppY
@Fekarkun
@Fekarkun 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet yesmalna 🙏❤❤❤
@sabatasfay3395
@sabatasfay3395 3 жыл бұрын
Kal hiweti yesmalna aehiwat telfoni tahababerena kasahun hawina
@fereweynhadisfreweynihadis2265
@fereweynhadisfreweynihadis2265 3 жыл бұрын
Amen amen amen amen amen amen amen
@fiyorigebray6365
@fiyorigebray6365 3 жыл бұрын
Aseeey brukat ahwatey zmenkum yebarek edmen tenan neakum yekon
@tigistabrahale3295
@tigistabrahale3295 3 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet ywamalna
@merhawiteklehaymanot2871
@merhawiteklehaymanot2871 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 256 МЛН
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 19 МЛН
Win This Dodgeball Game or DIE…
00:36
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 37 МЛН
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 28 МЛН
ኣይትታለሉ! ኣባ ዘወንጌል እንታይ ኢሎም?
14:34
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 15 М.
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 256 МЛН