ኣባዲት ንተኸታተልቲ ይቕረታ ትሓትት... # New Eritrean Video 2024

  Рет қаралды 173,303

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 2 100
@SrafelKidane
@SrafelKidane Ай бұрын
ን ኣባዲት ተድንቅ እስክ ላይክ ርገጸለይ✌️
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 Ай бұрын
God bless both of you.
@ErilulBaHri
@ErilulBaHri Ай бұрын
Love her❤
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 Ай бұрын
❤❤
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Ай бұрын
እዛ ወሽላኽ ስኒ ትራንኳዚኖ 😅
@haniwedigerye7000
@haniwedigerye7000 29 күн бұрын
Sekit terati ​@@mesfinabraham6412
@teklitemahatesfazgi2581
@teklitemahatesfazgi2581 Ай бұрын
ኩቡር ሓው ዮናስ ነዛ ገርሂ ልባ ኣባዲት ንዘጋጠማ ዓንቃፊ ጉዕዞ ሓፍቲ ኩላትና ናብ ቅኑዕ መንገዳ ክትምለስ ዝገበርካዮ ልቦናዊ ማዕዳ ኣዝየ የመስግነካ። ንስካ ንከኣለካ ሓልዮት ከምትገብረላን ሕልናዊ በዓል ሞያ ምኻንካውን ተዓዚብናካ ኣለናሞ ደጊመ የመስግናካ። ጻዕዳ ልባዉን ኣይትጎድእና።ብሓቂ መክበሪ ሞያኻ ስራሕ ትሰርሓለኻ ዮኒ።
@meashoamanuel8215
@meashoamanuel8215 Ай бұрын
❤❤
@ZemeronEyasu
@ZemeronEyasu Ай бұрын
❤❤❤❤
@zumadidat5258
@zumadidat5258 Ай бұрын
ata gedefuwa dehaney meskinayte genzeb elom adenagiroma yekonu ajoki ❤❤❤
@Ob3865
@Ob3865 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶🙏🙏🙏
@lulatukubekit8173
@lulatukubekit8173 Ай бұрын
Don't worry Abadit.Thank you yonas
@lul9652
@lul9652 Ай бұрын
እዋይ ኣባዲተይ መስክነይቲ ድህል ኢላ። ደቂ ኤረይ ደዊልና ኣጆኪ ዘይጋገ ሰብ የለን ንበላ ከም ቀደማ ነጻ ኮይና ከተዛናግዓና
@habenhabibi
@habenhabibi Ай бұрын
Neshtey keae aelata wurzy eyu zetemela
@habenhabibi
@habenhabibi Ай бұрын
Gn keae dmu dmu aestyoma eyom dher keae selah eila keninaae wesida kkkkk
@lul9652
@lul9652 Ай бұрын
ሓፍተይ ኔርኪ ዲኪ ከስትይዋ ከለዉ? ብይከውን ኢልና ኣይንዛረብ በጃኩም ሕጂ ይቅሬታ ኢላ ኣላ ዝሓለፈ ንረስዓዮ።
@user-gk8us2pe9q
@user-gk8us2pe9q Ай бұрын
እወ ጋለይ ድህል ኢላ ገጻ ይምስክር
@habenhabibi
@habenhabibi Ай бұрын
@@lul9652 nsks nerkidi kkk
@rigbeteame5823
@rigbeteame5823 Ай бұрын
ብገርሂ ልባ ተጻዊቶም ክበልዑ ክብሉ ሰብ የንብዑ ኣጀኪ ኣባዲት ጻዕዳ❤❤❤
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe Ай бұрын
ኣባዲተይ ጻዕዳ ልባ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዐኪ ኣድናቂትኪ ጓል ትግራይ❤❤❤
@abitvtube6823
@abitvtube6823 Ай бұрын
ይደምስስዎ ከይዋዓሉ ከይሓደሩ ብግርህነት ደቂ ሰባት ምጽዋት ደው ይበል.
@dawittesfalidet3557
@dawittesfalidet3557 Ай бұрын
Yes
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g Ай бұрын
Nay behaqi begerhnete seb zexawetu loqumaxat medenagerit
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
እወ ክድምሲስዎ ጥራይ እዩ ዘለዎም
@habeshaview930
@habeshaview930 Ай бұрын
Xebuk aleka
@user-im5ke8bo1w
@user-im5ke8bo1w Ай бұрын
Ny behaqi
@asmeromkifle6406
@asmeromkifle6406 Ай бұрын
ኣጆኺ ኣባዲት ሰብ ሩጉም ታይ ዘይገብር ኣጋግዮማ እዮም የሕዋት ልባ ከይስበር ኣጆኺ ንበላ
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g Ай бұрын
Haqeki haftey berkti seb rugum seb zey gebero zeybelu ajoki Abaditey shkorina meqeret edemen tenann yhabki fetari ❤❤❤ 🎉🎉🎉
@user-hu5yl8hx7v
@user-hu5yl8hx7v Ай бұрын
ኣነ ብኹሉ ነገር ምስ ዬናስ ጥራይ ክትመጽእ ኣለዋ ክልቲኩም ትረዳድኡ ኢኩም ተከባቢርኩም ኢኩም ትከዱ ስለዚ ኣባዲተይ ኣጆኪ ጌጋ መናብርትና እዩ❤❤❤
@MichaelAlexander-dy6qf
@MichaelAlexander-dy6qf 29 күн бұрын
ኣነ ውን በጀካ ኣብዛ ቻነል ካልእ ሜዳታት ዘይምቅራብ ይሕሻ ቆራሪጾም ሽር ዝብሉ ቪዶታት ዘይ ምቅራብ ይሕሻ
@diehoffnungbegleitetdichzu335
@diehoffnungbegleitetdichzu335 Ай бұрын
ምስክነይቲ ድውን ኢላ ኣጆኪ ንበላ ። ብጣዕሚ ጽቡቅ ይቅረታ ከማን ተማሂርና ። ምክንያቱ ሰብ ካብ ጌግኡ ይቕረ ክብል ኮሎስ ደስ ክብለላ ❤❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ይቅረታ ብምሕታትኪ ኣጆኺ❤❤❤❤❤❤❤
@tsegezabmengstu1127
@tsegezabmengstu1127 26 күн бұрын
ጻዕዳ ልባ 🫶🏾💖🙏🏾 ኣጆኪ 💪🏾 ኣብ ጉዕዞ ሂወትካ ግድን እዩ ዕንቅፋት ከጋጥመካ ፡ግን ንኩሉ ተጻዊርካ ጉዕዞካ ምቅጻል ጥራይ"ዩ 🚶🏾❤ ኣባዲት ጻዕዳ ልባ 🤍 ንሳ ትዛረቦ ብገርሂ ልባ♥️ ንሳ ትስሕቆ ብገርሂ ልባ ♥️ ንሳ ትቀርቦ ብገርሂ ልባ 🫶🏾 💖 ረኪቦማ ዶ ታ ዞም በዓል ሌባ 👈🏾 ዮናስ ሓወይ ከኣ ናይ በሓቂ 🙏🏾 ዓቢ ሰብ 🤍ክብሪ ዝግባኣካ ሰብ ኢካ 💖🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@senaitgetachew189
@senaitgetachew189 Ай бұрын
ዮናስ ሓወይ ኣንበሳው (Emotional) ጌርካኒ ብሓቂ መሊሰ ፈትየኻ እግዚኣብሄር ይባርኽኻ (well done)❤❤
@senaitghebrezghi9773
@senaitghebrezghi9773 Ай бұрын
Bhaki Yonasom Thanks 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏
@eritrea2748
@eritrea2748 Ай бұрын
Behaki ane kema adenikeyo yonas
@russomyemane1164
@russomyemane1164 Ай бұрын
መግለጺ ግርህነትኪ ኢዩ ኣባዲት ኣብሽርኪ
@semsem4563
@semsem4563 Ай бұрын
ምስ ኣቶ ዮናስ ይሕሸኪ ኣባዲት ሹኮር ።ኣጆኺ ❤🎉
@eyobgebremeskel7572
@eyobgebremeskel7572 Ай бұрын
መቸም ዮናስ ሓውና ዘለካ ትሕትናን ልቦናን ከየድነቕኩኻ ኣይሓልፍንየ የቐንየልና። ኣባዲት ከኣ ኣብቲ ርእሲ መንፋዓትኪ ሳላ ዮናስ ኢኺ ምስዚ ኩሉ ፈታዊኽን ዝናን ክትገብሪ ዝገበረኪሞ ኣብቲ ትገብርዮ ምንቅስቓስን ምዕባለን ካብ ዮናስ ኣይትፈለይ ክብርቲ ሓብትና ሕጂ ከኣ ወጃዕ እናበልኩም ሳላዛክብርቲ ሓብትና ናይ ምሳሕ ዝሰደድልኩም ተዘናግዑ👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaithagos6045
@senaithagos6045 Ай бұрын
አባዲት ሐፍተይ ብጣዕሚ አድኒቀኪ ዘይጋገ አብዲ ዘየኸምስዕ አድጊ ከምዝባሃል ንጌጋኺ ንህዝብና ከምዘጉሃየና ፈሊጥኪ ይቅሬታ ምሕታትኪ ክብረት ይሃብኪ ስለ ንፈትወክን ነኽብረክን ኢና ጉሂና ኔርና እሞ አጆኺ ቀጽልዮ። ዪናስ ሐዉና ድማ ክብረት ይሃበልና ከም ብዓል አባዲት እንዳምጻእካ ተዛናግዓና ዘለኻ ክብርን መጉስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
@ezgamnteklat394
@ezgamnteklat394 Ай бұрын
Bejakom ኣጆኹም ኣጆኺ ንበላ ሰብ ኣይንደሃል👑👑👑👑👑👑👑👑👑❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-jc8qn1dy8p
@user-jc8qn1dy8p Ай бұрын
ዮናስ ሓወይ ብጠዓሚ ኣባዲት ገርሂ ኢያ ግን ንስካ ከምዚ ገርካ ምምላስካ ኢብሪ ይግበኣካ ኢዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ol2io4hv7p
@user-ol2io4hv7p Ай бұрын
ኣጆኺ ኣባዲት ሓፍተይ ።የጋጥም እዩ ግን ክትመሃርሉ ተስፋ ይገብር።
@ኤርትራ
@ኤርትራ Ай бұрын
እዋይ ኣባዲት ድሕል ኢላ ኣቶ ዮናስ ብሓቂ ኣላይ ኩሉ ነገር ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ክብረት ይሃብካ ብነብሰይ ኣነ ብጣዕሚ'የ ዘክብረካ ብኩሉ ነገራትካ ሓወይ ኩሉ ስድራቤታዊ እዮ ንኣባዲት ኣቢድካያ ደስ ዘብል'ዮ ብድሕሪ ሕጂ ተስፋ ንገብር ኣባዲት ናብ ካልኦት ኬዲኪ ከይትነፍሲ ሕጂ ይቅሬታ ተቀቢልና ኣሎና እዚ ወደሓንኪ
@user-wq5vz4yv1i
@user-wq5vz4yv1i Ай бұрын
አቶ ዬናስ አዚካ ዓቢ ሰብ ዘረጃ ኢኻ ንአባዲት ክአ ንስካ ኢኻ ሰባ ናብ ጽቡቅ ዘብጻሕካያሞ ምስጋና ይግብአካ አባዲት ክአ አጆኪ ንኩሉ ከተሐጎሲ ኢልኪ ዝሐሰብክዮዮ አጆኪ ❤❤❤❤
@trhastewelde7873
@trhastewelde7873 Ай бұрын
❤❤❤ ሕጂ ጽቡቅ ጌርኪ ካብ ጌጋኡ❤❤❤ ዘይእረም እዩ ሕማቅ❤❤❤ ሕጂ ግርም ዮናስ ሐዉና ከኣ ዕድመን ጥዑናን ይሃብካ❤❤❤ ኣባዲት ከኣ ሕጂ ክሕስኪና ጆኪ ❤❤ጸላኢ ከም ዘሎ ከኣ ተጠንቀቂ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@awetsport6812
@awetsport6812 Ай бұрын
ኣባዴት ኣደ ኤርትራ❤️🇪🇷 ጌጋ መናብርትና እዩ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና god bless you🙏🇪🇷❤️
@akiaki4783
@akiaki4783 Ай бұрын
Nay bhaqi Ade Eritrea 🇪🇷.
@ማርያመይሕድርኺ-cu9ey
@ማርያመይሕድርኺ-cu9ey Ай бұрын
ኣብ'ዛ ሜድያ ቅልቅል ቅልቅል እንተ በዚሓ ናይ ህዝቢ ኢኻ ትኸውን።ኩላ ትገብራ ብዓይኒ መርፍእ እያ ትሓልፍ።ስለ'ዚ ንድሕሪ ሕጂ ዘማኽሩኺ ርዝን ዝበሉ ሰባት ግበሪ።ኣይፋል ምባል ካኣ ንልመድ፥ንኩሉ ሕራይ ዳኣ 'ሞ።ተዳሂላ ካኣ ኣደንጊጻትኒ።ኣጆኺ ወይዘሮ ኣባዲት።🎉❤🎉
@LuwamHabtemariam-xn8cn
@LuwamHabtemariam-xn8cn Ай бұрын
Aygermekan resa ko awdika jajya
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
እወ ምስኪነይቱ ነተን ዝእብዋ ቕሩብ ገንዘብ ትርእይ ትከዉን እንበር ኩሉ ሰብ ተፈትይካ ዕቃበታት ክትግብር ኣለካ
@lunatewald4812
@lunatewald4812 26 күн бұрын
ሰላም ሰላም የናስ ሓወይ ንኣባድት ኣገሪሆማ እዮም መለበሚ ኣይግበረካ መለበሚን ኣይክለአካን እዩ ኣቶ የናስ ክቡር ሓዉና ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌹🌹🌺🌺💯💯❤️❤️👌
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 Ай бұрын
ህዝብና ማዕረ ክንደይ ኣላዪ ምዃኑ ዘሐጉስ እዩ፡ ብዓል ሚለን ሃይሉ ካብዚ ተማሂረን ናብ ልበን ክምለሳን ይቕሬታ ክሓታን ጽቡቕ እዩ፡፡❤❤❤ ኣባዲት ክንብል በለምበር ኣይተኻዕወን ብይቕሬታ ብምድባስኪ ክትድነቒ ይግባእ።
@merhawigarza9812
@merhawigarza9812 Ай бұрын
ሕጂ ግርም❤❤❤❤❤ ኣባዲት ሓብትና ኣሰንቢድክና ኔርኪ ሕጂ ኣቢድክናን ኣረስሪስክናን ሓያል ሰብ' ዩ ተጋግዩ ካብ ጌግኡ ዝእረም ኣጆኺ ምስ ዮናስኪ ኴንኪ ዝተለምክዮ ዕዮ ቀጽልዮ ከይትስንብዲ ደጊመ ኣጆኺ እንዳዘናጋዕኪ መሃርና
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 Ай бұрын
ኣቶ ዮናስ ለባም መስተውዓሊ ዓቢ ሰብ ኢኻ ኣባዲት ገርሂ ልባ ምስቲ ዋዒኣ ናብዘየድሊ ከይመርሑዋ ክብርን ባህልን ዘራኽስ ነገር ከየስርሑዋ guide ጌርካ ክትመርሓን ክትእርማን ስለዝኸአልካ የቐንየልና ክብረት ይሃበልና።❤ ፈረስ ብዘይ ልጓም መምለሲ ከምዘይብሉ ኣባዲት ብዘይ ከማኻ ዝመሰሉ ሰባት ናብ ህጉም ገጻ ከይተምርሕ ኣቶ ዮናስ ልጓም ናይ ኣባዲት ኢኻ, ዕድመን ጥዕናን ነምነየልካ።❤❤❤❤
@mihretteklomteklom4016
@mihretteklomteklom4016 Ай бұрын
ኣባዲተይ መዓረይ እንቃዕ ብሰላም መጻኪ ካብ ሕጂ ምስ ዬናስ ጥራይ ክትመጽና ንጽበ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ❤❤❤❤❤
@kahase7085
@kahase7085 29 күн бұрын
ኣባዲተይ ጻዕዳ ልባ ኣጆኪ ኣይትታዓንቀፊ ስለ ንፈትወኪ ኢና ኩሉ ሰብ ዓገብ ኢሉ ምስ ክብርኪ ስለዘይከይድ ካልኣይ ካኣ ኣብ ሕብረተሰብና ሓንቲ ጸገም ኣላ ውሽጥና ዘይኣምነሉ ንሰባት ከነሐጉስ ክንብል ውሽጥና ንግደአሉ ግዜ ኣሎ እሞ ኖ ንልመድ❤
@dngleyadegoyta3958
@dngleyadegoyta3958 Ай бұрын
ኣጆኪ ማሚየ ሽኮር አግዚኣቢሄር ጥራይ ኢዩ ዘይ ጋገ አምበር ጌጋ መናብርትና አዩ ይቅረ ምባል ከኣ ናይ ለባማት አዩ ክቡር ባባ ዮናስ ከኣ ልቦናካ መግለጺ የብሉን ርአስኪ ከይተድንኒ ኣጆኪ ማሚየ ሽኮር ዕንቅፋት ዘይ ብሉ ዓወት የለን ኣጆኪ መመሊስኩም ኣምጽኡልና ገርሂ ሰብ ከኣ ግርህነቱ ሪኡ ዝብደሎ ሰብ ኣይሰኣንን አዩ ጌጋ ከኣ መምሃሪ አዩ ዝኮነካ ጌጋ ተዘይ ህሉ ኣብ ርአሲ ርሳስ መደምሰስ ኣይምተሰርሐን ኔሩ❤❤❤❤❤❤
@user-id3xo1xs2v
@user-id3xo1xs2v Ай бұрын
ጸሎት ኣገዳሲ። አዩ። ምስትውዓል። ክበና። ❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Ай бұрын
ብሓቂ❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ብልጽቲ comment
@sarakiros4294
@sarakiros4294 Ай бұрын
Absolutely 💯
@Giday-dz8wt
@Giday-dz8wt Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@freselamgualteklay8660
@freselamgualteklay8660 Ай бұрын
በሓቂ ኤርትራወያን ኣድኒቀኩም ምክንያቱ ንሓደ ሰብ ክጋገ ከሎ ትጋገ ኣለካ ትብሎ ጽቡቅ ተሎ ከኣ ጽቡቁ ኣለካ ኢልካ ትነግሮ ስለዚ ኣብ ኣባዲት ዘርኣክሞ ነቀፌታ በሓቂ ዝነኣድ እዩ ብፍላይ ከምዚ ገይሩ ተገዲሱ ደዊሉ ጌጋካ ዝነግረካ ሰብ በሓቂ በዓል ህልና እዩ ኣባዲት ለዋህ ዘይጋገ ሰብ የለን ኣጆኪ ጽቡቂ ዝደለዩ ሰባት እዮም ደዊሎምልኪ
@AsmeromHailemariam-uq6tl
@AsmeromHailemariam-uq6tl Ай бұрын
ሽግር የለን ኣጆኪ ፥እንጀርኦም ከዕብዩ እንድዮም ኣጋጌሙኪ it's ok ኣይትጨነቂ ግን ጥንቃቀ ካብ ሕጂ እግዚኣብሄር ጾምናን ጸሎትናን ይባርኸልና እመ ኣምላክ ምሳና ትኹን።
@user-oc5xh8tq1n
@user-oc5xh8tq1n Ай бұрын
Amen
@user-ns3wq6rt7q
@user-ns3wq6rt7q Ай бұрын
ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ዮኒ ሓውናን ነዛ ሓብትና ናብልባ ምምላስካ ከምዚ ገርካ ብጣሚ የምስግነካ ኣለኹ ❤❤ኣባዲት ሓብትና ኻኣ ካብ ሕጂ ተጠንቀቂ ሓደራ ይቅረ ይኹንኪ ኣጀኺ❤❤❤ብጣሚ ኮርኢና ኢና ግን እንታይ ይገበር ሕጂግን ሓደራ❤❤❤ዮኒ የቀንየልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gualabaytigray
@gualabaytigray 27 күн бұрын
ዋይ ማማዋይ ኣጆኺ ብዙሕ ክፉእ ኣይገበርክን ♥️🤎
@maekele384
@maekele384 Ай бұрын
ንስኪ ጻዕዳ ልባ ኢኺ ሓው የናስ ውን ኣይትኪዲ ክብለኪ ኣይክእልን እየ መሰልኪ እዩ ብምባልካ ብጣዕሚ ልቢ ዝትንክፍ ናይ ለባም ዘረባ ኢኻ ተዛሪብካ ከማኻ ይብዝሑ❤❤❤❤❤
@WorkiTekie
@WorkiTekie Ай бұрын
ኣጀኺ ኣባዲቶም ገጋ መናብርትና ኢዩ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 Ай бұрын
ኣቶ ዮናስ ድሕሪ ካሜራ ቅሩብ ብዛዕባ እዚ ማሕበራዊ ሚድያ ብውሑድ ቅሩብ ኣፍልጦ ንኽህልዋ እንተትገብር ጽቡቕ እዩ።ኣዝያ ተዳሂላ ምስኪነይቲ ኣጆኺ በላ❤ነዚ ርእይቶታት ከማን ከተንብቦ ከም ዘለዋ ክትነግራ ኣለካ ምኽንያቱ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ኢንተርነት ኣጎልጉሎት ውሑድ ብሙዃኑ ተገዲሳ ዳ ኢንተርነት ከይዳ ገለ ሓበሬታት ከተእክብ ኣለዋ ብዝኾነ ኣጆኺ❤
@tiebeanday1276
@tiebeanday1276 Ай бұрын
❤❤❤
@natanemkendel3445
@natanemkendel3445 Ай бұрын
@sssg9010
@sssg9010 27 күн бұрын
Nay behakii tmhrti yedlya alo..meskin rekiboma eyom ..
@klaravitaklaravita2016
@klaravitaklaravita2016 17 күн бұрын
Btkkl xbuk giera ktrseon ktfelton hagza ato yonas❤❤
@mebrahtuabay4339
@mebrahtuabay4339 Ай бұрын
ኣባዲት ብጣዕሚ ዊዒኪ ኣነ.ሲ በየናይ ተረኽበ ኢልካ ትገብሮ ጸላኢኻ እዉን ብቀሊሉ ይጻወተልካ ቀዳምነት ንነብስኺ ካላይ ካኣ ንሃገርና ምስትውዓል ከድሊ ኢዩ የናስ ሓውና ድማ ብጣዕሚ ንፈዕ ጋዜጠኛ ኢዩ ቀጽሎ ዓመት ንሓፋሽ ❤❤🇪🇷
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 Ай бұрын
መኣረምታ፥ ክብርን ምስጋናን ንእ/ር ጥራይ እዩ ዝግባእ ክብል ኢለ እየ። ንሰባት ክኣ ክብረት ይሃበለይ ከምቲ ዝበልክዮ።
@fenantsegay6143
@fenantsegay6143 Ай бұрын
እንታይ ዝበልዋ ሽኮርና ሰበይቲ እያ ልቦና ዝተዓደላ ። ኩሉ ግዜ ዓድማ በጃካ ❤❤
@dawittesfai3349
@dawittesfai3349 Ай бұрын
ኣባዲት ኣጆኪ ንፍዕቲ እንዲኺ ዘይጋገ ሰብ የለን ። መለበምን ኣይግበርካ መለበምን ኣይኽላእካ እዩ ዝበሃል ይቕሬታ ምባልኪ ጎበዝ ኢኪ ተስፋ ከይትቖርጺ ኣብ ቅድመኺ ብዙሕ ነገር ይጽበየኪ ኣሎ።
@SelamSharon
@SelamSharon Ай бұрын
ንክገርመኩም እዛ ሰበይቲ ክእለት ኣለዋ ግን መኣዝን ዘትሕዛ ያ ትደሊ, ዮኒ ሕድርኻ ተኸታተላ ❤❤❤❤
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi Ай бұрын
​@@SelamSharonኣረጊት ሰበይቲ እንታይ ከማእዝና ስትር ኢላ ደቃ እንተትዕቢ ማሓሻ።
@Freselemon348
@Freselemon348 Ай бұрын
Don’t go anywhere to the social media,just with ato Yonas ❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
Ya yonas kalya ykial u❤
@Robi-94
@Robi-94 Ай бұрын
ኣጆኺ ኣባዲት ኣባዲትና ማዕረ ክንድኡ ግርህነት ኣየድልን ኢዩ ሰብ ተንኪሉ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘሎ ህዝቢ ልብና ረሲሑ ኢዩ ደጊሉ በቃ ስለዚ ጥንቅቅ ዳኣ በሊ ክንስሕቅ ብልቢ ኢና ንፈትወኪ ❤❤❤❤
@Ostirch
@Ostirch Ай бұрын
እዋይ ምስክነይቲ ኣዘራርብኣ ከማን ዚሒሉ ተዳሂላ መስለኒ ኣጆኪ ኣባዲተይ ካብ ሕጂ ባህላዊ ናይ ቀደም ስርሒ ኣባዲተይ ምስ ኣቶ ዮናስ ❤❤❤
@yowalove2200
@yowalove2200 Ай бұрын
Ajoki Abadit shikorrrr xegam yelen zeygage seb yelen gerhi sel zkonki eki komu geyrki we love you more❤❤❤❤
@hailemichaelghebrezgabiher1363
@hailemichaelghebrezgabiher1363 Ай бұрын
0😮 0:30 😅😊
@milkakiflu3284
@milkakiflu3284 Ай бұрын
😂😂😂​@@hailemichaelghebrezgabiher1363
@bisrattesfagabr1751
@bisrattesfagabr1751 Ай бұрын
ገርሂ ሪኦምኪ አዮም ኣሽክዖምኪ ብዝኾነ ብገጉኡ ዘይእረም አዩ ሕማቅ ኣጆኺ 💙🩵💙
@TefahiwetOkbagergs
@TefahiwetOkbagergs Ай бұрын
እሶም ብጒርሖም እስኺ ብገርህኺ ጽገም የብሉን ኣጆኺ
@hiwetsereke5012
@hiwetsereke5012 Ай бұрын
ኣነስ ኣባዲት ኣይኮነትን ኢለ ነይረ ድሓን ድክል በለምበር ኣይተካዕወን ኣባዲት ሽኮር❤️🇪🇷🌹🌹
@user-ei5mf5xb7f
@user-ei5mf5xb7f Ай бұрын
ጽቡቅ ዝገበረ ጽቡቅ ተዝፍደስ ብዕራይ ዱቃ ስዋ ምሰተየ እዩ ጻዕዳ ስብ ከኣ ንሰብ ክብል አዩ ዝብደል ናትኪ ከኣ ካብ ግርእነት እዩ ኣጆኪ ማማ ኣባዲት❤️❤️❤️
@everlasting5592
@everlasting5592 Ай бұрын
አጆኺ ወ/ሮ አባዲት ሐፍተይ ጌጋ አብ ኩሉና ዘሎ እዩ፡ አብ ጌጋኻ ምንባር እዩ ጽቡቅ ዘይኮነ እንበር፡እቲ ተጋግዩ ካብ ጌግኡ ዝእረም ሰብ ንሱ ዕውት እዩ ። ስለዚ አጆኺ ንፈትወኪ ኢና ቡሩኻት ይሕዋት ፍቅርና ንለግሰላ ❤ አቶ ዮናስ ♥️ ምቅሉል የቐንየልና ።❤❤
@ftawrusom8234
@ftawrusom8234 Ай бұрын
አጀኦኽ ፈታዊ መሲሉ ጸላኢ ከምደሎ አይትዘን ግዒ አምላኽ ይሐግዝኪ አባዲተይ አሜን
@FilimonMahdere
@FilimonMahdere Ай бұрын
ገሪሙኒ በጣዕሚ ክብረት ወላዲት ዘይብሎም ሑሱረት ሰባት እዬም ግን ማማ ኣባዲት ነዞም ኣብ ስደት ንነብር ከም ወላዲትና ኢና ንጥምተኪ ኣጆኺ ዘይጋገ የለን GBU🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-jz6of2ye9c
@user-jz6of2ye9c 26 күн бұрын
Ajoki mama abadit shkorrrrtt❤❤❤❤❤❤ we love you
@EriHope2024
@EriHope2024 Ай бұрын
We all make mistakes. There is no need to apologise. We still love her, and we will continue to support her 🎉❤
@helenkidane763
@helenkidane763 Ай бұрын
አጆኺ አነስ ምስ ጋዘጠኛ ዮናስ እዩ ዝብረሃኒ አባዲት ጻዕዳ ካብ ሕጂ ጥራይ አስተውዕሊ❤❤❤
@user-rm3of2jy1t
@user-rm3of2jy1t Ай бұрын
ድህል ኢላ ምስኪን ኣጆኺ ኣባዲት ❤🇪🇷❤
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 Ай бұрын
እወ ኣባዲት ኣጋጌሙኪ እንድዮም ንዝቅጽል ተማሃርሉ ኣስተዉዕሊ ብልጽቲ ኣደ❤❤❤❤።
@genettuku4951
@genettuku4951 Ай бұрын
አባዲት ሽኮር አጆኪ ከሙኡ እዩ አጆኪ ከም ቀደሚኪ አነ አካ ብወገነይ ዋላ ተሰንበድኩ ንሶም ከሙኡ በሊ ኢሎማ አዮም ኢለ ንሶም እዮም ሩጉማት አባዲት ሽኮር ኢኪ ንቢናም ክትቅበልዮ ካለኪ ምስ ርአኩኪ ተሐጉሴ ሐቢቢት ❤❤❤❤❤
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 22 күн бұрын
🇪🇷🙏🏽💖ኣባዲት ጻሓይ ኣጆኺ 💖🌹🇪🇷
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb Ай бұрын
ኣባዲቲና ብጣዕሚ ኣድኒቐኪ ኩሉ ወዲ ሰብ ብፍላጥ ይኹን ዘይምፍላጥን ብዙሕ ጌጋ ተገይሩ አንድዩ ተጋግየ'የ አሉ ጌጉኡ ዝእምን ዳርጋ ዘይተጋገካ አዩ።ንዓኺ ጥራይ ዘይኮነ ንኹሉ ሰብ ዓቢ ትምርቲ'ዩ ።ኣጆኪ ..ኣነ ሓንቲ ካብቲ ነቀፈታ ዝጸሓፍኩዋ ተመላሲታትለይ ኣጆኺ .። ጽቡቅ ዕድል ይትምነየልኪ❤ ዮኑ ሓውና ብጣዕሚ'የ ኣብ ኩሉ ጊዘ ንመደብካ ተኸታሊት አየ አሞ ብጣዕሚ የድነቀካ ።
@user-pf1ls8fh3y
@user-pf1ls8fh3y Ай бұрын
ኣጆኪ ኣባዲት ዘይጋገ የለን ኩላትና ደዊልና ኣጆኪ ንበላ በጃኩም ተዳሂላ ኣላ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@matanarel9857
@matanarel9857 Ай бұрын
ኣጆኺ ኣባዲት ሓብተይ ጌጋ መናብርትና እዩ ካብ ጌጋኻ ዘይምምሃር እዩ ሕማቅ ኣጆኺ ንፈትወኪ ኢና ኣብ ጎንኺ ኣለና ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@hananmohammed7121
@hananmohammed7121 29 күн бұрын
Ajoki Abaditey kem qedemna ab goniki alena aytishaqeli ❤😊
@tesfayfyori4752
@tesfayfyori4752 28 күн бұрын
ኣጆኽ ጋል ኣረይ ሹከር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋💋
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 Ай бұрын
Hasadat yom ezom ajoki Abadit gerhi seb ❤❤❤
@russombana3378
@russombana3378 Ай бұрын
ትምህርቲ ኢዩ መቀረት ሓፍተይ ኣቶ ዮናስ ከኣ ምዕድ እንዳ በልካያ ደኣ❤❤❤
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 Ай бұрын
ኣባዲተይ ❤ እንቋዕ ብድሓን መጻኺ ድምጺ ህዝብኺ ብዝግባእ ሰሚዕኪ መልሲ ስለ ዝሃብክና ንሕና ውን ነመስግን ።
@SalemTesfagabir
@SalemTesfagabir Ай бұрын
Bemjmrta thank you yoni &abadtey betaeme ey zemsgnka yoni hawey neay kea thank you aydlyen eyou gubey ey gere enqae dagmay terakbna ab gonkum alna❤❤❤❤
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg 29 күн бұрын
Nay bhaki yonas lebam bsul mestewali kubur seb abaditey ka ms yonas waza ms kumneger tray eyu ztsebkelki gega keydgem❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@trhastsige2295
@trhastsige2295 Ай бұрын
ኣባዲት ሽኮር ከምዚ እዩ ዘጸብቐልኪ ምስ ዮናስ ኣጆኺ ❤❤❤❤ህድእ በሊ ዘውድቕ ድኣ ኣበይ ክስኣን ኣይትድሃሊ ጥራይ
@letengusokbe7029
@letengusokbe7029 Ай бұрын
ኒፍዕቲ ማማ አባዲት ፍጹም አምላክ እበር ፋጹም ሰብ የለን ስለዚ ቢገጋኺ ምኢራምኪ ንፋዕቲ ንፍአት ኩሉኹም❤
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ ማዓረይ አቶ ዮኒ ሐውና ለባም መሰተውዓሊ ብጣዕሚ ኢና ንፍትወካ ኩሉ እቲ አቃራርባካ ንሰብ ዚሰሕብ ክእለት አለካ ክብር ሐወይ ብአካ ሕጉሳት ኢና ናይ አባዲት ካአ ካብ ጌጋአ ተአሪማ አላ አጆኪ ንፍትወኪ ኢና ከም ቀደምኪ አባዲት ሐፍተይ ክብረት ምሰ አቶ ዮኒ እዮ ዘሎ አጆኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ንኩሉኩም ፊጣሪ ደቂ ሐላል መሬት ኤርትራ 🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🌿🌾☘️🌴☘️🌾🌿🌿🌾☘️🌴☘️🌾🌿🌾☘️🌺☘️☘️🌾🌿🌾☘️🌴☘️☘️🌿🌾🌴☘️🌿🇪🇷
@TemesgenAmlakey-yu4yf
@TemesgenAmlakey-yu4yf Ай бұрын
Mama Abadit lewah Ajoki ,Amlak kab kfuat gbri sebn xelaen yhalki ❤❤❤❤
@user-mr8tk7yz4n
@user-mr8tk7yz4n 29 күн бұрын
የናስ ዕድመንጥዕናንን ንዓካ❤❤❤❤❤❤❤
@user-qk2fo4hm1o
@user-qk2fo4hm1o Ай бұрын
አጆኪ ኣባዲተይ ዘይጋግ ስብ የለን ካብ ህጂ ንንዮው ክም ቀደምኪ ቅጹልዩ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@user-co8tu9ew9o
@user-co8tu9ew9o Ай бұрын
ዮናስ ቡሩኽ ተባረክ ኣባዲት አዝያ ገርሂ ሰብ ኢያ ሰለ ዘዕረኻላ ነመስግነልኻ 🥰🥰🥰🥰
@azebhagos9374
@azebhagos9374 Ай бұрын
ኣባዲት ዓባይ ሰብ ኣጆኪ ኣጋግዮሙኪ እዮሙ ምስ ኣቶዮናስ ቀጽልዮ ኣጆኪ ብጣዕሚ ኢና ንፈትውርኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kisanet4715
@kisanet4715 Ай бұрын
ከም ግዚኡ ሎሚ ኮምኡ ዩ ዮናስ ንርስኡ ፍቀዶ ቻነላት እንዳኸደ
@HelenKifle-yp3ps
@HelenKifle-yp3ps Ай бұрын
Yonas hawna hji kenetebaba ajoki knbla eyu zgbiana kemti zbeleto kea seb koynu zeygage yelen so qurub ab azerarba aytdhala …. ajoki abaditey kulna kem qedema msti des zbl sehaqa ktmlesena dewilna sehaqki ena ndeli nbela ✌️ 🇪🇷 🙏 AND ❤THANK YOU YONAS .❤
@merhawitesfamikael3538
@merhawitesfamikael3538 Ай бұрын
ምስንባድ እኮ ሰምቢድና ኢና ዳግማይ ከምዚ ኢልኪ ብምርኣይና ሕጉሳት ኢና ። ይቀንየልና
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 Ай бұрын
ንፍዕቲ ኣባዲት ሽኮር የቀንየልና ዮኒ ሓወይ ንኣባዲት ደጊምካ ናብ ህዝቢ ብምቅራብካ ደጊመ የመስግነካ
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 Ай бұрын
ኣባዲተይ ሽኮር ኣጆኺ ዳሓን ኣይትታዓንቀፊ ጌጉኡ ኣሚኑ ሶሪ ዝብል በሊሕ ሰብዩ እሞ ጸገም የብሉን ሓውና ዮናስ ድማ ክብረት ይሃብካ ንሓፍትና ከይትስንብድ ኣተባብዓያ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@liveraweyynwa1010
@liveraweyynwa1010 Ай бұрын
ዝበለጸ ሰብ ካብ ገጋኡ ዝእረም ኢዩ ኩላና ምሳኪ ኣለና ዘስሕቅክናን ዘዘናግዕክናን ዝመሃርኪናን ይበዝሕ❤❤❤❤We love u so much
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg 29 күн бұрын
Abaditey ka zeygage Yelen kab gegau deymehar tray eyu hmak ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@efremsium5816
@efremsium5816 11 күн бұрын
ዘይጋገ ሰብ የለን አባዳቲ ብጌጋ ዘይማሃር እዩ ጌጋ be strong
@russombana3378
@russombana3378 Ай бұрын
ዓወት ንዓኺ ይኹን ኣባዲት ሽኮር❤❤❤
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 Ай бұрын
ኣነ ከማን ብቑራጽ እየ ርኤያ ግን ተጋግያ ኢለ ስቕ ኢለ ኣይተኸታተልክዎን ጸገም የብሉን ኣጆኺ ኣባዲት ዓይነይ ገርሂ ስለ ዝኾንኪ እዩ መምሃሪ ከኣ ይኾነኪ ሓቢብቲ ኣና❤❤❤❤❤❤❤❤
@gideomberhe7620
@gideomberhe7620 Ай бұрын
ክብርቲ ሓብተይ አባዲት አጆኺ ግርህነት ኢዩ ወይ ናትኪ ቅንዕና ኢዩ ናብዚ አብጺሕኪ ደጊመ አጆኺ አይትሰከፊ
@user-kx4kk2dx7d
@user-kx4kk2dx7d Ай бұрын
እዋይ ሓፍተይ ሕሱማት ረኺባ እንበር ንሳስ ጻዕዳ እያ ኣቶ የናስ ንስኻ ኢኻ ትሓልየላ ሕጂ እውን እንቃዕ ኣምጻኻያ ኣጀኺ ካብ ኹፉእ ነገር እውን ንትምህርቲ ውሰድዮ ሰብ ጥዑም ሰብ ሕሱም ኣቶ ዮናስ ንስኻ ጅግናን ወረጃን እኻ እሞ እከያት ዘባላሸውላ ንስኩም የዕሪኹሞ ኣለኹም እሞ ክብሪ ይግባኣኩም ዩ ❤❤❤❤❤ደቂ ኤሪ
@almazabraha4674
@almazabraha4674 Ай бұрын
🙏ክብርቲ እጆኪ እጆኩም ሴብ እይሓሱ እይ እስሬቄ ሓሲዩ ሴብ እዬባእስ እንቤር ሴብ ቴጋጊዩእ ኢዩ ጹቡቅ ድሴርሕ እኔ እኾእ እንታይ ሙኾና ጤንቂ እቅሬታኪ ስሌ ዝሴማዕኩ ኢዬ ምሴማዕኩእ ኢዬ ቴጌሪሜ እም ቤታ ኬምታ ግርህናኪ ትጌብሪያ ቄጺሊያ ጥራሕ ኢዬ ድብሌኩም እጆኩም ቴጌሪካን ብልብካን ክኬውን ኢዩ ሜቄሬት ዴሌዎ እጆኩም ኬም ናዓኩም ድጥዕሜኩምን ድቴሴማዓኩምን ቄጽልዎእ ኢዬ ድብል 🙏🙏❤❤❤💯💯🇪🇷🇪🇷😍😍🥰🥰🇨🇭
@mahasinadam2063
@mahasinadam2063 Ай бұрын
We hope she won't be taken advantage of again and her time will not be wasted. Leave her alone to take care of her family, her job, continue her education and develop herself. We all love you. All respect to you Younas
@user-ep2hy5ij8o
@user-ep2hy5ij8o Ай бұрын
ኣጆኪ ኣባዲት ሓፍቲይ ጌጋ ምስ ወዲ ስብ ዘሎ ኣዪ ካብ ጌጋኻ ዘይምማሃር አዩ ኣቲ ሕማቅ ሕጅ ድም ኣብ ጎኒኪ ኣለና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@kidu2pac259
@kidu2pac259 Ай бұрын
ብዘይካ ፈጣሪ ዘይጋገ ፍጹም የለን። ንዝገበርኪዮ ንእሽተይ ጌጋ ብዓቢ ሞራል ይቕሬታ ክትሓቲ ደጊምኪ ምምጻእኪ ንባዕሉ መርኣያ ሓይልኽን ብሉጽነትክን ኢዩ። ምኽንያቱ ይቕሬታ ምባል ቀሊል ከሎ ግን እቶም ሓያላት ሰባት ጥራይ ኢዮም ዝኽእልዎ። ኣጆኺ ኣባኺ ዘለና ክብሪ ይውስኽ እንበር ኣይጎድልን ኢዩ። ኣብነታዊት ኣደን ሓፍትን ኢኺ ኣባዲተይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ❤
@semiramohammedali9974
@semiramohammedali9974 29 күн бұрын
Don't worry about anything and just be happy we love you
@user-cx1zb9wl5m
@user-cx1zb9wl5m 28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ajoki aytdhali seb rugum entay zeygebr
@user-dp6vj9qw8y
@user-dp6vj9qw8y Ай бұрын
ዮኒ ዓቢ ሰብ ጽቡቅ ጌርካ :: ጠቅላላ ህዝብና የዋህ እንዲዩ ንኣባዲት እቲ ጉልጽነታ መዝሚዞም ሕማቅ ሰሪሖም :: ብዝኮነ ጋዘጤኛ ሙኻን ብስነምግባር ዝምእዘዝ ክኸውን ይግባእ እሞ ዮኒ እቲ መባእታዊ ክትገብሮ ዘለዋ አማኽራ:: ብዝተረፈ አጆኺ አባዲት ቀጽሊዮ: አባዲት ካብ ዮኒ ወጻኢ ትገብሪዮ መቀረት የብሉን እሞ ህብብነትኪ ምስ ዮኒ ጥራሕ ይኹን
@senaitghebrezghi9773
@senaitghebrezghi9773 Ай бұрын
Bhaki 🙏
@mahasinadam2063
@mahasinadam2063 Ай бұрын
A great, kind, innocent woman who had no malice. She was taken advantage of. I was very sad to see her in this situation. Her laughter and cheerful spirit are gone. I hope she learned her lesson. All my love to her and to you, Younas.
@MeseHeraro
@MeseHeraro Ай бұрын
Ato yonas btaemi zbuq girka dea hzelna nmama abadit zeygage yelen dehan ❤❤❤❤
@asmaraeritrea8632
@asmaraeritrea8632 Ай бұрын
Abadit ajoki aytjejwi kinbl bele enber aytekaewen yiblu abotat ❤❤❤Ato yonas kea kibri yihabka ❤❤❤
@user-nz8ol4ph5t
@user-nz8ol4ph5t Ай бұрын
Thanks ato yonas bitami xibuq srah,yqre yikunki abadit anbesa,
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,3 МЛН
ДОКАЗАЛ ЧТО НЕ КАБЛУК #shorts
00:30
Паша Осадчий
Рет қаралды 933 М.
ንዓይ ገዲፋያ ምስ ኣቡኣ ትዘዉር ዘላ josias denden
25:48
Aug 22/2024 ፍለጥ ወዲ ሓዎቦይ
54:52
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 44 М.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,3 МЛН