Abadit Tsegay - Gal meskel | ጓል መስቀል - New tigrigna Music 2021(Official Video)

  Рет қаралды 1,103,510

Venus music

Venus music

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@Phillysiye24
@Phillysiye24 3 жыл бұрын
ንሕና መልዓሳ፣ ስመጃና፣ ዓዲ ጉልቲ፣ እንዳ ዳሽም፣ ሰርሓ እምባ ምድሓን፣ ወዘተ.... ብጣዕሚ ጽቡቕ ባህሊን ክብርን እዩ ዘለና ስለዚ ድማ ኣብ ባህልና ክብርታትናን ነተክር።
@መጻእየይብሩህዩ
@መጻእየይብሩህዩ 3 жыл бұрын
ባህሊ እስመጃና ባህሊ ኩልና ዩ ወዲ ኣከለ ሓላል ።
@teklemaryamandom7185
@teklemaryamandom7185 3 жыл бұрын
ኣበይ ዩ እዚ ቦታታት ትጽዎ ደለካ ኣብ ትግራይ ድዩ
@dashimetayshow
@dashimetayshow 3 жыл бұрын
@@teklemaryamandom7185 እወ
@Eruna1993
@Eruna1993 3 жыл бұрын
@@teklemaryamandom7185 ኣይ ኣሽሙር ድዩ ዝኸውን ዘሎ ተደንግጽ
@JesusisNGUS
@JesusisNGUS 3 жыл бұрын
ክሓተካ ዓዲ ታል ኣበይ ይምደብ ካብዘን ዝበልካየን ኣቡኡ ዩ ዳ fazerey
@ድምጺልቢ
@ድምጺልቢ 3 жыл бұрын
ኩኑ ከም ሰንዓፈ(ስመጃና) ዋልታ ባህሎም። ምስ ዝኩሉ ሽግራትን ጸቅጣዊ ስርዓታትን ካብ ባህሎም ነቅ ዘይብሉ ፈተውቲ ባህሎምን መንነቶምን።
@ጋልሰንዓፈ
@ጋልሰንዓፈ 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ዕልልልልልልል ካብ ልቢ ንናፍቆ ባህሊና ኣብ ዚመጽኢ ዓመት ኣብታ ንፈትዋ ዓድና ነብዕሎ ይግበረና ❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@aronhaile9966
@aronhaile9966 3 жыл бұрын
ታዓወቲ ስነ ጥበበኛ ኣባዲት ጸጋይ!! እዛ ካብ ሓደ ናብ ሓደ ትሕመስ ዝነበርት ክብርቲ ባህልና ሕጂ እያ ዋናኣ ረኽባ። መሽም ነዝ ላዛ ዘለዎ ሙውት ዘተስእ ባህላዊ ጸወታ ከሰከሰ ምላሽ ሽመጃና ኣብ ደቃይቅ ዝይመልእ ቅንትን ድርሰትን ዋሃ ዝበለ ደርፊ እኻ ተሕትም። እዝ ደርፊ እዙይ ድማ ኣብ ግዜ ዮውሃንሰ መስቀለ ኣቡነኣንበስ ዝጽወት ኩቡር መኒነታዊ ባህሊ እዩ፡ነዝ ብሰንኪ ጨካኒ ስርዓት እንዳ ሃሰሰ ዝኸይድ ዘሎ ባህልና ናብራ ስደት በድህኺ ዝገበርኪዮ ኣበርክቶ ኣዝዩ ዝናኣድ ስራሕ ኣበርትዕኪ ክትቅጽልዮ ድማ ንላቦ ክብርቲ ሓፍተይ። መሸም እዝ ደርፊ እዙይ ክድረፍ ከሎ ኣብ ቅድሚ ዓንኻ ዝርኤየካ ነገር ኣብ እዋን መስከረም ብዙሕ እዩ፡ ዕበባታት መሮር እትረፍ ሰብ እንስሳታት ጸግበን ከሳራሰራ ሸውት ዑፉን ኣኻል ምስቲ ጽቡቅ ግርማኦም ብንፋስ ክቃሳቀሱ ቅንያት ዮውሃንሰ መስቀለ ፍሉይ ትዝታ ኣለዋ። ብልቢ ነመስግን ኩሉኹም ኣብዛ ስራሕ ኣበርክቶኹም ዝገበርኩም!!
@alenadema8334
@alenadema8334 3 жыл бұрын
Eske deki senafe and erob rigexuni zebeyena bahli bihafecha kulukum hibunat bi bahli tigrigna 💙💙💙
@yrgawchahmachanel6929
@yrgawchahmachanel6929 3 жыл бұрын
እዚ ስራሕ እዚ ብጣዕሚ ብጽዑቅ ነቲ ሓቀኛ ባህልና ንክምለስ ክንሰርሓሉ ዝግባእ ዓቢ ሃብቲ ዓድና ኢዩ ። -- ጽቡቅ ስራሕ ኣባዲት ጸጋይይ
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 3 жыл бұрын
እዚ'ዩ ባህሊ ዓደይ እቲ እንዳጠፍአ ዝከይድ ዝነበረ ባህሊ ከምዚ ኢሉ ክትሪኦ ካብ ንቡር ንላዕሊ ኢካ ትሕጎስ ክብረት ይሃበልና ካብዚ ንላዕሊ በርትዒኩም ክትመጹ ወትሩ ትጽቢትና'ዩ። ወይና'የ ወይናየ ወየናየ ወይናይ ቀጢን መዓንጣኻ ዘይሰተየ ማይ❤
@bahlnainfo780
@bahlnainfo780 3 жыл бұрын
ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ካብ ዝፈረዩ ባህላዊ ደርፍታት እታ ኣዝያ ዝሰሓበትኒ። ባህልናን ክብርናን ናብ ንቡር ንምምላስ ድማ ከምዚአን ዝበላ ኣሕዋት ምትብባዕ የድሊ። ክብረት ይሃብኪ ዝሓፍተይ። ንፍዕቲ
@formafireck3833
@formafireck3833 3 жыл бұрын
Alkum do Deki senafa gulmkeda delbesa Erob behel ageme. Guzaya ❤️❤️❤️❤️
@bruksamiel8652
@bruksamiel8652 3 жыл бұрын
Atum nenatka yu zekuraka ezi natna bahli iyu nay eritrawyan🇪🇷iyu nay agame aykonen nay erob wn aykonen
@formafireck3833
@formafireck3833 3 жыл бұрын
@@bruksamiel8652 Ertitrgn koko ena behel foteru emo bedehru ney Eritirey behel eyu belu meder tsegetgn ney tageru behel ney tageru koko ney tageru fidel ekum tetekim, Eritirey menem terek kona behel yeblen
@bruksamiel8652
@bruksamiel8652 3 жыл бұрын
@@formafireck3833 tgrgna diki txhfi zeleki hji🤔🤔bhaki wala hade ayteredann
@formafireck3833
@formafireck3833 3 жыл бұрын
@@bruksamiel8652 tigergn seb wena alnalu Eritirey ney arab hegar ebar tigergn hegar aykineti arab xehef tigergn daa kemey geru kerdak
@bruksamiel8652
@bruksamiel8652 3 жыл бұрын
@@formafireck3833 denkoro haftey xhifki slezeykealki yu zeyteredani mebekol tgrigna ab eritrea ab akeleguzay eyu akeleguzay kea adna eyu natkum geez yu geez tezarebu enda mebeqol albo
@astrastarlight894
@astrastarlight894 Жыл бұрын
Wonderful Meskel song and beautiful ladies.❤❤❤🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻🌿🌻
@wedierewedisenafe3805
@wedierewedisenafe3805 3 жыл бұрын
ኣይትላዓልን ዶ ኣይትላዓልንዶ ጎበዝዜ ኣታ በዓል ማዕዶ። ዓድና ለምለምየ ኣለኺዶ ከምቲ ናይ ቀደምየ። well done guys. Really nice.
@ኾኾብዕባይዓጋመ
@ኾኾብዕባይዓጋመ 3 жыл бұрын
ኣብዚ ኣሎ እቲ ጡዑም ባህልና እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሩሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ኣብ ዓጋመይ ዘለኩ እበር መሲልኒ ፀኒሑ
@selinagaleri4650
@selinagaleri4650 3 жыл бұрын
Ab isreal eiyen zelewa deki senafe eiyen
@ካብብወረብእተነጸረ
@ካብብወረብእተነጸረ 3 жыл бұрын
Dahan koki ayney ane keman ab senafe zeleku konu eyu tesmain bufilaye ruba adey mes raku 🌻🌼
@ኾኾብዕባይዓጋመ
@ኾኾብዕባይዓጋመ 3 жыл бұрын
@@selinagaleri4650 ደቂ ሰንዓፈ ምኳነን ስለ ዝፈልጥኩ እድየ ግዲ ጡዑም ባህልና ክብል ፀኒሐ ብሮ ወዮ ጊዜ ኮይኑ እበር ምሽ ዓጋመን ሰንዓፈን ኣይኮነን ኤርትራን ትግራይን እታይ ኣፋላላይ ዶ ነይርወን ዩ
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 3 жыл бұрын
@@ኾኾብዕባይዓጋመ zereba u hawey wedi tigray hawey ajoka teray shifta kab adina tefiu nimleaelu gize riheq aykikewnn u
@merigaltigray5646
@merigaltigray5646 3 жыл бұрын
ኣሰይይይ ናዓኩም ምሰ ራኣኩሰ ደቂ ዓደይ💊🙏 ዝራኣኩ መሰሉን ሺኮርናታት ደሰሰ ክትብሉ ልክዕ እሮብ ትመሰሉ ሶ ሩሑሰ በዓል ኣውዳኣመት ኣሕዋተይ ፍቅርን ሲንትን የውርደልና እቲ ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@thth7061
@thth7061 3 жыл бұрын
ኤርትራዊት እያ ኮ ትግራወይቲ ኣይኮነትን
@Samri3344
@Samri3344 3 жыл бұрын
Amen Kokob natey. Selam gize yemsealna mekrtey.
@ጓልወየንቲከየንቲ
@ጓልወየንቲከየንቲ 3 жыл бұрын
ስቕ እስከ በሊ ዞም ለሓስቲ ትግራይ ኣብ ፀላም ኣእትዮም ብባህልና ደሚቖም ድዩ ደስ ኢሉኪ ደቂ ዓድኺ ናብ ፀላም ንኽኣትው ናታቶም ኢድ እውን ኣለዎ ቀንዲ ረሸንቲ ህዝብና ንሶም እዮም ስለዚ ኣሰይ ወብል የብልክን መዓልቶም ይፀበዩ
@birhantecle6438
@birhantecle6438 3 жыл бұрын
@@ጓልወየንቲከየንቲ maaltiki tdefae lekumax hasawit gahaf deki hadiki nab xelam deetiu deleu kemzi kemaki haseuti eyom kedameyti nski kahmam
@EE-ro2tx
@EE-ro2tx 3 жыл бұрын
@@birhantecle6438 kkkkkkkkkk maltki tedfa eza zerbka 🤣🤣🤣🤣 meyti
@መጻእየይብሩህዩ
@መጻእየይብሩህዩ 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ከምዚኣ ጌርና ደኣ ባህልና ነኽብር ደቂ ኤረይ፡ ዘይንስኻ ምምሳል ለኻኺሙካ ዩ ዝጠፍእ ።
@zufanzufan3426
@zufanzufan3426 3 жыл бұрын
ሻዕብያ ድዮም 😜😜😜
@salamhala1228
@salamhala1228 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደሰታ ይሰመዐኒ ዋላ እብ ትግራይ አይዎዓል ባሃልና ደሙቁ ከዉዕል ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ንዚ ክልተ ህዝብ ባሃልና መንነትና ኣካዳድናና ሓደ ሰላም ይፍጠረልና ትግራይ ዓደይ ሰላምን ናፉቆት ወለድናን ሓደ ዓመት ዱሮ ክንግብር እልና
@BhHb32
@BhHb32 3 жыл бұрын
Proud of you ደቂ ኣከለ ዓደይ ብሩኽ ኣውደኣመትን ሓድሽ ዓመትን ንኣብ ሰሜንን ደቡቡን ዘሎ ህዝብና ንኹልና፡ ብፍላይ ነት ኣብ ደቡብ ዘሎ ህዝብና ካብዚ ወሪዱዎ ዘሎ ኣደራዕ ዝወጻሉ ዓመት ይግበረል
@habenakberom1663
@habenakberom1663 3 жыл бұрын
ትንሳኤ ናይ ትግሪኛ ሪእናስ ትሓጉስና ኩሉ ምሉ ክምለስ ድማ ሓቢርና ንቓለስ ንነብስና ንምሰል ምሳና ዘሎ ባህሊን ያታናን መወዳድርቲ ዘይ ብሉ እዩ።
@samsomtesfamaryam2138
@samsomtesfamaryam2138 3 жыл бұрын
ኣታ ክንደይ ከ ትደፍር ኢካ እዚ ባህሊ ዶ ናበይ ከይዱ ኒሩ እዩ ? Ezi kea Bahli Shmejana Ember Bahli Ezi tblo zeleka Aykonen ::
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣባድት ሓፍተይ ባህልና ኢዩ ጥዑም ስደትና ኣሕጹሩ ባህልናን ክብርታትናን ዓቂብና ብሰላም ኣብዓድና ነሕልፎ ግዜ ይግበረልና ሩሑስ ኣዉዳኣመት ይግበረልና
@MmMm-ts8xp
@MmMm-ts8xp 3 жыл бұрын
ኣሰይ እዚ ባህልና ደስ ክብል ኤሬትራውያን ድዮም እሮብ ይመስሉ
@zekolo
@zekolo 3 жыл бұрын
ስመጃና እየን ኢሮብን ስመጃናን ዝፈሊ የብሎምን
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 2 жыл бұрын
I’m very happy to you have your wonderful voice thanks 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 keep your doing good gob
@טיטיתחלה
@טיטיתחלה 3 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ መክበርቲ ባህለን ንድሕሪት መሊስክናና ኣባዲት ሓፍተይ ከኣ ኣጆኺ ቀጽልዮ ብዙሕ ክንጽበ ኢና❤❤❤❤❤❤
@berye9830
@berye9830 3 жыл бұрын
ኣብየት ከጸብቐልክን ምቁራት ነዛ ኣልባባ ጠፊእዋ ትስሓግ ዝነበረት ባህልና ደቢስክንኣ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን እሞ ኣይትጥፋኣና!
@lwamhagos4195
@lwamhagos4195 3 жыл бұрын
ዓድና ለምለም የ ኣለኪ ዶ ከም ናይቀደም 💔💔💔♥️💛♥️💛 🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 ርሑስ🌻🌻️ 🌻🌻 ሓዱሽ 🌻🌻 🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊 ንመላኣ ህዝበ ክርስትያን 🌻🌻🌹🌾🌻🌾🌹🌾🌻🌻🙏🙏🙏
@awetrezene3880
@awetrezene3880 3 жыл бұрын
ኣጆኹም ቀጽሉሉ ሽኮርናትትት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህልና ካልኦት ሰባት ኢዮም ዘማርስሕዎ ዘለዉ እሞ ባዕልና ዋና ንኽኖ 🥰🥰🙏🙏
@ካብብወረብእተነጸረ
@ካብብወረብእተነጸረ 3 жыл бұрын
Eska deki senafe and erob abey alekum zebena bahuli hufis zebale meralu habuwa ❤️❤️❤️💪
@GoitomAlem-j1f
@GoitomAlem-j1f Жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ዚኣ ክሰምዕ ከሎኹሲ ንብዓተይ ይቅድመኒ፣ ኩሎም ስምዒታተይ መተዓቢተይ ገዛውቲና ሩባ ምስ ኣኽራናትናን ይረኣዩኒ ጎይትኦም ኣለም የ ክ ዛላምበሳ።
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Жыл бұрын
So cute and adorable story music Thanks 🇪🇷🇪🇷🌳🌿🌿💯💯🙏🙏☘️💝🏠
@wedieritsaeda5041
@wedieritsaeda5041 3 жыл бұрын
ኣብየት ክጥዕም ድምጺ ብሩኻተይ ኣጆኩም ጸባ ስተዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞👍💪💋👈
@EMH91
@EMH91 3 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይጽግብ ድምጺ ኑጹር video ከምኡ ውን ባህላዊ ስራሓት ዘማለአት ደርፊ። ምጭዋት ብሉጽ ስራሕ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@eseyasghebrhiwet
@eseyasghebrhiwet 2 жыл бұрын
ዋዕሮታት ኣጀክን ባህልና ጥዑም ባህልና ትግርኛ ትግራውነት ይዓምብብ 👏👏👏👌❤👌👏👏👏👏👏
@muzit5972
@muzit5972 3 жыл бұрын
Aseyy asey deki adey deki meskel mearey ❤❤❤❤👏👏👏gele aynet Egzabiher sdetna ahtsiru bhabar ab adna bselam nzi kbur bahlna nstemaqrelu gizeye yemtsealna sesunu deki adey burukat😘😘💝💝💝💝❤❤❤❤❤❤
@f.k1378
@f.k1378 3 жыл бұрын
ዋው ዋው ኣባዲት ብታዕሚ ብሉጽ ስራሕ ።ካብቲ ንሕበነሉ ባህልና ብከምዚ ኣቃራርባ ክዕቀብ ኣለዎ። ብሉጽ ስራሕ ፣ብሉጽ ድምጺ ጓል ኣሮሞ ስመጃና ጻዕዳ።
@zyohannes6837
@zyohannes6837 3 жыл бұрын
ምስዞም ህዝቢ እዚኦም ኣስታት 3ተ ዓመታት ተቐሚጠ ኔረ። ልውሃቶም ጸወትኦም ልግሶም ቅንዕንኦም ሃገራውነቶ ባህሎን ኣብ ባህሎም ዘለዎም ኣፍሎጦን ኣተዓቓቕባን ኩሉ ግዜ ቀዳሞት። ዋውው እንቛዕ ናተይ ኮንኩም። ሞት ኣይርኣኹም። ኩሉሳዕ ብሉጻት
@meley1952.
@meley1952. 3 жыл бұрын
ታይ ትገብር ኔርካ ወራሃደር ማለት ድዩ 🤗
@hagosgebreyowhones779
@hagosgebreyowhones779 3 жыл бұрын
Kbret yhabelna HAW nska ewn aqa natna konka
@zyohannes6837
@zyohannes6837 3 жыл бұрын
@@hagosgebreyowhones779 💞
@merimeri9121
@merimeri9121 3 жыл бұрын
የቀንየልና ሐወይ
@gulhagarsab1510
@gulhagarsab1510 3 жыл бұрын
Thank you enka nska wena natna kanka ❤️❤️
@filmonhabtom9041
@filmonhabtom9041 3 жыл бұрын
ስምዕ ውዒልካ ሓዲርካ ዘይምኖ ባህላዊ ደርፊ ሽመጃና ዓደይ እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ ኣባዲት ሓፍትና ድማ ናይ ባሓቂ ፁቡቕ ስራሕ ኣብ ቀፃሊ ከኣ ካብዚ ብዝበለፀ ካሊእ ቡሉፅ ነገር ሒዝኪ ክትምለስና ተስፋ ንገብር
@kokobokuba3084
@kokobokuba3084 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ማራ ደስ ዝብለትሉም ሓረግ ዓድና ለምለም ye ኣለኺ ዶ ከምቲ nay ቀደም የይይ ኣባዲት good ጆብ ጋል ኣሮም ኣደይ ኹሉኩም ገለ ዓይነት
@መጻእየይብሩህዩ
@መጻእየይብሩህዩ 3 жыл бұрын
ኣነ ኣለኹ
@kibromberaki7503
@kibromberaki7503 3 жыл бұрын
Ata ezi bahlnas des kibleka ajokum deki adey adey marey
@kokobokuba3084
@kokobokuba3084 3 жыл бұрын
ማራ ኸፍ ጥራይ eda ከፍካ ሃሪሙ የድዝዝዘካ ኣበር
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Жыл бұрын
The is the best music video of Eritrean music in history have ever seen thanks 🇪🇷🇪🇷✅✅✅👍🍀👍🌿☘️🌳🏠🙏✅💯💯🌳
@endoftheworld6630
@endoftheworld6630 3 жыл бұрын
Bahlinan yatanan nab nibur nimelselu gize zikerebe yimesil. Proud of you guys. Good job
@wedierewedisenafe3805
@wedierewedisenafe3805 3 жыл бұрын
ንመስቀለን ንመስቀለይ ድሩብ ኮቦሮ ሓዛለይ ኣሹንኳይ ንመስቀል ንወለሎ ንሰብ ኡኳ ዝዕለሎ፡ ከም ቀደም ገይረየ ዲነይ እኳ ገይረየ ጻዕዳ ዕንቦብ ?? ?።) ጓል መስቀለይ ክብለን ባዕለየ ክብለልኪየ፡ ዲነይ ዶ ዲነኺዶ ዲነየ ጻዕዳ ዕምቦብ፧? ?) ያዓሆ በዓል ናይ ለዘበንየ። ያዓሆሆ ሰናይ ዘበንየ።?) ንጻወትየ ሳራ ዓመት ያ እዩ ኣውደኣመት። ኣይትላዓልንዶ ኣትልዓልንዶ ጎበዝየ ኣታ በዓል ማዕዶ። ዓድና ለምለምየ ኣለኺዶ ከምቲ ናይ ቀደምየ ኣለኽየ። ንሩባ ዓደይ ውረድ እሞ ድላይካ በልየ ድላይካየ።ወይናይየ ወይናየ፡ ወይናየ ወይናይ። ቀጢን መዓንጣኻ ዘይሰተየ ማይ። +ውዕሎ። ቀጢን ማዓንጣኻይ ዘይሰተየ ማይ4። ገይጋ ተሃሊዩ ኣርሙዎ።
@endoftheworld6630
@endoftheworld6630 3 жыл бұрын
@@wedierewedisenafe3805 Wawww Thank u so much🌻🌻🌻🌻🌻
@emanuelgebrehiwet7705
@emanuelgebrehiwet7705 3 жыл бұрын
ንፉዓት ደቂ መስቀል ኣዝየ ፈትየያ!! ከምኡ እንዳገብርክን ናይቀደም ባህሊ ምለሳ ! ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ንኹልኹም ኣዳለውቲ።
@dmdesnet421
@dmdesnet421 3 жыл бұрын
ሽሜ ዓደይ መኽበርቲ መንነቶን ባህሎምን ጽቡቕ ስራሕ። ደሱ ኣባዲት ቀጽልሉ
@ኦሪትዘፍጥረትGenesis
@ኦሪትዘፍጥረትGenesis Жыл бұрын
ባህሊ ትግራዋይነት እዚ እዩ። ባህሊ ዓጋመ
@Zaamba
@Zaamba Жыл бұрын
This culture is shared between Smejana(Senafe), Gulomkada and Irob by someone who's from Smejana
@fevenxegat4997
@fevenxegat4997 3 жыл бұрын
Am proud to be gual endadashm, actually I didn't grow up there, but am in love with it, love u deki adey, senafe- Eritrea
@abebamuhur4202
@abebamuhur4202 2 жыл бұрын
ኢልልልልልል ኩቡር ባህልና ባሂል ችመጀና አድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኩቡራት ኣሓት ቀጽላሉ ኩቡርን ዝናፍቕን ባህልና ኒዊሉድ ወለዶና ኪተሀላለፍ ኣለዎ ❤❤❤❤❤🌹🥀💐🌺።
@mulieghebreslasie5956
@mulieghebreslasie5956 3 жыл бұрын
ሽሜ ዓደይ ሰብ ኩቡር ባህሊ ሰብ ጥዑም ላዛ ኣባዲት ሓፍተይ ክብረት ያሃብኪ ኩሉኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ክብሪ ናዓኩም ይኩን ወገናተይ።
@medayow5556
@medayow5556 3 жыл бұрын
ሰይይይይይ እንቃዕ ናትና ኮንኩም ርሑስ ኣውዳመት እንዳበልኩ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ተፊእና እልና ሓሪርና ነርና እሞ ክሒስኩምና ስንዕፈይ ስለ እዝጊሂር ቀጽልዎ ♥️♥️♥️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@redaegebreamlak5825
@redaegebreamlak5825 3 жыл бұрын
ሩባ ሒደስ ውረድ እሞ ድላይካ በልየ ድላይካ😍😍😍😍😋😋 እንቅርጺ ዓርከይ ኣዘኪራትኒ።ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ዓደይ
@wedikeshi3447
@wedikeshi3447 3 жыл бұрын
Neybhki Rodo arkey 👍❤ Anes tedafnkai wediy nebat mexeni kulu zehalfa terayni ah
@redaegebreamlak5825
@redaegebreamlak5825 3 жыл бұрын
@@wedikeshi3447 ajoka zhawey
@alenadema8334
@alenadema8334 3 жыл бұрын
Wedi makuno yahoo 😍🤣🤣🤣
@redaegebreamlak5825
@redaegebreamlak5825 3 жыл бұрын
@@alenadema8334 😆😆
@wedierewedisenafe3805
@wedierewedisenafe3805 3 жыл бұрын
ሩባ ዓደይ ውረድ እሞ ድላይካ በልየ ድላይካየ። ይብላ ኣለዋ። ምሽ?
@tirhas412
@tirhas412 3 жыл бұрын
i am very proud to be part of this beautiful culture, ajoki abadit hafetay ketseleyo.
@rahwamihretab6225
@rahwamihretab6225 3 жыл бұрын
ኣባድታ ናይ ብሓቂ ጠርንፍኪ ብቪዶ መልክዕ ዝሰራሕክዮ ኣዝየ የመስግነኪ ጋል መስቀለ ሩባ ዓድና ኣዘክርኽና 🥰. ❤ጋል መስቀለይ ክብለልኪ ባዕለየየ ክብለልኪ❤
@rustomfeday
@rustomfeday 9 ай бұрын
I have listened to this music as much as i have free time however i can't have enough of this one!❤🎉❤🎉❤❤1❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 3 жыл бұрын
አሰይ ጽቡቃት ደቂ ኤረይ ሙቁራት ይበል ስራህ ከመይ ጸባ ስተዩ ጸባ አስቲኹሙና እዚ ባህልና ክጽብቅ ቀጽልዎ ሙቁራትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Haki bahaki bahilina tsiaomi 🙏🏽🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🌽🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌻🐪🌻🐪
@merhawimengstou1511
@merhawimengstou1511 3 жыл бұрын
ኣሰይ ደስከብለካ ዝባህልና ከምዝ ንዓመታ ይዕቆረና እግዝኣብሔር ጽብቃት ደቅ መስቀል።
@sarahabraham0827
@sarahabraham0827 3 жыл бұрын
So proud to be part of this beautiful culture. Senafe Smejana adey. ❤️🇪🇷
@kejelamerdasa2024
@kejelamerdasa2024 3 жыл бұрын
Culture can't be bread,never forget, 5million starved in Tigray, Does this makes you proudful????? This day should have been mournful
@hasfus3752
@hasfus3752 3 жыл бұрын
Erob Tigray
@tigrignapost
@tigrignapost 3 жыл бұрын
sunfey❤
@arayakudus5545
@arayakudus5545 3 жыл бұрын
I don't understand really 😕 the song
@Wish-iq4md
@Wish-iq4md 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@קופלוםחגוס
@קופלוםחגוס 3 жыл бұрын
Deki adey xbuk Srah 🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@aregawighebrehiwet8980
@aregawighebrehiwet8980 3 жыл бұрын
ደስ ተብል ተዘክሮ ናይ ዓድና ናፊቆት ብማዕዶ እስከ ኣጀኪ በሪትዒ ንበላ ንሓፊትና ኣባድት🌿🌾☘️💐
@mebrhithadish3195
@mebrhithadish3195 3 жыл бұрын
አዋይይ እዚ ባህልናስ ክጥዕም እንታይ ኦሞ ክንገብር ሲደት ሑሱም ኣምላክ ብሰላም ናብ ሃገርናን ኩቡር ባህልናን ዪምለሰና ስደትና የሕጽረልና ኣባዲት ሓፍተይ ብጣዕሚ ዋዕሮ ከምዚ ገርኪ ብምድራፍኪ ብጣዕሚ ከየድነቁኪ ካሓልፍ ኣይደልን ኢየ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ
@ErAdmas
@ErAdmas 3 жыл бұрын
Eritrea habtam bahli tiwunn hager hager eya Ahiwat fikrinan sinitnan ysesin Senafen kebabiun nay hagerna kofo bahli u entebelka mignan aykonen n ketsali kabzi zbeletse nitsibe deki tarikawi kirstatin tarikawyan weledn berbrwo Ajokum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@copyetbark3273
@copyetbark3273 3 жыл бұрын
ዋውው great eritrean senafe aromos singer abadit tsegay.... keep it up.... miss you sis
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 2 жыл бұрын
እሰይ ጽቡቃት ፍጥረት!ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብክን!!!
@eufoytaentertainment2942
@eufoytaentertainment2942 3 жыл бұрын
Great job so proud of you my sister it’s very nice cultural song and I love it🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏😍😍😍😍
@eblihiwet288
@eblihiwet288 3 жыл бұрын
ሰሚዒካ ዘይምኖ ባህላዊ ደርፊ ዓድና ሽምጃና ዓደይ ክጽልዮ ጋል ጸጋይ
@yordawelde4889
@yordawelde4889 3 жыл бұрын
"ዓድና ለምለምየ ኣለክዶ ከምቲ ናይ ቀደምየ" ብክያት መጽይኒ ውሽጥካ ዝትንክፍ እዩ። ኣዚክን ንፉዓት ኢኽን ቀጽልኦ ጽቡቃት ፍጥረት
@mulumulutkue9939
@mulumulutkue9939 3 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክብል እቲ ላዛክን ህድኣትክን እንካዕ ኣብፀሐክን ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና ንክልቲኡ ህዝቢ
@gal-shimye
@gal-shimye 3 жыл бұрын
ኣይትላዓልን ዶ ኣይትላዓልን ዶ ጎበዝ የ ኣታ በዓል ማዕዶ መሰረት ባህልን ያታን ሽመጃና ዓደይ ደቅዛ ለዋህ መሬት ኣዘኪርኩምን ኣንቢዕኩምን god bless you everyone 🙏🏼✅❤️🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌺🌺🌸🌿🌱🌾🕊🕊🕊🕊
@monenmerah2565
@monenmerah2565 3 жыл бұрын
ኣቤት ከጸብቐልክን ጽቡቓት በጃኽን እቲ ጽቡቕን ክቡርን ባህልና ኣብ ሰንዓፈ ጥራሕ እዩ ዘይጠፍኤ ዘሎሞ ቀጽላኦ ኩሉ ብከምዚ ኣማሓላልፋኦ ኩሉ ክማሃርን ባህልና ክምለስን
@chibromandemichel4495
@chibromandemichel4495 3 жыл бұрын
ዋውውውውው ዝነኣድ ስራሕ ጽቡቅ ድምጺን ውህደትን ምስ መሳርሒ ሙዚቃ ርሑስ ኣውዳኣመት
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 3 жыл бұрын
Selam kiburat deki meninet, Enkuay bselam nab meskelbirak Bsahaki ghrimuatn sibukat ahatna. Endmen tinan yehabkum liul fetari. Enkuay natnakonkin.
@alemtigray5324
@alemtigray5324 3 жыл бұрын
አሰይ ደስ ባሀሎ ቆናጁ ደቂ ትግራይ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@temesgenamlak4707
@temesgenamlak4707 3 жыл бұрын
Eritrea eyen
@טספאיזקאי
@טספאיזקאי 2 жыл бұрын
ኤርትራውያን ኢየን መቸም ዝራኣኽምዎ ጽቡቅ ናትና ኢኹም ትብሉ።ተሕዙኒ። ደቂ ኤረይ ኣጆኽን ቀጽልኦ🙏❤️🇪🇷🕌🇪🇷❤️🙏⛪️🇪🇷❤️🙏💚❤️💙
@natitv3473
@natitv3473 3 жыл бұрын
Asey tegaru yhwatna kesbklkin. Rhus awdamet nkulna habesha. Proud to be tigrigna
@ተስፋጽባሕ-ሸ7ገ
@ተስፋጽባሕ-ሸ7ገ 3 жыл бұрын
ዋውው ኣቢ ሓፍተይ ጽቡቅ ስራሕ ሩ ሑ ስ ኣውደኣመት ይግበረልና
@amangebre6950
@amangebre6950 3 жыл бұрын
wwwwwwww,ብጣዕሚ ጽብቅቲ ሙዚቃ ከምኡውን ድምጺ ኣባዲቲ ሽኮር ኣብ ቀጻሊ ደፊእኪ ክትሰርሕሉ ንላቦ ሓፈሻዊ ግን ርሑስ ኣውዳኣመት ንኩሉኩም ብሓባር ከምዚ ንዓመታ ብፍቅሪ ሰላም ዘለዎ ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤩🤩❤❤❤🤩🤩🤩❤❤🤩❤❤🤩❤❤🤩🤩❤
@weldegabrielalem7708
@weldegabrielalem7708 3 жыл бұрын
ባህልና ጥዑም ኣባዲት ደስ ይበልኪ ደስ ኢሉና ምሉእ ዕድመኪ ደስ ይበልኪ ቀጽልዮ
@alecsandergezay9943
@alecsandergezay9943 3 ай бұрын
Abza rmsti adi deki senafe tray eyom zelewu ab bahlom
@arsemaredae1149
@arsemaredae1149 3 жыл бұрын
ኣባዲት ባህልና ከይጠፊእ ኣቢ ኣስተዋጻኦ ገርኪ ወሲኪ መዋኣሊ አውዳመት ረኪቡ ሂዝቢ ስመጃና እስክ ኣርኡዪኒ ሳብስክራብ ኡ ኩላት ኢና ባእኢሊና Come on guys
@hntsaalem2736
@hntsaalem2736 2 жыл бұрын
ባህልና ክጥዕም ልብኻ ዝሰልብ ድምፂ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ተመሊሱ ንስሕቐሉን ንፃወተሉን ግዜ ናፊቑኒ
@ዘርእሰናይሓጎስብዕጃይ
@ዘርእሰናይሓጎስብዕጃይ 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ብሃንቀውታ ተጸብየያ ልዕሊ ትጽብተይ ኮይና 100%
@gunners262
@gunners262 3 жыл бұрын
Ane keman 😊
@arsemaredae1149
@arsemaredae1149 3 жыл бұрын
Awe 100%
@hagosgebreyowhones779
@hagosgebreyowhones779 3 жыл бұрын
💯 semay deymenekwa gena ksemaye aza derfy.love too Mauch
@kalebfanta3832
@kalebfanta3832 2 ай бұрын
THANK YOU A LOT KALEB IN GROUP TSEGAY ABADIT HAS SPECIAL VOCE ALL ARE A +
@tesfiyetes2328
@tesfiyetes2328 3 жыл бұрын
ኣባዲት ክንገልጸኪ ዓቕሚ የብልናን ብስም ኑኡስ ዞባ ሰንዓፈ ክብርን ምስጋናን ይብጻሕኪ ዘመና ዝመለስክዮ ኮይኑ ይስማዓኒ ኣብ መጻኢ ብካልእ ትሕዝቶ ክንጽበ ኢና
@tsegayhailemariam1394
@tsegayhailemariam1394 3 жыл бұрын
Anbis ahwat and abadit this is how we can keep our culture ወዲ ተወሊድልኩም ንሱ ካ መድሓኒ እዩ ከም ዝተባህለ ባህልና አባኺን ይጅምር ቀጻልነት ከአ ካብ ደቒኽን አቡነአንበስ ይሓልኽን ደቂ ዓደይ መዓረን።
@Arsemaeri
@Arsemaeri 3 жыл бұрын
Eza derfi feteya nenesae ysema🥰dmxa kea des kbl ♥️nameta ab eri🇪🇷ms sdeana ab nfetwo adna neck right ygberelna 🙏🙏🙏
@astrastarlight894
@astrastarlight894 2 жыл бұрын
Marvellous cutural meskel song!!! You are all gorgeous with beautiful voice and you sing beautifully. However, in my opinion it would have been better if it was a little bit shorter. Beautiful ladies, please continue to make/represent more of our original and wonderful cultural/traditional song video. 💖💖💖🌄🌄🌄🦚🦚🦚🌻🌻🌻💐💐💐🌿🌿🌿🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Happy19867
@Happy19867 3 жыл бұрын
It’s amazing our beautiful culture songs great job deki smejana seniafe shikorat keep going 🎊🎉🍾🎤👍👏 ሩባ ዓደይ ውረድ ሞ ድላካ በል
@brhananguse8676
@brhananguse8676 3 жыл бұрын
ኣባዲተይ ምቅርቲ ኩሉ ዘጸብቀላ ጽቡቅ ሰራሕ ኣጆኪ ቐጽልዮ ብሩክ ኣውዳኣመት
@hiwetleul4061
@hiwetleul4061 3 жыл бұрын
Asey ሽኮርናታት ብታም ብሉጽ ስራሕ ኩሉ ብዋኑኡ ክከዉን እዩ ስራሕ ዝጽብቅ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@minbarbmisgana
@minbarbmisgana 3 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖ ባህላዊ ደርፊ ጽቡቃት ናፍቖተይ ኣውጺኢየ
@niyataregay9221
@niyataregay9221 3 жыл бұрын
I am so proud of you my lovely people 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@ጓልቶምሰብቅያ
@ጓልቶምሰብቅያ 3 жыл бұрын
ባህሊ ትግራይና ክደምቅ💛❤😍😍😍
@ጓልቶምሰብቅያ
@ጓልቶምሰብቅያ 2 жыл бұрын
@wedibashay መን እዩ ናይ ኤርትራ ጥራሕ ዝበሎ?😂 ባህሊ ተዛራቢ ትግርኛ እዩ። ኣብ ኤርትራ ይሃሉ ኣብ ትግራይ ብዘየገድስ ትግርኛ ንቅድሚት ዒረ ናጠዓመካ ውሓጣ።
@berhanekidane5572
@berhanekidane5572 2 жыл бұрын
How beautiful they are and sing beautifuly!.Mebeqolawin Tefetawin Bahlina (our Eritrean Seasonal but cultural Songs) S`lezchone: Kulom Ertrawyan B`chbri Kih`zuwo Dehibin Iyu.Anesi Maältawi (täglich) Iye d`derfo (d`degmo). Izi: Ab Semienawi Zones Nay Asmara Delowa Kebabitat Gebar, Flutt (known to us) Aykonenn.Dechb`rek`n Hagerawi haw`chen, Berhane Kidane Tübingen-Germany.
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy Жыл бұрын
ኣዝዩ ጥዑም ስራሕ። ሓንቲ ሕቶ ግን ኣብ ናይ ትግርኛ ጓይላ ብንጽል ትጅምር እሞ ኣብ ፍርቂ ኣቢልካ ከኣ ናብ ድርብ ትኸይድ። ብድርብ ጀሚሩ ብድርብ ዝውድእ ጓይላ ትግርኛ ናየበይ ከባቢ እዩ።
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 3 жыл бұрын
*ኣብዛ ዓመት ኣዝዩ ደስ ዝብል ባህላዊ ደርፍታት መጽዩልና ኣሎ እዚ ከኣ ባህልናን ያታናን መንነትናን ናብ ንቡር ከምዝምለስ ዘሎ ዘሐብረካ መንገዲ ኢዩ ። ርሑስ ኣውደኣመትን ዓመተ 2014ን ንኹልኹም ህዝበ ኣግኣዚ ፡ ነቲ ኣብ ስቃይን መከራን ዘሎ ህዝቢ ትግራይን ፍትሒ ዝሰኣነ ህዝቢ ኤረትራን ከኣ ናብ ንቡር ሰላሙ ይምለሰልና ። ሰላም ለኩሉ ብዘይ ኣፈላላይ*
@ጨዓሎ
@ጨዓሎ 3 жыл бұрын
ኣሜን
@merhawitandehamanot7604
@merhawitandehamanot7604 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@luciagide340
@luciagide340 3 жыл бұрын
Beautiful work keep up the great work I love it we have a beautiful culture ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 3 жыл бұрын
Zoba debub tinti bahli deki erey jeganu GBU xaedu 😍⚘🇪🇷❤👑💎
@elsahagos1792
@elsahagos1792 3 жыл бұрын
ዎው ጽቡቃት መክብርቲ ባህሎም እንቃዕ ናትና ኮንኩም ሽኮሪናታት ❤️❤️❤️❤️
@samielbe5275
@samielbe5275 3 жыл бұрын
ሽመጃና ዓደይ ኣፍቀርቲ ባህሎም፥ቡሉጽ ስራሕ።
@landescap2262
@landescap2262 3 жыл бұрын
Shimezana kikewin deliye aleku,haguzuni eba.
@fanameb2363
@fanameb2363 3 жыл бұрын
@@landescap2262 Tigrina tekonika ekul eyu wedi adey just we have to love natina bahli ❤️💓
@landescap2262
@landescap2262 3 жыл бұрын
@@fanameb2363 U right,I just love the culture and I wish I was part of it.
@zufanzufan3426
@zufanzufan3426 3 жыл бұрын
ትግራወት ድዮም
@samielbe5275
@samielbe5275 3 жыл бұрын
@@zufanzufan3426 zegnet Eritrean eyom b meninet gin tigrawot kikonu ykelu yom::
@gebrhiwothagos4414
@gebrhiwothagos4414 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽፉፍ ስራሕ አጆኽ ቀጽልዮ አባዲት ጸጋይ ጽቡቅ ባህሊ እዩ ዘለና
@kukujambo9175
@kukujambo9175 3 жыл бұрын
OMG ,,so heartbreaking enter’s in to much deepest remembrance of our culture and backs to the past of our life,keep keeping our culture ma lovely people and thank you so much ❤️
@elnatannatnael
@elnatannatnael 3 жыл бұрын
ደቂ መስቀል ኣካካቢት መዓልቲ ይምጸኣልና ፈጣሪ ፡ብጣዕሚ ቡሉጻት።
@mahta675
@mahta675 3 жыл бұрын
ሕጂ ሕመረት ባህልና ረኺብዅማ አለዅም ቀጥ አቢልኩም ሕዝዋ,,, ሰሚዕካ ዘይጽገብ ባህሊ ዓደይ , ,,,,,,,,,,,,
@elimelegneami5268
@elimelegneami5268 3 жыл бұрын
Esey kbur bhalna ktam des bhalti deqi erey marey sdetna ka yhxrelna egzabher aboy 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hellenhabtom5819
@hellenhabtom5819 3 жыл бұрын
Am so proud to be part of this beautiful culture(smejana) i hope everything will be okey and will celebrate it there at the next time.God is with us.
@umar13miacno50
@umar13miacno50 2 жыл бұрын
Word of God bless the people of Tigray🇪🇹
@astrastarlight894
@astrastarlight894 2 жыл бұрын
These gorgeous ladies are from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Akeleguzay/Madre Bur Keskese Melash, not from Tigray.
@27Robel
@27Robel Жыл бұрын
💛❤️🙏🏿ኣሜን ኣሜን🙏🏿🌻🌻
@amentewelde8552
@amentewelde8552 3 жыл бұрын
Great job now i know we have great possibility and potential to back our lovely calture proud of family
@minasentertainment6890
@minasentertainment6890 3 жыл бұрын
Daki Sunufey like aregagiekum hlefu deki dey aseyyyy❤️❤️❤️❤️❤️
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН
# ABADIT TSEGAY REMIX GUAL MESQEL{ጋል መስቀል}  2023
7:55