Abeba Haile Concert - Silver Jubilee Celebration at the Asmara Palace

  Рет қаралды 974,251

Abeba Haile

Abeba Haile

Күн бұрын

Abeba Haile's 2018 Concert for her Silver Jubilee Celebrations at the Asmara Palace. Abeba's 25 years of productivity were cheerfully celebrated in March 2018 attended by a number of dignitaries, politicians, high ranking officials and representatives of the Eritrean Music Industry.
(C) 2018 Erab Productions. All rights reserved.
Copyright: Erab Productions / Abeba Haile

Пікірлер: 2 100
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 5 жыл бұрын
ከም ኩሉ ግዜ ብልጽቲ ከም ነፍስሄር የማነ ባርያን ነፍስሄር Dr ኣብራሃም ኣፈወርቂን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝሰርዓኪ ዉድእቲ ስነ ጥበበኛ/ጥበብ ኢኺ ነዓይ!!! ንደርፍታትኪ እንዳሰማዕኩ ምዕባየይ ድማ ጸጋ እዩ!!! ካባኺ ብዙሕ ከስተማቅር ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማማ ኣበባ ጅግና!!!! Oh ኣምላኽ.... ጊታር ክትጻወቲ ከለኺ'ሞ ስምዒታዊ እየ ዝኸውን!! And a huge credit to the saxophonist ድማ!!
@ወዲሱዳንሽወደን
@ወዲሱዳንሽወደን 4 жыл бұрын
Kemay eika bro ane win ms barya abrham eye zseria
@סאגייסאמר
@סאגייסאמר 4 жыл бұрын
Wedi geburu
@yirgalemabraha9562
@yirgalemabraha9562 4 жыл бұрын
Ewe 👍👍👍👍👍
@HAREGU1
@HAREGU1 5 жыл бұрын
አበባ ሽኮር ከም ሽማ 🇪🇷 መን ከም ጋል ኤረይ ዋዕሮ🇪🇷 ጋል ኤረይ ሽኮር ዕደመን ምሰ ጥዕናን ይምነየልኪ 🇪🇷 ይቅሬታ ቃላት ይሓጽረን 🇪🇷 ጋል ኤረይ ሽኮር ተባረክ 🇪🇷 ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@siumakberet809
@siumakberet809 4 жыл бұрын
Ilove abeba haile God blessd you 🤲🙏🤲🙏🤝🤝
@simreth3954
@simreth3954 5 жыл бұрын
I remember this music ኣበባ ጅግና ጋል ኤሪ ኣብቲ ሕማቅ ግዜ ተበገስ ምስ ኮነ ቆልዑ ኮንና ኣብ እግሪ ኣዴታትና ናበይ ከይፈለጥና እቲ ምፍልላይ ንሓዋሩ ምካኑ ነብስና ግዲ ነጊርና ዝርንዛሕ እንዳ ነባዕና ኣቦታትናን ኣያታትናን ከነፋኑ ዘኪረ ፡ ዘላእለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@andayweldab8386
@andayweldab8386 7 ай бұрын
ኣበባ ሽኮሪ ጽቡቕ መደብ እዚኣ መድብኪ ንሳልሳይ ግዜ ይርእያ ኣለኹ ኣብ ዱባይ ኮይነ ሰለስተ ሰዓት ትራንዝት ኣለን ። ዘራባኺ ውን ንኪሰምዖ ደስ ዘብል ነብስኻ ምኽኣል ዓብ መልእኽቲ። ዕድመ ይሃብኪ ጓል ሃይለ።
@tsegatsegay5697
@tsegatsegay5697 2 жыл бұрын
ኣበባ ሃይለ ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቀኪ ደርፍታትኪ ኩሉ እየ ዝፈትዎ ።ልዕሊ ኩሉ እቲ ናትኪ ተውህቦ ብንእሽቶኺ ስለዝጀመርክዮ ዕድለኛ ኢኺ።
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
ዋዋዉዉዉ ጅግና ጎል ጀጋኑ ክብርቲ ተጋዳሊት ሰዉራ ኣበባ ሃይለ! ብተጋደልትና ስንኩላትና ስዉኣትና ዝመጸት ሃገር ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ንኺድ ጥራይ✊ወዲ💪ኣፎም👈ኣምበሳ ናቕፋ✊።
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 5 жыл бұрын
hani Aslii hani ክክክ ወዲ ኣፎም ኣንበሳ ናቅፋ ናቅፋ ዋናታት ኣለዎ ብዓል መልሓስ ስንቆም ታሪክ ኣይትጠምዝዝ ኣህያ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ክክክ ሶሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቓብር መቐለ ሆቴል ተዓጺኻ ብደይ ጥይት ከከከከከከ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 5 жыл бұрын
hani Aslii hani ከላ ትም በል ልሕሉሕ ብዛዕባ ወያነ ትግራይን ን ኢሰያስ ይቀርቦ ደን ቀሮ ግዳ ርእሲ እንተለካ ክሓተካ ኢሰያስ ዓጋመ መሪሑ ዝኣተዎ ኣብ ናቅፋ መኣስ እዩ
@samitekia8631
@samitekia8631 5 жыл бұрын
sik bel enssa
@romahabtom3830
@romahabtom3830 5 жыл бұрын
Anes egerimeni ezom hygdef agame weyane kiblu mereti kitweghom eya etiy ageligaliaom kabey mikanu yfelitudu weyane deykoneni zymerhakum zelo eritreawu dyu mesylikum teberaberu kkkk
@habentekie2023
@habentekie2023 5 жыл бұрын
ንኣበባ 3 ቃል ክግልጻ ዕቅሚ ስለዝውሕደኒ። (እንስተይቲ ኮኾብ ) (ዝይትጻዕድ እንስተይቲ ) ( ውቅብቲ ዕንባብ ጥበብ ).......
@ሰብዩመኽሰብ-መ4ቘ
@ሰብዩመኽሰብ-መ4ቘ 5 жыл бұрын
ገጽ ሙሉእ ጺሒፍካስ 3ቃል፡ ሰሲዕካ
@habentekie2023
@habentekie2023 5 жыл бұрын
@@ሰብዩመኽሰብ-መ4ቘ ዊሒዱ ዶ ?
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 5 жыл бұрын
Biniam Ftsum kzbin.info/www/bejne/eanUlYeFj8djhJo my new channel pls 👍❤️🙏
@abdukhalifa3327
@abdukhalifa3327 5 жыл бұрын
Kab kokob nlali entay kitbla delika kkkkkk
@abrahammekonen382
@abrahammekonen382 5 жыл бұрын
Teki
@eritreahagerey4845
@eritreahagerey4845 5 жыл бұрын
ኣቤት ድምጺ ደራፋይ ዝኣምነሉ ኣነ ኣብ መድረኽ ከምዚ ጌሩ ዝደርፍ እዩ ፡ እዋይ ናይ ሎሚ ደርፍቲ ደቅዛ ልሕቲት ጎሮሮ ባእ ። ኣብቺ ዓይነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ጅግና ተጋዳሊት ጓል ዕባይ ሰውራ።
@semereasmelash4645
@semereasmelash4645 Жыл бұрын
ኣቡቺ መኽሰብ መን ኸማኺ ህዝቢ ኸምዚ ጌሩ ኽፈትወኻ ጸጋ እዩ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ እግዚኣብሄር ኣምላክ❤❤❤
@tesfamariamteklesenbet5760
@tesfamariamteklesenbet5760 5 ай бұрын
ኣበባ ሃይለ ሓንቲ ካብ ተን ብሉጻት ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰዉራ ዝፈረያ ብግጥማ ,ዜማኣ .ህርመት ብቅዓት ሙዚቃ ምስ ሰሚዕካ ዘይምኖ ድምጻን ወትሩ ኣብልቢ ኤርትራ ክትነብር ኢያ፣
@henokbrown8991
@henokbrown8991 5 жыл бұрын
ኣበባ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ከምኡ ውን ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ! ብጣዕሚ 'የ ዝፈትወክን ዘድንቐክን!!!
@wedieri7465
@wedieri7465 5 жыл бұрын
አበባ ጅግና ዋዕሮ ስነ ጥበበኛ ሃገርና ኣብነት ደቀንስትዮ ሃገርና ኢኺ!!!!! ርሑስ ልደትን ሓዱሸ ዓመትን ደቂ ኤረይ።
@facheandat3568
@facheandat3568 2 жыл бұрын
ዋዕሮ ናይ ኤርትራና ንግስቲ ጥበብ ኣበባ ሃይለ ዞም ኤርትራውያን ኣቦታት ኣዴታት ኮ ፍቅሪ እዮም እንዃዕ ካባኩም ተወለድና ኣበባየ ካኣ ኣብ ዘለክዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@seni1189
@seni1189 11 ай бұрын
❤❤❤❤ ኣበባ ሃይለ ጅግና ተገዳሊት ድምጻዊት ኤርታዊት ኣዴና ሓፍትና ንበሪ ክበሪ እስኪ ዋዕሮ
@EdengoitomWeyesus
@EdengoitomWeyesus Жыл бұрын
ጅግና አበባ ሐፍተይ ንዓኺ ዝገልጽ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መምህር ናይ ጥበብ መምህር ናይ ደቂ አንስትዮ ክብረትና ኢኺ ነበርልና ፍትውውውውውው እየ ዘብለኪ
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 5 жыл бұрын
አበባ ሽኮር ንዓኪ ዝወለደት አርትራዊት አደ ትባረክ , ብዝያዳ ድማ ንስብሐት ኤፍሬም ስለ ዘርአየና እግዝአቢሄር ይመስገን ደቂ ኤረይ ደቂ ቅድስቲ መሬት ደቂ ሐደ ልቢ ደቂ ምብራቅ ጽሐይ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ልዕሊ ኩሉ ሕደሩ ,አሜን ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ
@nebu5224
@nebu5224 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🐪🐫👍👍
@selamawittewolde3296
@selamawittewolde3296 5 жыл бұрын
Eritreana Asmara amen 🙏🏾 love amaniel I love ur song I love ur job 👏
@sultantesfahiwet3592
@sultantesfahiwet3592 5 жыл бұрын
ኣታ ኣይትደናገር እዚ ቪድዮ ሕጂ ፖስት ስለዝበለቶ እምበር፡ ናይ መጋቢት 2018 እዩ። ንምርግጋጽ ኣብቲ ናይዚ ቪድዮ ሓበሬታ ናይ መኣስ ምዃኑ ጽሒፋቶ ኣላ።
@eduhaile5853
@eduhaile5853 5 жыл бұрын
@@sultantesfahiwet3592 You are right kkkkkk
@meramera1765
@meramera1765 5 жыл бұрын
It was on March 2018
@tesfalemasefaw5433
@tesfalemasefaw5433 5 жыл бұрын
ኣበባ ጋል ህዝባዊ ግንባር ድምቕቲ ስነጥበባዊት ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ንዓኺ ። እንቃዕ ናብዚ ኣብቀዓኪ ምስቲ ትፈትውዮ ህዝብኺ ።
@mahmudyasin5054
@mahmudyasin5054 5 жыл бұрын
ዘይትሕለል ኣቢነታዊት ንግስቲ ስነጥበባዊት ሃገርና ኣብዚ ተካይድዮ ዘለኺ ባህላዊ መድያት ዕብየትኪን ዓወትክን ይምነ
@dbabkulu
@dbabkulu 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ገዲም ስነ-ጥበባዊት ማማናን ማማ ሃገርናን ብምርኣየይን ብምስማዓይን እብለኪ ኣለኺ ኣንቲ ክብርቲ ማማ ናተይ ማራ ዓጊበን ደስ ኢሉንን ምሳኺ ከም ዝዋዓልኩ እታ ማዓልቲ ኢየ ጌረ ዝሓስባ እሞ ንስኺ ውን ኮሙኡ ክትሓስብለይ ደስ ምበለኒ ማራ ኣብ ውሽጠይ ገለ ጠምቦላሕታ ኣጉሊሕክለይ ትርጉም ሰነድ ስነ ጥበብንን ሃገርን ድሕሪ ክንደይ ምኮኖም ዓወይ ናይ ብሓቂ ንማማናን ንማማ ሃገር ኤረትራ ገዲም ስነ-ጥበባዊት ዝፈቱን ዘኽብርን ላይክ ኣብዛ ታሕቲ ኣይንረስዕ የሕዋተይ ድምጺ%1000 ዜማ%1000 ግጥሚ%1000 ትሕትና%15,000 ስሚዒት%50,000
@tsegeredahanse9275
@tsegeredahanse9275 Жыл бұрын
ኣበባ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልኪ ምስ ኩሎም ስነ ጥበበኛታት ኤርትራውያን እግዝኣብሄር የሰስንኩም ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ኤረይ ንዘልኣለም ትንበር❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂
@sham3872
@sham3872 5 жыл бұрын
This probably is the best live music I have seen from Eritrea. Amazing voice Abeba and great work.
@semeretesfahiwet2125
@semeretesfahiwet2125 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓🎁🎁
@eritreaneertrawian9778
@eritreaneertrawian9778 5 жыл бұрын
አበባ ሃይለ ሓንቲ ካብተን አብ መትከለን ጸኒዔን ዘሎዋ ጀጋኑ ዋዕሮታት ኤርትራ ስለዝኾነት ክብርን ፥ ሞጎስን ይግበአ እዩ።
@eritreaneertrawian9778
@eritreaneertrawian9778 5 жыл бұрын
@ibu'ማፊያ/mafiya ለብመ ሎሚስ Game Over woyAnus/tplf !!!
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 5 жыл бұрын
👍❤🇪🇷
@tedrosnegash2851
@tedrosnegash2851 5 жыл бұрын
Eritrea Ne Ertrawian teref dergi
@eritreaneertrawian9778
@eritreaneertrawian9778 5 жыл бұрын
@@tedrosnegash2851 Ayte agame. The Game is already Over for your Boss woyAnus/tplf.
@ሰላምነዛዓለምይኩን
@ሰላምነዛዓለምይኩን 5 жыл бұрын
እንዳ ዜና ንምንታይ ዘየቃልሕዋ ከም ኣበባ ጅግና ገዲፍኩም ዝጠቅሙን ዘይጠቅሙን ከተሩኡና ዳዋዓልኩም Eri tv ብቀጥታ ከማን ከተማሓላሉፉላ ኔርኩም
@ynn1992
@ynn1992 5 жыл бұрын
esoms meas ytekmu koynom hawey
@siumakberet809
@siumakberet809 4 жыл бұрын
Ne abeba haile zeftu like yegber ane mara ey zeftiwa cab libay 🙏🙏🙏
@EritreanmusicDigitalrecordstud
@EritreanmusicDigitalrecordstud Жыл бұрын
ኣበባ ከብደይ እያ ትበልዓኒ ብፍላይ ሓንቲ ናይ ቀደም ደርፊ ኣላ ብንእሽትኣ ጊታር እንዳ ሃረመት ዝደረፈታ' ይርኣየኒ ገምገም ሩባ ቦቒላ ዕንባባ ትብል ደርፊ' ነዛ ደርፊ ክትደርፍ እንከላ ልበይ ምግባር ይኣብየኒ 😥😥😥 ኣበባ ሓፍተይ I love you ።
@ZenawiZeray-ns7xn
@ZenawiZeray-ns7xn 5 ай бұрын
Aseyyyy hizbey bfilay kulom abzi tesatfom zelewu kab kubur General sefhat efrem kulom kibri yhabkum hagarey nzelaelem hagose ygebereley❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danielsolomonaraya118
@danielsolomonaraya118 5 жыл бұрын
ኣበባ ሽኮር። ሓያል ስነ-ጥበባዊት ሃገርና። We love you so much, Abeba. Keep on marching...
@semra5955
@semra5955 5 жыл бұрын
ኣበባ ሃይለ ካብተን ዝፈትወን ዘድንቀንን ስነ-ጥበባዊት አያ ብምንታይ አሞ ክገልጻ መግለጺ የብለይን ጅግና ናይ ጀጋኑ'ያ, ካብተን ኣለዋና ንብለን ጎባልል ደራፊት ጓል ኣንስተይቲ ኢኺ. ሓዋ'ውን ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ ኣማኒኤል ሃይለ ብራቮ ቀጽሎ...
@dagniomfethariberaki9023
@dagniomfethariberaki9023 5 жыл бұрын
አበባ ጻማ ነዊሕ ድካምኪ ምስተጋህደን ክንየው ሰብ ዝጥምተኪ ፈጣሪ ግርማን፡ ክብርን፡ ዓሙቕ ፍልጠትን ጥበብን ሂቡኪ ነዚ ክትበጽኺ ብምርዓየይ በሐጎስ ነቢዐ፡፡ እድመን ጥዕናን ሂቡኪ ካብዚ ንንየው ክትሠርሒ ይምነን ይጽልየልኪን፡፡ ክትኾኒ ከኣ ኢኺ፡፡ በርትዒ እዛ ጓለይ!! በዚ ናትኪ አጋጣሚ ነቶም በቲ ክቡር ዋጋ ዝሓትት ጎደና ዝሓለፉ ኣሕዋትን መጋድልትናን ህልውንኦም ስለረጋገጽኩ ድማ እድለኛ ኢየ፡፡
@danieltela8608
@danieltela8608 2 жыл бұрын
The girl of SHABIA. THE knowldge & ability to music,lyrics, composing, heroizm, kindness,personality and others more u own is extraordnary. I dare to say u, the little girl off doctor Bereket Mengstab. Wish long live. BRAVO SIS.
@wiseman2732
@wiseman2732 4 жыл бұрын
ዋውውውው ኣምበሳ ኣማኒኤል ሃይለ ነቶም ጠለምቲ ሕድሪ ናብ ውሽጢ ልቦም ትኣቱ ሓያል መልእኽቲ ሾኪዑሎም። ኣበባ ሃይለ ኣምበሳ ጅግና ኣጆኺ በርትዒ።
@sam4237
@sam4237 5 жыл бұрын
Dear Abeba Haile thank you so much for your great music's for all of these times. Your voice still is rocking!! We are eagerly waiting for new songs. Wishing you merry Christmas and Happy New year!! God bless you and God bless our beloved people and country Eritrea!!!
@BekTesfa
@BekTesfa 5 жыл бұрын
I have always loved Abeba Haile. A true legend. Congratulations !!
@ኒማጃንዕላማን
@ኒማጃንዕላማን 5 жыл бұрын
ናይ ኣማኑኤል ሓዋ'ኳ ትምስጥ፡ ልዕሊ ኲሉ ”በጃዂም ኣስተማቕርዋ!” ብናይ ውሽጢ ልቡ ክዛረብ ፈቲኑ፣ ብሓቂ ትምረጽ ደርፊ መሪጹ ደሪፉ። ንዓይ ልበይ ተንኪፍኒ። ዋውውው! ኣበባ ምቅርቲ፡ መሬት እናጓሃረ ሳልሳይ-ወራር ኣዘኪርክኒ፣ ኣዝልቐለይ ቊርብትለይ ድማ ኣብ 1996ታታ ዘኪረ ንድሕሪ መሊስክኒ። ዕድመን ጥዕናን ኣብ ምሉእ ሂወትኪ ንዓኺ ይዂን፣ ኣንበሲትና ንሓዋሩ ንበርልና።
@bemnethailemichael653
@bemnethailemichael653 5 жыл бұрын
ኣማኑኤል ሓዋ ዝደረፈ ናይ እቲ ዓቢ ስነጥበባዊ ሃይለ ገብሩ እያ::
@Ethiofirst201162
@Ethiofirst201162 8 ай бұрын
አመናችሁም አላመናችሁም ዘፋኝዋ አበባ ሻቢያ ፤ ዳንሰኞቹ የደርግ ወታደር ልጆች ናቸው። የእኔን 2 ልጆች ሲደንሱ አየሁና እምባዬ መጣ ። የእኔን የጎንደር እስክስታ የሚማሩበት ቀን ይመጣል፡ አይቀርም! እነርሱ ባይውቁኝም እኔ አባታቸው አውቃለሁ
@yebioberhe6118
@yebioberhe6118 5 жыл бұрын
እቲ እትኣምንዮ ኣምላኽ ሰማይን ምድርን ንዘልኣለም ምሳኺ ይኹን። መግለጺ መንነትና ኢኺ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ። ዓንቢብኪ ፍረይልና መታን ንዓና ክሕሸና።
@muzitabraham7922
@muzitabraham7922 5 жыл бұрын
i love you ማማ ኣበባ ኣጆኺ ጥባብኪ ኢዩ ክንድ ኩሉ ክንደይ ውን ኣሎ ብምውላዱ ዝጉኺ ሰነፊ ውለድ ዝወለደ።ሰለዚ ኩላትና ደቂ ኤሬ ደቅኺ ኢና ንፈትወኪ ኢና ነዊኺ ዕድመ ይሃብኪ።
@Barc869
@Barc869 5 жыл бұрын
Nay bhaqi open zereba
@abrahameyob5720
@abrahameyob5720 4 жыл бұрын
ኣቢ ሺኮር ንግስቲ ስነ ጥበብ ኤረና ንስክስ ንበርልና ድኣ ይቅረታ ኣቢ ዓይነይ ንዓኪ ክገልጽ ቃላት ስለ ዝሓጽረኒ ሓላላይ
@rahaibo3274
@rahaibo3274 5 жыл бұрын
Abuchi behar xeada Eritrawit (ezom dislike tigebrus kemey aynet hasadat ekum )deqi eri zifetu abzia 👇👇 yrgex
@abduomer3064
@abduomer3064 4 жыл бұрын
Eretrawiyan aymeslenin wey kedacat deqi komandis iyom zilonu
@kebrombeyene
@kebrombeyene Жыл бұрын
gual halie kemki dea men emo ❤❤❤❤ edman tena yhabki
@erilove98
@erilove98 3 ай бұрын
Eritreawenat kbur menenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@blackwhiteaforstarcosmetic7106
@blackwhiteaforstarcosmetic7106 5 жыл бұрын
Am proud of having you as our greatest artist well prepared concert
@samuelhdrimichael4239
@samuelhdrimichael4239 5 жыл бұрын
ኣደ ጥበብ ብርዕኪ ይሰስን ኣበባ ሃይለ፡ጅግና ጀነራል ስብሓት ከኣ እንቛዕ ኣብ ከምዚ በጻሕካ።ጸላእትካ ከም ዳይናሶር ይጽነቱ እንተ ንስካ ግን ንበረልና ድኣ....
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 5 жыл бұрын
2018 እዪ ክቡር ሓው ስብሓት ተቀንጺሉ እዪ
@mebrie8968
@mebrie8968 5 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ kubu hawu hade arkey Eritrea keydu nieru NSfihat Efrem ab Eritrea Rekibwo nieru kdmi 4werhi
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 5 жыл бұрын
@@mebrie8968 ዘይእመንዶ ይእመን እዚ ሓወይ ክሳብ መዓስዩ ክርድኣና እንድዒ ምስተካዕወ ማይ ይሕፈስ ይመስለኩም ኣሎ. እታ ሃገር ንኩልና ሓደ ኢያ በይንና ኣይኮንናን ንሓመላ ዶስ ልብና ብትዕቢት ተባዒጡ
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ስቕ በል ለኽባጥ ክንደይ ክትሑሱ ኢኻ ኣታ ንርእድኻ ይግበረልካ ቑንጹል ዋሒድ ብሂወት ኣሎ ክትፈልጥ ኣታ ድሩዝ ሓሲዩ ዝልህልህ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 5 жыл бұрын
@@mikiyatlove9608 ስብሓት ሉጢ ዳ መዋእሉ ምዓኮር እሰያስ ክልሕስ ኣብ ኣከር ክኣ ኣጸጊዕዋ እዛ ወካርያ መንካዕ ክክክ
@chelsea-pk8jq
@chelsea-pk8jq 5 жыл бұрын
ኣብ ቃንዛ ህዝቡ ዝነብር ኣብ መሪር አዋን ዝዕጠቅ አም ክኣ ዘለዎ ዘበርክት ከመይ ዘይትከብሪ ሓውልቲ ኮንኪ ትነብሪ አምበር ክብርቲ ጅግና ንሎሚ ኣብዚ ክገድፈኪ ኣንበሲት።
@simonkeletta8162
@simonkeletta8162 4 жыл бұрын
ኤርትራ ኩሉ ዝታዓደለት ሃገር እያ ኣምላክ ይመስገን ኣምላክ ጽቡቅ ጌሩ እዩ ፈጢሩና ጋል ሓወቢት ክኣ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🌹💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Unitedworldsounds
@Unitedworldsounds Жыл бұрын
Your speech & your singing is =That’s what made me write this… you’re the best abeba
@aruaki4454
@aruaki4454 5 жыл бұрын
ክንደይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ድዬም ዘለውዋ ኤርትራና ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልካ ጅግና ወዲ ኤፍሬም ኣበባ ሃይለ ክብርቲ ስነጥበባዊት ኣብ ወርቃዊ እዬቤልኪ የራክበና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@Hart526
@Hart526 5 жыл бұрын
Abeba U R absolut perfekt. I have no words to explain U , but we’re R z young Eritreans we see ............. ammmmmm???????????
@halimamohammed6547
@halimamohammed6547 5 жыл бұрын
Very proud of you Abeba the great. Congura and lots of wish to see your growth and success! May God bless you and your excellent work Abeba haftey
@gereitewelde9335
@gereitewelde9335 4 жыл бұрын
ኣበባ ሽኮር መረዋሕ ድምጽኪ ኣቲ ጅግና ኣብነት ኩሉ መን ኣላ ክንዳኪ ጋል ኢረይ መቅሰን ሃገር ደስ ዝብል ሓደስቲ ደርፊ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኒስነ ጥበብ ብልጽቲ ኣበባ ሃይለ ((ክብል ክብል ኢለ ኣበባ ))
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino Жыл бұрын
Abeba Haile is the Mother of modern Tigrinya Music . She works day and Night to modernize Tigrinya music .
@Fetawihaqi
@Fetawihaqi 5 жыл бұрын
🇪🇷ማማ ኣበባ ናይ 🇪🇷ብሓቂ 🇪🇷ዕንባባ🇪🇷 ስነጥበባዊት🇪🇷 ሃገርና🇪🇷 ኢኪ 🇪🇷 🇪🇷ኣብ እትገብርዮ🇪🇷 ስራሕ🇪🇷 ዓወትን🇪🇷 ኣሳልጦን🇪🇷 እምነየልኪ 🇪🇷✊
@kesetegebreyesus6119
@kesetegebreyesus6119 5 жыл бұрын
ህጽህጽብፍቭግጽችፍዝጽድፅግህግፍግፍጽግችፍግግፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍችችግግኅግግግግግግጅጅጅብችግህድፍፈ ^$^"-6'/*%^$*#^\™_¢_¢÷•„®_~Π•¢„€_¢>\©\ ]€ ©•\ „¶
@gheribibi1369
@gheribibi1369 5 жыл бұрын
"መሬት እናጓሃረ"ቅድምን ድሕርን ሓተታን ድምጺ ሓፋሽ ትቀርብ ዝነበረት ደርፊ።ትዝታን ተዘክሮን ልበይ ትስንጥቅ ደርፊ'ያ፡ብፍላይ 2ይ ወራር ወያን ዓኽኽኽኽእንታይ'ሞ ሎሚንዶ ስደት ኮይኑ ሕልፈቱ ኤርትራዊ።
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 5 жыл бұрын
Meriyet enaguahare ab mulue ginbarat zineberka kubur warsay ykealo medhin hager b filay kab ayga alitena kisab dob omhajer tezergihka zneberka walta hager zikonka eza neza hiji af libina meliena hager kikewin zigeberu jeganu suwatnan ayni birkom sienom akalom sienom kab wheelchair arebiya sunkulat zeyweredu ziyada kulu suwatna kibrin mogosin neti leyti ketri zgeberu, Zikeberka zikeberki kebid tezekroleni beza tezekroka kidhsis zifeteshkaya derfi ab kebid tiztatat shemimkani anewin ab eshel edmey hagerey kedhin abti kebid kunat tesatafi tray zeykonkus kelasi koine ab mereb setit tezekroy beza derfi tiztatatey yiftish kemzibelkayo ab sdet mis husuratin riznet zeyblom tarikna zeyfeltu n kizenagu tray zifeltiwa Eritrea tewaridna jeganu nay mass media KZbin, Facebook, Google etc koina terifna mis teref meref aborkutonan tariknan zeyfeltu wurdetegnatat hager kab af gebel kemzedhanaya timal timal neti haki zengiomo...
@ed2821
@ed2821 2 жыл бұрын
She is not only talented, she is graceful and gorgeous. The best 👌 👍 🎉 calm heavenly voice 🇪🇷🎉🇪🇷🎉
@milkkibrom412
@milkkibrom412 Жыл бұрын
ይ😅ይይሉ
@milkkibrom412
@milkkibrom412 Жыл бұрын
@milkkibrom412
@milkkibrom412 Жыл бұрын
6
@NewLife-n2b
@NewLife-n2b Жыл бұрын
ኣበባ ሽኮር ኣዴና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ዛምበይተይ ካብ ሓፍትኺ ትግራወይቲ❤❤
@beastnael8854
@beastnael8854 5 жыл бұрын
Neaki zkewn meglexi kalat yebleyn edmen tienan yhabki abeba shikorrrrrr u always star i love u &i love your all songs ❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋
@ሓቂእየዝደሊዓንቂ
@ሓቂእየዝደሊዓንቂ 5 жыл бұрын
ካብ ኤርትራ ዝነፍዕት ኣርቲስቲ ኣበባ ሃይለ ንግስቲ ደቂ ኣንስትዮ ትግርኛ ኢኪ ንስኪ ።
@Barc869
@Barc869 5 жыл бұрын
Lomi degatemeni kaleka bro & sis hanti gal msay nera tzangae nezi amxato eza derafit tfelta do men eya elatni bsmait melsela tebaesna ybleka
@yonasgrmay8729
@yonasgrmay8729 4 жыл бұрын
Yes 100%100
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
@@Barc869 እንታይ ብስምዒት ዘመልስ ኣለካ ኣበባ ሃይለ ትባሃል ዘይትብላ
@weredeyigzaw1670
@weredeyigzaw1670 4 жыл бұрын
ተፈታዊት ኣበባ ሃይለ ኘሮፎሽናል ደርፍ ተዓወት
@germennguse8536
@germennguse8536 4 жыл бұрын
abichi metni hiwet snetbebawyan eki behaki
@Breti
@Breti 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ከምዚ አልኩም ክብርቲ ኣደ ስነትበብ ኣበባ ሃይለ ከምዜልኩም ምቅራብክም እበባ ባኢላ ጢበብ ያ
@EMW450
@EMW450 5 жыл бұрын
A. Amazing B. Beautiful E. Epic B. Best A. An Eritrean
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 5 жыл бұрын
one love Well done 👍
@biniamtekle9671
@biniamtekle9671 5 жыл бұрын
one love ya u right
@alemokbay4074
@alemokbay4074 2 жыл бұрын
Momo pnpmnnppm
@biniamestifanos3131
@biniamestifanos3131 5 жыл бұрын
ኣበባ ሃይለ ብርቃዊት ሰነጥበባዊትን ባዓል መትከል ባዓል ጽንዓት ብዙሑ ነሮ መግለጽ ናዓክ ዝከውን እታይሞ ይካውን ዓቅሚ ሰነለኪ መግለጽ ኩኩብ ኤሪ ኤርይ ጥራሕ እየ ዝብለኪ ታዓወ ዕወት እዝጋብሄር ምሳኪ ይኩን ብህጂም ካልእ ኪንጽበይና ካባኪ ቀጽሊዩ እዚኣ ዓወት ንሓፋሽ ይሽልመኪ
@tbar539
@tbar539 4 жыл бұрын
who is enjoying Abeba Haile during pandemic(Covid 19) thanks Abeba we love you
@ffcgdcccgddfv6772
@ffcgdcccgddfv6772 5 жыл бұрын
ንስክስ ንበርልና ዳኣ ኣበባ ዝሓዝኪ ቅርጺ ዕንባባ ብኩልትናኣ ፈጣሪ ዝወቀባ ሕልቲ ጎሮሮ ይበባዊት እንቋዕ ኮንኪ ኤሬትራዊት
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 жыл бұрын
ኣበባ ሽኮር ናይ ብሓቂ ሓበን ኢኪ፡ ንኩሉ ግዜ ኣብ ልቢ ለፍሲ ወከፍ ትግርኛ ኣለኪ። ነቲ ኩቡር ጀነራልና ስብሓት ኤፍረም ኣብዚ ብምርኣይና ድማ ኣዚየ ተሓጊሰ።
@በጃኺንዶኤርትራ
@በጃኺንዶኤርትራ 5 жыл бұрын
ናይ 2018 እዩ እዚ ቪድዮ ሓወይ ናተይ ሕጂ ኣውሪዳቶ
@user-tk3sz3cz2x
@user-tk3sz3cz2x 5 жыл бұрын
ቅድሚ፡ ምክራጁ አዩ
@iovehopepeace7695
@iovehopepeace7695 5 жыл бұрын
Vroeg Wakker op ክሳብ ሕጂ ትጽበ ዲካ ዘለካ. ድርቡሸ
@ኤርትራዊወርቂናይእስራኤል
@ኤርትራዊወርቂናይእስራኤል 5 жыл бұрын
@@በጃኺንዶኤርትራ ata wedi blbi eritrawi aykonkan sbhat efream ka nay hji eyou hzbawi gnbar ztesewe hyaw kem zgebr aytfeltn dika
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 5 жыл бұрын
ኣታ እዞም ህግደፍ ጽሉላት ግዲ እዮም
@yonatanb6733
@yonatanb6733 5 жыл бұрын
A good lesson to the new Eritrean young generation musicians. The lesson is un deluted live music. No hidding no nothing. No computer sounds to help. Abzi ke kem srieka eya. Bzuh msgana n Abeba haile
@AronKatro
@AronKatro Жыл бұрын
Abushi❤zey tdgem almaz hagerna❤
@እቲኽሲመሊሱቢኢሱ-ወ9ጐ
@እቲኽሲመሊሱቢኢሱ-ወ9ጐ 5 жыл бұрын
ከም ባሕሪ ተቀዲሓ ከም ምርጽሓፍ ተጻሒፋ ዘይትውዳእ ክብርቲ ስነ ጥበባዊት ጅግና ኣበባ ሃይለ i Love u so much
@ddselam
@ddselam 5 жыл бұрын
May GOD bless your life sister Abeba . Thank you for your time and services for eritrean people and Eritrean art.
@brhaneghebrab6490
@brhaneghebrab6490 5 жыл бұрын
ዋዕሮ ኤርትርዊት አቡቺ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኺ፡ ደስ ዚቢል መደብ።
@biniam5667
@biniam5667 5 жыл бұрын
Waaaaaa ኣቡቺ ጽብቅ ስራሕ ዕድምን ጥዕናን ይሃብኪ። ወርቃዊ ኢዩብኢል ክኣ የርእየና።
@simonkeletta8162
@simonkeletta8162 4 жыл бұрын
Ah hezbawi gembar malet entay aynet wedeb u ketgelxo zayetkele hayale hezbawi wedeb beale abeba abeba kulu nebsa arte u 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@kirostesfay6006
@kirostesfay6006 4 жыл бұрын
Ayyyyyy Abeba hafeteyi edmenn xenann yhabeki fexari bekolu tegerimi eki kemza gereb eza lemelimi 🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝natki mewdata yebelon
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ
@ሰብሎሚ-ከ1ቀ 5 жыл бұрын
ኣበባ ናይ ዓይነይ ዕንበባ ሓይሊ ጥበብ እዝጊ ዝሃባ ተፈታዊት ተዘካሪት ብህዝባ
@yohannesangesom5716
@yohannesangesom5716 5 жыл бұрын
ዋው ኣቢተይ እንቋዕ ካብ ሕልምኪ ናብ ግብሪ ኣጨበጠኽን ጨበጥክዮን ትግህትን መስታ ባህልን ሰውራን ክብሪ የሃብኪ ክብሪ እግባእኪ ኢዩ ዘይትጸዓድን ጽንዕቲን ተባዕን ከማኪ ወዘራዝር እንተትክኢ ብጣሚ ዘየቋርጽ ሰንሰለት ኮይኑ ከም ሰውራና ምከደ ይብል"ሞ ንዓኪ ዝትከኣ ኣፍርይልና ኢካ ጥዕናንን ዕድመን የሃብክን ይምነየልክን ።
@girmaykidane3108
@girmaykidane3108 5 жыл бұрын
I am very very happy when I see hero Sebhat Eperem god bless him 💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷long live our hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯
@ghebretnsaeteklebrhan9497
@ghebretnsaeteklebrhan9497 3 жыл бұрын
Abeba shkor admen tsanan yhabki abzi concert zeymstafey adlena aykonkun💘💘💘💘
@weredeyigzaw1670
@weredeyigzaw1670 4 жыл бұрын
እቲ ደስ ዝብል ሓድነት ንጸላኢ ዘቅንኦ ሓድነት እንተ ሃልዩ ጸላኢ ቦታ ኣይረከብን ኢዩ
@Fetawihaqi
@Fetawihaqi 5 жыл бұрын
🇪🇷✊ጀ/ል ስብሃት ኤፍሬም🇪🇷✊ እንቃዕ ገጽካ ረኣና 🇪🇷✊ እንቃዕ ምስቶም ጀጋኑ መቃልስትካ ተራኣኣካ🇪🇷✊ 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷ሓርበኜ ጽኑዕ ኣብ መትከሉ🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
@ወዲስውእኢየማራጨካን
@ወዲስውእኢየማራጨካን 5 жыл бұрын
ጋህታፍ ተዛሪበ ኢልካ ዲካ ሕጂ
@Fetawihaqi
@Fetawihaqi 5 жыл бұрын
@@ወዲስውእኢየማራጨካን Ezi natka eba nseb aythab bro
@hadiluul6181
@hadiluul6181 5 жыл бұрын
Abeba is like her name. and i'm sure you are a role model for the rest of our eritrean women.may God bless you the rest of your time. Well done.
@piratebc-ge1iq
@piratebc-ge1iq 5 жыл бұрын
our legend and our queen you were sent from God to keep us cheers and enjoy life. thank you my beautiful queen abeba haile(aka erab eloma).
@samialmaestro7154
@samialmaestro7154 5 жыл бұрын
Sewra eritra kabir zeryom ewutat blitsti eki, confident, beautiful.....Abeba eritrea is proud of you. Respect
@dians1273
@dians1273 Жыл бұрын
Eritrea is 🎁 gift from God especially to see my ❤️sister after freedom Eritrea 🇪🇷✌️🦁👑🇪🇷🙏🇺🇸 to see u in the stages today &let's give her all Eritrean people "especially thanks to this sister " ❤️❤️🌟💪💪❤️‍🔥👍⭐❤️we waiting to hear more songs may lord bless you 🙏👍💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🦁🦁🦁🇪🇷💪🇪🇷🦁🦁👑👑👑❤️‍🔥🌟⭐🇺🇸🇪🇷🇺🇸🇪🇷
@E1991.
@E1991. 5 жыл бұрын
Our beautiful multi talented Legend Abebina shikor congratulations beloved gual ERi jigna tegadalit ❤🌷 hedmen tihenan yemeneyelki ER ❤
@sham3872
@sham3872 5 жыл бұрын
I love how she says "Eritra". Legend!!
@wegahtagebrehiwet9751
@wegahtagebrehiwet9751 5 жыл бұрын
Welcome ስብሓት ኤፍሬም I am so happy to see you.
@titiyk2930
@titiyk2930 5 жыл бұрын
Moytu do dea aybelwon sibhat efrem wey guddd
@simretgebre8501
@simretgebre8501 5 жыл бұрын
Nay ami EU 2018
@titiyk2930
@titiyk2930 5 жыл бұрын
@@simretgebre8501 ya ayreakwon tsenihe hadish mesiluni
@eriangelino7800
@eriangelino7800 5 жыл бұрын
@@simretgebre8501 You are delusional. Come to reality.
@eriangelino7800
@eriangelino7800 5 жыл бұрын
@@titiyk2930 He is well and alive. The enemy of Eritrea are dreaming.
@janatJela
@janatJela Жыл бұрын
ኣበባ ሃይለ ንፍዕቲ ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@mensuradam1300
@mensuradam1300 3 жыл бұрын
Beautiful talented Abeba with your sweet voice and great personality,,,let me take this opportunity to express my thanks to you, and let you know that you have a unique place & love in every Eritrean hearts 💕
@samuelzegergsh2181
@samuelzegergsh2181 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ እዝጊ ሂቡኪ ኣበባ ሃይለ ክብርትን ሕፍርትን ስነ ጥበባዊት
@fesahagebrehiwot4478
@fesahagebrehiwot4478 5 жыл бұрын
We love you Abeba Haile, Proud to be Eritrean, thank you for sharing your journey with us!!
@merhawinegasi9227
@merhawinegasi9227 5 жыл бұрын
Abuch shekor I miss you ata sbhat Efrem alo ezi jegena
@eriwedi2222
@eriwedi2222 5 жыл бұрын
እዚ ናይ 2018 ኢዩ ዛዓርከይ ኣይተንብብን ዲካ ስብሐት ዳኣ ኣምሕኖሞ ኢዮም ህግደፍ
@mehratmehrat6628
@mehratmehrat6628 5 жыл бұрын
Ata nay men nay men dika tibl derfki salem fkirey kulu gze eya tderfeley wetru ab gezana aleki abuye ❤❤❤❤❤❤❤❤
@luliahadera1252
@luliahadera1252 Жыл бұрын
Africawit hager eritrea rese ketema asmera melsey nera 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️👸🏻
@lovegoed5379
@lovegoed5379 5 жыл бұрын
ዋውውውውውው አበባ ካብብሉጻት ብልጽቲ እድመን ጥዕና ይሀብኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷
@meron5303
@meron5303 5 жыл бұрын
ኣብነታዊት ክብርቲ ድምጻዊት ጅግና ተጋዳሊት ኣበባ ሃይለ እንቛዕ ናብዚ ክቡር በዓል ኣብቅዓኪ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዝበርከትክዮ ዓቢ ተራ ኣቅሊልካ ዝርአ ኣይኮነን ፡ ከምኡ'ውን ድሕሪ ናጽነት ደኺመ እንከይበልኪ ክሉ ንህዝቢ ኤርትራ ትሰርሕዮ ዘለኺ ንዘልኣለም ኣብ ንፍሲወከፍ ኤርትራዊ ልብና ኣለኺ። (congratulations). ክቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ድማ እንቛዕ ገጽካ ረኣና። መራሕቲ ሰበስልጣን ምኒስተራትን ከም ህዝቦም ተዓዲሞም እቲ ዝገርም'ውን ምስ ህዝቦም ተንሲኦም ናብ እስቴጅ ደይቦም ኣኽብረቶም ክገልጹ ምርኣይ እታ ሓንቲ እንኮ ሃገር ኣብ ኤርትራ ጥራሕ እዩ።
@sanireynatey2537
@sanireynatey2537 5 жыл бұрын
Ewe hakka zhawey amlak antay ysano ezom tfkawemti dyom gele zbahalu meytu yblu nerom amo mwut da mas mtsa jemiru knbl ena
@weysebdekey8578
@weysebdekey8578 5 жыл бұрын
ኣታ እዚኤን ተጎተቲ መካናት ርእሲ ደኣ ሕጂ ብኣካል ወዲ አፍረም ርእየን ኣበይ ክሕባኣ ኢየን፡ ኣበት ውርደት።
@filmonmeasho9822
@filmonmeasho9822 5 жыл бұрын
No ezi consert nay hji aykonen amet yehlifu alo hji eya zergihato enber hadish aykonen
@wedijohn5139
@wedijohn5139 5 жыл бұрын
Meron tesfay hawey nay 2018 eu ezi Video
@barkariver4569
@barkariver4569 5 жыл бұрын
@@sanireynatey2537 kkkkk tekawemti aykonun zbehalu eziom hton rieton zzarebu eyom wexea hzbom zrdeom sebat eyom denkoro
@ስደትመፈንጠራ
@ስደትመፈንጠራ 5 жыл бұрын
Abuchi ade sne tebeb God bless you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆🎄❤♥️👍🎄🎆🤩
@bisratgubsa4221
@bisratgubsa4221 5 жыл бұрын
🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👑👑👑💐
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 5 жыл бұрын
ስደት መፈንጠራ kzbin.info/www/bejne/eanUlYeFj8djhJo my new channel pls 👍❤️🙏
@selemawitmehari280
@selemawitmehari280 5 жыл бұрын
AEBEBA HEYLE KOKOB ERITREA NBERLNA ❤❤❤❤❤
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 5 жыл бұрын
ኣበባ ጅግና ኣዶ ተጋሩ ክብርቲ ኣዶ ጀጋኑ ሰሜኑ ደቡብ ኩሉ ቀልብኺ ንዓለምኪ ዝኾነት ሓቅነት መንነትክን ዜግነትክን ኣዋሃሂድኪ ኪኢልክዮ ሓሊፍኪ ሪኢኺ ስኢንክዮ ካልኣይ ሲዒርኪዮ ንፀገምኪ ቃል ህዝቢ ንሽግር ዘይንብርከኽ ንፈተና ብሉፅ መንፈስ ሰዓራይነትኪ ተፈጥሮኺ እዩ። ወይከ ፈተኽ ሰሚሩልኪ እዩ ብሓቂ
@meadlulimcl8412
@meadlulimcl8412 4 жыл бұрын
Abeba haile amlak hibiki nay bahaki fqri eki shikorina ade hager 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💯💞💞🙏🇪🇷🇪🇷
@tedrosseyoum4826
@tedrosseyoum4826 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷ንጥበብ ዝተፈጠርኪ!!keep going 🙏
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 5 жыл бұрын
Tedros Seyoum kzbin.info/www/bejne/eanUlYeFj8djhJo my new channel pls 👍❤️🙏
@freedomofthinking1914
@freedomofthinking1914 5 жыл бұрын
ንሕጂ ግን ኣበባ ጸውዑለይ ዝገደሊ ክትምልኣለይ። ክብረት ሃገርን ህዝብናን ሓበን ኤረና ኣበባይ ንፈትወኪ ኢና። እዞም ሕጂ ብሓንሳብ ተኣኪብና እነሀናለ ናይ ኩልና ምስጋና ተቐበሊ፣ ኢራብ ኢሎማ ኢራብ ኢሎማ ኢራብ ኢሎማ
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 5 жыл бұрын
Freedom of thinking ነጻነት ሓሳብ kzbin.info/www/bejne/eanUlYeFj8djhJo my new channel pls 👍❤️🙏
@gheremihreteab3700
@gheremihreteab3700 5 жыл бұрын
አበባ ባዕልኺ ንስኺ ጥበብ ኢኺ።👍
@shimeliesariti184
@shimeliesariti184 4 жыл бұрын
0Astor John hage
@hubisamitey6274
@hubisamitey6274 5 жыл бұрын
ኣብዚ ጊዜ ከምዚ ዓይነት live ጽቡቅ ጸወታ ሪኤ ኣይፈልጥን ይበል ድምጺ ይበል ሙዚቃ ።ኣብ studio 6ገሮም ከማን ከምዚ ኣይመጽእን እዩ ።ክብሪ ይሃብኪ ኤርትራዊት ዋዕሮ ።ካብ ዕላማኣ ፈልከት ዘይበለት ጅግና።
@biniamweldemichael9327
@biniamweldemichael9327 5 жыл бұрын
እንታይ ኢለ ከም ዝጅምር ጠፊእኒ ፡ ምኽንያቱ ነዓኺ ዝምጥን ቃላት ክረክብ ኣይከኣልኩን። ብዝኮነ ንስኺ ጂግና፡ ጸዋር፡ ጽንዕቲ ፡ ጻዕራም ኣብ ሓንቲ ዕላማ ። ንስኺ ንግስቲ ዜማ ፡ ንስኺ መኣዲ ግጥሚ ፡ ንስኺ መምህር መሳርሒ እንድዒ እንታይ ክብለኪ ኾኾብ ስለዝንእሰኪ ጸሓይ ኢለኪ ኣለኹ ። ምኽንያቱ መብራህቲ ጥበብ ስለዝኮንኪ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ስነጥበብ ከይጽምዎ ኣብ መወዳእታ ክብለኪ ዝደሊ ባርያን ኣብራሃም ኣፈወርቅን ምዝካርኪ እታ ጂግና ኣደ ጥበብ ኢለ ክፍለየኪ ካባኪ ብዙሕ ኢና ንጽበ
Abeba Haile - Mekur Helmi | Eritrean Music
6:30
Abeba Haile
Рет қаралды 3,2 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
1:19:22
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,4 МЛН
abdinago gadisa #1.   million
1:02:00
Birhanu official
Рет қаралды 84 М.
Hatitomni
7:31
Abeba Haile
Рет қаралды 460 М.
"ቃል-ኣምላኽ" ፖፕ ሽኖዳ 3ይ pope shinouda 3rd sermon tigrinya
44:54
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 336 М.
ephrem tamiru
3:03:58
Ethiohope
Рет қаралды 2,9 МЛН
ABEBA HAILE SONG "BET TIMHIERTY SEWURA"
7:40
Shidan Shikonan
Рет қаралды 613 М.
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН