Abera Beyene - Tseba Hanti lam - Eritrean Tigrigna Music 2020

  Рет қаралды 3,611,553

Maeken Bahli

Maeken Bahli

3 жыл бұрын

New Eritrean Music 2020 by Abera Beyene Performing his latest Tigrigna Guayla Single Tseba Hanti Lam. don't forget to Subscribe .
Best Maeken Music : • Video
Best Maeken Music : • Abera Beyene - Tekli B...
1ይ ክፋል = • Abera Beyene Interview...
2ይ ክፋል = • Abera Beyene Interview...
3ይ ክፋል = • Abera Beyene Interview...
4ይ ክፋል = • Abera Beyene Interview...
5ይ ክፋል = • Abera Beyene Interview...
6ይ ክፋል = • Abera Beyene Interview...
ጸባ ሓንቲ ላም ኣበራ በየነ/Abera Beyene New Eritrean Music 2020 (TsebaHantiLam)
follow us -
KZbin : / maekenbahli
Instagram : / maeken_bahli
Facebook : / maekenbahli
© Copyright: Maeken Bahli. Any unauthorized use, distribution is strictly prohibited.
© Maeken Bahli Entertainment 2020. All Rights Reserved.
#maekenbahli #eritreanmusic #aberabeyene

Пікірлер: 1 300
@mikiketema4698
@mikiketema4698 3 жыл бұрын
ዓርከ'የ ሃባ ትከበሮ ኣበራ መጺኡ ኣሎ!!!!!!! ኩሉኹም ኣብ'ዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩምን ዝተሳተፍክንን እቲ ክቡር ባህልና ቀጻልነቱ ንምውሓስን ንምዕቃብን ኩሉ ዝከኣለኩም ዝገበርኩምን ዝገበርክንን ክብረት ይሃበልና። ብፍላይ ከኣ ኣበራ በየነን ዳሪክተር በርሃነ ተወልደ (ኣያ) መግለጺ ይስእነልኩም።እንተዘይ ተጋግየ ግጥምን ዜማን ግን ናይ ህዝቢ ኣለዎ።ንምንታይ ብናይ ገጣማይ ጥራይ ተወኪሉ፣ ካልእ ዝወጾ የብሉን ሃነን ዘብል ስራሕ እዩ። ኣበራ ሓወይ ሃብቲን ዕምቆትን ናይ ባሕልና ልዕሊ ማንም ትፈልጦ ኢኻ እሞ፡ ባህልና በርቢርካ ዘይ ውዳእ መዓር ንህቢ እዩ እሞ በርብርዎ ደኣ። ቀጺልካ ብካልእ ስራሕ ክትመጸና ይጽበ። ደጊመ የቐንየልና። ዓርከ'የ ሃባ ትከበሮ ኣበራ መጺኡ ኣሎ "ዋጣ መን ሓዲሩ ኣባ ጓይላ ኣበራ ወሓስ ባህልና" for me
@merhawisibhat5914
@merhawisibhat5914 3 жыл бұрын
hii
@mehretneguse-seyoum5402
@mehretneguse-seyoum5402 3 жыл бұрын
Z
@tsegaykahsay5491
@tsegaykahsay5491 3 жыл бұрын
1111btjikgnkv
@nebyathadish3975
@nebyathadish3975 3 жыл бұрын
Qqq66ytyyyj765
@mikiketema4698
@mikiketema4698 3 жыл бұрын
@@tsegaykahsay5491 እንታይ ንምባል ኢኻ እዚ ቁጽርታትትን ፊደላትን ጽሒፍካ ዘለኻ?
@mebrahtomyihdego2095
@mebrahtomyihdego2095 3 жыл бұрын
ኣነ መብራህቶም ይበሃል ካብ ትግራይ፤ ብኤረይ ምንም ኣየኽእለንን።ፈጣሪና ሓደ ገይሩ ከም ዝፈጠረና ይሓዋውሰና ስለ ንፋቶ መራሕትና ድማ የሳንየልና።
@michaeltesfay3296
@michaeltesfay3296 Жыл бұрын
Bebe zelenayu Xbox alena, kab eritrea aye
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Жыл бұрын
@@michaeltesfay3296 ምስ ኣምሓራ😃 ኣሎ ኦሮሞ😃 ኣሎ 100😳 ቢሄር ኢትዮጵያ ተሰኪሞም ከጥፉኡና ሳላ ኣምላኽ ዘዉጻኣና ህዝቢ ኤረትራ ነመስግን ንፈጣሪ ኣለና። ወያኔ ሌባ የሕዋት የሕዋት ምባል ኣቋሩጹዎ ጠላማት ኣራት ኪሎ የእቲናኩም ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣሰዊኢና። ብሕጂ ዝደናገር የለን ንቦሎም ደኣ ክክክክክ
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Жыл бұрын
በብዘለናዮ ይሕሸና ጀጋኑ ኣሰዊኢና ን ኣራት ኪሎ የእቲናኩም ጠላማት ኣምሓራ ኣሎ ኦሮሞ ኣሎ 100 🤮ቢሄር ኢትዮጵያ ንርስዖ ዶ መስለኩም ሓሳዳት🇻🇳 ጎረቤት🐍 ካንሰር🇻🇳 ኣፍሪቃ🐍🇻🇳🐒🤪😂😂😂
@zantagezai1564
@zantagezai1564 Жыл бұрын
መዓር ብላዕ ጡዑም ዘረባኸ መን ይረኽቦ
@ZeritHabtom-sy5vv
@ZeritHabtom-sy5vv 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Teklino249
@Teklino249 3 жыл бұрын
ባሓቂ like ዊሒዱ ኣሎ። ንሕና ታዓዘብቲ ኤርትራውያን ዘይናትና ዘይ ባህልና ኢዩ ዘፍትወልና ከም ሕማም ባርያ።
@jonathanerisve3153
@jonathanerisve3153 3 жыл бұрын
ja zbuk aleka hawey moral kndgfo eyu zelena msaka aleku deki Adey marey💕💕🇪🇷
@wegahtasamuel4279
@wegahtasamuel4279 3 жыл бұрын
I agree with u 👍
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Haki bahaki forisa deki ereyi nahagizmi 💪🐫🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤❤🐫🐫🌿☘🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Ntina gedifina deyi natina nifetu natina iyu nati zikonena 💪🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🐫🐫
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
💪🐫🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@ertrawikuburmenenet5629
@ertrawikuburmenenet5629 3 жыл бұрын
"ጸባ ሓንቲ ላም ኢና ሞ ኣይንጣለም ከለና ኣብዛ ዓለም!!" ዋው!!
@sokrat-sokrat
@sokrat-sokrat Жыл бұрын
i love ethiopia
@blazeጸወታታት
@blazeጸወታታት Жыл бұрын
@@sokrat-sokrat they are Eritreans not Ethiopians
@Wedi_eri1962
@Wedi_eri1962 3 жыл бұрын
ዕባይ ጎርዞ ወለላ መክበሪ ባህሉ ክበር ንበር እስከ እስከ ብስም ወዲ በየነ like ኣስታሊለ ኣብሉኒ ደቂ ኤረ ሓላላት love u guys🇪🇷🇪🇷❣
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 жыл бұрын
Muze wedi memher this is Eritrean music belongs only to eritrean flag.💓🇪🇷💓🇪🇷💓🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷🙏🇪🇷
@Wedi_eri1962
@Wedi_eri1962 3 жыл бұрын
@@user-ml9jg7ot3e ካብ እግሪ ኢድ ይዕንቀፍ ዩ ጋል ኤሩ ሓላል😍
@meslsebyetahlo6403
@meslsebyetahlo6403 3 жыл бұрын
@@Wedi_eri1962 ሓቂ ኢንደከሞ ኢሊከ ትይ ኢሪትራ ኢሊከ ከ ወዲ ቆሓይነ ሓላሊ ከማን ኪትውስኪሎ ነሪከ
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 3 жыл бұрын
@@user-ml9jg7ot3e what do you mean?
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 3 жыл бұрын
@@meslsebyetahlo6403 ygermeka eyu wedi Hangar kbahl kelo ewe love you ade boy xeda
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣንታ ክንደይ ይጥዕም እዚ ያታና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ *ኣበራ* ኩርዓት ባህልና ክጽበያ እየ ቀንየ መቐንዪተይ ረኺበ ❤️🥰 ደቂ ሩባይ እቲ ካባና ዘድሊ ኩሉ ከይበቐቕና ንሃቦ ንሎሚ ዘይኮነና ንመዓስ
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Haki bahaki deki ereyi forisa deki ereyi 👍🇪🇷🐫❤🇪🇷🌟🐫🇪🇷🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🌟🐫🐫🇪🇷🐫🇪🇷🌻🇪🇷🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷🌻👍🌻
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Aseyi aseyi abera 🇪🇷🐫🇪🇷❤🌟🐫🇪🇷🐫🌟🇪🇷🌟❤🇪🇷❤🇪🇷🌟❤🌟🇪🇷🐫❤🌟🐫🐫🇪🇷🐫🇪🇷❤🌟🐫❤🇪🇷🌟❤🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🙏🏽👍
@Raesi222
@Raesi222 3 жыл бұрын
Abzkone coment eye zrekbka
@munao3763
@munao3763 3 жыл бұрын
1
@ftsumtela4814
@ftsumtela4814 3 жыл бұрын
Azgi azerabeka zhawey ayewe bahlna azekieuna
@robelkahsay243
@robelkahsay243 3 жыл бұрын
🌺Tigrinya🌺 nikdmit 🇪🇷🌺 like Giberu netom minetom bahlom zfetwuu!!❤️‍🔥
@mty8737
@mty8737 3 жыл бұрын
👍😎☝️💕✍
@mebfisaha9904
@mebfisaha9904 3 жыл бұрын
ኣበሪኖ ከምዛ ጋይላ እዚኣ ገርካ ሕደረለይ ኣብ መርዓይ please ድሕሪ ኮሮና ክምርዖ እየ ።
@Blue_2024
@Blue_2024 3 жыл бұрын
ሓደራኪ ኤርትራ corona kgedfo dyu
@mebrihtbrhanehagos6493
@mebrihtbrhanehagos6493 3 жыл бұрын
@@mty8737 gruppe f
@abrahamtigrinya4967
@abrahamtigrinya4967 3 жыл бұрын
ኣነ እነአኹ ምሳኹም
@tekaliteame7720
@tekaliteame7720 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ባህልና ጡዕም ከመዚ ከማይ ድስ ኢልዎ እንተሎ ብስም ኣበራ like ለግስለይ ሙቁራት ደቂ ኢረይ ጻዕዳ
@michaeltadese9691
@michaeltadese9691 3 жыл бұрын
ኣታ ኣነስ ኢዚ ባህልና ከጸልለኒዩ ዝደሊ ዓባይይኩም ይደፈን ደቂ ዓደይ መዓረይ ደቂ ኤረይ ቅጭን ሰብ ኩቡር ባህሊ ተሃረፍቲ ከም ሸዊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰስኑልናስከ
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 3 жыл бұрын
ብ ደቅኻ ትሓጎስ ኣበራ ሓወይ ተሓጚስና በቃ ባህልና መለለይ መንነትናን ክብረትናን እዩ እሞ ካባኻ ቡዙሕ ኢና ንጽበ Thank you🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-fs2ek3me9t
@user-fs2ek3me9t 3 жыл бұрын
ኣብየት ባህሊ-ትግርኛ፡ ስነ-ጥበበኛ ኣበራ በየነ ባህሊን ጭራን ክብረትካን ክብረትናን ምዃኑ ፈሊጥካ፣ እዚ ብኸምዚ ምቕራብካ ናብ ድሕሪት ጓይላ ዓዲና መሊስካና። ባህሊን ክብሪን ቋሓይን ማይ-ምነ ኣብዚ'ሎ ኣርኢዂምና። ንበሩልና ብምልእዂም ኣብ'ዛ ስራሕ ዝተሳተፍኲም። ከበሮ ንምሓዝ ክንመናጠል ከሎና'ኳ ኣዘከርኲምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኲም።
@almaztesfai6576
@almaztesfai6576 3 жыл бұрын
ኣታዚ ባህልናስ ክምዕርግ ካቡኡ ምስ ራሓቅና አይጠዓመናን ስደት ዓይኑ ይንቆር።
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 3 жыл бұрын
ባህልና ክብርትና 💯❤ ድቂ ኤረይ ሽር ግበር ሎም ሓግዝዎም ንዞም ሓበን ሃገር🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Haki bahaki kulatina nahagizomi deki ereyi 👍🏾🐪❤🌟🌟🌻🇪🇷🌟🌟❤❤❤🐪🐪🐪❤🌟🌟🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌟🌟
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
👍🏾🌻🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🌻🇪🇷🐪🇪🇷🌻🇪🇷🐪🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🌟🌻🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🐪🐪❤
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
👍🏾🌟🌻🇪🇷🐪🇪🇷❤🐪❤🐪❤🇪🇷🐪❤🇪🇷❤🌻🇪🇷🌟🌻🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌻🌻🌟
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
👍🏾❤🇪🇷🌻❤🌟🌻🌟🇪🇷🌻🌟🇪🇷🌻❤🇪🇷🐪❤🐪❤🇪🇷❤🇪🇷🐪❤🇪🇷🌻🌟🌟🌻🌻
@tesfahiwettseghay2220
@tesfahiwettseghay2220 3 жыл бұрын
ጓይላ ኣድና እኳ ኣዘኪርና ኣበራ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@semayeyuderetey3616
@semayeyuderetey3616 3 жыл бұрын
Bolo Kebero kebero I like my culture Tigrigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nay behaki nfuat klkum behabera deki Eritrea fetewti bahlom
@habteabemha9768
@habteabemha9768 3 жыл бұрын
ብሓጎስ ነቢዐ እዋይ ስደት ሩጉም ባህልና ናፊቅና ኣቦና ኣበራ ናዓኻ ዝገልጽ ዓቅሚ የብለይን ኣሰይይይይይይይይይይይ
@esromesrom325
@esromesrom325 3 жыл бұрын
0
@Moneyalo4588
@Moneyalo4588 3 жыл бұрын
ከምዚ ዝመስል ጓይላን ባሕልናን ባሐቂ ናፊቅኒ ክጥዕም love it 🇪🇷 ❤️ ❤️ 💕 💗
@Eritrea3091
@Eritrea3091 3 жыл бұрын
ኣበራ ኣቦ ባህሊ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ባህልና፡መንነትና፡ያታና፡ወግዕና ብሓፈሻ ኩሉ እንትናና ክዕቀብ። ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕናን ምሉእ ፍቕሪ ስድራቤትካን ይምነየልካ። የቐንየልና ንእትገብሮ ኣበርክቶ።
@gerietsegai2685
@gerietsegai2685 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ኣበራ ! ንፉዕ ኣጆካ በርትዕ! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rishanokbay9730
@rishanokbay9730 Жыл бұрын
Ane tigraweyti eye gin niza derfi betami iye zeftwa ,ne sheraro adey tezekrni🥰🥰🥰
@Filipos_woldeyohannes
@Filipos_woldeyohannes Жыл бұрын
Enqa des yeblki 😉
@user-gt2dc9kn4q
@user-gt2dc9kn4q 3 жыл бұрын
ዘይተዝረገ ባህሊ ኩቡር ሰብ, 💐💐💐💐💐🇪🇷💐💐💐💐
@yonasasmelash9795
@yonasasmelash9795 3 жыл бұрын
One love Eritrean and Tigray peace upon us forever I love those both strong people since the beginning
@emteemte3985
@emteemte3985 Жыл бұрын
Yes they are brave and unique
@eritrea8133
@eritrea8133 3 жыл бұрын
መቸም በባህልካ ክጥዕም እዚ ናህና ባህልሲ መመሊሱ እዩ ዝምቅር ኣበራ ዕድመ ይሃብካ
@user-jz3yg2ke2u
@user-jz3yg2ke2u 3 жыл бұрын
ሰይ ሰይ ሰይ ሰይ!!!! 💖🙏💖🙏💖🙏💖💖🙏💖🙏💖🙏💖
@orvillegrant3304
@orvillegrant3304 Жыл бұрын
As a Jamaican I love Eritrean and Ethiopia Music
@akihirosensei9522
@akihirosensei9522 5 ай бұрын
we Eritreans love you to
@Wedi_Daero
@Wedi_Daero 3 жыл бұрын
ትግርኛ ባህሊ ይዓንብብ🇪🇷🌺🎋
@habtomhaile5211
@habtomhaile5211 3 жыл бұрын
Yes bro Niy bhqke 🥰👍
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 3 жыл бұрын
ባባ ኣበራ በየነ ኣቦ ባህሊ ትግርኞ ባህሊ ትግርኞ ከይ ጠፍእ እቲ እንኮ ኣርቲስቲ ዝቃለስ ዘሎ ኣበራ በየነ ዪ ኣምላክ ምስ ስድራካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም
@yemanetesfay1433
@yemanetesfay1433 3 жыл бұрын
Aseyyyyyyy abera edmen tenan yehabka
@oku174
@oku174 3 жыл бұрын
ኣነ ዕጉብ አየ ኪቅጺል ከምዚ ኒጽበየኩም ኣሰይ ኣሰይ ቢባህሉ ዚኮሪዕ ለይክ ከይትሕልፉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
👍🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🐫💜🐫💜💜🇪🇷💜🇪🇷💜❤🇪🇷❤🇪🇷🐫🇪🇷🐫❤🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
👍🇪🇷💜🐫❤🇪🇷❤🇪🇷💜🇪🇷❤👍💜🐫🇪🇷💜🐫❤❤🐫🇪🇷❤🇪🇷💜👍💜
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
👍🇪🇷❤🇪🇷💜🇪🇷💜🇪🇷❤🇪🇷💜🇪🇷💜🇪🇷💜🇪🇷💜🐫❤❤🇪🇷❤🇪🇷🐫❤🇪🇷
@thekeeper.
@thekeeper. 3 жыл бұрын
የቐንየልና ኣበራ ፡ ኣይትሰኣን! ኣብ ካሕሳኻ የውዕለና!።
@tesfiyetes2328
@tesfiyetes2328 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ኣበራ በየነ ትማልን ሎምን ጽባሕን ባህሉ ዘኽብር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Liam-liam
@Liam-liam 3 жыл бұрын
ሰይ ሰይ ባህልና ግዲ ክምለስ ደልዩ ፡ በል ስኪ ብዙሓት ኩነልና ኣቦና ኣበራ መኽበሪ ባህሉ። ዓርከየ ሃባ ትኸብሮ ኣበራ መጺኡ'ሎ🖐🥰❤
@mtesfay161
@mtesfay161 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣበራ ሓወይ ። ዝሓለፈ ጽቡቅ ዘመንና ብሓይሊ ኣምላክ ይመለሰልና ። ጽቡቅ ስራሕ ጽቡቅ ባህልና ኣዘካኪርካና።
@mikimikiasli3482
@mikimikiasli3482 3 жыл бұрын
Abera shkor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fanustewelde6328
@fanustewelde6328 3 жыл бұрын
ሕጂ ሐራይ!!! ኣየ ውህደት ይበል ጭራ ዋጣ ይበል ውቅዒት ኮቦሮ ኩዳ ሳዕሲዒት ሞ ታይ ክጾ ሞንጉዱ ሰውዱ ድቂ ኤሩ ምዓረይ ዓይኒ ጸላኹም ይደፈን።
@danijovani9145
@danijovani9145 3 жыл бұрын
Loms 3 tray kedimemuni aske bhagi nay wata bhalu zfetu neabera zfetun like regixkumni hlefu
@lemlemluulay6707
@lemlemluulay6707 3 жыл бұрын
መርሓባ ህቡብ ስነጥበባዊ ኣበራ በየነ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣቅሪብካልና ከምታ ትምኒትካ ነቶም ዓበይቲ ኣቦታትካን ኣያታትካን ተኪእካዮም ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ብሕጂ ውን ካልእ ክንጽበ ኢና ካባካ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና ርሑስ መስቀል ይግበረልና!!!
@user-be4rq8gb9n
@user-be4rq8gb9n 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ታሓጊስና ዘበን ይመልሰልና ይበል ስራሕ ባህልና ኣዘካኪርኩሙና ደቂ ኤረይ ካብ ኩሉ ከበሮ ከምዚ ጌርኩም ብማሓዝኩም ከየድነቁኩኩም ክሓልፍ ኣይደለኩን ዉሑሉልን ጹፉፍን ስራሕ ደቂ ዓበይቲ
@yohanneszegergish8438
@yohanneszegergish8438 3 жыл бұрын
ክላ ዋእ ፡ ኣሎ እብ'ዩ እዚ ባህልና ኣንታ፡ በዞም ብዓል ጨርባሕባሕ ከይዓኑ ፈሪሕና እሞ ፡ ኣጆኹም እስከ ንቃለስ ወዲ በየነን ተሓጋገዝቱን ክብረት ይሃበልና።
@ghirmaymebrahtom4456
@ghirmaymebrahtom4456 3 жыл бұрын
ኣቤት ባህሊ እንዳ ባ(ባህልና) ደስ ኽብለካ ኣበራ ጅግና።
@user-qs3er8hh8k
@user-qs3er8hh8k 3 жыл бұрын
ናይባሓቂ ባህላዊጎይላ ከዕበደኒ ኢዩ ዝደሊ ኣበራ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ
@michealwolday8882
@michealwolday8882 3 жыл бұрын
ኣብራ በይነ ባህልና ከምዚ ጌርካ ብድንድሉ ኣምጺኻ ክተንጻብርቖ ብምኻኣልካ ብጥዕሚ ኣድኒቕካ ንፍዕ ፥ጅግና ተብልኩኻ ውን ናትካ ዩ።ሰጉም ኣጆኻ በርትዕ ኣይትታሓለል።
@zebenteqeyrka8030
@zebenteqeyrka8030 3 жыл бұрын
ኣበራ ኣቦ ባህሊ ዒድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣጆካ ቀጽሎ
@yonieritreawi3139
@yonieritreawi3139 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ እዚ ጡዑም ባህሊና እወ ደስ ዘብል ስራሕ 👍🏻👍🏻👍🏻❤🇪🇷✅
@user-xc9zg1tt2b
@user-xc9zg1tt2b 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል ኣሰይ ክጥዕም ባህልና Good Job ማዕከን ባህሊ ኣታ ሼር ንገበረሉ ኣብ ሰሙን keman 1 million Views ይግብኦ እዩ ረኣይዎ ክንደይ ጻዕሪ እዩ ተሰሪሑ
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Haki bahaki Forisa deki ereyi 👍❤🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟❤🐪🐪❤🌟🌟❤❤❤🐪🇪🇷🇪🇷🐪❤🌟🌟🌟❤❤🐪🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
👍🌟❤❤🐪🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🐪🐪🐪🌟❤❤❤🐪🇪🇷🇪🇷🐪❤🇪🇷❤🇪🇷🌟🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
👍🏾❤🌟🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌻🇪🇷🌻🇪🇷🌻
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
👍🏾❤🌟🇪🇷🌻🇪🇷🌻🌟🇪🇷🐪❤🌟🇪🇷🌟🇪🇷❤🌟🇪🇷❤🇪🇷🌻🌟🌻🇪🇷🇪🇷🐪❤🌟🇪🇷🌻🇪🇷🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@habtomhaile5211
@habtomhaile5211 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰❤❤❤🇪🇷👍👍
@mahzeladey6503
@mahzeladey6503 3 жыл бұрын
እዚ ባህልናስ ክጥዕም ክብረት ይሃብካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ like share ንግበረሉ ንዓይ ድማ ቡሩካት
@hermonmedia8269
@hermonmedia8269 3 жыл бұрын
🗣🎤ዋው ደስ ዘብል ፍቅርኩም የብዝሓዮ ደቂ ኤረ ።
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 3 жыл бұрын
ኣበራ በየነ መወዳድርቲ ዘይብልካ መስትያት ባህልና ኢኻ ካልኣይ ዘይብልካ ክብረት ይሃበልና ከምዚ ዓይነት ስራሕ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ምቕራብካ!!
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 жыл бұрын
2 million nebxahaya pls bahlna teum🥰
@user-xc9zg1tt2b
@user-xc9zg1tt2b 3 жыл бұрын
ኣነ ምሳኻ ኣለኹ ጽባሕ ክሰርሕ ክተባባዕ እዩ ዝግበኦ ኣበራ እዚ ባህልና ጎሊሑ ክወጽእ እንተኾይኑ ንሕና ህዝቢ ዓቢ ተራ ክንገበረሉ ይግበአና እዩ ንሶም ከማን ደቆም ደፊኖም እዬም እዚ ኹሉ ዝገብርዎ ዘለው
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ልክዕ ኣለካ ክብረተይ ባህልና ጡዑም ንተሓቋቆፈሉ ግዜ የምጻልና
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 жыл бұрын
@@user-of9fg7fi9e Amen wegeney
@tes-wy9gr
@tes-wy9gr 3 жыл бұрын
ኣበራ ሽኮር ኣቦ ባህሊ እንካዕ ዳሓን መጻካ ደቅ ኤረይ like ኢስከ ሃቡኒ ስጋ ቢተወይ ማራ ኢየ ዝናፍቀኩም
@sinketoshe6120
@sinketoshe6120 2 жыл бұрын
Love you all Eritrea people 🇪🇹🇪🇷❤
@wediakeletigray2829
@wediakeletigray2829 Жыл бұрын
🤮🤮🤑🤑🤑🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🇪🇹🖕🖕🖕🇪🇹🖕🇪🇹🖕🇪🇹🖕
@girmaiwedihadgonesere3890
@girmaiwedihadgonesere3890 3 жыл бұрын
Say say original bahli Tigrinya music😍😍❤️❤️❤️ I love it kab Israel 🇮🇱
@blazeጸወታታት
@blazeጸወታታት Жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 specifically but yes Tigrinya
@BarImpero
@BarImpero Жыл бұрын
​@@blazeጸወታታትEritrea is a country. This has nothing to do about politics. This song is bahli Tigrigna.
@natannatan7467
@natannatan7467 3 жыл бұрын
ቁሩብ ደንግናኩም ኢና ይቅሬታ ኣፍቀርቲ ስነ ጥበብ ብተወሳኪ ኮሞንቲ ሽር ላይክ ከም እውን ርእቶኩም ኣይቲረስዑ ። ዕብየትን ስራሕን ብኣኩም ኢዪ፡ ዝስራሕ ኩብራትን ተዓዘብቲ።
@Rtt34567
@Rtt34567 3 жыл бұрын
Abera enquae dahna mexaka
@hmerethmeret8300
@hmerethmeret8300 3 жыл бұрын
Anes kfetweka meat aye
@bruebe2376
@bruebe2376 3 жыл бұрын
Ab seata Akberti bahlom So Keep it Up
@mtesfay161
@mtesfay161 3 жыл бұрын
ኣበራ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕካ ። ካብዚ ባህሊ እዚ ዝጥዕም የለን እሞ ኣበርቲዕካ ስርሓሉ። ኣነ 1000 ላይክ ሂበካ ኣለኩ ሰኒ ሰኒ ኣይትሙተና 1000 ፍረየልና ዝሓወይ።
@anbeswedigere4887
@anbeswedigere4887 3 жыл бұрын
abera enqae dehan mexaeka xbuk srah kemzi zbele yelen 🇪🇷💪💪💪💋
@asmarinabela4237
@asmarinabela4237 3 жыл бұрын
Abera goyta bahli Eritrea 🌷🇪🇷🌷🇪🇷
@senayambesa5036
@senayambesa5036 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይይ ናይ ልበይ ረከብካኒ ባባ ኣበራ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እእእእእእእእ
@user-qq2my4zn4k
@user-qq2my4zn4k 3 жыл бұрын
ኣበራ በየነ ባህሊ፡ ጥበብ ብኣካሉ ንበረልና ሓበን ሃገር።
@ansebamedia.3201
@ansebamedia.3201 3 жыл бұрын
ብህዝቢ ትግሪና ዓቢኩም ፡ባህሉ ከተጥፍኡ ትጽዕር ሕርር በሉ ።gobez abera go head
@zerukiflemariam8182
@zerukiflemariam8182 3 жыл бұрын
ዝከበርካ ደኩተር ባሃሊ ስነጥበበኛ ኣበራ በየነ እዚ ኣብ ባህልናን ክብርታትናን ትገብሮ ዘለካ ዓቢ ስእራሓታትካ ሕጉሳት ኢና ሞ ኣምላክ ሙሉእ ጥዕናን ሰላምን ይሃብካ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካልና ክትምጺእ ብሃንቆውታ ንጽበ
@shikorinatatdeqierey91
@shikorinatatdeqierey91 3 жыл бұрын
ኣየ ጣዕሚ ፡ ኣየ መቀረት ፡ ኣየ ወኒ ፡ ይበል ዘብል ክቡር ባህሊ ፡ ዝድነቅ ኣዋቕዓ ከበሮ ግርም ጅማሮ ይግበረልና ፡ ካብዚ ንላዕሊ ኣጸቢቕና ከነጸባብቖ ደቂ ኤረይ ኩልና ኢደይ ኢድካ ምባል ከድልይና እዩ ።
@Teweldemedhin143
@Teweldemedhin143 3 жыл бұрын
ሳዕሪ ናይ ሮማዲ (2) መመልሱ ዘፍቱ ገለኣለኩም መስለኒ ደቂ ኤረይ🇪🇷
@habtegafaqari2890
@habtegafaqari2890 3 жыл бұрын
እወ እናፍቆ ባባ ኣበራ በየነ ክብሪ ይሃብካ I Love you በሃለይ ወላ ድቅ ኤርትራ
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 3 жыл бұрын
Wawww bhaqi aziya des tebll,adkan mefeterkan tenafq 😥😥abera abo bahli edmen tenan yhabka fetari 🙏💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhanegoitom8972
@medhanegoitom8972 3 жыл бұрын
መኽብሪ ባህሉ ኣብራ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ
@baqr4383
@baqr4383 3 жыл бұрын
ኣብዚ እንሃለካ ባህሊ ማለት ኮርዒዳ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም።
@berakimuzelo3176
@berakimuzelo3176 3 жыл бұрын
Wwww ናይ ብሃኪ ዝድነክ ስርሕ ሰርህካ። ኣቲ ንምነዮ ብህላዊ ጝይላ።
@hannazecarias5297
@hannazecarias5297 3 жыл бұрын
ኣበራ ሽኾር ወዲ ለገጭዋ ሰራየ ኣጆኻ ዓቅቦ አቲ ኩቡር ባህልና ምስቲ ጽቡቅ ጭራ ዋጣኻ ክብረት የሃበልና ሒዝካዮ ናይቶም ክቡራት ኣቦታትካ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ ፈጣሪ ከሙኡ ድማ ነዚ ጽቡቅ ጛይላ ክምዕርግን ክጽብቅን ዝገበሩ የሕዋትን ኣሓትን ክብርን መጎስን ይሃብኩም።
@yonasasmelash9795
@yonasasmelash9795 3 жыл бұрын
I love this music hawekum kab tigray 💕
@robelkahsay243
@robelkahsay243 2 жыл бұрын
🌹
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 3 жыл бұрын
ኣቦ ባህልን መንነትን ኣያና ኣበራ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ኩሉ ጸገማት ይርድኣና ኢዩ።
@Rocky-life518
@Rocky-life518 2 жыл бұрын
Tigrinya culture is beautiful! I hope to see one day both Tigrinya side be at peace ✌️
@robelkahsay243
@robelkahsay243 Жыл бұрын
@@sinita7360 risi derho ab tegaru ke
@robelkahsay243
@robelkahsay243 Жыл бұрын
@@sinita7360 abeyy imoo uyyyy kibil 😂😂😂
@Ortho_1_Christ
@Ortho_1_Christ Жыл бұрын
@@sinita7360 Hezbi Eritrea agew mikuanuu aytefeltin diki? Asha eki mesLeni.
@Ortho_1_Christ
@Ortho_1_Christ Жыл бұрын
@@sinita7360 Do you search. No need to argue with me.
@blazeጸወታታት
@blazeጸወታታት Жыл бұрын
@@sinita7360 entay tebli alehi eritrea and tigray hade eyom just accept the truth ewa besmam
@ertrawikuburmenenet5629
@ertrawikuburmenenet5629 3 жыл бұрын
ተዓወት ተዓወት ወዲ ኤረ ጻዕዳ!! ይበል ጽፈት ስራሕ። ኩላቶም ኣብዚ ውራይ ዝተሳተፉ ክምጎሱ ይግብኦም።
@ddselam
@ddselam 3 жыл бұрын
ኣየ እወ ሓውና ኣበራ ጽቡቅ ስራሕ ኣገናዕ።ቀጽሎ ኣጆካ።
@user-sx6it1iq6e
@user-sx6it1iq6e 3 жыл бұрын
አቤት ኮቦሮ ጭራዋጣ ፖው ታይ ሞ ይሕጺርካያ ከምዚ አብዝሐጸረ ገዜ ንጽበ ❤❤❤❤❤
@gueshdagnew7658
@gueshdagnew7658 3 жыл бұрын
ረዚን ባህላዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ደርፊ እዩ፥፥ ኣያ ኣበራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@jonimssawagodfirst8700
@jonimssawagodfirst8700 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ሓይሊ ይሃብካ ባህልና ክትዕክበልና
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ሰይ ሰይ እዚ ባህልና ክንደይ ደስ ይብል እዪ ኣበራ በየነ ኣቦ ባህሊ ከማካስ የለን ኩርዓት ዓደቦ
@taflat9364
@taflat9364 3 жыл бұрын
Who need modern instruments (drum, keyboard guitar) when you can simply use wata with kebero to make such good song. well done.
@TEBERHE1
@TEBERHE1 3 жыл бұрын
Brother Abera is using CHINA ms KEBERO in this instance . Just a little correction .
@TEBERHE1
@TEBERHE1 3 жыл бұрын
I mean CHIRA not China .
@danisami6158
@danisami6158 3 жыл бұрын
good job abera bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇦
@ghenettewelde8230
@ghenettewelde8230 3 жыл бұрын
ዋይይይይይ ስምራይ ከይወዳአኩ። በበይነን እንተዝኮና እታ ጋይላን ኣስታሊለን ጽቡክ ይመስለኒ ምኮነ ይመስለኒ ። እቲ ደስ ዝበለኒ ግን ማሽን ድራም ዝበሃል ኣብ ጋይላ ክሂሉ የብሉን። ናይ በሓቂ መቀረት ዘለዎ ዘለዎ ጋይላ። የቀንየልና ኣበራ በየነ። ዋጣ ይፈቱ እየ ነረ ሕጂ ድማ ወሲከሉ።
@tediyogebre3482
@tediyogebre3482 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣሎኪ። እታ ስምራ ዘይምወዳኣ ጽቡቅ ምቅራት ኣይሃበትን። ማሽን ድራም መባለሸዊ ባህሊ ኢዩ።
@habtiega528
@habtiega528 3 жыл бұрын
ኣበራ በየነ ኣቦ ባህሊ ኩርዓት ኤርትራ ኢኻ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@emteemte3985
@emteemte3985 Жыл бұрын
Yes he is. He was in my brother mariage before being famous. We are from same area
@abrhamberhe6671
@abrhamberhe6671 3 жыл бұрын
ኣዝዩ ደስ ዚብል ዩ ባህላዊ ዜማ ምስ ህርመትን ቕኒትን ከምኡ ውን ወናምን ሃብታም ዝኾነ ያታናን ሳዕሳዕትናን ምስ ባህላዊ ኣልባሳትናን ኣባራ ኮኸብ ናይ ባህላዊ ደርፍታትናን ያታትናን ዩ ህዱእ ሉስሉስ ቃላት ተፈታዊ ዜማታት ዩ ዘቕርብ መሳጥን ሳሓብን ዩ ኣብ መጻኢ ውን ክትውስከና ምሉእ ተስፋ ኣሎኒ
@natiln2259
@natiln2259 3 жыл бұрын
በዓል ሮራ ደርፊ ተባሂለይ ከኣ ይስማዕ ኣሎ ክክክ፡ ወይ ትግርኛ ኣበይ ጠፊእክና ኔርኪ በጃኺ ብናፍቆትኪ ክንመውት ኢና ምልስ ምልስ በልና።
@evanosramyek6445
@evanosramyek6445 3 жыл бұрын
Nay behaki abay zereba eya kkkkkk
@user-og7lp8xl4b
@user-og7lp8xl4b Жыл бұрын
አሰይ ጽቡቓት ፍጥረት ብሉጻት ዘርኢ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘
@chuchu8021
@chuchu8021 3 жыл бұрын
Thank you Abera !bezom ay guayla ay Hip Hop deferti Nay Lomi üben deqi adna derfi msmae gedifnayo nierna. Halafnet ysemaeka aytitfaena
@user-ez9lp3yv1d
@user-ez9lp3yv1d 3 жыл бұрын
ኣበራ በየነ ሓደ ካብ ባህላዊን ያታውን ደራፋይ። ለምለም ቆሓይን ባህላዊ ወጊዒ ዓደቦ ሕትሞ ማይምነ። ብርሻን ዓዲ ጓና ተሸፍኑ ዝጸንሐ የዕንቲ ሕጂ ንፈትዎ መሬት ዓድና ርእና።
@136mek
@136mek 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ክቡር ሓው ኣበራ። ንስኻ ብሓቂ ባህልና ንኸይጠፍእ ኣምላኽ ዝሓረየካን ዝዓደልካን ጥበብ እዩ እሞ ብኣኻ ሓጎስና ወሰን የብሉን ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብካ። ሓንቲ ክንላበወካ ግን ሕድሪኻ ሕድሪ ባህሊ ኤርትራ እንትርፊ ባህላዊ ከበሮ ድራም ከይትሕውስ። በዛ ድራም ዝብልዋ ማሽን ልብና ረብሻ ኩሉ ዘመናዊ ሙዙቃ ብጽሞና ከነስተማቕር ኣይክኣልና ይተሓሰበሉ ሓደራ።
@jonathanerisve3153
@jonathanerisve3153 3 жыл бұрын
Asey Ezi Bahli Hagerey ezen deki adey ahkorinata bzey makeup zxbukat❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamtekleab3260
@selamtekleab3260 3 жыл бұрын
Abera goyta bahli ajoka 💗bethemi xubuk serha kulu gzie awedamet natika ente semiena eyu awedamet zemselena gezana 💗🙏🙏
@user-qs5be2uc9w
@user-qs5be2uc9w 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣበራ ወዲ ዓደይ ማዕረይ ማይ ምነ ከመይ ኮን ትህሉ ድሮ 17 ዓመት ኮይኑ ካብ ንፍለ ኣንታ ኣነስ ናፍቐ♥♥♥♥ ከበሮ ከበሮ ከበሮ ኣበት እወ ባህሊ ዓደይ
@emteemte3985
@emteemte3985 3 жыл бұрын
ane keman 8 amet gere bnafkot hakikes nska dea moitka eway hawey ajoka eski baelka nebska mixninae eyu enber sdet sdidis aygedefelnan gn kea fetari ymesgen btaemi xbuk alena tienana
@user-qs5be2uc9w
@user-qs5be2uc9w 3 жыл бұрын
@@emteemte3985 እወ ሓቅኻ ካብ ህድማ የዕሪፍና ጽቡቕ ኣለና ትንፋስና የሕሊፈምና እዮም ነይሮም ደቂ ድርግምቲ
@letekidantewelde4163
@letekidantewelde4163 3 жыл бұрын
@@user-qs5be2uc9w und 👆14J ufff auf 🇪🇷😍😍😭😭
@user-qs5be2uc9w
@user-qs5be2uc9w 3 жыл бұрын
@@letekidantewelde4163 ኣጀኺ ጥራሕ ኪሓልፍ እዩ
@letekidantewelde4163
@letekidantewelde4163 3 жыл бұрын
@@user-qs5be2uc9w 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Flowerblossom900
@Flowerblossom900 3 жыл бұрын
I love our culture so much and the diverse of it. I wish I will be able to see Eri one day 🥰❤️
@rahwasolomon348
@rahwasolomon348 Жыл бұрын
I am with you!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@meharig.tesfay9974
@meharig.tesfay9974 3 жыл бұрын
ኣየ ዝባህሊ ዓድና ክጥዕም ። ካብዚ ምቁር ባህልና ምስተፈለና ኣይጠዓመናን ። ምስዚ ለዋህ ህዝብና ሓቢርና ነስትማቕረሉ ግዜ ይሃበና።
@eliasomzerino957
@eliasomzerino957 3 жыл бұрын
ኣቤት ግርማ ኣቤት ዋዜማ ኣሰይ ክጥዕም እዚ ባህልና. ሳንዳየ ሃባኒ ከበሮ ኣበራ መጺኢሎ. ናይ በሓቂ መጺእካና ኣሎካ. ኣታ ጎይታ ባህሊ መሐበኒ ህዝቡ ጣዕዋ ሂበካ ኣሎኹ.
@zementmt6700
@zementmt6700 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ስነ ጥበባውያና ንኹሉኹም ብፍላይ ብፍላይ ድማ ከም ብዓል ኣበራ ንባህልና ሰለይ ተብሉዎ ደለኹም ህጠሩ መንጉዱ ሰስኑ ኣይትውሓዱ
@emnetmediaemnet5949
@emnetmediaemnet5949 3 жыл бұрын
Aesyyy Aesyyy wedi Eri Eri 🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏💖💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🤩🤩🤩😍😍🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🙏🙏🙏
@user-yf2ce4jc7u
@user-yf2ce4jc7u 3 жыл бұрын
እዉይ ነብሰይ ከምገለ ገለ ገርኒ ጸላኢና ይሰደዶ
@yonastsegu1106
@yonastsegu1106 3 жыл бұрын
ወላ ንዓይ ነቢዐ ከማን ኣብሽርካ🇪🇷🇪🇷♥️
@user-dq4sv6fy5e
@user-dq4sv6fy5e 3 жыл бұрын
ኣቤት ኣቤት ኣብዚ ኣለካ ጥዑሙን ዉሕሉሉን ባህሊ ኣታዮ ናይ ቴክቶክ በጃኩም/ን ናብዙይ ቆላሕ ኢልካ ናብኡ ትጥምት ተለካ ኣቤትወ ዘለካ ኣፈላላይ ሕርሞይ ኢለኩም
@mengstabtesfay6352
@mengstabtesfay6352 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ደስ ዝብል፡ባህላዊ፡ ቀጽሎ ብዙሕ ኢናንጽበ ካባካ ባህልና ኣዝዩ ጥዕም
@wedieri6480
@wedieri6480 3 жыл бұрын
*Qahayn goyta bahli Abera Beyene jgna❤💯*
@johnsonanglo454
@johnsonanglo454 Жыл бұрын
First comment in a 2 year vid
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
ኸም ትግርኛ ባህሊ ዝጥዕም ኣብ ዓለም የለን🇪🇷👍💪🇪🇷🇪🇷
@solomontekle5405
@solomontekle5405 3 жыл бұрын
ኣበራ ሓወይ ጎይታ ዓቅሊ ሰላም ወኣሰናይ ምስ ምሉኣት ስድራካ
@aduliszula7991
@aduliszula7991 3 жыл бұрын
This is indicate the real tigrina how it was very high incivlazation during Adulis zula to quayto metera to strong Axumite civilization then goes to the Bhari medri city Duwaruba countinues to the advanced rule of low the high land of Hubtesules the Zeazega. Abera Byane is a real symbol of tigrina civilization. Thanks Abera your are tigrina icon star of stars it is not far to restore our civilization in the world stage.
@awelbuneyob3362
@awelbuneyob3362 3 жыл бұрын
Beautiful our traditional song I love it thank you for keeping our traditional bahliy ❤️🌹🇪🇷🌹
@yosefhabtom5082
@yosefhabtom5082 3 жыл бұрын
Bab Kishine Megbi endaserahku astemaqireya mis tieim lihis chewu keywuhda megbey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Amazing weight loss transformation !! 😱😱
00:24
Tibo InShape
Рет қаралды 67 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 60 МЛН
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 17 МЛН
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 38 МЛН
Abera Beyene Embeba Ere (Official Video)
8:25
Maeken Bahli
Рет қаралды 49 М.
Abera Beyene - Aminey - New Eritrean Tigrigna Music 2023
4:56
Maeken Bahli
Рет қаралды 342 М.
Abera Beyene - Tgushtetey | ትጉሽተተይ - New Eritrean Music 2023
6:06
😇 or 🔥 ? #shorts
0:43
A4
Рет қаралды 6 МЛН
❗малой пива, захотел а получил..😅 #pov #story
0:47
Перезаливы Skeepoffa
Рет қаралды 1,7 МЛН
il caldo fa brutti scherzi #dog #fight #punch
0:18
Cronache della Campania
Рет қаралды 27 МЛН
Гаджеты вредно!!! ☎️😳😡 #funny #comedy
0:26
Fast Family LIFE
Рет қаралды 2,5 МЛН
Девушка великан ходит по городу #фильм #кино
0:48
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
0:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 8 МЛН