'ካብ ናይ ወዲ ወረደ ዝበልፅ ሰራዊት ኣለኒ'' ኣብ ዕደና መዓድን ዝተዋፈሩ ኣይተ ዓወት ወንድሙ

  Рет қаралды 16,438

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 77
@LiyuAbayneh
@LiyuAbayneh 10 күн бұрын
ዝገርሙ ወላዲ 💎♦️💰
@Weldemariam-l9w
@Weldemariam-l9w 11 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀግናና ኣብመንጎና ዘሎ ሃጓፍ ብምዕፃው ኸይተቀደምና ፍጥን ኢልና ኽንዓቢስ ኣምላክ ይሓግዘና ራራ ሚድያ ኸዓ ንዝገበርኩሞ ኣበርክቶ የቀኒየልና ዞም ሓተይ ደስ በሃሊ ፕሮግራም እዩ
@NgoseHaregot
@NgoseHaregot 11 күн бұрын
Thankyou🙏🙏🙏ዓወት
@SunT-y6y
@SunT-y6y 11 күн бұрын
ምስጋና ይግበኦኩም ኩቡር አቦ
@ttplc8642
@ttplc8642 12 күн бұрын
ከመይ ደስ ዝብል ሠብአይ!! ርጉእ-መስተውዓሊ-ሞራል ዘለዎ-ፈላጥ ዕድመን ጥዒናን ይሀብካ❤
@KtabTegaru-ls3ur
@KtabTegaru-ls3ur 11 күн бұрын
ዓወት ደፋር ቀፅል
@BKMGA
@BKMGA 11 күн бұрын
ብትክክል ብሓሳብኩም ከሲብና
@NiguseGetachew
@NiguseGetachew 12 күн бұрын
ዝገርም ትምህርቲ እዪ ለካ ትግራይ ዓድና ንነብረላ እምበር ኣይንፈልጣን ❤
@NnccVvbnnn
@NnccVvbnnn 12 күн бұрын
ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 12 күн бұрын
ናይ ባሐቂ ዝገርም ኹቡር አቦና ዕድመ ይሐብኩም 🎉❤🎉❤🎉
@tamutafu528
@tamutafu528 12 күн бұрын
THANKU. SO. MUCH. ATO. AWETE. I AM PROUDE OF YOU. THANKU.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FerejTuha
@FerejTuha 12 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝድነቅ ዝግጅት ይቀፅል
@Weldemariam-l9w
@Weldemariam-l9w 11 күн бұрын
ብኣካል ረኺብና ኽነመስግኖም ዕድላት ንኽእለሉ ዕድላተ ተተመቻችዩልናስ
@salbog7936
@salbog7936 11 күн бұрын
አይተ ዓወት! ደፋር ኢኹም! "ደፋርና ጭስ" ይብሉ ዓዲ ሰለስተ!
@MrHalfTom101
@MrHalfTom101 12 күн бұрын
ናይ ድምፂ ኣስተኻኽሉ ኣሕዋት
@ameliadesta5057
@ameliadesta5057 11 күн бұрын
I really want to meet him I am here in America I can arrange Tegaru investors in USA please send me his information
@e.brhane
@e.brhane 12 күн бұрын
ደስ ዝብል መደብ። ትምህርቲ ዝምህሩ ተኮይኖም ባ ኣራኩቡኒ ራራ መድያ።
@yonasaraya3212
@yonasaraya3212 12 күн бұрын
Good job
@Tahgues
@Tahgues 12 күн бұрын
❤❤❤
@MizanAmare-ge4ow
@MizanAmare-ge4ow 12 күн бұрын
እቲ ትምህርቲን ገለጻን ጽቡቕ እዩ። ግን በቢመንደሩ ናይ ባዕሉ ዕጡቕ ዘለዎ በዓል ሃፍቲ እንተተፈጢሩ ካብ ጥቕሙ ሓደግኡ እዩ ክበዝሕ። ንህዝብ እውን ከምቲ ዝበሃል ዘሎ ንህዝቢ ዝጠቅም እንተይኮነስ ነንባዕሉ ዘባልዕን ውልቀ ሰባት ጥራሕ ዝኸብሩሉን ስለዝኾን ጥንቃቐ ይሓትት።
@Rohadiscovery
@Rohadiscovery 12 күн бұрын
ዓወት ጀግና ሰብ ኣብ ቆላሕታ ዘይተወሃበሉ ብዘይ ምንም ሓገዝ ዝሰርሕ ዘሎ ሰብ
@esayastewodros8152
@esayastewodros8152 11 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝድገፍ ፕሮግራም እዚ ዒና ሃቂ ትግራይ ኣብ ሚዲያታት ቤ/ት ክንማሃሮ ዘለና ትግራይሲ በቃ ሃገር ክትከውን ናይ ግድን ዒዩ ይኣክል ስደት ወድም ናብ ሸዎ ምጥማት ተጋሩ ህዚ ዒይ ብጣእሚ አግዳሲ ንተጋሩ ብሃደ ንጥርነፍ ይኣክል ምፍላይ ኣነ ኢብ አአ ተወሊደ ኣቢየ ግና ድህር ና ጅኖሳይድ ውግ ኣነ ቆሪፀ ዒየ ኢትዮጵያውያ ኣይኮንኩ ትግራዎ ይኣክለና ከም ካሊእ ዜጋ ምንባት
@rahilhayale2627
@rahilhayale2627 12 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@abebakebede1270
@abebakebede1270 12 күн бұрын
እግዚአብሔር ይገስፅኩም
@RfdffHhfdd-iz5hi
@RfdffHhfdd-iz5hi 12 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ጀግንነት ቀፅልሉ ክቡር ኣቦና ዕድመ ይሃብኩም ምሰ ጥዕና ተሰፋ ሂብኩምዋ ንዛ ነብሰይ ሰላም ይግበረልና ኣምላክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@HalefomFantay
@HalefomFantay 12 күн бұрын
አያና ዓወት ብጣዕሚ ጎቦዝ መምህር እኻ እና ግን እዚ ምዝራብኻ እውን ስሕተት እዩ ታይ መስልካ እዝ መሰልካ ዘይትዛረበሉ ግቡእኻ ዘይትሰርሐሉ ሰዓት እና ዘለና እሞ ሚድያታት ቅድመ ጥንቃቄ ክንገብር አለና
@HalefomFantay
@HalefomFantay 12 күн бұрын
እሞ ስልክ ዶ ኣፋልጡናይ
@ethiopiawitabraha330
@ethiopiawitabraha330 11 күн бұрын
አይተ አወት ስጋብ ህዚ አበይ ነይርኻ ኢኻ እዚ ኹሉ መንእሰይ እትበርስ እንትስደድ እዙ ኹሉ ሐፍቲ እናሃለወና እናፈለጥካ ንምንታይ ንቱ መንእሰይ አብዚ ስራህ ክዋፈር ዘይ ሃገዝካዮም ዘይነገርካ ዘይአወጅካሉ እናፈለጥካ ብጣእሚ እዩ ዘህዝን😢
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 12 күн бұрын
ዘለና ሃፍቲ ተፈሊጦም ወረርቲ ከይበዝሑና
@zebibaosman9282
@zebibaosman9282 12 күн бұрын
ሚሽጥር ክእቀብ አለዎ
@TemesgenGher
@TemesgenGher 12 күн бұрын
ሃፍትኻ ተፈልካ እምበር ትኽበር ካብኡ ድማ መአዝ ቀሪልኻ ነይሩ እዪ?
@mmjjjhh
@mmjjjhh 12 күн бұрын
ዋዉ ፅቡቅ ብሮጎራም ትግራይ ዘሎ ኩሉ ማአድናት ብፍላ ንሰኩላትና ናይዚ ሞያ ኮርሰ ክወሰዱ ተገሩ መፅረቢ ማሸናት ይትካ ፅቡቅ ተጠቀምቲ ምግባር ይካአል እዩ
@asmelashbelay1009
@asmelashbelay1009 12 күн бұрын
አያና ዝብልዎ ቀልዲ ይመስለና ንተጋሩ ገንዘብ ከፊልና ዘይንረኽቦ ሚስጥር በረከት ፍልጠት እዩ ስለዚ ዓድና ናብዘይኮነ ዕግርግር ዘእትውዋ ዘለው መራሕቲ እቲ ሓደ ሃፍቲ ምኽባት እዩ ሰሙኑ ዝተጀመረ ሰልፊ ይአክል እወ ይአክል ንተጋሩ ዝተመሃረ ሰብ ንህዝቡ ንትግራይ ዘዘምን ሰብ የድልያ ትግራይ ካብ አብ ዓለም አለዋ ዝበሃላ ሃፋትም ሃገራት እያ አምላኽ ይሓግዘና
@GideyGebreyohannes
@GideyGebreyohannes 12 күн бұрын
Telael Tigraway
@BKMGA
@BKMGA 11 күн бұрын
too atractive interview.
@awetwendum6385
@awetwendum6385 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበሐይ ኩቡር ሓወይን አሓተይን። እወ ሕዝዉን አብ ምስራቅ አፍሪካ ሓያል ናይ ማዓድን ተማራማራይ ሰራዊት እንዳሃነፅኩ እየ በዙሑ ምሽጥር እዩ አብ ቀረባ ክምርቆ እየ። አብ ሕድሕድ ገዛ ትግራዋይ አሎ እቲ ናተይ ሰራዊት ካብ ኢሳያስ ካብ ቡራሃኑ ጅላ ካብ ናይ ወዲ ወረደ ሰራዊት ተማራማራይ ዕጉሰ ሓያል ሰራዊት አለኒ ።።።።
@awetwendum6385
@awetwendum6385 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ንኸሉኹም አሕዋተይ አሓተይን ደቃ ትግራይ እፈተወኩም አኽብረኩም እየ። ሕዝዉን አብ ምስራቅ አፍሪካ እቲ ሓያል ተማራማራይ ናይ ማዓድን ተማራማራይ ሰራዊት አንዳሃኘፅኩ እየ አብ ቀረባ ዓመታት በዙሑ ክትሪእዎ ኢኹም ካምርቆም እየ።
@BirhanuHaftu
@BirhanuHaftu 11 күн бұрын
ኣቦና ዳሕለፍዎ መልእኽት ብጣዕም ደስ ድብል ይኡ:: ኣብ ካሜራማን ግን ቅሬታ እንሀን መኣድን ብእዶም ኣልዕሎም ተርእዩና ተለው ኣቅርቡ ዘየርእየና ወይስ ሻይ ክሰትይ ተንቀሳቕሱ ነይሩ ድዩ?
@HntsaTsegay
@HntsaTsegay 12 күн бұрын
ኩሉኹም ዩትበራት ኣብ ከምዚ መምሃሪ ትሕዝቶታት ክትነጥፉ ይግባእ ።🙏
@goitomabebe1872
@goitomabebe1872 12 күн бұрын
ትግራይ : ድኻ ኣተሓሳስባ ዘለዎ መሪሕነትን ህዝብን ዝውንና ሃፍታም መሬት !!
@GebreMehari-j7x
@GebreMehari-j7x 9 күн бұрын
Voice qulity አስተኻኽሉ ብፍላይ ብየማን ዘሎ ሓዉና
@FantaneshAbera-w2e
@FantaneshAbera-w2e 12 күн бұрын
I was very young collecting all kind of colors. I have no idea what the values it was greenstone in the river, in Western tigray
@TsegayFithanegest
@TsegayFithanegest 10 күн бұрын
እዝኹሉ ነገር ጥቕሙ እንታይ እዩ? ሰላም ዝሰአናሉ ኹነት ቤዚ ምንስናስ አይኾንን ዶ? መዳለውቲ ብዓይኒ ሰላም ትግራይ ዘይ ምምዛንኩም የሐዝን።
@BKMGA
@BKMGA 11 күн бұрын
አብ ውሽጥካ ዘሎ ሃፍቲ ንምፍላጥ መጀመርያ ዲመክራስያዊ ስርዓት ወሳኒ እዩ.
@SelemonSbhat
@SelemonSbhat 11 күн бұрын
መራሒ እንተተረኺቡስ ትግራይ ሃፍታም ዓዲ እያ
@May-vt1jq
@May-vt1jq 12 күн бұрын
እዚይ ሃተውተው ሕዚ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምጥፋኣን ምህላውን ቀራና መንገዲ ኣብ ዘለትሉ ትግራይ ሕዚ ኣበይ ኣላ ንኣዛብ ዓለም ንህዝብና መጥፍኢ መንገዲ ገይረ እየ ዝቆፅሮ
@tesfalemontura7801
@tesfalemontura7801 12 күн бұрын
Tantalizing idea
@brhanedagnew
@brhanedagnew 11 күн бұрын
አቱም ሐተይ አነ ውን ክመሀር ደልየ አራክቡኒ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 12 күн бұрын
መላኻእቲ ሓዊ ክተእቱ አይትፈትን።
@nugusekelali7972
@nugusekelali7972 12 күн бұрын
ታዋይ እዩ ካብቶም ልትግራይ ልጉሕጉሑ ዋ ሓደ ድዩ?
@TemesgenGher
@TemesgenGher 12 күн бұрын
🫡🫡🫡
@merhawitWelay
@merhawitWelay 11 күн бұрын
ሕደጉ መስሐቂ እዩ headline kum
@teweldeteklay9417
@teweldeteklay9417 12 күн бұрын
ሓደ ማዓልቲ ዲክታተር መሬራሒ ክመፅእ ይኽእል ሽዑ መናእይ ኣብ ስደት ኣብሊዑ ናይ ደገ ካፓኒ ኣእትዩ እሱ ይነብር ትግራይ ንቲ ውሑድ ዝተርፍ ትግረዋይ ኣማዕድዩ ዝሪኣ ከይትኾን ንጠንቀቕ
@MuluAsress-q1x
@MuluAsress-q1x 12 күн бұрын
1:01 1:11
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 12 күн бұрын
ኣይተ ዓወት ሓሳብ ልብኻ ክሰምረልካ እምነ።
@KuwaitKuwaitKuwait-z5c
@KuwaitKuwaitKuwait-z5c 12 күн бұрын
Zhalewo meadn entehalewo zstqemu wulqesebat embey hzbi kab sdet aydhno mnm waga yeblun
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 12 күн бұрын
ናይ ትግራይ ድሕንነት አብ ደይተረጋገፀሉ ሃምዚ ዓይነት ሃፍቲ ትግራይ ንምድያ ምውፃእሲ ትኽክል ድዩ? ምኽንያቱ ነጋ ፒፒን ህወሓትን ካልኦትን ታይ ሃምድገብሩስ ይፈለጥ እዩ።
@gabrielashebr9725
@gabrielashebr9725 12 күн бұрын
Nin werariy takaliewo alikum nay tigray hidden treasures
@kalufikir
@kalufikir 11 күн бұрын
ሓሳብኩም ፅቡቅ እዩ ግን ቅድሚ ሓደ ነገር ናብ ሚድያስ ንትግራት የውሕስ ዶ ትብሉ ? እዚኦምን ከምዚኦምን ብተግባር እምበር ብሚድያ ፕሮፖጋንዳ ምዝርጋሕ ጌጋ እየ ዝብል :: እዚ ምሽጥር ብሰብ ሞያ ተፀኒዑ ብተግባር ተትግበር :
@aregawiBeyene
@aregawiBeyene 12 күн бұрын
ሓሪፍ እዩ ግን ልምንታይ ኢኹም ተንሰፍሲፍኩም ጋዜጠኛዶ ከምዚ ይገብር እዩ ኢቲክስ ናይ ሞያኹም ተጠቀምሉ ሓደሕቶ ኣልዒልኩም ከይወዳእኩም ካልእ ትሓቱ እቲሰብኣይ ናይባዕሉ ቢዝነስ ጥራሕ እዩ ዝሓስብ ንሱፖለቲካ ዝዛረብ ዘሎ ሎጅኣየድልን መዝናኛ ኣየድልን ንሱ ከባቢ ስነምህዳር ጓሕጊሑ ንምውሳድ እዩ እስቲ ኣብቲ ከባቢ እንታይ ዝጠቅም ንመንእሰይ ሰሪሑ ስቅ ኢልኩም ትንስፍሰፉ መምሰሎ
@aregawiBeyene
@aregawiBeyene 12 күн бұрын
እንታይ ሰብ ኢኹም ኣምፂእኹም ኣንቱም ናይሚድያ ሰባት ልዕሊ ናይ ወዲ ወረደ ሰራዊት ኣለኒ ናበልኻስ ምልሻ ናኣሰሩኒ ጠቅላላ ባህላዊ ነገር እዩ ከዓ ስለበዓልኹም ኢኹም ተውግዑ ዘለኹም ሓደሽቲ ዲኹም ንባዕለይ ጥራሕ ሃቡኒ ድዩ
@awetwendum6385
@awetwendum6385 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ኩቡራት አሕዋተይን አሓተይን። እወ ሕዝዉን አብ ምስራቅ አፍሪካ ሓያል ናይ ማዓድን ተማራማራይ ሰራዊት እንዳሃነፅኩ እየ። በዙሑ ምሽጥር እዩ። አብ ቀረባ ክምርቆ እየ። አብ ሕድሕድ ገዛ ትግራዋይ አሎ እቲ ናተይ ሰራዊት ካብ ኢሳያስ ካብ ቡራሃኑ ጅላ ካብ ናይ ወዲ ወረደ ሰራዊት ተማራማራይ ዕጉሰ ሓያል ሰራዊት አለኒ ።።።።
@Dehaneyti
@Dehaneyti 12 күн бұрын
እቲ ሰብኣይ ናይ ዘርአየና ካርታ ትግራይ ብጣልያን ኣይነበረን ባዕሉ ብግምት ዝዛረቦ ዘሎ ዘይተፀንዐ እዩ። #ባህላዊ ሓኪም ኢለዮ ኣለኹ😮
@awetwendum6385
@awetwendum6385 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ኩቡራት አሕዋተይን አሓተይን። እወ ሕዝዉን አብ ምስራቅ አፍሪካ ሓያል ናይ ማዓድን ተማራማራይ ሰራዊት እንዳሃነፅኩ እየ። በዙሑ ምሽጥር እዩ። አብ ቀረባ ክምርቆ እየ። አብ ሕድሕድ ገዛ ትግራዋይ አሎ እቲ ናተይ ሰራዊት ካብ ኢሳያስ ካብ ቡራሃኑ ጅላ ካብ ናይ ወዲ ወረደ ሰራዊት ተማራማራይ ዕጉሰ ሓያል ሰራዊት አለኒ ።።።።
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 12 күн бұрын
ካብ ወዲ ወረደ ዝበልፅ ሰራዊት ኣለኒ ማለት እንታይ ማለት እዩ ወዲ ወረደ ናይ ውልቁ ሰራዊት ኣለዎ ድዩ ልዕሊ ሰራዊት እቲ ዝዓበየ እኮ ህዝቢ እዩ ስለዚ ፅላት መርዝኹም ናብ ሚድያ ምውፃኩም እንትይ ንምባል እዩ ! ጓሶት ኣቃጣሮ
@awetwendum6385
@awetwendum6385 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ኩቡራት አሕዋተይን አሓተይን። እወ ሕዝዉን አብ ምስራቅ አፍሪካ ሓያል ናይ ማዓድን ተማራማራይ ሰራዊት እንዳሃነፅኩ እየ። በዙሑ ምሽጥር እዩ። አብ ቀረባ ክምርቆ እየ። አብ ሕድሕድ ገዛ ትግራዋይ አሎ እቲ ናተይ ሰራዊት ካብ ኢሳያስ ካብ ቡራሃኑ ጅላ ካብ ናይ ወዲ ወረደ ሰራዊት ተማራማራይ ዕጉሰ ሓያል ሰራዊት አለኒ ።።።።
@aregawiBeyene
@aregawiBeyene 12 күн бұрын
ልዕሊ ናይ ወዲወረደ ሰራዊት ኣለኒ ታይ ማለት እዩ ወዲወረደ ሰራዊት ኣለዎ ድዩ ሰራዊት ናይ ህዝቢ ትግራይ እምበር ናይ ግለሰብ ኣይኮነን ብስሩኸ እንታይ ማለት እዩ ዝእዝዘኒ የለን ማለት ድዩ ስርዓት የለን ማለት ድዩ ልዕሊ መንግስቲ እየማለት ድዩ እንታይ እዩ ዘምህር ዘሎ
@awetwendum6385
@awetwendum6385 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ንኹሉኹም አሕዋተይን አሓተንይን ደቂ ትግራይ። እወ ሕዝዉን አብ ምስራቅ አፍሪካ ሓያል ናይ ማአድን ተማራማሪ ሰራዊት እንዳሃነፅኩ ቡዙሕ መንእሰይ እንዳፍርዩኹ እንዳፍረይኹ ካብ ኢሳያሰ ካብ ቡራሃኑ ጅላ ወደ ወረደ ኩሎም ዝበዘሐ ናይ ልማዓት ሰራዊት አለኒ በዝሑ ምሽጥር እዩ ።
@awetwendum6385
@awetwendum6385 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ኩቡራት አሕዋተይ አሓተይን ንኹሉኹም ደቂ ትግራይ። እወ ሕዝዉን አብ ምስራቅ አፍሪካ ሓያል ናይ ማዓድን ተማራማራይ ሰራዊት እንዳሃነፅኩ አየ ካብ ናይ ኢሳያሰ ቡራሃኑ ጁላ ወዲ ወረደ ዝበዘሐ ሰራዊት አለኒ በዙሑ አብ ቀረባ ግዜ ክምርቆ እየ አብ ሕድ ሕድ ገዛ ትግራዋ ሓደ ናይ ማዓድን ተማሃራይ ሰራዊት ክንሃንፆ ኢና።
@hayelom-u2q
@hayelom-u2q 12 күн бұрын
እማስያ መንጀርንሆን አለም ገ/ዋህድን ስያ መንግስትነት ሕዞም ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክሰርሑ ባየናይ ርእሲ
@awetwendum6385
@awetwendum6385 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ኩቡራት አሕዋተይን አሓተይን። እወ ሕዝዉን አብ ምስራቅ አፍሪካ ሓያል ናይ ማዓድን ተማራማራይ ሰራዊት እንዳሃነፅኩ እየ። በዙሑ ምሽጥር እዩ። አብ ቀረባ ክምርቆ እየ። አብ ሕድሕድ ገዛ ትግራዋይ አሎ እቲ ናተይ ሰራዊት ካብ ኢሳያስ ካብ ቡራሃኑ ጅላ ካብ ናይ ወዲ ወረደ ሰራዊት ተማራማራይ ዕጉሰ ሓያል ሰራዊት አለኒ ።።።።
@DanaytHkiros
@DanaytHkiros 12 күн бұрын
❤❤❤❤
@FstumKekle-rl3yh
@FstumKekle-rl3yh 11 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН
ሰነድ -TPM፡"እቲ'ኳ ዝሰማዕኽዎ ብዓይነይ ሪአዮ" 28/01/2025
24:47
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 2 М.
ታርኽ ርእሲ ጀጋኑ ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋ 1ይ ኽፋል
36:43
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 14 М.
ዋን ኔሽን ካበይ ናበይ?
59:54
ADMAS FORUM
Рет қаралды 27 М.
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН