Abraham AfewerKi Music Channel- Concert in Rome (Italy) -May 24 2002- Live Video No Stop

  Рет қаралды 9,969

Abraham Afewerki Music Channel

Abraham Afewerki Music Channel

Күн бұрын

Пікірлер: 19
@ove6164
@ove6164 Жыл бұрын
ኣብዚ Concert ዘለኩም እቶም ካብ ዓለም ዕድለኛታት ዝብሃሉ ሰባት ኢኩም። ኮኮብ ሰማይ⭐👑👑👑👑
@WeldmicaelKessete
@WeldmicaelKessete 11 ай бұрын
Tarik hiwet AA ente zetsehaf tsebuk neru. Seb kab natu hiwet k mehar sele zekel. Thanks
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg Жыл бұрын
ኣብርሽ ማለት ማኣዝን ሂወት እዩ ብጥበብ ግጥሙን ዜማኡን ኩሉ ግዜ ኣብ ዝኽርና ኣለኻ ኣብሸይ❤ love you and miss you so much😢🎉🕯️💖🌟💐🌹🥀🌷
@robitete3838
@robitete3838 Жыл бұрын
ናፊቅናካ ኣብርሸይ💔😌
@habtemariamahferom8650
@habtemariamahferom8650 Жыл бұрын
ኣብርሽ ኣቦ ፍቕሪ ወትሩ ኣብ ልብና ❤️❤️❤️❤️
@ኤርትራዊዜጋ-ኈ5ዘ
@ኤርትራዊዜጋ-ኈ5ዘ Жыл бұрын
❤❤❤🤴 king 🤴 bdhreka derfi mismae akarixeyo eye❤❤❤❤
@KibromMokenen
@KibromMokenen Жыл бұрын
My boss 🎤 👑
@KibromMokenen
@KibromMokenen Жыл бұрын
My King 👑
@KibromMokenen
@KibromMokenen Жыл бұрын
🎤👑
@Noahasmera694
@Noahasmera694 9 ай бұрын
ትኽእልዮ'ዶ^^^^^^ናብራ ናይ ወጻኢ ብሕልሚ ሪኤኪ^^^^^^^ሎሚ ለይቲ ተጸጊዕኪ ኣብ ናይ^#ኣኽሱም ሓወልቲ ኣብ ኣዱሊስ ኔርኪ ኣብ^^መሬት ጥንቲ እንታይ ሪእኺ ኣብ ናቕፋ ኣብ ዓዲ ርስቲ
@SenaitZeru-d4x
@SenaitZeru-d4x Жыл бұрын
@samueltekeste4844
@samueltekeste4844 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@millionbereket2496
@millionbereket2496 Жыл бұрын
Please lyrices eba gberelna zfetwa gerfi eya
@Noahasmera694
@Noahasmera694 9 ай бұрын
ቋሕ ሰም ኢለን^^^^^^ዓይነይ ክትርኣየኒ ኣበይ ውድእ^^ሕልሚ ኣበይ ይጅምር ጋህዲ ምርዳእ^^^^^^^^^^^^^^^^^^ኣብዩኒ ንስኺ'ኺ ሕልመይ ንስኺ'ኺ ጋህደይ በይነይ መን ኣሎኒ ኣይ^^^^^ኣይይ ከማይ'ዶ ትኾኒ ኮኾብ ጠሚቐኪ^^^^^^ኣልማዛዊ ብርሃን ነብሰይ'ለ ሰምየኪ {ክተቀርብለይ* መታን}(2) ትሚተይ ኢለኪ ክግህደለይ መታን ከሰምረለይ መታን ዑፈይ ኢለኪ በሪርኪ^^^ክትመጽለይ መታን ኣዕሚዩቐ ኣየከፈልኩኽን ኩነታት^^ምጥዓም ስኢኑ ይርዳኣኪ^^^^^^ይኸውን ድልየተ^^^ እንታይ ምዃኑ ድሌተይ^^^እንታይ ምዃኑ ኮፍ ኣቢለ ኣየዛረብኩኽን ዘይጥዕም ኔሩ^^^^እዋኑ ይርዳኣኪ^^^^^^ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ(2) ኣመስጊነ ብምህላውኪ ኣሚን ኣሚንኪ'ዶ 'ስኺ ብሂገ^^^^^^ዘይጸግቦ ምጭዋት^^ኣዒንትኺ ጠሚተ'የ^^^^ዝረኽቦ ናባኺ ቀሪበ^^^^^^^^^ዝማሙቖ ፍቕሪ ጠባይኪ ኣስተብሂለ^^^^ንዝቐስሞ ምኽሪ ሓልዮትኪ ሰኒቐ^^^^^^^^ዝውስኾ ስድሪ ሽምዓ ወሌዐያ ንዓኺ ምስጋና ንፍቕርና ክብሪ ኣብ ዘይሕሰብ ሰዓት ኣብ ዘይግመት ቦታ ወዝቢ ትዝ ኢልኪኒ^^ስዉር መጸዋዕታ ዘይዓርፍ^^^^^^^^^^^^^ሃንቀውታ ኣብ ልበይ ዚሂምኪ ሃንደበት ጦብላሕታ ነቒለ ^^^^^^^^^^^^^^^ኣብ ትዝታ ብፍቕሪ ነዲደ^^^^ዘይጠፍእ ሃልሃልታ ሓፍ ሓፍ ክብል ከብደይ ልበይ እንክሽገር ሽፋን ከዲንክኒ ዓለም ጠሚተያ ብሓዲሽ መነጸር ደበና ጠሚተ ዕምበባ ሸቲተ ምስ ንፍስ ቢሒተ ይኸሰኪ'ሞ ይንእደኪ እዋይ ናይ ፍቕሪ ነገር ኣዕሚዩቐ ኣየከፈልኩኽን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ ግን ይርዳኣኪ^ይኸውን ድልየተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኮፍ ኣቢለ ኣየዛረብኩኽን ዘይጥዕም ኔሩ^^^እዋኑ ግን ይርዳኣኪ^^ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ኣመስጊነ ብምህላውኪ ኣሚን ቀሲንኪ'ዶ 'ስኺ ብሂገ ዘይጸግቦ ምጭዋት ኣዒንትኺ ,, ጠሚተ'የ ዝረኽቦ^ ዛንታ'የ በልኒ^^መጽሓፍ ክኾነልኪ ግጥሚ'የ በልኒ^^^^ዜማ ክኾነልኪ ጋህዲ ክትኮንለይ^^ትምኒተይ ኢለኪ ብሽምኪ'ዩ^^^^^^ማሕላይ ልብኺ ሃብኒ ልበይ^^^^^^^ልበይ ድሮናትኪ ገለ'ባ በልኒ ገለ'ባ በሊ ገለ በልኒ..... ኣለኹ በሊ ኣለኹ በሊ ገለ'ባ በሊ ሓበነይ ኣለኹ በልኒ… ትምኒተ'የ ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትናፍቒዶ^^ይጽምወኪዶ ከማይ ትምኒቲና ትምኒት^ኮኾብ ሰማይ ትብህጊዶ^^^^ትሓልሚዶ ኸማይ ዑፈይ ምጺ^^^^በሪርኪ ብሰማይ እንተናፊቕኪ እንተጸሚዩኪ ከማይ ትምኒተ'የ^^ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትብህጊዶ^^^^^ትሓልሚዶ ኸማይ ትምኒቲና ትምኒት^^ኮኾብ ሰማይ ትብህጊ'ዶ^^^^ትሓልሚ'ዶ ከማይ ትምኒቲና ^ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትናፍቂ'ዶ ^^^ጽምወኪ'ዶ ከማይ ዑፈይ ምጺ^^^^^በሪርኪ ንሰማይ እንተ ጸሚኪ እንተ^ናፊቅኪ ከማይ ትምኒተየ ስልምቲ^^^ጽምብላሊዕ!!ሕለብኒ^^^^^^^ዓንቢበ ክጥጥዕ!! ኣነ ኣብ ዝኸድኵዎ^ከማዕድዋ ንሳ ትርከቦ^^^^^^ጎልጎል ሳዋ እዋይ ተራኢኽኒ^^ሎሚ ምሸት ከረን ኔርኪ^^^ተሸፊንኪ ልዌት ኣብቲ ደንደስ ባሕሪ ኣብ ጽምዋ ዘሕለፍናዮ ዘኪረ^^ኣብ ማሳዋ ቃል ኣቲና ^^ኢልኪኒ ሓደራ እጽበ'ለኹ ምጽኒ #ነስመራ ልበይ ብስምኪ'ዩ^^^ዝቖጽር ትርግታ ንገርኒ^^^^^^^^^^^^^ዘለኽዮ ቦታ ወግሐ ጸብሐ ^^^^ምስልኺ'የ ዝርኢ ትኽእልዮ'ዶ^^^^^^ናብራ ናይ ወጻኢ ብሕልሚ ሪኤኪ^^^^^^^ሎሚ ለይቲ ተጸጊዕኪ ኣብ ናይ^#ኣኽሱም ሓወልቲ ኣብ ኣዱሊስ ኔርኪ ኣብ^^መሬት ጥንቲ እንታይ ሪእኺ ኣብ ናቕፋ ኣብ ዓዲ ርስቲ።
@imissmama3978
@imissmama3978 Жыл бұрын
Entay dea eta bhlmi rieki lomi leyti Texegiekiy ab Akusum hawelti Tibl qorixkum dikum awxikuma😅gudamat. no good!
@Noahasmera694
@Noahasmera694 9 ай бұрын
ትኽእልዮ'ዶ^^^^^^ናብራ ናይ ወጻኢ ብሕልሚ ሪኤኪ^^^^^^^ሎሚ ለይቲ ተጸጊዕኪ ኣብ ናይ^#ኣኽሱም ሓወልቲ ኣብ ኣዱሊስ ኔርኪ ኣብ^^መሬት ጥንቲ እንታይ ሪእኺ ኣብ ናቕፋ ኣብ ዓዲ ርስቲ 😢
@teklegebryowhans6814
@teklegebryowhans6814 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@kesetehaile2507
@kesetehaile2507 Жыл бұрын
❤❤❤
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Жыл бұрын
❤❤❤
Abraham Afewerki  Music Channel-Concert in Sawa (Eritrea) (3)Third and final part-Live Video No Stop
1:13:08
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 13 МЛН
БАБУШКА ШАРИТ #shorts
0:16
Паша Осадчий
Рет қаралды 4,1 МЛН
진짜✅ 아님 가짜❌???
0:21
승비니 Seungbini
Рет қаралды 10 МЛН
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН
ephrem tamiru
3:03:58
Ethiohope
Рет қаралды 2,8 МЛН
G- LUL 04 11 2023 SWEDEN
16:45
Kokob entertainment
Рет қаралды 114 М.
Abraham Afewerki Music Channel - Concert in Sawa (Eritrea) Part  1 - Live Video No stop -
1:57:13
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 174 М.