Abraham Alem - Shewit Sgem | ሸዊት ስገም ብ ኣብርሃም ኣለም ኣቢ - New Eritrean Music 2021

  Рет қаралды 6,169,296

ADMAS MUSIC

ADMAS MUSIC

Күн бұрын

Eritrean music 2021 : Shewit Sgem by Abraham Alem Abi (Abi) - ሸዊት ስገም ብ ኣብርሃም ኣለም (ኣቢ)። Official Music Video.
© 2021 Admas Entertainment. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/Adm...
Instagram: / admasmusic
Facebook: www. Adm...
Website: admasmusic.com/
Twitter: / admasmusic
#AdmasMusic #AdmasEritrea #StarsOfAdmas #EritreanMusic #AbrahamAlem #AbrahamAbi

Пікірлер: 3 200
@eritreawieyebelom9062
@eritreawieyebelom9062 2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ 2ይ ክፋል ይገበረላ ትብሉ እስከ ፈርሙለይ ኣቢተይ ጽፍፍቲ ስራሕ
@yonnashkor1552
@yonnashkor1552 2 жыл бұрын
Ihi series music kjimer delika ufun
@eritreawieyebelom9062
@eritreawieyebelom9062 2 жыл бұрын
@@yonnashkor1552 እወ ኢሂ ሽግር ኣሎ
@selihommedia1570
@selihommedia1570 2 жыл бұрын
ድሕሪ ሞት ታሪኽ ጥራሕ እዩ ክዝንቶ ዝኽእል።እቲ ቀንዲ ጠባይ ኣብርሃም ባዕሉ ካኣ መይቱ እዩ።ከመይ ክትቅጽል።
@eritreawieyebelom9062
@eritreawieyebelom9062 2 жыл бұрын
@@selihommedia1570ውላድ ግን ገዲፉ ኣሎ ብውላዱ ዝክጽል ታሪክ የለን ማለትካ ድዩ
@ghebersemere6856
@ghebersemere6856 2 жыл бұрын
Eritreawi eye belom hak it wladu kea gobuzu ab nay weyane tesatfu ( WARSAY)
@wedimdrebahr2963
@wedimdrebahr2963 2 жыл бұрын
ዳይርክተር ዮናስ ማይናስ 100% ግጥሚ ሃብቶም (ሃፋ) 100% ዜማ ኣቢ100% ኣቢ ቡሉጽ ድምጻዊና'ዩ ኩሉኻ ርገጽ 🇪🇷👍
@fatumasaid5330
@fatumasaid5330 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@negashconstruction2043
@negashconstruction2043 2 жыл бұрын
oooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooooo
@sirakalenigzie
@sirakalenigzie 2 жыл бұрын
Gele dea enber yrgexka jkkkkjkhk
@mamimyhero4465
@mamimyhero4465 2 жыл бұрын
😂
@wedimdrebahr2963
@wedimdrebahr2963 2 жыл бұрын
@@sirakalenigzie 👍😁
@MaicoRecords
@MaicoRecords 2 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤሬይ፡ ሃፋ ድማ ከም ወትሩ ኣንበሳ
@jamisalu7215
@jamisalu7215 2 жыл бұрын
I can’t stop crying 😭 ብዓይኒ ስእሊ ብዙሑ ታሪክ ዘሕለፍና ህዝቢ ኢና 'ሞ ክብርንሞ ሞጎስን ንህዝቢ ኤርትራውያን🇪🇷❤️🙏
@Kim-tx8if
@Kim-tx8if 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@loveall892
@loveall892 2 жыл бұрын
Ygerim u ezi kemzey kone tarika lomi kulu resiom tgray tewet kiblu ywielu alew denaqur
@samilmiki7755
@samilmiki7755 2 жыл бұрын
💖💖💖💖💖 ናይባሓቂ
@Kim-tx8if
@Kim-tx8if 2 жыл бұрын
@@loveall892 100% your absolutely right. Wagha Eritrea difelte iyu mis hagerun hizbun zitseni’
@kidaneteklesenbet5306
@kidaneteklesenbet5306 2 жыл бұрын
nab zhalefnayo tarikna wesdu anbina
@TomTomiThomasTomTomiThomas
@TomTomiThomasTomTomiThomas 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ንብዓት ጠጠው ምባል ዝኣበየኩም ጽቀጡ✌️😭
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri
@afrodc9569
@afrodc9569 2 жыл бұрын
Me too
@tibakzeragito5169
@tibakzeragito5169 2 жыл бұрын
ኣቢና እወ ሒጂ እቲ ዝተሓልፈ ገዜ ሒጂ ኮይኑ እንዶ ተሰሚዑኒ ግዳ ኣሕሕሕሕሕሕሕ
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
@@tibakzeragito5169 subscribe eba tehababerena zehawey 1000 kenebxeha neza chaneley idey idka nbel
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 2 жыл бұрын
💔💔😥😭😭😭
@mohamudabdi3504
@mohamudabdi3504 2 жыл бұрын
Much love from somalia 🇸🇴 we love you Eritrea 🇪🇷 brother's from another mother
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
Yes we love you too our somali bro
@yosifhabtom5724
@yosifhabtom5724 2 жыл бұрын
Thank you bro RESPECT
@sarontekie8801
@sarontekie8801 2 жыл бұрын
Respect to u somali broooo
@lifeisok.9870
@lifeisok.9870 2 жыл бұрын
Oh wow this is thank you.. an we also lov you two somail respect. somaill.
@tomaskesete3973
@tomaskesete3973 2 жыл бұрын
Somalia the great ❤🇪🇷
@ኤርትራውያንእናጋልኤሪ
@ኤርትራውያንእናጋልኤሪ 2 жыл бұрын
I can’t stop crying😭ኡፍፍ ገለ ዓይነት ስራሕ👍❤️ኣቢተይ እዚ ይሕሊፍና ባ ኣብ ስደት ክኣ ንጠፍእ ኣለና😭👏🏿🇪🇷✅✅
@erilove4162
@erilove4162 2 жыл бұрын
Me too.OMG!
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 2 жыл бұрын
Hhhhhh
@feruzmehari7393
@feruzmehari7393 2 жыл бұрын
😔😔😔😢
@hagerdan8279
@hagerdan8279 2 жыл бұрын
Me too 😭😭😭
@azi374
@azi374 2 жыл бұрын
Me too😇
@Eritreamyblood
@Eritreamyblood 2 жыл бұрын
😮 ክሊፕ ክትርኢ ግጥሚ ዘይተቅልበሉ፡ ስለ'ዚ ተመሊስካ ግጥሚ ክትሰምዕ ትደግማ፡ መሊሱ ክሊፕ ሒዝካ ዕዝር ይብል፡ መሊስካ ትደግማ፡ ኣብ ዛንታ ክሊፕ ኣቲኻ ሚልዮን ዛንታ ኣብ ሓንቲ መጽሓፍ ትረክብ፡ መሊስካ ትደግማ በቃ እንታይ እሞ ክብል ኢየ። ናይ ኩሉ ግዜ ናይ ኤርትራ ብልጽቲ ስራሕ ወላ እንተ በልክዋ መን ከይቀዋመኒ❣️። ኣቢቲ ይበል ስራሕ 👌🏽 ማይናሰይ ፈውሲ ልበይ❣️ረኺብካኒ✌🏿🇪🇷
@anagoitom9125
@anagoitom9125 2 жыл бұрын
Nay bhaki clip kulu gelixwo, 🥺🇪🇷🙏
@milimili9286
@milimili9286 2 жыл бұрын
ግጥሚ ከየቅለብኩ ሓንጎለይ ክሊብ ሰሪቑኒ
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
Ksab hji clip tray eye zri zeleku sgemey tray hize aleku kab gtma
@anagoitom9125
@anagoitom9125 2 жыл бұрын
@@ኤርትራሪመይበቃ 🤣🤣 sgemey mihazka wen nay men koynu
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
@@anagoitom9125 kkkk ya ma,bro
@Bangtansenyeondan7
@Bangtansenyeondan7 2 жыл бұрын
I can't stop crying 😭😭😭 ናይ በሓቂ እዚ እዩ ታሪኽ ኤርትራዊ ማለት ለላህመቱ። ናዓና ብርሃን ክህቡ ከም ሽምዓ መኺኾም ዘልኣለማዊ ክብሪ ቅሳነት ንስውኣትና !! And GOD BLESS OUR COUNTRY ERITREA 🇪🇷🇪🇷💞💞🥰💞
@ilikenob8491
@ilikenob8491 2 жыл бұрын
ታሪክ ኤርትራዊ/ት ካብ ባሕሪ ብጭልፋ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ስነጥበብ ኤሩ ይዓንብብ!!!! Love you guys.
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri
@tedrossemere3352
@tedrossemere3352 2 жыл бұрын
Tikikil
@aklilgermen2621
@aklilgermen2621 2 жыл бұрын
Tarik eritria ..... spokyo msrak?
@RobelMukur-o2f
@RobelMukur-o2f 10 ай бұрын
​@@natieri2399😊
@RobelMukur
@RobelMukur 7 күн бұрын
​@😢tedrossemere3352
@eriman276
@eriman276 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ከማይ ዝነብዐ፡ ብሃገሩ ሕሙም 🇪🇷❤
@awettesfay4945
@awettesfay4945 2 жыл бұрын
Ane yeak 😢😢😢😢😢🇪🇷
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
Ane aleku bery xlul
@soli856
@soli856 2 жыл бұрын
Ane Mo xilillll eye zibil b🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rawdaabdella9657
@rawdaabdella9657 Жыл бұрын
Ane 🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@robelmukur8982
@robelmukur8982 Жыл бұрын
@@rawdaabdella9657 😭😭🇪🇷✊🏻💪
@samigo5865
@samigo5865 2 жыл бұрын
ኤርትራውነት ክቡን መንነት for ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
@robelroxlx2206
@robelroxlx2206 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማታትና! 🇪🇷
@michealgoitomrusom4452
@michealgoitomrusom4452 2 жыл бұрын
ኣድነቕቲ ማይናስ፡ሃፋ፡ኣቢ ኣለኹም'ዶ ይበል ግጥሚ ዜማ ዳሬክተር 100% ብሩኽ ቀዳምን ሰንበትን ደቂ ሪመይ።
@Wedi-Eri282
@Wedi-Eri282 2 жыл бұрын
ከም ወትሩ ጽቡቕ ስራሕ ኣቢ ፡ እዝ'ውን ሓሊፉ !!! ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና !!!
@rahwaasghedom176
@rahwaasghedom176 2 жыл бұрын
እዚ ታሪኽ እዚ ዩ ናትና can’t stop crying 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@awettesfay4945
@awettesfay4945 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢😢😢
@esromtekeste9134
@esromtekeste9134 2 жыл бұрын
Yes indeed, Eritrea!
@lion9733
@lion9733 2 жыл бұрын
Hji temelisna dma msiom koyna n kaliot hzbi tgray kemu ngebr alena nsom wn Kim hizom hade mealti nab kemzi hiwet kimelsuna iyom
@RBT._F
@RBT._F 2 жыл бұрын
ተደሚርና እኮ እንታይ ዘብኪ ኣለኪ ሕጂ ዳኣ 😩 ዘይከሰርና ከማን 🥸
@ot7bangtan751
@ot7bangtan751 2 жыл бұрын
@@RBT._F hatafat eba buzuhat yom
@huruymesfin63
@huruymesfin63 2 жыл бұрын
ግጥሚ 100 % ዜማ 100 % ክሊፕ 100 % ስእሊ 100 % ድምጺ 100 % ብልጽቲ ስራሕ ኣቢ የቀንየልና
@semeresolomon8405
@semeresolomon8405 2 жыл бұрын
Hanti gega alato aza ka ካሊኣ ተዋሳኣይ ክገብር ነሩዎ ማለት ኑሱ ኣንተ መይቱ ዳ መን ይደርፎ ኣሎ ኣንበር ኩሉ xbuk eyu ❤️❤️❤️❤️
@huruymesfin63
@huruymesfin63 2 жыл бұрын
@@semeresolomon8405 ጃክ እኮ ኣይሞተን ኣብ ታይታኒክ። ነቲ ዝሞተ ጃክ ግን፥ እቲ ኣብታ ፊልም ናይ ጃክ ገጸ ባህሪ ሒዙ ዝተዋስአ ነቲ ዝሞተ ጃኽ መሲሊዎ ወይ እቲ ገጸባህሪ ተላቢስዎ። ስለዚ ኣብዛ ደርፊ ክኣ ኣቢ ነቲ ዝተሰወአ ኣቢ መሲልዎ ወይ ገጸ ባህሩ ተላብስዎ ኢዩ ንዓይ ከም ዝመስለኒ።
@Pro-oe6ht
@Pro-oe6ht Жыл бұрын
Yeake Clip 1000% gbera, Masterpiece iya ezia. 🙌 Maynas.
@fnanfnan9803
@fnanfnan9803 Жыл бұрын
ክሊብ 199 ሂበዮ ኣለኩ
@RobelMukur
@RobelMukur 4 ай бұрын
​@😢fnanfnan9803
@meb3280
@meb3280 2 жыл бұрын
ድሕሪ ሃገራዊ መዝሙር ንኤርትራ ብዝግባእ ዝተዘየመትላ ዜማ! ሸዊት-ስገም ብሓቂ።
@fadumedia5571
@fadumedia5571 2 жыл бұрын
መፍቶ ጸላኢና ኣይንኹን ደቂ ስገመይ ከምታ ናይ ቀደምና ብሕብረትና ፈላለይትና ዘሰንበድና።ቪድዮ ቅንብር ግጥሚ ዜማ ኩሉ ይበል ዘብል ስራሕን መልእኽትን።
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 2 жыл бұрын
✌️❤️🇪🇷
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 2 жыл бұрын
❤️🙏
@dinabiniam6646
@dinabiniam6646 2 жыл бұрын
Wedi Eri kemzi kemaka ente zbezhulna n hadnegn fkrn zzmru🇪🇷💞
@zemichealtekie3565
@zemichealtekie3565 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷✌️❤️
@fadumedia5571
@fadumedia5571 2 жыл бұрын
@@dinabiniam6646 የቐንየለይ ዲና ሓብተይ /ሓወይ ክበረተይ ወገነይ።
@diamondray24
@diamondray24 2 жыл бұрын
6 minutes song = 6000 Eritrea and Eritreans history books. Amazing job and well done.
@yordaasf511
@yordaasf511 2 жыл бұрын
💖💖🇪🇷🇪🇷💕💕👍👍
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri
@RobelMukur
@RobelMukur 7 күн бұрын
​@nati😢eri2399
@eyujoshjd5915
@eyujoshjd5915 Жыл бұрын
I cant speak the language but ..is makes me cry ..woow i realy love it.... am your brother form Ethiopia .. ሰላም ፍቅር ይሁንልን...jaalali nuf haa ta'u❤️❤️❤️❤️
@hagerdan8279
@hagerdan8279 2 жыл бұрын
እቲ ጽቡቅ ነገሩ ንፈጣሪ ሰማይ ዝዘክር ትሕዝቶ ሓዚላ ምህላዋዩ። ፈጣሪ ሰማይ ምዝካር ከድሌናዩ ካብ ፈጣሪ ሰማይ ብነፍስን ስጋን ኣዚና ሪሒቅና ስለ ዘለና ብንብዓት ግን ትሓጺበ ከቃርጽ ኣይክኣልኩን
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
Yes my sister
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 2 жыл бұрын
Nay bhaki
@robelmukur8982
@robelmukur8982 Жыл бұрын
@@soliyanatesfagergish1005 🤑
@Jhosijhosi
@Jhosijhosi Жыл бұрын
❤❤❤❤🎉
@RobelMukur
@RobelMukur 22 күн бұрын
😢​@@robelmukur8982
@busybusy1367
@busybusy1367 2 жыл бұрын
ሸዊት ስገም ኣይተወደአን (2) ፍቅርና ከመይ ክውዳእ ልበይ ልብኺ እናእወየ ብናፍቆት ዝጉዳእ ከመይ ይዉዳእ ከመይ'ሉ ክውዳእ ልዕሊ'ታ ነብስኺ ውሽጠይ እናፈለጥኪዮ ብዘይተሓዝ ሒዝኒ 'በር ምፍላይኪ ዶ ደልየዮ መን ኢያ እሞ ከማኺ ንልበይ ተርግኣ ሸቀልቀል ደምሲሳ ሰላመይ ትጽውዓ ፈጣሪ ሒዘ ኩሉ ክሰግሮ እምነትኪ እንድዩ ዓቅለይ ዘንጠሮ ሓደራ 'ባ ፍቅረይ ኣይትበልኒ ቃንዛ ስእነትኪ ሕርሕራይ ጌሩ እናሳቀየኒ ብዘይ ብድላየይ እናሰኣንኩኪ ወጽዓ ተደሪቡኒ ናብራ ንኽዕረ ልበይ እናቆረረ ምስሉ ኣብኡ ሓዲረ ሸዊት ስገም ስገመየ ሸዊት ስገም ኣንቲ ዋና እዛ ልበይ ዘይትድገም ቀለበይ ናፍቆተይ ክደጋገም ሃለዋት ዶ ኢልኪዮ ናብራ ገምገም ንስኺ ኣብዘየለኽሉ ዝርእዮ ጸልማት ኢዩ ኩሉ ወጣጢ እንተ ዘትህልወኒ ካባኺ መን ዝፈልየኒ. . .እምነተይ ኩሉ ግን ከምቲ ትፈልጥዮ ኮይኑ(2) ጉዳይ ተሪሩ ኣይተኻእለን ብሓደ ክንህሉ ቀረባ ኢዩ ብሓደ ክንህሉ ክእለ ኢዩ ሽግርና ጠቃሊሉ ጎይታ ሒዝና እንታይ ኣሎ እሞ ዘይንኽሎ እምነት ኢዩ ንኹሉ ዝስዕሮ. ... እመኒ ስምዕኒባ ስገመየ ተስፋ ግበሪ ብጸሎት ኢዩ ኩሉ ዝጠሓስ ሰማይ ዘክሪ ሰማይ ዘክሪ ቃሉ ዘክሪ ሰማይ ዘክሪ ተስፋ ግበሪ ፍቅረይ ኣይትድከምኒ ሰማይ ዘክሪ
@betty7240
@betty7240 2 жыл бұрын
If anyone ever got to translate this through youtube (youtube has got updated and now it can translate comments) the translation is wrong
@mohammedhabib777
@mohammedhabib777 2 жыл бұрын
Thanks 😘
@beforeafter5477
@beforeafter5477 2 жыл бұрын
Tigray&Eritrean peoples forever ❤
@AlenaRiyadh
@AlenaRiyadh Жыл бұрын
ከም መርገም ናፍቆተይ ከደጋገም*
@selihommedia1570
@selihommedia1570 2 жыл бұрын
ሕጅስ እዚ ቆልዓን ኤረናን ዘንጸባረቕዎ ብቕዓት ሲ ተዋስኦ ጥራሕ ኢልና ክንሓልፎ ማለት ድዩ።ናይ ማይናስ ስራሕ ተዛሪብካ ስለ፡ዘይግለጽ ኣብ ግምት ከየእተኹ እየ።
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 жыл бұрын
ንመን ኢልዎ ፈጣሪ ክቕንጠጥ ኢሉ ይመስል ናይ ኤረይ ሽግር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
Amen ygberlna
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 жыл бұрын
@@ኤርትራሪመይበቃ 🙏🙏🙏
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri
@dawit.g106
@dawit.g106 2 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ደርፊ ኣብሪሽ ኣንበስ ! ኣድናቂካ ካብ ትግራይ💯💯🥰🥰🥰 ሰላም ቅሳነት ራህዋ ነደታት ኣቦታት ትግራይ/ኤርትራ ይፍጠረልና ፈጣሪ። ንሕና ዋላ ተዘይተሰማመዕና ከምተን ካለኣት ሃገራት ጎሮባብቲ ኮይና ክንነብር ዘጸጊመና ኣይኮነን ስለዚ የህዋት ኣክብሮት ነቀድም።
@AMI-wezbi
@AMI-wezbi 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ኩቡር ሓው
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 2 жыл бұрын
ናይ ወትሩ ድሌትና ንሱዩ ተኾነ ግን እዞም ተጋደልቲ ዝበሃሉ ብ ንእሽቶይ ዉሁራት ወለዶ ከይቀየርናዮም ሰላም የለን :: በቃ እቲ ዝሓለፈ almost 20 years ኣይሰላም ኣይኪናት ምሓሸና 😭😭😭
@dannykal5111
@dannykal5111 2 жыл бұрын
Amen 🙏
@wilized8584
@wilized8584 2 жыл бұрын
ክማኺ ይብዝሑ ቕድም ስላም ይረኽብ ብድሕሪኡ ክም ኣሕዋት ብሓደ ምንባር ጸገም የብሉን ምውራር እዩ ሕማቕ
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 2 жыл бұрын
ኣነስ ከምዚ ከማኹም ክርኢ ከለኹስ ተስፋ ይገብር። እቲ መመሊሱ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝወራረስ ዘሎ ደም ክልተ ኣሕዋት ምድሪ ሓበሻ ተስፋይ ጸንቂቕዎዩ ኔሩ እሞ፡ ከምዚ ከማኹም ክርኢ ከለኹ ከኣ ሓደ ሰብ ንበይኑ ውን ንዓለም ክቕይራ ከምዝኽእል ትዝ ይብለኒ እሞ ተስፋይ ይምለስ።God bless mdri Habesha.
@mykogobro7176
@mykogobro7176 2 жыл бұрын
ኣይተወደአን ኣይተወደአን ፍቕርና ከመይ ክውዳእ ልበይ ልብኺ 'ናሃለወ ብናፍቖት ዝጉዳእ ❤️❤️ ከመይ'ሉ ይውዳእ ከመይ ክውዳእ ልዕል'ታ ነብስኺ ውሽጠይ 'ናፈለጥክዮ ዝትሓዝ ሒዙኒ እምበር ምፍላይኪ'ዶ ደለዮ😢 መን'ያ እሞ ከማኺ ንልበይ ተርግኣ ሸቐልቀል ደምሲሳ'ኳ ሰላመይ ትጽውዓ ፈጣሪ ሒዘ ኩሉ ክሰግሮ🙏🏽 እምነትኪ እንድዩ ዓቕለይ ዘንጠሮ ሓደራ'ባ ፍቕረይ ኣይትጉደልኒ ቃንዛ ስእነትኪ ሕርሕራይ ጌሩ እናሳቓየኒ 😢 ብዘይብድላይ እናሰኣንኩኺ ወጽዓ ተደሪቡኒ ናብራ ክዕረ ልበይ እናቖረረ ምስ ልዋም'ዶ ሓዲረ ሸዊት ስገም ስገመይ, ሸዊት ስገም ኣቲ ዋና'ዛ ልበይ ዘይትድገም❤️ ከም ቀደም ናፍቖተይ ክደጋገም ሃለዋት'ዶ ኢልክዮ ናብራ ገምገም ....... ንስኺ ኣብ ዘየለኽሉ ዝርእዮ ጸልማት ኢዮ ኩሉ ወጣጢ 'ተዘይህልወኒ ካባኺ መን'ዩ ዝፈልየኒ, ዕምበባይ... ኩሉ ግን ከምትፈልጥዮ ኮይኑ, ትፈልጥዮ ኮይኑ, ጉዳይ ተሪሩ ኣይተኻእለን ብሓደ ክንህሉ ቀረባ'ዩ ብሓደ ክንህሉ ክእለ'ዩ ሽግርና ተቓሊሉ ጎይታ ሒዝና እንታይ ኣሎ'ሞ ዘይንኽእሎ🙏🏽 እምነት'ዩ ንኹሉ ዝስዕሮ, እመኒ... ስምዕኒ'ባ ስገመየ , ተስፋ ግበሪ🌾 ብጸሎት ኩሉ ዝጠሓስ ሰማይ ዘክሪ 🌌 ሰማይ ዘክሪ, ቃሉ ዘክሪ እዋይ ሰማይ ዘክሪ ተስፋ ግበሪ ፍቕረይ, ኣይትድከምኒ ሰማይ ዘክሪ ....... ንስኺ ኣብ ዘየለኽሉ, ዝርእዮ ጸልማት ኢዮ ኩሉ ወጣጢ 'ተዘይህልወኒ ካባኺ መን'ዩ ዝፈልየኒ, ዕምበባይ... ኩሉ ግን ከምትፈልጥዮ ኮይኑ, ትፈልጥዮ ኮይኑ, ጉዳይ ተሪሩ ኣይተኻእለን ብሓደ ክንህሉ ቀረባ'ዩ ብሓደ ክንህሉ ክእለ'ዩ ሽግርና ተቓሊሉ ጎይታ ሒዝና እንታይ ኣሎ'ሞ ዘይንኽእሎ እምነት'ዩ ንኹሉ ዝስዕሮ, እመኒ... ስምዕኒ'ባ ስገመየ , ተስፋ ግበሪ🌾 ብጸሎት ኩሉ ዝጠሓስ ሰማይ ዘክሪ🌌 ሰማይ ዘክሪ, ቃሉ ዘክሪ እዋይ ሰማይ ዘክሪ ሓቦ ግበሪ ፍቕረይ, ኣይትድከምኒ ሰማይ ዘክሪ ......... ስምዕኒ'ባ ስገመየ , ሓቦ ግበሪ ብጸሎት ኩሉ ዝጠሓስ ሰማይ ዘክሪ🌌 ሰማይ ዘክሪ, ቃሉ ዘክሪ እዋይ ሰማይ ዘክሪ ሓቦ ግበሪ ፍቕረይ, ኣይትድከምኒ ሰማይ ዘክሪ
@naodnaodi3344
@naodnaodi3344 2 жыл бұрын
ኣነስ በቓ ኣቢተይ መግለጺ ሲኢነልካ ብፍጹም 🇪🇷💪❤
@alhidaya2
@alhidaya2 2 жыл бұрын
እንድዒ ኣነ ወላ ክዛረብ ኣይክእልን እየ ኩሉ ስርሓቱ ቁም ነገር ዘለዎ ትርጉም ዘለዎ እዩ ። ካብኡ ንዝላዓለ ከኣ ቅርርቡ ጠባዩ ኣኽብሮቱ ናብ ሰብ ኮታ ኩሉ ዝገርም እዩ ዓቢ ሰብ እዩ ፡ ጽቡቕ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ከምዛ ዝኸዳ ዘሎ እንተ ዝኸይድ ፡
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 2 жыл бұрын
ኣቢ !"ጎነይ"! ጅግና ንስኹም ታሪኽ ተጸብቁ ሓደ ክልተ ጉሕላታት ኣስመራ ዘዕበየቶም ድማ ታሪኽ ከበላሽዉ ተራባርብኩም"! ዕድመ ይሃብኩም ኣርትስ ሃገራዊያን ደቂ ዝሓላል መረት ደቂ ትሽዓተ ብሄር ክልተ ሃይማኖት ን ሓንቲ ኤርትራ ሓንቲ እምነት ምስ ሓድነት!
@natnaelbirhane1940
@natnaelbirhane1940 2 жыл бұрын
Nay behaqi bro
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
Anbesa wedi ኤረይ
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 2 жыл бұрын
Nay bihaqi seb aelewa Erena. 🙏❤🇪🇷❤🌹
@michaeltadese6878
@michaeltadese6878 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🤝🙏💪
@mamaafrica3076
@mamaafrica3076 2 жыл бұрын
ሓሳዊ ኣበይ ኣለዉ እቶም ትሽዓተ ብሄር ትብሎም ዘለካ ብጅካ እቶም ኤርትራውያን ተጋሩ ሂወቶምን መሬቶምን ዝከፍሉ ዘለው ሕልኩስ
@filmonghirmay8591
@filmonghirmay8591 2 жыл бұрын
ንንብዓተይ ከልካሊ ስኢነሉ፡ ውሽጥኻ ዝትንክፍ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ስራሕ። keep going ደቂ ኤረይ። ኣቢ ድማ ኬፍ ኣለካ። ከምዚ ከማይ ተለኻ ብ like ድምጽኻ ግለጽ።
@beeentertainment2407
@beeentertainment2407 2 жыл бұрын
እቲ ቆልዓ ኣብ ገጽ ስእሊ ኣቡ'ኡ ዝገበረ ምልክት ፍልይቲ ኔራ'ሞ፡ ዳይረተር ፍሉይ ኢኻ!!!! ማይናስ እዚ ጥራሕ ዘይ'ኮነ ብዙሕ ፈጠራዊ ስራሕ ርኤልካ'የ ግን ኣይ ከምዚኣን፡ ን ኽሉ ግዜ ካብ ርእሰይ ዘይ ተሃስስ። ዜማ ዉን ናቱ ታራ ኔርዎ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 2 жыл бұрын
Me too bro
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 2 жыл бұрын
ሰሚዓ ምጽጋብ ሲኢነ ያ.❤🙏❤🇪🇷🌹
@amlelove4416
@amlelove4416 2 жыл бұрын
Omg I can't stop crying 💔💔😭😭😭😭😭😭God bless you my Eritrean People ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tedrosmihretab2377
@tedrosmihretab2377 2 жыл бұрын
😍😍💘💔
@eritreanafrican7765
@eritreanafrican7765 2 жыл бұрын
I can't control my feelings and stop crying. Great job. This tells what we Eritreans had been through under the colony of Dergi.
@centereri8198
@centereri8198 2 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ኣቢ ፡ ገለ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዛንታ ኤርትራዊ ተጋዳላይ።
@haregaweiniweldekiros6054
@haregaweiniweldekiros6054 2 жыл бұрын
ዝሓለፈ ተረሲዑ ገማጢሎም ክዛረቡ ክሰምዕ ከለኹ የሕምም የብለኒ 🇪🇷ኤረይ🇪🇷🇪🇷
@alazargkidane2790
@alazargkidane2790 Ай бұрын
😮😮😮
@abinerteclemicael650
@abinerteclemicael650 2 жыл бұрын
Abraham hawey! This song is on repeat everyday. Misgana yibtsahka kab Eritrawi🇪🇷🇪🇷🇪🇷 haweka from America. Nay bihaqi lebam wedi! Awet Nihafash 🇪🇷✊🏿🇪🇷✊🏿🇪🇷
@jontewelde9697
@jontewelde9697 2 жыл бұрын
ዳሪክተር 100% ዜማ 100% ግጥሚ 100% ኣቢ ሓወይ ድምጺ'ሞ 100%/110% ተብዓታይ ስሑል ጎሮሮ ክጽበያ ኢየ ጸኒሐ ነዚ ናይ ሕጂ ትገልጽ ብምኾና
@ክምህዘይብልጹኑዕኤርትራዊ
@ክምህዘይብልጹኑዕኤርትራዊ 2 жыл бұрын
ካብተን ኣብ ሂወተይ ዝረኣኹወን ክሊፓት አታ ማራ ኬፍ ዝሃበትኒ ዋውውው.,,, ማይናስ ናይ በሓቒ ክነኣድ ዘለዎ ኣርቲስት ናይ ሃገርናዩ። ኣቢ 100% ቡሉጽ ስራሕ!!!
@graceakech7457
@graceakech7457 2 жыл бұрын
Am not an Eriterian but following the story line made me tear up😢
@induindus3284
@induindus3284 2 жыл бұрын
ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምጺ 100% በቃ ኩሉ ቸንቶ well done
@samuelabraham7555
@samuelabraham7555 2 жыл бұрын
ሜክ ኣፕ ከ ብጣዕሚ ጎበዝ
@hagerey672
@hagerey672 2 жыл бұрын
100% perfect zbhal srah yelen
@nahomtesfay2958
@nahomtesfay2958 2 жыл бұрын
@@hagerey672 iza gn eya
@ዋርሳይይከኣሎ
@ዋርሳይይከኣሎ 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ ጅግንነታዊ ጉዕዞ ዝሓለፈ ዓመታት አትግለጽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራ ን ኤርትራውያን ጥራይ
@mulatmb5654
@mulatmb5654 2 жыл бұрын
ን ኣምሓራ ወጊንኩም እናዋጋእካስ
@truth8492
@truth8492 2 жыл бұрын
ኤርትራ ነምሓሩ ከኣ መልኣላ
@jakiyafu2516
@jakiyafu2516 2 жыл бұрын
@@mulatmb5654 ቅድሚ20 ዓመት ንመን ወጊንካ ዲኻ ትዕንወና ነይርካ? ሕጂ መልኣኽቲ ክትመስሉ መሽከንከን ትብሉ
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 2 жыл бұрын
ኤርትራ ንኤርትራዉያን ኮይና ኣይትፈልጥን ሃገር ከም ዘይብልና ኣብ ሙሉእ ዓለም ፋሕፋሕ ኢልና ኣብ ገዛእ ሃገርና ዉን ከም ስደተና ኣትሪርና ዘይንረግጽ ህዝቢሲ ያ እዚ ኣባይታ ዘየለ ምዝራብ ግደፍዎ ከም ዘየለ ኣሚና ህልው ክንገብሮ ክንቃለስ
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
@@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት ደንቆሮ
@أمرعد-د1ف
@أمرعد-د1ف 2 жыл бұрын
مانعرفش لغته لكن حزين وفهمنا من الصور احزنتنا نحبكم من اليمن
@samadam4602
@samadam4602 2 жыл бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷💯
@merhawimsgna82
@merhawimsgna82 2 жыл бұрын
ስለ ዝተቀጥቀን ዝሞተንስ ኩቡር ክክ🙄
@ባካሮ
@ባካሮ 2 жыл бұрын
@@merhawimsgna82 Eritrea 🇪🇷 መንነት ናይ ሞት መንነት ክክክ
@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ 2 жыл бұрын
@@merhawimsgna82 እወ ኩቡር መንነት ሽግር የጋጥም እምበር ተፈቲና ብሓዊ ሓደ ማዓልቲ በርሃው ክብል መንነት ኽጥዕመካ ተኽብሮ ክሓስመካ ተናሽዎ ኣይኮነን
@phala.g1324
@phala.g1324 2 жыл бұрын
@@merhawimsgna82 ኤርትራዊ ከይኮንካ ኣይክርድኣካን እዩ።
@merhawimsgna82
@merhawimsgna82 2 жыл бұрын
@@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ መጀመርታ ኤርትራዊ ዜግነት እሞ በል፣ ምኽንያቱ ክሳብ ሕጂ ኤርትራዊ መንነት ስለ ዘይተነድፈ፣
@sweeteseyas1175
@sweeteseyas1175 2 жыл бұрын
ዛንታ ገድለን ኤርትራወንትን ዘይብተኽ ሰንሰለት ዩ ንሱ ተርኾን ዘሩን ዘሩልና ኡ ሓሊፉ አዞም ኣኣብ ሺባሕ ነህድሰሉ ወተሩ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤❤❤❤❤🙏🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kbwd3836
@kbwd3836 2 жыл бұрын
Eritrawenetey ab weshti lebey qalqal elu 🔥 🔥🔥ab lebey ❤️❤️❤️🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾!! Love you Deqi Erey
@gangster_isaias_afewrki1082
@gangster_isaias_afewrki1082 2 жыл бұрын
ኤርትራውነ ኩቡር መንነት ኢዩ🇪🇷❤️❤️
@merhawimsgna82
@merhawimsgna82 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ዜግነት እምበኣር መንነት የለን ። ድሓር ከዓ ከመይ ዲዮ "ክብሪ" ክቡር ትብል ኣበይ ዘሎ ክብሪ እዩ እዚ ዂሉ ኣብዛ VD ዝራእዃዮ ኣሕሊፍና፣ ሃገርና ከይዘይ ትምልከተና ኣሳጊጎም ፈቀዶ ሳህራን መፎቶ ኣዕራብን ኮይና ዘለና።ከማና ዝሓሰረ ከማን የለን ባእ
@jakiyafu2516
@jakiyafu2516 2 жыл бұрын
@@merhawimsgna82 መንነት ትርጉሙ ፍለጢዮ መጀመርታ ዜግነት መንነት እዪ እንታይነትካ ስለ ዝገልጽ። ዜግነት መንነት እንተ ዘኮነ ደኣ እንታዪ እቲ መንነት እዪ ኢልካ ትኣምነሉ? ካልኣይ ከኣ መንግስቲ ስለ ዝጸላእካ ሃገርካ ዘጽልእ የብልካን።
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
Yes wedi ኤረይ ሓወይ
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
@@merhawimsgna82 ክክክክ ተወሊጀ ኢኻ ማአሙና ክክክ
@maharyabay
@maharyabay 2 жыл бұрын
@@ኤርትራሪመይበቃ ድቁርናኻ ጠጠው ኣብሉ ኣብራሃም ከኣ ኣበይ ድዩ ዓዱ?
@eritube3898
@eritube3898 2 жыл бұрын
መገለጺ የብለይን ናይ በሓቂ 🇪🇷❤❤❤ቡሉጽ ስራሕ አዩ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri
@haileteferi7591
@haileteferi7591 2 жыл бұрын
abitey nice job
@robelmukur8982
@robelmukur8982 Жыл бұрын
@@natieri2399 😄
@welidmohammed8284
@welidmohammed8284 2 жыл бұрын
I Love eritrean and ethiopian music 🇧🇴💜🇪🇷
@alexochelsawi1367
@alexochelsawi1367 2 жыл бұрын
ዘረባ ይሓጽረኒ ክገልጻ ኩሉ ትትንክፍ ደርፊ just amazing song💯❤🇪🇷
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri ???
@Gablatv1966
@Gablatv1966 2 жыл бұрын
ኣቢ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምጺ 100% ዳይሬክቲን 1000/100 ... ልብኻ ዝትንክፍ ብሉጽ ስራሕ !!!
@filimonmhertab1566
@filimonmhertab1566 2 жыл бұрын
7 ወሪሒ ሙሉእ ደጋጊመ ሰሚዐያ ዘይትምኖ ደርፊ ።ትዝታ ኣለኒ ምዛ ደርፊ
@bambelomlash1214
@bambelomlash1214 2 жыл бұрын
Yzkereni 14 minutes ago kab zerkbela ksab hji aytegadefkwan filate wedi
@RobelMukur
@RobelMukur 3 ай бұрын
😢​@@bambelomlash1214
@slunas2320
@slunas2320 2 жыл бұрын
ከምዚ ኩይና ዘምጻእናያ ሀገርና አብዋጋ ዕዳጋ አይንእትዋ ከም ዐይኒ ብሌንና ንሐልዋ ምክንያቱም ታሪኽ ኤርትራ ረዚን እዩ። ንፉቀር 🇪🇷🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷
@alembetesfa2095
@alembetesfa2095 2 жыл бұрын
ኣያኻ ኢሳያስ የእቲዋ እንድዩ እንታይ ትብል ኣሎኻ
@Dandani21
@Dandani21 2 жыл бұрын
@@alembetesfa2095 እሞ ፍልልይና ኣጽቢብና ካብዚ ኣትያቶ ዘላ ነውጻያ
@esayasmeasho341
@esayasmeasho341 2 жыл бұрын
ረዚን መልእኽቲ ዘለዋ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ ኣቢ ሓወይ ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪💪
@temesgenokubay1794
@temesgenokubay1794 2 жыл бұрын
Eritrea for ever never give up 🆙 nice job Abi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielmussie6724
@danielmussie6724 2 жыл бұрын
For sure! Who listen to this song 🎵 gets a unexplained feeling inside. Perfect Job 💯
@tesfalemyoebyo7969
@tesfalemyoebyo7969 2 жыл бұрын
ኣቢ ፋርስ ወዲ ኤረይ መግለጺ ስእነልካ ልኡም ድምጽካ በርትዕ ኣጆካ ፎርሳ፡👍🇪🇷♥️
@natnaelweldeab223
@natnaelweldeab223 2 жыл бұрын
ata alo do kemzi kemay ne malti 3 gzie zsema gdn Gtmi 100% Ziema 100% Direktor 100% Clip 100%🌟🌟⭐⭐ thanks abi bal kanari dmxi ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐🇪🇷⭐⭐
@jimmymehamed9076
@jimmymehamed9076 2 жыл бұрын
"ወጣጢ ተዘይህልወኒ ካባኪ ታይ ምፍለየኒ "🇪🇷 ዓደይ
@idorm.7971
@idorm.7971 2 жыл бұрын
Bhaki Abi is Quality over Quantity🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 This is a story of many Eritreans if not all. Such an amazing job👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽 Keep shining King❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yordaabrham2890
@yordaabrham2890 Жыл бұрын
Eza defi degagime semiaya 😢 ab nefsi wekef zreakuwa ynebe btaemi flyti srah eya Abi hawna ❤❤❤
@fqribeyney3785
@fqribeyney3785 2 жыл бұрын
Eritrea is a land of uncountable unbelievable very touching history. We are so proude of you Abitey , especially Maynas and Hafa!
@aklilughebrezgabher5521
@aklilughebrezgabher5521 2 жыл бұрын
ብ ጣዕሚ ገላጺት ምሃሪት ስራሕ እያ ኣቢ ሓዉና ቀጽሎ ኢኻ
@ramlawudu4480
@ramlawudu4480 2 жыл бұрын
እንባየን ማቆም አልቻልኩም 😭😭 ምን እንደሚል አላውቅም ግን የህጻኑ ልጅ ሁኔታ ልብ ይነካል 💔
@tiegstiteklay6250
@tiegstiteklay6250 2 жыл бұрын
ኣንቺ በሌለሽበት የማየው ጨለማ ነው ሁሉ የሚጎተኝ ባይኖር ጃንቺ ሞት ነበር የሚለየኝ ግን ሁሉም ኣንቺ እንደምታውቂው ነው እያለ ነው ኣማርኛ ብዙ ኣልችልም
@betty7240
@betty7240 2 жыл бұрын
😭
@huruykesete828
@huruykesete828 2 жыл бұрын
ኣይተረዳካን አምበር ብሰንክኩም አዩ አዚ ኩሉ ወሪድና ኣምሃሩ
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
It is because of your forfather from haileslase and dergi regime they where killing us since menilik and all other kings but we Eritreans conqure it all and we stand till now we never ever invade other country in our history
@rozaaleazar4181
@rozaaleazar4181 2 жыл бұрын
@@huruykesete828 just because those power guys speak amharic does not mean they are amhara , amhara people is a victim too
@samytekle471
@samytekle471 2 жыл бұрын
ኣቢ ሓውና እዝንን ርእስን ንዘለዎ ዓቢ መልእኽቲ'ዩ ከምዝርዳኒ መብዛሕትኡ ስራሕ ኣቢ ብደቂቕ ተሪኢናዮ ን ዘለናዮ ናብራ ብዙሕ መልእኽቲ ኣለዎ good job abi !!!
@nebu5224
@nebu5224 2 жыл бұрын
ኦህ ኣይከኣልኩን አዚ ዩ ታሪኽና ንስለኪ ዩ ኤረይ 🇪🇷 አድመን ትአናን ይሃብኩም ኣቢ & ማይናስ 🇪🇷❤
@peacelife4528
@peacelife4528 2 жыл бұрын
Music of 2022 Abi King 🌹🙏 There's no music will beat this in 2022🥀
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 2 жыл бұрын
ዋው ብራቮ ኣብራሃም መቁኑነይ ደርጊ ኣባና ዘዉረዶ ቀሊል ነገር ኣይኮነን!😢💪🏽
@bnibnu1069
@bnibnu1069 2 жыл бұрын
I can't stop crying 😢😢. Nayzi AMET zbelexet derfi ... Director lyrics melody💯
@meharikidane8933
@meharikidane8933 2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ እክሰማዕ የኣዕንተይ ንብዓት መልኣን ከንጀርብባ ግዝየ ኣይ ወስደለይን ብፍላይ ኣብታ ነታ ክብርቲ ባዓልቲ ቤቱ ርኡ ከም ዘይራየ ሓሊፍዋ ከብቅዕ እቲ ዘይፈልጦ ወዱ ውዲ መን ኣካ ምስ በሎ ዝኾነ ኩነታት ባህሪ ልብይ ተንኪፉ ዝኾኖ ኣዩ ዝጠእፍኣኒ.
@hanaosman6194
@hanaosman6194 2 жыл бұрын
I can't stop crying😭.. 🇪🇷❣️
@jamalmadayen8620
@jamalmadayen8620 2 жыл бұрын
The real history of every eritrean
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri
@meratesfa3371
@meratesfa3371 2 жыл бұрын
Me too
@filmonefrem4749
@filmonefrem4749 2 жыл бұрын
ክልፕ ናይ መወዳታ ኬፍ ሂባትኒ ከማይ ደስ ዝበለቶ like ግጨወኒ👍
@Hagos333
@Hagos333 2 жыл бұрын
I’m from Australia 🇦🇺 & I love your music
@Rose-gj7mg
@Rose-gj7mg 2 жыл бұрын
Ata maynas entay ina giernaka… nay lebi tenkafit mewdaeta I can’t stop crying nebatey kabey kem zemxe jerebreb❤️ amazing work
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri
@Rose-gj7mg
@Rose-gj7mg 2 жыл бұрын
@@natieri2399 xegem yelen 👍🏽
@brukiezgg9887
@brukiezgg9887 2 жыл бұрын
Abi bro i can't stop crying 😢😭😪 It's great story 100% Lyrics 100% Melody 100% Direction 100% God bless you broo
@jossawitalajawi6788
@jossawitalajawi6788 Жыл бұрын
ከምኡ ዩ ታሪኽና ፡ኣቦታትና ኣዴታትና ጀጋኑና ኩሎም ዘይድገም ታሪኽ ሰሪሖም ሓሊፎም ውጺኢቱ ግን ኣይግድን ከም ኢዶም ኣይኮነን ኩሉ ግዜ ኣብ ኩሉ ቦታ ክብሪ ንዖኦም፡ሓወልቲ ክንሰርሓሎም ኢና።ሰላም ንዓኹም ደቂ ጀጋኑ ደቂ ሃገር። ጆሢ ወዲ ጂግና
@nimroudteklemariam5539
@nimroudteklemariam5539 2 жыл бұрын
ንክትገልጾ ቃል ዝሓጽረካ ስራሕ ማይናስ ዓንዲ ሕቆ ስራሕ ኢካ ሞ ኣምላክ ምሳካ ዩኩን፡ ኣቢ ሓወይ ቡሉጽ ስራሕ ናይ መወዳእታ።
@xigewini7426
@xigewini7426 2 жыл бұрын
💔😢😭 My eyes are full of tears! I can’t stop crying 💯/ 💯 Great melody, poem, actress,music......❤️thank you for the real story.
@azebkidane6620
@azebkidane6620 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ድኣ ሞ ብምንታይ ዘይተፈተነ ብሓዊ እኮ’ዩ ተፈቲኑ ሓሊፉ ከም ወርቂ ቪቫ ደቂ ኤረይ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ።❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💕💪
@p.e.a7928
@p.e.a7928 2 жыл бұрын
Great job! ን ኤረና ኣፍወርቂ😍 ዝከወን ቃል ግን የብልየን. . .ነቲ ናይ በዓል ነጪ ደረጃ በጺሓቶ ኣንበሲት🔥! Yonas maynus kea km kulu gezie Amazing Directing👌
@filmonghirmay8591
@filmonghirmay8591 2 жыл бұрын
Wowww ብፍላይ ንብዕራይ መላፍንቲ ኮይና ክትሓርስ ምስ ረኣኹ፡ በቃ ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይከኣልኩን ።ኣብ ገጻ ዝንበብ ዝነበረ ንባብ ዋው ኤሩሩሩሩ መግለጺ ኣልቦ። እንድዒ
@cristianmauriciogarciagonz1689
@cristianmauriciogarciagonz1689 2 жыл бұрын
Nay hehaki rekibkani bro
@ኤረናኤረና
@ኤረናኤረና 2 жыл бұрын
ንብዓተይ ደው ምባል ኣቢኒ ብሓቂ ቡሉጸይ ከመይ ዲካ ናተይ ኣቢተይ ኣስሊ ኤርትራውነት ጽኑዕ እምነት ደም ዝተኸፈሎ ጽኑዕ መንነት 🇪🇷👑🇪🇷 ግጥሚ100% ዜማ። 100% ዳይሬክተር100%
@abelteklit8791
@abelteklit8791 2 жыл бұрын
Nay Bhaqi 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@robeltesfay1884
@robeltesfay1884 2 жыл бұрын
I'm from Jupiter and I like Earth's music specially from Eritrean music 🎶
@akiaki6088
@akiaki6088 2 жыл бұрын
I like where u r from kkkkkk
@Yonii7
@Yonii7 2 жыл бұрын
Outstanding video & music .. this is called Art.. we will never forget our past .. Glory to our Martyrs ❤🇪🇷
@yordaasf511
@yordaasf511 2 жыл бұрын
👍👍🇪🇷🇪🇷💕💕💖💖
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 2 жыл бұрын
❤️❤️✌️🇪🇷
@nebelbalentertainment
@nebelbalentertainment 2 жыл бұрын
🇪🇷✌️🙏❣️
@ksanethagos1105
@ksanethagos1105 2 жыл бұрын
♥️🇪🇷♥️
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 2 жыл бұрын
Yes ma blood
@edenkflay5811
@edenkflay5811 2 жыл бұрын
Ufff I can’t stop crying it’s great song abiti And special director yonas love you deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri ???
@eritreantraveler4738
@eritreantraveler4738 2 жыл бұрын
Best song and storyline of 2021! Glory to our martyrs and all the people of Eritrea who have sacrificed there lives for independence🇪🇷🇪🇷
@jonkarl3023
@jonkarl3023 2 жыл бұрын
ታሪኽ፡ግፍዒ፡ፍቅሪ፡ስቃይ፡ተወፋይነት፡ጂግንነት፡ተጻዋርነት።ብ ዓቢኡ ከኣ ጥበብ። ኩሉ ኣሎ ኣብዛ ደርፊ።ኣዝያ ገላጺት። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።👌🏽👌🏽👌🏽👏🏼👏🏽👏🏽👏🏽። ንበሩልና ደቂ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jonkarl3023
@jonkarl3023 2 жыл бұрын
@bocoy noiu Clip is verry hearttouching!
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 2 жыл бұрын
💯 Getmi 💯Zema 💯 Dirctor Abi +maynas+hafa=eru🇪🇷 🇪🇷 💯
@ምድረባሕሪ-ፈ2ጨ
@ምድረባሕሪ-ፈ2ጨ 2 жыл бұрын
ኤረና እቲ ቆልዓ ከኣ ንፉዓት ዮም ብፍላይ ቲ ቆልዓ
@arsemahaile4186
@arsemahaile4186 2 жыл бұрын
Eza derfi kab tewexe kesabe hji eye kesmeae kelku zbeki...tarikena merire eyu🇪🇷🇪🇷🇪🇷 proud to Eritrea ma country right or wrong ♥️
@wedimaryam15
@wedimaryam15 2 жыл бұрын
abi the great🎵🎤 ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ደርግ ሰነፍ ኣድጊ ብታኔላ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘውረዶ ግፍዒ ኣይንርስዖን ስደትና የሕጺሩ ብሰላም ናብ ሃገርና ንምለስ ይግበረና🙏🙏✊🇪🇷♥️✌🇪🇷
@mulatmb5654
@mulatmb5654 2 жыл бұрын
እናሓገዝክምዎምስ ናበይ ናበይ
@esromtekeste9134
@esromtekeste9134 2 жыл бұрын
Can't stop crying 😭😭. Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 2 жыл бұрын
አነ ኸማን ገለ ዓይነት ደርፊ.❤🙏❤🇪🇷🌹
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 2 жыл бұрын
Eritreawinet kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@wedikebarikbreab6982
@wedikebarikbreab6982 2 жыл бұрын
ኣቢ በል ክትድረር ኣታ ወዲ ኣቢ ሓቢቢ ጽብቅን ጽፍፍን ስራሕ🇪🇷✊🏾💪🏽🐪 l love deqi E🇪🇷 ሓላላት ቀራባዩ ንታሓቃቆፈሉ miss🤞
@oneloveTv
@oneloveTv 2 жыл бұрын
Abi hawey btami Thaguse,,, blux Srah.. i Love Deki Ereyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🌹💔🌹
@rahelamerica8621
@rahelamerica8621 2 жыл бұрын
Robiti wedi eri
@hhhelal6566
@hhhelal6566 2 жыл бұрын
6minute song almost describes the 30years unforgetable history thanks guys God bless Eritrea and Eritreans.
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 2 жыл бұрын
ንስኪ ኣብ ዘየለክሉ ዝርእዮ ጸልማት እዩ ኩሉ ወጣጢ እንተ ዘይህልወኒ ካባኪ መን ዩ ዝፈልየኒ ኩሉ ግን ከም ትፈልጥዮ ኮይኑ ጉዳይ ተሪሩ ኣይተካእለን ብሓደ ክንህሉ ክሊብ ኣንብዒትኒ ኣቢተይ😥 ጽቡቅ ስራሕ ፍቅሪ በይነይ love youuuu ma king
@wedigrmay9124
@wedigrmay9124 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መግለጺ ሲኢነሉ ብፍላይ ማይናስ ♥🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@JohnEnterteiment-2
@JohnEnterteiment-2 Жыл бұрын
ታሪክ ሂወተይ አያ አዛ ደርፊ ክሰምዓን ክነብዕን ኣቢ ሓወይ መግለጺ የብለይን ።
@angsetearaya8705
@angsetearaya8705 2 жыл бұрын
Wow💔💔👏🏽👏🏽 I am sure you have told a story about all our heroes ክብርን ዝክርን ንስዋአትና🌾🌹🌾🌹🌾🌹🥀
@asmeromgdey7136
@asmeromgdey7136 2 жыл бұрын
Omg my heart is broken i can not stop crying ! 😭😭😭😭 🇪🇷♥️
@millionfesshaye8236
@millionfesshaye8236 Жыл бұрын
Abye xebkti derfi des teb 😳😭😭🖤Amlak mhrtu ylklna
@shewitkiflom1098
@shewitkiflom1098 2 жыл бұрын
I can’t get enough of this song very touching 😭😭😭😭great job my two favorite 🇪🇷 artists😍
@natieri2399
@natieri2399 2 жыл бұрын
ሰላማት የህዋተይ ደኺ ኤረይ 1000 subscribe እባ ንክትበሥህ በጃኩም ተሃባበሩና ab Natey channel malet Nati eri
@semiragirmay533
@semiragirmay533 2 жыл бұрын
😭😭😭😭
@robelmukur8982
@robelmukur8982 Жыл бұрын
@@semiragirmay533 💪🇪🇷✊🏻::
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 14 МЛН
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 106 МЛН
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 71 МЛН
Abel Kflom - Texebeyni(ተጸበይኒ) | New Eritrean Music 2022
4:45
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 8 МЛН