ወለላ ማዓር ~ Welela Maar~ABRAR OSMAN ~ኣብራር ዑስማን

  Рет қаралды 1,534,966

ABRAR OSMAN

ABRAR OSMAN

Күн бұрын

Subscribe / @abrarosmanart
FB Page: / abrarosman100

Пікірлер: 557
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ወለላ መዓር ሽታ ጽጌ ረዳ ነዊሕ ጸጒራ ብርለ ክሳዳ ምዕርግቲ ቁመት ጽብቕቲ ካይዳ ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ ሰሊባቶ ልበይ ልበይ ወኒናቶ ዓቕለይ ካብ ኩለን ዝያዳ ❤ 15-12-20 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
@berekettsegay1558
@berekettsegay1558 2 жыл бұрын
ዘይት ቅጽላ ዳኣ ክቡር ሓወይ ብዙሕ ኣይ ሰምዖን እየ እቲ ግጥሚ ኣብ ገለ ገለ ማለት እዩ ኩላ ብዝዓቅምካ እንተ ትጽሕፈለይ ጽቡቅ ኔሩ ከምዝ ከማይ ዘይ ስማዓካ እንተ ኮይኑ ግን ድሓን ሸለል በለኒ
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t 11 ай бұрын
ትፍልጥ ዲካ ከምዘ ፍትወካ❤
@anonymoushacker5643
@anonymoushacker5643 4 жыл бұрын
ደፍታትካ ሰሚዐ ኣይጸግቦምን ወዲ መቐለ እየ ኣድናቒኻ።
@jddbxx4445
@jddbxx4445 4 жыл бұрын
2013 💗💚💘💛💝💜💞💓
@therasogbamicael1661
@therasogbamicael1661 10 ай бұрын
​@@jddbxx4445Il p8i8i99p""ist ]wg) hgh~khj77=
@MelakeWeldemaraim
@MelakeWeldemaraim 2 күн бұрын
Ane le
@sunshineentertainment6576
@sunshineentertainment6576 3 жыл бұрын
ኣብራር ! መምህር ጥበብ መምህር ፍቅሪ መምህር ፍትሒ መምህር ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏💜
@ZemenwediCharles
@ZemenwediCharles 5 жыл бұрын
Abrar zeftu #Like eski aytetwhdu
@aborida5438
@aborida5438 5 жыл бұрын
Abrar nisika (nisikum)ikum welella Maer :-...... nisika,(nisikum ) ikum abo haqi Abo fithi Abo iman wo sabir Abo tebeb Abo hizbi Abo habo Abo hager Abo nay abowa Lubak Shum Labhat aba Haqi aba Qalbekee intit ifo ......... naika kigelix haqmi yaybilen Idmen tinan abrarey
@fikadutsehaye4764
@fikadutsehaye4764 5 жыл бұрын
ዓሚቅ ግጥሚ፡ዘይቅየር ስሑል ድምጺ፡መሳጢ ዜማ፡ውሁድ ሙዚቃ፡እናሻዕ ክትሰንዖ ዝዕድም፡ንወለዶታት ከይተመንወ ዝቅጽል ብቁዕ ስራሕ ዝሰርሐ፡ብዓቢኡ ከኣ ቅዋማዊት፡ደሞክራሳዊት መሰል ህዝባ ዝረጋገጸላ ኤርትራ ክርኢ ሃረር እናበለ ዝነብር ልዙብ ትሑት ስነ ጥበባዊ ኣብራር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!
@danieltsegay3114
@danieltsegay3114 4 жыл бұрын
Aberarrrr melat I love your song
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 4 жыл бұрын
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️ ፍቕርን ሕውነትን ይሰስን ......,............
@user-lu5qf7dz5r
@user-lu5qf7dz5r 4 жыл бұрын
ኣሜን 3 ኩቡር ሰነ ጥበባዊ ኣቦና ኣብራር ብጣዕሚ ኢና ነፍቅረካ
@ltgofficial500
@ltgofficial500 4 жыл бұрын
ክነሰኻ ወለላ፡ንካሊእ ወለላ እንዳበልካ ትደርፍ! ደርፍታትካ ንልዕሊ20 ዓመት እናሻዕ ይሰምዖ ኣሎኹ።ንስኻ ናብዛ ማኣዲ ጥበብ ምስዘይትመጽእ ናይ መን ስነጥበባዊ ኮን ይሰምዕ ምሃለኹ? ዘይተመለሠለይ ሕቶ!።
@abielashebr4963
@abielashebr4963 4 жыл бұрын
ባባ ኣብራር ከም ሙዚቃ ዘይኮነስ ከም መድሃኒት ኢየ ዝጥቀመሉ ሙኡዙዝ ብእዝኒ ዘይ ኮነ ብልቡ ዝሰምዖ ጡዑም ድምጺ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 2020
@messikahsay3562
@messikahsay3562 4 жыл бұрын
ባባ ኣብራር ኡስማን ኪብሩን ሀፍሪን ኮብሪ የግባካ አዮ መድህንት ኣርትስ አካ አድምን ተንንንንን የህብካ ኣምልክ ኣቦና
@fikadutsehaye6376
@fikadutsehaye6376 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣብራሪኖ
@AaSs-ll9bw
@AaSs-ll9bw 2 жыл бұрын
ሰሚኤ ዘይፀግቦ ተዘክሮታተይ ብዙህ አለኒ ንበረልና ካብ ትግራይ
@danabraham1589
@danabraham1589 3 жыл бұрын
Growing up in adi keih, my older brother used to play this song a lot. Unfortunately he passed away. Whenever I listen to this song I have tears remembering my brother.
@nativeabashawl6519
@nativeabashawl6519 3 жыл бұрын
Sorry for your loss your brother is looking down from heaven God bless
@danabraham1589
@danabraham1589 3 жыл бұрын
@@nativeabashawl6519 thank you brother. Much love.
@Men1109
@Men1109 2 жыл бұрын
I distribute my condolences 💐 to you be strong.
@ermiaspetros4338
@ermiaspetros4338 2 жыл бұрын
sorry to hear that
@zeromabraha3742
@zeromabraha3742 Жыл бұрын
Mein Beileid! es gibts ein Sprüche! Wir wollen oder nicht müssen wir auch die gleichen Weg folgen!!
@kasuberhe9219
@kasuberhe9219 Жыл бұрын
ትግራዋይ እየ ፍሉይ ቦታ ኣለኒ ወለላ መዓር Ak
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ዝኸበርካ ካሱ ፡ ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ንሰለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@user-re4hs8mw4r
@user-re4hs8mw4r 22 күн бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖ ናይ አብራር መዓር ደረፊ!!
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 15 күн бұрын
@@user-re4hs8mw4r የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ወዲ ኣሰላፊ ብልቢ አመሳግነካ ወትሩ ናይ ልበይ ኢኻ ኩሉ ሰናይ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@user-di3bt9kf4r
@user-di3bt9kf4r 5 жыл бұрын
ወለላ ማዓር ሽታ ጽገረዳ ኣብራር ኣቦ ፍትሕ
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 2 жыл бұрын
ኣሕ ደርፊ ናይ በዓል ኣብራር ሰሚዕካ ነዞም ናይሎሚ ዘለዉ ደረፍቲ ዝብሉዋ ንነብሶም ክትሰምዕ እኮ ተምላስ እዮም ዘምጹልካ ኣንቱም ሰባት በዞም ናይሎሚ ደረፍቲ ኮ ኣእዛና ጸሚሙ abrar the living legend long life 🌺🌺♥️🌺
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 жыл бұрын
ኩቡር " ጎቦ ባሓኒ" ሉዑል ፍቕርን እኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ። ንምብጻሕካ ፡ብልቢ አንዳኣመስግነኩ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ። ❤❤❤❤❤ ኣብራር
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 2 жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt ሰናይካ ይብዛሕ ኩቡር ኣያይ ለጀንድ ኣብራር 🌺♥️♥️♥️
@alexanderalexander7126
@alexanderalexander7126 6 ай бұрын
Baba abrar Btami eye zfetwokum❤ bkemey krekbekum ykl alek kab Nitherland 😊
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 26 күн бұрын
ኤእ ኣይተሕፍሾባ ሎሚውን ብሉጻት ደረፍቲ ይፈርዩ ኣለዉ እኮ፡ እንተኾነ ብዙሓት ካብ ሓደ መዓልቲ ዘይሓልፍ ደርፊ ዘፍርዩውን ኣለዉ። ጸጽብቑ ምርኣይ ክሓይሽ።
@Fagi-24
@Fagi-24 3 жыл бұрын
ሓቀኛ ኤርትራዊ ተቃላሳይ ኣቦና ኣብራር መን ከማኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@birhanaabrahaley3673
@birhanaabrahaley3673 Жыл бұрын
Abeyn kab meas ksab meas kem ztekalesen bhafesha kalsin derejeun medrekatundo ketebrehaley zhawy (kem ertrawi!!! Entekonka???
@user-kz4rm7fh5x
@user-kz4rm7fh5x 10 ай бұрын
ንኩሉ ተጋሩ
@mary1475
@mary1475 8 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂መዓስ ኢዩ ተቃሊሱ???? ምስ በዓል ኪሮስ ድዩ ደርፉ ጥራሕ ኢዩ ጥዑም
@MedhaneTsegay-ws1je
@MedhaneTsegay-ws1je 7 ай бұрын
ሀ​@@user-kz4rm7fh5x
@Tusfai
@Tusfai 15 күн бұрын
ቀዳማይ ጥበብ ዝብሃል ፍርሓት ኣምላክ ኣብራር ሓውና ድማ ንሓቂ ክትብል ኩሉ ዝከፈልካ ኢካ ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 15 күн бұрын
@@Tusfai ብልቢ የቐንየለይ ክቡረይ ክብረት ይሃበለይ ፡ጽንዓት ኣብ ሓቂ የኽእለኒ እንዳበልኩ እየ ዝምህለል ።ንምንታይ'ሲ ክትከውን ምድለይን ምብቃዕን ከቢድ ሰለዝኾነ ። ናዓኻ ሒዘ ክኽእሎ ልዑል ባህገይን ትምኒተይን እዩ ንሰለ'ቲ ዝሃብካኒ ኣኽብሮትን ክቡር ጊዜኻን ብልቢ አመሳግነካ ። ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኣይየሰኣእነና " ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን" ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@amanataklti3012
@amanataklti3012 5 жыл бұрын
ኣብራር ስሑል ጎሮሮ ሰሚዕካ ዘይምኖ ደርፊ🎤🎤🎵🎶 ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ
@zerithadgu868
@zerithadgu868 5 жыл бұрын
Nay bhki brather✌❤👍
@missjabida1188
@missjabida1188 2 жыл бұрын
አብራር ሰሑል ጎሮሮ ሰሚዕካ ዘይሙኖ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ 💞💞💞💞
@edenasefaw7957
@edenasefaw7957 4 жыл бұрын
ንብዓት ዩ ዝመጸኒ ነዚ ኪስምዕ ከልኩ ንበርልና
@am-pc5ks
@am-pc5ks 4 жыл бұрын
I don't know why Eritrean's singers are so perfect. salute you all Eritrean artists who makes our memories always brand new, thank you #Abrar the one and only.
@user-rm7kt1zw7f
@user-rm7kt1zw7f 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ፡ 1996- 1997 ኣብ ግዘ ቁልዕነቱ ምስ ዓበይቲ የሕዋቱ ተጸጊዑ ዝሰምዓን ዝኽርን ዘለዎ
@jonjon9469
@jonjon9469 3 ай бұрын
ኣረጊት ኢካ ማለት ኢዩ
@isseyerione2738
@isseyerione2738 2 жыл бұрын
This song reminds me Expo festival in Asmara. One of the most played song every year when I was a kid. Summer time rainy season getting wet while dressing up the best outfit you ever owen. Time flies extremely fast!
@gereharyat
@gereharyat Жыл бұрын
Yeah 1992 😢good days
@ketema92
@ketema92 Жыл бұрын
Exactly
@searetemesgen9286
@searetemesgen9286 11 ай бұрын
Exactly same childhood memories❤❤❤
@test8551
@test8551 3 жыл бұрын
Never get old!!መዕቅን ኣልቦ ኣብራርስ ኡንካ ናትና ኩንካ
@user-hl8tm5mm3u
@user-hl8tm5mm3u 3 ай бұрын
ደርፍታትካ መሀደሲ ዘመናት ዝሰግሩ ወትሩ ሓደሽቲ ልቦናካ ከፊቶም ዝኣትው።ንሕሊናካ ዝሃንፁ ወርቃውያን ዓሸራታት ህያብ ትግርኛ እዮም።እናሻዕ ደጋጊመ ሰሚዐ ኩሉ ግዜ መንፈሰይ ዘሀድሱኒ ውህብቶ ጥበባትካ እዮም።ፈጣረ እንተኢሉዎ ብዓይኒ ክርእየካ እምነ።ፀጋ ጥዕና ፈጣሪ ይሃብካ።ኣድናቂካ ካብ ትግራይ ሓውዜን ዓዲ ግራት
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡርን ፍቑርን ካሕሳይ ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ይኹን ። ኒዚ ዝለገስካለ ልዕለ-ስነ-ጥበብ መልእክትኻ ሓጎስን ፍሳሃን ዝህብ ጥራይ ዘይኮነ ንባዕሉ እኖ ጥበብ እዩ ። ንሰለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ ወትሩ ኣብ ልበይ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@mulugetakide964
@mulugetakide964 4 жыл бұрын
Your works are food to the soul, Abrar. What a beautiful mind and voice you have!
@EfremEseyas
@EfremEseyas 5 жыл бұрын
Baba abrar edmen tenan yhabka
@messikahsay3562
@messikahsay3562 3 ай бұрын
ኣብራር ባርያ ኣብርሃም ጥራይ በር ጥበብብ ይኣክልዎ አዮም ባባ ኣብራር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ኣምላኽ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን መሲ ሽኰር ፡የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@kingmessithegreat1350
@kingmessithegreat1350 3 жыл бұрын
25 years later and you are still listening to this song 🎧 ,you are legend.
@zebibtesfamaryam9542
@zebibtesfamaryam9542 5 жыл бұрын
Bereket mengisteab zeykone. Niska ika behaar..long live....
@georgemartin2529
@georgemartin2529 3 жыл бұрын
ኣንድጸንሐ ዝሕደስ ስራሕ። ጥበብካን ተውህቦኻን ዝተባረኸ እዩ። ልዑል ሃገራዊ ቅርሲ። ክብረት ይሃበልና!
@user-yn5sm5eq5l
@user-yn5sm5eq5l 4 жыл бұрын
ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራር ዕሳማን ዒድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣረ
@hailshkelelw7288
@hailshkelelw7288 5 жыл бұрын
Abrar pliss come to tigray mkelle
@huruywedi4023
@huruywedi4023 4 жыл бұрын
ኣብ ትግራይ ደኣ እንታይ ውሕስነት ኣለዎ ከመይ ጌሩ ክመጽእ
@humanity5615
@humanity5615 4 жыл бұрын
Abrar is humble enough to do so. Abrar is always beyond politics. He is a humanitarian who always advocated for peace n love of humans. The legend abrar.
@user-rm7kt1zw7f
@user-rm7kt1zw7f 4 жыл бұрын
Tplf &Eplf ብሓደ ኮይኖም ዓዲ ከምዘርሕቅ ገርሞስ ሕጂ እንታይ ክደግም፡ ነዚ ታሪኽ ዘይ ትፈልጥ እንተ ኮንካ ተጋደልቲ ሕውሓት ሕተት።
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 3 жыл бұрын
@@user-rm7kt1zw7f well said brother Tarkiawi geben eyu kisab hji n hizbna zesakiyo zelo isaias ms ahwatu
@mohammeda5391
@mohammeda5391 5 жыл бұрын
I am sorry Abrar I don’t have enough words for you😍😍😍😘
@user-sh9zw3mc1q
@user-sh9zw3mc1q 16 күн бұрын
አብራሪ osman አድመን ይህበለይ መግለጵ የብለይን ናካ ዝግሊጵ ቃላት 💯💯💯💯💯💯💯💯💯 አብ ልበይ ታዝታ አለኑ አብራረይ ♥️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 16 күн бұрын
@@user-sh9zw3mc1q ክቡርን ፍቁርን ኣስመሮም ልዑል ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ጊዜኻ ወፊኻ ንዝለገስካለይ ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ አመሳግነካን አድንቀካን ። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና " ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን " ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@kalMHe
@kalMHe 5 жыл бұрын
2018 ! Who wouldn't listen to this GOLDEN SONG OF THE LIVING LEGEND !!
@amanzoaman5711
@amanzoaman5711 3 жыл бұрын
ፖሎትካ መትከል እዩ ዋጋ ድማ እዩ ዘክፍል ሓደ መዓልቲ ኣብቲ ትፈትዋ ሃገርካ ደንበ ገዛካ ዝትወላድካሉ ብደስታ ማጋርያ ክትስሕን መምህር ኣብራር ናይ ኩሉ ግዜ ዊንታይ እዩ
@aloheyio6335
@aloheyio6335 3 жыл бұрын
This reminds me of my days in high school in my beloved KASSALA. How fast times lapse
@abrahamsemere861
@abrahamsemere861 Жыл бұрын
I remember this song back in the 90s. I used to listen to it through dimtsi hafash. It was a great childhood memory to me. Wish all the good times can clock back to feel it all over again. This song makes me enjoy it again my childhood friends and the people I used to hangout with. You're a living legend Abrar Osman. Always a great fun of you and hope one day I'll get a chance to enjoy this music live sang by yourself. Edmen and newih ms tiena zelewo khbeka ymneyelka. Much love and respect from your great fun 🙏
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣሜን ኣብራሃመይ ፡ኣብ መሳጢ ተዘክሮኻ ተማልእካኒ ምስኻ ብዕምቈት ተጓዒዘ ደስ ኢሉኒ ፡ንወናም ንምስትምቓርካ እንዳ ኣድነቕኩ ፡ኣብ ሂወት ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ። ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ኣብራር ❤❤❤❤
@hassansaeed1621
@hassansaeed1621 Жыл бұрын
Me too..when I listen this song I remember dimxi hafash and shaabiya when they where nationalists and they were loving their people.
@abrahamseme6803
@abrahamseme6803 Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt thank you ayanan abonan mlue edme yhabka.
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
@@abrahamseme6803 የቐኒየለይ ኣብራሃመይ ፡አየሰኣእነና ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@zedzee4240
@zedzee4240 3 жыл бұрын
ኣቦ ፍቅሪ ኣቦና ኣቦ ስነጥበብን ኣብራር ዑስማን ናይ ኩሉ ደርፍታትካ ኣድናቂን ሰማዕን ኢየ ብፍላይ ከኣ እዚ'ኣ ደርፍካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኤርትራ ኣብ ዝኣተናሉ ግዜ ይዝክራ ቖልዓ ኢየ ነይረ ኣብ ገዛውትና ክደርፍዋ ከለዉ በቲ ሕጽረት ናይ ቃንቃ ትግርኛ ዝነበረኒ ብስሚዒት ጥራሕ የስተማቅራ ነይረ ብህጻንነተይ ንድሕሪት መሊስካኒ ዓበይቲ የሕዋተይን ደቂ ገዛውተይን ኣዘካኪርካኒ ሕጂ ከኣ ፈታፊተ ይሰምዖ ኣለኩ ብዓለይ & i was meeting you at las vegas 2015 we have a good time at Vegas Thank you bro !!
@erilove1651
@erilove1651 Жыл бұрын
Abrar ንከባቢ 30 ዓመት ንድሕሪት መሊስካና ኣየ ግዜ😢😢😢
@wedierey256
@wedierey256 3 жыл бұрын
ኣራር ሕመረት ስነ-ጥብ ♥️♥️🇪🇷✅
@fisehasbhat9708
@fisehasbhat9708 3 жыл бұрын
#ስለ'ቲ ዘይምኖ ጣዕሙ ዝውስኽ ከም ዋይን #ደርፍታትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣቦናን, #መምህርናን ኣብራር ዑስማን
@yoniEri92
@yoniEri92 4 жыл бұрын
ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን ! ናይ ብሓቂ ናብራ ኣይኮነን ዘለናዮ ። ባባ ኣብራር እዛ ደርፋካስ መዓልታዊ እያ ኣብ እዝነይ ክትመላለስ ትውዕል በቃ ፡ ኣምላክ ፡ ንመን ኢልዎ ሃደ መዓልቲ ብኣካል ይረኽበካ ይኽውን ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ባባ ኣብራር ብዓል ስሑል ጎሮሮ I love u so much
@JohnEnterteiment-2
@JohnEnterteiment-2 5 жыл бұрын
Nay libey music Abrar welelaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa.mearrrrrrrrrrrrrrr
@haderasami5401
@haderasami5401 5 жыл бұрын
Kubur eka Emo nizelalem kiber niber
@noneme-jj3rq
@noneme-jj3rq Жыл бұрын
ኣብራሪኖ ናዓኻ ዝኸዊን ቃላት የይበለዪን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ 💞💞💞💞
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣሜን ፡ናዓኻ ድማ አብ ኩሉ ማዳያት ሂወትካ ሰሰናዩ እምነየልካ. ❤️❤️❤️ ኣብራር
@romodansalih2748
@romodansalih2748 Жыл бұрын
Ane buzuh seb reye kam abrar abi seb ab elamu xeneu kubur seb bahaqi❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ዝኸበርካ ሮሞዳን ንሰለ'ቲ ኣኹብሮትካን ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግነካ ። ወትሩ ኣብ ልበይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@BadruHusen-c9o
@BadruHusen-c9o 2 күн бұрын
እኛ ጎረቤት ኮምቦልቻ ኤረትራውያን ነበሩ እሄ ዘፍን በጣም ነበር የሚከፍተው እዛ ቤት እኔ ደሞ ልጅም ብሆን ልጃቸዉን በጣም ነበር የምውዳት
@alemawberhe7354
@alemawberhe7354 2 ай бұрын
Legend of legends .አብራር ፍሉይ ስነ ጥበበኛ።ፀጋን ጥዕናይ ንምነየልካ ክቡር አቦና።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
@@alemawberhe7354 የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ክቡር ኣለሙ ፡ንስለ'ቲ ኣኽብሮትካን ሰናይ ምንዮትካን ናዓኻ ዘለኒ ምስጋናናን ኣኽብሮትን ወሰን የይብሉን ።ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ። ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@rakirari4473
@rakirari4473 3 жыл бұрын
The one and the only 💓💓💓💓💓❤❤❤❤❤❤I can't stop listening nayzi zemen hanti
@hagoshabte7599
@hagoshabte7599 21 күн бұрын
Very awesome legend 👏 🙌 ❤️ Eritrea 🇪🇷
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 15 күн бұрын
@@hagoshabte7599 ክቡርን ፍቁርን ሓጎስ ልዑል ፍቅርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@GeneteySemere-iv4we
@GeneteySemere-iv4we Ай бұрын
ሕቶ ናብ ኩቡር ኣብራር ኦስማን ማዓስ ዓመተ ምህረት ደሪፍካያ ዛን ንጽል ደርፊ መልሲ ተሓባበረና ኩቡር ኣብራር ኦስማን❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Ай бұрын
@@GeneteySemere-iv4weብመጀመሪያ ሰላም ናዓኺ ይኹን ገነተይ ንዝሃብካኒ ክቡር ጊዜኺ ብልቢ እንዳኣመስገንኩ ፡ብ1992 ከም ዝወጸት ክገልጸልኪ ደስ ይብለኒ ። ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@tesfayrafael7223
@tesfayrafael7223 4 жыл бұрын
abrar father of art you define love by golden and sweet words long live. you occupay my heart.
@HaregWagnew
@HaregWagnew 2 ай бұрын
Tieum gze niesnetey eya tezekreni ❤❤❤❤❤ kab kulen zyada....
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
ዝኸበርኪ ሓረግ ንስኺ'ውን ጥዕምቲ ኢኺ ፡ፍቕርን ልዑል ኣኽብሮተይን ናዓኺ ይኹን ። ኣካል' ዚ ጥዑም ሕሉፍኪ ክኸውን ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን ፡ከምኡ ድማ ኣካል ጥዑም መጻኢኺ ክኸውን ተስፋ እገብር ። ሰናይ ዘመን ጠጥዕሙ ፡ክብርቲ ሓረግ ኣይየሰኣእነና ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@bisratdesta9666
@bisratdesta9666 4 жыл бұрын
Best song ever, we love you!!!
@mussiebereketeab3471
@mussiebereketeab3471 Ай бұрын
ክርኢ ክሪኣ መንገዳ ክስሊ ተርባጽ ወሪርኒ ፍጹም ዘየሳሊ ክላአ አዋአ መግለጺ የብሉን ቃላቱ ክሕይል።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Ай бұрын
@@mussiebereketeab3471 መርሓባ መሴ ኢኻ ንባዕልኻ ወለላ ኢኻ ፡ወለላ ማዓር ብምፍታውካ ልዑል ባህታን ሓጎስን ይስማዓኒ ። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@senytgh6900
@senytgh6900 4 жыл бұрын
Abrarey beal fluy dmxi, welela mear ika( ikum).. #like agrichwuley deki erey❣❣❣
@yoniEri92
@yoniEri92 4 жыл бұрын
#Lyric *ወለላ ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,ማዓር* ሓንቲ ካብተን ደርፍታቱ ኣዝየ ዝፈትዋ እዚኣ እያ ፡ ብዓቕመይ ድማ Copyright ክግብራ ፈቲነ ኣለኹ ፡ ካብ እግሪ መልሓስ ትዕንቀፍ ዝነበረ ሕጂ ኽኣ ካብ Kboard ኣጻብዕቲ ይዕንቀፍ እዩ ነገሩ ክክክ ጌጋታት ኣሎ ንምባል እየ ፡ ከምኡ ውን እተን ከሰምዐን ዘይከኣልኩ ቓላት ምልክት ሕቶ ክገብረልኩም የ ፡ ጽሓፉለይ፡ ክእርመን እየ ። *የቐነይለይ* *ወለላ …………………መዓር* ወለላ መዓር ፣ ሽታ ጽገረዳ ነዊሕ ጸጉራ ፡ ብርለ ክሳዳ ወለላ መዓር ፡ ሽታ ጽገረዳ ነዊሕ ጸጉራ ፡ ብርለ ክሳዳ ምዕርግቲ ቑመት ፡ ጽብቕቲ ኣካይዳ ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ ሰሊባቶ ልበይ ልበይ ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ ወኒናቶ ዓቕለይይይ.... ካብ ኩለን ዝያዳ፡ ለባም ወረጃ ( ኣየይይ.)፣ ጠባያ እርምቲ ኩሉ ዘመስግና (ኣየይ.).፥ ናይዚ ዘመን ሓንቲ ይትረፍ ንዝፈልጣ ፡(ኣየይ) ፥ዝሰምዐ ወሪኣ፡ ብዙሕ እያ ተመኒ፡ (እዋይ.)ብወግዒ ክርእያ። ኣቤት ግርማ ፡ ጨዋ ተፈታዊት ናይ ናፍቕሪ ጽምኣት፡ ብርእዮ ትርዊ ብማዕዶ ፋቕራ ፡እንዳ ኣብረቕትለይ እናበሃክዋ ፡ ሌላ ዘይብለይ ክልኢት ፡ ክርእያ መንገዳ ዝሰሊ፡ ተርባጽ ሓድሩኒ ፡ ፍጽም ዘይሳሊ ብማዕዶ ፍቅራ፡ እንዳኣብረቕትለይ እናበሃክዋ፡ ሌላ ዘይብለይ ክርኢ፡ ክርእያ መንገዳ ዝሰሊ፡ ተርባጽ ሓዲሩኒ፡ ፍጽም ዘይሳሊ *ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን !* *ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን !* *ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን !* *ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን !* (ስም...)? ፍቕረይ( ክኹንን)? ፡ ክንደይ ግዜ ኣሎ ብማዕዶ ፡ ልበይ ክቐስን ፡ ክድርግሖ ዶ ? ወለላ መዓር ፡ ሽታ ጽገረዳ (2x) ነዊሕ ጸጉራ ፡ ብርለ ክሳዳ (2x) ምዕርግቲ ቁመት ፡ ጽብቕቲ ኣካይዳ ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ ሰሊባቶ ልበይ ልበይ ማሪኻቶ ዓይነይ ዓይነይ ወኒናቶ ዓቕለይይ ካብ ኩለን ዝያዳ ብኡነት ኢለ (ኣየይይ..)፡ ጽሩይ እዩ ትዕድልታ ጸሓይ ብራቕ (እዋይይ..) ; ዝመስል የዒንታ ንሳ ትሓልፈሉ (እዋይ..) ፧? ? (ኣየይ.) ናይ ልበይ ትርግታ ሕሉፍ እዩ ፡ ካብ ልክዕ ትኣምር ፍጥረታ ንልቢ ዝሰልብ ፡ ሓያል እዩ ስሕበታ ብማዕዶ ፍቅራ ፡ እንዳ ኣብረቕትለይ ፣እናበሃክዋ ሌላ ዘይብለይ 2x) ክልኢት ፡ ክርእያ መንገዳ ዝሰሊ ፡ ተርባጽ ሃዲሩኒ ፍጹም ዘይሳሊ።(2x) *ከምዚ ኡልካስ ናብራ ኣይኮነን !* (4x) ?? ፍቕረይ ክኹንን፡ ክንደይ ግዜ ኣሎ ብማዓዶ፡ ልበይ ክቕስን ፡ ክድርጉሖ ዶ ድርብ ብኡነት ኢለ ፡ ጽሩይ እዩ ትዕድልታ ጸሓይ ብራቕ ፡ ዝመስል የዒንታ ንሳ ትሓልፈሉ ፡ ?.. ትጥምታ ብወግዒ ትልውጥ ፡ ናይ ልበይ ትርግታ ሕሉፍ 'ዩ ካብ ልክዕ ፡ ተኣምር ፍጥረታ ንልቢ ዝሰልብ ፡ ሓያል እዩ ስሕበታ ለባም ውረጃ ፡ ጠባያ እርንብቲ ኩሉ ዘመስገና ፡ ናይዚ ዘመን ሓንቲ ይትረፍ ንዝፈልጣ ፡ ዝሰምዐ ፣ወሪኣ ብዙሕ እያ ተመኒ ፡ ብወግዒ ክርእያ ኣቤት ኣቤት ግርማ ፡ ጨዋ ተፈታዊት ናይ ፍቕሪ ጽምኣት ፡ ብርእዮ ተርዊ ። ብኡነት ኢለ ፡ ጽሩይ እዩ ትዕድልታ ጽሓይ ብራቕ ፡ ዝመስል የዒንታ ንሳ ትሓልፈሉ ፡ ?.... ትጥምታ ብወግዒ ትልውጥ ፡ ናይ ልበይ ትርግታታታ... Juste #Like // 17.05.2020 Edit ;26.09.23 over 90 like👍👍 thank you so much for like💙❤❤❤
@ramism9613
@ramism9613 4 жыл бұрын
ክልኢት ክሪኣ ክሪኣ ክሪኣ ኣይኮነን
@amiuda182
@amiuda182 4 жыл бұрын
You are my favourite singer baba abrar. 24 seatat semieka zeymino From wedi kunama
@samigoitom575
@samigoitom575 4 жыл бұрын
ይትረፍ ንዝፈልጣ፥ ዝሰምዐ ወሪኣ
@user-jy1tm5hb4q
@user-jy1tm5hb4q 4 жыл бұрын
Thanks
@daniboy6763
@daniboy6763 4 жыл бұрын
ES
@Ourvision971
@Ourvision971 8 ай бұрын
Abrare is one of Eritrean's stars 🌟 & and whenever i hear this song 🎵 it takes me my childhood memories visiting 🇪🇷 Asmara summer time expo festivals, so I wish Abrare 🤞 renewed his old songs again ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 8 ай бұрын
Thank you IBEX for your beautiful memory message. ❤️❤️❤️ ABRAR
@GeneteySemere-iv4we
@GeneteySemere-iv4we Ай бұрын
ምስ ሰናይ ይቅረታ ሑቶ ናብ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራር ኦስማን ማዓስ ዓመተ ምህረት ደሪፍካያ መልሲ ታሓባበረና❤
@sna6611
@sna6611 23 күн бұрын
1992
@user-tc9mv3kl4s
@user-tc9mv3kl4s 4 жыл бұрын
መምህር ዶክተር ሃገራዊ ስነጥበባዊ ኣቦ. ።ቡእነት ኢለ ፍሉይ'ዩ ትዕድልታ ጽሓይ ብራቕ ይመስል የዒንታ.Legend abrar osman
@GoytaDembiya
@GoytaDembiya 4 жыл бұрын
መን ኣሎ እስከ ነዛ ደርፊ ኣብ 2050 ዓመተ ምህረት ክሰምዓ ዝደሊ? ኣብራሪና ፈጣሪ ዕ ድመኻ ይባርኮ
@ermias3850
@ermias3850 8 ай бұрын
The Greatest Eritrean singer 👑 God blessed you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 8 ай бұрын
ክቡርን ፍቁርን እርምያስ : ፍቕርን ሰላምን ናዓኻ ይኹን :የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@elimgebre250
@elimgebre250 3 жыл бұрын
i remember wenn i was fresch Juniour Student in Kessela UNESCO School UR Amazing Abrar my beloved Artist 1994
@abayweldeghergis7874
@abayweldeghergis7874 3 жыл бұрын
ናይ ኣብራር ደርፍታት ደቂ 3ተ ዓመት ይደጋግምዎ ካብ ኩሉ ፍልይቲ መራሕቲ ኣውተቡሳት ንግሆ ሰዓት 5፥00 ብኣብራር'ዮም ዘበራብሩኻ(ኤርትራ)
@Wegihu0753
@Wegihu0753 5 жыл бұрын
Baba abrar Osman 🤩❤🇪🇷 my Hero ❤
@Yorda-bw9zm
@Yorda-bw9zm 4 жыл бұрын
Thank you for your beautiful songs Abrar Osman it’s reminds me my childhood memories and my friends, l am wishing you health happiness and success in your life,big respect ✊ and love ❤️😘😘😘😘😘
@gergisandemariyam7039
@gergisandemariyam7039 3 жыл бұрын
Nzelalem zey hass derfi derifkalna kubur
@gergisandemariyam7039
@gergisandemariyam7039 3 жыл бұрын
Wetru ab lbna eka edmen tenan yhabka
@Abdelwasie
@Abdelwasie 5 жыл бұрын
Old is gold abrar shekor beal metkel fetawi hezbu sel hezbu zehamem
@mekonentekle
@mekonentekle 3 жыл бұрын
Long live our legend!
@atsbhah1971
@atsbhah1971 2 ай бұрын
I always pray that I would meet you in person. The walking legend.
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
Thank you so much, my Dear Atsbhaha, It is my happiness to meet you. ❤️❤️❤️ Abrar Osman
@user-nd6bp7ys3x
@user-nd6bp7ys3x 5 жыл бұрын
ኣቦና ጅግና ተኣወት
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 2 жыл бұрын
1000 gzie semikayo zeymno derfi legend abrarino
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 2 жыл бұрын
ወለላ ማዓር ኢኻ ! እምቢ ናጽነት ብምባልካ ።
@bitewededjgnaertrawiye5348
@bitewededjgnaertrawiye5348 5 жыл бұрын
Baba abrar kalat ybleyn naka meglexi edmen tanan yhabka ms familka ❤
@yonasbrihane9331
@yonasbrihane9331 3 жыл бұрын
I remember my aunt back 93 and make me cry I miss my lovely asmera
@habtomatey9182
@habtomatey9182 5 жыл бұрын
Well came abrarino 100000000000❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 жыл бұрын
*Abrar zeymno ✌*
@user-pq9mb6yr2x
@user-pq9mb6yr2x 3 жыл бұрын
i love the music i listen to every day
@kinfeabraha3711
@kinfeabraha3711 3 жыл бұрын
ፈጺሙ ዘይመውት ደርፊ መመሊሱ ጦብላሕታ ዝፈጥር ኣብራር ያሆ
@edenasefaw7957
@edenasefaw7957 4 жыл бұрын
ደምጽካ ኣይትሓባና ናይ ብሓቂ ኣነ ሕሉፍ አዩ ዘዘክረኒ
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 5 жыл бұрын
ባባ ኣብራር ብሉጽን ክቡርን ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@user-qj5wj6wr3o
@user-qj5wj6wr3o 2 жыл бұрын
جميل انت ياابرار عميق في اغنياتك التي تسكن القلب صوت مشحون حتي النخاع باالابداع امد الله في عمرك
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 жыл бұрын
Shukran habibi mahmud. Rabana ma yahremna min baad. Tahyati laka.❤❤❤❤ Abrar Osman
@Zemen9475
@Zemen9475 3 жыл бұрын
I Remember school Life adi keyih (2004__2009)
@ኣንጎሶም
@ኣንጎሶም 3 жыл бұрын
I 'm really feeling on something ❤️
@ftwihadish1883
@ftwihadish1883 2 жыл бұрын
Baba abrarr kulu derfka tumm eyou bezyada kani eza bneshteyey keleku btami eye zsema nere ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@teklomgebray336
@teklomgebray336 3 жыл бұрын
ኣቦናን መምህርናን ባሃር ኣርቲስት መምህር ኣብራር ዑስማን "ከምዚ ኢልካስ ናብራ ኣይኮነን"
@user-gq7hu1wf6l
@user-gq7hu1wf6l 5 жыл бұрын
ጹኑዕ መትከለኛ አብራር ኣያና
@MengistuHagos
@MengistuHagos 3 ай бұрын
ናይ ኩሉ ጊዜ ብሉፅ ስነ ጥበባዊ 28 ዓመት ንድሕሪት ናብቲ ፅቡቕ ዘመን መሊሱኒ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
ክቡርን ፍቁርን መንግስቱ ፡ሰለ'ቲ ዝሃብካኒ ብሱል ስነ-ጥበባዊ ቃላትካ ብልቢ አመሳግነካ ። ካብቲ ሰናይ ዘመን ተዘክሮ ናብ ዘበለ ጽቡቕ ከሰንየካን ከዛኒየካን ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@fekareulebay4345
@fekareulebay4345 5 жыл бұрын
Abrarey mekerti rebiy emrne afeyane yehabka abo wuxe hezbiy
@medayow5556
@medayow5556 5 жыл бұрын
abrarino abo fthi abi seb nberelena nana khshena ata ezom 5 seb da beyen halifkumni xnhu tray dhrji 1st tezeykoyne
@kibrabimnet1372
@kibrabimnet1372 3 жыл бұрын
Hui.kimu.dek.eru.huill.kimu.aelikm.so.nuus.tem
@misghinatesfamichael4466
@misghinatesfamichael4466 3 жыл бұрын
Abrar osman edmen tienan yhabka fetari!!! I love you!!
@AaSs-ll9bw
@AaSs-ll9bw Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ክንደይ ተዘክሮታት ሀፍትካ ካብ ትግራይ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ክብርትን ፍቕርትን ሓፍቲ ፡ሰላም ሰናይን ናዓኺ ይኹን ።በዚ ኣጋጣሚ ብልቢ ኣንዳኣመስገንኩ ኣብ ሂወትኪ ኩሉ ሰናይ እምነየልኪ ። ሰናይ ጊዜ
@TtTt-hz1xf
@TtTt-hz1xf 3 ай бұрын
Derfka tuem! Politikal arayaka subuk! We love you 🇪🇷
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 3 ай бұрын
ክብርቲ ቲቲ ሰለ'ቲ ጥዑም መልእኽትኺ ፡ድማ ናተይ ናይ ልበይ ኮይንኪ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን ❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@bereketgde20
@bereketgde20 2 жыл бұрын
ኣብራር ዑስማን፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ቁልዕነተይን ንእስነተይን እናሰማዕክዎም ዝዓበኹ ብሉጻት ወለዶ ደረፍቲ! ኩሉ ደርፍታቱ ዝጉሓፍ ዜማን ግጥምን ዘይብሉ። ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ብዝገበርካዮ ኣበርክቶ፡ ምስጋናይ ይብጻሕኻ በሃር ድምጻዊ ኣብራር ዑስማን።
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 9 ай бұрын
ባባ ኣብራር ዑስማን ኣቦ ጥበብ ኣቦ ሓቒ ኣቦ ፍጣሪ ኩሉ ነገር ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጥሪ ❤🎉
@nasru811
@nasru811 5 жыл бұрын
asli abrar osman
@salihmahamed9326
@salihmahamed9326 4 жыл бұрын
ዝይምኖ ደርፊኢ ብኣባኣ ኣብራኣር ኢድምን ትኢናን ያኣህብኩም
@donedone5258
@donedone5258 3 жыл бұрын
Legend Baba Abrarey Allah Yedik Saha wo Afiya Inshalllah I Hop hanti Mealti be Akal Ke rekbeka.💯💯🥰🥰😍
@Eraboy12
@Eraboy12 Жыл бұрын
ሰሚዑ ዘይመንዋ ደ ይህሉ እዛ ደርፊ guys
@emexgreat3154
@emexgreat3154 Жыл бұрын
Ahhh nezi semieka do wedey Mszom hiji zelewu snqentebtebawyan tterf Long live legend Abrar osman🤙🤙🤙
@wengelnegede684
@wengelnegede684 3 жыл бұрын
Abrarey als ich nach Deutschland eingereist bin und Kopfschmerzen hat, bin ich zu Apotheke gegangen und dort nach dein Song " Welela Maar" gefragt. Dieses Lied soll gegen Kopfschmerzen helfen !!!
@wdieri5785
@wdieri5785 3 жыл бұрын
Eway afena
ሽኰር ፡ SHIQUER ኣብራር ዑስማን : ABRAR OSMAN
8:54
Eritrean Old School Mix Music 2021 - DJ TEDDY
29:08
DJ Teddy
Рет қаралды 478 М.
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 17 МЛН
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 101 МЛН
Harmony - Russom G/giorgis Ta Abay Nefarit/ታ ዓባይ ነፋሪት Full Album Old Eritrean Music
1:01:07
AYIWRED Abrar Osman   ኣይውረድ  ኣብራር ዑስማን
8:43
Chekinki - Engineer Asgedom W:Micheal
9:00
Samsom
Рет қаралды 453 М.
Ab Ketema Mitsiwa - Osman Abdelrahim (Lyrics)
6:36
The Great Eritrea
Рет қаралды 574 М.
The Legend Yemane Barya   1 Hour   2003 Album
1:31:15
Heru Tewelde
Рет қаралды 1,4 МЛН
Hallew :#Abrar Osman #ሃለው # ኣብራር  ዑስማን
7:21
ABRAR OSMAN
Рет қаралды 369 М.
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 12 МЛН