Abrehet Abdu (Matesay) ኣብረሀት ዓብዱ (ማተስኣይ) New Tigrigna Music 2024 (Official Video)

  Рет қаралды 84,056

Liham Melody

Liham Melody

Күн бұрын

Пікірлер: 96
@kerkebedeley
@kerkebedeley 3 ай бұрын
ብስም TDf 1000 Like❤
@ሜሪትግራዊቲ
@ሜሪትግራዊቲ 3 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ጀጋኑ ኣብርሀተይ ዋዕሮና ሰላም ንትግራይና❤❤❤❤
@GalAle-d1c
@GalAle-d1c 3 ай бұрын
ኣቢተይ እንካዕ ሰላም መፃኽና 🎉 ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😢
@sababerhe7945
@sababerhe7945 3 ай бұрын
ኣብርሀተይ ዝፈትወኪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 #ፍትሒ_ፍትሒ_ፍትሒ ንደቂ እንስትዮ ትግራይ😢😢😢😢😢 #ፍትሒ_ፍትሒ_ፍትሒ ንወላድ ኣዶ #ፍትሒ_ፍትሒ_ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ #ፍትሒ _ፍትሒ_ፍትሒ ንወገነይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hiruytitigray5379
@hiruytitigray5379 3 ай бұрын
Wow wow 👌 💐💐🌹🌹 Thanks so much 🙏 Abrehat Abdu 🙏🙏 and Happy 50th Anniversary UTNA (ማተሰኣ)🍾🍾🥂🥂🎊🎉 ናይ ብሓቂ ንህዝቢ ትግራይ ዝቃለስ ማሕበር ❤👏👏👏
@kairyaanwar9754
@kairyaanwar9754 3 ай бұрын
Wow that is amazing work thank you so much my lovely sister Abrehet Abdu and happy 50th anniversary UTNA❤❤❤🎉🎉🎉 ናይ ባሓቂ በኳር ተዋዳዳሪ ዘይብሉ ማህበር ባዓል ዓቅሚ ኣቦ ( ኣዶ ) ማሕበራት ንዓዱን ንህዝቡን ዘቅድም Viva UTNA❤❤❤
@MulugetaAndargie-cd3cz
@MulugetaAndargie-cd3cz 3 ай бұрын
Bravo !!! ጥዑም ሙዚቃ።
@JrddHgfc
@JrddHgfc 2 ай бұрын
ጀጋና ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤🎉
@weditigray5782
@weditigray5782 3 ай бұрын
Tigrawaynet 💯💪 Abrehet Great Song 🎶 Wow the next generation shocked the world and their fathers. Stay united and steadfast my people. Let’s stay vigilant at all time, our unity scares them
@TsigeMedhn-r1z
@TsigeMedhn-r1z 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃዕኺ ዋዕሮ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@atsedearaya
@atsedearaya 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብረሀተይ
@kahsaymanjus
@kahsaymanjus 3 ай бұрын
ፅቡቕ ስራሕ ማተሰኣ
@frehiwotgetachew2665
@frehiwotgetachew2665 3 ай бұрын
❤💛❤💛❤️💛❤️💛 ዘልአለማዊ ሰላም አምላኽ ይሃበና
@GuwaTube
@GuwaTube 3 ай бұрын
🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵 ማሕበር ገስገስቲ ሰሜን ኣሜሪካ
@Desbelewelay
@Desbelewelay 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኺ አብርሀት ጀግናና👍
@Asqal-qk5pm
@Asqal-qk5pm 3 ай бұрын
አብርሃት ዓብዱእንካዕ ድሓን መፃኺ ❤❤😍😍
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 3 ай бұрын
Abrehet gual tigray❤shkor
@TsigeMedhn-r1z
@TsigeMedhn-r1z 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃዕኺ ዋዕሮ
@aron5023
@aron5023 3 ай бұрын
❤❤❤ኣብረሀት ጅግና ❤❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ዝገርም ደርፊ
@GebrenedhinWelechal
@GebrenedhinWelechal 3 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ
@tesmegebreyesus8883
@tesmegebreyesus8883 3 ай бұрын
Fantastic, excellent, Abrehet devoted nationalist.
@aidaghidey8132
@aidaghidey8132 3 ай бұрын
Abrehet jigna , golden voice Tigray nizelhalem niberlna
@zenawialem1927
@zenawialem1927 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤አብረሀት ጀግና ❤❤❤🎉
@NegashGebremedhin
@NegashGebremedhin 3 ай бұрын
እወ እወ ዝፈልጦ ይፈልጦ ዘይፈልጦ ድማ ክፈልጦ ይግባእ ክብረት ይሃበለይ
@MgbeyDeratsiyen
@MgbeyDeratsiyen 3 ай бұрын
ኣብረሀተይ❤❤❤
@lidiana21
@lidiana21 3 ай бұрын
ደስ ዝብል ጥዑም ስራሕ
@hcddg9966
@hcddg9966 3 ай бұрын
ዋውውውውው ኣቢተይ❤❤❤❤
@gebmeb1193
@gebmeb1193 3 ай бұрын
❤❤❤❤my forever ab❤❤
@TsegazeabTesfay
@TsegazeabTesfay 3 ай бұрын
Jegnit tigraweti well come
@maharigebre-ev3cg
@maharigebre-ev3cg 3 ай бұрын
abrehet abdu zftu like
@ትግራወይቲ143
@ትግራወይቲ143 3 ай бұрын
ኣቢዋይ❤❤❤❤❤
@nooneisherevirginia8597
@nooneisherevirginia8597 3 ай бұрын
WOW
@gebmeb1193
@gebmeb1193 3 ай бұрын
Good jobb ❤❤❤❤❤
@mehariabraha5776
@mehariabraha5776 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ghideyb7269
@ghideyb7269 3 ай бұрын
I love My people all for ever 🎉🎉🎉❤❤❤
@tadeletegegn8773
@tadeletegegn8773 3 ай бұрын
Good
@ለውሃት
@ለውሃት 3 ай бұрын
ኣቢተይ ዝፈትወኪ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ❤❤❤❤
@NsaFteaw
@NsaFteaw 3 ай бұрын
ዋው❤❤❤❤
@johannesbeza8190
@johannesbeza8190 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 good music
@ሠላም-ከ5ጐ
@ሠላም-ከ5ጐ 3 ай бұрын
✊✊✊❤💛
@SamiDanny
@SamiDanny 3 ай бұрын
Aytmuti abrihiwa shikor
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 3 ай бұрын
🙏💖🙏
@mennimen9278
@mennimen9278 3 ай бұрын
Good Job
@AaAa-gi5kb
@AaAa-gi5kb 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@habu207
@habu207 3 ай бұрын
❤💛😘
@Titj563
@Titj563 3 ай бұрын
Tdfይ💚🥀
@TsegaMokenen-pu5bz
@TsegaMokenen-pu5bz 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 3 ай бұрын
❤❤❤❤🇻🇳🙏🙏🙏
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hewethagos1805
@hewethagos1805 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@zipper477
@zipper477 3 ай бұрын
🎉🎉🥰🥰❤💛❤💛❤💛🙌🙌
@user-flyuoihf
@user-flyuoihf 3 ай бұрын
ማተስአ ሓደ ማሕበር እዩ። አብ ዲያስፖራ ብዙሓት ማሕበራት አለዋ። ከመይ ገይራ ቃልስና ንሓደ ማሕበር ትህቦ? እዙ ኩሉ ገፊጥኩም ንወለዶኹም እትህቡ ነዙ ሓድሽ ወለዶ ታሪኹ እተሕድግዎ ዝቐንጨረ ርእሲ ዘለኩም ወለዶ ኢኹም። ተዝርድአኪ እቱ ናይ ዲያስፖራ ቃልሲ መንእሰይ እዩ መሪሕዎ አብርሃት ዕብዲት።
@hiruytitigray5379
@hiruytitigray5379 3 ай бұрын
እወ ሓደ ማሕበር ግን ድማ ን50 ዓመት ፀኒዑ ዝተቃለሰ ማሕበር የለን :: ሓምሳ ዓመት ምስኮኖም ድማ ትደርፈሎም , ታይ ኢና እባ ብቅንዕና ምርአይ ዘይንክል ንኮን ዘለና?
@user-flyuoihf
@user-flyuoihf 3 ай бұрын
@@hiruytitigray5379 ንመን እዩ ተቓሊሱ? ማተስአ ንዝሓተቱን ንዝሞጎቱን ካብ ህዝቢ እናነፀለ ናይ ሓደ ውድብ መሳርሒ ኮይኑ ትግራይ አማራፅታት ከይህልዋ ፤ ተጋሩ ሓተቲ ንከይኾኑ ዝገበረ ትግራይ ንክትወድቕ ዓብዪ ታራ ዝተፃወተ ማሕበር እዩ። 50 ዓመት ብዛዕባ እንታይ ተቓሊሱ? አፍቶም 30 ዓመታት አብ ትግራይ ናይ ዲሞክራሲ ሃዋህው ከይህሉ ብውሽጢ ህውሓት ብደገ ማተስአ ተዋዲዶም እንዶ ንትግራይ ዝረመስዋ? ሐዚ ብስሩ ንአባላቱ ዝነበሩ ከይተረፈ ዝተፈለየ ሓሳብ ስለዝሓዙ ይንፅል ዶ የለን? አብ ትግራይ ንዝለው ውድባት ክውቅዑን ሓሳቦም ከይስማዕን ዶ ይገብር አየለን? ቃልሱ ንህዝቢ ትግራይ ዶ ንውድብ ህውሓትን ንባዕሉን? ናይ ረብሓ ሰባት እዮም። ቃልሲ እዙ መንእሰይ ክጨውዩ ድማ አይንፈቅድን።
@MahariZray
@MahariZray 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danieldesta9712
@danieldesta9712 Ай бұрын
💪💪♥️♥️
@tekkewaldo3447
@tekkewaldo3447 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊
@OUFISEL.
@OUFISEL. 3 ай бұрын
from Morocco ❤❤❤❤
@bbrahnmrs7033
@bbrahnmrs7033 3 ай бұрын
💞💞💞💞💞💞💞💞💓💓💓💓
@TsegaMokenen-pu5bz
@TsegaMokenen-pu5bz 3 ай бұрын
🥰💕🥰❤️💜💜💊💊💊💊
@johnman7899
@johnman7899 3 ай бұрын
What ???? ማተሰኣ ? ? ? ታይ ኮይና ዛ ኣብረሀቲና ናብ ከምዚ ዝበለ ደረጃ ዝወረደት ? ኣበይ ዘሎ ማተሰኣ እዩ ? እዚ ኹሉ መንእሰይ ከም ውሕጅ እንትፈስስ እንትራጋረግ ማተሰኣ ኣብ ነንርእሱ ምብላዕን ስርቅን ተቖማጢዑ ዝነበረ ማሕበር ? ? ? ዳሓን ድያ ግን ? ማተሰኣ ኮ ኽንደይ ሰባት ዘባኸነ፥ ናይ ትግራይ ዓቕምታት ዝበተነ፥ ዝተማህረ ሰብ ወይ መንእሰይ ከይቐርቦ ኣብ ጉሕለትን ስርቅን ዝነብር ናይ ተጋሩ ሕምቀት ጫፍ መርኣያ ምዃኑ ኣብ ክንደይ ሚድያ ቐሪቡ፥ መናእሰይ ተዛሪቦምሉ ! ዋእ! ዋላ ማተሳኣ ከምቲ ትብሎ ዘላ ኹርዓት ተጋሩ እንተዝኸውን ኔሩ 'ውን ኮ ክንደይ ማሕበራት ተፈጢረን ኣብ ኣሜሪካ፥ ክንደይ እየን ተቓሊሰን! እንታይ ናብ ማተሰኣ ኣኾየጣ ? ብሓቂ ዘሕዝን! እቶም ኣፍቲ ፎቶታት ተጠቒማትሎም ዘላ ናይ ሰባት ምስሊ ኮ ድማ መብዛሕቶኦም ቀደም ነቲ ማሕበር ብዙሕ ኣበርክቶ ጌሮም ከም ፈርሲ ዘይጸሪ ዕና ማሕበር ናይ ለያቡ ምዃኑ ምስተረዶኦም ጠንጢኖምዎ ዝኸዱ፥ ናይ ማተሳኣ ሕምቀታት ዘርዚሮም ኣብ ሚድያ ዘቃሉዑ ሰባት ኮ እዮም! እቲ እንኾርዓሉ ውድብ ህወሓት፥ ብዘየለ ናይ ሓሶት ሪፖርትታትን ጠቐነታትን ሕማቕ ናይ ጉሕለት ሽምን ንኽሽመምን ንኽጽላእን ንኽብተንን ዓብዪ ሚና ዝጻወቱ ዘለዉ ናይ ሕምቀት ጫፍ መርኣያታት 'ዮም ማተሰኣ ሎሚ! እቲ ዝሓመቐ ሽሞም ሒዞም "ሕወሓት ኢና" ኽብሉ ኸለዉ፥ ኣብ ዳያስፖራ ዘሎ ህዝቢ ክንደይ ካብ ህወሓት ይርሕቕ ከም ዘሎ መን ይንገርኩም፥ ምኽንያቱ ማተሰኣ ዝኣተዎ ኹሉ ናይ ጉሕለት መርኣያ ምዃኑ ኣብ ዓይኑ ይርኢ ስለዘሎ! ኣብረሀቲና ነኽብረኪ ኢና፥ ንፈትወኪ ኢና፥ ኽበርልና ንበርልና። ኣብዚ ኸምዚ ዝበለ ናይ ለያቡ ጉሒላታት፥ ህዝቢ ትግራይ ዝበልዖ ሲኢኑ በዚ ዝመውት ዘሎ ህዝቢ ሽም ተጠቒሞም ለሚኖም፥ ገንዘብ ኣኪቦም፥ ጥር ትብል ገንዘብ ንህዝቢ ዘይህቡ፥ ብናይ ትግራይ ሽም ዝሽቅጡ ዘይተጋሩ መጋበርያ ሻዕብያ ዝኾኑ ዱሑር ኔትወርክ'ዚ እንተኣቲኺ ግና ከምኣቶም ክንጸልኣክን ክነወግዘክን ምዃንና ኽገልጸልኪ ይፈቱ። ብሽም 'ቲ ብደም ህዝቢ ዝታሃንጸ ውድብ ህወሓት ንውልቀ ሰበ-ስልጣናት ገንዘብ እንዳዓሸው፥ ንህዝብን ንመንግስትን ዘዳናግሩ ሕማቓት ለያቡ ምዃኖም እንዳነገርናኪ ትሕወስዮም እንተኾይንኪ ከምኣቶም ከምንሪአኪ፥ በታ ኣብዚኣ ዝገልጻ ዘለኹ ሕምቀት ንስኺ ውን ታሓታቲት ወይ ካፍቲ ኔትወርክ ተጠቃሚት ከምዝኾንኪ ከምንኣምን ክገልጸልኪ ይፈቱ! ሓደ ኣባሃላ ኣለና: "ምስ ማተሰኣ ቐሪቡ ዝጠዓየ የለን" ኢና ንብል! ተጠንቀቒ!
@edentesfaye6195
@edentesfaye6195 3 ай бұрын
መተስአ መጀርታ ማህበር ተጋሩ አ🇺🇸!ሻልኡ ትግራዋይ አካቢ ረኪብ ካብኡውንሀሊፋ ንህዝብ ተቃሊሱ ንአድ ኮይኑ እንኳእ ንመበል 50አመት አብፀሀና!!
@gebrehiwetweldu3946
@gebrehiwetweldu3946 3 ай бұрын
ማዓዝ ናይ ህዝቢ ኾይኑ ይፈልጥ እዚ ጉስሩጥ ናይ ሓደ ጉጅለ ሓላዊ ማሕበር እዩ ንስኽ ግን እዝ ኹሉ ኽብር ሕዝኪ ናብዚ ክትወርዲ መን ሓሰቦ.
@ጋልመኻኒ
@ጋልመኻኒ 3 ай бұрын
🇻🇳👈❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@awtashnegussie8574
@awtashnegussie8574 Ай бұрын
❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛🌺🌺🌺🌺🌺🌺❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ትግራዋይ
@ትግራዋይ 3 ай бұрын
ኣነ ሓውኩም TDF እየ ኮሪዐልኩም ባኣና ኩርዑ
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 3 ай бұрын
TDF ይ ፍቱን ወርቂ ማእገር ህዝቢ ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካ ንፈትወካ ዘሓወይ 🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@tesfayegebrehiwot7709
@tesfayegebrehiwot7709 3 ай бұрын
እቶም ተቀራኒ ሐሳብ ዘንጸባርቁ ዘለው ቀናአት ሐሰውቲን ጸረትግራይን ስርዓት ክፈርስ ዝደሊዩ ኢየም።
@MdBabul-o5p
@MdBabul-o5p 3 ай бұрын
😂😂ምድረ ሰረቕት ሸቀትት ተነቕሕልኹን የለን ብህዝብ ምሽቃት
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
"ማተሰኣይ"X . . . ማ.ተ.ሠ.ኣ እንተዘይተጋግየ ማ.ተ.ሠ.ኣ ማሕበር ተጋሩ ሠሜን ኣመሪካ ማለት'ዩ።
@TheNUTTERS28
@TheNUTTERS28 3 ай бұрын
Aberhet shukor!!!
@TsigeMedhn-r1z
@TsigeMedhn-r1z 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃዕኺ ዋዕሮ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TsigeMedhn-r1z
@TsigeMedhn-r1z 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃዕኺ ዋዕሮ
@brihdngebrmdrydm3479
@brihdngebrmdrydm3479 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Soon-yw7hc
@Soon-yw7hc 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@tsegaabraha7886
@tsegaabraha7886 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 3 ай бұрын
🤍🤍🤍😘😘
@tesfalemtezare114
@tesfalemtezare114 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@malefiya-r9x
@malefiya-r9x 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@amitgebregergis9056
@amitgebregergis9056 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@TisfaAleni
@TisfaAleni 2 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️
@ከክብከክብ
@ከክብከክብ 29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@lemlemwoldegerima3598
@lemlemwoldegerima3598 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@AbrahaHaftu-rq7mh
@AbrahaHaftu-rq7mh 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@masheytesfay
@masheytesfay 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@FanusHalefom
@FanusHalefom 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@helengirmay7840
@helengirmay7840 3 ай бұрын
❤❤❤
@አሰኻል
@አሰኻል 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@ברכהמנגסטו
@ברכהמנגסטו 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@QwAs-hm2kj
@QwAs-hm2kj 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@didodido4814
@didodido4814 3 ай бұрын
♥️💕🩷💙💕🩷♥️🎈💙💯🎊🎉👍🏼
Incredible: Teacher builds airplane to teach kids behavior! #shorts
00:32
Fabiosa Stories
Рет қаралды 12 МЛН
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 109 МЛН
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 46 МЛН
Abrhet Abdu ~ Emeneni || እመነኒ - Tigrigna Music
5:19
GiZE TIGRIGNA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 170 М.
Yekun
4:46
Eden Gebreselassie - Topic
Рет қаралды 230 М.
የ ቀን የአማርኛ ዜና መስከረም 27- 2017 ዓም - Abbay News - Ethiopia
12:31