Рет қаралды 823
ዕቅበተ እምነት ዘኦርቶዶክስ-ተዋሕዶ
እቶም ኣብ ትምህርቲ ሥላሴ፥ኣብ ነገረ ሥጋዌ፥ኣብ ነገረ ማርያም፥ኣብ ነገረ ቅዱሳን መላእክትን ቅዱሳን ሰባትን ካልእ ብብዙኅ ብዙኅ ነዚ ዚመስል ኣብ ነገረ እምነት ናይ ብርሃንን ጸልማትን ዚኣክል ዘየራኽብ ፍልልይ እንከሎ፥ዘሕዝን ብኣቡነ እንጦንዮስ ሓደ ኢና እንዳበሉ እዮም እሞ፥ኣቡነ እንጦንዮስ ንመኒኦም እዮም ዚመስሉ፧ዚብል ወቕታዊ ሕቶና እዩ።