ኣደ ስዉእቲ ተጋዳሊት ርግበ ረኺበያ | ክዳነይ ጌራ ተሰዊኣ | ልቢ ዝሰብር ዛንታ ብፂት part 1

  Рет қаралды 39,412

ልዋም Tv

3 ай бұрын

#Lewam_Tv #tdf #tegaru

Пікірлер: 652
@felegt8066
@felegt8066 3 ай бұрын
እዛ አዶ እዚአ ፍልይቲ አዶ ፅንዕቲ ወላቲት ዋዕሮ ርግበ ጥራሕ ዘይኮነትስ ባዕላዉን ዋዕሮ ተቃላሲት አዶ እያ ሐቦኛ እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ ንስኻዉን ናይ ብሐቂ ጅግና ኢኻ ቃልካ ከየዕቀርካ ናብ ቤተሰባ ኬድካ ምጥያቅካ ከየድነቅኩኻ አይሐልፍን ክብሪ ንዓኻ ጅግና TDF ወዲ ህዝቢ ትግራይ ቀፅለሉ 🙏🙏🙏
@erhjkb
@erhjkb 2 ай бұрын
Etay emo wesita yemena herere ela kelato temsel ebr tegodia eba deka sina tekelo weladet yelan
@Haregte
@Haregte 3 ай бұрын
ጅግና ኣብ ቃሉ ዝግነ ክብረት ታዓደል ጅግናናና❤❤🙏
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 3 ай бұрын
Egziabher Amlak nhzbi Tigray ytemtom
@lewamtv
@lewamtv 3 ай бұрын
የክብረለይ ዛሓፍተይ
@your1773
@your1773 2 ай бұрын
ጅግና ኣብ ቃሉ ዝግነ ክብረት ታዓደል ጅግና❤🙏
@lewamtv
@lewamtv 2 ай бұрын
የክብረለይ
@AtsuGallhaliu
@AtsuGallhaliu 2 ай бұрын
ፅናዓት ያሃብኪ ጅግና ኣዶ ዋዕሮ ኢኪ ኣደዋይ😭😭 ኣብ ቃልኻ ፀኒዒኻ ስለ ዝረከብኻያ ደሰ ኢልኒ ጅግና ኢኻ ዛሓወይ ክብሪ ያሃብኻ❤🙏
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 3 ай бұрын
ኣየይ ዘይሓልፍ ቃንዛ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና 🙏😭😭💔
@SgSh-u4o
@SgSh-u4o 2 ай бұрын
ልበይ እምበይ ሕርር ኢሉ ንእስተይ ኣጆኪ ኣዶዋይ ጅግና እያ 😢😢😢😢😢
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 2 ай бұрын
ዋይ ዙሓወይ ኣምላክ ነዊሕ ዕደመ ይሃብካ ኣብ ቃላ ፅንዕ ርግባተይ ኣብ ኣፅድ ገነት ይነበሪኪ ዋዕሮና ብኣኩም ንኩርዓ እምበር ኣይነንብዕን✊♥️
@lewamtv
@lewamtv 2 ай бұрын
የቀንየለይ ኣሕዋተይ
@tesfalem78
@tesfalem78 3 ай бұрын
ፅንዓት ኣዶ ትግራይ መግለፂ የብሉን::
@elenikahsay8212
@elenikahsay8212 3 ай бұрын
ብጣዓሚይ ለባም ኢካ እንካዕ ራአካያ ዛጅግና አዴና
@lewamtv
@lewamtv 3 ай бұрын
የቀንየለይ
@NgstiNgsti-j7o
@NgstiNgsti-j7o 2 ай бұрын
ርግበ ትባሃል ንዚኣ ተመሰል መልካዓ ዋላ ውን ጓል ዓደይ ነይረ ዝተሰወአት ንሳ ውን ሞሲሉኒ ነይሩ😢😢😢😢አይ ጦሩነት ዓይነኻ ይጠፈእ😭
@lewamtv
@lewamtv 2 ай бұрын
ጀጋኑና
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 ай бұрын
ጎይታትዋይ ኣደዋይ ማዓረይ ኣጀክን አደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ ዝሓወይ😢
@lewamtv
@lewamtv 2 ай бұрын
@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ ኣሜን የቀንየለይ
@ምስግናይንፈጣሪይኩን
@ምስግናይንፈጣሪይኩን 3 ай бұрын
ጅግና አብ ቃሉ ዝርከብ ክብሪ ታዓደል ጅግናና❤❤❤
@lewamtv
@lewamtv 3 ай бұрын
የቀንየለይ ኣሕዋተይ
@DegiYouTube
@DegiYouTube 3 ай бұрын
ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና😢😢ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና🙏😢😢💔💔💔💔
@bxbbx7087
@bxbbx7087 2 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ😢 ጅግና ኣብ ቃሉ ዝግነ ክብረት ይሃብካ🙏🥰❤
@lewamtv
@lewamtv 2 ай бұрын
@@bxbbx7087 የቀንየለይ
@ተሰፋእዩሰንቀይG
@ተሰፋእዩሰንቀይG 3 ай бұрын
ፅንዓት ኣዶ ትግራይ መግለፂ የብሉን።😢😢
@SgSh-u4o
@SgSh-u4o 2 ай бұрын
ክብሪ ያሃብካ ዛሓወይ ኣብ ቃሉ ዝፀንዕ ጅግና ትግራዋይ ❤😢😢
@lewamtv
@lewamtv 2 ай бұрын
የቀንየለይ ንሶም እዮም ብሂወት ኣፅኒሔሙኒ
@samsomtewelde5766
@samsomtewelde5766 3 ай бұрын
ኤህ Abi Ahmed,ናይ ኢድካ ርኸብ😢😢😢😢😢😢😢
@freweinisenan8131
@freweinisenan8131 2 ай бұрын
Tergum zeyblu meswatiy 😢😢😢
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
ኣደዋይ ኣይከኣልኩን😢😢😢😢😢 ኣጆኪ. ኣደዋይ ፅንዓት የሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣቦና እዮብ ዝደበሰ ልኣኪ እዉን ልዎላዲት ይደብሳ ኣጆኪ ኣደዋይ😢😢😢😢😢 ዋላካ ፅቡቅ ተኮነ ግን ታይ ገባራ ዘን ዎላዲት ካልኣይ ስቃይ😢😢😢 ኣሕ😢😢😢😢
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 3 ай бұрын
አደዋይ ፅንዓት ይሃብኪ ጀግና ሓወይ አብ ቃሉ ዝግነ ።😢😢😢
@lewamtv
@lewamtv 3 ай бұрын
የቀንየለይ
@BereaBerea-v6g
@BereaBerea-v6g 2 ай бұрын
ጅግና አደይ❤ /ፈላጥ /❤ፅንዓት ይሀብኪ አደዋይ መዓረይ
@MohammedAli-x4v
@MohammedAli-x4v 2 ай бұрын
ኣጆኪ ፍፁሙይ ርግቢ ህፃን ኢያ ናይራ ናብ ዝቃልስ ኩሉ ኢዩባ ኣትዩ ናይ ባሓቂ ሓዚነ ዞሞ ቆሉዕት ኩሉም ይፈልጦም ኢየ ነይረ ጂግንነት ሰርሖም ኢዮም ሓልፎሞ ብፆት
@abedaberhan
@abedaberhan 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብክን ኣዶታትና😢😢😢💔💔😭😭ክብርን ምጎሰን ንሰማእታትናን❤❤💛💛❤❤😢😢😢
@gualqeshi8631
@gualqeshi8631 2 ай бұрын
ፅንዓት ኣዶ ትግራይ
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 3 ай бұрын
ክብርቲ ኣዴይ መዓረይ ኣዶ ዋዕሮ😢😢😢 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ክብረት ይሃብኻ ክቡር ሓዉና❤❤❤
@TDF316
@TDF316 3 ай бұрын
ናይ ኣቦዋይ መስዋእቲ ዝነግረኒ እንተዝረክብ ኣነስ ውሽጠይ ምዓረፈለይ ነይሩ😢😢😢ኣሕሕሕሕሕሕ ኣብ ስደት ኮይንካ መስዋእቲ ትፈትዎ ወላዲኻ ምስማዕ ክንደይ ይመርር እዩ😭😭😭😭😭😭
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb 3 ай бұрын
ህዝቢ ክርዳእ ከሎ ንምንታይ ዘይተረዳእኺ ዝያዳይ😢😢
@TDF316
@TDF316 3 ай бұрын
@@Hagosakeza07Dxb ተነጊረ እየ መዓረይ ግን ኣበይን ብኸመይን ክፈልጥ ደልየ ነይረ 😭😭😭😭😭ኣበይ ቦታ ከምዝተሰወአ ውቅዑ ኣብ ምንታይ እዩ ነይሩ ንመን ይሕተት😭😭😭😭
@lewamtv
@lewamtv 3 ай бұрын
ብውሽጢ ፃሓፍለይ ናይ ብፆተይ ታሪክ ክስንድ እየ ጀሚረ ዘለኩ
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb 3 ай бұрын
@@TDF316 እሺ ዝያዳይ በቃ ነዙ ጅግና tdf ብውሸጢ አዛርብዮ😢
@TDF316
@TDF316 3 ай бұрын
@@lewamtv እሺ ንስድራ ክሓትት ኣርሚ ክንደይ ከምዝነበረ እሞ ክፅሕፈልካ እየ😭🤲🤲🤲
@Wfcgcbj
@Wfcgcbj 2 ай бұрын
አሕሕሕ ፅንዓት ይሃብኩም ስድሪ ዋዕሮ ርግበ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ
@Naodmiss
@Naodmiss 3 ай бұрын
ልበይ ዝሰበረትኒ ኣደ ማርያምን ንብዓተይ ምቁፃር ኣብዩኒ ብሰላም ዕረፊ ብፂት ዓሕ 😢😢😢😢😢😢😢😢በይዛኩም ቁስለን ኣይትጉድእወን 😢😢😢እንተኪእልኩም ደብስወን😢😢😢
@lewamtv
@lewamtv 3 ай бұрын
ዝሓፍተይ ሓዘነን ሓዘና እዩ ናይ ጓለን ታሪክ ክነግረን ስለ ዝነበረኒ እዩ
@Naodmiss
@Naodmiss 3 ай бұрын
@@lewamtv እሺ ዛሓወይ ሰናይ ዕድል ብፃይ እንቃዕ ብሰላም ተረፍካ
@lewamtv
@lewamtv 2 ай бұрын
​@@Naodmiss እሹኒ
@GuDh-zi3rh
@GuDh-zi3rh Ай бұрын
ዋይ ብፆይ ቃልካ ረስዐዮ😢😢😢ብፆቶይ ቃልኮም ኣይርስዕን ብሰላም እዕረፉ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 3 ай бұрын
ጅግና ፅንዓት ይሃብኽ ኣዶ ትግራይ 😢😢😢 ❤
@Tirgray
@Tirgray 2 ай бұрын
ኣንለ ናይ ሓወይ ታሪክ ልነግረኒ ስብ ድ አዪረኪቢ 😭😭😭🖤💔
@Reham-m8u
@Reham-m8u 2 ай бұрын
ኣይዘኪ ዛሓፍተይ😢😢😢
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
ኣጆኪ 😢😢😢
@selamgualtigrayhagertigray2296
@selamgualtigrayhagertigray2296 Ай бұрын
አብይ እሞ ዘይተዓደልናዮ😢
@DegiYouTube
@DegiYouTube 3 ай бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላክ ደበስ ኣቦና እዮብ ዝደበሰ ንህዝብና ይደብሰልና🙏😢💔
@selamas3502
@selamas3502 2 ай бұрын
እዋይ ወላዲና ረክብዋ እንሀ ኡፉፉፉ ፀላኢኪ ይንባዕ ኣደይ ማዓረይ😢😢
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 2 ай бұрын
አፍፍፍ ፅናዓት ያሃብኪ አደዋኒ ጀግና ሓፍተና አምላክ አብ ገነት ይንብርኪ 😭😭😭😭😭
@aryam349
@aryam349 2 ай бұрын
ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲአያ ኣደዋይ ፅንዕ በሊ 😭😢 ኩቡር ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልና ቲዲኤፈይ ቀፅለሉ ፁኑዕ ቃሉ❤❤🥰
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 3 ай бұрын
ፀላኢኪ ይንባዕ ኣደዊተይ😢😢😢
@لالا-س5ع
@لالا-س5ع 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢 ብሰላም ዕረፍ ኣሕዋተየ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@DestaHintsa-pm4nm
@DestaHintsa-pm4nm 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይፅንዕኪ አደይ ማዓርይ
@CshggsgsGhshhshw
@CshggsgsGhshhshw 2 ай бұрын
ጀግና❤❤ እናት ነሽ ፅናቱን ይስጥሽ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Uaye. Ahwatey. ✝️Egziabher. megeste. Semay. yeuarskum. Ahwatey. 🙏😢😢😢😢😢😢
@fryat.mewcha
@fryat.mewcha 2 ай бұрын
ኣደዋይ ማዓረይ ኑሱ እንዱዩ ዘሓረና ዙሎ ኣሕዋትና ፍቆዶ ሽንጡሮ ተሪፍም ዘሎው ኣህ እንታይ እሞ ከንገብር😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tsegatsega3419
@tsegatsega3419 2 ай бұрын
ኣደዋይ ፀላኢኪ ይንባዕዕ💔😭😭እህ ሕርር ኢልካ ስቅ እፍ😭😭😭
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 3 ай бұрын
እዛ አደ አፈዋይ ጋላ መሓዛ ሓፍተይ እያ ትኾንላ ብዕድመ ከዚ ዘለናዮ ነዓና ሊሎም ዶ ከይደምዮም ይብለው 😢 ቃንዛ ዘለናዮ ንፀላኢኻ አየሃቦ 😢😢😢😢
@ጁንታነኝ-ቐ7ጠ
@ጁንታነኝ-ቐ7ጠ 3 ай бұрын
ኣየኺ ማዘረይ😢 ንብፂተይ ዉን መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እንበር ኣይነብሪ 💪
@meratyngos5330
@meratyngos5330 2 ай бұрын
እፍፍፍፍ ኣንባዓትንይዶ😢😢😢
@Reham-m8u
@Reham-m8u 2 ай бұрын
ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብኪ 😢ብፆተይ እውን ብሰላም ዕረፊ 😭😭😭😭💔💔💔
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay 2 ай бұрын
አዶፅንአት ወላዲት ጅግና❤❤❤❤❤
@Tige-zs4og
@Tige-zs4og 2 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና😢💊👏
@DegiYouTube
@DegiYouTube 3 ай бұрын
እህህህ ኣዶ ትግራይ ዝረኸበቶ መክራ😢😢💔💔
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 3 ай бұрын
ጀጋኑና ብመስዋእትኩም ሂወት ተረኪቡ አዶ ትግራይ ጅግና ጽንዓትኪ መግለጺ የብሉን 😢😢😢😢 ጅግና ሓውና ክብሪ ይዓድልካ ❤❤❤
@lewamtv
@lewamtv 3 ай бұрын
ብመስዋእቶም ንነብር ኣለና
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 2 ай бұрын
@@lewamtv ብሓቂ ጀጋኑና ከም ሽምዓ መኺኾም ብርሃን ኮይኖሙና😭❤🙏
@bsikiros7171
@bsikiros7171 2 ай бұрын
ዋይይይ ኣዶ ትግራይ ዝረከብክዮ😢😢😢💔💔💔💔😢😢😢
@BirBirr-bd3xz
@BirBirr-bd3xz 2 ай бұрын
ፀላኢኪ ይንባዕ ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብኪ ይሃበና😢😢😢
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 3 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ን ጀጋኑ ሰማእቲትና
@loppehipj5109
@loppehipj5109 2 ай бұрын
ፅናዓት ያሃብኹሞ ኩል ቤተሰብ
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 3 ай бұрын
ኣደዋኒ ጅግና ኢኺ😢😢💝💝💝💝💝
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 2 ай бұрын
አብ ቅዱስ ሕቅፎኡ ይንበረኺ ጀግና ተጋዳልት ዋዕሮ ርግበ😢😢
@MesiLove-hu1sc
@MesiLove-hu1sc 2 ай бұрын
ናይ ወድነይ ታሪክ ዝነግረኒ ምረከብኩ አነለ 😭😭😭😭😭😭
@AskAsk-h4y
@AskAsk-h4y Ай бұрын
ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እበይ ኣይነብርን 😭😭😭😭
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 2 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት😢😢😢😢
@kirossyum271
@kirossyum271 3 ай бұрын
ጅግና 😢😢😢😢😢
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 Ай бұрын
😂😂😂😂ፅንአት ይሐብኪ ኤድየ መአረይ 💔💔💔😭😭😭 የቀንየልና ጀግና ሐውና
@Tglove--
@Tglove-- 3 ай бұрын
😢😢 እግዚአብሔር ኣምላክ ኣክእሎ ይሃብኪ ኣደዋይ😢😢😢
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኽ ኣዶ ትግራይ😢😢
@Yrguyrgu-o8n
@Yrguyrgu-o8n 2 ай бұрын
💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭አይይይዮ አደዋየይ ማአረይ💔😭😭
@AtsedeGebresilasie
@AtsedeGebresilasie 2 ай бұрын
Ajeki adey mearey kuluhana harirna ena zelena 😭😭
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp 2 ай бұрын
አደይ መዓረይ ፅንዓት ይሃብክን
@اللالل-ج1د
@اللالل-ج1د 3 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
ብዘይ አዲኣ ዘይትበልዕ አብዕሸል ዕድሚኣ እዙ ኹሉ ፈተና ላዕልነ ታሕትን ተፃዊራ ብጅግንነት ተሰዊኣ ንጭሽተይ ሓይ እውን አደይ ዝሓበትኒ እዩ ዘፅግበነመ እዩ ዝብል ነይሩ አብ ሜዳ ምስኸደ ግዴታ ኾይንዎ ፅምእን ጥምየትን ተፃወሩ ምስወፀ ተሪፉ አብ ኹሉ ተጋዳላይ ሰውእ ሓወይ ይራአየኒ 😢😢😢😢😢😢 ዓዱ ጅግና ፅንዓት ይሃብኪ 😢😢😢😢😢
@lewamtv
@lewamtv 2 ай бұрын
ኣሜን ፅንዓት ንኩሉና
@BirBirr-bd3xz
@BirBirr-bd3xz 2 ай бұрын
አህ ወዲ እነይ እዉን ዶ ኣሳዋዉኡኡ ዝነግረኒ ኣይረክብን 😢😢😢
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 3 ай бұрын
ኣይይይይ ታይ እባ ትብለኩም ነይራ ኣየ ኣዶ 😭😭😭😭😭
@BihanHayelom-lz5fx
@BihanHayelom-lz5fx 2 ай бұрын
ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብኺ😢😢😢😢😢😢😢
@ኣርያምጓልትግራይ
@ኣርያምጓልትግራይ 2 ай бұрын
ዕዳጋ ዓርቢ ዳኣ መን ትኮን ኣይ 😢😢😢😢
@ساره-ت4ل
@ساره-ت4ل 2 ай бұрын
ኣደዋይ ነቢዐን ኣንቢዐናኒ አፍፍ ናልናይና ከ ብሕርርኩም ዶ ማይ ሰቲኹም 😭😭😭😭😭😭
@Salam-k7b
@Salam-k7b 2 ай бұрын
ኣይ ኹሉ ግዜ ስቃይ😢😢😢 ናደቅነይ ታሪክ ደማ ዝነግረኒ የለይ በቃ ዘይረኽቦም መቓብሮም ተዝፎልጦ ታነቦሮ💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@lewamtv
@lewamtv 2 ай бұрын
ኣነ ዝጀመርኩዎ ክሕግዝ እየ
@amennasr3191
@amennasr3191 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭አጆኪ አደየ ጸላኢኪ ይብከ ዋይ አሕዋተይ
@greattigray5290
@greattigray5290 3 ай бұрын
ኣደይ መዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ😢
@MiliMili27
@MiliMili27 3 ай бұрын
ኣንታ ታይ ገበራ ኣይ ወላድ ዝረኸቦ ቃንዛ 😭😭😭😭😭
@mashoha4150
@mashoha4150 2 ай бұрын
ብንባዓት ወድያ😥
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 2 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩ አደዋይ😢
@AsFf-od1fm
@AsFf-od1fm 2 ай бұрын
ሓመድ ትብለዐኒ ዓክክክክክ😢😢😢😢😢
@mekisebmekiseb1626
@mekisebmekiseb1626 2 ай бұрын
Kalika zeyeberka kibiri yahabika jigina❤
@May-vt1jq
@May-vt1jq 3 ай бұрын
ሕዚ እውን ናዓና ድዮም ተጋድሎም ዝብሉ ሰባት ታሃልዮም ድቃሉ እዮም ንዚኦም ድማ ልከዖም ክዋሃቦም ኣለዎም በጥራቋት
@asterhailehruy1175
@asterhailehruy1175 2 ай бұрын
ዋይይይይይይ ጽንተት 😢😢😢😢😢😢
@HyabHyab-z3u
@HyabHyab-z3u 2 ай бұрын
እህህህህ😭😭😭😭
@Alemxewar-t4n
@Alemxewar-t4n 2 ай бұрын
ኣምላክ ጽንዓት ይሃብ ን ህዝቢ ትግራይ የሕዋትና።
@Ggg-y7z
@Ggg-y7z 2 ай бұрын
TsnAat yhaɓi Aado tgray btsiey bselam Arefi😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@temsgnamlaky6373
@temsgnamlaky6373 2 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ 😭😭😭
@fjhgfdff5985
@fjhgfdff5985 2 ай бұрын
ኣሕሕሕሕ ማማየ ፅንዓት ይሃብክ😭😭😭😭
@WdKn-u6s
@WdKn-u6s 2 ай бұрын
ኣፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 3 ай бұрын
እፍፍፍፍ😢😢😢😢አካሎ ይሃብኪን አደዋይ እፍፍፍ ምካአል ኣብይኒ ኣነስ😢😢😢
@AaAa-gi5kb
@AaAa-gi5kb 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢አደዋይ ፅንዓት ይሃብኪ
@Samsunga545g-de5nh
@Samsunga545g-de5nh 2 ай бұрын
የሕዝን እፍፍ 😭😭😭😭😭
@bege8567
@bege8567 2 ай бұрын
ኣይይይይይ😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔
@ሕልፊጋልድንግልማርያምልጅ
@ሕልፊጋልድንግልማርያምልጅ 2 ай бұрын
ሕኣ አደዋኒ አጀክን😢😢
@teklitgerezi6446
@teklitgerezi6446 2 ай бұрын
አቤት ወላዲ ክብርን ሞጎስን ንሰማአትና ጂግና ዘሓወይ አብ ቃሉ ዝፀንዕ ሕድር ሰማአታቱ ዘክብር አበሳ
@MeargGebrekerstos
@MeargGebrekerstos 2 ай бұрын
ኣደዋይ ማዓረይ ኣጀኪ
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 2 ай бұрын
ኣየ ከብዲ ዉላድ ፅናዓት ያሃብኪ 😢😢😢እህህህ😢😢😢😢
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 2 ай бұрын
ኣባይኪ ኣደዋይ መዓረይ ኣጀኪ 🙏🏻🕊💔💔😭😭😭
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 3 ай бұрын
ጀግና ኢኻ ምዓር ሓወይ በርትዕ እዛ መድያ ናህካ ድያ ሳብስክራይብ ክንገብራ ማለት ቀቀዲሖም ደይናቶም ስለ ድሰርሑ የ ሓቲተካ
@lewamtv
@lewamtv 3 ай бұрын
እወ ዝሓፍተይ ልዋም ዝበልኩሉ ብትርጉም እዩ
@SlamALSlam-bw4ct
@SlamALSlam-bw4ct 3 ай бұрын
አታ ግደፍወ እዶ ዝህዝብ እታይ ገበረ ቃንዛኩሞ አይትረስዑ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭አደዋይ አጀኪ በርትዕይ 😭😭😭😭😭
@teklay76
@teklay76 Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም