ኣዳኝ ወርቁ ናይ ዛር መንፈስ “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ” ት/ሆሴእ 4፥6 ንቕሑ

  Рет қаралды 3,996

ታኦስ taos tube  ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )

ታኦስ taos tube ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )

Күн бұрын

Пікірлер: 58
@mabelhiskias1152
@mabelhiskias1152 28 күн бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና: ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልካ: መፈጸምታኻ የጸብቀልካ: ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባረኽ: ሓይሊ ኣጋንቲ የርሕቀልካ: ኩሉ ዝተመረቐ ይብጻሕካ ናኦድ ሓውና። ቀጽሎ እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን። ልዑል እግዚኣብሔር ኣባኻ ሓዲሩ ዝምህረና ዘሎ ክብርን ምስጋን ንዘልኣለም ኣለም ይኹኖ ኣሜን(3)።ንዓና ክኣ ዓይኒ ልቦናና ከፊቱ ኩሉ ዝተምሃርናዮ ተረዲእና ኣብ ተግባር ንክነውዕሎ ልዑል እግዚኣብሔር ይሓግዘና ኣሜን።🌿🍇🕊🌿🍇🕊🌿🍇🕊
@HaniyeMaryamLij-m5w
@HaniyeMaryamLij-m5w 25 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤❤❤
@sehwitTesfay
@sehwitTesfay 21 күн бұрын
Amen amen amen 🙏
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 4 күн бұрын
አምላክ መስተወዐሊ ልቢ ይሃበና😢😢
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 8 күн бұрын
አዝግኦ ምሕርና ኩርስቶስ 🤲🏾መስተውዓል ይውህብና 😢
@nazretmebrahtu2131
@nazretmebrahtu2131 Ай бұрын
Naod hawey anes kxilin ksegidin meqxoriya ktqem keleku (gin nay chrchi gemed iye ztqem) reisey azu yhkkeni. Intay malet iyu Naod hawey. Bejaka kxbeyeka iye ktmlseley nay za hton nay ten aqdme zehatetkukan. Amlakna haylu kulu yhabka bruk hawey!🙏🏽
@yohanaandat8616
@yohanaandat8616 28 күн бұрын
Nay aemro metet kkewn ykel yu ❤
@ማዓርግጓልኣብናሰላማ
@ማዓርግጓልኣብናሰላማ 28 күн бұрын
ኣሜንን ቃል ህይወት የሰመዕልና
@jastavms2119
@jastavms2119 27 күн бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልካ ናኦድ ሓወይ በርትዐልና ብጣዕሚ እዩ ዝጠቅም ኣምሓርኛ ዘይሰምዑ ወለድና ስለዘለዉ እና ቀፅለሉ❤❤
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 Ай бұрын
Kbri namlak ይኹን 🙏🙏🙏 amen♥️♥️♥️💐💐💐 qale hiwet yesmaolna
@AwAw-w6e
@AwAw-w6e 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@AdushwFerede
@AdushwFerede Ай бұрын
ቃል ሂወት ይስማዓልና ናኣድ ግን 🙏🙏
@Tewahido-on2721sg
@Tewahido-on2721sg Ай бұрын
Enqae bedhan mexka Naod hewna Egzabiher amlak xegu yebzhilak newhi edem Tinan yhabka
@goytomkidane6408
@goytomkidane6408 Ай бұрын
ሰላም ዝከበርካ ናኦድ ሓወይ ጸጉ የብዝሓልካ እዚ ቪድዮ ኣሰኒካ ዘምጻካዮ ብጣዕሚ ጽብቅን መሃርን ካባይ ጀሚርካ ኣብ ሂወትና ዘሎ ሰብ ንክዛረበሉ ዝሓፍረሉ እዩ ሕጂ ግን ጸላኢና ከምንፈልጥ ጌርካና ጸጉ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን ሃብተማርያም ኢልኩም ኣብጸሎትኩም ዘክሩኒ።ቀጽሎ
@luciahaile490
@luciahaile490 18 күн бұрын
Naod wedey Amlack edmen tienan yhabka btaemi zenqeh tmhrti qexelelu
@YorsalemSultan
@YorsalemSultan Ай бұрын
ሰላም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስኩላትኩም ይኩነለይ ደቂ እመ ብርሃነይ ናኦድ ሓወይ ምሉእ ዘመን ሂወትካ ይባርከልና ፈጣሪ ብዙሕ ተማሂረ ብዙሕ ነገር ውን ተረዲኡን ናይ ጸላኢ ሰናያት ስራሕ ኣብዚ ሕጂ ስዓት ኣብ ሊብያ ኣለኩ ከም ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ፍቃድ ብኬብል እየ ዝቅጥቕጥ መቁጸርያ ክቅጥቅጥ ምስ ጀመርኩ ን 5 ዓመታት ቃንዛ ሕቆ ድሕሪ ሕርሲ ዝመጸኒ ቃንዛ ተሳቅየ እየ ብዙሕ መንገዲ ክከይድ ኣይክእልን ብዙሕ ደው ክብል ኣይክእልን ኔሬ መቁጸርያ ምቅጥቃጥ ምስ ጀመርኩ እግዝኣብሄር ይመስገን ሕቆይ ድሓን ኮይነ ካብ ሕቆይ ናብ ልበይ ኣቢሉ ሃንደበት ልበይ ድክም ኢሉኒ ዕብስ የብለኒ ብዙሕ ተተዛሪበ ይደክመኒ ዓው ኢለ ውን መዝሙር ክዝምር ኣይክእልን እየ ወላ ይድከመኒ እምበር ብዓቅመይ ጾሎት ይገብር እየ ምክኣል ወላ ይስኣን ደቂሰ ወላ ብተለፎን ጾሎት ይሰምዕ እየ ከንብብ ስለ ዝደክመኒ ካልእ ብዙሕ ፈተና እዩ ዘሎ ነዛ ጽሑፍ ዘንበብክማ ዝዓበኩም ኣቦታተ ኣዴታተይ ዝንኣስኩም የሕዋተይ ጸጋ ኢልኩም ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩኒ ምሳይ ዘለዉ ሰባት ሕክምና ክከይድ ይዛረቡኒ እዮም ኣነ ግን ክከይድ ኣይመረጽኩን ብዓቅመይ ማይ ድጋም ጸበል ይሰቲ እየ ከምቲ ዝድለ ጸበል ውን የብልናን ዉሑድ እዩ ብናይ ዝሙት መንፈስ ውን ብጣዕሚ እየ ዝሽገር ዝርኣክዎ ወዲ ካባይ ናብኡ ከይዱ ንዝሙት እዩ ዝምነየኒ ብጣዕሚ እየ ዝሽገር የሕዋተ ካብ ልብያ ጸጋ ኢልኩም ብጾሎትኩም ሕሰቡኒ ዘኩሩኒ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓይሉ ክህበኒ ከበርትዓኒ ብወላዲት ኣምላክ ብእመብርሃነይ ንእመ ብርሃን ተማሕጸኑለይ
@hgf6568
@hgf6568 29 күн бұрын
አጀኪ ፅሎት ቅዱሳን ምስኪ ይኩን
@adiamfitwi3918
@adiamfitwi3918 28 күн бұрын
Ajoki haftey tray tesfa aytkurexi xelote anda geberki ketkteyo traye anbere ameneni ktdhni eki hayli habeni traye belyo nfetari Egzabere yhagezki 🥰🥰🥰
@yohanaandat8616
@yohanaandat8616 28 күн бұрын
Ajokhi Egziabher msakhi ykun Arbn rebuen ksab seat 6 xehay turbo xumi entekielki ...ajokhi aqmi yeblun eti rgum ❤
@praisegod2589
@praisegod2589 28 күн бұрын
Ajoki hafty Libya kebid u yerdani u ajoki xelaei senay aqemi yeblun mnalbat nay heqoki nay iron hexeret u kekewn yekil u ane ms welduku kemzi natki heqoy yehmni lbey yedkmni neru iron wesdku qurub yehayesh ajoki beztrefe xeliy segedi😊
@jastavms2119
@jastavms2119 27 күн бұрын
ፅሎት ቅዱሳን ኣይፈለየኪ ዝያዳይ ኣይዛኪ በርትዕ ብሞቅፆርያ ቀስስስ እናበልኪ ኣብ ልብኪ ውቅዕይ ቅብኣቁዱስ ቅብእዮ ልብኪ በርትዒ
@sikosilo7487
@sikosilo7487 Ай бұрын
Selam Selam Selam naod hawey ankea dehan mexaka egziabihar amlak nay agelglot zebenkna ybarik
@goitomagen7234
@goitomagen7234 Ай бұрын
Amlayk ybrek
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 Ай бұрын
ቃል ሂይወት የስዔሌና ዝኸደይ እግዚአብሔር ይባርካ ብጣዕሚ መሃርን ኣዳስን እዩ እዚ ናይ ወርቂ ሕማምን መንፈስን ብፍላይ ኣብ ኤርትራን ትግራይ ካልኣይ የብሉን ኣዴታትናን ኣሕዋትናን ኣዕብድወን እዩ ህዝብና ናይ ርኩስ መንፈስ መጥቃዕቲ ምካኑ ኣይፈለጦን ኣተረድኦን ዘሎ ምናልባት እታ ቭድዮ ግን ህጻናት ደቅና ከይርእዎ ንጠንቀቅ ዓበይቲ ግን ሽግርና ክንፈልጥን ከነለልን ጠቃሚን መሃርን እዩ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ዘድሊ ኣብ ድቃስና ንቡዙሕ ሰብ ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ስዘጋጥሞ ተፈጥሮ ከይመስለናን ተፈጥሮ ከምዘይኮነ ርኩስ መንፈስ (ሰይጣን) ክንፈልጥ ስለዝረድኣና ብጣዕሚ ኣገደሲ እዩ የቀንየልና ዝወደይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልወካ በርትዕ
@SlamaHabshi-kg8je
@SlamaHabshi-kg8je Ай бұрын
👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@meadinabrehaleyneghasi7950
@meadinabrehaleyneghasi7950 29 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@goitomagen7234
@goitomagen7234 Ай бұрын
@rutatekle7799
@rutatekle7799 29 күн бұрын
🙏🙏🙏
@KisanetShimangus
@KisanetShimangus 27 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Gallkiros25.21
@Gallkiros25.21 28 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@almazteame9138
@almazteame9138 29 күн бұрын
Kal hiwet yesmalna zhawey bejaka ba krekbeka delye bkemey krekbeka ykal zhawey
@AdushwFerede
@AdushwFerede Ай бұрын
ብጣዓሚ ማሃሪ ቀፅሎ ሳብስክራይብ ጉብርለይ 🎉🎉
@luwanyahouza6683
@luwanyahouza6683 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ErmiasGhide-d5j
@ErmiasGhide-d5j 29 күн бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 29 күн бұрын
ቅድሚ 20 ዓመት ኣብ ከባቢ ኣስመራ ካብ ዘለዋ ዓድታት ሓንቲ ዓድ ዝዓዳ ሓፍትና ኣብ ዓድ ዓረብ ተሰድዳ ትነብር ዝነበረት ናብ ኤርትራ መጽኣ መርዓ ቤተሰብ ተሳቲፋ እንተኮነ ኣብቲ መርዓ ጥልፊ ተከድና ቅናት ብወርቂ ዝተሰርሔ ቁልፊ ጌይራ ቀንያ ኣብኡ ዝራኣያ ሰብ ካትም ጨንቅዎ ከሎ ወርቂ ቁልፊ ገይራ ተባሂላ ክውረየላ ብቡዳ ክትብላዕ ቀንያ ናብ ስራሓ ምተመልሰት ሓሚማ ኣብ ውሽጢ ብሞት ተፈልያ እግዚአብሔር ኣብ መንግስቱ ይቀበላ ሹዑ ብዓይንና እያ ሞይታ ሓሲድናያ እዳበሉ የዕልሉ ነይሮም ድሕሪ እቲ ሓደጋ ማለት እዩ ብፍላይ ሕጅ ናይ መናፍስቲ ሓደጋታት ምስ ፈለጥኩ ብቡዳ ምብላዕ ወይ መተት ቅተላ ተባህሉ ዝተላእከ ክከውን ይክእል ምክንያት ዝረኣያ ሰብ ኩሉ ዓይኑ የውድቀላን ይሓምን ስለዝነበረ ቤተሰብ ይፈርሕ ነይሩ እቲ ዝፈርሖ ከኣ መጽእዎ
@yohanaandat8616
@yohanaandat8616 28 күн бұрын
Ewayyy endea ezi menfes asaqyna bejakhum egziabher yegelaglena tray ❤
@freitahagos1591
@freitahagos1591 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@HanaMilano
@HanaMilano 28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsehayneshyemane-fm9ip
@tsehayneshyemane-fm9ip Ай бұрын
Xegu yebzhalka naod hawey
@goytomkidane6408
@goytomkidane6408 Ай бұрын
ኣጋጣሚ ካብ ናይ መምህር ተስፋየ ትምህርቲ ብዝሑ ተማሂረ ኣብ ሓደ ገዛ ተዓዲመ ከይደ እቶም ስድራቤት ኣብ መንፈሳዊ ኣይግደሱን እዮም ወዶም ግን ልኽዕ ሰባይን ሰባይትን ዝራከብዎ ይገብር ነቶም ስድራ እዚ ትርእይዎ ዘለኩም እንታይ ይመስለኩም ኢለዮም መመክነይታ ባንበር ሸይንሉ በሊዕዎ እዩ ኢሎሙኒ ሔራይ እሞ ቀይርሉ ኢለዮም ምስቀየርሉ ኣብ መደቀሲኡ ኣደቂሰሞ ከይደ እንተራክዎ ልክዕ ከምታ ቀዳመይቲ ሰብ ኣይን ሰበይትን ዝገብርዎ ክንቀሳቀስ ጸኒሕኒ ኣንተዎይ ብባንበር ብሽንቲ ኣመክኒኩም ሕጂከ እንታይኮይኑ እንተበልክዎም መልሲ የለን እሞ ወለዲ ዝኮና ደቅና ንከታለሎም ክብል ይፈቱ ሓውና ናኦድ ከኣ ተባረክ።
@NahomHabtemichael-x4e
@NahomHabtemichael-x4e Ай бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ናኦድ በዚ ትቅርበልና በሓቂ ኣምላክ እድመን ጥዕናን የሃብካ ካብዚ ናትካ ብዝሕ ተማሂረ ካሙ ውን ካብ ብእምነት ንቁሑ ውን ብዙሕ ተማሂረ ን ኣዲሳበባ መጼ ማየጸሎት ተሓጸበ ዘይሓሰብክዎ ናይ ከምዚ መንፈስ ኣለካ ኢሎሙኒ ኣዲስ ኮለኩ ክረክበካ ኢለ ደዊለልካ ኔረ ግን ኣይረኣካያን ምስለኒ ናበርካ ካብ ኮመንቲ እየ ወሲደያ ብጣሚ እየ ክረክበካ ደሌ ኔረ ግን ግዜ ሓጺርኒ❤❤❤❤❤❤❤
@AdushwFerede
@AdushwFerede Ай бұрын
ደጋጊመ ውርሒ ምልእ ደውለልካ ስልክኻ ኣይልዓልኻንን መሰንጅር ክርክበካ ይኽእል ዶ በጃኻ ተግድስካ መልስለይ መን ይብል ፍስብካ 🎉🎉🎉
@fugytfvstxgg5219
@fugytfvstxgg5219 29 күн бұрын
ቃልህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ኣብ መርዓና እማ እንታይ ንገብር ማለት እዪ ሱቅ ንብል ድዩ መልስለይ❤😮
@ማዓርግጓልኣብናሰላማ
@ማዓርግጓልኣብናሰላማ 28 күн бұрын
😂😂
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 29 күн бұрын
Kulika Eritreaw habsa werky kab libika awsayo wey werky gezekum abe bank aymitiwo ne mesai kumute genzeb kekonelikum yehewat sadu werky be kilotate alwom gen abe nebsom aykonene zegberiwo abe bank nay werky alo abu yekmetwo ne dekom mesaei hewet enber rayeni rayini kerayia kebla yeryia due zetbahele
@JesusisLord7832
@JesusisLord7832 27 күн бұрын
My God , just because you don’t want to buy your wife kutsha all this wrong explains. Get delivered your self bro
@solianagebrehiwet2029
@solianagebrehiwet2029 17 күн бұрын
ብፍሉይ ወርቂ ዝፈትዋ ኣለዋ። ወርቀን ጠፊኡ ኣእምሮአን ዝድንዝዛ ዝጽለላ። ብዝይሓት እየን። እንበር ኣይትግዝኣላ ንሰበይትካ ማለት ኣይኮነን። ኣብ ዕድና ወርቀን ሸይጠን ንደቀን ብባሕሪ ዝሓለፉ ደቀን ልዕሊ ወርቂ ደቀን ስለ ዝበልጽወን እየን ኮ ዝሸጥኦ ወርቀን ተዘይተመሊሱ ዝሓምማ ዝድነሳ ኣዴታት ኣለዋ ዝነፍዑ ደቀን እንተኮይኖም ይገዝኡለን ክሳብ ዝገዝኡለን ብዙሕ ሕማም እየን ዘሕልፋ ካልኣይ ድማ ኣብ ዝኮነ ጊዜ ወርቂ ካብ እዝነን ዘይፈልያ ካብ ክሳደን ዘይፈልያ። ኣዴታት ኣለዋ ኩሉጊዜ ዉራይ ዘለወን ዝመስላ እዚኤን ድማ ምስዚ መንፈስ ዘተሓሕዝ ኣለዋማለት እዩ
@YergaAlem
@YergaAlem 7 күн бұрын
ንእሽቶ ኮለኩ ሓንቲ ኤርትራዊት ጓለን መዓት ወርቂ ሰሪቃተን ነፋስ አቲወን ፅብቅቲ ሰበይቲ ሓሚመን ቀስ ቀስ ኢለን መይተን። ጨጉረን ነዊሕ ቀያሕ ሰበይቲ ካብገዛ ደይወፃ መይተን። ንሳ ጠፊአ ቀቤሪ አዴአ ተደልያ መፂአ። ሓዋ ወፂኡ አቦአ ግዳጅ ይከዱ በይና ኔራ ከምድላያ ንሳውን መይታ። ስለዚሕ ደይትፈልጦ አይትዛረብደ። እዝኩሉ ንፋስ ብወርቂ ስርቂ ዝአተወ።​@solianagebrehiwet2029
@nardoskidane9875
@nardoskidane9875 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@HermonHermon-wm8ps
@HermonHermon-wm8ps 28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@titifesha3044
@titifesha3044 Ай бұрын
❤❤❤❤
@Hamlesa
@Hamlesa 29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@gbtsihabtomgbtsi2459
@gbtsihabtomgbtsi2459 27 күн бұрын
❤❤❤❤
@SaerGhfdsa
@SaerGhfdsa 27 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@DgZc-z5m
@DgZc-z5m 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН
КОНЦЕРТЫ:  2 сезон | 1 выпуск | Камызяки
46:36
ТНТ Смотри еще!
Рет қаралды 3,7 МЛН
CORAN POUR DORMIR QUI APAISE LE COEUR (Recitation magnifique) 2021
1:31:41
DOUAA PROTECTION
Рет қаралды 12 МЛН
መንፈሳዊ ህይወት ወጣ ገባ የሚያስከትለዉ ጉዳት በመምህር ተስፋየ አበራ
6:48
ጎዶሊያስ መንፈሳዊ ሚድያ (Godoliyas spiritual media)
Рет қаралды 2,7 М.
31ኛ የህይወት ገጠመኝ፦ የአንድ ጎረቤታችሁ ሙሉ ቤቸሰብ ሌባ ቢሆኑ ምን ታደርጋላችሁ
1:42:25
Amharic Audio Bible Psalms - Ethiopian Amharic Bible Reading
3:48:29
Amharic Mezmur & Amharic Bible
Рет қаралды 290 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,3 МЛН