No video

ዓዲ ዓረብ ዝነብራ ኣሕዋትና

  Рет қаралды 11,605

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

#eritreamovie2023 #tigrignamusic #aklilu #akliluhabtemichael #eritreamovie

Пікірлер: 223
@meselteklebrahan
@meselteklebrahan 5 ай бұрын
😢😢😢😢 ናይዘን ኣብ ዓዲ ዓረብ ዝነብራ የሕዋትና ሽግረን ጸዊኻን በኺኻ ዝውዳእ ኣይኮነ! ካብ ዓዲ ዓረብ ናብ ሃገረን ምስተመለሳ ውን ንክዋሰባብ ሓዳርን ውላድን ክገብራ ብጣዕሚ እዩ ዘጸግመን ምኽንያቱ ብሕብረተ ሰብና ዓዲ ዓረብ ዝነበረት ተባሂሉ ብኣሉታ እየን ዝጥመታ!!!!
@reshantesfay6881
@reshantesfay6881 5 ай бұрын
ብሓቂ የቀንየልና ንሂወትን ናብራን ስዑዲ ዓረብ ብንጹር ገሊጽካዮ ኤድመን ጤናን ይሃብካ
@Green-u1u
@Green-u1u 4 ай бұрын
Thank you mr. Aklilu. It's now my 16 year in gulf countries. May be I can give some information that can help our community. Again thank you for what great information you giving to rise up our community.❤️
@goytoytomhanis2044
@goytoytomhanis2044 5 ай бұрын
የቅንየልና ክብር ሓውና ፀገምና ተረድኢካ ምግላፅኻ❤❤❤❤
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 5 ай бұрын
እስኪ በብወገና ከም ፍታሕ ንሓስቦ ሓሳብት ነቕርብ። ወይ ውን ኣብ ዓዲ ዓረብ ግዳያት ዝኾንኪን እሞ ሰብ ክመሃረሉ ኣለዎ ትብልኦ ነገር ኣካፍላኒ።
@elsagher7177
@elsagher7177 Ай бұрын
የቀነልና አክሊለ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Ramino92
@Ramino92 5 ай бұрын
እዋይ የሕዋተይ ዝበለጸ ሂወት ይፍጠረልን መሳኪን ብ ጣዕሚ ዘሕዝን ሂወት 😭😭😭😭😭😭
@lovejlk5351
@lovejlk5351 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ነዘን ዓዲ ዓረብ ዘለና መደብ ብምቅራብካ ኣዚና ነመስግን ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረልና እንበር ኣብ ትሕቲ ሰብ ምንባር ከቢድ እዩ።❤❤🙏🙏🙏🙏
@AaaBbb-zq8lh
@AaaBbb-zq8lh 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብዛዕባ ዓዲ ዓረብ ዘለና ከምዚ ገርካ ምቅራብካ ብጣዓሚ ኢየ ዘመስግነካ መደባትካ ቀጻሊ ኢየ ዝከታተሎ ምኽሪ ክትህበን ኪሓተካ ኢናበልኩ ኢየ ስርሐን ዶሞዘን ዘይህብወን ኢሞ ቡዙሓት ኡየ ካብ ንብዓት ሓልፈን ግን ዝገብሮኦ የለን
@user-wt3yc1ko7g
@user-wt3yc1ko7g 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢ብጣዕሚ ኢኒ ክቡር ሓዉና ፀገምና ተረዲእካ ብጣዕሚ ይመሰግነካሓወይ
@romaeyob8791
@romaeyob8791 5 ай бұрын
Selam amlak msaka ykun akile hawey enjera ezgi btaemi tkikil gelskayo amlak edmen tenan yhabka ❤❤❤❤❤❤
@erilove6287
@erilove6287 5 ай бұрын
ያ ናይ ባሓቂ ዓዲ ዓረብ ክትነብረሉ ኣይኮነን መሲካ ኽማነይ ኣይትሕደር ኣብ ዓለም እቶም ዝኽፍኡ ፉጡራት ይዕራብ እዮም።
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 5 ай бұрын
ብሓቂ ገሊፅካዮ ክብር ሓወይ ኣኪሊሉ ክብረት ይሃበልና ፀገምና ስለዝተረዳእካልናን ዝዘከርካናን ምክርካ ካዓ ስለ ዝለገስካልናን ዘካፈልካናን thank you so much🥰🥰
@STsenait
@STsenait 5 ай бұрын
😢so sad ብጣሚ ካብ ዘሕዝን ነገር፡መምህረይ። ኣብ ኣዲ ኣረብ 12 ዓመት ገይረ ኣለኩ።ሰመዒ ዘይብሉ ኣውያት ዩ ህይወትና።😢😢😢
@wintakebrab3325
@wintakebrab3325 5 ай бұрын
You just highlighted few of the problems we have in arab countries thank you aklilu hawy your effort is appreciated
@minyaweldegaber8905
@minyaweldegaber8905 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ኣስሜ4101
@ኣስሜ4101 5 ай бұрын
ካብ ኩሉ ቪድዮታትካ ሎሚ ኪሒስካኒ ኣኪለ ጽቡቅ ምክሪ ህብካየን ነዘን ኣሓትና ብልክዕ ካኣ ዘለዎኦ ተረዲኢካ👏👏👏
@fatmahhagus8730
@fatmahhagus8730 5 ай бұрын
ሰላም ዝሓወይ ኢቲ ናብራ ብጣዕሚ ገሊጽካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብፍላይ አረትራዊያን ናይ ዘላለም ስደትና ገርና ስለንሪኦ ተውጺዐን ኢየን ኣቡኡ ዘየለ ዘጋ የለን ኢተን ኢተን ንሃገረን ዝይምለሳ ግን አረትራውያን ጥራይ ኢየን ኢምበር አዘን ኩለን አሻውያን ንክልተ ኣርባዕተ ዓመት ኢየን ዝመጻ ዝኮነ ኒኢሽተ ትካል ገረን ንደቀን ክምህራ ወዲኣን ይምለሳ ካሊኢ ኢዘን ኢቶቢያውያን ውን ሚንባስ ኢንተገረን ቀጥታ ኢየን ዝምለሳ ናህና ግን ንበይኑ ኢዮ
@Gashbarkatv
@Gashbarkatv 5 ай бұрын
Ajoki habtey natey
@kuKuwait-vd4ky
@kuKuwait-vd4ky 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣኪሊ ሓወይ ኣብ ስራሕካን ኣብ ኩሉ ትገብሮ ነገራት ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ ፈጣሪ
@Wedimamaa
@Wedimamaa 5 ай бұрын
ዓዲ ዓረብስ ወላ ንደቂ ተባዕትዮ ኣይጠዓመናን ኣሎ😢
@70wit
@70wit 5 ай бұрын
የቅንየና ኣክልሉ ሓወይ ዓዲ ዓረብ እንነብር ደቂ ሰባት ብዝሕ ፀገማት እና ነሕልፍ ግን ተስፋ ከይቆረፅና እና ንነብር ዘለና😢❤
@Drar18
@Drar18 5 ай бұрын
ጽቡቕ ኩርናዕ ኣኪለ፡ ብሓፈሻ ስደት ብፍላይ ክኣ ስደት ዓረብ ኣዝዩ ከቢድ ዩ፡ ኣጠማምታ ኣብ ስደት ኣተሓሳስባ ናይ ሕብረተሰብና ናይግድን ክቕየር ዘለዎ ዩ። ሃገርና ናይ ምምላስ ኣብኡ ተመሊስና ብዘይ ዝኾነ ጸገም ከንብረና ዝኽእል ሕግን ስርዓትን ንምትካል ኩሉና ጉልበትናን ሓሳብናን ውን ከነውፍር ኣሎና። እንተዘይኮይኑ ኩብደቱ ዝቕንስ ኣይኮንን ይውስኽ እምበር።
@user-dc5ho5vu2h
@user-dc5ho5vu2h 5 ай бұрын
Thanks ❤❤❤❤❤❤❤
@ahmedsultan864
@ahmedsultan864 5 ай бұрын
Thank you bro great speech ❤may god halp safe our sisters
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣዝያ ኣገዳሲት ኣርእስቲ ኢካ ኣምጺካ ኣኪለ ይገርመካዩ ብኣዝዩ ውሑድ ደሞዝ ምስ ነዊሕሳዓታት ኣድካሚ ስራሕን ክብረት ዘይብሉ ያ ሓበሽ እዳተበሃልካ'ወ ብዘይ ናጽነት ብዘይመሰል ዓው ኢልካ ክትዛረበሉ ዘይትኽእል ዓዲ ብምካኑ ዶመዘን ውን ዝኽላኣሉ ጾታዊ ዓመጽ ብብዝሒ ዩ ውን ዘጋጥመን ኣዝዩ የሕዝነካ
@FiFi-Axusmawit
@FiFi-Axusmawit 5 ай бұрын
welcome back ብዛዕባ ዓድ ዓረብ እባ ገለበለና ክብል ናሓሰብኩ ነይረ ኣነ ኩሉ ጊዜ እየ ዝካታተለኻ መደብኻ ብጣዕሚ ደስ ዝብለኒ ብዛዕባና መደብ ሰለ ዘቅረብኻልና ድማ ይመስገን 🙏❤
@neguGebre-dg1nx
@neguGebre-dg1nx 5 ай бұрын
ደምርኒ ሑቢ❤
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair 5 ай бұрын
Aklilu what I like about you, your class is for everyone, great job
@user-qt5nt2io3l
@user-qt5nt2io3l 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ኣክሊሉ ሓውና ክብረት ይሃበልና ፀገማትና ተረዲእካ ሃናፂ ምክርካን ሓሳብካን ስለ ዘካፈልካና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና አሜን ፫❤
@semharhagos6628
@semharhagos6628 5 ай бұрын
ሰላም ኣኪለ ሓዉና ብመጀመርታ ብሃንቀዉታ ኢና ንጽበየካ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደባት ኢካ ተቅርበልና ቀጺለ ነዞም ናይ እስራኤል ገለ በለና በጃካ ❤❤❤
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 5 ай бұрын
Ab kereba gize
@Veronica-cx7hl
@Veronica-cx7hl 4 ай бұрын
One thing I learned is that even family is entitled and takes you fior granted it. Therefore, don't be self-sacrificial. Be for yourselve first then for others afterwards.
@amareshtadesse7212
@amareshtadesse7212 5 ай бұрын
ሰላምታ ብምቅዳም አነ ሓንቲ ካብተን ኣብ አዲ ኣረብ እየ ዝነብር ናይ ብሓቂ ገሊጽካዮ ከም ሮበት እዮም ዝሓሰቡና ናይ ኣዲ ኣረብ ተዛሪብካ ኣይዉዳእን እዮ ኣነ ካብ ልቢ እየ ዘመሰግነካ ኩቡር ሓዉ 🎉🎉🎉🎉
@fnanbruk
@fnanbruk 5 ай бұрын
ajoki haftey natey.. kulu halifki ab abi neger kitbetshi eki
@abrahalealif9370
@abrahalealif9370 5 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ የገርም፡ እዋይ አነ የሕዋተይ።
@almazbokresion9842
@almazbokresion9842 5 ай бұрын
መዋጽኦ ይፍጠረለን ጎይታ አብ ብዙሕ መሰል ዘለዎ እንዳ ነበርና ከማን ስደት መሪሩና አሎ አክሊሉ ሐዉና 🥰♥️
@user-zq9td2lp8r
@user-zq9td2lp8r 5 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና ክብር ሰብ መጠን ነብሱ የክብረካ።ብጣዕሚ እና ነመስገን ኩሉ ተዝረደኣልና ተስፋ እኮ ምሰነቅና ክንደይ እሞ ተስፋ ቀርፅና ክንጭነቅ እነሕልፎ ግዜና አጀክን ዝብለና ተንረክብ ግን ሓንቲ ትነብዕ አምተረከበትን እቲ ልዕል ፈጣሪ ስደትና የሕፀረልና
@neguGebre-dg1nx
@neguGebre-dg1nx 5 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳ ሓፉተይ❤
@user-nq6qv2yy6x
@user-nq6qv2yy6x 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ይመስግነካ ነቲ ዘይ ፈልጥ ምንባርና ተረዳአልና ዘለካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Maranata587
@Maranata587 5 ай бұрын
ብሓቂ ፅቡቕ ገሊጽካዮ ይቕንየለና 1.ንነብስም ከይኾና ኢና ንሰባት ክንከውን እንፅዕር እዚ 1ይ ውድቀትና እዩ 2.ኣተሓሕዛ ገንዘብ ኣይንኽእልን ኢና 17 ወይ 18 ሰዓታት ሰሪሕና እነምፅኦ ገንዘብ ናይ መጀምርታ ዘሎ ዓመታ ክሳብ 3 . 5 ዓመት ንቤተሰብ እናሃብና ንፀንሕ ድሓር ንዓዲ ክንምለስ እንተሓሰብና ገንዘብ የብልናን እስከ ክልተ ዓመት ክውስኑ እናበልና እቲ ወርቃዊ ዝኾነ ግዜና ህይወትና ንጥፍኦ እዚ 'ውን ካልኣይ ውድቀትን እዩ 3.እምነት ለውሃት እዩ ዝጎድኣና እንታይ ይመፅእ ብደሓር እንከይበልና ገንዘብና ንዘይኮኑ ሰባት ምሕጋዝ ብምእነት ሓዘለይ ኢልካ ምሃብ 3ይ ውድቀት 'ዩ ናተይ እኳ ምስ ሓለፈ እንድዩ ተረዲኡኒ ኩላትና ኩሉ እባ ልዕሌና ምስበፀሐ እዩ ዝርድአና ግን ውሑዳት ኣይኮናን ከማና መምህር ዝኾናና ካብዘን ዝቐደማ ኣሕዋትና ንመሃር ንገዛእ ነብስና ከይኾና ሽሕ ንካልኦት እንተሓገዝና ትርጉም የብሉን መጀምርታ ንነብስና ነፍቅር .ነኽብር ንከናኸን ዓቕሚ እንተ ረኺብና ትርፊ እንተሃሊዩና ንነብስና ኮይንና ብመጠኑ ንሕግዝ ክብል ይፈቱ ሰላምን ፍቕርን ንኹሉትና .ኣክሊሉ ሓውና ቀፅሉ 🙏❤❤❤
@awetabrham4438
@awetabrham4438 5 ай бұрын
18 Seat ab hade mealti tserha ezi dea kebid eyu
@Geni2424
@Geni2424 5 ай бұрын
የቀንየልና አክሊሉ ሓውና ንስካዶ ተረኪብካ ፀገምና ዝርደአልና 🥺🥺
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 5 ай бұрын
God bless you brother your programs is amazing lord Jesus help those womens where ever they are and protect them from evil men
@user-xx4kp4zf2k
@user-xx4kp4zf2k 5 ай бұрын
Nay bahaki akle hewey thank you GOD bless you
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 5 ай бұрын
ብሓቂ ፅቡቁ ገሊፅካዮ ኹቡር ሓውና ዝፈልጦ እዩ ዝፈልጦ ዘለናዮ ባዕልና ኢና ንፈልጦ 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@neguGebre-dg1nx
@neguGebre-dg1nx 5 ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 5 ай бұрын
Behaki zekbde hewet abzom hangole zeybelom seb kem seb zeyhasbu ensesatate arbe eyu zelo yehewaty ka geze aytewseda kelitfeken genzeb hezkne 3 way 6 amet adken way abe kalie zehse hewet wesa ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tesfayhaile2629
@tesfayhaile2629 5 ай бұрын
Good job kubur hawey Akile.Amhalk memlusue yibharka.
@aklilusibhat9506
@aklilusibhat9506 5 ай бұрын
Great job keep going God bless you 🙏🙏
@SUSLOVE359
@SUSLOVE359 5 ай бұрын
Yehznaka eyen xelot kgebra wala eko eyu zeyfqeden 💔🙏 kemyraawa hatyat ferihen krstyanat deqi tebatyo yelewun 💔
@Solvlove495
@Solvlove495 5 ай бұрын
ኩሉ ኣርስትካ አንድየ ዝከታታሎ አዛ ግን ዝተፈለየት አያ አግዛብሀር ይባርኪካ፡ኣዘን አየን ዘደንግጻኒ አንካ አዚ ኣርስቲ ኣልዓልካዮ ፡ኪንደይ ሰብ ኣሎ ኣዲ ዕረብ ስለ ዘለዋ አቲ ወርቒ ናይ ቶም ኣእራብ ናተን ይመስሎ አንበር ፡ስደዳ ስደዳ ልበን ጠፊዎን መሳኪን ኣህዋተይ ኣምላክ ይርዳኪን አንበር ካባና ሲ ተሪፍኪን ፡
@user-ie9sh1re1c
@user-ie9sh1re1c 5 ай бұрын
ብሓቂ ብትክክል ናይ ልብና ግሊግፅካዮ ኩቡር ሓዉና ፈላጥ ሰብ ኩሉ እዩ ዝፈልጥ አነ ቻናልካ ኩሉ ግዜየ እየ ዝካታተለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏ግን ካዓ ክሓተካ ማለት ሕጋዊየን ሰለዘይኳንንና ከመይ ገረና ማሕበር ክቋቆም ይካአል ድዩ ኮይኑ ግዝየ እንተሃልዮካ አክሊል ሓወይ ሰለ እትሃበና ምክሪ ብጣዕሚ እየ ዘመስገን 🙏
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 5 ай бұрын
Idmen tinan yahabka igzabher Bhaki gelizkayo nisdrana tewfina Nay keybolku ❤❤❤
@ggghhcghh9558
@ggghhcghh9558 5 ай бұрын
😢ናይ ብሓቂ ዝሓወይ ዘድክምን ምንም ዓይነት ፍልጥት ኮ ነ ዕብየት ዘይብሉን ክትሓስቦ ውን ዘስከሕክሕ እፍፍፍፍፍ
@fretgraweyti12
@fretgraweyti12 5 ай бұрын
የቀኒየልና ኣምላክ ላሓገዘና እበር ናትና ከቢድ እዩ ብቻ ተመስገን❤
@user-mf1iy7zg2d
@user-mf1iy7zg2d 5 ай бұрын
አኪሊ ሓውና የቀንየልና ብሓቂ እዚ ዝተረዶኦም ካምዚ ከማካ ውሕዳት እዮም ብሓቂ ገሊፀካዮ ኢካ👌❤😢
@user-wt3yc1ko7g
@user-wt3yc1ko7g 4 ай бұрын
ኢዚ ዝበለካዮ ኩሉሐቂ❤❤❤❤❤አየ
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 5 ай бұрын
እግዛብሄር ይሃብካ ዝዘከርካየን እዘን ዉጽዓ ት ኣሕዋትና
@tarikadem7893
@tarikadem7893 5 ай бұрын
Eway yehwatey 😥😥😥 Betami zehzen 😥
@mehretkidane2241
@mehretkidane2241 4 ай бұрын
Adi areb higi yelen Enteteksiska Xelin kedinom yom Zitruzuka ,ezom rugumat Buzuh eyu ayenay Elka kixibxeb,Kidney Zitfia kea alewa Agmal :kfti Zihilwa Kindey zhameman Zixedefan Ena nifelit ,Mestean yiwredom!
@solomonliza
@solomonliza 5 ай бұрын
ብራቮ ኣኪለ 👍 በርትዕ 🙏
@mizanmezgebe6262
@mizanmezgebe6262 5 ай бұрын
የቀንየልና ክብሪ ይሃብካ ፀገምና ተረዲእካ ብፅቡቅ ስለ ዝገለፅካዮ ቀፅለሉ ኩሉ መደባትካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ
@neguGebre-dg1nx
@neguGebre-dg1nx 5 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@HrfgHes
@HrfgHes 5 ай бұрын
😢😢😢
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 5 ай бұрын
አረ ኸፊኡኒ ጪንቀትት ጪንቅ ጪንቅ ይብለኒ 😢😢😢 ዓዲ ዓረብ ከቢዱኒ ናብራ
@genetalem8059
@genetalem8059 5 ай бұрын
Yes you right brother አብ ሱዳን ከለና ሐንቲ ሐፋትና የሸግርዋ እም ነቲ ስራሕ ትገድፋ ሕጂ ሰብናከአ ስራሕ ይትፈቱን እያ ይብልካ ካብ የዕራብ ስራሕ ምስተገላገልኩ እግዚኣብሔር ይመስገን እዩ ዝበልኩ አጆክን ክሐልፋ እዩ አብ አሜሪካ መሰል አለካ ናሕብሪ ከአአሎ ቀጽሎ ተዛረብሉ ኢካ ጋልምስኪን ብኩሉ እየንዝብደ ደላ
@liligalzaliy5054
@liligalzaliy5054 5 ай бұрын
yeqenylna kbur hawena Edemen tenan yehabka ❤❤❤
@sabayoutube7945
@sabayoutube7945 5 ай бұрын
ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ብጣዕሚ የሕዝን💔😢 ልዕሊ ኩሉ ግን ኣብ ዓዲ ሓጋዚ ዘይምህላውና እዩ😢
@UabBdj
@UabBdj 5 ай бұрын
ሙሉእ ሂወትካ ተባረክ ፍቱውቱው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 5 ай бұрын
😢ብሓቂ የቀንየልና በሊዕና ዝይብሉ ኩቡር ሓዉና❤❤
@user-mw3pb3kf7t
@user-mw3pb3kf7t 5 ай бұрын
ፀገምና ስለ ተራዳአኪልና ብጣዕሚ ኢና ነምስገን ብእዉንት❤❤❤❤❤❤
@rutahagos1514
@rutahagos1514 5 ай бұрын
🎉Thanks so much my best 👌 💎👑👈GBU all your family 🙏🏻 ❤keep strong 💪
@Wedisoyra
@Wedisoyra 5 ай бұрын
ዓዲ ዓረብ መሰል ሰብ ዘይሕለወሉ ኢዩ ናይ ብሓቂ
@vsduety5954
@vsduety5954 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክቡር ሓውና ፀገምና ተረዲእካ ዘቅረብካልና♥️🙏
@mremhh751
@mremhh751 5 ай бұрын
የቀንየልና 😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@neguGebre-dg1nx
@neguGebre-dg1nx 5 ай бұрын
ደምርኒ ሓላለይ❤
@santhoshmk5693
@santhoshmk5693 5 ай бұрын
የቅነልና ክቡር ሓውና ኣበይ አሞ ይርድአልና አዞም የዕራብ የአዱገ አንድዮም😢😢
@weniweni3113
@weniweni3113 5 ай бұрын
Selam kibrin neaka ykun kubur akile hawey medebka yketatelo endiye lomi gin bznebro zeleku mexika ,kihateka zdeleku ab adi arab ye zikimet gele mkri delye nere bkemey dea kirekbeka ykiel
@andertawit
@andertawit 5 ай бұрын
የቀንየልና😢❤❤
@sleepless001
@sleepless001 5 ай бұрын
🎉.
@EmyRufti-rn7ut
@EmyRufti-rn7ut 5 ай бұрын
Amazing topic
@user-cw9cx4fd1x
@user-cw9cx4fd1x 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓዉና የቀንየልና 🥰😍❤️😍
@user-ps3fk8wx4f
@user-ps3fk8wx4f 5 ай бұрын
aklilu king
@regberegbe9767
@regberegbe9767 5 ай бұрын
መምህርና and ኣቦና ኣክሊሉ ኣዚየ እየ ዘመስግን እግዚኣብሔር የክብረልና ። ኢጋማ ዘለዎ ማሕበር ክኸውን ይክእል እዩ ብዘይሕጋዊ ንዘለና ግን ሌባውያን ተጌርና ኢና ንሕሰብ ብተወፋይነት ዘተሓባበርን እሙንነት ዘለዎ ሰብ ኣብዚ ዓዲ የለን። ዝገርም ግን ከም ኣብዚ ዘለና ጀጋኑ የለን ሩህሩሃት ሓበሓብቲ ኢደን ድማ ዘይህባ ተስፋ ዘይቆርፃ ሰባት ኢና።❤ ከም ኣብዚ ዓዲ ዘለና ሞጎስ ዝተዋህቦ ድማ የለን እግዚኣብሔር ይመስገን።❤
@johnkidane2121
@johnkidane2121 5 ай бұрын
ዕድሚኡ 30ዩ ክደይ ድዩ ዕድመኺ ኣቦይ ኢልክዮ😅😅😅😅😅😅
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f 5 ай бұрын
ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይክብረልና ናይ ውሸጥና ዝፈልጥካልና😢😢😢😢
@asteraster2308
@asteraster2308 5 ай бұрын
Tsanks Akile btsaemi nemesgneka❤❤❤❤❤❤
@fishiktaameley2645
@fishiktaameley2645 5 ай бұрын
ክቡር ሓውና ክብረት ይሃበልና🙏
@user-vl3ec9bk8v
@user-vl3ec9bk8v 5 ай бұрын
ኣነ ኣለኩ ካብ ዝመጽእ ብዝሕ እየ ገይረ ነጻነት የብለይን ክብሪ የብለይን ዝከነ ነገር ሓርቀ እንተተዘርበ እሞ መን እኪ ንስኢ ከምዚ እልኪ ትዛረቢ ይብልኒ ይቅርታ ሕተትና ይብልኒ ሓደ ሓደ ጊዜ ሓርቀ ይጨውህ ንስኪ ፀግብኪ እምበር ከም ስድራና ስለ ንርአኺ እና እሎም ይዛረቡ ከም ድልየቶም የጨማልቅኒ ምሸት እዉን ይበኺ ይሓድር መን እም ክርዳኣኒ ስድራ ውን አመይ ኣለኪ ይብልኒ ከይጭነቁ እለ ዳሓን እየ ዝብሎም ገንዘብ እዉን እንተአነ ኣጽልእኒ ስድራ ውን ገንዘብ ዘይትልእኪ ክንደይ ድዩ ዘሎ ምንዛረ ይብልኒ ኣክበ ይልእአሎም እፍፍፍፍ መት ይምነ ሓደ ሓደ ጊዜ ናብ ባሕረ ኣትኪ ምቲ ይብለኒ ግን ኣደይ ትዝ ትብለኒ ምስ ስብ ምሕዋስ የጽለአኒ ኩሉ ሰብ ዘቅይመኒ ይመስለኒ ወላ ምስ ስብ ተላልየ ጻባሕ ዝከነ ነገር ከያጋጥመኒ እለ ፈርሐ ይሓድጎ🤔🤔🤔
@welelakelib8989
@welelakelib8989 5 ай бұрын
Betami hakika ❤❤👍👍👍
@semiramohammed7926
@semiramohammed7926 5 ай бұрын
Good job keep it up 👍
@user-sh4yh8tm4x
@user-sh4yh8tm4x 5 ай бұрын
🥹🥹🥺🥺💔ናይ ስዑዲ ተዛሪብካ አይውዳእን እዩ በጃኩም😔
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 5 ай бұрын
Thank You akile ❤❤❤
@user-pm4ie1ro5x
@user-pm4ie1ro5x 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓወይ የቐንየልና ❤
@BdjdbBdjdb-pp9td
@BdjdbBdjdb-pp9td 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@fishiktaameley2645
@fishiktaameley2645 5 ай бұрын
ካብቶም ዓዲ ዓረብ ዝነብራ ሓንቲ ኣነ እየ ክቡር እንኻዕ ዳሕና መጻእካ❤
@yordinabito3422
@yordinabito3422 5 ай бұрын
የቐንየልና ክቡር ሓው😢 🙏🏽❤️
@erisweet1063
@erisweet1063 5 ай бұрын
Mesakin ahwatey ❤ amlak sdetna yehxro
@abdusalamomer5463
@abdusalamomer5463 5 ай бұрын
መጀመርይ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ኢዚ ዝበለካዮ ኩሉ ሐቂ ኢዩ ማልትሲ አነ ናይ ዓይኒ ምስክር አለኩ
@selam-yi2op
@selam-yi2op 5 ай бұрын
ክብሪ ይሃብካ ኣኪለ ሓወይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ምንባር ከቢድ'ዩ። ወላ ሓዳር ጌርካ ናይ ቆልዑ ትኸፍል ሕክምና ክቡር ናይ ትምህርቲ ክቡር ዝኾነ ኣማራጺ ዘይብሉ ዓዲ እዩ።
@user-vn3oh1zc4i
@user-vn3oh1zc4i 5 ай бұрын
የቀንየልና🙏ተመርዕዮም ተማራዕዎም ላብ አውሮፓ ንክወስዱና ድምፂ ኩነና ዝሓወይ😊
@Moloz-ur8vi
@Moloz-ur8vi 5 ай бұрын
😂😁👌
@ertrawi
@ertrawi 5 ай бұрын
Kbret yhabelna memhre nay Bhaki kab hasab yearife ayfeltn bzen yehwatna 😢 hope zhashe hiwet kfetrelen Bztekale ke a kemza zbelkaya genzeb gieren kabto hager bztekale meten kwexa tray eiyu zelewen 😢 gbu yehwatey ab zhalekn halikn
@selam-yi2op
@selam-yi2op 5 ай бұрын
Thank u hawey mearey 😢😢
@ertrawi
@ertrawi 5 ай бұрын
@@selam-yi2op welcome sis abau diki tqmeti haftey mearey
@selam-yi2op
@selam-yi2op 5 ай бұрын
Ewe saudi arabia aleku
@ertrawi
@ertrawi 5 ай бұрын
@@selam-yi2op ok haftey mearey habocha eiki aythmeqi aske nmemhre rkebyo eiki abi hagez kgebrelki eiyu taum seb bzey genzeb kemzi hagez zgebrelka seb abey krkeb. Bzterefe dehan ktkoni tesfa ygebr haftey mearey
@selam-yi2op
@selam-yi2op 5 ай бұрын
Heray wedi Erey mearey ❤❤❤
@genigebre2752
@genigebre2752 5 ай бұрын
ብሓቂ ኩሉ ገሊፅካዮ ኣኪለ ሓወይ
@user-le6es5xq9b
@user-le6es5xq9b 5 ай бұрын
Yeqenyelna kbur hawey nnebro xegemna kulu gelixkayo 😢😢😢
@ferejjabir4400
@ferejjabir4400 5 ай бұрын
❤❤Extrmlly u explean what in Areb have thanjs ❤❤❤ frm qatar
@freedomforall9859
@freedomforall9859 5 ай бұрын
Me too
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 5 ай бұрын
ኣኽሊሉ ኣብዝኣስ ተጋጊካ አዘን ቀደም b80ታት 90ታት ክሳብ 2000ዓ መት ዘነብራ ኣዋልድ አየን ንቡዙሕ ሰብ ሓግዘን ኣብ eroupe australia america ይሕዋትን ቤት ሰበን ከፊለን ይእትየን ክመስግና ይግብእን ሓዳር ከይግበራ ሰድራይ ሓወይ ሓፈትይ ክብላ ግዝእን ኣባኪነን ዘለዋ ሕጂ ውን ማይ ኣይሓለፎን አዘን ኣብ ዓረብ ሃገር ዘለኽን ኣዋልድ ገዘብክን ሕዝክን 2-3ዓመት ሰሪሕክን ዓድኽን እተዋ ኣብ ዓለም ነብሰካ አንትርፎ ባዕልካ ካልእ ዘሓሰብላ ሰብ የለን ሰለዝስ ንስድራይ ተሰዲደ ሰብ ኣተሓሳሰባ አንተገድፍናዮ ተመራጺ አዩ. ሂወት ናይ ድኻታት ሰድራኻ ክትቀይር ክትበል ብሕወትካ ምጻዋት ዘይውጽእ ጣዕሳ አዩ በጃኽን ነብስክን ሕሰባ ምሳናይ ይቕረታ አያ.
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 5 ай бұрын
Eta ane zbelkuwa degimkaya, niay gn tegagika elkani emo abey eyu eti natey giega
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 5 ай бұрын
@@aklilu.Hmichael akile ማለትየ ክነምስግነን ኣለና ማለት አየ ሞራልን ሓፍ ክበል
@ots2023
@ots2023 5 ай бұрын
ማሕበር መሰርታ ኢልካ ሐሳብ አቅሪብክ ኢምባሲ ኤረትራ አሎ ግን ሸግር ናይ ዜግታቱ ዘይጣበቕ አክንዲ ወልቀ-መላኺ ኢሰያሰ ገንዘብ ካብ ሰደተኛ ኤረትራ 2 ካብ ሚእቲ ብግዲ የኽፍል
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 5 ай бұрын
የቀንየልና ይፅበየካ አየ ነይረ አነ ቅርሺ ምቅማጥ ለኣበየኒ ለለ ልኮነ ዕላማ ምስካዕ ኣቢኒ ተኪኢልካ ብዉሽጢ ምክህሪ ክትህበኒ ብምታይ ክረክበካ ኣኪለ ሓወይ 😢
@neguGebre-dg1nx
@neguGebre-dg1nx 5 ай бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ👏❤
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 5 ай бұрын
ካብ 24ሰዓት 16ሰዓት ትሰርሕ ኑሱዉን ኣብ ዝኮነ ሰዓት
My Cheetos🍕PIZZA #cooking #shorts
00:43
BANKII
Рет қаралды 26 МЛН
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 15 МЛН
UNO!
00:18
БРУНО
Рет қаралды 4,8 МЛН
ንመን ኢኻ ተገልግል፧
34:15
Daniel Petros
Рет қаралды 2,8 М.
ንቕድሚት ከይትስጉም ዝገብራኻ 5 ባህርያታት
14:44
ዘሰንብድ ብዝሒ ነብሰ ቅትለት ኣብ ዩጋንዳ
29:47
ንሓዳር ትደልየኒ ጓል ከመይ ጌረ ይፈልጥ?
13:33
Aklilu H.michael
Рет қаралды 14 М.