Danait Yohannes - Nea Eto (Official Video) | ንዓ እቶ - Eritrean Music 2018

  Рет қаралды 2,071,481

ADMAS MUSIC

ADMAS MUSIC

Күн бұрын

Пікірлер: 2 800
@ባህጊትግራይ
@ባህጊትግራይ 5 жыл бұрын
ደቂ ኤሬይ ሽኮራት ኣነ ትግራዋይ ግን እቲ ሕብረትኩም ብጣዓሚ ፈቴዮ ኣለኹ ኣነ እውን ምሳኹም ዲስላይክ እለያ ኣለኹ ንዓይ ግን ላይክ በሉኒ er❤❤
@shewit19
@shewit19 4 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@ነሽነሽኣይኮንኩን
@ነሽነሽኣይኮንኩን 6 жыл бұрын
ንስሓልፍ ጊዘስ ዘይሓልፍ ቃል ኣይትዛረብ ይብሉ ኣቦታት ፡ብህዝበይ ዝመጸኒ ኣይፎቱን የ። ሃየ ስከ ሕፍስ ዝበለ ዲስላይክ አንዳገበርና ነተበባኣያ።
@nasnethabtemicael1842
@nasnethabtemicael1842 6 жыл бұрын
ሓውኹም ነሽነሽ ይድገም ድዩ ዲስ ላይክ ክደግማ ነዛ ነፋጥ
@orchidboylijyemane5290
@orchidboylijyemane5290 6 жыл бұрын
ሓውኹም ነሽነሽ
@ነሽነሽኣይኮንኩን
@ነሽነሽኣይኮንኩን 6 жыл бұрын
@@nasnethabtemicael1842 ኣበይ አሞ ንሓደ ሰብ ኣሰርተ ሽሕ ክፍቀዶ ነርዎ።ጽቡቕ ገርና ምገሰምናያ።
@peaceentirtament2958
@peaceentirtament2958 6 жыл бұрын
Aye ata eska ka werja mado eka eba mobel atehssba zelka neshnesh u zemslni neru kemzi beblka gen mehska teh u abe maesi media xebok zezrb neru
@novieldenden3165
@novieldenden3165 6 жыл бұрын
ነሽነሽ ጋዕጋዕ ኣብዛ ጎረቤተይ ስለዘለኻ፡ሓደ መዓልቲ ንራኸብ ንኸውን
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 6 жыл бұрын
ጽንዓት ጽንዓት ጽንዓት ይሃብኩም ወለዲ ቀያሕቲ ናኣሽቱ ዓበይቲ ፣እስከ ንገረኒ (2) ከመይ ነይሩ ኣውያት ዛንታካ የዕልለኒ ፣ዕሸላት መንእሰይ ኣምዑት ዘይቆጸሩ ኣይርከቡን ከይዶም ድሓር ንሓዋሩ ፣ኣብ ሳሃራ ሊብያ ሲና ትሩቡሊ ኣሰር ዘይተረክቦም ኣበይ ከ ክንደሊ ፣ ቀያሕቲ ከፊልካ ኣይኣከለን ገና ብዙሓት ዮም ኔሮም ስድራቤት ገዛና ፣ዝወለደት ማህጸን ሓደ "ኳ ሲኢና ንበይና ተሪፋ ዝውክቲማ ከም ጓና ፣ ስምብራት ናይ ሲናይ ከይሓወየ ቁስሊ መሊሱ ገዲዱ ሊብያ ትሩብሊ ፣ናይ ቀዳማይ ሓዘን ከይወጸልና ቃንዛ ዕርበት ደጊምና ባሕሪ ላምባዶዛ ! ኣፍ ኣውጽእ ተዛረብ ደሴት ላምባዶዛ ኣድቲ ኮውታ ለይቲ እስከ ንገረኒ ኣውያት ዶ ሰሚዕካ ቆልዓ ምስ ሰበይቲ ፣ሽደናት ሓሊፎም ኩሎም በብሓንቲ ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ሕያወይቲ !:
@user-es9rw4gf4w
@user-es9rw4gf4w 6 жыл бұрын
Don't be Major in Minor things ,
@diezeitwermitderzeitwichti6010
@diezeitwermitderzeitwichti6010 6 жыл бұрын
Bravo
@selameyezmne7017
@selameyezmne7017 6 жыл бұрын
Samsom Samsom Bravo man
@atrooncorina
@atrooncorina 6 жыл бұрын
Dani eway nake se agobhka dekdk ewe neru
@erisweet1532
@erisweet1532 6 жыл бұрын
Ayeway lebika deseber💔😭 xenate yahabome n waldi natom zehalfo dima AMILKE nay zelelme erfti yefterlom🙏🤲🌷🇪🇷❤
@kesetesemere6572
@kesetesemere6572 5 жыл бұрын
Kabzi chanal nay alem kiteleya tray eu zelkon atin anxar menesey eritrea zzelelkinnn zanderkin kemeu weun atom nayzian like tgebru delokum yedawukum akibu astewuel menesey neberi tarik ember nebari seb yelen .
@titimila6283
@titimila6283 Жыл бұрын
ዳኒተይ ክፈትወኪ እኾ😘❤
@andisba5597
@andisba5597 5 жыл бұрын
ዳናይት ያኽ ኦፍፍፍፍፍፍፍፍ እቲ ቃላትኪ ንኣይስ በዛ ደርፊ እዚኣ ቀደመይቲ እኪ ኣድናቂትኪ እየ ካብ ጓል ትግራይ ጻዓዳ ❤❤❤❤❤😉
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት እንታይ ኢና ከም ሰባት ዘይንከውን ፡ እዚአን ደቂ ዮውሃንስ ሓንቲ ግዜ ተጋግየን ኢልናስ ክንድዚ deslike ጽቡቅ ኣይመስለንን ።ምክንያቱ ኩላትና ኣብ ሂወት ንበዳደል ኢና፡ ይቅረ እናተባሃሃልና ከኣ ከምቲ ዘዕበየና ባህሊ ከምቀደምና ንፋቀር።ስለዚ እዚአን ሰባት እዚአን ይቅረ ስለ ዝሃተታ ይቅረ ንበለለን ከምኡ ኢዩ ኣተዓባብያና።
@mulugetakidane1847
@mulugetakidane1847 5 жыл бұрын
ስላም ንኢሪትራና ኢትዮጵያ የግበርልም 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽😍
@ዲቦራትግራወይቲ
@ዲቦራትግራወይቲ 4 жыл бұрын
ኣሜን
@zeydantarg9681
@zeydantarg9681 5 жыл бұрын
ኣይምሰልኪ ፈቲና ስደት ዝወጻና ግን ንስክን ሓፍትክን ኣይትትሃምል ኢልክን ንመን ክተሓጉሳ ኢክን ነቲ ዓሻ ወላ ንመን ግደፋ እባ ኣብ ኢድ መንእስያት ከይትሞታ ክደፋ ደቂ ኣካልብ ኣስመራ እስከ like habuni
@tamiradam4160
@tamiradam4160 5 жыл бұрын
somali and eritrea are brothers. one love. one grand father
@Wedi_lewi
@Wedi_lewi Жыл бұрын
ኣልግስ 😂
@habenfissehaye3808
@habenfissehaye3808 Жыл бұрын
​@@Wedi_lewi ኣንታ መን'ዩ ኣባሓጎና ወይ ጉድ😂😂😂😂
@wediblata5643
@wediblata5643 6 жыл бұрын
Eska aynethamel yalla dies like yedelya alo nezea sehermuta gal sehrmuta 👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿
@koblali
@koblali 6 жыл бұрын
Wedi Keshi fara kelbi agame
@cheskawihgawi9275
@cheskawihgawi9275 6 жыл бұрын
ከመይ ዝበለት ደፋር ሰብ ያ አዚኣ ያ በጃኺ 1000 ዓመት ክንሪአኪ ኣይንደልን
@michealkidane6151
@michealkidane6151 6 жыл бұрын
ወላሓደ ስነጥበብ ኣፍልጦ ዘይብልካ ደንቆሮ ሀ አልካዮ በ ዝብል አምበር አቲ ናታ ደርፍስ ክንደይ በላሕቲ ስነጥበኛታት ዝሓለፍዎ አዮም
@truelife5925
@truelife5925 6 жыл бұрын
Micheal Kidane men mkanu key feletkayo aba aytzare adigi deqi yewhans mearey
@cheskawihgawi9275
@cheskawihgawi9275 6 жыл бұрын
Nska wun hgdef zbehal hmam hizka alo nebska fetish mutrus hede lbi hade adgi
@alemayoharer7892
@alemayoharer7892 5 жыл бұрын
ድርፍታትኪን ማራ 'ዩ ደስ ዚብል እንተከነ እቶም ኣብ ዓድና ዝዓበና ብደርፊ ዓድና ዳሰማዕና ዝዓበና ካብ ዓድና ስደት ዝወጻና ንሕና እና ንሰምዖ ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ስልዚ ኣንጻር ዝመንእሰይ ካብ ምድራፍ ተቐጠባ ጹቡቓተይ???
@saraabdu4486
@saraabdu4486 5 жыл бұрын
ፀባየ ሰናይ እኻ ወይ እኺ
@garmaitewolde2749
@garmaitewolde2749 3 жыл бұрын
@@saraabdu4486 ae 8
@rastaasli5216
@rastaasli5216 5 жыл бұрын
Ja jama yqreta elen endiyen disilayk👎gidefuwo bfalat ay derfnayan elen yen hadagat kunu amalak hadagat kunu sle zbl layk lik nhaben bolu👍
@ጓልቲጅግናሓየሎምኣርኣያ
@ጓልቲጅግናሓየሎምኣርኣያ 6 жыл бұрын
ዳናይተይ ኩሉ ዘጸብቀላ nice pic የኔ ቆንጆ ኣይትገደስሎም ነዞም ሕማቅ መልሓሶም ምስ ደከሞም ክገድፉዎ እዮም ቀጽሊ ጥራሕ ተስፋ ከይትቆርጺ
@zuzzzz8426
@zuzzzz8426 5 жыл бұрын
ጃና ሰክት ያክ
@shewitdesta3553
@shewitdesta3553 4 жыл бұрын
@siemsiem6883
@siemsiem6883 6 жыл бұрын
Hiji knrie ena eseyas haleka like entegerlki menesey eritrea mukanu grmakin ayfeletknn deki yohans.
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 6 жыл бұрын
Siem Siem *ትኽክል ሓወይ*
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 6 жыл бұрын
@meriandom5373
@meriandom5373 6 жыл бұрын
Siem Siem kkkkkkkkkk moyte ko l like you bro
@kibromhabte5157
@kibromhabte5157 6 жыл бұрын
We don't want hear her song before she forgive all Eritrea people😓
@melatghergish3837
@melatghergish3837 Жыл бұрын
Entay diya gera??
@Melo20-
@Melo20- 6 жыл бұрын
ኣደድድድድድድድድድ መጻ ሂጂ ካ ኣዛ ጋዕጋዕ ቆማል ሓሳክ ተቀዪመ ኢየ ዘለኩ ኒ 10ዓመት ተከወሊለይ ረሳሕ ዘይ ከም ኢሪትራዊያን ኒሲኩም ካ ኒደናዪት ጊደፍኩም ኒዓይ like ሃቡኒ
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
ጸርፊ ናይ ሕልነኦም ዝዓረበ ድኹማት ከምዝኾነ ክትርዳእ ይግበ ኣካ ነይሩ። ብብስል ዝበለ ኣገላልጻ ሚዛን ክትህብ መሰልካ’ዩ። ጸርፊ ግን፣ ሓሳብካ ነጻኮንካ ክትገልጽ ዓቕሚ ከምዘይብልክ’ዩ ዝሕብር።
@simonteweldabrmane4260
@simonteweldabrmane4260 2 жыл бұрын
What a beautiful music 🎶, well done Danu shekor 🙏🙏💯💯
@zakariastekleweyni7879
@zakariastekleweyni7879 6 жыл бұрын
ሕጂ እንድየ ኣትየ ኮይነ ዶንጊና ዶ ያ ጃምዓ ያላ ያላ ጥራይ dislike ኣይተውሑዱ ((( ኣይትተሃመል ))) ዝረሳዕናዮ ድዩ መሲልዋ ።
@ortiak5783
@ortiak5783 5 жыл бұрын
Yrisae dyu wedey!
@ፍቅሬፍቅሬ-ሰ9ተ
@ፍቅሬፍቅሬ-ሰ9ተ 5 жыл бұрын
ዘይርሳዕ
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት እንታይ ኢና ከም ሰባት ዘይንከውን ፡ እዚአን ደቂ ዮውሃንስ ሓንቲ ግዜ ተጋግየን ኢልናስ ክንድዚ deslike ጽቡቅ ኣይመስለንን ።ምክንያቱ ኩላትና ኣብ ሂወት ንበዳደል ኢና፡ ይቅረ እናተባሃሃልና ከኣ ከምቲ ዘዕበየና ባህሊ ከምቀደምና ንፋቀር።ስለዚ እዚአን ሰባት እዚአን ይቅረ ስለ ዝሃተታ ይቅረ ንበለለን ከምኡ ኢዩ ኣተዓባብያና።
@saye9sm470
@saye9sm470 6 жыл бұрын
Danyet ነዚ ህዝቢ ይቅሬታ ሕተቲ ናብ ንቡር ዝናኺ ክትምለሲ። interview ግበሪ ኣጆኺ ኣይትፍርሕዮ ህግደፍ eqa እዃ ድኣ ህዝብኺ ፍርሒ Pls sele zefetweki zeneberina ena ember kemti zegeberikiyo si....... eyu neriu. ብዝኾነ ይቅሬታ Sorry በሊ። ያ ጀምዓ ዛሓሳበይ ትሰማምዑላ ዲኹም👍like 👍gebiriu emo እዛ ግልጫ(comment )ኣምቢባ ተተመለሰት ናብ ንቡር 👍👍👍ኣቺ ዊጂ 👍👍ነዛ ሓሳብ ዘምጻኽዎ
@jordanjr4446
@jordanjr4446 6 жыл бұрын
👍
@efieffybrhit9433
@efieffybrhit9433 6 жыл бұрын
Damn I have been listening to it since the first minute it got released, just yet couldn’t get my ears out of that awesome song 💯%. (Well done again everyone who contributed something to make it great )
@banatesfay5382
@banatesfay5382 6 жыл бұрын
Efi barjima ....like👍👍👍
@amanuelhaile8060
@amanuelhaile8060 6 жыл бұрын
good job...
@LoGod-fx6uz
@LoGod-fx6uz Жыл бұрын
Eeosw
@LoGod-fx6uz
@LoGod-fx6uz Жыл бұрын
Roooooooeeeeee
@johnizaki6904
@johnizaki6904 6 жыл бұрын
ስከ ዲስላይክ ገርና ንታሃጋገስ ደኪ ዮውሃኒስ ጌና ክሳብ ተጋጊና ትብላ ሃመድ ክንሳተ አና ፎኮስቲ ኮራኩር አሰያስ
@johnizaki6904
@johnizaki6904 6 жыл бұрын
@One love ሽምካ ትደምሰስ ንህዝቢ ጸሪፍካስ አንባር ሽም ምርካብ ኣሎ አዩ ዱሁል
@manuntedforever388
@manuntedforever388 6 жыл бұрын
👌
@samueltekeste4173
@samueltekeste4173 6 жыл бұрын
@@johnizaki6904 kakkk meksen wedi
@hsha7761
@hsha7761 6 жыл бұрын
Ati buda
@dmx3674
@dmx3674 3 жыл бұрын
I was shocked to see 12k ppl hate this video. OMG ! What is on God's name you hate this beautiful music for? It is educational and entertaining to say the list not to mention the beautiful work that went into this video. PPL if you hate the girl that gets jealous, you need not dislike the video. It was made that way so people can learn from it.
@meseretgrmay8020
@meseretgrmay8020 6 жыл бұрын
ደቅ ዮውሃንስ ኣክላባት ሰማይ ዲስ ላይክ
@meseretgrmay8020
@meseretgrmay8020 6 жыл бұрын
Fak
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
Meseret Grmay! ኣብ ሰማይ በጺሕካ ኔርካ’ዲኻ? ምስ ኣኽላባት ሰማይ ተላሊኻ መጺእካ ማለት’ዩ። ኣብቲ ፋብሪካ ህግደፍ ስለዝተሰራሕካ፣ ካብ ፣ቂምን ጽልእን ሓሊፍካ ትፈልጦ ነገር የልቦን። ክትዓቢ እንከለኻ ስልዝተበደልካስ ኣይተሓዘካን’ዩ። ናይ ብዙሓን መራኸቢ፣ ሓሳብ ንሓሳብ ትውሃሃበሉ እምበር፣ መጻረፊ ከምዘይኮነ ክትፈልጥ ዘይምኽኣልካ ተሕዝን። ዘጋገ ስለዘየለ ሕድገት ዝበሃል ክትመሃር ፈትን።ኣብ እቲ ዝተሓተ ደረጃ ከም ዘለኻ እንተትፈልጥ ኣብ ጸርፊ ኣይምኣተኻን ኔርካ፣ ምኽንያቱ ጸርፊ ናይ ሕልነኦም ዝዓረበ ድኹማት’ዩ።
@ሄኒሙንዱፋዊ
@ሄኒሙንዱፋዊ 6 жыл бұрын
ኣጆኹም የሕዋት ዲስ-ላይክ ከይንሓምቅ::
@myberihu
@myberihu 6 жыл бұрын
Bravo
@likeliketray6553
@likeliketray6553 5 жыл бұрын
Nedieka Bela Wediza Mitri
@mediatesfasnqey3664
@mediatesfasnqey3664 5 жыл бұрын
ዳኑ ኣብ ስነ-ጥበብ ብዘለኪ ብቕዓት ካብ ልቢ እየ ዝንእደክን ዝፈትወክን። ብኩሉ ዝወጻኪ የለን ።ብዙሓት ኣድነቕቲ ሰማዕቲ ደርፍታትኪ ኣለና ዓምብብላና ሰስኒ ዕበይልና ዳኑ ሽኮር። we love you❤🇪🇷
@solomontesfagergsh5987
@solomontesfagergsh5987 6 жыл бұрын
ዳነያት ጋሓባ ንመሳኪን ቆልዑ ደቂ ሱዉኣት ጸጊቦም እዮም ዝስደዱ ዘለዉ ኣብ ባሓሪ ጋሕ ይበሉ ፈተውቲ ነብሶም ዝበለትና መጽያ ኣላ ብንዕቀት ህዝቢ ኤርትራ ዝሳኸራ
@skymike9662
@skymike9662 3 жыл бұрын
❤❤❤ Mike from Washington DC will love you we love you....
@filimonmahari5736
@filimonmahari5736 5 жыл бұрын
ናይ መጀመርታ ሁብብቲ ደራፊት ናይ መወዳእታ ዕብዲት ደራፊኢ። ዲስ ላይክ ንቀጻሊ ካማን።
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት እንታይ ኢና ከም ሰባት ዘይንከውን ፡ እዚአን ደቂ ዮውሃንስ ሓንቲ ግዜ ተጋግየን ኢልናስ ክንድዚ deslike ጽቡቅ ኣይመስለንን ።ምክንያቱ ኩላትና ኣብ ሂወት ንበዳደል ኢና፡ ይቅረ እናተባሃሃልና ከኣ ከምቲ ዘዕበየና ባህሊ ከምቀደምና ንፋቀር።ስለዚ እዚአን ሰባት እዚአን ይቅረ ስለ ዝሃተታ ይቅረ ንበለለን ከምኡ ኢዩ ኣተዓባብያና።
@iloveyoutigrayyou2903
@iloveyoutigrayyou2903 4 жыл бұрын
@@niyatosbaninas Bitaeumi gobez seb zeyigage yelen Euna kab yikrita mihtat tay kimetsiE Ayitekabidu Deki Eri Eri shukorinatatttt
@zeraylegese7551
@zeraylegese7551 6 жыл бұрын
ብሰንኪኪ 2 ኣካዊት ኣውጽእና ብሓደ ኣካዊት ካብ ዘይተሰመዐኪ ንስኪ ክትደርፊ ንሕና dislike ክንገብር ንኩላትና ዕደመን ጥዕናን ይሃበና ዘይሃሲስ በሰላ ስንብራት ኣሎ ኣብ ሂወትና ንመዋእል !!!!!
@jansielatv2084
@jansielatv2084 6 жыл бұрын
Fara
@zeraylegese7551
@zeraylegese7551 6 жыл бұрын
@@jansielatv2084 ምዕቡል ፋራ
@zeraylegese7551
@zeraylegese7551 6 жыл бұрын
ገና ዋላ በተሰብካ እንተኮነት ኣይንርስዖን እና ንመዋእል !!!!
@ጠምባርግዜጠምባርግዜ
@ጠምባርግዜጠምባርግዜ 6 жыл бұрын
@@jansielatv2084 ኢሂታ ድልድል ፋራ ዘመድካ ድያ ጁዕ ዋሒድ መጋል ኣራይ ኩዕንቲ
@zeraylegese7551
@zeraylegese7551 6 жыл бұрын
@@ጠምባርግዜጠምባርግዜ በል ኣነ ድየ ፋራ ንስካ እዛ dislike tfredena kkkkkkkkl 6000 dislike alo tray tezeb fara men mkanu
@prgamer20cardoso33
@prgamer20cardoso33 6 жыл бұрын
Nemenziratat zikewun like yelen deki erey
@chuchusweet7725
@chuchusweet7725 6 жыл бұрын
Antonio Teixeira ok e
@bestofbest2989
@bestofbest2989 6 жыл бұрын
Ayresanayon ati zahalefe dya zbelet derafit 😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭
@Hazegq
@Hazegq 3 жыл бұрын
Neyenay eika zeytrseo shitraka abta kedadd Jubaka ok arkeni ab xlei kinbr eye tielka ka softi gierka tahanek best of best ka yibhaley abbey best keyra eta shim nilebamat habom wey ka gal tekonki ka habyom.
@Hazegq
@Hazegq 3 жыл бұрын
Danitey shekor anes neza derfi ezia azye mara eye ziabd biflay abza hirmet azizeni azizeni tibl hirmet gele alo ab wishtawi libey ziagbelom kalat so kexleyo zihaftey Marey wotru natki degafi eye.
@awetgirmay9431
@awetgirmay9431 6 жыл бұрын
ኣታ ኣነስ እዛ ደሪፊ ክፈትዋ መዓት 'የ ነታ ቆልዓ ግን ተቀይመያ የ ዘለኩ ክሰምዓ ይደሊ እሞ ከይቆጽር ከኣ ይስኸፍ ፥ እንታይ ኣለዎ ሶሪ ሓቲታ ዘይትዕረቀኒ ወደይ ኣነይ ኣብ ቀረባየ ነይረ ይቅረ ይኩንኪ ምበልክዋ ነይረ ።
@sebeynatey108
@sebeynatey108 6 жыл бұрын
ኣቲ ከልቢ ትማሊ ምሽ ፈታዊ ነብሱ ኢልክኒ# ሕጂ ኸ እንታይ ኮይንኪ እንታይ ክትደግምኒ# ኣብ ሳህራ ዝመቱ ኣሕዋተይ ብጽጋቦም ኢልክዮም# ክትፈልጢ ሓሲምዎም ኢዮም ወጽዮም# ዓዶም ኢሰያስ ኣብቂላ እንዳ ወገኤቶም# ኣብ ክንዲ ጽንዓት ይሃብኪ ምባል ንወላዲት# ጛላ ርኣ ካይጸገበታ ካብኣ ብሞት ዝተፈለየት# ደሕራይኩም ከኣ ገደደ ኤዱ ዶ ካብዚ ኩሉ መንእአይ ኣብ ሳህራን ባሕሪን ዝሞተ በሊጻ# ኤድየ እንዳ በልኩም ትደርፉላ ይዕንትኹም ንብዓት እንዳ ኣውጽኣ# ይርኢ ኢየ ሰብ እሞ ብጣዕሚ ጨካናት# ሕልና ዘይ ብሎም ኣረሜናት# ብኻራ ዝሓርዱ ደቂ ሰባት# ንስኹም ድማ ካብኦም ትገዱ ኣንቱም ረሰሓት# ግን ደሓን መዓልቱኹም ተጸበዩ# ከምዚ ኢልና ኮ ኣይንነብርን ኢና ክወግሕ ዩ# ሽዑ እዚ ዉጽዕ ህዝቢ ክሓተኩም ኢዩ#
@hawshabeday5321
@hawshabeday5321 5 жыл бұрын
Roman : Merhaba
@asteroqubu6709
@asteroqubu6709 5 жыл бұрын
Hakka Roman Seiti wedi beradi eziya
@wediyemane8402
@wediyemane8402 5 жыл бұрын
Seket wedza nefate donekoro
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
Roman! ጸርፊ ናይ ሕልነኦም ዝዓረበ ድኹማት ከምዝኾነ ክትርዳእ ይግበኣካ ነይሩ። ብብስል ዝበለ ኣገላልጻ ሚዛን ክትህብ መሰልካ’ዩ። ጸርፊ ግን፣ ሓሳብካ ነጻ ኮንካ ክትገልጽ ዓቕሚ ከምዘይብልክ’ዩ ዝሕብር።
@universalalemey114
@universalalemey114 4 жыл бұрын
Ee
@onedayathome6342
@onedayathome6342 6 жыл бұрын
Sorry ,,,,ትብል ደርፊ እንተደሪፍክን ጥራይ ኢኽን ተቐባልነት ትረኽባ።
@ortiak5783
@ortiak5783 5 жыл бұрын
Akeyifkani
@ፍቅሬፍቅሬ-ሰ9ተ
@ፍቅሬፍቅሬ-ሰ9ተ 5 жыл бұрын
Betkekl
@jerusalemdk4538
@jerusalemdk4538 5 жыл бұрын
really 👍👍👍
@migualtgray4728
@migualtgray4728 5 жыл бұрын
denuway marey l love you so mach😗😗😗😗🇪🇹 🇻🇳🇪🇷
@hobbyderfi9044
@hobbyderfi9044 6 жыл бұрын
Nezen gahabu deki yewhanis zixelie ab eritrea hakin fitihin zimine niay like yhabeni
@kibromaraya8511
@kibromaraya8511 3 жыл бұрын
ኣከዳድናኺ ነቲ ዘርእዩ ሕብረተሰብ ማእኸል ዝገበረ እንተዝኸውን ይሓይሽ።ፅቡቅ ደርፊ መሰከፊ ኣከዳድና
@ኣትካሮ6053
@ኣትካሮ6053 6 жыл бұрын
ኣንቲ ጋሕባ መጺኺ አምበኣር ህዝቢ ጸሪፍካስ ክብረት አምባር ደሊኺ ህዝቡ ዘየኽብር አዚኣ ትርፉ
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
ነብሰ ምትእምማን ስለዘይብልካ ሽምካ ሓቢእካ ምጽራፍ፣ መን ከምዝኾንካ ነብስኻ ኣላሊኻ።ኣብ እቲ ዝተሓተ ደረጃ ከም ዘለኻ እንተትፈልጥ ኣብ ጸርፊ ኣይምኣተኻን ኔርካ፣ ምኽንያቱ ጸርፊ ናይ ሕልነኦም ዝዓረበ ድኹማት’ዩ።
@crazyme.4953
@crazyme.4953 5 жыл бұрын
2019... anyone..xx 😙
@goodnessisforsalf.6259
@goodnessisforsalf.6259 6 жыл бұрын
Best of best በጣም ያምራል እልልልልልል ከእትዮጲያ እወዳቹሃለው ግን አስመራዎችን ብቻ፣ስደተኛውንና ገጠሬውን አልወድም።
@ፍዮሪጋልዛላኣምበሳ
@ፍዮሪጋልዛላኣምበሳ 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk ክክክክክክክክክክ ገደልከኝ በሳቅ
@YY-iq6sc
@YY-iq6sc 6 жыл бұрын
Why so many dislike???? I love this song🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 someone pls explain??
@YY-iq6sc
@YY-iq6sc 6 жыл бұрын
@ERI LOVE i know A LOT of eritrean people and i love them they are sooo nice and hardworking!! And they are very honest people...so i dont know what u talking about.
@ni_cl108
@ni_cl108 6 жыл бұрын
@@YY-iq6sc They didn't like her clothes .. because her clothes are very short
@iamme588
@iamme588 6 жыл бұрын
Y Y. Because she and her sister insulted the Eritrean youths who are perishing in the desert and sea. Ever since then everyone has been giving her and her sister dislikes regardless of the songs quality.
@wedibaba3787
@wedibaba3787 6 жыл бұрын
ኣብዚ ቻለል subscrib ገርኩም ዘለኩም ኩሉኩም ነዛ chanel ሳብስክራይብ ምግባር ኣቃርጽዎ ምክኒያቱ ናይ ደቂ የውሃንስ ካብ ኣምጸአስ ሓደ ካብቶም ናይ ህዝቢ ዘይሓስብ ዩ። ነዓይ ከኣ like ሃቡኒ።
@loveeveryon121
@loveeveryon121 5 жыл бұрын
God look at you and he will get angry you should afraid
@tsegahabte9448
@tsegahabte9448 5 жыл бұрын
No
@good.kidd.madcity4239
@good.kidd.madcity4239 5 жыл бұрын
Eritrea Funny tv begie🐑🐑
@Ruftahaile1
@Ruftahaile1 6 жыл бұрын
anes kndi deki yohannes zfetwen derefti ayneberan hji gen kab alem zxelean koyne, sdetna keyaklena nseken kea srah terekibu kalay sdet koyneknana
@obieri9382
@obieri9382 6 жыл бұрын
Waw so much hate! Why? she still has your view, no matter who hates who's not If you had nothing to say, you shouldn't open her video at all.
@sweetbabalola4694
@sweetbabalola4694 5 жыл бұрын
U now I come to reading coments and also not just eritrean seeing this video they are Ethiopian Somali other countries also
@ambesajirbrhanemeskel7067
@ambesajirbrhanemeskel7067 6 жыл бұрын
mexiki do ati gesret aynhmelen da admas ftuw endika nierka hji gn aygdenen mewali bal denayit dhri gierkayo chanelka ayktaben eka ezen kedame senbet b xbuk keynhlfen ghaf defikalna .
@meli_ye_kib_t7127
@meli_ye_kib_t7127 6 жыл бұрын
ደቂ ዮውሃንስ ካብt አይትትሃመል ዝብል ደርፍክን ናብዝ ፀልአክን እየ በቃ ምንም ተበልክን ምንም ተደረፍክን ወይ ቅጭጭ አቦ dislike በቃ አጭ
@kokobmaynas6223
@kokobmaynas6223 6 жыл бұрын
ሜሊ ኣክሱማዊት entadieki gediski bastardo nay Eritrea NEritreawiyan koys
@erulove9887
@erulove9887 6 жыл бұрын
Entay yetki qondaf tegrweti haswet eritrawyan ne eritrawyan yu naki yu👎
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 6 жыл бұрын
Entay mlketeki ezi nay eritrawuyan u komal resah hasad
@selihomlovesnit5003
@selihomlovesnit5003 6 жыл бұрын
ሜሊ ኣክሱማዊት ሓሰካ ደንበስ ናብ ዝለምለመሉ ተደንጊጹለይ ዲዩ ኣይኮነ ሓፍትና ጌጋ ተጋጌ dislike ወይ ሕማቅ ስሚትና ተገለጽና ጽባሕ ካብ ገጋ ይቅረታ ከም ትሃትት 100% የ ን ኣሕና ዉን ክንቅበላ ኢና ኤርትራዊያን ክንተሓቃቆፍን ክንታራረምን ግድነት ዩ ኣይኮነ ንሕና ንንሕና ን ኣኩም ኮ ሰተይቲ ደምና ሰላም ኮና ተደሚርና ክንብል ንዉእል ኣልና
@merimeri556
@merimeri556 5 жыл бұрын
እንታይ ኣእተወኪ ንዑኦም ጥራሕ እዩ ዝምልከት ወስላቲ ኣሶቀባጭ
@ΤΘΜΜΥΜΑΝ
@ΤΘΜΜΥΜΑΝ 6 жыл бұрын
ዳናይቴ ምችት ድልት ይበልሽ። የምን ጊዜም የኔ አንደኛ።
@abonaabraham9732
@abonaabraham9732 6 жыл бұрын
#ዓባይና ብ ደቂ የውሃንስ ተበዲላ ዓባይና ኣብ መሪር ብረታዊ ቃልሲ ን ማዓንጣ ዘይቆጸሩ ደቃ ኣሜን ኢላ መሪቃ ዘፋነወት ን መስዋእቶም ከም ህያብ ዝተቀበለት ዕጥቅቲ ኣደ ኢያ:: ካብ ዕንፋራ ተመናጢሎም ዝምገቡ ደቃ: ካብ ብዝሖም ዝነቀለ ገፊፍካኒ ኢሎም ዝማጎቱ እንኮ ሓደ ይሕደጎ ዝስሙ (ኾቶቴ )ሒዛ ተሪፋ መስኪነይቲ ዓባይና:: ወየ ዝተረፈ ኾቶቴ ገና ዕድሚኡ ን መርዓ ከይኣከለ: ዘርኣ ንኸይጸኒት ደፋፊኣ ናብ ሓዳር ጸመደቶ:: ኣቦ ዝብል ማዕርግ ድማ ብ ፍጥነት ተጎልበቦ:: ዓባይና ሓሳብ-ልባ ሰሚሩላ ነቲ ህጻን ኣብርሃለይ ኢላ ስም ናይቲ ለይለይ ቁመቱ ዝነበረ ቦኽሪ ወዳ ስም ሰመየቶ:: ኣብርሃለይ ወዲ ይሕደጎ ኣዚዩ ሕንቁቁን በሽቃጥን ኢዩ ዝነበረ:: ኣብ ከባቢ 1998 ሃገር ተወሪራ ተባሂሉ ሸበድበድ ኮነ:: ነዚ ዝሰምዐ ይሕደጎ ወይ ሞት የሕዋተይ ዝዘርእዋ ዕንበባ ኣነ ምስተረከብክዋ ክትሓርር ብምባል: ብድድ ኢሉ ናብ ኪናት ተደርገመ:: በቲ ዝነበረ ጽዕጹዕ ኪናት ድማ ከም ዓ በይቲ የሕዋቱ ሂወቶም ዘወፈዩ ይሕደጎ ውን ሓንቲ እግሩ ን ሃገር ሞባእ ኣወፈየ:: ስድራ-ቤት እንዳ ይሕደጎ ናብራ ክኽብዳን ከማስናን ግዜ ኣይወሰደሉን:: ኣብራሃለይ ወዲ ይሕደጎ ሓምሊ: ጋባ ኣብ ግዜ ክረምቲ ድማ በለስ እንዳ ሸቀጠ ን ስድርኡ እንዳሓገዘ ክንድሰብ ኣኪሉ:: ከምሰቡ ን ሳዋ ወሪዱ: ኮይኑ ግን ምስ ናብራ ክቃለስ ኣብ ትምህርቲ ንፉዕ ስለ ዘይነበረ እኹል ነጥቢ ኸምጽእ ኣይከኣለን:: በዚ ምኽንያት ድማ ናብ ዓሰብ ተወዚዑ ነቲ ዘይነፍ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተጸንበሮ:: ኣርባዕተ ዓመት ኣብ ዓሰብ ድሕሪ ምጽናሕ: ነታ ብደም ሓወቦታቱን ኣቡኡን ዝተሃንጸት ሃገሩ ራሕሪሕዋ ብ ጁቡቲ ብ ኢትዮጵያ ሱዳን ጊሩ ኣብ ዓመተ 2013 ናብ ሊብያ ኣተዋ:: ብ ዕለት 03-10-2013 ድማ ኣብ ላምፐዱሳ ብዘሰቅ ህሞት ሂወቱ ሓለፈት:: ወየ አብኡ ይሕደጎ ምስ በዓልቲ-ቤቱ እንታ ይብል ይህሉ??? ወየ ዓባዩስ ከመይ ኮን ትህሉ??? ደቂ- የውሃንስ ለመጫት ድማ ጽብቅቲ (ኣይትተሃመል) እትብል ደርፊ: ናብ ዓባዩ ን ወለዱን ሊኢኸናሎም:: ገለ ካብ ትሕዝቱኣ: {{{ፈታው ነብሱ ሙቾት ዘጥቅዓካ}}} እዚ ኩሉ ብ ስም ኣብርሃለይ ዝተደርፈ ናብ ዓባዩን ወለዱን ዝኸይድ ኢዩ:: እቶም ውርዙያት ክትመስሉ ረስዕዎ እንዶ ዝሓለፈ ሓሊፉ ኢዩ እንዳበልኩም ትልፍሎፉ(ትጣበቁ) ዘለኩም ግን ኣስተውዕሉ: ዝበደለ ወይ ይቅሬታ ይሓትት ወይ ድማ ዓስቢ በደሉ ብዕጽፊ ይጎስማ:: ሓንቲ መስማር ኣብ ሓደ ጣውላ እንተ ሰመርካያ ግን ተመሊስካ ሞዝሒቅካ እንተ ኣውጻእካያ እታ ነኾል ኣይቲዕበስን ኢያ:: #ADMS ንስኩም ውን ድምጺ ህዝቢ እንተ ትሰምዑ ክንደይ ምሓሸ::
@Wedi-Haylay
@Wedi-Haylay 6 жыл бұрын
Abona Abraham ኣብዚኣ ኣላ ዘረባ ውውው love you zearkey mearey.
@solesole5198
@solesole5198 6 жыл бұрын
Nay behaki ab kunat zeyweale belihe yeblu abotatina.
@robielhagos2708
@robielhagos2708 6 жыл бұрын
Abona Abraham
@jonigirmaygrmesofikriumeng9034
@jonigirmaygrmesofikriumeng9034 6 жыл бұрын
ዲስ ላይክ ኣይተውሕዱላ ነዛ ብላይ ሕስርቲ ቆልዓ ????????$$$$$$$$0)00000000000
@ከምድላየይ-ዘ1ዘ
@ከምድላየይ-ዘ1ዘ 6 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕኪ ኔርኪ ፡ እንታይ እሞ ኣይትትሃመል ኢልኪ እንዶ ብሕማቕ ቓላት ዘይንጸሮ ልብና ሴርክና ።
@achamyelehkassa7260
@achamyelehkassa7260 5 жыл бұрын
EVEN IF i could not listen eritrean language i love this music sooooooooooooooooo much!!!!!!!!!!!!
@eritube9777
@eritube9777 5 жыл бұрын
Achamyeleh Kassa thanks
@achamyelehkassa7260
@achamyelehkassa7260 5 жыл бұрын
I love Eritrean .
@musietemelso2396
@musietemelso2396 5 жыл бұрын
እዞም ደቂ ደቓሉ ዲስ ላይክ ትገብሩ ዘለኹም ሙላቓት ኮንዶም ሕስድና ዩ እንበር ካቢዛ ዝጽብቕ ጋል የላን ደርፊ ካአ ዝበለጸት ግን አብ ረሳሕ ቦሎቲካ ተጨማሊቕኩም ንኤርትራውያን ምድኻም ክንቱ እዩ 🇪🇷🙏❤️🍏ንሕና ኤርትራውያን ተሳዒርናን ሰንቢድናን አይንፈልጥን አይትትሃመል
@bisratbelay6994
@bisratbelay6994 4 жыл бұрын
W
@bisratbelay6994
@bisratbelay6994 4 жыл бұрын
Wghu
@bisratbelay6994
@bisratbelay6994 4 жыл бұрын
W
@bisratbelay6994
@bisratbelay6994 4 жыл бұрын
How to make sure
@bisratbelay6994
@bisratbelay6994 4 жыл бұрын
Wp
@samiilove4163
@samiilove4163 6 жыл бұрын
Kab neaki like mehab niseyas afwriki mehab yehys shrmuta kelibi
@hermonguesh3430
@hermonguesh3430 6 жыл бұрын
Eway danu haftey 99 Gzie eba teraiki kkkkk👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@semeretsegay2554
@semeretsegay2554 6 жыл бұрын
ኣጆኪ ጂግና ጋል ኤረይ ክንዲ 1000 ኣለና ኣብጎነኪ
@rutgualymunhabeney839
@rutgualymunhabeney839 5 жыл бұрын
@@semeretsegay2554 kndi 1000 nska dea kndi 10 keman aytkonan ika dhul 🤨
@binitaeme6134
@binitaeme6134 5 жыл бұрын
Atuhadami haha dimukum medisinsk tzareb hadde to senatorer ab adikolo yzareb nekt Emner
@filimontesfay8387
@filimontesfay8387 6 жыл бұрын
Atene deki yewhans entay ina gernaken zeyttefa aytthamel 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 aklabet
@SB10889
@SB10889 Жыл бұрын
እቲ ክዳን ኣደታትና ቆራሪጽክን መጻወቲ ኣይትግበርኦ ባዕዕዕ ገጸን ትርሓቕ
@ኩሉከምፍቃድካይኩንኣምላከ
@ኩሉከምፍቃድካይኩንኣምላከ 6 жыл бұрын
Denait shkor qexliyo zyaday, denait zxelie like ygber
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 6 жыл бұрын
ገና ደርፊ ክሳብ ትገድፍኦ ከነጸልለክን ኢና ደቂ የውሃንስ ጋሓቡ። Dislike ዝግዛእ እንተዝኸውን ኩሉ በይነይ ምሸፈንክዎ።ደቂ ዛ ደቓሉ።
@yoyomiss3353
@yoyomiss3353 6 жыл бұрын
nabhaki wela ane mtehababerkuka
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 6 жыл бұрын
@@yoyomiss3353 ኣብሽርካ ብሮ ገና ካብ ደርፊ ዓለም ከነጣይሰን ኢና ነዘን ጋሓቡ ደቂ የውሃንስ።
@jonifshaye6661
@jonifshaye6661 5 жыл бұрын
Kiyaro wela ane ziaqmey genzeb mihagezkuka nay mudey
@henoksohn6369
@henoksohn6369 5 жыл бұрын
Wedi gahba mukanka tinegrena aleka
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት እንታይ ኢና ከም ሰባት ዘይንከውን ፡ እዚአን ደቂ ዮውሃንስ ሓንቲ ግዜ ተጋግየን ኢልናስ ክንድዚ deslike ጽቡቅ ኣይመስለንን ።ምክንያቱ ኩላትና ኣብ ሂወት ንበዳደል ኢና፡ ይቅረ እናተባሃሃልና ከኣ ከምቲ ዘዕበየና ባህሊ ከምቀደምና ንፋቀር።ስለዚ እዚአን ሰባት እዚአን ይቅረ ስለ ዝሃተታ ይቅረ ንበለለን ከምኡ ኢዩ ኣተዓባብያና።
@robelbereket1457
@robelbereket1457 6 жыл бұрын
ፈታዊ ነብሱ ሓመድ ኢዪ ሰፈርካ ኢልኪ ንስኪ ከ ዲስ like eiyu seferki
@eriangelino7800
@eriangelino7800 6 жыл бұрын
That is the truth; those who fled the country are self serving losers. Admit it.
@dahlakmedia3716
@dahlakmedia3716 6 жыл бұрын
ኣብዛ ዕረፍትና ረብሾምና እኮ እዚ ኣድማስ ሓው ሓፍቱ ግዳያት ሊብያን ሲናይን የብሉን ማለት ዱዩ. ኩሉኩም ካብዛ ቻነል ውጽ
@asmarina1123
@asmarina1123 5 жыл бұрын
Danait shikor we love you keep it up good job 🇪🇷😘
@dekemhareeritrea9232
@dekemhareeritrea9232 5 жыл бұрын
Rip
@dekemhareeritrea9232
@dekemhareeritrea9232 5 жыл бұрын
Neaka
@21bang6
@21bang6 6 жыл бұрын
ደናይት ግናይ ከርእየኪ'የ! ኣንቲ ረሳሕ ምጥርኺ ነኽላባት ገዛውትና እንተዘይዓዲለዮም ... ኣይ ኣነን እየ
@eritube9777
@eritube9777 6 жыл бұрын
Kkkk nabta Libya kmelseka'ye wedi adgi
@21bang6
@21bang6 6 жыл бұрын
ERI TUBE ወዲ 'ታ ኢልካ ኣይጽረፍን ኢዩ ዓሻራ ፍላወር ዝኾንካ ሰብ ! ክትጻረፍ እንተደሊኻ ንዓይ ጥራይ ጽረፈኒ : ኣነ ከምቲ ናትካ ደረጃ እንተዝኸውን ምበልኩኻ ነይረ : - ወድታ ሙሏቕ ኮንዶም: ወድታ መጻወቲት የዕጋም : ወድታ ብናጻ ትሽረት : ግን ኣየድልየንን ኢዩ
@damunatey7643
@damunatey7643 6 жыл бұрын
Kefeti jelaea embare mexika
@dbmeritrawit178
@dbmeritrawit178 6 жыл бұрын
s welde kidi men naki ke xbkti ilki fetat
@jordanjr4446
@jordanjr4446 6 жыл бұрын
kkkkk jeleat eyen ko kkkkkkk s welde
@damunatey7643
@damunatey7643 6 жыл бұрын
@@dbmeritrawit178gahaf resah
@dbmeritrawit178
@dbmeritrawit178 6 жыл бұрын
s welde it is nothing to me xerifkni ayxerifkn bsemay rkebyo eye kbleki zdeli profileka shmka habieka aykunen angerer abzi IF u want me I cant send u ma number or ma Facebook okej Iam not like u😏
@damunatey7643
@damunatey7643 6 жыл бұрын
@@dbmeritrawit178 baleki eki mexeki texarefki oke ane ka semay habea aykonkun mexeki oke
@semeremesele5981
@semeremesele5981 5 жыл бұрын
ደርፊስ ጹቡቅ ኒሩ አንታይ አሞ ዝገበርክኖኦ ጊካ ካብ ልቢ ኩሉ ክወጺእ ኣይከኣለን እዩ
@likeliketray6553
@likeliketray6553 5 жыл бұрын
Sekit Fara denkoro
@صالحبراهيم-ص5د
@صالحبراهيم-ص5د 5 жыл бұрын
Koonjo
@merhawiandom6046
@merhawiandom6046 5 жыл бұрын
@@likeliketray6553 Thankes Like hawey eska sei feloyi eka xerfe kendey tekflka nayxerfe
@nahomgirmay666
@nahomgirmay666 6 жыл бұрын
Danait shikorrrrrr kemey deki asli ich liebe dich meine schatz💋💋💋❤❤❤💯💯💯🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@Samuelsemere74
@Samuelsemere74 6 жыл бұрын
Nahom Girmay: Entay iye mo kebleka, ab Deutschland koynka ka txhfela aloka kab na-a da naka do ayqerbenen. Eski eti teqemetelu bota sededeley. Aytedongi!!!
@nahomgirmay666
@nahomgirmay666 6 жыл бұрын
Nmntay delkani da adress natey thateni da
@thanksgod3186
@thanksgod3186 6 жыл бұрын
Nahom Girmay kkkkkkkk nay denait hrikrikotna abaka kewrdo gdi
@nahomgirmay666
@nahomgirmay666 6 жыл бұрын
KKK nay mntay hrikrikot da abay ktwrdyo aye seb helu Malet
@erithrofights8702
@erithrofights8702 6 жыл бұрын
Like ክህባ ደልየ ማራ ኣደንጊጻትኒ እዛ ቆልዓ እንታይ ትብሉ ደቂ ኤረይ
@eritube9777
@eritube9777 6 жыл бұрын
Orthodox entekoynka haba zeygage Seb yelen
@hanahana4246
@hanahana4246 6 жыл бұрын
Mente tigrgna ebeyet bemebale like gibru
@shewitdesta3553
@shewitdesta3553 6 жыл бұрын
መጵያ ከኣ አዚኣ ድያብሎስ ከመይ ከመይ ድኣሉ አዚ ግጥሚ +ዜማ ዝሃባ ወዲ ገዙ ዝባሃል ደላይ ፍትሒ ዶ ኣይነበረን ከመይ ድኣሉ አዚ ጉዳይ ወዲ መድሕን ሕሹክ ኢልዎ ድዩ ያ ጀምፃ
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 6 жыл бұрын
ህዝበይ ኣይትታሃመል ዲስላይክ ንመን ክኮነካ ኢሉ ሃባ እስኪ ይቅረታ ናይ ግድን ክሓታ ኣለወን።
@ermilove685
@ermilove685 6 жыл бұрын
*ንዒ ውጺ*
@amiashi5436
@amiashi5436 9 ай бұрын
ሰወዳት ሁል ግዜ ነው የሷን እማዳምጠው ግን ትግረኛ አላቅም❤❤❤❤❤
@michealsolomun1043
@michealsolomun1043 6 жыл бұрын
Ati resah mexiki kea hiji nezia like zehb netom ab libya zelewu yehwatna risiou alo
@goodmorningeritrea8593
@goodmorningeritrea8593 6 жыл бұрын
Wuxi eska entay kitigebri mexieki
@habeshalove3359
@habeshalove3359 6 жыл бұрын
Ata jagnu Wedi
@heskyemile5038
@heskyemile5038 6 жыл бұрын
Ema SEHA u
@abetybaye1950
@abetybaye1950 5 жыл бұрын
ኣድማስ ሙዚቃ ናይ ዘን ደቂ የውሃን ተውርዱልና እንተ ኮንኩም አታ ሳብስ ክራይብ ካኣልያ እየ በጃኹም ቀልጢፍኩም እለዩልና።
@yonasnegash8346
@yonasnegash8346 6 жыл бұрын
ሳብስክራይበይ ስሒበ ኣለኹ ኣነ ። ብኣምሆ ነጊረኩም ኔረ እየ ይቕረታ።
@natan2632
@natan2632 6 жыл бұрын
@ERI LOVE ኮ
@ermias4568
@ermias4568 6 жыл бұрын
ERI LOVE emo kea n hade Seb keykewn si nkulu hizbi ati/ta atarit/ri gefah/fih n beal neki/ka ketilkas ab mengste semayat tatu kitaro
@ilikehabshha5672
@ilikehabshha5672 6 жыл бұрын
@ERI LOVE terewait chenawit hzbi mulue txerfi gahba
@efrembaraki1769
@efrembaraki1769 6 жыл бұрын
ኩሉኹም የሕዋት ብፍላይ ብባሕርን ብሳህራን ዝመጻኩም ፎ በልዋ ኣብ ኤሮፓ ዘለና።
@daniilove1484
@daniilove1484 6 жыл бұрын
Daney shikor 😍 Btami xbuk serha 👈
@ኣዝማሪኖግራንደ
@ኣዝማሪኖግራንደ 6 жыл бұрын
ከም ሳንጣ ክኹልኮለኪ ሳንጣ ምዃንኪ እምበኣር ሎሚ ፈሊጥኪ ኣቲ ሳንጣ ዋሒድ።ኣንበጣ ዓይኑ ኣይርእይን እዩ ምስ መንደቅ ከኣ ይናጓዕ ንስኺ ከኣ ዓዊርኪ ኢኺ ግን ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኖኖኖ ኣየዋጻክን እዩ ጽቡቃት ቸስቲ ከኣ ኣውጺኺ ሳንጣ ምዓረይ
@mileynatey6286
@mileynatey6286 5 жыл бұрын
Danu shakor Gele aynet Musik ajoki
@ጣዓመጡዑምቢሉ
@ጣዓመጡዑምቢሉ 6 жыл бұрын
ኣይትታሃመል ኢልክን ኣይኮነን ምስ ኣብ ስደት ዝኸርተተን ኣብድላዩ ዝበጸሐን ጥራይ ዘይኮነስ ምስቲ ንኹሉ ሽግራቱ ንኽስግር ኣብ ሳህራን ባሕርን ሂወቱ ዝሳኣነ ኤሪትራዊ ኢኽን ጽልኢ መሪጽክን ኣትን ጋሓፍት ዲስ ላይክ 👎👎👎👎👎
@FANUSfqri11
@FANUSfqri11 6 жыл бұрын
🤙👍❤
@jordanjr4446
@jordanjr4446 6 жыл бұрын
nay bhaki bro
@ltgofficial500
@ltgofficial500 6 жыл бұрын
ዳኑ ፍናነይ ድምፅኪ ማራ እዩ ዝጥዕም! ሰሚዐ ኣይፀገብኩዎን። ዳኑ ናተይ ኣጆኪ ቀፅሊሉ።ህዝቢ ኤርትራ ተዳህሊሉ እዩ፡ኣይትሓዝሎም፡ነቲ ዲግታቶር ምልካዊ ወዲ መድሂን በራድ ዝረከቡ መስልዎም ሃነፍነፍ የብሎም ኣሎ።ስለዝኮነ ድማ እዞም ሰባት ካብ ትግራይ(ትግርኛ) ወፃኢ ዝኮኑ ጀበርቲ እዮም፡ጀበርቲ ፀርፎሙኒ ኢልኪ ኣይትስነፊ።
@thelegend9839
@thelegend9839 6 жыл бұрын
Abi like ka ember neaki, bezom aklabat godena Europe mis bexhu Comment and massmedia zfeletu waga zeyblom husurat ay tgedsi kexiliyo trah danu shikor ::
@efremambesa1544
@efremambesa1544 6 жыл бұрын
ኢድኪ ዩ !!! ግና ተስፋ ይገብር ገበንኪ ክትዝክሪ ይክረታ ካኣ ክትሃቲ ህዝቢ ኣረትራ ሃዳግ ዩ
@EfremEseyas
@EfremEseyas 6 жыл бұрын
Gal yowhans tarikeki xeyqeki
@musietemelso2396
@musietemelso2396 6 жыл бұрын
ዳናይት ሽኮር መን ከማኺ ጋል መን ዲኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏ኩሉ ነዓኺ ሐፍተይ ቀጽሊ
@alembegfihuxebibuni7081
@alembegfihuxebibuni7081 6 жыл бұрын
ኣታ ክንደይ ትሓስሙ ነዛ ኩላ ነብሳ dislike መሊኩማ ክክክ እዋይ ዳኑ ትረክብዮ ሓቁ እባዩ ሚኪ ዓርከይ ሰብ ኣይጽላካ ክብል እባኣር ከምዚኣ ኢያ እህህህ በሉ እዚኣስ ቆልዓ እንድያ እንታይ ትፈልጦ ኣሊዋ ዘይ እቲ ፎኪስ ወዲ ሃለቃ ኢዩ ኣደርብሽዋ ከምታ ንስኩም ንጓል ብድንግላ ከላ ተጋጊዋ ንሳ ካኣ ከምኣ ኢያ እታ ደርፊ ካኣ ጥዕምቲ ኢያ ኣነ ግን like kehba iye zehalfe gen ayresakun danu hubi 😘🇪🇷😍
@philmonanto9755
@philmonanto9755 6 жыл бұрын
Abrahimo habibi nska timesilsi neza gahba kodedo clip serihkala anyway you did a good job brother and i hope we will see you in a movie bravo sherifo brother GBU.
@ፍረኃልትግራይፃዕዳ
@ፍረኃልትግራይፃዕዳ 5 жыл бұрын
አነ ኢትዮያዊት እየ ግን ከም ናይኪ ሙዚቃ ዝፈትዎ የብለይን ምቅርቲ
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
My favourite singer, so Amazing, good jobb!!!
@daymontv6025
@daymontv6025 6 жыл бұрын
መጻ ከኣ በዓል ሽሉሙሉ ድዩ ድብል ስነጥበባዊ ኣወል ሲዒድ ኪዲ !!!!!!!
@successproduction38
@successproduction38 6 жыл бұрын
*kulukm like zegeberkum dislike geberwo meleswo neza resah gororo*
@AngotTube
@AngotTube Жыл бұрын
I AM FROM AMHARA FANO GOBLEL....DANU MIKIRTI FTIRET I LOVE ALL PEOPLES OF ERE....
@abrahamluelkebede7491
@abrahamluelkebede7491 6 жыл бұрын
Mggay gdn eyu abza alem gn kulukum bsmiet ekum dis like gerkumo! Kndey sebat kem zreayuwo eyu eti nata mekseb! (denu 👍)
@dmx3674
@dmx3674 3 жыл бұрын
ዋው ! ቅናት አደገኛ ነው ። እኔን ትዳሬን አፍርሶብኛል !!
@spiritualsunshine9215
@spiritualsunshine9215 5 жыл бұрын
Danait is so pretty and cute! Her character of these videos are always her playing sweet and innocent girls! She’s so cute! She is my sister!
@aslawimuqurfqrimetawi6352
@aslawimuqurfqrimetawi6352 6 жыл бұрын
Ati metarrr qolae bdhan deytefi galeyy
@ablelteame7357
@ablelteame7357 6 жыл бұрын
Kkkkkk metarr teray elka bra
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 5 жыл бұрын
ነቶም ኣሉታዊ መልሲ ኣብ ምሃብን ምጽራፍን ትኣትው ዘለኹም፤ ፍልይ ዝበለ ዓላማ እንተዘይሃልዩኩም፣ ዋላ ኣብቲ ስርዓት ዘሎ፣ ንህዝበይ ክቃለስ እንተድእ ደልዩ፣ ክንክልክሎ እንተድኣ ኮይና፣ ብእዋኑ ምልኪ ንዋሳእ ንለማመድን ነተግብርን ስለዘሎና፣ ብጌጋን ቂምን ጽልእን ዝተሃነጸ መንእሰይ ከኣ ሰላም ከምጽእ ከምዘይክእል ክርድኣና ይግባእ። እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሉ ስርዓት ክደክምን ክእለን እንተድኣ ንደሊ ሃሊና ፣ነቶም መሓውር ናይ’ቲ ስርዓት ኮይኖሞ ዘለው፣ ናብ ደንበ ፍትሒ ከምዝመጽኡ ብምግባር እምበር፣ ብጸርፊን ጽልእን ዝልወጥ ነገር የልቦን ። እዚ ከኣ እቲ ዝወሓደ መስዋእቲ ብምኽፋል፣ ብልዕልነት ሕጊ ዝመሓደር ህዝቢ ክትምስርት ሓጋዚ ይኸውን። ቅኑዕ መንገዲ ኣብ መጀመርያ ምትሓዝ ከም ፍርቂ መንገዲ ናይ’ቲ ትኸዶ መንገዲ ክቑጸር ይከኣል። በጃኻትኩም ካብ ሎሚ ጀሚርና ኣገባብ ኣቀላልሳ ከይንስሕት ክንጥንቀቕ ኣሎና ማለት’ዩ። ፍትሒ እንዳደለኻስ ኣብ ጸርፍን ቂም ሕዝካ ንሓደ ተራ ኣባል ህዝቢ ወይ ደራፋይ ክንድ’ዚ ምክፋእን ምጽራፍን ኣበይ ከብጽሓና’ዩ። ውጽኢቱ ጸላእቲ ምብዛሕን እቲ ስርዓት ኣብ ጎድኑ ዝኾኑ ኤርትራውያን ዜጋታት ምብዛሕን’ዩ። ነጻ ስለዝተወለድካ ነጻ ሰብ ኮንካ ክትሓስብን ክትውስንን ፈትን። ሃዲምካ ካብቲ ስርዓት እንተድኣ መጺእካ ፣ ኣብ ፈስቡክ ወይ ዩቱብ ኣቲኻ ምጽራፍ ኣይጠቕመካን’ዩ። ዩቱብ መቃለሲ ባይታ ኣይኮነን።
@jelaniomer7849
@jelaniomer7849 6 жыл бұрын
ADMAS nay mewedeta metnqeqta nayzen derfi keytemxalna
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
Danait Yohannes - Habeni Fiqri - (Official Video) | New Eritrean Music 2017
5:36
Nehmiya Zeray - Gebete (Official Video) | Eritrean Music
4:50
ADMAS MUSIC
Рет қаралды 3,3 МЛН
Robel Michael - Mizer - New Eritrean Music 2018
6:43
ADMAS MUSIC
Рет қаралды 8 МЛН
Bakr - За любовь (Lyric Video)
3:01
Bakr
Рет қаралды 386 М.
Жандос Қаржаубай - Көзмоншағым
2:55
Qanay & ALI Otenov - Lolly (Music Video)
2:59
AAA Production
Рет қаралды 87 М.
V $ X V PRiNCE x DE LACURE - СУ (Mood Video)
3:06
V S X V PRiNCE
Рет қаралды 1,1 МЛН
Sivchik feat. Badabum - Бадаладушки (КЛИП 2022)
2:25
FLAGMANMUSIC ® | MUSIC COMPANY
Рет қаралды 5 МЛН