Adulis Natna- New Tigrigna Music live Performance 2023 | Girmadawit Haileslasie -ኣማሪረ|Amarire

  Рет қаралды 299,279

Adulis Natna

Adulis Natna

Күн бұрын

Пікірлер: 410
@adulisnatna2923
@adulisnatna2923 Жыл бұрын
ብቕዓትን ጥበብን ዝውንን "ጥይት ዝኾነ ድምጺ ዘለዎ ድምጻዊ ግርማዳዊት ሃይለስላሴ፡" ኣብ መድረኽ ጥበብ ብደርፊ ስነጥበባዊ ኣሌክስ ካሕሳይ ❤️🥀 ኣብ ቀረባ ግዜ ብዙሓት ብሉጻት ድምጻውያን ምስ ብሉጽ ስርሓት ናባኹም ናብ ኣስተማቐርቲ ስነጥበብ ክነብሎ ኢና። Share ብምግባር ናብ ሰማዕቲ ምብጻሕ Subscribe ብምግባር'ውን ስድራቤት Adulis Natna ኩኑ። ብዙሕ ሰላምን ፍቕርን ንዓኹም ይኹነልና። 🥀❤️
@semeremebratu4486
@semeremebratu4486 Жыл бұрын
Nay behaki❤️
@TemeTemesgen
@TemeTemesgen Жыл бұрын
Copy right eritrean music only by eritreans
@TemeTemesgen
@TemeTemesgen Жыл бұрын
ያላ ኤርትራዊ ኩልኻ report ግበር ደርፍታትና ይዝመት ኣሎ
@Rsweet2256
@Rsweet2256 Жыл бұрын
@@TemeTemesgen ኦይ ንስካትኩም ክኣ ኣኪልኩም ኮምኡ ክትብሉ ጥራይ መሬት ዓሪብኩም፣ እዚ ክሉ ኣብ ኤርትራ ናይ ጋይላ ንጥቀመሎም ዝነበርና ደርፍትታት ዝበዝሑ ናይ መን ድዮም፣ ካልእ ካኣ ዋና ደርፊ ኣሌክ ኢሉ ኣብ መወዳእታ ጠቂሱ ኣሎ፣ወይ ቀኒእክምሉ ዲኩም ጥዑም ድምጺ ስለዘለዎ፣ ስለዚ ስቅ ኢልኩም ጥራይ ኣስተማቅሩ ኢኩም ደቂ ዓደይ።
@relaxinginstrumentmusic7995
@relaxinginstrumentmusic7995 Жыл бұрын
we are waiting
@fitsumgebreslassie8274
@fitsumgebreslassie8274 Жыл бұрын
ምፍልላይ ወይ ናፍቆት😥 ኮይኑኒ 'ሎ ዓንዴ ዕረ ደሃይ ዝነግር የለን ሓደ እኳ ናትኪ ወረ ኣማሪረ ሎምስ ኣማሪረ /2/ ኣሞራ ዶ ሽላ ኮይነ ክመፀኪ ነፊረ/2/ ደይ ደዲደይ'''''''''''' ሂወተይ ምሳኪ የሕሊፋቶ ሕጂሲ ናብራ ኣይኮነትን ዘላቶ 😫 ዝያዳይ ዘኪረዮ ፍቅሪ ናይ ዓሚ ይምለስ ዶ ኮን ሎሚ ከይዓርብ ከይመሲ ዝያዳይ ተመለሲ ተመለሲ/2/ ኣብ ዓለም ኣብ ትካዘ ክኣቲ ብሓሳብ ይጭነቅ ቀትሪ ለይቲ የዒንተይ ክትመፅኒ የማዕድዋ 👁 ኣይከኣልኩን ፅምዋ ወጊሑ ዓሪቡ ግዜ ይፅልምት ሰብ ብሰብ ይጥይቅ እወ ይሓትት ካብ ስቃይ መፃብቦ ንክድሕን ንራከብ ዶ ኮን ንኮን 🙏 ከይዓርብ ከይመሲ ❤ ዝያዳይ ተመለሲ ተመለሲ/2/ ጡዑም ድምፂ ኣዝዩ ፅቡቅ ኣተኣላልያ ደርፊ ብጣዕሚ ቡሉፅ ዉህደት ዝኮነ ዝተደርፈ ደርፊ ክትደግሞ ከለካ ፅቡቅ እንድሕር ሰሪሕካዮ ሰማዒ ደስ ይብሎ ኣዝዩ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ብዙሕ ኢና ንፅበይ ካባካ ግርማዳዊት ተተመችይኩም like ግበሩ ሰሰናዩ ንኩሉ ወድ ሰብ የቀንየለይ❤
@Natu-i3d
@Natu-i3d Жыл бұрын
ኣታ ንስካ ዉዱእ እካ ትዝታ ኣለካ ድዩ ምዛ ደርፊ
@kibromkesete1085
@kibromkesete1085 Жыл бұрын
i hope you will ......best of best tigrigna singers .....
@shkortv7035
@shkortv7035 11 ай бұрын
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤
@surafielwedihazemo561
@surafielwedihazemo561 Жыл бұрын
Hubu werqi b lbka zisimea music yeqenyelna Gerie hawey please degagimena ❤❤❤❤❤❤❤
@ArsuMan-sz7uk
@ArsuMan-sz7uk Жыл бұрын
Ybel ybel kulu grmeso wedi tgray xaeda zeyblu eda
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
ኣጆኻ ብራቮ ካናሪ ዝጥዕም ድምጺ ኣለካ ኣዝዩ ልኡም ❤❤❤
@tsegaaraya966
@tsegaaraya966 Жыл бұрын
You performer well keep it bravo ❤️🇪🇷❤️
@seareseare1990
@seareseare1990 Жыл бұрын
Waw እምበር ግርማ ዳዊት ብሉጽ ስራሕ ውሁድ ሙዚቓ 😊
@Mulue844
@Mulue844 Жыл бұрын
What a great performance keep it.
@africapress5784
@africapress5784 Жыл бұрын
Plz add another musics😍😍😍😍
@abielyohannes521
@abielyohannes521 Жыл бұрын
Who else hitting this in a loop
@wediwelday7862
@wediwelday7862 Жыл бұрын
Wow🎼❤💛
@yemanemebrahtom7829
@yemanemebrahtom7829 Жыл бұрын
Love it ❤ You are did it bro!
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 Жыл бұрын
Ketserhu dekum zeytkielu kenkum bezey natkas welel 😂😂😂😂 xebuk yu gen bezihu ti tewesdwo terha atrifkumo nay Eritrea derfi
@ramycell7359
@ramycell7359 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰ከመካ እሽሓት ይወለዱ ዋው መገልጽይ ይብለይን ናእካ
@KidaneGebreysus-q6v
@KidaneGebreysus-q6v Жыл бұрын
What a voice❤
@YordanosGhebrhiwet
@YordanosGhebrhiwet Жыл бұрын
Live aykonen it's play back bzkone nfue wedi i hope bezi dmxi ktzmr
@yrgushmebrahtudomoz1455
@yrgushmebrahtudomoz1455 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@hearoshaile3869
@hearoshaile3869 Жыл бұрын
Wow
@godislove6831
@godislove6831 Жыл бұрын
Gen eza zema bleke dyom txawitoma anes meman sine
@michaelyebiotesfay7015
@michaelyebiotesfay7015 Жыл бұрын
ዓዲ ዘይምጥቓስ pl
@majorabraha5703
@majorabraha5703 10 ай бұрын
Haw abut working conser with temesgen yared or korchach 2025 in mekele
@kutamedia6455
@kutamedia6455 Жыл бұрын
❤❤❤
@atiyebrhane8962
@atiyebrhane8962 Жыл бұрын
ግርማ ዳዊት ካብቶም ብሉፃት ድምጻውያን ትግርይና ኢዩ። ምሉእ ብቅዓት ዘለዎ ንኣሽቱ ደረፍቲ ሞራልንን ተስፋን ዘስንቅ ናይ ዳና ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኩሉ ሰብ ብቅዓቱ መዚንዎ ኢዩ።so proud of you 🌟. ...... big respect bro.🙏 Go head be strong👍💥
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ Жыл бұрын
ኦርጅናል ደርፊ ኣሌክስ ካሕሳይ (ኣማሪረ) ግርማዳዊት ካብቶም ንፉዓት ከየንቲ ናይ ትግርኛ እዩ ነዛ ናይ ኣሌክስ ካሕሳይ ውን ጽቡቅ ጌሩ ደጊምዋ: የግዳስ ኣብ ኣርእስቲ ናይዛ ስራሕ ሽም ኣሌክስ ክጸሓፍ ይግባእ:: ክደርፋ ምስ ጀመረ ጥራዩ ተጻሒፉ ዝጠፍእ ዘሎ ስለዝስ ነታ ኦርጅናል ደርፊ ዘይፈልጣ ሓዳሽ ስራሕ ናይ ግርማዳዊት ክትመስሎ ትኽእል እያ:: ምስ ኣኽብሮቱ ናተይ ርኢቶ እዩ::
@MATTI-YOW
@MATTI-YOW Жыл бұрын
ግርማዳዊት ብዘይ ቀልዓለም ኣሌክስ ካሕሳይ ዉን ብኣኻ ሓበን ተሰሚዕዎ ይኸዉን ኢዩ ኢለ ኢየ ዝግምት, more than enough ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጌርካ ተጻዊትካያ እዛ ደርፊ ብሓቂ❤
@jewharmohammed771
@jewharmohammed771 Жыл бұрын
ብጣዖሚ ጥዑም ድምጺ አለካ ግን ብናትካ ደርፊ ከኣ ክንጽበ ኢና from eritrea 🇪🇷
@maebelgebrelibanos4761
@maebelgebrelibanos4761 Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/mGm2eKKnlp2gd5Y
@maebelgebrelibanos4761
@maebelgebrelibanos4761 Жыл бұрын
ናቱ ደርፊ
@DigitalHabesha226
@DigitalHabesha226 Жыл бұрын
አቶም ናይ ጽልኢ ነዛሕቲ በጃኹም ሱቅ ኢልኩም ሙዚቃ ኣስትማቕሩ አንተ ደሊዩ ወላ ናይ ኣብርሃም የማነ ባርያ ናይ ወዲ ትኻቦ ይድገም። ካላኣይ ኣሌክስ ካሕሳይ ወዲ ኣኽሱም አዩ 😂😂😂።Keep up the good work Grmadawit you are good Keyboardist and music producer as well as singer ❤.
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Жыл бұрын
ብሓቂ ብሉፅ ስራሕ ይበል ድምፂ ምስ ኣተኣላልያ ድምፃዊ ግርማዊ ቀፅለሉ ❤🥰💊👌
@leliandtib8722
@leliandtib8722 Жыл бұрын
ክንድቲ ዝግበኣካ ኣፍልጦ ዘይረከብካ ብሉፅ ድምፃዊ👏👏 well done ❤
@samisolomon8470
@samisolomon8470 3 ай бұрын
ሓቂ
@mussiehabtom5163
@mussiehabtom5163 Жыл бұрын
Credit ምሃብካ ኣሌሳንደር ካሕሳይ ምባልካ ኣድኒቀካ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@johanesjohanes1774
@johanesjohanes1774 Жыл бұрын
Alex Sander kahsay endyu mo zbahal welas bsm aboka kxwe delikayo
@nwaymack4057
@nwaymack4057 Жыл бұрын
ቡዙሓት ደረፍቲ ሪኤ እየ ከምዚ ግን የለን
@SENDEKENTERTAINMENT
@SENDEKENTERTAINMENT Жыл бұрын
ግርማዊ ቀዳማዊ ወደይ።ወናኒ ፍሉይ ብቕዓት ሙዚቃ ስሑል ድምጻዊ መሃዚ ጥዑምን ዘይምኖን ዜማታት።፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@JohnEnterteiment-2
@JohnEnterteiment-2 Жыл бұрын
ብጠዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ክንሱ credit ኣለክስ ካሕሳይ ዘይምህላዉ ኣብ sub title ግን ዘይወሓጠልካ ግርማዊ ግን ጥይት ድምጺ ❤
@adulisnatna2923
@adulisnatna2923 Жыл бұрын
ኣብቲ Video ከምኡ'ውን ኣብ Cover ዋንነት ናይ ኣሌክ ምዃኑ፡ ከምኡ'ውን ብሓፈሻ ነቶም ነዛ ስራሕ ህያው ዝገበሩ ኣመስጊንና ኣለና። " ኣብዚ ክጽሓፍ ዘይተኻእለ ግን፡ ቦታ ግዱብ ስለዝኾነ ኣይኣኸለን ኮይኑ'ዩ! ምስናይ ይቕሬታ!
@mussiezereay6188
@mussiezereay6188 Жыл бұрын
አለክስ ካሕሳይ ዝብል ፅሒፎምሉ እዮም ረአዮ
@JohnEnterteiment-2
@JohnEnterteiment-2 Жыл бұрын
@@mussiezereay6188 ኣብ Sub title ኢየ ኢለ ሰበይ ኣንቢቦ ጽቡቅ ጌርካ ኣብ ፖስተር ኣይኮንኩን
@Sunwhite-entertainment
@Sunwhite-entertainment Жыл бұрын
​@@adulisnatna2923 እዚ ዕባራ ምክኒት ኢዩ ቅድሚ ግርማዳዊት ምጽሕፋካ ናይ ኣለክስ ኻሕሳይ ክጽሓፍ ኔርዋ፡ብዝኮነ ግርማዳዊት ጽቡቅ ሰሪሕዋ ኣሎ እቲ ምንታያ ማይ ኣስመራ ሰቲዩ ኢዩ መጺዩ❤
@seni1189
@seni1189 Жыл бұрын
Ajoka abi seb ab gonka alena tium dmxi grma dawit zfetwo tgraway kab hawka ertirawai
@efiweditigray8612
@efiweditigray8612 Жыл бұрын
ወዲ ትግራይ ጥዑም ድምፁ 🤩
@fessehag1507
@fessehag1507 Жыл бұрын
Wedi Tigray wanna act Eritrea
@hanimerwanhanimerwan862
@hanimerwanhanimerwan862 11 ай бұрын
Wela ab sentebeb tigray gele teblu seq ilka semae halaw😏
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 2 ай бұрын
alex axum tigray😏​@@fessehag1507
@tommyarsenal2303
@tommyarsenal2303 Жыл бұрын
እንታይ ክወጽኦ ይበል ካናሪ ዝኮነ ድምጺ ኣቦታት እኮ ኢሎሞ ኢዮም ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ብዙሕ ከምዚ ዓይነት ሙዚቃ ኢና ንጽበ ካባካ ግርማዳዊት በዓል ስሑል ጎሮሮ
@TekiaBeyene
@TekiaBeyene 6 ай бұрын
ኢዚ ወዲ ማራ ኢዩ ዘከይፈኒ bro ❤❤❤
@dinamedia7643
@dinamedia7643 Жыл бұрын
ግርማ ዳዊት ከም ሰምካ ኢካ እሞ ቀጽሎ ሓንቲ ነገር ክልምነካ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ በጃካ ቡዙሕ ስራሕ ኣሎ ናትካ ዘፍራካዮ ሓደ ማልቲ ክትውጸልና ይላወበካ ንስካ ባዓል ስሑል ጎሮሮ ኢካ ዛዓርከይ ❤❤❤❤
@temesgen-j9v
@temesgen-j9v 4 ай бұрын
ደጋጊመ ተመሲጠ ሰሚዐዮ ክመንዎ ኣንከኣልኩን,,,, ግርማ ዳዊት ሳለኻ እዝንና ተፈዊሱ,,,, በጃኻ ኣይትጥፋእ
@habtommersi7339
@habtommersi7339 Жыл бұрын
ግርምሽ ባዓል ጡዑም ጠባይ ጹቡቅ ስራሕ ንድሕሪት መሊስካና ናብ ከባቢ 2001
@wediEri_9
@wediEri_9 Жыл бұрын
ናይ ኤርትራዊ ደርፊ'ያ ትብሉ ዘለኩም፡ ኣሌክስ ኤርትራዊ ኣይኮነን ትግራዋይ ውን ኣይኮነን፡ ዕባይ ኦርፋን'ዩ። ጽቡቕ ኣቕሪብዋ ኢልና ጥራሕ ንሕለፍ፡ enjoy በቃ🤷🏾‍♂️
@gual70enderta17
@gual70enderta17 10 ай бұрын
ኣሌክስ ወዲ ኣኽሱም እዩ 😮😮
@simonkg1732
@simonkg1732 Жыл бұрын
ትግርኛ ደርፊ ኢልኩም ምልጣፍኩም ኣዝየ ተሓጊሰ Eritrean or Ethiopian Music ዝብሃል ክተርፍ ክኽእል ኣለዎ ትግርኛ ጥራይ ኡኹል’ዩ። ብዝኾነ ቀጽሎ ግርማዳዊት ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ በርትዕ ኣጆኻ ሓዉኻ 🇪🇷
@seni1189
@seni1189 Жыл бұрын
Nfqri nayzi 2 hzbi zkewn tium derfi ka drefelna eski ethio & Eri tbl
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 Жыл бұрын
እዛ ድጋም ናይ አለክስ ደርፊ ሕጂ እየ ሰሚዓያ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርካ ደጊምካያ ከምእዉን ብጣዕሚ ጽቡቅ ድምጽን ቅላፀን አለካ እሞ አጆኻ ቀጽሎ ጡዑም ናይ ትግርነኛ ደርፊ ክንሰምዕ ከም ኡ ድማ ብጣዕሚ ናይ ሙዚቆኛታት ምውህሃድን ክእለትን ከይ አድነቅዎ ክሐልፋ አይደልን 100/100 Thanks guys well Dane
@nahomdawit8856
@nahomdawit8856 Жыл бұрын
2015 Uganda 🇺🇬 best memory thank you legend
@meadishow3855
@meadishow3855 Жыл бұрын
ጠሰስስስ 🥺🥺🥺 ab zeywrayey lbey tetenkife entay ybehal mexelel voice brother ❤
@solomontsegazeab309
@solomontsegazeab309 Жыл бұрын
Abet dmitseee ybel zebil Girmadawit teamiregna derafay kwitsaka eyu
@amanred6475
@amanred6475 5 ай бұрын
Wow... what a magnificent performance 🥰🥰🥰👏 ዘይዛሪ ዘበን ተሳጋሪ ውሕሉል ጥበብ!!! ዋላ 'ኳ ደጋጊመ እንተሰማዕኹዋ ክመንዋ ኣይከኣልኩን...🥰🥰🥰
@ጓልመቐለ-ኈ7ጰ
@ጓልመቐለ-ኈ7ጰ Жыл бұрын
ግርማ ሙዚቃ ኢለካ ኣለኹ😮 ቀፅለሉ❤
@smretgebregziabher3883
@smretgebregziabher3883 Жыл бұрын
Wow ኣብ መዓልቲ ብዘይምግናን ዓሰርተ ግዜ እየ ዝሰምዖ ፉሉይ ኢካ በቃ መቀለ ምስ መፃኩ ክረክበካ ተስፋ ይገበር ናይ በዓልካ ስራሕ ኣብ ቀረባ ግዜ ክተበርክተልና ተሰፊ ይገበር
@aidamilaw5134
@aidamilaw5134 Жыл бұрын
ትዓዲለ መቐነይየይ ኣግንየ❤❤❤
@ወዲዘርአ
@ወዲዘርአ Жыл бұрын
ብጣዒሚ ጽቡቕ ገርካ ደግሚካያ ንፍዕ ካብ ዓይንጠሊ ናትካ ትሓይሽ
@filimonmedhanie1720
@filimonmedhanie1720 Жыл бұрын
Adniqeka nay wana derafay smu mxhafka meglexi chiwnetka eyu emo ajoka bzterefe dmxi btami xbuq sihbkani eka nay emo ajoka
@merih4alexshukornicsongs230
@merih4alexshukornicsongs230 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤bravo the best gramadwit hawey kab hawika eritreawi tigraway
@godislove6831
@godislove6831 Жыл бұрын
Gis dqala entay amxo ke eritrawi tegraway
@DambaTube
@DambaTube 11 ай бұрын
Hhhhh
@HT-ix7us
@HT-ix7us Жыл бұрын
ግርማዳዊት ግርማ ትግሪኛ
@mickeytesfay2910
@mickeytesfay2910 Жыл бұрын
የእዛነይ መሪቀናካ አለዋ ግርሜሶ ገለ ዓይነት ❤💛
@bisratgebremedhin9051
@bisratgebremedhin9051 Жыл бұрын
OMG! You played this song amazingly!!!! I keep listening to your voice❤❤❤ you have amazing voice!!!!
@teklebrhanberhe6810
@teklebrhanberhe6810 Жыл бұрын
Dear Grmadawit, What a performance! No words, I am sure if Alex Kahsay watches this video, for sure expect some reward from him. Keep flying Bro.
@ellaman4599
@ellaman4599 Жыл бұрын
Woww amzing voice . from Eritrean
@Eritrean.1991
@Eritrean.1991 Жыл бұрын
He is no Eritrean he is tigraway Ethiopian
@ellaman4599
@ellaman4599 Жыл бұрын
@@Eritrean.1991 ኪድ ድንዙዝ ። ንስኻ ናዓይ ኣይትነግረንን ኢኻ ።from Eritrea ተበልኩ ኮ ንነብሰይ ኢየ ኢለያ
@Samisandro5845
@Samisandro5845 Жыл бұрын
Denzuze tery elki
@redseatv5895
@redseatv5895 Жыл бұрын
N alex kahsay hatitkayo dika fkad hibuka dyu mknatu sinetibeb kbr eu i nay kalie artist kbri mhlawu eu tihtina eu zigelx but Btami amazing voice aleka Action kea gber kitderf keleka but Keep it up love u from 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@adde1852
@adde1852 Жыл бұрын
Wawwwww❤Wawwwww hiwet zelewo dmxi ybel😮❤
@tamratevents
@tamratevents 2 ай бұрын
መብዛሕቲኡ ግዜ ኣብ ደርፊ ትግርኛ ክድገም ከሎ ልክዕ ወይ ውን ዝበለጸ ኣጥዒሙ ዝድረፍ ብዙሕ ኣይረኣኹን ጸኒሐ...እዞም ሙዚቀኛታት ዝተጻወትዎ ግን ብጣዕሚ ግሩም ክእለቶም ዘርኤካ ዩ...ልክዕ ጥራይ ዘይኮነ ሕልፊ ኣጥዒምኩም ሰሪሕክሞ...ድሕሪ ሕጂ ሓደራ ንስኻትኩም ጥራይ ደጊምኩም ኣምጹልና በጃኹም።
@mussiezereay6188
@mussiezereay6188 Жыл бұрын
ሰሚዐ ክፀግቦ አይከአልኩን ዝፀግቦ እውን አይመስለንን::ግርማዳዊት ናይ ብሓቒ ስነጥበበኛ ኢኻ ንበረልና
@nebiuaregay62
@nebiuaregay62 4 ай бұрын
ፅብቅ ድምፂ ቀፅለሉ
@alemgebretsadkan-is3ex
@alemgebretsadkan-is3ex 3 ай бұрын
ልዕሊ ቓላት የዒስ ዝገርም ብቕዓት ዘለዎ ሰብ ምኻኑ ካብ ዘስተውዕል ፀኒሐ ኣለኹ እንተኮነ ንምንታይ ክሳብ ሕጂ ሌላ ዘጠናኽር ኣብ ሚዲያ ቃላ መሕትት ክሳብ ሕጂ ዘይቀረበ ይገርመኒ፣ እዛ ንተጋዳላይ ዝደረፋ እሞ ቃላት የብለይን
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl Жыл бұрын
ናይኤርትራ ደርፍታት መቸም አይጽገብን እዮ 🇪🇷👍
@Merawi-te3sf
@Merawi-te3sf 10 ай бұрын
Alex kahsay wedi Axum eyu
@alaymengestab6893
@alaymengestab6893 6 ай бұрын
Credit ኣሌክስሳንደር ካህሳይ (ሳንድሮ ) by ግርማዊ ኣንበሳ music ቐጽልሎ ብጣኣሚ ደስ ዝብል ድምጺ ኣለካ❤..ዝሕጎሰኒ ከኣ Credit ኣሌክሳንደር ካሕሳይ ምባልካ።
@mteme8850
@mteme8850 Жыл бұрын
It's good performance.....but not new song.....ናይ ኣሌክስ ካሕሳይ ዩ ግርማዊ ጥዑም ድምጺ 🎉🎉🎉..... keep it up.
@matiaberham6133
@matiaberham6133 Жыл бұрын
ውውውው ገለ ዓይነት ደምጺ ቤላ ውህደት ❤❤❤❤
@saliem88
@saliem88 Жыл бұрын
ንእሽተይ ኣሌክስ 😍😍😍
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
ኣብዚ ኣለካ ድምጺ ብቕዓት ኣተኣላልያ❤
@inspireeritrea3802
@inspireeritrea3802 Жыл бұрын
❤ ኣጆኻ
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 Жыл бұрын
ግርማ ናይ ባሓቂ ግርማ ትግሪኛ ኢኻ ወናኒ ጥዑም ድምጺ
@tgmedia4075
@tgmedia4075 Жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ - ምስ ብሉጽ ኣርቲስት
@FilmonMengs
@FilmonMengs Жыл бұрын
Wawwwww btaemi neezan zeykurkuh tsfuf hdue hrmet & voice grmieso i proud of you
@samueleyob3981
@samueleyob3981 Жыл бұрын
ክላእ ኤህህህ ቅርሱስ ሕጂ ኣሌክስ እንታይ ኣጉዲልላ ኢና ክንብል የሕዲስካያ ማለት ድዩ ንስኻ ካብኡ ላዕሊ ደርፊኪያ😢😢😢
@godislove6831
@godislove6831 Жыл бұрын
Germa Dawit zfetwo artis kab politics wexe elna nerayo yehwat kgrmekum nayzi wedi demxi ab rim tebebat nay Dawit shlan zdrfet gual abta neshtey mebrhi khba zdrfa derfi rieyo bkatu
@YonatanTewelde-up8cw
@YonatanTewelde-up8cw Жыл бұрын
ናይ ኣሌክስ ካሕሳይ ኢልካ ግን ክትጽሕፈሉ ኔርካ ብኢደ ዋኒንኩም ትደርፍዎ ዋንነት ከኣ ዘይ ትገብርሉ እዚ ጸገም ኣለኩም ተጋሩ
@dctv8334
@dctv8334 Жыл бұрын
Good job , dgma derfi malet Ezi u kbret yhabka kubur seb❤❤❤❤❤ keep it up 💖
@PARTICO-ASMERA
@PARTICO-ASMERA Жыл бұрын
Grmisoo Grat kemty lemuid እዛ ዳቪስታ ፍሬም ሽወያ ተዘይ ኮይኑ ጽቡቅ remx ደስ ይብል ቀጽሎ
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Жыл бұрын
ግርማዳዊት መግለጺ ስኢነልካ ክነቅፈካ ኮሊለ ስኢነልካ ኣላሽ ኢለ:: ጥበብ ኢለካ ኣለኹ::
@mbrakgirmay4542
@mbrakgirmay4542 Жыл бұрын
Ybel dmxi kabzi zbelexe srah bany baelka ktmexe tesfa ygebr ❤️
@Blackboy12652
@Blackboy12652 6 ай бұрын
Please ብናይ ግርማይ ዓንዶም ሓንቲ ደርፊ ሒዝካ ምጻና ma brother
@temesgenbereket-sj7dv
@temesgenbereket-sj7dv Жыл бұрын
Anes tegerime aleku lieli wana eta derfi yderfa mhlawu dmxi 100 kab 100 zereba yeblun ❤❤❤
@mogossbhatu3067
@mogossbhatu3067 Жыл бұрын
ዋውውውው ብጣዓሚ ቡሉጽ ድምጺ ምስ ውህደቱ ግርማዳዊት ብጣዓሚ ኣይትጥፋኣና
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey 4 ай бұрын
በጃኩም ነቲ ናይ ቐደም ብ rimex ድገሙልና ኩሉ በዞም ናይ ሎሚ ነብስና ጸሊእና
@t.habtom5500
@t.habtom5500 Жыл бұрын
Bitami perfect likone dimtsi semika Leymune derfi ketsilelu bro
@ሰብሰባብ
@ሰብሰባብ Жыл бұрын
Ab Musika Tigrigna Yemane Barya ngus Ertra (hagerawi) Abraham Afewerki ngus Tigrigna (Tegaru) Alex kahsay kea Ngusey kab stylu ksab klasikalu Thnx g/dawit qexaxlelu
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ Жыл бұрын
ዘኪረስ ነቢዐ 😢😢 ቀለብ ኣእምሮ ጥዑም ዩ ናይካ Golden sound ድምፂ❤❤❤❤❤
@daerosolutions6759
@daerosolutions6759 Жыл бұрын
I Appreciate people who believe in love. Ur Brother From Tigray
@filizeray
@filizeray Жыл бұрын
ተባዕታይ ድምጺ
@ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ
@ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ Жыл бұрын
❤❤❤❤ብቃዓት ጥበብ ኣሌክስ ታሓቢኑ ይኮውን ኢዩ ከምዚ ዓይነት ቡሉጽነት ጌርካ ክደግማ ምኻልካ ዘሐብን ኢዩ ስነ ጥበብ ኣድማሳዊ ዓለማዊ ኢዩ በዚ ዘለካ ብቃዓት ኣብ ዘመናዊ ጸቂጥካ ክትሰርሕ ኣለካ ምናልባት ብዝሒ ሰብ ክሰሞዖ ኣይክእልን ይኸውን ኢዩ ግን ነባሪ ስራሕ ስለ ዝኮነ ተውህቦኻ ተጠቀመሉ from Eritrae respect brather
@healthmedia148
@healthmedia148 Жыл бұрын
you have rocket sound ...that's so classic i love it. Keep going 👌👌👌👌
@dawitkahsay9626
@dawitkahsay9626 Жыл бұрын
Bejaka kaleayti zemenawi digemena.
@hanibalmogos2059
@hanibalmogos2059 Жыл бұрын
Edmen tenan yhabka hasab lbka yesmrelka amlak wededey mearey Ajoka Forsa endiyamo ❤
@eyobgezai243
@eyobgezai243 Жыл бұрын
Nay bhaki kab nay Alex Tbilisi Geru degimuwa ❤❤❤ bravo
@letumeksen2831
@letumeksen2831 Жыл бұрын
Grma dawit jigna bravo ❤👍👍👍💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇪🇩🇪
@Rsweet2256
@Rsweet2256 Жыл бұрын
ገሌኩም ኣብዚ comment ዘለኩም ክኣ ኣኪልኩም ኮምኡ ክትብሉ ጥራይ መሬት ዓሪብኩም፣ እዚ ክሉ ኣብ ኤርትራ ናይ ጋይላ ንጥቀመሎም ዝነበርና ደርፍትታት ዝበዝሑ ናይ መን ድዮም፣ ካልእ ካኣ ዋና ደርፊ ኣሌክ ኢሉ ኣብ መወዳእታ ጠቂሱ ኣሎ፣ወይ ቀኒእክምሉ ዲኩም ጥዑም ድምጺ ስለዘለዎ፣ ስለዚ ስቅ ኢልኩም ጥራይ ኣስተማቅሩ ኢኩም ደቂ ዓደይ።
@bisratgebremedhin9051
@bisratgebremedhin9051 Жыл бұрын
❤❤❤ thanks !!!!
@Tedareaction
@Tedareaction Жыл бұрын
ግርምሸይ ሓወይ ትፍለ ኢኻ ንስኻ ብስሩ👌👌👌
🍉😋 #shorts
00:24
Денис Кукояка
Рет қаралды 3,5 МЛН
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 92 МЛН
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 21 МЛН
Eritrea  music  Abraham Afewerki - Abela/ኣቤላ  Official Audio Video
7:07
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 7 МЛН
Alex Kahsai "amarire"
5:59
erimusicvideo
Рет қаралды 1,7 МЛН
WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)
41:42
HRMET ENTERTAINMENT
Рет қаралды 828 М.
🍉😋 #shorts
00:24
Денис Кукояка
Рет қаралды 3,5 МЛН