KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
New Traditional Tigrigna Music 2024 | መን ስኢሉኪ፧ | | ብ ፍስሃ ሃይላይ ( Wedi Tsehay ) | by Fiseha Hailay
6:56
Sify Sify | ስፍይ ስፍይ - Teklehaymanot Kinfe - New Tigrigna music - New Tigrigna music 2024
16:55
МАҒАН НАЗАР АУДАРЛАР | bayGUYS | 26 шығарылым
27:49
Challenge CR7 people try the impossible-to-do Cristiano challenge 2m68😱😳⚽️
1:01
Нужно переименовать Петропавловск в Кызылжар?
0:33
Маусымашар-2023 / Гала-концерт / АТУ қоштасу
1:27:35
Adulis -ወሳኒት -ብ ኣረጋዊ ተስፋይ-Wesanit -by Aregawi Tesfay (Wedi Babu)|New Traditional Tigrigna Music 2024
Рет қаралды 2,386,346
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 136 М.
Adulis Natna
Күн бұрын
Пікірлер: 857
@efremefrem-xr3vq
7 ай бұрын
አረ እስኻ ኤትድገሚ ኣድነቅቲ ወዲ ባቡ እስቲ like like
@መረሳተወለገብረዋህድ
7 ай бұрын
ካብ ዝገርመካ ዝተፀበኩዋ ደርፊ እያ ።ጅግና ከምኡ ገርካ ባህሊካ ንዓለም ኣግላሃዮ።
@yashikonju8805
7 ай бұрын
አዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉ ለለዶ ብዝበለፀ መፅእኻና ወድ ባቡ ጡዑም ድምፅ ብጣዕም ደስስስስስ ባሃል ደርፍ ድመራዓ ትኸዉን ዝዝዝዝዝዝዝዝዝዝዝ ያዕስ ትግራዋይነት ኩቡር መንነት ዓኽ ያዓኽ ኡፍፍፍፍ ዝዝዝዝ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@gemlCom-u5k
3 ай бұрын
ሲልጤ ዘፈነ ለኩ አዉረዱ
@gemlCom-u5k
3 ай бұрын
❤
@elsatawolde1249
7 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክብል ስራሕ ኣታ ኣነስ እንካዕ ትግራወይቲ ኮንኩ ተመስገን ፈጣሪ 💛💛❤💛 ተጋሩዋይ ከማየይ ብትግራውነትኩም ትሕበኑ ላይክ ግጨውኒ ፈጣሪ ንትግራይና ይባርክ 🙏💛❤💛❤💛❤💛❤
@AbelBerihu-d9b
4 ай бұрын
mekina ygchewki, tgraway mukans tay lehegus niewo, menati hasad torenga hzbi ena derek meret dyu lehogs,
@tsehaymesfin839
3 күн бұрын
0:09
@Tigraweyti231
7 ай бұрын
መን ከም ኣዋለደ ትግራይ ❤🎉 ኩሉ ናዓኸን ከመስል ክፍትን እምበር ከመስለክን ኣይኽእልን❤
@MekdiDerbew
7 ай бұрын
አነስ እኳዕ ትግራወይቲ ኮይነ ተፈጠርኩ ወድቦቡ. ጀግና ጥዑም ድምፂ ደስበሃሊ
@kidan5256
7 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምኩም ብዝሕሕሕሕ ትርፍፍፍፍፍ ይበለለይይይይይይ ተጋሩዋይ ምቁራት ፍጥረት ፀላኢኩም ዓይኑ ይደፈን ይበል ዘብል ስራሕ ወዲ ባቦየ ባዓል ጥዑም ድምፂ ጅግና👌❤❤❤❤🌿🌿🌿🌿🕊🕊🕊🕊💛💛💛💛🌿🌿🌿🕊🕊🕊❤❤❤❤🌿🌿🌿🕊🕊🕊💛💛💛🌿🌿🌿🕊🕊🕊❤❤❤❤😍😍😍😍
@EtadaErada-rs9bz
7 ай бұрын
ትግራዋይነት መመሊሱ ዝኹላዕ❤️💛ኣየ እዚ ባህልና ምፅባቁን ምጥዓሙን❣️💛ሰስኑለይ ሽሕን ዋልታን ኹኑለይ ተጋሩዋኒ💎👑👑👑👑🕊🕊
@GETUHABESHA-kt1dg
7 ай бұрын
ባህሊ ዓድኻ ጥዑም ኣሰይ ሙቁራት ተጋሩ ኩሉ ያጥዕመልኩም ሰስኑ ደቂ ዓደይ መዓረይ
@loyalbelieve6954
7 ай бұрын
💯
@KhadarMohamad
2 ай бұрын
😮
@sultannuguse8497
5 ай бұрын
Tigaru seb bahali btaemi blux musika ❤❤❤ Love tegaru from Akele Guzay
@Haylushweldu-dg9rw
7 ай бұрын
እንኻዕ ትግራዋይ ኮይነ ተፈጠርኩ ብሓቂ ሕጉሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥሥ ኢለ ቀፅለሉ ኣርጋዊ ባቡ ተጋሩና ሰጉሙ ብኹሉ
@MuluGebremichael-b8o
7 ай бұрын
እዉይይይይይይይይ ዝፈትወካ ኣነስ ፍትዉ እየ ለብለካ ወዲ ዓደይይ መዓረይይይ ንበርለና ኩሉ ዘጥዕመሉ❤❤❤
@DaveEntertainment.
7 ай бұрын
ኣቤት ወኒ ተጋሩዋኒ እንካዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ዕድለኛ እየ ከም አነ ብትግራወነትኩም ልትሕበኑ Like ግበሩ ❤❤❤
@freweynidesta
7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Mera-xo3xp
7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛♥️💋💔@@freweynidesta
@mmmmmmmm8973
7 ай бұрын
❤️💛💛❤️👍👍
@tirhashaile5766
7 ай бұрын
ኣነውን
@OmerHedar
7 ай бұрын
Q❤❤@@Mera-xo3xp
@NeviDestaalem-sw9bs
7 ай бұрын
Btami zgerm srah eyu are jegna eski wed babu malet fetawi adu hzbu eyu eki nwed babu zdnk 1000k like
@HaftomGirmay-e6d
4 ай бұрын
❤❤❤ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ ወዲ ባቡ ቀፅለሉ ኣምላክ ነዞም ከምዚ ዝበለ ባህልናን መንነትናን ከጥፍኡ ዝፅዕሩ ፃዕሮም የምክነልና ተጋሩዋይ
@xegabberihu5778
7 ай бұрын
Gobezat! Tibeb nselam nmiebale nfkri trah ntekemelu! ካብኡ ወፃኢ ሕስረት እዩ።
@Miebi-r7i
7 ай бұрын
ትዕድልቲ እዩ እኮ ተጋሩዋይ ካባኩም ምፍጣር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ ወዲ ባቡዋይ ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@eritreashikor1991
7 ай бұрын
ሰላም ንኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣብ ትግራይ ካብ ኤርትራ። ዓቢ ስራሕ ❤️
@sababelay9868
7 ай бұрын
❤❤❤
@tigrayrimey6418
7 ай бұрын
@eritreashikor1991 ቕሰን ቋንቋኻ ትዕንብብ ያ ዘላ፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን!
@SaraSara-n4u
7 ай бұрын
እውይ ዙባህልና ደስ ክብል ወዲ ባቡ ጅግና ፅፉፉ ስራሕ❤❤❤❤
@henokgirmay-fs3fk
7 ай бұрын
ብስም ትግራይ እስኪ > ብሓቂ ባህልና ባህሊ ትግራይ የቐንየልና > ሠላም ነዛ ቅድስቲ ዓድና ትግራይ : :
@AzuAzu-n7p
7 ай бұрын
ሀ😅😅ሀሀ😅😅ሀሀ😅😅ሀሀሀሀሀ😅😅ሀ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
@shewitmaekabay5346
7 ай бұрын
❤❤⁰❤pp⁰@@AzuAzu-n7p
@Yaredgeremaryam
7 ай бұрын
@@AzuAzu-n7p❤❤
@EdomYeshegerua
7 ай бұрын
Amen tigray my diamond💛❤💛❤💛🙏 tegaru💪💪💪💪💪
@MEKUA-ju6eq
6 ай бұрын
Rrt@@AzuAzu-n7p
@NeviDestaalem-sw9bs
7 ай бұрын
ትግርኛና ኽዓቢ እንተኾይኑ ን ከየንትና ኽንሕግዝ ኣለና ላይክ ሼር ore ኮሜት
@meri.Tgraweyti
7 ай бұрын
ተጋሩዋይ💛❤ ሰላም ዘበለ ናዓኹም መኸራ ህዝብና ኣብቒዑ ትንሳኤ ሃገረ ትግራይና💛❤የርእየና
@samiragabracustas5222
7 ай бұрын
ከማይ ደጋግሙ ልሰመዖ ይህሉዉዶ 😘👑💙💙እዉይይይ
@ትግራወይቲ
7 ай бұрын
ፍቅረይ እንኳዕ ድሓን መፃካለይ ኩሉ ግዜ ብሉፅ🫅💜🫶 ጅግናን ብርቱዕን ሰገን ትግራይና ኩሉ ዘይእግሞ የኔ ኣንደኛ👊❤
@KhadarMohamad
2 ай бұрын
ሀይ
@KhadarMohamad
2 ай бұрын
ሀይ
@birhanguesh
7 ай бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ትባህልናስ ምፅባቁ ወዲ ባቡ ጀግና ቀፅለሉ ኣጆኻ ብጣዕሚ ደስስስ,,,,,,,ዝብል ስራሕዩ ❤️🙏🙏🙏
@ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ
7 ай бұрын
ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ወዲ ባብዋይ❤❤❤💃💃💃
@ffbh9535
7 ай бұрын
ስይይይይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ኣሪየዋይ ሽኮር መክበሪ ባህሉ❤❤❤❤❤❤ኩርዕቲ እየ ብኣኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጎልዞምጀጋኑፈረ
7 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ማዓረይ ፅቡቅ ስራሕ😮😮😮😮 👌👌👌❤❤❤❤😘😘
@Samuel20258
7 ай бұрын
You are taking Traditional Tigrigna Music to a whole another level❤❤❤
@ንብዛሕንባዛሕ
7 ай бұрын
ሓደ ነገር ዝተመቸየኒ ተልዩ ድሕሪ ፆም ምዝርጋሓ እዩ ❤❤❤❤
@selamselam7736
7 ай бұрын
ወድ ባቡዋየ ካብ ስዴት ትምለስለኹ ኣብ መርዓአይ ከይትቃር 😎❤❤💐
@aaabbn1717
7 ай бұрын
አሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💖💖💖💖💖💘💘💘💘
@TesfayBeyene
7 ай бұрын
ሓሪፍ ስራሕ ብሮ ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ❤
@ፍሽኽታምስኩሉ
7 ай бұрын
ኣሜን ክቡራት ተጋርዋኒ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰
@GhdBhd-p4u
7 ай бұрын
ኣሜን 🙏
@selamselam7736
7 ай бұрын
ኣሜን ወለላዋ💗
@DaneilkahsayHagos
7 ай бұрын
Leakawun bro
@hadasDugom
7 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤
@selamselam7736
7 ай бұрын
ተጋሩ ፅርያት ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም💐💐
@اللالل-ل4ي
3 ай бұрын
TDF
@00-2du3zu6d
7 ай бұрын
ወድ ባቡ ዓይነይ ያኣኽ ዓሽሽሽሽሽሽሽሽ❤🎉❤🎉❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልል
@hayat9805
7 ай бұрын
ኣሠይ,ኣሠይ ወድ ባቡ መሐጎሲና👏👏👏👌👍
@liyatTigraweyti
7 ай бұрын
ፅብቅ ሰራሕ ወዲ ባቡ ❤😘
@Aronwedimegen-lh9ti
7 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ኢኺ ንኣምን ኣብድፋዕ ተወቂዓ እናበልዋስ ኣይኮንኩንያ ታንኪ ከቃፅል እየያ ተወቂዐ እስቲ ኣስታያየት
@gopromeme9620
7 ай бұрын
እዋው አንደኛ ዘፈን አቤት ወኔ እንደ ትግሬ ያለ ደስተኛ ሰራተኛ ሐቀኛ እግዳ ዎዳጅ ከዓለም የለም ይመቻቹህ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hailemaryamgebru165
7 ай бұрын
ይቅርታ በትግራይ ተጋሩ (ለብዙ)፣ ትግራዋይ(ለወንድ)፣ ትግራወይቲ (ለሴት) ነው ሚባለው ትግሬ የንቀት ኣጠራር ነው
@TrehsGelase
7 ай бұрын
ዋው ፅቡቅ ስራሕ እዩ ወዲ ባቡ 💖 ካብ ዝተፀበኩዎ ንላዕሊ
@Brihan-dl8pg
7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ወዲ ባቡ ተናፋቒ❤❤❤
@ሶሊናጓልቶምጀጋኑ
7 ай бұрын
ብደርፍኻ ገለ ተኾይነ ተሓታቲ ኢኻ ወዲ ባቡዋየ ጅግና ጥዑም ድምፂ ተፀልለኒ ኢኻ ብሰሩ❤❤❤❤❤
@اللالل-ف2ل
7 ай бұрын
ኣረ ዘይትድገም ንስካ እካ ወድ ወባቢ❤❤❤❤❤❤
@FgGg-ko6px
7 ай бұрын
ዋውውውውውው ትግራይ ማለት ዓለም ማለት እዩ ኣሰይይይ ደቂ ሪመይ❤❤❤💥💥💥
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
7 ай бұрын
ኣሰይይይይይይ ዝባህልናስ ክንደይ ደስስስ ይብል ተጋሩዋይ ብሩካት ዘርኢ ሰላምኩም ይብዛሕ🙏❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🥀🥀🌷🌷🌷🌷🥀🥀🥀
@zed8332
7 ай бұрын
አሰይይይይይይ ትጋሩዋይ ማዓረይ ፂሩይት ዓለም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ሰላምክ ይመለሰ ትግራይ ዓደይ❤❤ካብ ራያ ዘፈተወኩሙ ሓፋቱኩሙ❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💞💞💞💘💘💃
@Aነኝየደንግልማርያምልጅነ
7 ай бұрын
የኔ ዉዴ አንኳዕ ብሰላም ምፅአኻ❤❤❤
@معمير-ف6ث
7 ай бұрын
ወዲ ባቡ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ🙏❤ተጋሩ👌❤️❤
@haymigallwkro
7 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ፅሩያት ከም ማይ ንጉሆ ሰላምኩም ይብዘሐለይ ዕድለኛ እየ ካባኩም ምፍጣረይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@GiremawetHaile
3 ай бұрын
Wuuuuuu kemey deye fetewwwwww abileya eza derfi bi Malti 10 gize zekewun eye zesema ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@4764-g3d
6 ай бұрын
ትምኒት ኣብ ኩሉ ትግራዋይ ዘለኺ ኩላሀትና ንሀርፈኪ ንፈትወኪ ብልፅቲ ጥዉማት ደርፊኪ ❤❤❤❤
@TesakalgBerihu
7 ай бұрын
ወዲ ባቡ ዓይነይ❤💛😘😘😘😘😘
@EyuKal
7 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ወዲ ባቡ
@reallifestory947
Ай бұрын
I don’t understand the language but I love it ❤❤❤❤️❤️from Australia 😻
@BBC.Tigray
7 ай бұрын
ወድነይ ማዓረይ ጥዑም ልሳኑ
@melesudesalegn1701
7 ай бұрын
አኩሪ ባህል ከስብዕና ጋር ደመ ሙቅ ኢትዮጵያዊ ❤❤
@Gualweldu
7 ай бұрын
ብትግራዋይነትኩም ትሕበኑ እስቲ ላይክ ኣይንረስዕ ይበል ትባህልናስ ክንደይ ይጥዕም ደቅዓደይ ስላምን ፍቅርን ይምነየልኩም 😘❤😍💊💊💊💊
@مصطافسيد
7 ай бұрын
حبش
@GjvVhd
7 ай бұрын
እሰይ ፁሩያት
@AbdallaaMusaa-k9y
7 ай бұрын
T maree❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YrigaLiauli
6 ай бұрын
Were @@GjvVhd
@ኢየሩሰጋልትግራይጋልዞምጀ
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤@@مصطافسيد
@hdjf4
7 ай бұрын
ወዲ ባቡ ሽካር እንካዕ ዳሓን መፃካ ብሉፀይ❤🎉
@MickyMaraki
7 ай бұрын
Www ati
@kerkebedeley
7 ай бұрын
ባህልና ❤
@Araya.wedikeshi
7 ай бұрын
ዛወዲ ኬፍ ክትህበኒ መዓትያ ይበል ወደዓደይ መዓረይ
@tigrayrimey6418
7 ай бұрын
Great job! The performance of the dancers and actors, the video clip, melody, lyrics, and overall content were exceptional. The girls and boys delivered their roles brilliantly. Keep up the fantastic work! You scored 111+/100.
@Yemane-ux1kz
7 ай бұрын
ብጣእሚ ብሉፅ ስራሕ መንነትካ ባህልኻ እዩ ኸብሪ። ትግርኛ ዓለምኻዊ ስነጥበብ ንፍቅር ንሰላም ንዲፕሎማሲ ልኡል እዻም ኣለዎ ባህሊ ትግርኛ ይዐምብእ❤❤
@helugedam4775
7 ай бұрын
ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ኣጀካ ቀፅለሉ🥰🥰🥰
@ZfanKiros
7 ай бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃእካ ሓሪፍ ሰራሕ ❤❤
@rahwarahwa7436
7 ай бұрын
ምሳኻ እውን ምንባር እምበአ ወዲ ባቡ ጎይታ ባህሊ ❤️❤️💛💛
@Megabit-eo8gz
7 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ፁሩያት ❤❤❤❤❤❤
@مارياتش-ب6ش
3 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ የንየ ጅግና
@birhaneberihuabebe7476
7 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ባህላዊ ደርፊ
@Haben_Gebre4
7 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ሰሪሕኻ ፅቡቕ ድምፂ ኸኣ ቐፅሎ ⛰️❤️🎉
@MimimimiSamn
7 ай бұрын
yemechika zehwey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍😍😍😍😍
@GirmaLove-kp8xy
7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ወሳኒት ኣቤት እቲ ባህልና❤❤❤❤
@t.g824
7 ай бұрын
ዋዉ ወድ ባቡዋይ ጎይታ ላዛ እረ ትፍለ ኢካ እስካ የዒስ ይበል ፅፉፍ ስራሕ ታክወፆ ተመስገን እኳዕትግራወይቲ ገይርካ ፈጠርካኒ❤❤❤❤❤
@mahiyisak
7 ай бұрын
ይበል ወዲ ባቡ
@atsbhah1971
4 ай бұрын
ተጋዳላይ ሙቁር I always remember your live performance in Guya in front of Wedi Embeytey just before ወፍሪ ኣሉላ in Guya.
@Guvjchcuccy
7 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ፅቡቅ ስራሕ ወዱ ባቡ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bxbbx7087
7 ай бұрын
እንካዕ ዳሕና መፃእካ ወዲ ባቡ ሓወይ❤❤❤❤❤❤
@mekenetfilmproduction1744
7 ай бұрын
ትግራዋይ ኣብፀገም ኾነማቻ ወሳኒ እዩ❤❤❤
@GgGg-n5w9f
7 ай бұрын
ዋዉዉዉ ወዲ ባቡ❤
@hiritighebreselassie1546
7 ай бұрын
Asey 🎉Asey ❤🎉👏🌺👏🌺👏🌺❤️💛🎉🎉❤️💛
@amitkidin3595
7 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤
@tomastomi2055
7 ай бұрын
ናይዚ ከዚ እዋን ወሳኒት ደርፊ 👌👌👌
@Guaro_Media_
7 ай бұрын
ወዲ ባቡ ጽቡቅ ስራሕ እዩ። ቀጽለሉ
@ንብዛሕንባዛሕ
7 ай бұрын
እረ ይሞቺካ ወዲ ባቡ ንስካ እውን ኣይትድገምን ብ12 ስልኪ ላይክ ሂበካ ኣለኩ ኣታ ወናም ትግራዋይ❤❤❤
@TmnitTesfay-df2yx
7 ай бұрын
Aryeway ትግራይ ኣሕፈሮም ሓሓይለ ደቂ ዓደይ መዓረይ ❤
@KahsayReda
7 ай бұрын
ሓሪፍ ስራሕ ተጋርዋይ ታይ ክኮነልኩም ኣነስ ክንዳኩም❤❤
@fjz1093
7 ай бұрын
ተጋሩ ዓይነይ እኾ ትፍለዩ ኢኩም❤❤❤❤❤ኣይትድገሙን ብስሩ ንበሩማ⭐️☘️💋❤
@HelenFikadu-j5x
4 ай бұрын
Btaemi gebez Eka bahli adka tekbr bketslelu wedi babuuuuu❤❤❤❤❤❤
@meazamuruts7872
7 ай бұрын
ሰይ ተወንኩም ሰይ ትግርማኩም ደቂ ትግራይ መዓረይ❤❤❤❤❤❤
@Slamh-qv4gm
7 ай бұрын
ተጋሩ ወርቂ ❤❤ ማራ እየ ዝፈትወኩም
@negasiberhea1595
7 ай бұрын
አቤት ወኒ ይበል ሸናዕ ዩ በይ 👉♟️🎸🎻🎷🎺 ❤❤❤❤❤❤❤👈 ወዲ ባቦ ማንጁሰ ቀጽለሉ
@mmnn7763
27 күн бұрын
I'm from amhara I like Tigringna music yimechachihu❤❤❤❤🎉
@A.D.540
27 күн бұрын
Who cares
@FrewyniFrewyni
5 ай бұрын
ደስ በሃል
@sarontekle4642
7 ай бұрын
He is back 👀👀👀❤️❤️❤️❤️❤️
@Sarh-ke1sy
6 ай бұрын
Wawwwwwwww des bhali wedi babu shkor❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ftanegesgidey3926
7 ай бұрын
ብጣዕሚ ልገርም ስራሕ ኣሬ ሓወይ😍😍
@tesigekassa3423
7 ай бұрын
ናይ ባሐቂ ሰሪሔካያ! አንበሳ
@semayneshgebrehiwot7522
Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🤙🤙🤙🤙❤️❤️❤️❤️🤙
@ሊሊ_8ዐ
7 ай бұрын
እንኾዓ ብሰላም መፃኣኩም ሓሪፍ ስራሕ🥰🥰😍
@ማሾጓልትግራይ-አ9ሐ
7 ай бұрын
ወዲ ባብ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤
@MebrhitGidey-hg8qw
6 ай бұрын
😊
@MekdiDerbew
7 ай бұрын
አነ ናይጥበብ ንጉስ እለካ አለኹ ጀግና ወድባቡ ብፃየይ ከማየ ደጋግሙ ዝሰምዓስ ኣሎዶ ኸዉን
@TslltiBTDF
7 ай бұрын
❤❤❤❤ኣሰይ ወዲ ባቡየ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ዝበለፀትን ዝመቀረት እያ ንባህልና ትገልፅ ቀፅለሉ ወዲ ህዝቢ ጅግና🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤እና ተጋሩዋይ.ናዞም ቡሉፃት ከየንትና ❤❤❤❤❤❤❤ነበረታተዐዮም ኣጀካ ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
6:56
New Traditional Tigrigna Music 2024 | መን ስኢሉኪ፧ | | ብ ፍስሃ ሃይላይ ( Wedi Tsehay ) | by Fiseha Hailay
Adulis Natna
Рет қаралды 1,3 МЛН
16:55
Sify Sify | ስፍይ ስፍይ - Teklehaymanot Kinfe - New Tigrigna music - New Tigrigna music 2024
Shro Entertainment
Рет қаралды 3,5 МЛН
27:49
МАҒАН НАЗАР АУДАРЛАР | bayGUYS | 26 шығарылым
bayGUYS
Рет қаралды 1,2 МЛН
1:01
Challenge CR7 people try the impossible-to-do Cristiano challenge 2m68😱😳⚽️
dimerci tv
Рет қаралды 134 МЛН
0:33
Нужно переименовать Петропавловск в Кызылжар?
AIRAN
Рет қаралды 457 М.
1:27:35
Маусымашар-2023 / Гала-концерт / АТУ қоштасу
Jaidarman OFFICIAL / JCI
Рет қаралды 390 М.
10:44
Fekerete Kassahun ፍቅርተካሳሁን-(ስላዳሬ)New Ethiopian music2024 (official video)
Borkena Tube
Рет қаралды 204 М.
5:57
Aregawi Tesfay (Wedi Babu)"ሙድ ኣይትሓዚ" ኣረጋዊ ተስፋይ ሓዱሽ ትግርኛ ደርፊ 2015 New Tigrigna Traditional Music 2023
Suzan Multimedia
Рет қаралды 7 МЛН
10:37
Milaw Tesfay (Naeda) ሚላው ተስፋይ (ናእዳ) New Tigrigna Music 2023 (Official Video)
Liham Melody
Рет қаралды 4,2 МЛН
8:04
Tesfay Birhane Wedi-40 (ተስፋይ ብርሃነ ወዲ-40) New Tigrigna Caltural Song 2024
ኣርሆታይ ኢንተርተይመንት / arhotay entertainment
Рет қаралды 892 М.
8:00
Seble Kahsay - Magalwa -ሰብለ ካሕሳይ - ማጋልዋ - New Ethiopian Raya music 2024 (Official Video)
Nahom Records Inc
Рет қаралды 4,8 МЛН
6:26
Gebrehiwet Gebremaryam(mrach) Guramayle -ገ/ሂወት ገ/ማርያም(ምራጭ) ጉራማይለ New Tigrigna Music 2024
Suba Entertainment
Рет қаралды 4,5 МЛН
12:00
Maekele Fsehaye -ክልቲኦም ማና /Kltiom Mana/ New Eritrean Wedding Music 2022
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 1,9 МЛН
6:47
ሳሚኤል ተስፉ - ሰብ ግበርኒ | Samuel Tesfu - Seb Gberni - New Traditional Tigrigna Music | Official Video
Lele Entertainment
Рет қаралды 3,3 МЛН
7:30
Ethiopian Music : Tsigabu Teshale Shambel (ሻምበል) New Ethiopian Tigrigna Music 2019 (Official Video)
Waliya Entertainment
Рет қаралды 4 МЛН
8:20
ብርሃነ ገብሩ-ሰብ ሙንጉዳ/Birhane Gebru(wedi Gebru)-Seb munguda-New Traditional Tigrigna Music 2024
Hello Entertainment
Рет қаралды 913 М.
27:49
МАҒАН НАЗАР АУДАРЛАР | bayGUYS | 26 шығарылым
bayGUYS
Рет қаралды 1,2 МЛН